ATV: መግለፂ ቅዋም ኣብ ራብዓይ ዘመን መበል 35 ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ከተማ መቐለ-16 ጥሪ 2017 ዓ/ም

  Рет қаралды 2,593

ATV asena

ATV asena

Күн бұрын

Пікірлер: 11
@michaelkidane6578
@michaelkidane6578 Күн бұрын
Welcome our beloved hero GOD bless you 🙏
@toyotaw2500
@toyotaw2500 Күн бұрын
እዚ ክሉ አኼባ እዚ ክሉ አንጻር ግዝያዊ መንግስቲ ሰላም የምጽእ ዶ ትብል??
@agag2201
@agag2201 Күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@salamb9556
@salamb9556 23 сағат бұрын
ህዝቢ ትግራይ ይስዕር❤️🌺
@حقوسوديقشي
@حقوسوديقشي 15 сағат бұрын
💪💪💪
@HaileslassieHadgu
@HaileslassieHadgu 22 сағат бұрын
እዚ ብሰራዊት ትግራይ ወፅዩ እንዮ መግለፂ ብጣዕሚ ፅቡቅ እዩ :: ሰራዊት ትግራይ ውሕስ ህዝቢ ትግራይ እዩ ::እታ እንኮ ሂወቱ ዝሰወአ እዩ :: ስለዚ መሬትና ብህፁፅ ከምለስ ዝተፋናቀለ ህዝብና ናብ መረበቱ ክምለስ እንተኸይኑ ሰራዊትና ሓደ ከይኑ ህዝቡ ብምትሐብባር ዝኮነ ንህዝቢ ናብ ሓደጋ ዘእቱ ሓይሊ እንተሃልዩ ኣደብ ከትሕዞ ይግባእ ::ህዝቢ ትግራይ መን ከምዝጠቅሞ ጠንቂቁ ይፈልጥ እዩ ዓሻ አይኮነን ::ካብ ህዝቢ ድልየት ወፃኢ አነየዝፈልጠልካ ዝበሃል ነገር ጠጠው ክብል ኣለዎ :: ስልጣን ናይ ህዝቢ ምኻኑ ክእመን አለዎ :: በዓል ዋና ስልጣን ህዝቢ ትግራይ እዩ :: እቲ ወሳናይ ናይ ህዝቢ ሓድነት ካብ ጫፍ ክሳብ ጫፍ ሓድነቱ አጠንኪሩ ክቃለስ አለዎ :: ህዝቢ ነባራይ እዩ መሪሕነት ግን ነባራይ ኣይኮነን :: መሪሕ ብህዝቢ ተአማንነት እንተረኺቡ ይምረፅ ይቕፅል ብህዝቢ ተቐባልነት እንተስኢኑ ግን ዘወር ክብል እዩ ዝግበኦ :: ንህዝቡ ካብ ሓደጋ ዘየውፅእ መሪህ መሪሕ ክበሃል ኣይኽእልን :: ናይ ፀላእቱ ሽርሒ ዘየምክን መሪሕ መሪሕ አይኮነን ::
@WoldeM-jf9yc
@WoldeM-jf9yc 14 сағат бұрын
What we learned from these women?denkoro!
@KifleTesema-c1h
@KifleTesema-c1h 19 сағат бұрын
የትግራይ ህዝብ ህወሓት የማስጤችሁ ተከተሉእጅግ መጥቶቧችሁዋል ዶክተሩኝ ተከተሉ
@tesfamariamgerzgher5277
@tesfamariamgerzgher5277 Күн бұрын
👍👍👍💪💪💪🤝🤝🤝
@tigrayplea5385
@tigrayplea5385 13 сағат бұрын
😫😫😫😫😫😫😫😫😫 ህገመንግስቲ ዘይፈልጥ ፓሊስ መሳርሕቲ ውልቀ መላኺ , ክባረር ኣለዎ
@filmon-g4v
@filmon-g4v Күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
“Don’t stop the chances.”
00:44
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 62 МЛН
መክፈቲ መደብ ብሄራዊ ኮንፈረንስ ውድብ ህወሓት
37:14
Brakhe Show -ብራኸ ሾው
Рет қаралды 20 М.