Atv Asena Live - ዘበነ ህግደፍ፡ `እንተዘይከተትካ ትእሰር፡ እንተኸተትካ ዲጋ ትወፍር` / ኮኾብ ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ ኣርእስተ ዜና ዓለም ኮይኑ

  Рет қаралды 10,480

ATV asena

ATV asena

Күн бұрын

Atv Asena Live - ኣብ ዘበነ ህግደፍ፡ `እንተዘይከተትካ ትእሰር - እንተኸተትካ ዲጋ ትወፍር` / ኮኾብ ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ ኣርእስተ ዜና ዓለም ኮይኑ

Пікірлер: 22
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 3 ай бұрын
ኢሳያስ ውልቀ መላኺ ክኸዉን ኣይበቅዕን እዩ ግን ከኣ ብስነ ልቦናዊ ሕማም ዝሳቐ ዘሎ ሰብ እዩ። ዕላምኡ ከኣ ንህዝቢ ኣደናጊርካን ኣደንቂርካ ብጭካነ ኣብ ስልጣን ምጽናሕ ጥራሕ'ዩ። ንሱ ብስነ ልቦናዊ ሕማም ዝሳቐ ዘሎ psychopath ጥራሕ ዘይኮነ ብስቓይ ኤርትራውያን እውን ሩፍታ ዝስምዖ saddist እዩ። ህዝቢ ኤርትራ በዚ ሕሙም ፍጥረት እዩ ዝምራሕ ዘሎ: ዉልቀ መላኺ እናበልኩም ኣይተታዓባብዩዎ:: ንኹሉ ኣካይድኡን ዘረባታቱን ብክኢላታት ስነ ኣእሙሮን ክጽናዕን ክትንተንን እዩ ዝግባእ።
@ወዲኣይተ
@ወዲኣይተ 3 ай бұрын
ደርጊ አቲ ፋሽሽቲ ንብሎ ዝነበርና እካ ክዕሶ ኣግሪ ፣ቀድ ድም ሽግለታ፣ ቦክስ ጉስጢ፣ ክዕሶ ስኺዔት ቦሊቮል ኣትለቲክስ ክሳብ ናይ ጠረፐዛ ተኒስ ናይ አኢድ ክዕሶ ከይተረፈ ተወስኵዎ ብግበኡ ኣብ አርትራ የካይድ ነሩ ብዙሓት ታለንት የርከቡ ነሮም ክሳብ ኦሎምፒክ ዝሳተፉ። ሻዕብያ ኣትዮም 91 ኣዘዩ ተስፋ ዝነበሮ ስፖርት ናብ ምድኻም ናብ ኣሰሩ ምጥፍ ብመደብ ተታሓዞሞ ፣ካብዚ ኹኡሉ ማሕለኻ ሰጊሩ አርትራዊ ቢኒ ግርማይ ናይ ዓለምና ስዩማት ተቀዳድምቲ ስዒሩ ታሪኻዊ ንዝላለም ዝነቢር ዓወትኣመዝጊቡ ስሙ ፣ስም ሃገሩ ስም ኣህጉሩ ፈላማይ ታሪኻዊት ዕለት ሰዩማይ ጎብለል Tour di France ሓውና ጅግና ተስፋ ሂብካዮ ንኩሉ ጸሊም ወዳን ጉላን ኣፍሪቃውያን ብፍላይ ነዚ ኣዘዩ ዝተበደለ ዝደምየ ልቡ ሕዝቢ አርትራ ዓቢ ተስፋ አዩ ሓድነት ስምረትን ድማ የፈጥር ዮሃና ንኩላትና ቀጻሊ ሙሉአ ጥዕናን ሰላምን ዓወተን የምነይልካ💙🌿🥇
@michaeltekle66
@michaeltekle66 3 ай бұрын
አማኑኤል ኢያሱ ከም ሐበሬታ ከተቕርባ ደልየ ዘለኹ ነብንያም ግርማይ ብዝገብሮ ናይጥእና ክንክን ብወጻእተኛ ሐኻይም ክእለ ከምዘለዎ እንተደድአ አብ ዓዱ መጺኡ ክሕከምእየ ዝብል ኮይኑ ከም ምዓል ሃይለ ምሕጹን ዝአመሰሉ ሐይሊ ዝህብ ከኒና ክንበካ ኢሎም ከየጥፍዘዎ ምኽሪ ሃበለይ
@OgbaiZera
@OgbaiZera 3 ай бұрын
❤❤❤
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 3 ай бұрын
ኤማ ሓውና እቲ ዲጋኮ ብሓንቲ ማይ እዩ ሃዶሽዶሽ ኢሉ ዝፈርስ ፈጺሙ ማይ ዝብሃል ኣየዕቁርንዩ፡ ንስለ ክደኽሙን ንምቁፃሮምን ክጥዕሞን ኢሉ እዩ ክትሰርሑ ኢኹም ኢሉ ዝእክቦም።
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 3 ай бұрын
ህግደፈ ማለት ሕስረት ጥሜት ሰደት ወርደት ድርቀት ዓጸቦ ዱንቁርና ከርት ድክነት ሙስሊይነት ሓዘን ኩሉ ኩፈእ ነገራት ዝከበርካ ኤረትራዊ ንንቃሕ ነ
@WendyFG39
@WendyFG39 3 ай бұрын
Kullom yegdef. Egzherr yeggestxsommm. Amen 🙏.
@teametesfazion8190
@teametesfazion8190 3 ай бұрын
Senfelal juho regxu regitu axu atahaza eusurn thtieu hizu zesakyom entay geberuwo seb futurat eyom
@teametesfazion8190
@teametesfazion8190 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ hji da wala mrcha wun knawet eina 😂😂
@hfdhdr7675
@hfdhdr7675 3 ай бұрын
🙏💙💙💔
@THEVOICEOFTHEVOICE-pk2px
@THEVOICEOFTHEVOICE-pk2px 3 ай бұрын
Being able to engage in dialogue with others is an important tool for peacefully resolving conflicts at every level: political, societal, and personal. The ability to interact respectfully with other people despite different backgrounds, beliefs, and opinions is essential for peaceful coexistence. I wish them for the best outcome.
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 3 ай бұрын
ኤማ 👍🩵🩵🩵🎉🎉
@YosefTsehay
@YosefTsehay 3 ай бұрын
Ezi resah dictator kem dlayu y afr mknyatu ktur n eqet hzbi eritrea
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 3 ай бұрын
@ghenetwoldeiesusmenghistu3330
@ghenetwoldeiesusmenghistu3330 3 ай бұрын
💙💙💙🙏💙💙💙
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 3 ай бұрын
Simple and clear Beteweded is a true Eritrean hero:: the evil old men dictator issias is Ethiopian::
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 2 ай бұрын
ተኣሲካከ ትወጽእ ምውጻከ ኣሎ ድዩ ትስክል ወይ ትቕተል ክትብል ዲኻ፧
@tesfomasmelash9587
@tesfomasmelash9587 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@teametesfazion8190
@teametesfazion8190 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@YosefTsehay
@YosefTsehay 3 ай бұрын
Nska denqoro hmum kelbi ika zmotka hgi aymewtn eyu hluw muwut seb
The joker favorite#joker  #shorts
00:15
Untitled Joker
Рет қаралды 30 МЛН
哈哈大家为了进去也是想尽办法!#火影忍者 #佐助 #家庭
00:33
إخفاء الطعام سرًا تحت الطاولة للتناول لاحقًا 😏🍽️
00:28
حرف إبداعية للمنزل في 5 دقائق
Рет қаралды 35 МЛН
哈莉奎因怎么变骷髅了#小丑 #shorts
00:19
好人小丑
Рет қаралды 54 МЛН
EMS Eletawi የአደባባይ ግድያና የዘፈቀደ እስር Wed 02 Oct 2024
EMS (Ethiopian Media Services)
Рет қаралды 1,4 М.
The joker favorite#joker  #shorts
00:15
Untitled Joker
Рет қаралды 30 МЛН