ኣወዳት ብዛዕባ ኣዋልድ ክንፈልጦ ዘለና ዘገርም ምስጢር! The Psychology Behind Women Shedding Tears More Easily Than Men

  Рет қаралды 12,225

Aklilu H.michael

Aklilu H.michael

4 ай бұрын

#eritreamovie2023 #aklilu #akliluhabtemichael #eritreamovie #tigrignamusic

Пікірлер: 52
@temesgenweldeab4340
@temesgenweldeab4340 4 ай бұрын
Thanks Akile enkaly comedian eka xbuk gexebari nkulu ❤❤❤
@mlashughedam4707
@mlashughedam4707 4 ай бұрын
Thank you so much for sharing and understanding ❤❤❤
@HiwotMirach
@HiwotMirach 4 ай бұрын
Aklil haway. Thank you so much God blessing 🙏
@user-hm6ez8dx1x
@user-hm6ez8dx1x 4 ай бұрын
thank you ❤❤
@LovezTruth
@LovezTruth 4 ай бұрын
ዝሓጸረት ጥቅሲ ናይ መጻሓፍ ቅዱስ፡ የውሃንስ 11፥ 35 የሱስ ነብዔ። ንብዓት መግለጺ ድንጛጸን ፍቅርን ውን እዩ፡
@user-py2iy7wj9g
@user-py2iy7wj9g 4 ай бұрын
ወዲ እንተዝነብዕ ጋል እንተትሰግድ ኣምላክ ምሰምዓና ይብሉ ኣቦታት።
@samsomhaftom9752
@samsomhaftom9752 4 ай бұрын
Welcome akile ❤❤❤❤
@yordanosasres3452
@yordanosasres3452 4 ай бұрын
True 👍
@user-gc9se2bf9t
@user-gc9se2bf9t 4 ай бұрын
ዋው ይበል ኣገዳሲ ኣርእስቲ ኢኻ ኣምፂኻልና ❤❤❤
@user-uj5hp5ze4k
@user-uj5hp5ze4k 4 ай бұрын
Veey true
@mariyamey555
@mariyamey555 4 ай бұрын
እንኳዕ ዳሓን መፃእካ ክቡር መምህርና ሳብስክራይብ ግበሩለይ ቡሩካት አሕዋተይ❤❤❤
@mebrihitgrimay
@mebrihitgrimay 4 ай бұрын
Eway ane kamo xegem aleni ab qereba eyen nbatey 😢
@eyasutesfagabreal6099
@eyasutesfagabreal6099 4 ай бұрын
Enkuay bselam mesaka kibur wedi meninet Aklilu! Filtetekan ,tewuhibo Tsegatat egzabiher adilika allo. Emo egzabiher missaka yikun kibur hawey ❤🎉🎉🎉❤
@lewamberekteab3253
@lewamberekteab3253 4 ай бұрын
ane tehagesa ybeki harki ybeki Why i dont now ! aza video keydakwa zthaf zelku
@AzemeraBerhe
@AzemeraBerhe 4 ай бұрын
❤❤❤
@Mera.wedi.Redie.62
@Mera.wedi.Redie.62 4 ай бұрын
Welcame akil hawena ,like 👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@JoyJoyFT208
@JoyJoyFT208 4 ай бұрын
ወዲ ክበኪ የብሉን።ደቂ ኣንስትዩ ድኣ ተዋሳእቲ እንድየን 😂ብዛዕባ Drop-shipping ግዳ ገለ ዘይትብለና ብዘይ Facebook ወይ TikTok Ads ንብረት ክንሸይጥ ንክእል ዶ ይካኣል ተኮይኑ እንታይ ክንገብር ኣለና ኣስፍሖ ኣቢልካ ተትገልጸልና ደስ ምበለኒ ኔሩ።
@user-dm8sb2rj8e
@user-dm8sb2rj8e 4 ай бұрын
@user-xb4ne9tk5f
@user-xb4ne9tk5f 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@1jdhjjxnc449
@1jdhjjxnc449 4 ай бұрын
ኣነ በክያት ደስ እዩ ዝብለኒ ቡኩሉ ትሓግሰ ሓዘነ ኩሉ❤
@user-iw8mp1oe3e
@user-iw8mp1oe3e 4 ай бұрын
ጽቡቕ ኣርእስቲ እዩ፡ ህዝብና ኸኣ ክንፈልጦም ዘለና ክንዘራረብ ስለዝሕግዘና። ኣብ ኡ እትነብሩ ህዝብና ትገብርዎ ዘለ ኩም ምዕባለ ክርኢ ክመጽእ ተስፋ ይገብር ። መንፍዓትኩም ብጣዕሚ እዩ ዘኽርዓኒ፡ ኣጆኹም ምንእሰያትና ❤ 2:02
@kidisty.woldez6974
@kidisty.woldez6974 4 ай бұрын
ደቂ ተባዕትዮ ወዲ ኣይበክን ኢዩ እንዳተባህሉ ኢዮም ዝዓብዩ, ደቂኣንስትዮ ግን ክበኽያ ከምባህሊ በኻይት እያ. ድማ ለዋህ (እንድያ :)በኻይት )እያ. ኢዩ ዝበሃላ ::
@eben_0309
@eben_0309 4 ай бұрын
🥰🥰
@latinasandiago2682
@latinasandiago2682 4 ай бұрын
👍👍👍👍👍👍❤️❤️❤️
@Tomas-komita
@Tomas-komita 4 ай бұрын
ከምስላ ምስሉይነት
@azebogubamichael7082
@azebogubamichael7082 4 ай бұрын
የቀንየልና ስለ እቲ ሓቂ ዘቅረብካልና ኣዚና ነመስግን። ሓቅኻ ከምዚ ትብሎ ዘለኻ ለውሃት ገለ ጸገም ምስ ዘጋጥመና ረዳኢ ክንረክ ኢና ንበኪ ። ብመን እሞ ከይንበኪ ብደቂ ተባዕትዮ እንበሪ እንቋዕ ፈለጥካልን ገለ ርህሩሃት ብሩኻት ከምዚ ከማኻ ክኣ ይእብዱና ሕጂሲ ተወዲኡና እኳ።👍👌🙏🏿❤️🌹
@abelsolomon8055
@abelsolomon8055 4 ай бұрын
Amharu bimaire iyom zbekyou ab Eritreawian tray iyom dereq lliby zwininu
@nomoneynoproblem7890
@nomoneynoproblem7890 4 ай бұрын
Men is always be men 🦁 Strong 💪
@zlove8820
@zlove8820 4 ай бұрын
ሰላም ኣኪለ ከመይ ውኢልካ ጽቡቕ ኣርእስቲ ኢዩ ከም ሰብ ኣነ ካብ ክዛረብ ክበኪ ይቀለኒ ብድሕሪኡ ዝተፈጥረ ይፈጠር ወላ ሓንቲ ኮይኑ ኣይስምዓንን ኢዩ በቃ እፎይ ዝብለሉ መንገዲ ንብዓት ኢዩ እንተ ብሕማቕ እንተ ብጽቡቕ ኣብ ቅድሚ ሰብ ግን ኣይነብዕን ኢየ ዝገርመካ፡፡ ምንባዕ ከኣ ኩል ግዜ ጽቡቕ ኣይኮነን እንተኾነ ተዓዲለዮ ኢየ!!!
@user-iw8mp1oe3e
@user-iw8mp1oe3e 4 ай бұрын
ምብካይ ሕማቕ ኣይኮነን ፡ ምብካይ ነቲ ዘጨንቕ ዘሎ ነገር የቃልሎ እዩ፡ እቲ ሓንጓልና ካብቲ ጭንቀት ከውጻካ ዝፈጥሮ ተፈጥሮ ተውህቦ እዩ። እቲ ዝኸፍኤ ዘይምብካይ እዩ።ሓደ ሓደ ጊዜ ዋላ ንሓጎስ ክትጸሩ ንኽትክእል ትበኪ ኢኻ፡፡ ጓል ኣንስተይትቲ ናይቲ ውላዳ ሓላፍነት ስለዘለዋ ሓዚና ጠጠው ከይትብል ስለዘይትኽእል እቲ ተፈጥሮና ዝሃበና ንኽንበኪ ይሕግዘና እዩ፡ ኣብቲ ትበኽይሉ እዋን ካብ ሓደ ክፋል ኣእምሮኣ ሓደ ቐመም ባህታ ዝህብ ይህበና እዩ። ስለዚ ከምድላይኪ ብኸዪ እዚ ብዝጠቅምን ዘይጠቅምን ንዝብለኪ ሰብ ፍልጠት ስለዝወሓዶን ነቲ ዘብክየኪ ዘሎ መፍትሒ ክረኽበሎ ስለዘይክእል እዩ። ምብካይ ኣብ ጭንቀት ከይትኣቲ ይካላኸለልካ እዩ።❤
@nahommehari1288
@nahommehari1288 4 ай бұрын
ኣኪለ ሓወይ እታ ጓል ኣብ ጥቃኻ ዘላ እባ ኣይትስሓቂ በላ ብኣ ክሓስብ ከይሰማዕኩኻን
@hdhjsjns
@hdhjsjns 4 ай бұрын
Chidi beli😂😂😂😅😅😅😅😂 loms ka bzaba bikyat 😂😂😂 ajoka akile habtam kitkewn ika . Eway adey miarey KZbin channel do kikefet anes ??
@luwamgaleriey956
@luwamgaleriey956 4 ай бұрын
WhatsApp ka eba seddeley please zhawey ketmakrni dlye bejaka zhawey 😊😢❤
@YonasAmare-kf2ui
@YonasAmare-kf2ui 4 ай бұрын
tlmet ka km bal sami arkey ms rkbwn
@user-kx3ct1dp6t
@user-kx3ct1dp6t 4 ай бұрын
Anes kmaku zebuy entezerekabu
@hz69394
@hz69394 4 ай бұрын
Xbuk aresti eu Ane zxelo kab bahryatey nebait bmukaney eu kof ile hagos ykun hrkan bsenki keltife ybeki mukaney hasabey bgbue kewxie aykieln eye gn tedliti entay ygber
@user-pv2ez8fm1m
@user-pv2ez8fm1m 4 ай бұрын
the same me sister 😢
@leterfaleteklit
@leterfaleteklit 4 ай бұрын
Mebkay xubux eyu yewselika ete kulu seger
@mybestisyettocome.5753
@mybestisyettocome.5753 4 ай бұрын
ብኽያት ዘይኮነ ጽቡቅ ንክሉ ምቅባል ዩ ጽቡቅ። ምቅባል ፈውሲ እዩ።
@selamtewelde3563
@selamtewelde3563 4 ай бұрын
Bzuh may sle nseti 😂
@user-iw8mp1oe3e
@user-iw8mp1oe3e 4 ай бұрын
ብክያት ሕማቕ ኣይ ኮነን።ብኽያት ንዓኣ ጽቡቕ ኣይኮነን ንበዓል ቤታ ጽቡቕ ኣይኮነን ዶ በልካ ፡ ነቲ በዓልቤታ ጽቡቕ ኣይኮነን እዃ ኣይተረዳኣንን፡እቲ ብኽያት ንሰብኣያ ዝገብረሉ ስዕቤን ኣብርህ ተተብሉ ጽቡቕ ነይሩ።እንተ እቲ ምኽንያት ኣብቲ ናይ ምጥባው ቕልዓ ዝሕግዝ ሆርሞን ኣሎ ዝበልካዮ ልክዕ ኣለኻ፡ ኣብቲ ጸገም ሓዘን ጭንቀት ክህልዋ ኸሎ ግን እቲ ብኽያት ኣዝዩ ጠቓሚ ጊደ ኣለዎ፡ነታ ጓልኣንስተይቲ ኣብእትጭነቀሉ እዋን ብብኽያት ዝስራሕ ካልእ ናይ ባህታ ሆርሞን ኣለዎ፡ እዚ ሆርሞንዚ ካብቲ ዘላቶ ጭንቀት ክፍኹሰላ ይኽእል እዩ። ስለዚ ጓልስንስተይቲ ቖልዑ ከተጥብው ክቓለላን ኣድልይ እዩ ምኽንያቱ ነቶም ህጻናት ከተዕቢ ይሕግዛ፡ እዞም ክልተ ሆርሞናት እንተዘይብላ ቕልዑ ከተዕቢ ኣይትኽእልን እያ። እንተ እቲ ሱቕ ኢለን እየን ዝበኽያ፡ ኣብቀረባ እየን፡ ዝብልዎ እቶም ደቂ ተባዕትዮ እንታይ ክገብሩ ስለዘይፍልጡን ስለዘይርድኦምን እዩ። እቲ ሰበይትኻ ክትበኪ ኸላ ኣንቲ ሱቕ እንዶበሊ ምባል ጌጋ እዩ። እታ ዝበለጸት ነገር ትገብራ እቲ ናታ ክትገብሮ ዝሓሰበት ድራር ምቕራብ ድዩ፡ ክሽነ ምጽርስይ፡ ቕልዑ ምሕጻብ ፡ ኣንተጌርካላ ነቲ ናይ ባህታ ሆርሞን ክሕግዛ ዝደሊ ዝሎ ይሕግዞ፡ ኣጆኺ ድሓን ጥራሕ በላ። ❤
@nomoneynoproblem7890
@nomoneynoproblem7890 4 ай бұрын
Girl and baby are the seme 🤔
@Acnt12
@Acnt12 4 ай бұрын
Mishhhhhh 😂
@MihreYeAb
@MihreYeAb 4 ай бұрын
Lokmaxat koynen gidi.
@user-xh2vy8tq7x
@user-xh2vy8tq7x 4 ай бұрын
ሰበይቲ ተበከየት ተምስል ተሰንከተት ተብስል ይብሉ ነይሮም ኣቦታት 😂😂
@user-wk7sq7ix2x
@user-wk7sq7ix2x Ай бұрын
ምስጋና ይኹንካ ዝሓወይ
@technicaltube4817
@technicaltube4817 4 ай бұрын
ጋል ንንብዓት ከም መቆጻጸሪ ኢያ ትጥቀመሉ ከተምስል ትነብዖ ንብዓት ውን ኣሎ, ንብዓት ጋል ንብዓት ሓርገጽን ሓደ ኢዩ ሓርገጽ ከጥቀዓካ ከሎ የዒንቱ ይነብዕ ኢዩ 😭👹።
@Nanininu228
@Nanininu228 4 ай бұрын
Kemu aytebel adieka ketebeki riekaya aytefeleten dika
@asmeraroyalcafe
@asmeraroyalcafe 4 ай бұрын
Kkkkk ኣኽሊሉ ጋል ተብኪ አኮ ሕርቃን ሓዘን ሕማቅ ዘረባ ዘይተጸበይቶ ተኾይኑ ቀልጥፋ ተነብዕ አምበር ኣብ ኖርማል ግዜ ኣይተነብዕን አያ. ግን አቶም ኣውዳት ውን ከነብዓ ከለዋ ክረዱእወን ኣጆኺ አሎም ክእብደወን ኣለዎም አምበር ነባዓቲ አየን ኣምሰሉታት አየን ምባል ዘይኮነ ጸባሕ ውን ሓፍተካ ክትበኪ ከላ ውን ኣምሰሉ ሓስያ አያ ተበኪ ዘላ ክትበሉ አኩም ሰለዝስ ክትርድኡውን ኣለኩም. ብመንታይ መኽንያት ትበኪ ኣላ አልኩም ሕብረተሰብና ዋሕዲ ፍልጠት ኣለዎ ክርዳእ ኣይከኣልን
ኣወዳት ዝገብርዎ ጌጋታት
20:06
Aklilu H.michael
Рет қаралды 16 М.
Жайдарман | Туған күн 2024 | Алматы
2:22:55
Jaidarman OFFICIAL / JCI
Рет қаралды 1,5 МЛН
Tom & Jerry !! 😂😂
00:59
Tibo InShape
Рет қаралды 61 МЛН
MEGA BOXES ARE BACK!!!
08:53
Brawl Stars
Рет қаралды 35 МЛН
3 ስግንጢራት ባህሪ ደቀ’ንስትዮ!
19:48
Aklilu H.michael
Рет қаралды 14 М.
7 ንደቀንስትዮ ኣዝየን ዘሕርቐአን ነገራት!
13:48
THE POLICE TAKES ME! feat @PANDAGIRLOFFICIAL #shorts
0:31
PANDA BOI
Рет қаралды 21 МЛН
Все мы немного НИКА!
0:17
Привет, Я Ника!
Рет қаралды 2,9 МЛН