ATV: ካብ ሓለዋ ሰውራ - ክሳብ ኣስመራ : ኣዘንቲኻ ዘይውዳእ ግፍዓዊ ውዲታት ቤትማእሰርቲ ህግደፍዝርርብ ምስ መርማሪ ነበር ተጋዳላይ ስዒድ ሳልሕ

  Рет қаралды 24,641

ATV asena

ATV asena

Күн бұрын

Пікірлер: 58
@yifdeatbaraki2051
@yifdeatbaraki2051 Ай бұрын
😢 ተካል ዛንታ! ከላእ ትስመዓዮ! ሹክረን ሕውየ ስዒድ! ረቢ ምስልካ ልግባእ!
@True-heros
@True-heros Ай бұрын
ዓሕ ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን። ሕጂ ደኣ ብደለይቲ ፍትሒ ኣዚ ቆንቃን ግብረሰዶም ሰንከልከል ኢሉ ኣሎ ኣምላክ ኣንተዘይወሲድዎ ከኣ ከነርክበሉ ኢና።
@OgbaiZera
@OgbaiZera Ай бұрын
ሰላም ኣሰና ንነዊሕ ግዜ ደሃዩ ዘይነበርና ሎሚ ብምቕራብካ እንካዕ ድሓን መጻኻ ክብሎ እፈቱ። ተባዕ ሞክሲ እቲ ጅግና ስዉእ ስዒድ ሳልሕ ናይ ጅብሃ ኣዘካኪሩና። ኩሎም እነ ዝፈልጦም ስዒድ ሳልሕ ዘስማቶም ጀጋኑ እዮም። ስም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ ከም ዝባሃል። ታሪክ ስዒድ ሳልሕ ኤርትራውያን ግሩማት ጽቡቓት፡ ኣጋብዝ ተባዓት ኮይኖም በታ ንእሽቶ ትዕዝብተይ ክብ ዝበለ ቦታ ይርእዮም ናይ ኣጋጣሚዶ ይከውን? ኣማንኤል ዘስማቶም ብዙሓት ጀጋናውን ብምዕዛበይ ይገርመኒ። እንካዕ ድሓን መጻካ ስዒዶም። ንኣብርክቶካ ተሞክሮካ ኣብ ኣሰና ኣማንኤል ምቅራብካ ብዙሕ ነመስግነኩም ዕድመን ጥዕናን ንምነየልኩ።
@YosefTsehay
@YosefTsehay Ай бұрын
Atum sebat layk Ser gberu ente wuhade hade milyon sebat kriiwon ksemun ygbae
@ghebremedhinzerai8053
@ghebremedhinzerai8053 Ай бұрын
ምሰ ደርጊ ክተወዳድሮሰ ይትረፍ መዘና የብሉን ምሰ ክፍሊ ህዝቢ አብ ጸሎት ተራኺብ ነስመራ ንምለ ክንምለስ ከለና አብ ብሎኮ ኪዱ ጥራሕ ምሰሕዋትኩም ከምዝወዓልኩም ንፈልጥ ኢና ኢሎም ከይፈተሹና አብ ካልሰና አድጊ ምሰ ሃለለ ዝብል መጽሔት ሒዝና አቲና አበሰመሪ አብ መናድቅ ንልጥፎ ክንብል ክንብል ሐደ ይተሐዝ ሰምበል ይእሰር እቶም ዝተረፍና ሃዲምና ንመዳ ወጺና አቲ ዝተአሰረውን ካብ ሰንበል ብጀብሃ ወጺኡ ሱዑዲ ከይዱ ሰለዚ ግዜ ደርጊ ይኹን ሃይለሰላሰ ምሰዚ ናይ ውልቀመላኺ ሰማይን ምድርንዩ አብዝኾነ ሃገር ከምዚ ተሰሚዑ አይፈለጥን
@62Amanuel
@62Amanuel Ай бұрын
Now I know that we’re dealing with a devil. Hope our brother write a book about it in detail. Thank you!!
@abdelamuhammad5054
@abdelamuhammad5054 Ай бұрын
We never forget you .Idris mohamedali, you are always at the heart of all victims
@YosefTsehay
@YosefTsehay Ай бұрын
Eway gud hagerey
@tomasmogos6239
@tomasmogos6239 Ай бұрын
ናይ ወዲ መድህን በራድ ነገር ኩሉ ዘገርም'ዩ!
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 Ай бұрын
እዚኮ'ዩ ጸገምና! ስለምንታይ ነዚ ጉዳይ ንኢሰያስ ጥራይ ኣሰኪምካዮ!? እቲ ውድብ ብጠቕላላ ፋሽሽታዊ ውድብ'ዩ ነይሩ። እቲ ዝተሰውአ ተራ ተጋዳላይ ከኣ ግዳይ ብምዃን ንብላሽ ጠፊኡ። እዚዩ እቲ ሓቂ።
@tomasmogos6239
@tomasmogos6239 Ай бұрын
@@woldaislassie2930 እታ ህዝባዊ ግምባር ሓርነት ኤሪትራ ተባሂላ ዝተሰምየት ውድብ፡ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ልክዕ ብዓቐኑ ከም ዘስፈያ ጃኬት 'ያ።
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 Ай бұрын
@@tomasmogos6239 ጽቡቕ ኣለኻ ግን፣ ብምሉኡ እቲ ውድብ'ዩ ሓላፍነት ክወስደሉ ዝግባእ። እዞም ኩሎም ኣርካናት ንብሎም ኢሰያስ ዝበልዖም ውን ማዕረ ኢሰያስ ገበነኛታት 'ዮም። እቲ ብዛዕባ ገድሊ ዝንገረና ኩሉ ሓሶት'ዩ። ጀብሃ ይኹን ሻዕቢያ ክልቲኦም፣ እቲ ሓደ ናይ ኣዕረብ እቲ ሓደ ኸኣ ናይ ኢትዮጵያ ዕላማታት ከሳኽዑ ዝተመስረቱ ፋሽሽታውያን ውድባት 'ዮም። ብላሽ ህዝብና ጠፊኡ😭
@asmarabella3250
@asmarabella3250 Ай бұрын
ክቡር ሓው በዚእትዛረቦ ዘለካ ዘረባ ንክኣምኖ ብጣዕሚ ከቢድኒ ምክንያቱ ልዕሊ ኣእምሮይ ኮይንኒ ማለተይ ሓሲኻ ክብል ኢለ ኣይኮንኩን ኣምላኽ የእምሮኻ ይሓልዎ ምክንያቱ ከቢድ ንኣእምሮ ስለ ኮነ
@sam1f5y
@sam1f5y Ай бұрын
ሻዕቢያ ሑቡእ ኢቶጰያዊ ኢዩ ኣርባዕተ ነጥቢ
@habtom2275
@habtom2275 Ай бұрын
ኢትዮጵያ ወልሓንቲ ኣይገበረትካን ኤርትራዊ ካብ ማንም ንላዕሊ ተኸቢሩ ኣብ ኣዲስ አበባ ብሓፈሽኡ ኩሉ ከተማታት ሃብቲበ ደሊቡ ይነብር ነይሩ እቲ ገይራትካ ዝብሃል ኩሉ ሻዕብያ ንፕሮፖጋንዳ ዝፈጥሮን ንዕኦም ንምጥፋእ ተባሂሉ ዘጋጥም ዝነበረ ሽግራት ጥራይ እዩ ነይሩ ከምዚ ሕጂ ሻዕብያ ዝገበሮ ዘሎ ኮነ ኢሉ ንህዝቢ ኤርትራ ዓላማ ገይሩ ዘሳቀየ መንግሰቲ ኣብ ኢትዮጵያ ታሪኽ የለን።
@ፍትሒይንገስ
@ፍትሒይንገስ Ай бұрын
ዋይ ጉዳም ህዝቢ ኤርትራ ዝረኽቦ ምሩኻት ኣምሓራ ከምድላዮም ይዘናጉዑ ጀጋኑ ተጋደልቲ ብኸምዚ መንገዲ ክሳቀዩስ ልዕሊ'ዚ ደመኛ ኣለዎ ህዝቢ ኤርትራ ኡፍፍፍፍ
@alulayohannes8031
@alulayohannes8031 Ай бұрын
ሻቢያ ማለት ትግሪኛ ተናጋሪ ደርግ ማለት ነው።
@asefawseltene3547
@asefawseltene3547 Ай бұрын
ብጣዕሚ ዝገርም ዩ ንኽትሰምዖ ዘጽልእ ዩ።
@mebrahtuweldemichael5178
@mebrahtuweldemichael5178 Ай бұрын
ጂ15 ተብለው የታሰሩት ታጋይ ምሁራኖች በኢራኢሮ እስርቤት ውስጥ ተሰቃይተው ተገድለዋል በሕይወት አሉ ብላችሁ የምታኑ ካላችሁ በዚህ 24 አመት ለምን በሕይወት እንዳሉ አያሳያቸውም?
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 Ай бұрын
ወዲ ኤፍሬም በህይወት ካለ ኣሳዩን በላቸው
@Eritreawi
@Eritreawi Ай бұрын
This is Eritrean talk. None of your business! Stay away!
@alulayohannes8031
@alulayohannes8031 Ай бұрын
@@EritreawiAfrican North Korea 😅
@EliasMohammedata
@EliasMohammedata Ай бұрын
🖕🏼🖕🏼🖕🏼🖕🏼🖕🏼Ethiopia 🇪🇹
@Sat20190
@Sat20190 Ай бұрын
It is physical and psychological torture, but this is one means for humans to exert over others and perfectly natural and happening since time immomorial and can not be stopped so other than documenting the story and make it known by the large public but can not change, the next government of eritrea whatever ideology it adopts will fo the same thing...
@hallwaqaino1662
@hallwaqaino1662 20 күн бұрын
ምስ ዑመር በሺር ምስምማዕ ድአምበር እዚስ ንህዝቢ ባርካ ንምጽናት ዝተቀመሉ ክፍአት ኢዩ ነይሩ።እንዳጅሀድ ካብህዝቢ ዝኾነ ምጥቃም ኩልከል ኢዩ ክምመምሪሒ።
@Systematize
@Systematize Ай бұрын
እዚ ግብረ ሶዶም ኢሰይስ ኡፈወርቂ ክጽረግ ጥራሕ ኢዮ ዘለዎ። ካሊእ አማራጺ የለን።
@wediadi6788
@wediadi6788 Ай бұрын
ኣብ ሓለዋ ሰውራ ክርሽኑዎም ከለዉ ኣዒንቲ ናይቶም ዝርሸኑ ይሽፍኑዎ ነይሮም ይበሃል። ስለምንታይ እዮም ከምኡ ዝገብሩ ነይሮም?
@sittomnas
@sittomnas Ай бұрын
What about the journalist Sadiya Abu Nasrallah ?
@adilasli
@adilasli Ай бұрын
حسبي الله ونعم الوكيل
@tekleyacob8001
@tekleyacob8001 Ай бұрын
TRAK C esrbet aykonen
@nigistiengida1046
@nigistiengida1046 Ай бұрын
💙💙✅💙💙✅💙💙💪💙💙💪💙💙✅💙💙✅
@Karneshmawi
@Karneshmawi 16 күн бұрын
ኣስላማይ ስለ ዝኾነ ነቶም ኣስላም ጥራሕ ይዝክረልካ ኣሎ 😂😂😂 ቀርቃዕ
@hgdefmendef1937
@hgdefmendef1937 Ай бұрын
Btaemi zefenfn tarikh foe foe foeeee
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi Ай бұрын
ሓቁዩ ኒወዲ ሓዌቦይ እብ መቀሪካሎ ኒሱዳን ፡ኪኸይድ ፈሊጦም ከለዉ መጺኻ ንገረና 2006አምላኺ አውጺኢካ ተቢህለ ። ። ።
@Azeb1782
@Azeb1782 Ай бұрын
😭😭😭😭😭😭😭😭
@kidanebeyene3347
@kidanebeyene3347 Ай бұрын
ህዝቢ ወዲእክሞ ብዘይ ምኽንያት criminals
@worshipembassy5508
@worshipembassy5508 Ай бұрын
😭😭😭😭
@abitifili3597
@abitifili3597 Ай бұрын
ኣነ ኣንጻር ኢሰያስ ዝመርሖ ህግደፍ እየ ዝገብሮ ኩሉ ኣንጻር ሃገር እዩ : እዛ ንጅሃድ ኣጥፈኢላ ዝበልካያ ሓቂ ተኾይኑ ትሓጊሰሉ ኣለኹ በዛ ጉዳይ ጥራይ ኣብዛ ዓዲ ጀጋኑ ሲ ጅሃድ 😂😂😂
@hagerlielikulu5470
@hagerlielikulu5470 Ай бұрын
Ata seb yketateleka eyu keygeremeni ayterefen thsu endika konka ama blash
@hadishanan695
@hadishanan695 Ай бұрын
nay kedam eyu
@wediadi6788
@wediadi6788 Ай бұрын
ናይዝጊ ክፍሉ ሓደ ካብቶም ቀንዲ ሓለፍቲ ሓለዋ ሰውራ እሙን ኣገልጋሊ ኢሳያስን ኢዩ ነይሩ። ናይዝጊ ክፍሉ ብሕማም ምኽንያት ኣብ ሎንዶን ምስ ዓረፈ፣ ኢስያስ ሬስኡ ውን ከይተረፈ ኣብ ኤርትራ ከይቅበር ከልኪሉዎ ኢዩ። ጭካነ ናይ ኢሳያስ ኣብዛ ዓለምና ዳርጋ መወዳድርቲ የብሉን።
@TEAMETESFAY-sx1zy
@TEAMETESFAY-sx1zy Ай бұрын
ኣታ እንታይ ሕቶ ኢኻ ተሓቶ ዘልኻ ንስኻተጋጊኻ ነቲጋሻ ተጋግዮ ኣልኻ
@ስገምሃዘጋ
@ስገምሃዘጋ Ай бұрын
እዚ እብህራሂም ዝበሎ ወዲ አብ 2005ወይ 2006 ድዩ
@wedimeriet3576
@wedimeriet3576 Ай бұрын
ቤ/ት ምኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት ዝብሃል ዶሎእዩ ኣብ ኤርትራ ?
@fetweweldemicael4070
@fetweweldemicael4070 Ай бұрын
alo kedam ALi Sayed Abdela zemrho zenbera iu.
@fkadumelake5801
@fkadumelake5801 Ай бұрын
Ezi enchae kwhdena zegatata enabelat zmetset wdb entay kttsbe dea ezi weridna zelo natu meseret eyu
Ice Cream or Surprise Trip Around the World?
00:31
Hungry FAM
Рет қаралды 18 МЛН
Кто круче, как думаешь?
00:44
МЯТНАЯ ФАНТА
Рет қаралды 5 МЛН
ЛУЧШИЙ ФОКУС + секрет! #shorts
00:12
Роман Magic
Рет қаралды 39 МЛН
Ice Cream or Surprise Trip Around the World?
00:31
Hungry FAM
Рет қаралды 18 МЛН