ATV: ኣቦ ወንበር ህወሓት ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ኣብ መዕፀዊ ሻምናይ ጉባኤ ማሕበር ተጋደልቲ ትግራይ ተረኺቡ ዘስምዖ መልእኽቲ

  Рет қаралды 33,758

ATV asena

ATV asena

Күн бұрын

Join this channel to get access to perks:
/ @atvasena
Support Atv Asena Television ቴለቭዥን ኣሰና ንምሕጋዝ ኣብዚ ጠውቑ፡
gofund.me/a29c...
donorbox.org/s...
PayPal: www.paypal.com...
Atv - Asena TV is an Eritrean channel that mainly focuses on news, current affairs, and analysis relevant to Eritrea and the Horn of Africa. It also covers global issues in regional context. Atv connects its significant number of loyal followers with the talented and dedicated content producers who use it as a platform. Variety of human interest stories including interviews, panel discussions and poetry are featured on its popular shows.
Bank: Lloyds: Sort Code: 30-96-88 Account Number: 43181260 IBAN: GB41LOYD30968843181260 BIC: LOYDGB21312
Twitter: / atvasena
Facebook: / assenna-2110272969199739
Facebook: / amanuel.eyasu.94
email:aseye.asena@gmail.com
Subscribe, Share, Like ATV to get Atv shows on time; or search 'Atv asena' on KZbin.

Пікірлер: 136
@eyoyeh8775
@eyoyeh8775 21 күн бұрын
ክብሪ ህዝቢ ብሄረ ተጋሩ ኣብ ዕዳጋ ወሪዱ ይእከል🌿🙏🏻
@Dhf-o2f
@Dhf-o2f 21 күн бұрын
Hwehat Nkidmit 👍👍👍💛❤️
@ChvnNc
@ChvnNc 20 күн бұрын
ደብሪፅ ጅግና ጀጋኑ ኣቦ ዓቅሊ ኣቦ ሓቂ ኣለና ምሳካ ክብር ወዲ ህዝቢ ትግራይ❤❤
@hranetesfa7484
@hranetesfa7484 20 күн бұрын
Abo haqi
@MulgetaBahta
@MulgetaBahta 19 күн бұрын
@@hranetesfa7484 ትክክል ❤❤❤
@Alem-y6t
@Alem-y6t 18 күн бұрын
ውድብስ ጉድአት እምበር ጥቅሚ የብላን ገደል ምአተወት ህዝብና ይድሓነልና
@wedikirosvisibleallyoutubc8590
@wedikirosvisibleallyoutubc8590 3 күн бұрын
ጅግና ፈሊጥካዮም ኣለካ ዞምባንደታት ሸዋጢ ዓዶም 😮😊 ጅግና ኣብጎድንኻ ኣለና❤❤❤
@bolommahta1561
@bolommahta1561 21 күн бұрын
ኢድኩም ሓጺራ ኣላ መራሕት ህ.ወ.ሓ.ት ብሉኡኻት 4ት ኪሎ መሬትና ኣብ ትሕት ጸላእት ህዝብና ኣብ ስደትን ምፍንቓልን ኣረ ዓገብ ሱጉምት ማለት ፍትሒ"ዩ⭐👮✊
@raheldani5697
@raheldani5697 20 күн бұрын
Ajoka haqika kitewsteka eya.💪💪💪 jigna
@Haji_tube
@Haji_tube 19 күн бұрын
ናምንታይ ሓቅ ቆማል
@hranetesfa7484
@hranetesfa7484 20 күн бұрын
ስልጣን ኣይደልን ደብረፅዮን ድብረፅዪን ሓቂ እዩ ዝድሊ ስቅ ኢልኩም ካብ ውልቀ ፅልኢት ኣይትፅሓፉ ጎደሎ ኣለዎ ዶ እወ ግን ሓቂ ንህዝቢ ዝውግን ዝደሊ ብቅንዕና ደብረፅዮን ጥራሕ እዩ
@SheshayNguse
@SheshayNguse 15 күн бұрын
ጅግና
@Gersh.abrhaley.tesfay-t6s
@Gersh.abrhaley.tesfay-t6s 18 күн бұрын
እወ ይኣክሕ
@destagebrehiwot4556
@destagebrehiwot4556 21 күн бұрын
❤❤❤❤❤👍👍👍👍
@HagosBrhane-h6m
@HagosBrhane-h6m 11 күн бұрын
አታ ጅግና
@MulgetaBahta
@MulgetaBahta 20 күн бұрын
ወዲ ህዝቢ 💪🇻🇳💪🇻🇳💪🇻🇳💪❤❤❤❤❤❤❤ደብሪፅ ❤💪❤🇻🇳❤🇻🇳🇻🇳💪💪💪
@Haji_tube
@Haji_tube 19 күн бұрын
እስኻለ ቆማል የኻ
@AllBaad-p4m
@AllBaad-p4m 16 күн бұрын
ተደፍእ ጉሓፍ😢​@@Haji_tube
@AhmedMehamednor
@AhmedMehamednor 20 күн бұрын
ደብረፅዮን ተሓታታይ ኢኻፐ እዚ ኹሉ ሽግር ዝመፀ ብናትኻ ፀገም ዝመፀ እዩ ንኒ ጌታቸው ፃድቃንሲ ኣሚንካ ናብ ፐሪቶርያ ክደራደሩ ምልኣኽካ እዩ እዙይ ሽግር ህዝብና ዝቕፅል ዘሎ
@DawitMenasbo
@DawitMenasbo 4 күн бұрын
Dankoro mahayem
@AmanealTsegab
@AmanealTsegab 19 күн бұрын
ደብሪፅ ጀግና ክብሪ ህዝቢ ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ዘይእቱ❤❤❤❤❤❤❤❤ ኣብ ጎንኻ ኣሎና
@michaelkidane6578
@michaelkidane6578 21 күн бұрын
Welcome our beloved hero GOD bless you 🙏
@Haji_tube
@Haji_tube 19 күн бұрын
ቖማል
@selamteklu5004
@selamteklu5004 17 күн бұрын
ጀግና 💪💪💪💪
@gaydigets7061
@gaydigets7061 20 күн бұрын
ትግራይ ማለት እኮ ደንድብረፀየን ፈትለወርቅ ገብረዋህድ ያአክል ይአክል ትብሀሉ አለኩም ከይተዋረድኩም ምስ መንግስቲ ትግራይ ጠጠው እንተዘይልኩም ናይ መጨረሻ እያ ተቀላጢፈኩም ምስ ህዝቢ ጠጠው በሉ ከም ቀድም ብኔትወርክ ትግራይ ረጊፀ ከገዘኣ እየ ዘብል ሕለመኛ ጥራሕ እዩ።
@tchctfdtg
@tchctfdtg 20 күн бұрын
አጆካ ህዝቢ ትግራይ አብ ጎንኻ እዩ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Alem-y6t
@Alem-y6t 18 күн бұрын
ወኪል ናይ ህዝቢ አይኮንካን ብዛዕባካ ጥራሕ ተዛረብ
@AmanealTsegab
@AmanealTsegab 19 күн бұрын
ደገብሪፀይ ጀግና ዝኣመንካዮም ጠሊሞምኻ ምሰ ፀላኢ ወጊኖም ንሕና ግን ኣይነርግፆምን ኣብ ጎንኹም ኢና ክንቅንፅሎም እውን ንኽአል ኢና
@Dhf-o2f
@Dhf-o2f 21 күн бұрын
Debirts wedi hzbi 👍👍👍💛❤️💛❤️
@GduTtf
@GduTtf 20 күн бұрын
ዕንክልል ዘምፀኦ ለውጥ የብሉን
@aexum1597
@aexum1597 20 күн бұрын
Selam Ema hawey 🙏🏾
@ReF-x5l
@ReF-x5l 20 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@endlessefforts6015
@endlessefforts6015 17 күн бұрын
# ሕወሓት ናይ ስብሓት ነጋ ናይ ዓሌትን መውስቦን ውዳበ ዕምበር ናይ ህዝቢ(ን ናይ ሓባር ረብሓ ዝቃለስ ውዳበ) ኣይኮነን !! ትቅይርዎ ነገር የለን; you must go !
@zenebeberehe7257
@zenebeberehe7257 18 күн бұрын
ኣስና፡አበብቲፀበባግዜ፡ረዳኢትና፡ መቃልሕጩቁነናት፡ኣሰናአዴና፡ ቀፅሊ፡ዓንብቢ፡ገዉዲ፡ኣሰና፡ ደምፅና፡ዓይንና፡ ኹሉምልና፡ኢ፣ኺአሰና።
@kideClassic
@kideClassic 20 күн бұрын
ይኣክል😢
@Xhxgzg
@Xhxgzg 20 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤👍👍👍
@Feryweldelchel8502
@Feryweldelchel8502 20 күн бұрын
D/r Debrestuen G/Michael is you're right person so it's challenging and frustrating that Perturea aggrement so we should be praying together, We known you were sacrificed for your people for many years so hopefully USA others country that adding with you protests then everything they can be that successful so you don't need your panic because you're honest and reliable wasn't corrupted in Tigray so God bless all you reliablety 🙏 Amen Amen Amen
@TesfamariamGebremedhn
@TesfamariamGebremedhn 21 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉❤❤❤🎉❤🎉
@GebruWeldagrima
@GebruWeldagrima 18 күн бұрын
ኾስተር በል አይትደነባር ወይ ልቐቕ ናይ ፖለቲከኛ ባህሪ ይንበርካ ኽንደሻዕ ኢኻ ትሽወድ ፖለቲካ መሰረቱ ቶንኮል እዩ አዘራርባኻ ንባዕሉ የዋህነት ይረኤካ አሎ ቀፂልካ ግዚዊ ምሕዳር ትብሎ ግደፎ ምስ ቶም ጀናራልት ተማኸር ቀፅል ውድብ ውድብ አይትበለና ናብ ሉአላዊ ግዘትና ግዜ ዝህብ አይኮነን ኸሙዙይ ኢልና ኽንቅፅል አይንደልን
@GebregziabherHailu-kg7yw
@GebregziabherHailu-kg7yw 21 күн бұрын
ኩሉ ግዜ እናጭበርካ አይቴነብርን ስለ ናይስሌጣን ሽሚያእኻ እኻ ዘለኻ ወያነ ንህዝብ ዘይተኸውን ምንም አይተገብርን እድሜ ሙሉ ህዝብ እናጨቆነት አይትነብርን ያአክል
@bereket-x8w
@bereket-x8w 19 күн бұрын
ናይ ህዝቢ ድምፂ ማ ደብሪፅ ያኣኽለካ ውረድ እዩ
@tesfayhiwet931
@tesfayhiwet931 21 күн бұрын
ኪናት ጀምርሞ ካብሕጂ ዘድሕንካ የብልካን ተምዝነበሩ ኢዶም እግሮሙን አቁሪፅኩም ደርቢኩሞም ፎቆዶ ሚድያ ዳወጹ ዳበከዩ ይልሙኑ አለዉ ሓመድ ብልዑ ቁርብኳ ታሓጎስ ፈታዊ ጸላኢ አይትብሉን ከይተሕክምዎም ሓደ ናይ ኢትዮ ኤርትራ ክልሙኑ ሪኢናዮም አይንፈልጥም ተጋደልቶም ንስካትኩምግን ሕፍረት ዝብሃል የብልኩሙን እንኳዕ ንበስኩም አውጻኩም ጥራይ ናዓክትኩም ሰሚዑ ዝጋደል ካብሕጂ ኢዱም እግሩን ተቆሪፁ ክልምን ዝናፎቆ ጥራይ እዩ
@SesenHadish
@SesenHadish 17 күн бұрын
ዲፅ ጣቕዒት ሓፋሽ ከየስከረካ...እቲ ሓቂ ካሊእእ እዩ።
@user-dthgcbiopredsatgb
@user-dthgcbiopredsatgb 21 күн бұрын
As long as Tsdekan, Getachew, and their associates are not removed Tigray people will suffer a lot. These people don't have a bit of interest in the people only what is in it for me. They are self-serving self-centered
@SharpBeta
@SharpBeta 21 күн бұрын
ውዱብ ውዱብ ክብል እዚ ማዕጣጥ ሰብ እዚ፣ ንህዝቢ ትግራይ ናብ ሓምሊ ክቕይሮ እዩ። ነቶም ምስኡ ዝተጋደሉን ዝመከቱን ብሃገራዊ ክሕደት ዝኸስስ ንዓይ ህግደፍ ኮይኑ እዩ ዝርኣየኒ። እዚ ሰብ እዚ ህልኸኛ እዩ።
@efremalem4091
@efremalem4091 20 күн бұрын
maetat nska resa korbet
@HaylushtesfayHadera
@HaylushtesfayHadera 20 күн бұрын
እረ ባክህ ፀረ ባንዳ ደብሪፅ ጅግና
@SaidHamad-bg8dd
@SaidHamad-bg8dd 20 күн бұрын
God bless TPLF and DR.DEBRETSION
@beha221
@beha221 16 күн бұрын
ስለምንታይ ኢና ህሉው ኩነታት ንምርዳእን ወሳኒ ውሳነ ንምውሳንን መሰረታዊ ሕቶታት ንነብስና ክንሓትት ጸገም ዘለና። ንኢትዮጵያ ብሙሉእ ካብ ሃይለስላሴን ውልቀ መላኺ ደርጊን ሓራ ንምውፃእ ን17 ዓመታት ነብስና፣ ደቅና፣ መሬትናን መሰረተ ልምዓናን ብመንን ስለምንታይን መስዋእቲ ጌርና? ንምንታይ ኢና ነዚ ዕላማ ትግራይ ዓውደ ኲናት ጌርና ኣቕሪብናያ? እዚ ውሳነ መን እዩ ወሲኑ፣ ሂዊሃትን ስብሓትንዶ ኣይነበረን? ደብረጽዮን ሞንጆሪኖን? ህዝቢ ትግራይ ካብቲ ዓወት እንታይ ረኺቡ? መለስ ቀዳማይ ሚኒስተር ኮይኑ፣ ሞንጆሪኖ፣ ስብሓት፣ ጌታቸው፣ ካልኦት ብዙሓት ኣብ ኢትዮጵያ ስልጣን ረኺቦም ንህዝቢ ትግራይ ፈጺሞም ሸለል ኢሎም ረሲዖሞ። ህዝቢ ትግራይ ካብዞም ሰባት እንታይ ረኺቡ? ስለምንታይ ኢና ዳግማይ በዞም phsychopatat ክንታለል ንደሊ? ይኣክል ይኣክል፣ ድሕሪ ደጊም ኣብ ትግራይ ኩናት የለን
@YonasHaile-lx4qm
@YonasHaile-lx4qm 20 күн бұрын
አብዛ መደረ ልዕሊ 100 ግዜ ውድብ ተጠቂሳ ይገርም እዩ።
@abadittadesse5892
@abadittadesse5892 21 күн бұрын
እዚ ኮነ ተባሂሉ ብፃድቃን ዝተሰረሐ ውዲት እዩ😭
@gaydigets7061
@gaydigets7061 20 күн бұрын
ዓረፈካ ተቀመጥ
@Geeztube21
@Geeztube21 17 күн бұрын
አታ ልወምበር ዶ ህንድዚ ታሕትይ ላዕልይ ይባሃል አረ የአክለኩም ህዝብና ሰላም ሃብዎ ቱ ቆፅርካ ለይውዳአ ህዝብና ጠፍኡ ቃሩ እኒኦ በአካይ ብተከተልትካይ አዩ
@kebirates5125
@kebirates5125 20 күн бұрын
ሰብኣይ ቅብጥር እንተሓዝካዮ 'ነጥር ግዚያዊ መንግስቲ ብቅልጡፍ ክውገድ ኣለዎ:: ግዜ ብዝወሰደ መጠን ሓደጌኛ እናኾነ ዩ ክኸይድ enough is enough🖐️🖐️🖐️
@AsefaBaraki
@AsefaBaraki 3 күн бұрын
ክላ ሰራቅ ድባዕልኻ ከይትእሰረ ድዩ
@AliTadesse-p1i
@AliTadesse-p1i 20 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tigraiobserver
@tigraiobserver 20 күн бұрын
ዕድመኹም ልክዕ ዝተጋደልኩምሉ ሕጂ ውን ደቅኹም ዝተጸምበርዎ!!
@Azeb1782
@Azeb1782 21 күн бұрын
💙💙💙💙💙💙👍👍👍👍👍🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@TedrosGebrekurstos
@TedrosGebrekurstos 19 күн бұрын
Ab gonka alena ata jegna wedi hizbi
@haiylaykiros3495
@haiylaykiros3495 20 күн бұрын
ዘረባ ደብረፅዮን መፍትሒ ዘየምፅእ እዋናዊ ፖለቲካ ትግራይ ዘይተረደአ ሐዚ 'ውን ናይ ዕንክሊል ፕሮፖጋንዳ እዩ ዝነፍሕ ዘሎ ህዝቢ ትግራይ ዝኸሓደ ሓይሊ ባዕሉ እዚ ሓይሊ እዙይ እዩ። ስለዚ ካብ ዝባን/እንግደዓ ህዝቢ በይዛኹም ውርርርድ በልሉ !!!!!! ኣንቱም ነባራት ተጋደልቲ ትግራይ ዕላማኹም በገዛ ብፆትኩም ተጨውዩ ስለዘሎ ቅኑዕን መሰረት ዘለዎ ለውጢ ፖለቲካ ኣብ ትግራይ ክፍጠር ተላዚብኩም ትኸሉ። ብሽም ውድብ ሸቐጥ የብቅዕ!!!!!! ቅኑዕ ናይ ስልጣን ስግግር ክፍጠር ፀቕጢ ፍጠሩ።
@TedrosGebrekurstos
@TedrosGebrekurstos 19 күн бұрын
ካሕዳም እማ ግምት እዩ ኡሺ
@mulugetaleul
@mulugetaleul 20 күн бұрын
ሕዝቢ ትግራይ ይአኽለኩም እናበለ፤ ዘይተሰምዕ ፀማም ©©©©©©©©©©©©©©©© ውድብ ሕወሓት፤ ግዝያዊ ምምሕዳር፤ ሕወሓት ብጠቕላላኹም፤ እንታብ 1967 ዓም አንታብ መለስ ዜናዊ አትሒዝኩም ፃሕልኹም እናኻረረ፤ ትግራይ እናሞተትን ናይ ዳማትኩም ፃሕሊ ሻዕብያን ኢትዮጵያን እተማስሉ ሙውታት ልሙሳት መራሕቲ ስለትመርሕዋ ስለዘለኹም፤ ሕወሐት ስልጣና አረኪባ ክትወርድን ንTDF ክተርክብን፤ በቲ ዝገበረቶ ወንጀል ክትጥየቕን ክትፍረድን አለዋ። አቋመይ እዮ። ንደብሪፅን ንጌትሽን ተባሒሉ እትድሕን ልምስቲ ውድበ የብልናን፤ አይነደልያይ። ሕዝብኹም እትሰምኡ እንተትኾኑ ውረዱልና ናይ ስልጣንን ናይ ጥቕምን እምበር ናይ ሕዝቢ ሓልዮት ዘይብልኩም ምውታት መሪሕነት፤ ለያቡ መሪሕነት ኢኹም ይብለኩም አሎ፤ መከራ አይተብልዑና። ይኾነ፤ ይአክል። ረብሐ ትግራይ ነኺእክምዎ አይትፈልጡን፤ ብጀካ ረብሓ ሻዕብያን ኢትዮጵያን ስኻርን ስልጣንን ረብሓኹምን ካልእ እንታይ ትፈልጡ። እንታብ 1967 ጌጋ ፈፂምኩም። ሕዚ ብሐቂ ዓቕሚ ውሒድኩምን ስለዝበስቢስኩምን በጃኹም ውረዱልና፤ እንታብ ርእስና። ስልጣንኩም ነቲ ወጣት TDF አረክብዎ፤ ቃልኩም በዝሕዚ ክንሰምዖ ከምዘይንደልይ ትፈልጥዎ'ዶ ትኾኑ? እኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽኽየ!!!😂
@AmanealTsegab
@AmanealTsegab 19 күн бұрын
ምሰ ሸዕቢያ ተዓረቁ ተዓፃፀፉ ምሳኹም ኢና ዝኾነ መማረፂ ተጠቀሙ
@mengistugebremichael7626
@mengistugebremichael7626 17 күн бұрын
Antenna
@Welse1965
@Welse1965 3 күн бұрын
እዝዶቆሮ አምሳል ኢሳያስ ተዛሪቡ ዘይእግብ ጦርነት ጥራህ እዩ ድሰብኴ ከልእ አይፈልጥን አስተውእል መናእሰይ ትግራይ ከጥፍኡኳ እዮም መሊሶም
@nowarpeace2488
@nowarpeace2488 20 күн бұрын
ዓይንካ ብጨው ሐፂብካ ናብ ሚድያ ምቅራብ ሕደጎ። ገፅካ ክንርኢ አይንደልን።
@Okur-g4b
@Okur-g4b 20 күн бұрын
Lesser...ተሐባዕ!
@gaydigets7061
@gaydigets7061 20 күн бұрын
ወዲ ኮማሬት ስዋ መንእስይ አጥፈእካዩ እንታይ ከድግም ድሊካ
@GoytomBrhane-l1o
@GoytomBrhane-l1o 18 күн бұрын
Bmntay moral tzareb aleka
@legessegebrekristos8088
@legessegebrekristos8088 20 күн бұрын
ኣበይ እዩ ነይሩ ሀዚ ዝነግረና?
@gaydigets7061
@gaydigets7061 20 күн бұрын
ንጌታቸው ብልጽግና እዩ ዘበለኩም ማዓልቲ እያ ሕውሓት ዘሞተት ስወአት መነገዲካ እዩም
@ugh6249
@ugh6249 21 күн бұрын
ሂዝኩም ይክድ
@Haji_tube
@Haji_tube 19 күн бұрын
ታይኡ ዚ ሙጩ እዝው
@gaydigets7061
@gaydigets7061 20 күн бұрын
ንድብረፀየን ፈትለወርቅ ገብረዋህድ ያአክል ይአክል ትብሀሉ አለኩም ከይተዋረድኩም ምስ መንግስቲ ትግራይ ጠጠው እንተዘይልኩም ናይ መጨረሻ እያ ተቀላጢፈኩም ምስ ህዝቢ ጠጠው በሉ ከም ቀድም ብኔትወርክ ትግራይ ረጊፀ ከገዘኣ እየ ዘብል ሕለመኛ ጥራሕ እዩ።
@gaydigets7061
@gaydigets7061 20 күн бұрын
ንስካ ስልጣን ጥራሕ ሕልምካ
@TesfayGuolay
@TesfayGuolay 21 күн бұрын
እቲ ሽግር TDF ክሰርሖ ዝግባ ኣይሰረሔን።
@biemnethabtemariam7052
@biemnethabtemariam7052 17 күн бұрын
Himam siltan kebid eyu bzaba hizbka zelewo tsegem zeytzarb.ezi kulu tsegam nhizbi tigray aetikumo
@gaydigets7061
@gaydigets7061 20 күн бұрын
ካባካ ንላዕሊ ናይ ሽግር አንቴና የለን100%
@Mahari-f2c
@Mahari-f2c 21 күн бұрын
ረስሐ ሰብ
@salamb9556
@salamb9556 21 күн бұрын
ስዲ
@amanuelbeyene4325
@amanuelbeyene4325 20 күн бұрын
Asena ናይ ደብረጽዮን ዲያ😂😂😂😂
@kebirates5125
@kebirates5125 20 күн бұрын
ኣሰና ድምጺ ውጹዓት'ያ:: ህዝብኻ ኣብ ድቅድቅ ጸልማት እንከለዉ ብዘይዝኾነ ክፍሊት እንኮ ድምጺ ህዝቢ ትግራይ ኮይና ቀንዴል ዝኾነትልኩም ሜድያ: ፈቲኻ ጸሊእካ ኣሰና ጥራይ'ያ::
@kada7696
@kada7696 20 күн бұрын
Hasawi 😂
@haftudesalegn8491
@haftudesalegn8491 21 күн бұрын
ደብሪፅ ናትትኻ ቦታ አተፈለጠትን እድኻ ከመ መለስ አይነት ኢኻ
@AmirAmir-w9h3z
@AmirAmir-w9h3z 21 күн бұрын
እስኪ ለነዚህጨሚስኪን ታጋዮች ስትሉ ታረቁ
@gaydigets7061
@gaydigets7061 20 күн бұрын
እንታይ የእተወካ አንታ ድነዝ
@TesfayGereziher-z1x
@TesfayGereziher-z1x 20 күн бұрын
Tsere hzbi
@israelgetachew8655
@israelgetachew8655 18 күн бұрын
Dedeb
@ghirmayhabte6089
@ghirmayhabte6089 20 күн бұрын
Meshelahowat Kulatkum hade ekum:: bsenkukum eyu Ezi Hzbi selamu sinu Zelo
@gaydigets7061
@gaydigets7061 20 күн бұрын
አንቱም ፀረ ወጣት ከትዋረዱ ኢኩም
@gaydigets7061
@gaydigets7061 20 күн бұрын
እንታይ አጨነቀካ ንስካ ናይ ውድብ ሓላፌ ወድብካ ጠንክር በመንግስቲ ተፀጊዕ ከዘረፈ እየ ማለት አይትስረሕን
@AsefaTafere
@AsefaTafere 21 күн бұрын
እሞ ሽረ ኪዱ መሪሩና ፀሊእናኩም
@AsefaTafere
@AsefaTafere 21 күн бұрын
ደብሪፅእስካ ሐቀኛ አለም ገ ወሂድ መንጃር አወግድ ወዳ ሐቂፋ መንጃር ንእሽተይ ሐወይ የለን
@anbessa6836
@anbessa6836 21 күн бұрын
MENGRINO JIGNA GUAL JIGANU . SHE IS MY HERO.
@SamiKeshe
@SamiKeshe 20 күн бұрын
No
@gaydigets7061
@gaydigets7061 20 күн бұрын
ቁፀሪ ሐድ ሓሳዊ ንስካ ኢካ
@zera1464
@zera1464 20 күн бұрын
Izi seb izi tegaru hjiwin dekikum killkimelkumyu awet beziom aymexienyu
@rogerjoned9924
@rogerjoned9924 21 күн бұрын
Depression you fell your people time to say thank you, go.
@Hmm-c8v
@Hmm-c8v 21 күн бұрын
🥰🥰🥰❤️❤️❤️✊✊🤲🤲💛❤️👑👑💪💪💖💖💊💊🇻🇳
@medaabrha8057
@medaabrha8057 20 күн бұрын
>=60 aged meeting
@SamuelHaile-n1q
@SamuelHaile-n1q 4 күн бұрын
ለባምምድያ
@OOOMmm-j6w
@OOOMmm-j6w 20 күн бұрын
Iskhum klkhom lualawnt yellonnnnnn.
@tesfayhiwet931
@tesfayhiwet931 21 күн бұрын
አብዚአሎ ዋዓግ ሰብአይ ግርፅካ ይርሓቅ
@efremalem4091
@efremalem4091 20 күн бұрын
resah
@tsegabrhanhafte4449
@tsegabrhanhafte4449 21 күн бұрын
ዶ/ር ዕንጫይ እዚ ሰለማዊ ሰልፊ ናብ ናይ ባዕሉ ጥቕሚ ይወስዳ ኣሎ። በዓል እዚኦም እዮም ቃልስና ይጭዉይዎ ።
@tesfayhiwet931
@tesfayhiwet931 21 күн бұрын
አሰይ ተጋደልቲ አማዓራርይዎ ደቅካ ሰበይትካ ኤሜሪካ አቀሚጥካስ መን ክስንከለልካ እዩ ናዓካ ንአብይ ምሃን ይሓይሽ
@efremalem4091
@efremalem4091 20 күн бұрын
nfus hasawi korbet
@tesfayhiwet931
@tesfayhiwet931 21 күн бұрын
አካላትካ ይፍረስ አይንደልዮኩም አይትፈርስንያ ሕንኳል እግሪ
@efremalem4091
@efremalem4091 20 күн бұрын
barya eka nska
@gaydigets7061
@gaydigets7061 20 күн бұрын
ሓሳዊ ፈትለወርቅ ነጊራትና እያ መጀመርያ ስልጣን ከነምልስ ኢና ኢያ ዘበለት ተፈናቀልቲ ከነምልስ አይበለትን
@rational4153
@rational4153 19 күн бұрын
kzbin.info/www/bejne/b4aokKKXj8h6gc0
@simonmengesha9369
@simonmengesha9369 21 күн бұрын
ናትኩም ችገ ስርቆት ስካር ሽርሙጥና እዮ ን 30 አመት
@zera1464
@zera1464 20 күн бұрын
Aye tegaru inkilalotat ni hadish wolodo tezeyhibomo metfitomya zereba tray amet mulue fekirom hizbim atfieom hjigin Tplf iyom zitefu.
@kesetegeresus3121
@kesetegeresus3121 21 күн бұрын
Bog yebelkum hewhat resahat
@emanuelgebrehiwet1872
@emanuelgebrehiwet1872 21 күн бұрын
ኣማንኤል ን ኢሰያስ እንዳተቓወምካ ንደብረጼን ምድጋፍ ሲ ከመይ እዩ?
@YonasHaile-lx4qm
@YonasHaile-lx4qm 20 күн бұрын
ሓደ እንዲዮም
@MustefaMustefa-yc1fz
@MustefaMustefa-yc1fz 20 күн бұрын
,ደብረፅዬን ኣብ መቀለ ኣንበሳ ኣብ ኣ/ኣበባ ጫቂት
OCCUPIED #shortssprintbrasil
0:37
Natan por Aí
Рет қаралды 131 МЛН
Hilarious FAKE TONGUE Prank by WEDNESDAY😏🖤
0:39
La La Life Shorts
Рет қаралды 44 МЛН