ኣወል ሰብ ኣቆጢዕካ/ ግብረ መልሲ ኣንቲኮ ንቶማስ!

  Рет қаралды 10,343

LHN Entertainment

LHN Entertainment

Күн бұрын

#eritreanselmimisgunabraha #habesha tiktok #eritreadrama #abelbirhanuየወይኗልጅ #eritreanmovie #ebs #ethiopiantiktok # Eritrea music #eritrea film# Eritrean tiktok#ethiopiantiktok #
‪@EriTVEritreaOfficial‬ ‪@ERITREANMEDIANETWORK‬ ‪@EritreanTVNews‬ ‪@solomedia9376‬ ‪@AlenaWaltaHager‬ ‪@sebnkunmedia‬ ‪@Afabet‬ ‪@sahelmedia9702‬ ‪@filfil69764‬ ‪@EritreanLove654‬ ‪@aregaihagosgounity3268‬ ‪@DiletMedia‬ ‪@AdmasMusic‬ ‪@Saeyet‬ ‪@Dawittv‬‪@dahlaklondon‬ ‪@EritreaEmbassyMedia‬ ‪@erixpressmedia8971‬ ‪@HimbolMedia1ሂምቦልሜድያ‬

Пікірлер: 163
@bqse6142
@bqse6142 2 сағат бұрын
መርሓባ ዓወታ ኣምላኽ ምሕረቱ የውርደልና🙏🇪🇷🙏
@tirhasdainel4906
@tirhasdainel4906 4 сағат бұрын
መርሓባ ሓበነይ❤ ኣገናዕ ኣንቲኮ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tsigeredahager6256
@tsigeredahager6256 2 сағат бұрын
ብጣዕሚ ዘገርምዩ ሐዉና!! ገለ አምጺኦምልና እዞም ሐደሽቲ ጀነረሽን አንተ ናትካ ብቑዕ ዘረባ ብኡነት 🎉 ክንደይ ለባማት አለኹምና አምላኽ ይመስገን❤
@iskatl1098
@iskatl1098 Сағат бұрын
ከይሳዕረረ አብ ኣፍ ገዛና ከይበጽሐ ጸጸር መድርባይ።
@eritreaweteyeeritreaweteye8589
@eritreaweteyeeritreaweteye8589 3 сағат бұрын
መንዩ ኢሉኻ አወል ተጋግዩ ፡፡አይተጋገየን አይተጋገየን ዓጋመ ጋዕጋዓት አይዜጋናን እዩ👌
@breybrey-o6t
@breybrey-o6t 29 минут бұрын
ብሓቂ በል! ቀፅለሉ ክቡር ሙሁር ድንቁርና ብፉላይ ፀርፍኻ ደስ ባህሊ ምኽንያቱ ሎሚ ዝፃረፉ ዊሕዶም ኢለ ተሻቒለ ነይረ ሞ ለካ ኣለኹም
@freweynifreweyni3649
@freweynifreweyni3649 4 сағат бұрын
ኣጆኺ ኩሉ ክሓልፍዮ ጽባሕ ካሊእ ማዓልቲዩ ንእሽቶይ ኢኺ መጻኢኺ ድማ ብጣዕሚ ጽቡቕ ክኸውንዩ ኣጆኺ ጸሎት ግበሪ ሕክምና ግበሪ ፡ተራፒ ጽቡቕዩ።
@TesfalemGhirmay-eb5jw
@TesfalemGhirmay-eb5jw 4 сағат бұрын
ኤርትራዊ ሓወይ ብጫ ወረቀት ዝሓዙ ዘይዜጋታትና ከምዘለዉ ኣይትፈልጥን ዲካ። መን ኢዩ እቲ ዝቁጣዕ ከ ።ኤርትራው ዜግነት ከም ዝሓዘን ከም ዘይ ሓዘንከ ኣረጋጊጽካዲክድ።ኤርትራዊ መንነት ሒዙ ከሎ ከምኡ እንተይሉ ተጋግዩ ኣሎ ጽቡቅ ኣለካ።ኣብ ዉሽጢ ዘለዉ ካባካ ንላዕሊ ሓበሬታ ስለዘለዎም ኣይትተሃወክ ይብለካ።ናተይ ዉልቃዊ ርእይቶይ ግን ዋላ ክሙ እንተበለ ጎረቤታች ደም ኣንቢዐሙና ኢዮም ደጊመ መን ኢዩ እቲ ዝቁጣዕ ይብል።ዉልቃዊ ርእይቶይ የቀንየልና ክቡር ሓው
@HagerawiSnit-eb7fz
@HagerawiSnit-eb7fz 5 сағат бұрын
የቐንየልና
@BRKTIYAKOB-ib3qz
@BRKTIYAKOB-ib3qz 2 сағат бұрын
ዓወት ሐዊና ኣወል ሲዒዲ ከምቶም ኣብ ዲፋዓ ዘለዊ ኣሕዋቱ ዳኣበር ኣቆጣዓይ ኣይኮን ሲለዚ ሙፎቶ ጸላኢ ኣይኒዛረብ ኣወል ናይ ህዝቦን ንሰራዊቱን ተላኣካይ ኢዮ
@semaiabraham4972
@semaiabraham4972 50 минут бұрын
Selam Wedi Ereyyyy🇪🇷🙏🇪🇷🙏❤️ 🇪🇷 🙏🇪🇷
@iskatl1098
@iskatl1098 Сағат бұрын
አዛ ገዳም ዝኾነት ሀገርና ከይትብከል እናኣነፋሓኹ ይኣትውና ኣለዉ እሞ ሃየዳኣ።
@N.at.79
@N.at.79 5 сағат бұрын
ትግራዋይ ስለ ዝበሎ ድዮ ገመድ ይሰቀሉ። ፈሪሕና ኣይንመውትን ተጋሩ ኢና በሉ እንዳበሉ ታሪኽና ክብርዙ ክሰርሑ ዘይሓፈሩ ንሕና ክንፈርሖም። ይሻድኑ ኣለው ዓጋመ። ብሱቅ በሉ ኣብ ርእስና ተሰቂሎም ዘለው።መሽከንከን አይሰርሕንዮ ድሕሪ ሕጂ።
@adikeyh7770
@adikeyh7770 2 сағат бұрын
ስነ-ጥበብ ሃገርና ከም በዓል ንስኻ ዘይነቅሑ ሰብት ኣይወድቅን ኢዩ::
@BRKTIYAKOB-ib3qz
@BRKTIYAKOB-ib3qz 2 сағат бұрын
ዓወት ንሐፋሸ
@mihretyakob9177
@mihretyakob9177 3 сағат бұрын
Alenawe wediery mareyyy🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤
@kokobmehari2952
@kokobmehari2952 4 сағат бұрын
Selam Selam hawna zerakb yebulun ezi nay galgalo bahri hizom eyom zwasau zelewu ezi nay tmali gin fly zbele eyu felalika rayo lebam lebam aytxawet ❤❤❤❤❤
@dh4343
@dh4343 2 сағат бұрын
❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤
@miniaseium7137
@miniaseium7137 2 сағат бұрын
Bravobravisimo❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@SenaitKidane-u7l
@SenaitKidane-u7l 2 сағат бұрын
እዚ ቶሩማስ ባዓል ብጫ ንሳዋ ኣይከደን😢 ስለ'ዚ ንዓኻ ሃለውለው ዘብለካ ዘሎ ሲ እንታይ እዩ?🥹
@freedom8989
@freedom8989 3 сағат бұрын
ምርግጋጽ እቲ ዝመረጸ እዩ ብጫ ወረቀት ከይህልዎ ቶማሰ ኩቡር ሓወ
@gualmehari999
@gualmehari999 4 сағат бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@legesakahisay3893
@legesakahisay3893 4 сағат бұрын
Naybahak xubuk tebegiso eyu amelak ytahaweso ❤❤🙏🙏
@yohannesghebrezgi9610
@yohannesghebrezgi9610 Сағат бұрын
ዓወት ዋላ ኳ ብዙሕ ግዜ ንሃገርን ሃገራውነትን ዝምልከት፡ ጽቡቕ መደብ ረሕልፍ እንተኾነ፡ ግን ኣብቲ ኩሉ ተመሓላልፎ መደባት ኩሉ እሩምን ጌጋ ኣልቦ ዩ ትብል ኮይኑ ኣይስማዓንን። ምኽንያቱ ተኸታተልትኻ ስለዝኾና ጌጋታትካ፡ ናትካ ጥራይ ዘይኮነስ ናይ ኩሉኹም KZbinRS ምሉኣት ሓሳብትን ቃላትን ጥራይ ዘይኮነስ፡ ቃላት ንምስራዕ ትጥቀምሎም ፊደላት ከይተረፈ ነስተውዕለልኩም ኢና። ስለዚ እዛ ንኣወል ክትወቅስ ኢልካ ዲኻ ወይስ ክትእርም ዝበልካያ። ከም ደማሙ ኛው ኛው ንኸተብል ዳኣ'ምበር ቶማስ ዜጋና ምዃኑ ክተረድእ ኮይኑ ኣይስማዓንን። ስለዚ እዚ ሰብ እዚ ንኤርትራዊ ባህልን ስነምግባርን ዘይውክል ሰሪሕኻ ተባሂሉ ተወቒሱ ኔሩስ ዝተኣረመ መሲሉና ኔሩ። ሕጂ ግን ንኤርትራዊ ባህሊ ንምርኻስ ጽዩፍ ስራሕ እናሰርሐ ንጌግኡ ክትዛረብ ኣይሰማዕኩኻን ኣብዛ ቪድዮኻ። ቃል ናይ ኣወል ግን ኣቐንዝያትካ ሞ ንስኻ ውን ዓገብካ ኢኻ ከተስምዕ ኔርካ እምበር፡ ሕጂ ኤርትራውነቱ ከተረጋግጸልና ምፍታንካስ ናትካ ጌጋ ዝዓቢ ኮይኑ ረኺበዮ። ሕጂ ን ት ግ ራ ው ነ ቱ ትኽልክሎ ኣለኻ። እዘን ናይ ቀደም ስራሓት ዘርኣኻና፡ ናይ ጓልጓሎ ባህሪ ዳኣ'ምበር ንግብረሰዶም ዝዕድም ስራሕ ኣይኮነን መስለኒ። ስለዚ ንባዕልኻ ኣተሓሳስባኻ ተስፍሮ(ኣስተኻኽሎ)
@calebrobel9008
@calebrobel9008 2 сағат бұрын
stay bless keep coming with the good point very very good work done🙏🙏🙏
@irgealam
@irgealam 4 сағат бұрын
Egzeabhir mhret yewredelki 🙏🙏🙏
@ghenetbelay5080
@ghenetbelay5080 4 сағат бұрын
Yes yes you are right ✅️ 👏 👌🫶❤️❤️❤️🇪🇷
@elsag2834
@elsag2834 3 сағат бұрын
መርሓባ ዓወተይ መመሊስካ በርትዕ ::🌹♥️❤️
@bicherzere6312
@bicherzere6312 Сағат бұрын
❤❤❤❤ 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@ghenetbelay5080
@ghenetbelay5080 4 сағат бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢😢yes 🙏 God bless you
@Antonella-v1n
@Antonella-v1n 4 сағат бұрын
Alena we🇪🇷💗🇪🇷💗🇪🇷💗🇪🇷💗💝
@ShelaM415
@ShelaM415 2 сағат бұрын
ሐቅኻ👍ነስተባህለሉ ድአ ሎሚ ናይቀደም ግዜ አይኮነን 😒ወዲ ናይጓል ከም መስሐቅ ጓልከ ዘይትላበሶ ከተስሕቅ፧ አብዚ ዘለናዩ ግዜ ከምዚ ዐይነት ምርኢት ተጠቂሞም ቀዳማይ ዐለም ግብረሰዶም አብአፍሪቃ መታን ከይንባዛሕ ከታአታትዉ ብዩትበራት ምምዋል ኮነ ብኻልእ ቴክኖለጂ ከይደቀሱ ዝሐድርሉ ዘለዉ ግዜ ኢና ዘለና🇪🇷❤🇪🇷
@hanadelila7240
@hanadelila7240 Сағат бұрын
Bravo heqeka alka xebuk serha
@zzeeyib3009
@zzeeyib3009 Сағат бұрын
Why is only Eritreans have a problem like this what happened to our culture? Erre tesaneyu life is short.
@zowdi810
@zowdi810 2 сағат бұрын
I am happy to you yes you are right thanks my haro 🇪🇷 erterawe awate you are right thanks my haro erterawe really ⛪️ bade job
@brucemikael9179
@brucemikael9179 34 минут бұрын
Haro ???
@ZekiFrede-le5lc
@ZekiFrede-le5lc 4 сағат бұрын
You need support, nice job young fellow
@gerigeriyo7799
@gerigeriyo7799 4 сағат бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
@ሜላት-ጠ5ፀ
@ሜላት-ጠ5ፀ 4 сағат бұрын
ተጋሩ አትኦጵያን አኩም ::
@salmanabdalla217
@salmanabdalla217 3 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤miti kab miti zey zegana mibal nay kaman tes aybeletinin
@natunat9292
@natunat9292 3 сағат бұрын
👍❤
@TesfalemGhirmay-eb5jw
@TesfalemGhirmay-eb5jw 4 сағат бұрын
ቀጽሎ ከኣ ንከታተላካ ኢና።ክገርመካ ንምዕባይ እዘን ሃፈራውያን ሜድያታት ንኩለን ንምዕባይ ነትባብዓዮም ንሶም ኢዮም ዋልታና ።subscribe like share
@calebrobel9008
@calebrobel9008 2 сағат бұрын
This is a very good work you did all the conversation has a very good point very good work done hopefully everyone understand you had a very good point all the video you brought good job
@ሜላት-ጠ5ፀ
@ሜላት-ጠ5ፀ 4 сағат бұрын
አሞ ድማ ዘይዘጋና 👌👌👌👌👌
@abelmaygayla922
@abelmaygayla922 48 минут бұрын
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@fitsumtekle8099
@fitsumtekle8099 4 сағат бұрын
You don't have to sorry to dahlak. You sound soft . You have challenge her anyone boldly
@tsigeredamana4383
@tsigeredamana4383 3 сағат бұрын
Selam Awet hawna alena 👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️👍🙏
@mesgenaasgodom9670
@mesgenaasgodom9670 4 сағат бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤👍🏾
@RigatHabte-bn6jp
@RigatHabte-bn6jp 5 сағат бұрын
Amen amen
@haimanotgilagabir3725
@haimanotgilagabir3725 3 сағат бұрын
Lovely thank
@breybrey-o6t
@breybrey-o6t 32 минут бұрын
ጅግና ኢኻ❤❤❤
@mistlalhabtu9348
@mistlalhabtu9348 43 минут бұрын
HADE SEB GALGALO SLEZKONES HBRETESEBNA GSLGALO KMHARU ALEWOM WALA ITY GALGSLO ZKONE WEDI TEBAITAY NAB MELKI WEDEWEDO KMESIL KMEHAR ALEWO 100%👈🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 2 сағат бұрын
mnmn ኣይተ ናሰር ዑመር ይብል ፥ ዘቕንእ እቲ ዝበለጸ ደሞክራሲ እስላማዊ ሒጊ ሸሪዓ ጥራይ እዩ። ሓቂ እዩ ፍትሕን ደሞክራስን ኣብ እስላማዊ ሸሪዓ ጥራይ እዩ ዘሎ። ንኣብነት ፡ ኣብ እኒ እስላማዊት ኣፍጋኒስታን ፣ እስላማዊት ሪፓብሊክ ኢራን ፣ ስዑዲ ዓረብ ፡ የመን ፣ ሶርያ ፣ ኢራቕ ፣ ማሊ ፣ ኒጀር ሶማልያ ወዘተ ኣብዘን ሃገራት ኩለን ሓደ ሰብኣይ ዝደለዮ መሰል ኣለዎ ፥ ኣርባዕተ ኣንስቲ ፣ ዝደለየን ውሻማታት ኣገልገልቲ ይፍቀዶ ፣ ፍትሕ ከም ዝደለዮ ፡ ካብ ኩሉ ንላዕሊ ውሃ ዝበለ ሕጊ እስላማዊ ሸሪዓ ፥ ሰብ እንተሰረቐ ሓደ ኢዱን እግሩን ብጎዞሞ ዝጉልድም ፡ ሰበይቲ እንተዘመወት ብዳርባ እምኒ ተወጊራ ትቕተል ፡ ጓል ብሕጃብ ኒቓብ ወይ ጸሊም ጀለብያ ኪሻ እንተዘይተጎልበበት ብሱሳ ጭጕራፍ ትጅለጥ ፣ ሰብ ንሃይማኖት ኣስላም እንተጠንጠነ ብሴፍ ክሳዱ ይብተኽ። ክብሪ ንእስላማዊ ሸሪዓ ፡ ሎሚ ውን ኣብ የመን ኒጀር ማሊ ሊብያ ጸለምቲ ኣስላም ባሮት ወይ ዓቢድ ምግዛእን ምልዋጥን ምውራስን ይፍቀድ እዩ። ፍትሕን ደሞክራስን ኣብ ኣስላምን ኣብ ሕጊ ሺሪዓ ኣስላምን ጥራይ እዩ። እወ ኣዋልድን ኣንስትን ደናቑር ክመሃራ ዘይክእላ ስለ ዝኾነ ትምህርቲ ኣየድልየንን እዩ። እወ ኣዋልድን ኣንስትን ፡ ፍርቂ ናይ ሓደ ሰብኣይ ዝኾና ፡ ደናቑር ክመሃራ ዘይክእላ ስለ ዝኾና ትምህርቲ ኣየድልየንን እዩ።
@LucchiGebreamantekelu
@LucchiGebreamantekelu 3 сағат бұрын
Egzabhr yhgzqum 💯💯🇪🇷🇪🇷🙏🙏❤️❤️🙏🙏
@simretsbhat9522
@simretsbhat9522 4 сағат бұрын
Awiton selam dehan Ms sidrabeteka
@zowdi810
@zowdi810 2 сағат бұрын
Wow that's bade job it is not right very bade job yes you are right thanks 👍 so much yes it is not right for ertera people
@hailufutui
@hailufutui 4 сағат бұрын
Top,very smart channel. Go ahead.
@brucemikael9179
@brucemikael9179 3 сағат бұрын
ኣይትሓዘለይ እምበር ሕጂ ውን ብኣቡኡን ኣዲኡን ኤርትራዊ ዘይኮነ ከም ኤርትራዊ ወይ ኤርትራዊት ኣይርእዮምን እየ።
@tesagaikiday5418
@tesagaikiday5418 2 сағат бұрын
ስላም ዘሐወይ አቢ ዛአወሊ ስዒዲ ዚተዛርባ ከም ገጋ ተዛሪቢካላ ግን ሐደስቢ በአዲኡ ኢርትራዊ አቦኡ ካልኢ ዘጋ ኢንዲሕሪ ኮይኑ ካቢ 18 ምስ ዘሐልፍ ናይ አቦ ወይ ናይ አደ ዘግነት ኪወስዲ ይኪኢል ስለዚ ናይመንኦም ዘግነት።ከምዚወስደ ሪግጸኛ ዲካ ምዊካስ የዲልየካ ይመስለኒ
@andeghergiseyasu9036
@andeghergiseyasu9036 4 сағат бұрын
እዝይ ተግጉ ዝበሀል ወድይ ካብ ቀዳሞት እዩ ተማህሩ
@MacJwan
@MacJwan 2 сағат бұрын
Tegru Ethiopiawin ekum ::
@habishsyodit5837
@habishsyodit5837 48 минут бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️q
@adikeyh7770
@adikeyh7770 2 сағат бұрын
ኣታ ደንቆሮ ንኣወል ከዳዓት ዝብልዎ ዘለው ይኣኽሎ
@bibahoney
@bibahoney Сағат бұрын
እቲ ሕቶ ብዛዕባ እቲ ፊልም እንቶኮይኑ ቅቡል እዩ ክስራሕ ኣይምተገቦኦን፡ ምክንያቱ ኣዝዩ ስለዝበዝሐ እሞ ድማ ካብስነምግባር ወጻኢ ስለዝኮነ እዩ እምበር ካልእ የብሉን፡ ኣብነት ክንወስድ ሱዚኒኖ እዚ ሕጂ ሱዚኒኖ ክከውን ዘክኣለቶ እኮ ጋል ኮይኑ እዩ ተዋሲኡ እንታይ እዩ ፍሉይነቱ ግን ፍሉጥ እዩ
@almazmesghin6281
@almazmesghin6281 2 сағат бұрын
Merhaba ♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷
@abrehetmirach1543
@abrehetmirach1543 2 сағат бұрын
Merhaba Awet ❤🇪🇷🇪🇷
@mistlalhabtu9348
@mistlalhabtu9348 48 минут бұрын
AIWAYYY NSU NBAILU XEYKIYYY KIKXAII ALEWO NEWRAMAT👈
@bereketasgedom8381
@bereketasgedom8381 2 сағат бұрын
Seb nmrdea seb mkuan ekul yu seb nkuna yehwat please Please 🙏🏼 😢 😢😢 keb gziena krub newefyela alenalki nbela especially ab kebabia zelekum
@naliru6096
@naliru6096 4 сағат бұрын
ትኽክል ዘይ ወዲ ዜጋ እንታይ ማለትዩ እቲ ጂጂ ዝብሃልውን ክእሰር ኣለዎ ከምኡውን እቲ ናይ መደብ ዋሪ ኣዳላዊ ወዲ
@amangrade2017
@amangrade2017 4 сағат бұрын
ኦይ ንስካ ከኣ ነገር ክተጋፍሕ ደሊካ ኤርትራዊ ይኩን ካልእ ትግራዋይ ምባል የሕፍር ድዩ
@hiriahagos1571
@hiriahagos1571 Сағат бұрын
🙏🐪🇪🇷🐪🇪🇷🙏🇪🇷🙏
@rishan9422
@rishan9422 4 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤
@abrehetmirach1543
@abrehetmirach1543 2 сағат бұрын
entayka eyu ferisu kkkkkkkk thanks anico
@rishan9422
@rishan9422 4 сағат бұрын
Wawww
@MehretKesete-ff9no
@MehretKesete-ff9no Сағат бұрын
♥️🇪🇷❤️
@haimanotgilagabir3725
@haimanotgilagabir3725 3 сағат бұрын
ኣወል ሲዒድ ግን ንቲ ሒዝዎ ዘሎ ናይ ስራሕ ቦታ ኣይበቅዕን ዩ።
@HagerawiSnit-eb7fz
@HagerawiSnit-eb7fz 5 сағат бұрын
ጽቡቕ ኣለኻ
@mistlalhabtu9348
@mistlalhabtu9348 52 минут бұрын
ASFHOM ZEYHASBU AXBIBOM ZHASBU IYOM ERITREAWI ZEGA SLEZKONE ZBELU KULOM IZIATOM WAGOM KREKBU ALEWOM NAY FISH
@ZebibeGebergeyorgis
@ZebibeGebergeyorgis 3 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ismailali7021
@ismailali7021 4 сағат бұрын
KZbinrs are our main society problems. They think they know everything.
@AlmazBisrat
@AlmazBisrat Сағат бұрын
❤❤❤ lebam wedi
@medhinberhe-k7s
@medhinberhe-k7s 25 минут бұрын
awail is right
@weaneyocbay9041
@weaneyocbay9041 3 сағат бұрын
Geshlae dehelk
@Joe123_
@Joe123_ 4 сағат бұрын
ንስኻ ከማን ትጉንባሕ ኢኻ ኢሎምኒ ክአምን አይከኣልኩን'ሞ ሓቅነቱን ሓሶትን ካብ አፍካ ክሰምዖ ምደለኹ
@mistlalhabtu9348
@mistlalhabtu9348 46 минут бұрын
YEWARDKI DAHLAK TBAHALI MEDENAGERTI BEAL NISKIY MEHFERIT TEKWTI MESILWA DIYU AFKI HAZIY KABZI ZMEHAR SEB YELEN 👈
@kingvon5992
@kingvon5992 36 минут бұрын
Amlak yhagzkum
@isayasbehre1727
@isayasbehre1727 4 сағат бұрын
ኩሉ ዩቱበር ፖሎቲካዊ ተማሃራይ ክኸውን ምፍታኑ ከይገረመና ኣይሐለፈናን ክንዳኽ ዘይ ኣኽሉስ ብ ኣኻ ይውዕሉ
@hagereykebretey1962
@hagereykebretey1962 2 сағат бұрын
ስማዕ ዓወት (LHN) ኣብዚ ሓደሓደ እትህቦ ሓቤሬታ ሰይትቀሽ'ስ ዋሕለልኩ ክትብል መጽሓፍ ቁዱስ ትሓጽብ ከም ዝባሃል ትገብሮ ኣለኻ :እሞ ካኣ ብትግራዋይ(ዓጋመ) ኣብ ማእከል ዓድና ዓዲ ወራዙትን ብመንነትና እንኾርዕን ነዚ ብዕሉግ ስራሕ ክዝርሕ እሱ ከማን ክዉሕዶ:እዚ ናይ ሓዉና ኣወል ኣባሃህላ ካኣ 100% ቅኑዕ ኢዩ።እዞም ኳሓሎ መሲልኩም መንቆርቲ ካኣ ኣብ ኤርትራና ወስ ከተብልዎ ኢና ቆብ ነብለኩም።ቦታ ኣይመረጽኩምን።🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤👈☝️👌🙏
@zeinakahsainaibhakitumderf7925
@zeinakahsainaibhakitumderf7925 23 минут бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰💪🙏
@alemhaile884
@alemhaile884 2 сағат бұрын
Tegagikha abueu Eritrawi entekhoynu eyu Eritrawi zekhwen, beadiu zetsewaee seb yelen, mearemta geberelu hade seb be abuue Eritrawi tekhoynu Eritrawi eyu, be adiuu trah tekhoyne gin Eritrawi aykonen.
@hagerlielikulu5470
@hagerlielikulu5470 14 минут бұрын
Ente tserh aleka ab srah mggay yegatm eyu koynu terifu awel nhzbi keebi keydekese eyu zhadr zele nerina kkule
@shimshonlevin1519
@shimshonlevin1519 4 сағат бұрын
Such a little nice idea, but ....2🤔🤔🤔why u needed to compare 🤦‍♂️🤦‍♂️🤦‍♂️🤔🤔🤔☝️☝️☝️🤷🏽‍♂️
@kibromengda4060
@kibromengda4060 34 минут бұрын
Buruk hawey be aboka dika titsiwae,wala be adeka ezia bailka melisa
@netserbabkidane4443
@netserbabkidane4443 4 сағат бұрын
Tebayka tekyer aleka abi seb wela nseka ayneberkan wedeyay
@netserbabkidane4443
@netserbabkidane4443 4 сағат бұрын
Tegraway sele zekone zeteganene nkefat wen sle zeserhe eu abi seb nsatom bekfat aykonun ezi gen kone ilu eu serihewo so natey reyto ezi eu weyley ata hawena eritreawi endu emo awelsi hexer bezbele reytokau natna kea reytona eu nska ke men halfnet hibeka eu haki endu emo aykalkayon abzias Aygden
@iskatl1098
@iskatl1098 Сағат бұрын
እዛ ቻነልካ እከታተላ እየ ናይሎሚ መደብካ ጽቡቕ ነይሩ።
@B-syi8jj
@B-syi8jj 3 сағат бұрын
ዘረባ ኣይከዶንዩ ብጹእዩ ንስኻ ግን ትቕየረና ኣለኻ
@GebAsmara
@GebAsmara 4 сағат бұрын
there is no way to fix this truth, you like it or not if his father is not from eritrea he is not Eritrean, specially if he is from Tigray it's going to be more affecting our country because of what they are doing politically dangerous activities..they trying to explain that we are the same, Tomas is not Eritrean, LYN I don't understand what you trying to explain about, don't try to preach, be Eritrean or stay out of it, this time Eritrea need real Eritreans who's favor Eritrean people and culture, Tomas is Agame and Dahlak London is stupid...period...
@ሜላት-ጠ5ፀ
@ሜላት-ጠ5ፀ 4 сағат бұрын
ስልጣን መን ሂብዎ አልካ ትሓትት? ትግራዋይ ክነስኻ 🤣🤣
@andeghergiseyasu9036
@andeghergiseyasu9036 4 сағат бұрын
እዞም እንድዮም ቀደም ጀምሮሞ
@berheasmalash4075
@berheasmalash4075 2 сағат бұрын
Tetenkifka aleka .xegi nay dahlak hizka alek bkefil
@abrahamghebreyesus936
@abrahamghebreyesus936 3 сағат бұрын
ኣንታ ሓወይ ጓል ኣንስተይቲ ኮይኑ ምሳራሕ ኣይኮነን እቲ ጸገም እቲ ጸገም እቲ ዘማሓላክፎ መልእክቲ ኢዩ ከም ዝር ኤካ ዘለኹ ግን ወላ ሕጂ ንብዓል ፊሽ በቲ ወራጀ መልሓስካ እንዳ ናድካ በቲ ሓደ ክኣ ንፊሽ ዘውድቅ ወላ ን ኣወል ናይ ብሓቀ ንስኻ እብቲ እዋን ንምንታይ ዘይተዛረብካ ኣበይ ኔርኩም ኢልካ ንባዕልኻ ዘይ ተዛረብካ ሕጂ ንህዝቢ ክትዋረዘ ኣይካልን ኢየ ናይ ኣወል ጌጋ ኣለዎ እወ ነቲ ዝሓለፍ ቆንጭልካ ኣምጺዝኻ ከተዳክሞ ምፍታን ንስኹም ትእርሙ ዘይ ኮንኩም ተዳኹሙ ኢኹም
@smretmhretab3599
@smretmhretab3599 3 сағат бұрын
Kkkkkk kalay seltene kabzi halfu entay geru
@mihretyakob9177
@mihretyakob9177 2 сағат бұрын
Kemu aykonen mizi ayttasro
OYUNCAK MİKROFON İLE TRAFİK LAMBASINI DEĞİŞTİRDİ 😱
00:17
Melih Taşçı
Рет қаралды 12 МЛН
Как мы играем в игры 😂
00:20
МЯТНАЯ ФАНТА
Рет қаралды 3 МЛН
Inside Out 2: BABY JOY VS SHIN SONIC 3
00:19
AnythingAlexia
Рет қаралды 6 МЛН
OYUNCAK MİKROFON İLE TRAFİK LAMBASINI DEĞİŞTİRDİ 😱
00:17
Melih Taşçı
Рет қаралды 12 МЛН