ኣወዳት ሓበሻ ፣ ብውሽጢ ባህላዊያን ብደገ ዘመናዊያን፡

  Рет қаралды 18,341

Aklilu H.michael

Aklilu H.michael

Күн бұрын

#aklilu #eritreamovie #tigrignamusic #akliluhabtemichael #eritreamovie2023 #eritreamusic

Пікірлер: 189
@ዓቕላምሰደተኛሄዋን
@ዓቕላምሰደተኛሄዋን 9 ай бұрын
እንጀራ ዓለም ብላዕ መሰተዉዓሊ ሰብ👌💖💖💖
@etsegenetandeberhan1575
@etsegenetandeberhan1575 9 ай бұрын
በጣዕሚ ደጣእሰኒ ኤርትራዊ ሓወይ ኢለ ምምርዓወይ እዩ አብመወዳእታ ንበይነይ ደቀይ አዕቢየ ። አሕዋትና ምስጊዜ ኽከዱ አይደልዩን ፍቅሪ ከዓ ክሕቡ አይኽዕሉን 🥲
@Elenabruk
@Elenabruk 9 ай бұрын
I got divorced from my first habesha. Now married to a foreigner. 15 years and counting. I thank God every single day! I am sure kulom ahwatna hade aykonun but from my experience, it is exactly how you described it. I wish and pray for my younger sisters for the same blessing as mine. Sorry awedat ahwatna, niqhat yedliyekum alo. Eti primitive atehasasba eyu awaldkum zeksrekum zelo.
@DrarAnd
@DrarAnd 9 ай бұрын
Good for you,😁
@biohelloeri2671
@biohelloeri2671 9 ай бұрын
You're calling eritrean primitive- You're just "krdad" happy we got rid of you primitive mind.
@simretteferi4529
@simretteferi4529 8 ай бұрын
😂ንስኪ ዲኪ ከሲርኪ ካብ ንዓኺ ዝመስል ሰብኣይ ወጺእኪ ዋላ ንሕና ኢና ንስኪ ካብ ባህልክን መንነትክን ወጺእኪ ስለዝጠፋእኪ ከሲርና ? 😂
@ጋልሰንዓፈ
@ጋልሰንዓፈ 9 ай бұрын
Hade nsika trah shigrina teredkalna enjera alem blae ❤❤❤
@saradaniel5579
@saradaniel5579 9 ай бұрын
Yes 100% wela ane bka enbelku ye znebr zeleku habesha bmrawey❤❤❤❤❤thanks Akile
@simretteferi4529
@simretteferi4529 8 ай бұрын
ብካ ኢልካ ኣሎ ?እሞ ሃየ ካልኦት ኬድኪ ፈቲንክዮም ኮይንኪ ዲኪ ዋላ ሙቪ ርኢኪ ዝሕሹ ኮይኖም ተሰሚዕምኪ ?
@kisanetamine7137
@kisanetamine7137 9 ай бұрын
Nay bhaki Akile hawey 100% xbukat aleka habeshana ab fkri dongyom alewu gudayom ab hawla eyu zelo. Bflay tewelidka beka fkri zeymlketeka koynu eyu zsmeom. Slezi amlak mxwar yhabena:: ❤❤❤
9 ай бұрын
thank you for telling the truth.
@rutatukue-y4c
@rutatukue-y4c 9 ай бұрын
So you are right God bless you
@kibirtiadhanom1958
@kibirtiadhanom1958 9 ай бұрын
Nay bhaqi aklu hawey kulu tblo zeloka 100% haqi eyu Gbu❤❤❤❤❤❤❤
@edentekle9552
@edentekle9552 9 ай бұрын
As always thank you so much for your amazing content! We are learning a bunch from you brother🙏 god bless you and your family❤️
@Israel-pz6lg
@Israel-pz6lg 9 ай бұрын
እንጀራ እዝጊ ብላዕ ሓቂ ተዛሪብካ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@cashmoneymoney-s5r
@cashmoneymoney-s5r 8 ай бұрын
ኣምላክ ዝበሎ ኩሉ ዘይተርፍ እዩ ሰብ ኩሉ ጎል ትኩን ወዲ ሰብ ጥራይ ኣይበድል እምበር ደስ ዝበሎ ክገብር መሰል ኣለወ ሓንቲ ደስ ዘይትብለንን ሓጥያት እያ ዝብላን ሰብ ሓዳር ወይ ሰብ ቃልኪዳን ብትርኪ ምርኪ ከፈላለዩ እዩ ዘሕዝነኒ 🩵🩵🩵🙏🐬🐬🐬
@1jdhjjxnc449
@1jdhjjxnc449 9 ай бұрын
ናይ ልበይ ክብል እየ ሓወይ ኣብይ እካ ቀፅሎ ❤😊
@harenatekle5528
@harenatekle5528 9 ай бұрын
Oh really amazing idea akile u speak z truth i hope our society got z point .
@KokobG-l1i
@KokobG-l1i 9 ай бұрын
i like u❤❤
@FeruzMakele-cg3ix
@FeruzMakele-cg3ix 9 ай бұрын
Nay behaqi haqi zkone zereba ..❤❤❤❤. Aklilu hawna ❤❤ awedata nay habash kem dlayon dakunlom kem dlayna keykunu zmehalu futurat endiyom
@saradaniel5579
@saradaniel5579 9 ай бұрын
Abey mo ysemeu ezom xemamt nzi video keman ayrywon yom abeu enwealki b natu atehasba tkedi alki yom zblu beal gegema.❤❤❤❤❤thanks hawey qexlo
@mebratgeb3029
@mebratgeb3029 9 ай бұрын
The title gave me sense of relief as I can relate to it but then again it flash back a lot of memories .in my humble opinion the main issue in r/p is not knowing self (what is one’s blind spot,what is your deal breaker,what is your vulnerabilities ,art of responding versus reacting to situation?,what is your value?
@Hadas2109
@Hadas2109 9 ай бұрын
ኣይ ኣክሊሉ ሓወይ ንእሽተይ ፍቅሪ & ኣክብሮት እንተዝቡና ደኣ ከም ሓበሻ ጋል ኣንስተይቲ ደኣ ኣበይ እሞ ክርከብ ,ግን ጋል እንታይ ክብረት ኣድልይዋ እንዳበሉ ልብና ኣሕሪሮምና ኣለው & ብደቆም ኣይግደሱ ወሊዶም ደሃይ ደቆም ኣይገብሩ ,እፍ እዚኦም እኮ ፍሉያት እዮም ,በትሪ ገርካ ምድጉዳግ እንበር ኮፍ ኢልካ ሽግርካ ናምታሕ ክእለት ወይ ድማ ድልየት የብለሙን::
@endiamo10
@endiamo10 9 ай бұрын
ኣነስ ግሪም ኢዩ ዝብለአኒ ኣሕቢርካ ምዝላፍ ሓዊኺ ዘመድኪ ወይ ኣብ ሂወትኪ ዘክብርወነን ዘፍቅርወኒን ኣጋጢሞምኺ ኣይፈልጡን ማለት ድዩ ኤፐ
@Hadas2109
@Hadas2109 9 ай бұрын
@@endiamo10 1% ዶ?
@endiamo10
@endiamo10 9 ай бұрын
​@Hadas2109 ካብ ነብስኺ ጀሚርኪ 99% ብደቀን ሰብኣየን ፍቕሪ ነኽብረሎም ኢኺ ትብሊ ዘለኺ ! ነዘን ሽጋራ ዝሰትያ ደቀን ዝምጠላ ወኒን ክሳብ ዝጠፊእ ዝሰኽራ እዚኤን ንኹለን ኣዋልድ ንሓዳር ኣይኮነን ኢየ ኣኻሊብ ክብለን ኣለኒ ማለት ድዩ ኣይኮነን ። ከምዚ ብሰኪ ንቑጽ ይደዲድ ርሑስ ኢዩ ክንደይ ለባማት ኣኽበርቲ ካብአን ዝበዝሓ ከም ዘለዋ ይፈሊጥ ኢየ ። ዋላ ኣኽሊሉ ጌጋ ኣለዎ እንዶ ሚዛናዊ ሚዛናዊ ክዛረብ ኣለዎ እበር ዓቐኑ ዝሓለፈ ምቲቢባዕ ኢዩ
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 9 ай бұрын
​@@endiamo10እዘን ትብለን ዘለኃ 1%ካብ ሚኢቲ እየን ናይ በሓፈሻ ተዛረብ? እቲ መደብ ናይቲ ኣቨረጅ ናብረአን ዝመርሓ ዘለዋ ኢዩ እምበር ናይተን ሽጋራ ድሰትያ ዝሰኽራ ኣይኮነን።
@selamselam918
@selamselam918 9 ай бұрын
ሓቅኺ ጓለይ ከናድዱኻ ደንጎላታት እዮም ንጓል ክብሪ ዘድልያ ኣይመስሎምን ኡፍፍፍ ኣሕሪሮምና💔 ከይንገድፎም ደቂ ዓድና እናደለና እንተቐረብናዮም ኣይክንደይ ንሳቶምስ ዛእታራት ቸላኾታ🙁
@lemlemgebru4339
@lemlemgebru4339 9 ай бұрын
Amen yhbiru akile hawey Thanks
@aronkifle2423
@aronkifle2423 9 ай бұрын
All in all am agree with ur points generally as u said the problem is in the difference of our behavior and point of view. Thanks keep going 🙏🙏🙏
@ea-vk8uq
@ea-vk8uq 8 ай бұрын
Egzibher Ybarkka! Blkie gelixkayo.
@mussiedawit5697
@mussiedawit5697 9 ай бұрын
ርሑስ ብዓል ልደት ንኩልና፡፡ ንዓባ ሓወይ በጃካ፡ እንታይ ኢካ ተተባብዕ ዘለካ ናብ ካልእ ሕብረተሰብ ክከዳ ተተባብዕ ኣለካ፡ ንሰን ከ ኣይብድላን ማለት ዲዩ፡ በደል ብኩልና ወገን እዩ ዝፍጸም ዘሎ። መጀመርታ ክፍለጥ ዘለዎ ሓደ ሕብረተሰብ ፋሕ እንተ ኢሉ ግድን እዩ ምስ ዝኮነ ሰብ ቀረባ ዘሎ ክዋሰብ፡ እዚ ካብ ቅድም ዝነበረን ዘሎን እዩ ኣይትክልክሎን ድማ፡ ስለ ንስኩም ዝሓመቅኩም ማለት ግን ኣይዘረባን፡ ነዋልድ ከምዚ መላእክቲ ገርካ ኩሉ በደል ንወዲ ኣልጊብካሉ እዛ ኣርእስትካ ከባድ እያ ባህልኩም ልምድኩም ግደፉ እሞ ስዓብወን እያ ተስምዕ፡፡ ድሓር ክፍለጥ ዘለዎ ባህሊ ይኩን ሃማኖትን ኩሉ ዝዕቀብ ኣብ ዝከድካዮ ሃገር ዘማእዝንዎ ሰብኡት እዮም ዝበዝሑ ፡ለባማት ደቀንስትዮ ዝቅይራ ንሕብረተሰብን የለዋን ድማ ኣይኮነን ።ንሰን ጠፊኤን ኢልና ንሕና ባህልናን ሃይመኖትናን ኣይንቅይርን ማለት እቲ ጎዳኢ ባህላዊ ነወግዶ ፡ሕጂ ዘመናዊ ባህላዊ ወዲ እንዳበልካ ኣይኮነን፡ ብዓልካ እኮ ትምልሶ ኣለካ ተጸሌን ዶ ገለ እሞ፡ሽግር ናተን እዩ ፡ ይጨኮና ኣይኮንኩን ዝብል ዘለኩ። ንሰን እከ ማዕረ ክንደይ እየን ማዕቢለን ፍቅሪ ዝገልጻ እንታይ ዓይነት ከ ወይስ ጥራይ ኣብ ኣከዳድና፡ ኣካይዳ፡ ወይ ጽፍሪ ስለ ዘንዋሕካ ዲካ ጥር ኢልካ ካልእ ክትከውን ትፍትን፡ ትሕትናካ ትቅይር። ልቢ እንተነጽሀ እዩ፡ ተግባር ንብዝሕ ካብ ልሳን ይገልጽ እዩ እሞ፡ ኣብ ዘረባን ምቅብጣርን ኣይነድህብ በጃኩምም፡፡ ዝብኮነ ፍጹም ኣይተዋሕጠትለይ ይቅረታ፡ ኩልና ትሕት ኢልና ወድና ጋልና ብሓደ ለይቲ ዝቅየር ነገር የለን ወለዶ ዝወስድ እዩ እሞ ቅድም ንነብስና ፍቅሪ ከመ ኣቦታትናን ኣዴታትናን እምነቶምን ምንገዶምን ንከተል፡፡ ኣይ ንጻላእ ኣይንወናጀል
@cashmoneymoney-s5r
@cashmoneymoney-s5r 8 ай бұрын
🙏🙏🙏
@yrgalemandom5365
@yrgalemandom5365 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@BetramGualHewan-bw9ob
@BetramGualHewan-bw9ob 9 ай бұрын
Merhab akil hawey eqa dahan mexaka nay bahaqi weshetom si zebenaweyan ayekonunu zelewu bahaqi bezkon eze temeheretka tesefa negeber keqeyerom akil hawey egezabeher edemen tenanan yehabeka ❤❤❤ 🙏🙏💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪
@musganamusa4924
@musganamusa4924 9 ай бұрын
The way you explained l love ❤️
@rahwagoitomrahwa203
@rahwagoitomrahwa203 9 ай бұрын
Thank you 🙏 brother smart God bless you 🙏
@samrawitsuim585
@samrawitsuim585 9 ай бұрын
Thank you so much akile hawna Merry Christmas to you too
@rutamengstu5299
@rutamengstu5299 9 ай бұрын
Amen Amen yehbiru Akile hawey GBU 🙏🙏❤
@ruthvictory1534
@ruthvictory1534 9 ай бұрын
Thank you so much ❤❤❤❤
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 9 ай бұрын
የቀንየልና ኣኽሊሉ ሓውና ።
@tzegeredaghebreamlak6441
@tzegeredaghebreamlak6441 7 ай бұрын
Yes it true.Awadatna kikyeru alewom.Kemey Kere btelefon kirekbeka yikhl
@NeemaMender-dw9wj
@NeemaMender-dw9wj 9 ай бұрын
Akilu hawey nay behaqi eta haqi zela ikha tezaribka berekhetka yibzah
@aziebdesta7130
@aziebdesta7130 9 ай бұрын
Thanks merry Christmas and happy new year ❤
@zaidsimon9363
@zaidsimon9363 9 ай бұрын
Thanks happy new year and merry Christmas 🎄🎁
@helenmengsteab6021
@helenmengsteab6021 9 ай бұрын
Thank you for your advice ❤
@senaitGebrehiwet-y9f
@senaitGebrehiwet-y9f 8 ай бұрын
Sbenet ko wersha aykonen wxetom u thanks akili🎉
@ጋልትግራይ-ቨ1ቘ
@ጋልትግራይ-ቨ1ቘ 9 ай бұрын
ቡሉጸይ ❤👌
@natsnetteame5256
@natsnetteame5256 9 ай бұрын
enkae Bdhan Mexaka Aklilu hawey nay bhaki hayal wedi eka btami kea yednkeka nay lebam zereba u ezi tehlfo zeleka melekti ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ከምኬፈይባ
@ከምኬፈይባ 9 ай бұрын
Wawww brawo adniqeka kulu gerelka aleku ❤
@fevenadam6015
@fevenadam6015 9 ай бұрын
Btami gerimni ab nefsi wekef hadar atika nay lbi seb zfeteshka eka tmesl Nezi amuq fltet kulatna tegedisna telfelto tfers hadar aymhalewetn. Kem wetru ajoka ab 2024 bzbelexe srah knxbeyeka ena Rhus hadish amet ms sdrabetka fetari brk yeblka nbereket kun🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@selamnirayo6454
@selamnirayo6454 9 ай бұрын
It is all true
@tesfugoitom7907
@tesfugoitom7907 6 ай бұрын
They are so lucky those who are in relationships than those are in demolition
@tsegafesehaye7045
@tsegafesehaye7045 9 ай бұрын
Aklul ahwyyy ketelo ❤❤❤❤
@aziebnaizghi8797
@aziebnaizghi8797 9 ай бұрын
Bro it make sense your topic to me. Very interesting and educational video GBU
@jongery8953
@jongery8953 9 ай бұрын
ዝገርም ኣገላልጻ
@Selamfrom2022-ur3hz
@Selamfrom2022-ur3hz 9 ай бұрын
Amen Amen Amen
@muluabraha9506
@muluabraha9506 9 ай бұрын
HAPPY NEW YEAR BRTHER WITH ALL YOUR FAMILIES. THANKS FOR SHARING YOUR KNOWLEDGE BRATHER KEEP teaching us . THAT'S AMAZING
@aklilu.Hmichael
@aklilu.Hmichael 9 ай бұрын
Happy New Year too 🎊
@SaidaSaida-kc2ie
@SaidaSaida-kc2ie 9 ай бұрын
Thanks 👍👍👍🥰🥰❤️❤️
@tesib3910
@tesib3910 9 ай бұрын
Merry Christmas and Happy New to you and ur family 🎄
@frezghiokube3241
@frezghiokube3241 9 ай бұрын
ሓዳረይ ዘሪገዮ ብጽጋበይ ዝምለስ መሲሉኒ ከም ቀደመይ በለት ሰበይቲ ይብሉ ኣበው ወለድና እንክምስሉ። መቸም ንግዜ ፈሊጥካን ተረዲእካን ከም ግዜን ክይነታትን ክትከይድ ሰናይ ኡካ እንተኾነ ፡እቲ ዝዓበየ ነገር እምነትን ክብረትን ኢዩ ኣብ ሓዳር ኣብ ፍቕሪ ። ክብረት እምነት ተሓታትነት ምእዙዝነት ናይ ምርድዳእ ዓቅሚ/ ብቕዓት ይቕረታ ናይ ምብህሃል ልምዲ ዘይምህዋኽ ዝኣመሰሉ ነገራት ተዓጢቕካ ንሓድር ንፍቕሪ ክትምስርቶ ሰናይ ኮይኑ ይስምዓኒ ፡።ኣብዚ ሓሳብ ግን ሓውና ኣክሊሉ ምናልባት ጎንጽን ባእስን ኣጋጢሙውን ናብ ካልእ ዜጋ ይምርዓዋ እሞ ድሓር እቲ ሓዳር ወይ እቲ ናብራ ብብዙሕ ምሉ ንግመ ድታት ኢዩ ቻለንጅ ዝገጥመን ከማን ምስቲ ወድዓደን ይበልጸን ካብ ምስቲ ጋና ፡እዝውን ካብቲ ባዕላትን ዝምስክርኦ ሓቂ ኢዩ ክንደይ ደቅንስቶ ኣላዋ ምስ ካልእ ዜጋ ተመርዕየን ብኽያትን ዝወድኣ ኣብ ዘይተደልየ ሕማምን ካልእን ዝበጽሓ ፡ስለዚ ሓውኻ ዝመስሎ ነገር የለን ሓፍትኻ እትመስሎውን የለን እሞ ኩልና ተኸባቢርና ተጸዋዊርናን ተኸኣኢልናን ክንከይድ ይግባእ ፡ድሓር ካብ ብዕራይ ጸባ ኣይሕለብን ኢዩ ስለዚ ነቲ ወዲሃገረን ከምቲ ወዲ ካልእ ዜጋ ኩነለይ ዝበሃል ኣተሓሳስባ ብሓቂ ክእረማሉ ይግባእ ፡ኣብ ፍልሚ ዝዝረኣይኦ ከምዚ ግበረለይ ፡ከምዚ ዓይነት ፍቕሪ ዘይለገስካለይ ከምዚ ዘይኮንካለይ እናበላ ዝዕጭዕጫ እንተኾይነን እዚ ጌጋ ኢዩ ምክንያቱ ንሱ ከኣ ካብ ክብርን ባህልን ወለዱ ክውረ ጽእ ዘይደሊ ብስነስርዓት ባህሉን ሃይማነቱን ኣኽቢሩ ለይትን ቀትርን ሰሪሑ ሓዳሩን ስድራቤቱን ፈቂዱ ክኸይ ዝደሊ ሰብ እንተደኣ ኮይኑ ከምኡውን ንስድራቤታ ኣኽቢሩ በታዘላቶ ዓቕሚ ደጊፉ ዝኸይድ እንተደኣ ኮይኑ ብሓቂ ካብዚ ንላዕሊ እንታዩ ዝድለ። ስለዚ ናብ ካልእ ዜጋ ዝምርዓዋ ፍቕሪ የብሉን ፍቕሪ ኣይልግሰለይን ኢዩ ዝብላ እዚ ንምድንጋር ዝጥቀማሉ ሜላ ድኣ እምበር መን ኢዩ ብሰበይቱን ብሓዳሩን ዘይግደስ እዚ ክብል እንከለኹ ኣብ ከባቢና ዝግበር ነገራት እቲ ዘሎ ናይ ደቅንስቶ ጸይቂ ተግባራት ተገንዚበ ነተን ሕማቕ ምኽርን ሕማቕ ተግባር እናመሃራ ሓዳር ክብትና ክዘርጋ ዝውዕላ ዘለዋ ከምዚ ዝገብራ ከምዘለዋ ኩሉሰብ ክፈልጦ ዘለዎ ሓቂ ሙኻኑ ንምፍላጥ ደኣእምበር ፈጺመን ኣይተበደላን ዝተበደላ የለዋን ማለተይ ኣይኮንኩን ክንደይ ሰነፋት ኣወዳት ወን ኣለና ኢና ማለት ኢዩ። ስለዚ ብወገነይ ካብ ናብ ካልእ ዜጋ ምምርዓው ኮፍ ኢልካ ብሓሳብ ሽግራትካ ምፍታሕ ምርድዳእ ጽቡቕ ኢዩ።
@azebogubamichael7082
@azebogubamichael7082 9 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ እንዲኻ ተቕርብ ዘለኻ ነእቶም ጽቡቕ ሓዳሮም መሪሖም ዝኸዱ እንቋዕ ብሉጻት ኣብነታውያን ሰብኡት ንፉዓት ንሓዳሮም ንኺዳኖምን ደቆምን ሃለኹምልና። እንተ ናይዞም ዘይተረድኡ ዘይፈለጡ ሕማቓት ሰብኡት እኳ በየን ጀሚሬ በየን ከምዝውድኦ እኳ ጠፊኡኒ ክንረዳዳእ ኢዩ ሽግርና ክንፈትሕ እንዲዩ ዝምህረናን ዘቅርበልና ዘሎ።ሕጂ ዘተሓሳስበኒ ዘሎ ከም ኣዴታተን ዘይኮና ኣይንኸውንን ኢና ኣይትሕሰብዎ ። ንድሕሪት ክንምለስ ብናይ መጻኢ ንሕሰብ ናይ ደቅና ንሕሰብ በከመይ ነመሓይሾም ንኮስኩሶም ሰብኣውነት ነፍልጦም ነዚ ከነዕሪ እንተኾይንና ክኣ እቲ ጉድለትና ከነዕርዮ ከለና ኢዩ ።ኤርትራዊ ሰብኣይ ሲ ርኢናዮ ኣለና ወጺና ተንዛረብ ሲ ኢልካ ዘይውዳእ ኢዩ።ገለ ኣብነት ክገልጽ ዘስካሕክ ጥንስቲ ኣደ ቆልዓ ጠፊኣን ኣበይ ኣሎ እቲ ኣቦ ዘጥነሰ ዘውለደ መፍትሒ ሰኢናትሉ ኣብማእከላይ ባሕሪ ተጓዒዛ ንፍለጦ ከነዕርዮ።ንደቅና ክኣ ሓላፍነታውያን ጌርና ነዕብዮም ሓደራኹም 🙏🏿🙏🏿🙏🏿 ኣኽሊሉ ሓውና ክኣ ቀጽሎ።
@FilimonAtobrhan-p1b
@FilimonAtobrhan-p1b 9 ай бұрын
ኣኪለ ሓወይይ ብጣዕሚ መሃሪ ዝኾነ ሓሳብ ሂብካና ግንን ኣብዚኣ ክብላ ዝደለኹ ነገር ምስ ወዲ ዓደይን ሓወይይ ፍቅሪ ጎዲልኒ ኢልካ ምስ ወዲ ኻልእ ዜጋ ዝገብርኦ ዘለዋ ካብ ሕብረተሰባካን ትፈትዎም ወለድኻን ተነጺልካ ምንባር እዩ ከምኡ ውን ምስ ግዜ ጽቡቅ ጌረን ምስ ፈለጥኦም ዝመጽእ ሺግር እዩ ዝበዝሕ ሕስብ እሞ ኣብልዎ ኣብ ዓለም ከለኻ ነቶም ጨፈፍ ኢሎም ዝዕበዩካ ወለድኻ እንዲኻ ከተሐጉሶም ትጽዕር ወላዲ ሕብረተሰብ ተኻፋሊ ናይ ሓጎስካ ክኸውን ኣይትደልን እንዲኻ እዚ ኣተሓሳስባ እዚ በ ኣይ negative ኮይኑ እዩ ዝስምዓኒ ፍቕሪ ማለት ከኣ ፍ፡ ርሓት ኢግዚኣቢሐር ቕ፡ንዕና፡ር፡ህራሄ ማለት እዩ ነዚ ምስ እትውንን ከኣ ንዓኣ ዝኸውን ወዲ ዓዳ ከምዘይትስእን ርግጸጛ እየ ኢድካ ካብ ንኻልኣይካ ምውጥዋጥ ኣቐዲምካ ናብ ነብስኻ ኣመልኪትካ ንነብስኻ ምሕታት ውን ኣገዳስን ፍትሓውን ኮይኑ እዩ ዝስመዓኒ ማለት ንወዲተባዕታይ ይኹን ንጓል ኣንስተይቲ ንፋቐር ሂወት ሓጻር እያ ንዓና እያ ነዋሕ ኮይና ትስምዓና እምበር ብ እግዚኣብሔር ሲ 69/70 ዓመት 60/79 ደቒቕ እየን ወድሓንኩም።
@nazrethaile6310
@nazrethaile6310 9 ай бұрын
❤ akulilu hewey kulu ykatateleka eyu eza nay lomiò .gn ab lbi awald zela kffffttt abilka awxikaya bhefesha kulu tmhrtn bsletn yeblnann
@nebiatweldu4166
@nebiatweldu4166 9 ай бұрын
Edmen tenan yehabka hawey happy new year and merry Christmas ❤❤❤❤❤❤❤❤ bulux
@MWeldey
@MWeldey 9 ай бұрын
ሓቂ ዩ ሓበሻ ወዲ 000 ኮምኒከሽን ኢዩ ።
@simretteferi4529
@simretteferi4529 8 ай бұрын
ክንደይ ሓበሻ ኣወዳት ኢኪ ትፈልጢ ?000
@eri97
@eri97 9 ай бұрын
ኣነስ እዚ ናይ መድያ ምኽርታት ገለ ዋላ ኣይኣምነሉን ኔረ , ናትካ ትምህርቲ ግን ማራ ፈትየዮ ብልቢ እየ ከኣ ዝሰምዖ✅️ ኣብ ኣካይዳይ እውን ቁሩብ ከስተብህለሉ ጀሚረ ::የቀንየልና ኣኪለ ✌️❤️
@Gezana.21k
@Gezana.21k 9 ай бұрын
Tnx you❤🫶🏾
@dahab8993
@dahab8993 9 ай бұрын
Welcome akile haweyyy❤❤❤ ruhus hadushi amet ygebereka mis sdrabetka
@adhanettekeste2267
@adhanettekeste2267 9 ай бұрын
Betami tsebuq medeb ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@KokobG-l1i
@KokobG-l1i 9 ай бұрын
😢😢😢 thank u ka zhawey❤
@akiyor3615
@akiyor3615 9 ай бұрын
ደቂ ኣንስትዮ ቀልጢፍካ ምቅያር ከም ዘለወን ዝፈለጥኩ ካብ ሊብያ ናብ ኢታሊ ምስ ኣተና ኣብ ሊብያ ዘደንግጻ ነረንስ ኣብ ኢታሊ ምስ ኣተና ኣራግጽ ወዲኤናና ንርባራት ድያስፖራ ኮይነን😢
@nisri1567
@nisri1567 9 ай бұрын
እቲ ፍቕሪ ንብሎን ሓልዮት ንብሎን ንፈላልዮ። ኣብ ሰብኣይ ሓበሻ ሓልዮት'ዩ ዘሎ። ኣፍቂረኪ ፈትየኪ ፈጠረካ ዝበሃል የሎን። ምኽንያት መሕረቒኡ ክነግረን ብመሰረቱ ዓቕመን ድሩትዩ። ርእሲ የሎን ጥር ኢልካ ኦክያል ዝበሃል ኣሎ ዘዝረኣየኦ ክኾና'የን ዝደልያ። ሓደረን እንዳሰረቓ ስድረአን ክጥውራ ሰብኣይ ረኺብዎ ዘሎ እንተዘይተዛረብና እምረጽ። ሱቕ ጥዑም እምረጽ።
@GhebruRa
@GhebruRa 9 ай бұрын
👌🙏♥️
@temesgengoytay6043
@temesgengoytay6043 9 ай бұрын
Thank you kbur hawey bejaka hagzena zhawey zmhr vidotat akrbelna awald Europa endabelu keynwom mentilom eyom nsatom kea sebeut Europa mkanom ninebsom ayzkrwan btaemi aynsmaen alena wela ab Europa weyo gal trekbo keyterf gdikoynu beka neziom zkewin mehari kab mkrab adi aytwal Akile abiseb
@genetmehari8120
@genetmehari8120 9 ай бұрын
Naybehaki xibuki gerika gelixikayo kexilo 👍👍👍👍👍👌👌👌👌👌
@selamasweet7680
@selamasweet7680 9 ай бұрын
❤😍😍😍😍😍😍❤❤❤❤❤👍👍👍
@shewitmulugeta34
@shewitmulugeta34 9 ай бұрын
ኣድኒቀካ ቀጽሎ ብራቮ !!
@letaykeshy7666
@letaykeshy7666 9 ай бұрын
Professor mesilka kenikas..... hji harestay mesilka😂 Good jobbbb bro
@Newvids767
@Newvids767 9 ай бұрын
Gidefi letu 😅
@1jdhjjxnc449
@1jdhjjxnc449 9 ай бұрын
ናይ ለበዋ ኣርእሰቲ ❤
@aklilu.Hmichael
@aklilu.Hmichael 9 ай бұрын
😅
@selamasweet7680
@selamasweet7680 9 ай бұрын
ናይ ልበይ ኣርእስቲ😊
@Blessed-ml6yq
@Blessed-ml6yq 9 ай бұрын
Yes akile hawna ( atum sebay)
@DrarAnd
@DrarAnd 9 ай бұрын
ክብድሃካ ኣኪለ፡ ኣዋልድና ንፈትወንን ነኽብረንን ኢና ብወገነይ ጓል ሃገርና ክሕዝ የ ዝደሊ። ግን እቲ ዝዓበየ ጸገም እተን ኣዋልድ ንሓድሕደን ኣብ ግድለት ናይ ኣወዳት የን ክዛረባ ዝውዕላ፡ ብማዕዶ ይፈርዳ፡ ጌጋ ነብሰ-ቅማረ ኣሎወን(ምስአን ዝኸይድ ኣይፈልጣን የን😂)፡ ሰላም ክትብለን መጺኻ ነብሰን ልእልቲ ጌረን ይሓስብኣ፡ ክንደይ ክንብሎ ኣሉታ ጥራይ ክትርኢ እንተደሊኻ ጽቡቕ ኣይረኣየካን ዩ በሃላይ የ። እቲ ዘገርም ዋላ ከም ገለ ኢላ እንተፈትያትካ ወዲ ክህባን ክደኽመለንን እምበር ንሳ ከምዘይምልከተን ጌረን የን ዝሓስባ። ሓደ ወዲ ብመሳጢ ቃላትን ጥበራን ጌሩ እንተኣእምኒዋ ንሓንቲ ጓል ክትፈልጦ ኢላ ዝኾነ ጻዕሪ ኣይትገብርን ያ። በቃ ቀልጢፈን የን ዝሰዓራ ብዛዕባ ናብ ካልእ ምኻደን ክኣ ኬድን ሰላም እንተረኺበን ጽቡቕ ነገር ዩ። የምስግን💙
@azimulu1801
@azimulu1801 9 ай бұрын
ምታእሚ የ ዘድንግቀካ ኩላትና እንተሰሚናካ ክነማሐይሾ ንክእል ኢና:: ወድና ጋልና!!
@tsegaysemere8762
@tsegaysemere8762 4 ай бұрын
Habesha awald kelbi keyterefe kihza eyen
@shewitsgem8495
@shewitsgem8495 9 ай бұрын
Natna shgr koynu zelo ane zfetekwo hazi wey haz eu btaemi seb ayteamon kemaka azyom bzuhat eyom zedlyuna zelewu
@feven8596
@feven8596 9 ай бұрын
Welcome ❤
@alemefem5459
@alemefem5459 9 ай бұрын
መምህር ስነ ልቦና ህቶ ብዛዕባ ኣብ ጀርመን ካናዳ ነጊርካና ኣለካ እስኪ ብዛዕባ ኣብ ፈረንሳይ ዘለዋ ግለ በለና
@MESERET-FLTET
@MESERET-FLTET 9 ай бұрын
መ/ም ኣኪለ ኣብዛ ናይ ሎሚ ስራሕኻ ምሳኻ ጠቕላላ ኣይሳማማዕን እየ ። ግን ዳሓን ነዛ ስራሕኻ እዚኣ ፡ ነተን ብዙሓት ዝድዉላልካ ደቀንስትዮ ናይ ሓዱሽ ዓመት ንኸተሕጉሰን ኢልካ ዝሰራሓኻ ጌረ ክርእያ እየ።
@saradaniel5579
@saradaniel5579 9 ай бұрын
Ge ena beluka aytgage 100% xbuk alo❤❤❤❤
@abrahamkuhulay9401
@abrahamkuhulay9401 9 ай бұрын
ደስ ዚብል ዩ
@tiebeyohanes4947
@tiebeyohanes4947 9 ай бұрын
Welcome akile haweina nella win rhus hadush ametin ldetin mis famlika❤
@yordakerenjesuslord3387
@yordakerenjesuslord3387 9 ай бұрын
❤✅
@medhanieghirmay4863
@medhanieghirmay4863 9 ай бұрын
ኣጋኒንካዮ ዘዓርከይ
@medhanealemeritreaybark3478
@medhanealemeritreaybark3478 9 ай бұрын
ይኩን ድአምበር ፍትሕ ክአ አይነበረን ንምሳሌ አብ ገዛውትና ብምሉኦም ጎረባብትና ምሉአት ኔሮም ስቅ በለና መን ከመቦታትና
@milushmey8397
@milushmey8397 8 ай бұрын
🤣🤣🤣🤣🤣 እዋይ ጎረቤታችን ሲ ጽኑዓት እዮም ኔሮም ኢልካዮም
@Rimonfootball
@Rimonfootball 9 ай бұрын
Awadat habesha bementay ena emo kengeltsom, welad, kalkidan , hadar, kudus kurban ayatom. Kesab zerakbuka regibet mise rakabuka ka taman takayrom dakom gedifomlka abe zeheshom ykadu. Zay habesha enta temareyom ka baka ena segedula ynebru
@midnightmoon1318
@midnightmoon1318 9 ай бұрын
Kkkk Akile silly 😜 title but very impressive ❤❤❤
@salimengs6270
@salimengs6270 9 ай бұрын
Wawwww amazing ❤❤❤❤❤
@Halamadrid676
@Halamadrid676 9 ай бұрын
ደቀንስትዮ ብተፈጥሮ ቀሊጢፈን እየን ዝቅየራ ኢልካየን ወዲ ኻኣ በንጻሩ ብዙሕ ኣይንቅየርን ኢና ሓቂ እዩ ስለዚ እሰን እየን ክቅይራና ክፍትና ዘለወን ናይ ተፈጥሮ ተኾይኑ ማለት እዩ ፍቅሪ ነጉድለለን ተኾይና ውን እሰን ክምህራና ይፈትና እምበር እዛ ናብ ካልእ ዚጋ ምኻድ ኣብ ልዕሊ ዋሕድና ባዕልካ ጽንተትካ ምእዋጅ እዩ ብኹሉ ወገን ኢዩ ወላ ኣወዳት ውን ኣለዉ ምስ ዓርብ ጸዓዱ ደቀንስትዮ ዝኸዱ
@rahb3577
@rahb3577 9 ай бұрын
Thank you brother that's true
@nishanredie6971
@nishanredie6971 9 ай бұрын
Try to understand your fault and put an effort to change.
@IM-gh5jn
@IM-gh5jn 9 ай бұрын
Ambesa Gelitskayom ! Nezom Esubattt
@mnasiehabtemaryam9050
@mnasiehabtemaryam9050 9 ай бұрын
ኣኪለ ሓወይ ኣኻኣሎ ይሃበና እንበር ክሳብ ሕጂ እኮ ፍቅሪ ፍቅሪ ኢና ንጻወት ዘለና ግን ናይ ሓዳር ክኣ ንዳሎ ኢና ካብዚ ናትካ ምልእ ክንብል ኢና
@tirhasdebesay7665
@tirhasdebesay7665 9 ай бұрын
Welcome Akile hawey ❤
@shamsham-pj8fm
@shamsham-pj8fm 9 ай бұрын
ሰላም ሓው ኣኽሊሉ ስለ ኩሉ ዝሓለፈ ኣበርክቶኻ ፣የመስግን ,እንተ ኣብዚ ናይ ሎሚ ዝሃብካዮ ግን ,ብፍላይ እተን ናብ ካልእ ዜጋታት ዝመርዓዋ ደቂ ኣድና ጽብቅ ውሳኔ ከም ዝወሰና ምትብባዕካ ጌጋ፡ ከመይ እምነትንን ባህለንን ኣብ ሓደጋ ከእትዋ ብዓቢኡ ከኣ ነቶም ዝውለዱ ደቀን ኣብ ናይ ቅልውላው መንነት ንኽገድፈኦም ዘተባብዕ እዩ። ካልእ ድማ ምስ ካልእ ዜጋታት ምምርዓወን ሕጉሳት እየን ዝበልካዮ ጌጋ ገምጋም ወሲድካ ኣለኻ ክንደይ እባ መጻኢ ደቀን እንዳኣተሓሳሰበን ክነብዓ ዝውዕላ ኣለዋ። ስለዚ እዚ ሜዳ ናትካ ብዙሕ ሰብ ከም ዝከታተሎ ተገንዚብካ ሓለፍነታዊ ኩን ካልእ ብዙሕ ምኽንያታትን ጠንቅታትን ምጸሓፉኩ ግን እዚ መልእክቲ ክነውሕ ስለ ዝኾነ ንምንባብ ከየሰልቹ ኣብዚ ክኣኽለኒ እዩ ወደሓንካ ኣኪለ ሓወይ።
@nebiatweldu4166
@nebiatweldu4166 9 ай бұрын
You are smart ❤❤❤
@raheltesfay313
@raheltesfay313 9 ай бұрын
1 ❤
@sebnabsebu9495
@sebnabsebu9495 9 ай бұрын
Kemti aresti gerkayo zeleka eyom hakika natom hibkayom
@Thomas-l4z4c
@Thomas-l4z4c 9 ай бұрын
Aklilu hawey emo eta mkyar indina nxle zelona mknyatu hewan eko kabti znberto genet gedifa nab medri tesgiga nay xeadu hiwet neom keman aytqeman gen besnay akbrot eti kale tegbro zedneq eu
@ሰመረ-ቸ4መ
@ሰመረ-ቸ4መ 8 ай бұрын
ብናተይ ካብ ዘጽናዕኽዎ። ገለ ገለ ኣብ ደቂ ኣንስትዮ ጌጋታት ዝረኸብክዎ ኣብ ምምራጽ ወዲ ተባዕታይ ጸገም ከም ዘለወን ኢዩ። እቲ ጌጋ ከኣ ኬፍ ዘለዎ ሓሪፍ ኢዩ ዝብል ኣመር 'ዩ። ንወዲ ተባዕታይ ክመርጻ ከለዋ ኣከዳድንኡ፡ ኣዘራርብኡ፡ ቅሞንኡ ብሓፈሻ ኣብ ደጋዊ ትርኢቱ ዝተሞርኮሰ ኣመራርጻ ኢየን ዝኽተላ። ተወሳኺ ጸገም ከኣ፦ ነቲ ወዲ ተባዕታይ ግዜ ሂበን ከይትዓዘባ ናብ ጥንስን ውላድን ይጋየያ። ብድሕሪኡ እታ ዓቢ ጸገማት ክጎልሕ ይጅምር፡ ከምዚ ዘይመስለኒ ዝነበረ ብዝብል ምስትምሳል ናብ ጋሂ ይሽመማ። ካብ ክንዲ ነቲ ጌጋ ክእረምኦ ክፍትና። ሓደ ሓደ ግዜ ውን ካብ እቲ ወዲ ተባዕታይ ተፈላልየን ከምኡ ዓይነተ ተመሳሳሊ ጌጋ ይውስና። ብድሕሪኡ ጠቕላላ ወዲ ተባዕታይ ናብ ምኹናና ይኣትዋ። እቲ ፍታሕ ኣብ ደጋዊ ጽባቕ ሽሕ ግዜ 'ኳ ዝምባለ እንተሃለወ ውሽጣዊ ምፍታሽን ባህርያት ወይ ብቕዓት ምዕዛብ ካብ ቡዙሕ ግዜ የድሕን ኢዩ። ገለ ገለ ወዲ ተባዕታይ ውን ጓል ርእየ ኢሉ 'ዩ ሃርጎምጎም ዝብል። ግን ወላ 'ኳ ባህርያዊ እንተኾነ ወይ ብመከላኸሊ ወይ ከኣ ብናይ ክልቴኻ ስምምዕ ብሓገዝ መድሃኒት እንዳ ወሰድካ ገዜ ሂብካ ምትዕዝዛብ ሂወት ይህብ ኢዩ። ካብ ስለ ዝጠነሰት ወይ ስለ ዝሓረሰት ብቖየቓን ባእስን ክትተሓራረስ ትነብር። መምህር ኣኽሊሉ ብእተቕርበልና ኣዝዩ ጠቓሚ ትምህርቲ ብጣዕሚ የመስግነካ።
@tesfitghede
@tesfitghede 9 ай бұрын
ካብ ብኹሉ ወገን ናብ ኩሉ ምኻድ ትም ኢልካ መንባርከ ኣይምረጽን ዶ ከመይ ኢልካ ከ ኩለን ኮምኡ እየን ኢልካ ጓል ካልእ ሃገር ጓል ትምርዖ ኣለዋዶ ኮምኡ ዘይደልያ ዉሑዳት እየን ወዲ ካልእ ዜጋ ዝደልያ ኣወዳት ውን ማዕሪኤን እዞም ሰባት እዚኦም ወይ እዘን ሰባት እዚኤን ንባዕሎም ጥዕያት ድዮም ወይ ጥዑያት ድየን ኣብ ወዲ ሃገርና ወይ ኣብ ጓል ሃገርና ኢሎም ኢለን ናብ ካልእ ዜጋ ዝምርዓዋ ዝምርዓዉ ንምዃኑ የአምርኦም ትክክለኛ ኣሎ ትምሉ እዞም ሰባት እዚኦም ብዛዕባ ሎሚ እምበር ብዛዕባ ጽባሕ ዝሓሰቡ ኣይመስለንን። እዞም ከምዚ ዝገብሩ ሰባት ወይ ዝገብራ ኢልና ዘለና ኣብ ሰደት ኢና ዘለና ጽባሕ ንግሆ ስደተኛ ኣየድልየናን እዩ ሃገርኩም ኪዱ ዝብል ሕጊ ካብ ኩሉ ዓለም ተመጸ ናበይ የብሉ? ደቂ ሃገርካ/ኪ ኣቤናካ ኣቤሙኪ ርግጸኛ እየ እቶም ኮምኡ ትብሉ ንደቂ ሃገርኩም/ክን ተቋሹሹ ተቋሺሻ ብዉሑዱ ካብ 5 ክሳብ 7 ዘሎ ኢኩም ፈቲንኩም ፈቲንክን ንደቂ ሃገር ሙሉእ ትጸርፉ ዘለኩም ሓራይ ደቂ ሃገርካ ኣቤናኻ ኣቤሙኪ ትም ኢልካ ከ ኣይንበርን ድዩ ካብ አምላክ ዶ ኣይኮናን ተፈጢርና አምላክ ዝፈትዎ ስራሕ ዘይትሰርሑ ወይ ስድራካ ከመይ ዓይነት ቆልዑት ኢኻ ሒዝካሎም ትምለስ መቸም ኣብዚ ሕጂ እዋን ኮይንካ ኣይምለስን እየ ትብል ትኮዉን ሙቾት ሓዲስካ ኣብቲ ወዲ ሰብ ዝበጽሖ ዕድመ ምሰ በጻሕካ ግን 98% ርግጸኛ እየ ዓደይ ክቅበር ከምትብል ምናልባት ቦሪስታት ህምነት ተዘይ ሃሊካ ኣብ ስደት ወጽዩ ስሩሑ ገዲፉ ናይ ካልእ ባህልን ካልእን ዘክብር ብጀካ እዚ ዶንቆሮ ህዝቢ ናትካ እዩ ምዕባለ ዝመስሎ ሰብካ ምንእኣስን ሰብካ ምቁሻሽን ምስ ወዲ ካልእ ዜጋ ኮይንካ ናትና ሕብረተሰብ ጥራይ እዩ። አምላክ ኣቦይ ከምታ ብሰላም ዝወጻክዋ ብሰላም ክኣ ካልእ ማልእ ከየማራሳሕካ ኣብታ ዘየበየትኒ ቤተክርስቲያነይ ምለሰኒ።
@TesfalemFitwi
@TesfalemFitwi 9 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ኣሕሕሕሕ ዝሕዝን ኢዩ ናትና ነገር።
@salimengs6270
@salimengs6270 9 ай бұрын
Nay bhaqi kem adetatna knkonelom yxbewu entay xbuq rekiben eyen adetatna b shmen eko zeyzwewen nerom ati sebeyti ekowu shmen knmehayesh nay gdn eu ezi gn brukat yelewun malet kea aykonenn hbushey ❤❤❤❤ ngerom n kulna kxbqelna
@Halamadrid676
@Halamadrid676 9 ай бұрын
ሃገርና ከይተማሓየሸት ጽቡቅ ዝብሃል የለን ጌና ኣብ ስደት ተዳቂልና ክንሓቅቅ ኢና
@semharabraham4534
@semharabraham4534 9 ай бұрын
Nay behaki akile jigina Eton zeywahalelom may gerukum awiridiwo tekeyeru Kia 😂😂❤❤❤
@gezaeasgddet1767
@gezaeasgddet1767 9 ай бұрын
ሰላም ኣክሊሉ ርሑስ ሓድዕኣመትሽ! ካብቲ ዝመጻካ ሓበሪታ ምስ ስነልቦናቪድዮ እናሰራሕካ ንምዕራዩ ጽብቅዩ። 🙏🌹
@እንተዝህሉኣብቤተይ
@እንተዝህሉኣብቤተይ 9 ай бұрын
ናይኩልና ርድኢት ሓደ ዘይክከውን ይክእልዩ ግን ሓፈሻዊ ናብካልእ ዜጋ ክትምርዖ ዘይትቅበሎ ትተፍእ ኣላ ማለት ውዒልና ሓዲርና ዓድና ክንምለስ ኢና ኢልና ንሃስብ ክሳብዝኮና እዛሰብ እዚኣ ግን ዓዲ ሰባያዩ ዓዳ
@Rimonfootball
@Rimonfootball 9 ай бұрын
Nay lebay eylaka alokue tebarek
ወዲ ዝረኽቦ ዘሎ.......!
25:09
Aklilu H.michael
Рет қаралды 18 М.
ብፍቕሪ ኣይትመርዓዉ… !
23:54
Aklilu H.michael
Рет қаралды 32 М.
Every parent is like this ❤️💚💚💜💙
00:10
Like Asiya
Рет қаралды 20 МЛН
Миллионер | 1 - серия
34:31
Million Show
Рет қаралды 2,3 МЛН
Кәсіпқой бокс | Жәнібек Әлімханұлы - Андрей Михайлович
48:57
ነብሰ ተአማንነትክህልወካ  ትደልዶ ?
7:10
Robel Wisdom
Рет қаралды 155 М.
ካምፓላ፥ ቦዳ ቦዳ ዝገብርዎ ጉድ!
15:57
Aklilu H.michael
Рет қаралды 13 М.
ካብዚአን ብዙሕ ዘምልጥ የለን!
18:50
Aklilu H.michael
Рет қаралды 9 М.
Every parent is like this ❤️💚💚💜💙
00:10
Like Asiya
Рет қаралды 20 МЛН