Aug 13,2024-ኢራን መጥቃዓቲ እስራኤል | Breaking News | ዝኣተው መሬት ሩስያ ተደምሲሶም |

  Рет қаралды 29,490

Solo Media

Solo Media

Күн бұрын

Пікірлер: 226
@MelaneYohannes-sh5nc
@MelaneYohannes-sh5nc 2 ай бұрын
ኣዝዩ ኣገዳሲ ዩ መትከል ቀጻሊ ኣምጽኣዮ ሶሎ❤❤❤
@WoollWill
@WoollWill 2 ай бұрын
(1!) ❤❤❤🙏
@TesfalemSahulu
@TesfalemSahulu 2 ай бұрын
አምጸአዮ ቀጽሎብጣዕሚ ጽብቅ
@almazhampel9473
@almazhampel9473 2 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🎉🎉
@merhawidrar
@merhawidrar 2 ай бұрын
ሶሎ ሓወይ ከምዚኦም ኑቁሓት ብስለት ተሞኩሮን ቡሉጽ ተፍጥራዊ ጸጋን ሉቦናን ከተቅርበልና ንላበወካ❤❤❤
@gideyzemoy1110
@gideyzemoy1110 2 ай бұрын
መርሓባ ሶሎ ሃገራዊ ተሓበን ፥ ምስጋና ይብጻሕካ።
@kayre5395
@kayre5395 2 ай бұрын
ናይ ባሓቂ ሙሁር ኢዩ እዚ ወዲ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mahmudyasin5054
@mahmudyasin5054 2 ай бұрын
መትከል ናይ ብሓቂ ከም ሺሚ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤❤❤❤
@weldemariamzerea5386
@weldemariamzerea5386 2 ай бұрын
ኤርትራዊነት ኩቡር መንነት ክብርን ሞጎስን ንሓይልታት ምክልኻልን ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ErmiasGerezgiher-d5t
@ErmiasGerezgiher-d5t 2 ай бұрын
መትከል ጅግና ከማኻ እብዙሁ ቀጽለልና ናይዛ ረሳህ ጃንዳ ገለ በለና
@brukiemussie6891
@brukiemussie6891 2 ай бұрын
ሶሎን መትከልን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም አገዳሲ ትንታነ ስለዝኾነ ዓድመልና ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@abiblessed3201
@abiblessed3201 2 ай бұрын
ጸላእቲ እስራኤል ክትሓፍሩ ኢኹም !!jesus bless israel and west
@wedirimey-m3e
@wedirimey-m3e 2 ай бұрын
እዚ ወዲ ኣምጻልና ቀጻሊ ከምዚ ቡሱል ሰብ የለን❤❤❤❤
@Tesfaldetaynalem
@Tesfaldetaynalem 2 ай бұрын
Danke🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯🎤
@AmanuelMehari
@AmanuelMehari 2 ай бұрын
መትከል አድመ ተኢና የሃብካ❤❤❤
@MussieSegid
@MussieSegid 2 ай бұрын
always Israel is the winner
@meharyhabtai2066
@meharyhabtai2066 2 ай бұрын
መትከል ሓወይ ኣንጉዕካ፡ኣእምሮኻ፡ዓጽምኻ ደምካ ነዛ ክብርቲ ሃገርካን ህዝብኻን ኣወፊ።ሕጉሳት ኢና ብትገብሮ ትንተና።እዛ ሃገር በሰላኣ ክትሓዊ ኣጆኻ።ንሃገርካ ኩሉ ሓይልኻ።በርትዕ።
@Bereket-w3t
@Bereket-w3t 2 ай бұрын
Thank you Metkel, btaemi kiela wetehaderawn poletican tentann.❤
@DogCat-vt3xz
@DogCat-vt3xz 2 ай бұрын
እግዚኣብሄር ህያው እዩ ባዕሉ ክዋጋኣላ እዩ እታ ማሕደሩ ክትከውን ዝሓረያ ምድሪ እግዚኣብሄር ክዋጋኣላ እዩ
@DanielHaile-lc2io
@DanielHaile-lc2io 2 ай бұрын
Ata tekal sinu
@suzisuzam5162
@suzisuzam5162 2 ай бұрын
Peace be upon to Israel 🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🎉
@AkberetTeklay-s7q
@AkberetTeklay-s7q 2 ай бұрын
❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@moqbumbabebebrhane6895
@moqbumbabebebrhane6895 2 ай бұрын
ሓያል ተንታኒ ወይ ከኣ ብሉጽ ታንታኒ ❤❤❤❤❤😂
@teklitmahari5061
@teklitmahari5061 2 ай бұрын
ጽቡቅ መደብ ሶሎ መትከል ሓዉና የቅንየልና በቲ ትህበና ትንታነ ኣይትፋእ ክኣ ♥️🇪🇷🌹
@meharyhabtai2066
@meharyhabtai2066 2 ай бұрын
ሰሎ ሓወይ ብኣኻ ሕጉስ እየ።ኣጆኻ ወዲ ኤረይ ኣንበሳ።ንፈትወካ ኢና።
@saimont9082
@saimont9082 2 ай бұрын
Thank u gobez
@abelhaile-s9v
@abelhaile-s9v 2 ай бұрын
ኣምጻኣልና ኢኻ መትከል ናይ ብሓቂ ምሁር ሰብ ኢዩ ብዙሕ ሚሂርና ኢዩ ።
@abdatseid3134
@abdatseid3134 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ሓቀኛን ጽፉፍን አገላልጻ የቀኔልና መትከል ሐውና ቀጽሎ
@Idriss-q1q
@Idriss-q1q 2 ай бұрын
Ewe yegedsena eyu , Metkel 👏👏👏👏 ybel tintena thanxxx more
@FreweiniAraya
@FreweiniAraya 2 ай бұрын
Thank you Metkel & Solo 🇪🇷❤
@elyagebru6723
@elyagebru6723 2 ай бұрын
Selam Selam kolkom hegerwien metkelawien kubrun megesen wetru libi 🇪🇷💕🙏✌️🇪🇷💕🙏✌️🇪🇷💕🙏✌️
@NahomTeklezgi-p5c
@NahomTeklezgi-p5c 2 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤
@Eritrea4Eritreans
@Eritrea4Eritreans 2 ай бұрын
Thank you Metkel and Solo 🙏🇪🇷❤️
@N.at.79
@N.at.79 2 ай бұрын
የቀንየልና 🙏 ከመዚ ዓይነት ትንታነ ብምሃብካ ክየምሰገንኩኻ ክሓልፍ ኣይደልን። እኹል ሓቤሬታ ሂብካና።ሶሎ ውን የቀንየልና 🙏
@Afrah4812
@Afrah4812 2 ай бұрын
Thanks for your good analyzation Solo & Metkel ❤!
@esutewelde1771
@esutewelde1771 2 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤
@abiti1991
@abiti1991 2 ай бұрын
ከም ዝመስለኒ ን እስራኤል ማራ ዘቃለልኩማ ይመስለኒ ኢራን ን እስራኤል እንተ ተንኪፎም ታይ ከም ዝመጾም ስለ ዝፈልጡ እምበር ተዓጊሶም ኣይኮነን ሱቅ ኢሎም ዘለዉ
@HuriaIdris-l3h
@HuriaIdris-l3h 2 ай бұрын
Entay israel isreal aqmi eza chnawit hager dea qolu ansti mqtal gebatit amaxit hager bhayli sheytan kale yeblan ezi dma ngziu eyu ezom rkusat hzbi isrel wn hansabn nhawarun qxentu eyom ....
@abiti1991
@abiti1991 2 ай бұрын
@@HuriaIdris-l3h ዓቅሞም እሞ ብ ግብሪ ኣብ ማእከል ሃገር ኣትዮም ብዝገበርዎ ኣርእዮምና እዮም ክትክሕዶ ኣይትክእልን ኢካ ኣነ ናይ ዝኮነ ወገን የብለይን እንተኮነ ግን እስራኤል ክትጠፍእ ኣይትክእልን እያ ዝዓርከይ
@HAREGU1
@HAREGU1 2 ай бұрын
Proud to be Eritrea thank you deki great job 💯👏🇪🇷🌿♥️🙏👍🍀
@LucchiGebreamantekelu
@LucchiGebreamantekelu 2 ай бұрын
🌹🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🌹🇪🇷🇪🇷🌹
@miniasghid6386
@miniasghid6386 2 ай бұрын
♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷
@MelaneYohannes-sh5nc
@MelaneYohannes-sh5nc 2 ай бұрын
ኤርትራውነት ክቡር መንነት ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንሰማእታት ኤርትራ ዓወት ንሓፋሽ
@N.at.79
@N.at.79 2 ай бұрын
ኩሉ ግዜ ኣምጽኣልና የገድሰናዮ ከባቢና ስለዝኾነ
@merhawityemane6494
@merhawityemane6494 2 ай бұрын
እወ ሰሎ ሐውና አነከማን ክትውድእበር ንደጀን ሐውና ኩሉ ግዝየ አምጻአልና ግዜ እተለዎ ማሃሪ ዝኮነ ሐሳባት ስለዘለዎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ደቂሪመይ
@hassenmussa2469
@hassenmussa2469 2 ай бұрын
መትከል ሐወና you are great. Analyst ቀጸሎ በጃኻ
@TypischNederland
@TypischNederland 2 ай бұрын
ትንቢት ህዝቅኤ 37 12፤ ስለዚተነበ፣ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ከምዚ ይብል ኣሎ፣ ኢልካውን ንገሮም፣ እንሆ፣ ኣነ መቓብራትኩም ክኸፍት፣ ኣቱም ህዝበይ፣ ካብ መቓብራትኩም ድማ ከውጽኣኩም፣ ናብ ሃገር እስራኤልውን ከእትወኩም እየ።
@1eriterahagery242
@1eriterahagery242 2 ай бұрын
💪🏿❤️🇪🇷❤️💪🏿
@AmanuelMehari
@AmanuelMehari 2 ай бұрын
solo hawena Xbuq srah❤❤❤
@SemirNegash
@SemirNegash 2 ай бұрын
100/100/100/100/100
@eseyaswerede6052
@eseyaswerede6052 2 ай бұрын
Welcome deqi Eriyyyy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@brhanselam
@brhanselam 2 ай бұрын
ይበል ትንታኔ ብርሃነ ስዩም የሕደጎ ወዲ ዓባይ አባሻውል፤፤የኛ ሰው በደማስቆ።
@kewanitbihon2563
@kewanitbihon2563 2 ай бұрын
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@TypischNederland
@TypischNederland 2 ай бұрын
ተረዲእኩም ተዛረቡ ቅድንሚ 2600 ኣከብቢ ዝተነየ ነቢይ
@TypischNederland
@TypischNederland 2 ай бұрын
ኦሪት ዘፍጥረት 15 18፤ በታ መዓልቲ እቲኣ ኸኣ እግዚኣብሄር ምስ ኣብራም ከምዚ ኢሉ ኺዳን ኣተወ፡ እዛ ምድሪ እዚኣ ኻብ ርባ ግብጺ ኽሳዕ እቲ ዓብዪ ርባ፡ እቲ ርባ ኤፍራጥስ፡
@sabaerath2515
@sabaerath2515 2 ай бұрын
Yekeniyelna metekile❤❤❤❤
@HiwetAberh
@HiwetAberh 2 ай бұрын
Gidin ❤ Enberi ❤ Alemilekawi ❤ tumaki ❤ ydiliyena ❤ U❤ mis❤ykireta❤ bitami ❤ nemesgin ❤ 🙏🙏🙏🙏
@adiambokre4286
@adiambokre4286 2 ай бұрын
Yes
@AsmaytYakob
@AsmaytYakob 2 ай бұрын
Yeqenyelna Metekel hawey shkor xubuq habereta degime Yeqenyelna ❤❤🎉🎉❤🎉edemen tenann yhabka fetari ❤❤❤ ❤❤❤ ❤❤❤ 🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@GebreselassieTesfazghi
@GebreselassieTesfazghi 2 ай бұрын
እወ
@asefbizen9013
@asefbizen9013 2 ай бұрын
ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ ቀጻሊ ከማን ኣምጸኣዮ ኣዝዩ ርጉእን በስተውዕሎን ዝትንትን ንቁሕ ኤርትራዊ እዩ ።
@letinagimie539
@letinagimie539 2 ай бұрын
Wo Amlakey ni Alemna selamin Rahawan awiredena
@asimaleali4069
@asimaleali4069 2 ай бұрын
I like this guy's analyzation
@twenmebrahtom9115
@twenmebrahtom9115 2 ай бұрын
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷❤️
@henokefrem5021
@henokefrem5021 2 ай бұрын
Solo ዓቅምኩም ፍለጡ
@alfooz8964
@alfooz8964 2 ай бұрын
OMG we're living in Arebic countries, please God protect as😢🙏😢🙏😢🙏
@Mesfun
@Mesfun 2 ай бұрын
This guy has a great Analysis and knows the geopolitical implications . please invite him when ever needed. 🇪🇷👍
@musasalih8882
@musasalih8882 2 ай бұрын
ኣምጸልና
@freweinisolomon9145
@freweinisolomon9145 Ай бұрын
Peace to the world
@mebrahatomnatan6632
@mebrahatomnatan6632 2 ай бұрын
ሕራይይ ኣምጻልና
@suzisuzam5162
@suzisuzam5162 2 ай бұрын
Viva Israel ❤️🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱
@TypischNederland
@TypischNederland 2 ай бұрын
መዝሙር ዳዊት 121 4፤ እንሆ፣ እቲ ንእስራኤል ዚሕሉ ኣይታኸስን ኣይድቅስን እዩ።
@weiniahferom4880
@weiniahferom4880 2 ай бұрын
ሀየሶሎ ጀግና ዕድመን ጥዕናን ይለብካብብዛዕባ መትከል ሐውና ጀግና ወዲ ኤረይ ጽቡቅ አጋላልጻ ዕድመ ይሀብ ካ ንብሎ አነ ግን ሐንቲ አብ ሐሳበይ ትማላለስ ነገር አላ ብዛዕባ እዞም ኤርትራውያ አሕዋትኔ በዞም መንነት አልቦ ተሀሪሞም አብ ሆስቢታል አብ እስራኤል ዘለው ምስቶም ወታሀደራት ናይቲ ዐዲ ተሀራሞም ዝመጹ አብ ሕክምና ቡዙሕ ነገር እዩ ዘጋጥም ኦቶም ነትና እንታይ ይኮኑ ኢል ትሐስብ ብዛዕባ ውሽጣዊ ከካላቶም
@AmanuelMehari
@AmanuelMehari 2 ай бұрын
Deqi halal meret❤❤❤
@tekiekifle6431
@tekiekifle6431 2 ай бұрын
እወ ሰሙናዊ ሓበሬታ ምርካብ ኣገዳሲ እዩ እሞ ኩሉ ግዜ ኣምጻልና ሶል ሓውና
@tedrosberhe1850
@tedrosberhe1850 2 ай бұрын
ናታናያሁ ከምቲ አበጋግስኡ ..ቃዛ ሒዙ እዉን ደዉ ዝብል አተሐሳስባዮ ዘለዎ እዚዮ ከአ ነቲ ኩናት ዘጋድዶ ዘሎ እዚ ከአ ምዕብላል ዘይ መሬታ ምግባትዮ ...በዚ ምክንያት ናታናያሆ ንኢስራኤል አብ ሐደጋ አዉዲቅዋ አሎ ..አብቲ ድሕሪ ..ሳዳም ምዉዳቅ መዓት ምልሻታት አጥፊእካ ጥፋእዉን ፈርዮም አለዉ ስለዚ ቀሊል አይኮኔን ንስራኤል ::
@AmanuelMehari
@AmanuelMehari 2 ай бұрын
Metkel hawena ❤❤❤
@rabraha1127
@rabraha1127 2 ай бұрын
1000 times metkel hero❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@teklomkiflay9548
@teklomkiflay9548 2 ай бұрын
እዋይ ክሕሱ እዚ ወዲ ይቀዘፍ 😂
@thegunners185
@thegunners185 2 ай бұрын
Barya wahid 😂
@teklomkiflay9548
@teklomkiflay9548 2 ай бұрын
​@@thegunners185 ካብዞም ጸፋራት ጽፍሪ ኣድጊ ኢኻ ትኸዉን ፍሉጥ 😂
@letinagimie539
@letinagimie539 2 ай бұрын
Selama solo and metkel and all
@tirhastesfamariam9901
@tirhastesfamariam9901 2 ай бұрын
Metikeli kulu giza intetekirbo xibuki eu 1000%
@husenhusen9811
@husenhusen9811 2 ай бұрын
Smart boy❤
@TypischNederland
@TypischNederland 2 ай бұрын
ትንቢት ህዝቅኤ 36 24፤ ካብ ህዝብታት ከምጽኣኩም፣ ካብ ኵሉ ሃገራት ከኣ ክኣኻኽበኩም እየ፣ ናብ ሃገርኩምውን ክመልሰኩም እየ።
@AsmaytYakob
@AsmaytYakob 2 ай бұрын
Merhaba solo hawey selam Metekel hawey edemen tenann yhabkum ❤🎉❤🎉❤🎉🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@AmanuelMehari
@AmanuelMehari 2 ай бұрын
Merhaba Deqi erey halalat❤❤❤
@rihanaidris6187
@rihanaidris6187 2 ай бұрын
Mechersta Alem besihu
@محمدسعيد-ج1ز6خ
@محمدسعيد-ج1ز6خ 2 ай бұрын
ጽቡቅ መደብ 👍👍
@MeseretBitow
@MeseretBitow 2 ай бұрын
ሰላም ሰልየ እዚ ግዜ ኹም አጥፊእኩም እተቅርቡልና የቀንየልና እሞ ንመትከል እንተቅረብካልና አነ ብወገነይ እሳማማዕየ በስመአብ ኢለ ዘይትስእየሞ ርጉፅ ዘና የድልየኒ እሞ ምትሕብባርኩም አይፈለየና ድኻምኩም ከይፀብፀብኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@asmerashqor8736
@asmerashqor8736 2 ай бұрын
Yes you have to bring him thanks
@Ghebre-nl7cv
@Ghebre-nl7cv 2 ай бұрын
❤❤❤ yes ❤❤❤
@Bereket-w3t
@Bereket-w3t 2 ай бұрын
Russia ,menya ente elna, ade Soviet hebret eya.Gizie nmshmat deamber nRussia zseir haily ksab hiji ayteraeyen❤❤❤
@Eritreashine
@Eritreashine 2 ай бұрын
Metkel is very knowledgeable and mature. Yes bring him when ever needed❤
@MussieSegid
@MussieSegid 2 ай бұрын
Pro Israel
@MussieSegid
@MussieSegid 2 ай бұрын
@suzisuzam5162
@suzisuzam5162 2 ай бұрын
Israel kingdem 🇮🇱❤️✝️✡️
@Biniam-z2z
@Biniam-z2z 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@akberetfikroy4552
@akberetfikroy4552 2 ай бұрын
ሶ ሓወይ ክብሪ ይሃብካ ንዚ ክቡር በሊሕ ከይቃረጽካ ኣምጽኣልና ክብ ዝበለ ምስጋ ሃበለይ
@esmailhussen-l9e
@esmailhussen-l9e 2 ай бұрын
Solo hawey thank you❤❤❤❤❤
@SemirNegash
@SemirNegash 2 ай бұрын
100/100welamaltawe
@wedirimey-m3e
@wedirimey-m3e 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@salhhashim3903
@salhhashim3903 2 ай бұрын
Xbuk medeb xbuk tntena kexlwo solo thanks belena kea xbuk meglexi
@tirhastesfamariam9901
@tirhastesfamariam9901 2 ай бұрын
Thank you solo, ni Metikel kea goyita yibarikika sileti kulu tihibena habereta
@danielghebrelul2264
@danielghebrelul2264 2 ай бұрын
መትከል አድመን ጥ አናን ይምነየልክ ።
@TypischNederland
@TypischNederland 2 ай бұрын
ትንቢት ህዝቅኤ 38: 1-7ከምዚ ዚብል ቃል እግዚኣብሄር ድማ መጸኒ ትንቢት ህዝቅኤ ኣታ ወዲ ሰብ፣ ገጽካ ናብ ጎግ ኣብ ሃገር ማጎግ፣ እቲ መስፍን ሮሽን ሜሴክን ቱባልን፣ መልስ እሞ ኣንጻሩ ተነበየሉ፣ ትንቢት በልውን፣ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ከምዚ ይብል ኣሎ፣ ኣታ ጎግ መስፍን ሮሽን ሜሴክ ቱባልን ኣብ ክሳድካ ኣሎኹ።፤ ክመልሰካ፣ ኣብ ምንጋጋኻ ዓንቃሪቦ ኽገብር እየ፣ ንኣኻ ምስ ኵሉ ሰራዊትካ፣ ኣፍራስን ፈረሰኛታትን፣ ኵላቶም ድርዒ ዝለበሱ፣ ብዙሓት ሰብ ከኣ ዋልታን ገለብን ዘለዎም፣ ኵላቶም ሰይፊ ዝሐዙ፣ ምስኦም ከኣ ሰብ ፋርስን ኢትዮጵያን ፉጥን፣ ኵላቶም ዋልታን ቍራዕ ርእስን ዘለዎም ገይረ ኸውጽኣካ እየ። ትንቢት ተዳሎ፣ ንስኻን ኵሉ እቲ ኣባኻ ተኣኪቡ ዘሎ ህዝብኻን ተሰለፍ፣ ንስኻውን ሓለቓኦም ኩን። 6፤ ጎሜርን ኵሉ ጭፍራኡን ቤት ቶጋርማ ኻብ ወሰናይ ሰሜንን ኵሉ ጭፍራኡን፣ ብዙሓት ህዝቢ ምሳኻ እዮም።
@wearo46
@wearo46 2 ай бұрын
Yes👍
Fake watermelon by Secret Vlog
00:16
Secret Vlog
Рет қаралды 29 МЛН
龟兔赛跑:好可爱的小乌龟#short #angel #clown
01:00
Super Beauty team
Рет қаралды 71 МЛН
This mother's baby is too unreliable.
00:13
FUNNY XIAOTING 666
Рет қаралды 43 МЛН
Evening News in Tigrinya for August 19, 2024 - ERi-TV, Eritrea
18:42
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 11 М.
LIYA SHOW is live! Selam
LIYA SHOW
Рет қаралды 1,1 М.
ኣይሰማም ብ ኣወል ስዒድ  / AYSEMAM BY AWEL SAID
1:23:07
ጌታቸው  ረዳ  - ደብረጼን  ገብረሚካኤል  16.08.2024
2:15:21
Fake watermelon by Secret Vlog
00:16
Secret Vlog
Рет қаралды 29 МЛН