ATV: ምኽትል ኣቦ መንበር ውድብ ህውሓት ተጋዳላይ ኣማኑኤል ኣሰፋ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣመልኪቱ ዝሃቦ መብርሂ

  Рет қаралды 11,308

ATV asena

ATV asena

Күн бұрын

Пікірлер: 56
@workehagos4663
@workehagos4663 3 күн бұрын
Aayte Amanuel Asefa! You are what Tigray needs! I have no words to express to you! All I can say is Thank you! 🙏🏼💖💖💖💖💖
@ZeresenanayT
@ZeresenanayT 2 күн бұрын
ነወሒ ዕድመን ዓወትን ንህወሓት ህወሓት መሪሕ ህዝቢ ትግራይ እያ ዕምዝበለ ይታሓጎም ዕንወት ነኸዳዓተን ዑሱባት።
@unknownUnknown-lv9gb
@unknownUnknown-lv9gb 2 күн бұрын
ህዝባዊ ወያነ አርነት ትግራይ ይዕወት
@Mehamed-lw8jc
@Mehamed-lw8jc 3 күн бұрын
We,support TPLF !
@ሃገረትግራይ-ገ7ኘ
@ሃገረትግራይ-ገ7ኘ 2 күн бұрын
ህውሓት❤❤
@KidaneWoldemichael-j4i
@KidaneWoldemichael-j4i 2 күн бұрын
Good job ሕወሓት thank you very much
@AliTadesse-p1i
@AliTadesse-p1i 3 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@NegashGebremedhin
@NegashGebremedhin 2 күн бұрын
ብጣዕሚ ግልፅን ግልፅን ሓሳባት እዩ ተጋዳላይ ኣማንኤል ቀፅሉሉ በርትዑ ህወሓት ውላድ ህዝቢ ትግራይ እያ ኣድሕኑዋ እንተዙይኮይኑ ህወሓት ከፍርስ ዝጎዩ ዘለዉ ሰባት ይኹኑ ግለሰባት ፀሊም ታሪኽ ክገድፉ እዮም ከይርሳዕ ከይድገም ብዘይ ንሕስያ ክንቃለሶም ይግባእ Long live TPLF
@MebrahtuAsefa-z7f
@MebrahtuAsefa-z7f 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤ ህዋሓት በርትዑ
@unknownUnknown-lv9gb
@unknownUnknown-lv9gb 2 күн бұрын
ጅግና አማኑኤል አሰፋ ደስ ዝብል አገላልፃ ህውሓት ንቅድሚት
@TeameBerhe-r4z
@TeameBerhe-r4z 2 күн бұрын
ኣቤት ኣመል ከዚዉን " እንክሊሎ " ሓንቲ ኣሜ ዝበላ ሓቂ ኣላ " ደረቓት ኢና ብኣኣ ፍሉጣት ኢና ::
@eyersalemgebregergs3583
@eyersalemgebregergs3583 2 күн бұрын
ኣንበሳ ኣማኑኤል ቀጽለሉ
@hfdhdr7675
@hfdhdr7675 3 күн бұрын
🇻🇳💪🇻🇳💪🇻🇳🥰🥰🥰❤❤❤❤
@hfdhdr7675
@hfdhdr7675 3 күн бұрын
🙏🙏🙏❤❤❤❤🤧🤧
@letchalemu6831
@letchalemu6831 3 күн бұрын
❤❤🎉🎉❤❤❤❤❤
@tesfakirosmirach3948
@tesfakirosmirach3948 2 күн бұрын
ትማሊ ሎሚ ፅባሕ TPLF መሪሕ ውድብ ህዝቢ ትግራይ !
@TsigeZemaryam
@TsigeZemaryam 3 күн бұрын
ክቡርተጋዳላይ ኣማኒኤል ናይፀልማት ውንተባሂሉ እዮ ካብባንዳ ካሊእ ኣይንፅበን ውድብና ግንጠንክሩ ህዝብና ናብመረበቱ ክምለስ ስሩሑ ሓደራ
@Gyoutubeme
@Gyoutubeme 2 күн бұрын
Thank you for your excellent explanation ❤❤❤❤
@tegryohafte2933
@tegryohafte2933 2 күн бұрын
ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ቅሰኑ ኣብጎንኹም ኣለና ካባኹም ዝሓሸ ኣይረኣናን ቦራዕራዕ ቦሎኽ ቦሎኽ ተዘይኮነን ቁምነር ዘለወን ውድባት የለዋን
@ZekielMalik-p9q
@ZekielMalik-p9q 2 күн бұрын
👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@yayeshFitala-x8k
@yayeshFitala-x8k 3 күн бұрын
❤❤❤❤
@azmeratesfay6273
@azmeratesfay6273 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@almazyehdego4802
@almazyehdego4802 2 күн бұрын
🎉❤️🎉❤️🎉❤️🎉❤️🎉❤️🎉❤️🎉❤️
@Light51178
@Light51178 3 күн бұрын
ይብጻሕ ናብዚ ናይ ሎሚ ጊታቸው ዊስኪ!!! ኣብዚ እኒሀ ዘረባ!!! ከም ህፃን ቆልዓ፡ ትግራይ ሓሚስካያ፥ ኣራት ኪሎ/ኣዋሳ መንገዲ ማይ ጌርካያ።
@MebrahtuAsefa-z7f
@MebrahtuAsefa-z7f 2 күн бұрын
አታ በጃኹም እዚ ሰካራም አውርድኩም ደርቢዎ ዝጠጃም ክሸጠና እዩ ምስ ሰኸረ
@aronyonas7563
@aronyonas7563 2 күн бұрын
ግንባሩ ክፈርስ እዩ እዚ ወሎየ ትግራዋይ አይኮነንን ዋላ ፃድቃን ሽም ተጋሩ እንዳተሽከሙ ተመሳሰሲሎም ኩሎም ሞት አንጭዋ እዩ እድ ሎም ፅግእተኛ 😂
@KidaneWoldemichael-j4i
@KidaneWoldemichael-j4i 2 күн бұрын
ጎሪጥ (ብጎቦ ዓይኒ ምጥማት ) ማለት እዩ
@GetachewTsegay-y4y
@GetachewTsegay-y4y 2 күн бұрын
ይብል ይብል
@aronyonas7563
@aronyonas7563 2 күн бұрын
The king of TIGGER TIGRYANS TPLF❤ The king of TIGGER TIGRYANS TDF❤ Absolutely regardless genius tough faster fighter in the world our king GENERALS CONICALS long live state TIGGER TIGRYANS TIGRAY period❤❤❤ ብቅልፅምና ብቅልፅምና ብቅልፅምና❤
@eyersalemgebregergs3583
@eyersalemgebregergs3583 2 күн бұрын
ትኽክል ኣለኻ
@Azeb1782
@Azeb1782 2 күн бұрын
አዝዩ ብሩህ መግለጺ 👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯 ገታችው ዐቢዱ ክድዓት ናይ ክድዓት ጥልመት ። ገታቸው ሓሚሙ አሎ ክሳብ ሕጂ አባል ሕውሓት ኮይኑ ተዊኪሉስ ፕረቶርያ ኸይዱ ገታቸው ዝብሎንምጣፋአ ትግራይ ጥራይዩ ተውኪሉ ዘሎ። ዘጸልልዩ ትማሊ ሕውሓት ሎሚ አብይ ተቐይሩ ገታቸው ህውሓት ከም ዘይነበረ አቲ ጉጅለ አንዳበለ ይዛረብ።
@teshemekidane2302
@teshemekidane2302 2 күн бұрын
እዚ ዝበልካዮ 'ግዝያዊ መንግስቲ' ክትሰቕሎ እምበር ከተውርዶ ዘይትኽእል !!!!! ብኢደወነኑ ዒጭ ሓንፈፍኩ ኢሉ ካብ ን ህወሓት ንብልጽግና ይቐርብ!!!!
@teweldezewde5742
@teweldezewde5742 2 күн бұрын
ብሓደራ ዝተረከብካዮ ንሰብ ሕድሪ ጠሊምካ ክትውንኖ ምፍታን ስስዐን ቅጥፈትን'ዩ። ቮድካቸው ተሓጺብካ ናብጭቃ? ውርደትዩ ካብዚ የድሕነና።😭😭😭😭
@TeameBerhe-r4z
@TeameBerhe-r4z 2 күн бұрын
ኣቤት ኣመል ከዚዉን " እንክሊሎ " ሓንቲ ኣሜ ዝበላ ሓቂ ኣላ " ደረቓት ኢና ብኣኣ ፍሉጣት ኢና ::
@Yohannes.alem123
@Yohannes.alem123 2 күн бұрын
ሓሰውቲ መፅልዕቲ ብህቢ ስም ዝተሸቅጡ ቀጠፍቲ ኢኩም ስልጣን ስልጣን
@HailayGebretsadik
@HailayGebretsadik 2 күн бұрын
ምክርቤታት መንግስት እዮን ኢንድህር እልኻ ክልተ መንግሥትቲ አሎ ማለትካ ድዩ ንበስበሰ አተሀሳስባ፡ ህወሀት ና network አተሀሳስባ እዩ
@TeameBerhe-r4z
@TeameBerhe-r4z 2 күн бұрын
ጉባኤ 14 ዉዕሊ ፕሩተርያ ሃደሽደሽ ኢሉ :: ምኽንያቱ ሕገ መንግስትን ስልጣን መረፃ ቦርድ ጤሒሱ መፂምዎ :: እዚ ሕቶ ንኹሉ መእሰሪ እዩ ብቐጥታ መልስ ???
@WIZBiniboy
@WIZBiniboy 2 күн бұрын
ህዉሓት እንተሃልያ ዉዕል ፕሪቶርያ ሙልእ ብመሉእ ይትግብር ህዉሓት እንተፈሪሳ ድማ ዉዕል ፕሪቶርያ ትፈርሰ ኣላ እዚ ማለት ድማ ናይ ዉዕል ፕሪቶርያ ህዉሓት ተከፈሊት እያ። ሰለዚ ፅላኣትና ድማ ህዉሓት ኣፈረሰካ ዉዕል ፕሪቶርያ ሃድሸ ድሸ ከምዝብል ይገብሩ ኣለዎ እነ ባዓል ቮድካቸዉ ረዳ ሰለዚ ጌታቸዉ ረዳ ብቲ ብቲ ዝገበሮ ገብነት ናይ መረሸንቲ ሰጉምቲ ክዉሰዶ ኣለዎ ደሓር ኩላ ሌባ ባዓል ፃድቃን ብሕጊ ክትግዛእ እያ።ሰለዚ ህዉሓት ንጌታቸዉ ረዳ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ክትርሸኖ ኣለካ። ባንዳ ኣሲርካ ቀፂዒካ ኣይኮንን ሓንቲ ንሓዋሩ ክጠፈእ ኣለዎ።
@BerhaneTewelde-u7j
@BerhaneTewelde-u7j 2 күн бұрын
ባዕልኹም ኩናት ጀሚርኩ ሕጂ ዶ ይሐይሽ አዉያት
@eyobyat
@eyobyat 2 күн бұрын
ኤጭ!
@bu12-_
@bu12-_ 2 күн бұрын
ፍልጠት ዓቅሚ ህወሓት ህዝባዊነት ህዙቢ ትግራይ አበይ ይረኽቦ አብ ኢትዩጵያ ህዝቢ ዝጥርንፍ መሪሕ ሰኢኑ ይምት ይብተንሎ ህዝብና ዕድለኛ ኢኻ ሳላ ውድብኻ አይትድፈርን
@unknownUnknown-lv9gb
@unknownUnknown-lv9gb 2 күн бұрын
ጅግና አማኒኤል
@kirosgebre1405
@kirosgebre1405 2 күн бұрын
ሰፍከራ ግርም ኣብ ክንዲ በባዕልኻ ምስምማዕ ኣብዩ ወይ ኢሰያስ ምስ መፁ ናብ እንዳባሕጎኻ ምሕባእ
@ZeresenanayT
@ZeresenanayT 2 күн бұрын
ገታቸው ረዳ እዚ ከርሳም ሰካራም በፍፁም ትግራይ ክመረሕ ዓቅምን ሞራልን የቡሉን ንሱ ሰበይትን መስተኖ ይምራሕ እዚ እንስሳ🌚🌚🌚🌚🌚🌚🌚🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤
@SALAMANSALMAN-gx4cw
@SALAMANSALMAN-gx4cw 2 күн бұрын
ዉድብ ሒዋሓት ዘለዋ ፀገማ ቀርፋ ተማዛብልቲ አበ ቸንዳን ፈቆዶ ግራብቲ ሃገራት ዝመቱን ዝጋላቱዒን ዘለዉ ህዝብና ክምለሱ አለዋም
@WIZBiniboy
@WIZBiniboy 2 күн бұрын
ተመዛብልቲ ንከይመለሰ እማ ድንቆሮ ጌታቸዉ ረዳ ይሕምሳ ኣሎ ምሰ ፃድቃን ኮይኑ ሰለዚ ኩላካ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ጎኒ ህዉሓት ኮንካ ንዞም ዘይሕጋዊ ግምት ኣብ ትሕቲ መሬት ኣእቲካ ህዝብካ እነ መሬትካ አዉሕሰ ሰለዚ ኩላና ተጋሩ ኣብ ጎኒ ህዉሓት ንኩን ምሰቲ ሕጋዊ ጉባኤ ዘካይድ።
@unknownUnknown-lv9gb
@unknownUnknown-lv9gb 2 күн бұрын
ገታቸው ረዳ ጫት በሊዑ ድዩ ዓበድበድ እናበለ ዝዛረብ??
@Isaias--gk
@Isaias--gk 3 күн бұрын
ማይ ምስ ወቕዐ ናብ በዓቲ..... ሓደ ኢኹም. ኸንቱ ትዉልዲ
@woinshetkassaye7174
@woinshetkassaye7174 3 күн бұрын
ናትካ ዘይትገብር ሻዕቢያ ዋኺድ። ትግራይ ይሕመቅ ይፀብቅ ከምዚ ዛአመሰለ መድረኻት አሎና። ንስኹም ከ? አብ ስደት ፋህ ጭንግራህ ኢልኩም አብ በረድን ቁርን ተኾርሚኹም አብ ትግራይ እንታይ ተገበረ ኢልኩም ክትቋመቱ ፀሐይ አሪባትኩም። ትግራይ ንቅድሚት❤
@SupperBoy-p3j
@SupperBoy-p3j 2 күн бұрын
ተስፋ እንደቆራጣቹ ታስታውቃላቹ።
@WIZBiniboy
@WIZBiniboy 2 күн бұрын
🐴🐴
@eyobyat
@eyobyat 2 күн бұрын
ዘመዶችህ "በበላይነሽ አመዴ" መከራ እያዩ አንተ የትግራይ ዲሞክራቲክ ትግል ውስጥ በአጥር ታንጯልቃለህ:: ከንቱ።
@abebaabraha726
@abebaabraha726 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@eyersalemgebregergs3583
@eyersalemgebregergs3583 2 күн бұрын
ኣንበሳ ኣማኑኤል ቀጽለሉ
Farmer narrowly escapes tiger attack
00:20
CTV News
Рет қаралды 13 МЛН
What type of pedestrian are you?😄 #tiktok #elsarca
00:28
Elsa Arca
Рет қаралды 38 МЛН
ኣልኮላዊ መስተ - ሓድሽ ሕክምናዊ ሓበሬታ
19:11
Dr. Sharon Woldu
Рет қаралды 20 М.
ጽንዓት ድራማ ፊልም | TsnAt - full movie, ERi-TV, Eritrea
2:15:17
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 604 М.