Muza TV- "ቢንያም ግርማይ ክእለት ብሽክለታ ካብ ኣቦና'ዩ ወሪስዎ" ሰመረ ሃይሉ (ሓወቦኡ ንቢንያም ግርማይ ካብ መቐለ)

  Рет қаралды 73,604

Muza TV ሙዛ

Muza TV ሙዛ

Күн бұрын

©Muza TV is a Tigrigna satire comedy and entertainment channel.
#comedy #tdf2024 #biniamgirmay #eritrean #funny #cycling #habesha #musica

Пікірлер: 1 600
@freweynidesta
@freweynidesta 2 ай бұрын
ቢኒያም ትግራዋይ ምዃኑ ስረ ተጋሩ ብኣፍ ዘይኮነ ብተግባር ምዃኑ ሓደ መርኣያ እዩ ራዛ ናይ ኣቦ ሓዛ 💪💪💪እዩ። ቀፂሉ ድማ ከም ኣድጊ ብኣዲኡ ድዩ ክፅዋዕ ደሊኹም ህግደፋውያን ስርቂ ንብረትን ሰብን ለሚድኹም 😂😂😂😂😂
@S15710
@S15710 2 ай бұрын
Tigaru Dea tseriku or thishu , kale enaty alekum
@peaceforever8115
@peaceforever8115 7 сағат бұрын
ግምጥል ሕፍረት የለን እዞም ኩሎም ንኣፍሪቃ ዘጸውዑ ዘለው ከ ከበይ እዮም መጺኦም 1ቢንያም እሞ ኣብ ኤርትራ ዝወዳደር ረኪብኩም ካልእ ትገብርዋ ነብስኩም እሞ ብቃዓት ዘይብልኩም ወረግ ኣይትሓፍሩን ዲኩም ከ ወይ ጉድ ዘይስማዕ የለን ኣብ እንዳዓጋመ ክልል ቆርባዓትን ለመንትን ታሪኽ ሰሪቆም ዝነብሩ ነውራማት 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@Ninotes17
@Ninotes17 2 ай бұрын
Bini ወላ ትግራዋይ ይኹን ንኹላትና የኣክል እዩ. ጥራይ ሰላም ንግበር እንበር ትረፍ ንሕና ኩል ፈታዊ ስፖርት ተሓጉሱ እዩ
@gabigunners8073
@gabigunners8073 2 ай бұрын
ተዓወት ንሳ ያ ታ ሓቂ
@YorusalemTesafhiwet
@YorusalemTesafhiwet 2 ай бұрын
Seq bel guhaf kid meseom selam geber 😮 hamame afu meliu kea enber yezareb seq bel qomal 🤫😏🙄😴🥱
@eriboy1145
@eriboy1145 2 ай бұрын
Ya tehagisa kaa kenina klae 😢
@titi1401
@titi1401 2 ай бұрын
Lebam::
@almazgebrengus7164
@almazgebrengus7164 2 ай бұрын
Xnh xenihnas gele knsemie ena😂😂😂
@Bagne1230
@Bagne1230 2 ай бұрын
እንቋዕ ሓጎሰኩም እንዳቦይ ሃይሉ ቡርኻት ገዛ። ወድ ሃይሉ ጋጃዊ ያሆ ድሕሪ ነዊሕ ዓመት ኣብ ዓወት ስለዝረኣናካ ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ። ንኩልና ሰላምን ፍቕርን የውርደልና። ሓውኻን መትዓብይትኻን ቢንያም ኢየ ❤❤❤
@sawiyemane9113
@sawiyemane9113 2 ай бұрын
መርሓባ ቢንያሚኖ ።
@Höflich-d9o
@Höflich-d9o 2 ай бұрын
😀 ሓዉ ድካ ንስካ ከ
@Höflich-d9o
@Höflich-d9o 2 ай бұрын
@@sawiyemane9113😮😀
@sawiyemane9113
@sawiyemane9113 2 ай бұрын
@@Höflich-d9o ሓዊ ቢኒያም ምዃን ድዩ'ሞ ተረካቢ ?
@millaayalew1392
@millaayalew1392 2 ай бұрын
ደራሲ ሰልጠነ ዳይረክተር ውፉይ ክክክክክክ
@tsegayafeworki9521
@tsegayafeworki9521 2 ай бұрын
Kkkkk
@DanielHate-i3p
@DanielHate-i3p 2 ай бұрын
ብልክዕ
@RobielXehaye
@RobielXehaye 2 ай бұрын
😅😅😅
@MiliGualgenete
@MiliGualgenete 2 ай бұрын
😂😂😂😂😂
@azmeragaim5538
@azmeragaim5538 2 ай бұрын
😂😂😂😂😂
@Sunrise-sg8lp
@Sunrise-sg8lp 2 ай бұрын
ሓቁ እዩ እንዳ አባይ ሃይሉ ገጀረት ዘይፍልጣም ሰብ የለን ተጋሩ መበቆሎም (አኹሱም) እዮም አሕዋቱ ሙሴ ካናዳ , ዊንታ ,ሰመረ ወዘተ አብኡ ግርማይ ብጫ ታሴራ አሎዋ ግን ዜግነት (DNA) ክኸውን የብሉን አንካዕ ሓጎሰኩም ንመላእ ቤተሰብ ❤❤🎉🎉
@huruymelke6053
@huruymelke6053 2 ай бұрын
ቢንያም ከምዞም ኣብ ትግራይ ዝሰርቁን ሰብ ዝጨውዩን ዘለው ተጋሩ አንተዝኾኑ ግን ቤተሰብና ኣይኮነን ምበልኩም
@huruymelke6053
@huruymelke6053 2 ай бұрын
ዓቅማ ዘይትፈልጥ ክልል
@ፍቅሪይኹንመዝሙርናእምነት
@ፍቅሪይኹንመዝሙርናእምነት 2 ай бұрын
ሓሳዊ ኮይንካ ኣብ ገጀረት ኣይዓበካን ማለት ኢዩ ቢኒ ኤርትራውያን ኢዮም ኢና ንፈልጥ
@abhabesh
@abhabesh 2 ай бұрын
No, Bini Father mom is from Eritrea. This GUY is his brother by Father only . But these people are just sick. BINI SAID I AM PROUD Eritrean born Raised in Eritrea 🇪🇷 Let's just enjoy our moment it is our time Game over..
@ብርጌድንሓመዱ-ቨ2ኸ
@ብርጌድንሓመዱ-ቨ2ኸ 2 ай бұрын
ባራዩ ሓቂ መሪራትኩም ምሽ ዝተዓወተ ኤርትራዊ ንዝተማረኸ ኸኣ ትግራዋይ ትገብርዎ መሳኪን ተሕዝኑ 😂😂😂
@HabtomKesete-gf7ir
@HabtomKesete-gf7ir 2 ай бұрын
ተጋሩስ ተዋስኦ ክእሉዋ ማዓት ኢዮም
@HHy-hz1du
@HHy-hz1du 2 ай бұрын
😮😅
@AbebaTesfay-qd2ou
@AbebaTesfay-qd2ou 2 ай бұрын
ክሳብ ሕጂ ምእማን ሲኢንኩም ተረጋጋእ ቀስ ኢሉ ክዋሓጠልካ እዩ
@estifanosaskale1921
@estifanosaskale1921 2 ай бұрын
Hasot hasot
@asma11asmara
@asma11asmara 2 ай бұрын
Drama queen endeyiom 😂 zeflito wedi 1 kilo eu kedmi 21 amet tgray metseiu 😂😂
@solomonhadgu5636
@solomonhadgu5636 2 ай бұрын
Anta kemey zbelkum denaqorotat ekum tgraway koynu zegnet Eritrea 🇪🇷 kikewn aykieln dyu meat tegaru endyom zelewu Eritrea 🇪🇷 zegnet zelewom
@alwaysfun6650
@alwaysfun6650 2 ай бұрын
መቸም ቢኒያም ኤርትራዊ ኮይኑ ትግራዋይ ኮይኑ ነቲ ኣምጺእዎ ዘሎ ዓወት ኣይቕይሮን’ዩ:: we all should proud of him 🙌🏽🎉💪🏽🎉👊🏽
@koala10ish
@koala10ish 2 ай бұрын
ችድ ቆንዳፍ፦ ካልእ ቢኒያምካ ድለ፦ ወያላት ሓሳዳት ቡዳታት ዕጉም፦ ትግራዋይ እንተኾይኑ ስለምንታይ ናይ ማለሊት ማልያ ዘየምበልብል አታ ወያል ጋዕጋዕ ሓርኢ ደርሆ፦ክክክክ
@filmonmesele2784
@filmonmesele2784 2 ай бұрын
ናይ ኤረትራ ባንዴራ ከማን ብሕይሊ እት ወዲ ዘፀጋዓሉ ዝነበረ:: ቢኒ ተጠንቂቁ እዩ ነታ ባንዴራ ቪያ ዝብላ ዝነበረ:: እት ፀገማት ናይ ህግደፍ ገለ ኩላህና ንፈልጦ ኢይና::
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 2 ай бұрын
@@koala10ish ኣታ መሕፈር ገልዳም ህግደፍ ተሰተር ወይ ስፋሕ ነጽር
@koala10ish
@koala10ish 2 ай бұрын
@@tiebeghebru2649 አንታ ቆንዳፍ ናትናኤልቺኤል፣ ነታ ኤርትራና እስከ አብቲ ጨምላቕ ጎዳይ ናይ ጦቢያኹም ጎቲትካ ጎታቲትካ ከተእቱዋ ኣይትፈትን፦ ኪዱ ተጋሩ ተደሊኹም ካብ ስልጣን ፈንግሉዎ ጻሕጻሕቲ መሕፈራት ብጋላ ከም ባሮት ክትካሻመሹ፦ ጋላታት ዶርዜታት ተንከስ ኢሎም አብታ ዶብና ከምዘይቅልቀሉ ፍለጥ ንጦቢያ ብኹሊታ ሒዝናያ ሰለ ዘለና፦ አብ ግምባር ቡሬ ክአ ሬሳ ናትኩም ናይ ጦቢያውያን ዝጨኑ ኔሩ እምበር ሓዳ ስዉእ ኤሪትራዊ ብኽብሪ እዩ ሽዑን ሽዑን ዝቕበር ሱቕ ኢልካ አይትለኽብጥ፦
@koala10ish
@koala10ish 2 ай бұрын
@@filmonmesele2784 አንታ ቆንዳፍ ናትናኤልቺኤል፣ ነታ ኤርትራና እስከ አብቲ ጨምላቕ ጎዳይ ናይ ጦቢያኹም ጎቲትካ ጎታቲትካ ከተእቱዋ ኣይትፈትን፦ ኪዱ ተጋሩ ተደሊኹም ካብ ስልጣን ፈንግሉዎ ጻሕጻሕቲ መሕፈራት ብጋላ ከም ባሮት ክትካሻመሹ፦ ጋላታት ዶርዜታት ተንከስ ኢሎም አብታ ዶብና ከምዘይቅልቀሉ ፍለጥ ንጦቢያ ብኹሊታ ሒዝናያ ሰለ ዘለና፦ አብ ግምባር ቡሬ ክአ ሬሳ ናትኩም ናይ ጦቢያውያን ዝጨኑ ኔሩ እምበር ሓዳ ስዉእ ኤሪትራዊ ብኽብሪ እዩ ሽዑን ሽዑን ዝቕበር ሱቕ ኢልካ አይትለኽብጥ፦
@ove6164
@ove6164 2 ай бұрын
ኣይትሰንብዱ ደቂ ኤረይ.....ቀስ ጌርኩም ውሓጥዋ😊
@Rahwa-n5n
@Rahwa-n5n 2 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂 khneku eko delyom 😂 deki adna
@amanuelgoitom329
@amanuelgoitom329 2 ай бұрын
እንታይ ዘሰምብድ ኣለና ኣቱም ደናቁር
@biniamgmichael-rh4bf
@biniamgmichael-rh4bf 2 ай бұрын
መወራረዲ አረቂ ሃብዮም😂😂😂
@abrehettegegn4180
@abrehettegegn4180 2 ай бұрын
😅
@hagerabraham962
@hagerabraham962 2 ай бұрын
.😅
@ruthaminey676
@ruthaminey676 2 ай бұрын
መሳኪን ተሕዝኑ ኢኹም ኣነስ ኣይሓፍሩን ድዮም ከምዚ ኢሎም ክሕስዉ 😮 እዋይ ንመዋእልካ ቃንዛ እዩ እዚኦም ክኾኑ ጎረቤትካ ፡ ኣንታ ኣምላኽ ገምጥላ እንዶ ነዛ ናይ ኢትዮጵያ ካርታ 😂😂 ጋምቤላ ዝበሃሉ ክበጽሓና ክጽሊእየ 😂😂 ሓጉዝና እስከ ደቂ ኤረይ ❤
@abrnyiosasfha7698
@abrnyiosasfha7698 2 ай бұрын
Aytsenbet haki eyuo feteka seleka
@yonashaile-ib2gk
@yonashaile-ib2gk 2 ай бұрын
Haa......
@henoktesfay3549
@henoktesfay3549 2 ай бұрын
Hasot aykonen he is his Uncle gn z gber yelen Girmay and his kids choose Eritrea 🇪🇷!!
@veronikatiraj1256
@veronikatiraj1256 2 ай бұрын
haqei eyo Hawey ane Eritreawetye ezi zeblo Zelo 100 haqe eyo Germay tigraway mekanu ab Asmra neflto ena so what Benei ka Asmara tewldu nekulena hawna yekreanan
@Mukur-hiwet1
@Mukur-hiwet1 2 ай бұрын
ህድእ ዝግ ምባል የድልየካ ወይ የድልየኪ ኣሎ ሓቂ ሓቂ ዩ ቅድሚ ሕብረተሰብ ምጽራፍካ ነብስካ ምፍታሽ ጽቡቅ ዩ ቢኒ ስለ ዝትዓወተ ጥራሕ ኢካ ኤርትራዊ ዝመስለካ ዘሎ እንበር መቆልስ ኣይትፈልጦን ኢካ ብዝኮነ ጽቡቅ ገርካ ሕተት
@ThtnaTv
@ThtnaTv 2 ай бұрын
እዛ ቃለ-መሕተት ምንም ሕማቕ ዘረባ የብላን። ሓጉስካ ምግላጽ፡ ሓወይ ዩ ምባል እንታይ ዘጻርፍ ዩ ዘለዎ። ብዙሕ ብድዐ ዘረባ ዝጸሓፍኩም፡ ቃላትኩም ኣብ ቅድሚ ፈጣሪ ደው ኢልኩም ኽትፍረዱሉ ስለዝኾንኩም፡ ዓዘራ ዘረባ ንግደፍ። እንቋዕ ሓጉሰና ንኹልና ኣፍሪቃውያን ኢልና ንዕጽዋ እዛ ጉዳይ።
@mussiemehari5482
@mussiemehari5482 2 ай бұрын
ካብቲ ይኹን ካብቲ ኩልና ኣሕዋት ኢና።ስለዝኾነ ኢና ድማ ተጋሩ ፍንጫሕ መስንገለና ኣሕዋትና ንብል።ን ኤርትራ ይወክል ንትግራይ ይወክል ብዘየገድስ ሓደ ህዝቢ ስለዝኾንና እንቋዕ ደስ በለና።ዕድመን ጥዕናን ንቢንያም
@fireart3077
@fireart3077 2 ай бұрын
How about ethipoia? Just asking
@mihrethagos8291
@mihrethagos8291 2 ай бұрын
ካብ ትግራይ ዘይውለድ አይጭዋን ለካ ነዚዮ ኑፍዕ ወጺኡዮ ቢኒ እንኳእ ሐጎሰካ ንኩሉኩም ቤተሰቡ ካአ ኩርዓትዮ ❤ኩርዓት አፍሪቃ ቢኒ
@ኤርትራንሻዕብያነጋውስባሕ
@ኤርትራንሻዕብያነጋውስባሕ 2 ай бұрын
በጃካ እሰኪ ስቅ በል ንሱ ናትካ ኩርዓትካ የክብረልካ የ ምክንያቱ መንነትካ ሰለ ዝኮነ ግን ንኤርትራዊ ትግራይ ሓረጉ ሐንጄ መንጂ ኣይትበሉና መንነትኩም ኣብ ምዓኮርኩም ሰክዕዎ
@zeweldihaile2718
@zeweldihaile2718 2 ай бұрын
ካብ ሱዳን፡ ጁቡቲ፡ የመን ሱዑዲ፡ ኣምሓራ ካልእ ክልላት ኢትዮጲያ ዝውለድ ከ? ድሑር ብሂል እዩ
@freweynidesta
@freweynidesta 2 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🎉🎉🎉
@3989910011
@3989910011 2 ай бұрын
'ዋላ ትንፈር ጤል እያ' ትብሉ ሰባት ግን ጥዕናኹም ተመርመሩ ቢንያም ጠዊኹም ጠዋዊኹም ኤርትራዊ ክትገብርዎ ኣይትኽእሉን ቢንያም ግርማይ ትግራዋይ እዩ ። ብዓለም ደረጃ ታሪኽ ምስራሕ እኮ ናዓና ንተጋሩ ሓዱሽና ኣይኮነን ለተሰንበት ግደይ ትግረወይቲ እያ ፣ጉዳፍ ጸጋይ ትግረወይቲ እያ ፣ ፍረወይኒ ሃይሉ ትግራወይቲ እያ ብዓብዪኡ ካኣ ዶር. ቴድሮስ ኣድሓኖም ትግራዋይ እዩ🙏💪
@Blessmelord2024
@Blessmelord2024 2 ай бұрын
ለገሰ ዜናዊ ውን ኤርትራዊ እዩ ነይሩ
@selam-yi2op
@selam-yi2op 2 ай бұрын
ኣነ ስላስ ሃይሉ ሓጎስ ኣሙኡ ን ቢንያም ካብ ስዑዲ ዓረብ እየ። ቃለ መሕትት ግበሩለይ 😂😂😂😂
@hseyoumhseyoum6915
@hseyoumhseyoum6915 2 ай бұрын
@@selam-yi2op lol good one
@S15710
@S15710 2 ай бұрын
Ane Kea million hailu Kab Addis ababa amuyu ne biniam eye hitetuni eba
@selam-yi2op
@selam-yi2op 2 ай бұрын
@@S15710 ሚልዮን ሓፍተይ ከመይ ኢኔኺ፡ስልኪ ኣውቅዕለይ እሞ ክነውግዕ ኢና😆😆😆
@Yoyoking352
@Yoyoking352 2 ай бұрын
What ever he born in Eritrea & grow up there so ዘግነት Eritreawi መንነቱ ትግራይ ምኒን ኣይትበሉ yaa habesha ኣኪልኩም ዲኩም ንዛዓቢ መንእሰይ ክትዕቅፋ ክትቆጽዩ ትነብሩ ንሳ ያ ዓቅምና ምሽ ብሓቂ ነሐዝን ።ኣቱም ትጻረፋ ዘለኩም ድማ ማንነትኩም ኢኩም ተፍሉጥና ዘለኩም ሽወያ ማዕበያ ተበዲልኩም ኣለኩም please ካብ ቂም ንውጻእ ንሕና መናእሰያት ኢና ንንቃሕ ኣስፊሕና ንጠምት ኒ Bini ነተባብዓዮ ካብዚ ሓሸውየ ወጺእና peace & love to everyone ❤️🫶🫶🫶❤️🌎🙏
@ammek-iy1cl
@ammek-iy1cl 2 ай бұрын
Best comment 💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯
@eru5343
@eru5343 2 ай бұрын
True❤❤❤
@philiposbereket3660
@philiposbereket3660 2 ай бұрын
እንዳ "ናይና" ድማ ኣመሎም ጀሚርዎም፡ "ፕረዚደንት ኢሳይያስ ናይና'ዩ" ሃየ፡ "ህግደፍ ናይና'ዮም" ሃየ፡ "ዳኒኤል ተ/ሃይማኖት ናይና'ዩ" ሃየ፡ "ትግርኛ ተዛራባይ ኩሉ ናይና'ዩ" ሃየ፡ "ኣዱሊስ ናይና'ዩ" ሃየ፡ "ባሕሪ ናይና'ዩ"........ሕጂ ድማ ን ቢንያም ግርማይ" ናይና'ዩ" ይብሉ ኣለዉ። ክክክክክክክ ሰነፋት!!!! ስንፍናኹም ኢኹም እትገልጹ ዘሎኹም። እንዳ ማለሊት፡ ወዮ-ደኣ ጸማማት ኢኹም ደኣ'ምበር፡ ጅግና መራሒ ጀጋኑ'ዩ ዘፍሪ! ስለ ዝኾነ ድማ ህዝባዊ ግንባር፣ ካብ ግዜ ብረታዊ- ቃልሲ ጀሚሩ ክሳብ ሕጂ፡ ኣብ ኩሉ ዓውዲታት፡ ጀጋኑ እናፍረየ እዩ ክመጽእ ጸኒሑን ንብድሕሪ-ህጂ እዉን እቲ ሰንሰለት ኣይክብተኽን እዩን። ኣብ ኤርትራ ጀጋኑ እናፈረዩ እዮም ክኸዱ። ስለዚ፡ ታሪኽን ጀጋኑን ካብ እትሰርቁ፡ ጀጋኑ ከመይ ከም ዝፈርዩ ካብ ኣያታትኩም ሻዕብያ እንተትመሃሩ ምሓሸኹም ነይሩ። እንተኾነ ግና፡ ኣንፈት ጅግንነት ዘይብልኩም ከመይ ቢልኩም ካባ ጅግንነት ክትለብሱን ጀጋኑ ከተፍርዩን። ኣብ ዘበነ ዕርበትኩም ካብ'ቲ ኩፉእ መጋብርኩም እንተትናስሑን፡ ነዚ ክልተ ህዝብታት እንተትምሕርዎን፡ ከም-ቀደሙ ብፍቕሪ እንተዝነብርን ምሓሸ ነይሩ። ንስኻትኩም ግና ኣብ ክንዲ ሰናይ ነገር ምሕሳብ፡ ከመይ ቢልኩም ናብታ ክድምናኹም እትምለሱን፡ ነቲ ዝፈሸለ ሕልምታትኩም እተተግብሩን ጥራሕ ኢኹም እትሓስቡ። "ዓሻ'ሲ፡ገበጣኡ ክሳብ ዝውዳእ ይጻወት" እዩ ናታትኩም ነገር።
@emanuelbrhane7045
@emanuelbrhane7045 2 ай бұрын
ሓሰኻ መሊእዎ ርእስኻ። ወዲ ሓወይ እንተበለስ ሕዉነቱ ክትከልኦ ማሃይም። እዚ ሓወቡኡሲ እንታይ ሕማቕ ተዛሪቡ ሕጂ?
@ኤርትራንሻዕብያነጋውስባሕ
@ኤርትራንሻዕብያነጋውስባሕ 2 ай бұрын
😂😂​@@emanuelbrhane7045
@sofoniasdaniel5547
@sofoniasdaniel5547 2 ай бұрын
ቢኒ ኩሩዕ ትግራዋይ፡ ንሃገርና ስማ ዘጸውዐ ጅግና እዩ፡ ውሓጦ፡ ትጋሩ ይመርሑና ተጋሩ ከኣ ስም ሃገርና የጸውዑ።
@ኤርትራንሻዕብያነጋውስባሕ
@ኤርትራንሻዕብያነጋውስባሕ 2 ай бұрын
@@sofoniasdaniel5547 😂😂😂😂ይኩነልኩም እንዳ ሰምዕ ዝደቀስ ሰብ ከተተስኦ ዘይኣል ነገር ዩ ❤😍😘እንካዕ ኮነ
@emanuelbrhane7045
@emanuelbrhane7045 2 ай бұрын
@@sofoniasdaniel5547 ።
@AngesomAnde-n6i
@AngesomAnde-n6i 2 ай бұрын
ደሓን አስከ ወዲ ክልል ንበሎ so what, ኣብ ኤርትራ ዓብዩ ብኤርትራውያን ተመልሚሉ ብቁዕ ምስ ኮነ ንምንታይ ትግራዋይ ምባል ተደልዩ ብዝኾነ ወዲ ክልል አየ አሉ ባንዴራ ክልል ሒዙ ይወዳደር and ወዲ ክልል አየ ይበል መን ዶ ክኽልክሎ አዩ አንታይ ዘዛርብ ኣለኹም ደቂ ክልል ብዙሓት ኤርትራውያን አዮም ዘለዉ ከም ቢኒ ንሕና ኤርትራውያን ኣይንግረምን ኢና ብንያም ተኸደ ከም ብንያም አዮም ዘለዉ ብዙሕ ኣይትገረሙ 👍
@chuchusolomon8614
@chuchusolomon8614 2 ай бұрын
You right!!! Enjeranan maynan setiom abiom yehirikeka enber mixiom zemed koynim kixenhu kelewu!!
@brookberihun326
@brookberihun326 2 ай бұрын
ቢንያም ኣይከደን/ዋላ ንመጻኢ'ውን ኣይከድን'ዩ ኣጆኻ። ኤርትራዊ እዩ። ብዛዕባ ዓዲ ኣቡኡ ኣኽሱም ከምዝኾነ ጥራይ'ዩ ዘሎ እቱ ጉዳይ።
@Menkemade-v7d
@Menkemade-v7d 2 ай бұрын
ኣነስ ዝገርመኒ ኩሉ ዑዉት ናትና ጥራይ ኢዮም ዝብሉ ቢኒ ናይ ኤረይ ባንዴራ አምበር ናይ ቀናኣት ባንዴራ ኣይሓዘን ሎሚ ኤረይ ጽባሕ ኤረይ ምናልባት ውን ድሕሪ ጽባሕ ኤረይ ።44
@Yosef_Selam
@Yosef_Selam 2 ай бұрын
እዚ ኢንተርቪው ቢንያም ኤርትራዊ ኣይኮነን ዘብል ኣይኮነን ኤርትራዊ ድማ ብደም ኣይኮነን ኣጽሚ እንዳቆጸርካ
@selamselam7358
@selamselam7358 2 ай бұрын
😂😂😂😂😂እንታይ ድአ ክገብር እንዳ አቦይ ሀይሉ ተሰዲዶም አብ ዓድኻ ይነብሩ እንተሀልዮም ናይ ትግራይ ወይ ናይ ኢትዮጵያ ባንዴራ ሒዙ ክወዳደር ኔሩዎ ሰብ ባንዴራ ዓዱ ሒዙ ክወዳደር ተፍቅድ ዓዲ ዘላትካ ትመስል ምሽ ንወጻእተኛ ንስኻ ወዲ ዓዲ ኸማን ብጽጽ ኢልካ ክትዛረብ ከምዘይፍቀደካ ካብ ሰብካ ንላዕሊ ትፈልጦ😂😂😂😂😂ሕርርር ኢልኩም እንታይሞ ምሽዶ ቢንያም ኮርሳቶረስ ብዓብዩ ብዓል ጎይተትካ ኢሳያስ የማኑ ሐጎስ ወልድአብ ወልደማርያም የማነ ቻርሊ ካበይ ድዮም????? ብዓል ተወልደ ረዳ ሀይለ ገብሩ ሽላን ወዲ ትካቦ ቆርጫጭ ን ካልኦት ብዙሐትን ካበይ ድዮም?????????የግዳስ እቲ ግብርኹም እዩ ዝገርም ዘዝትዓወተ ትግራዋይ ከሎ ብሐይሊ ኤርትራዊ ትገብርዎ ዘዝተቃወመ ወይ ዝተማረኸ ከአ መገዛእ አሕዋትኩም ብሐይሊ ትግራዋዩ ኢልኩም ክሕድ ተብሎዎ ፈጣሪ ይኽሐድኩም አቱም በላዕቲ ሰብ አራዊት😷😷😷😷
@godislove6329
@godislove6329 2 ай бұрын
His mother is Eritrean. He is born and rise in Eritrea. He has Eritrean citizenship. So Eritrean please do not talk only about his father but his mom is Eritrean. He has right to be Eritrean like every Eritrean . I wonder why you accept tiffany and Neppsiy without any argument b/c their fathers are Eritrean. Eritrean mothers also equal right as men in Eritrea.
@loyalkeni
@loyalkeni 2 ай бұрын
I doubt that his mother is Eritrean. Biniam is Tigrayan born from Tigrawat Sidra in Asmera. Like marries like!!
@godislove6329
@godislove6329 2 ай бұрын
⁠@@loyalkeniNo, his mom is Eritrean.
@Sim-rv8rl
@Sim-rv8rl 2 ай бұрын
His ​mom is Eritrean dont worry
@michealgoitomrusom4452
@michealgoitomrusom4452 2 ай бұрын
እቲ ዘገድስ ዓወት'ዩ ❤ ካብ ተዛረብካ ኣብዘይሰዓቱ ግን ኣቦይ ሃይሉ ብወሰን ካብ ትግራወይቲ ዝወለደካ ክትኮውን ውን ትክእል ኢካ ሓወቡኡ ኮይንካ ንሱ ኤርትራዊ ንስካ ትግራዋይ ምስ ኣዲኡ ዝዓበየ ኢካ ሓቀይ ብሮ😊❤
@Yosef_Selam
@Yosef_Selam 2 ай бұрын
ኤርትራዊ ኣይኮነን መን ኢሉ ?
@ሳሚሳሚ-ዀ9ተ
@ሳሚሳሚ-ዀ9ተ 2 ай бұрын
ደስ ይብለካ እዚ ሓዉ ቢኒ ልዙብ Respect ዘለዎ ። እዞም ኣብዚ ዘለኩም ሕሉፋት ኤርትራውን ትግራዋይን በጃኩም sport sport ክመስል ይግባእ። ያኣክል እዚ ሑሱም ድንቁሩና ትዕቢትን ኣበይ ክብጸሓና ዩ ኣይፈልጥን ይእምሩኡ ዝሰሓተ ድስኩል ህዝቢ ኣፊሪቃ ዓለምን ብ ኤርትራውነቱ ወይ ብ ትግራውይነቱ ዘይኮነት ትድንቆ ዘላ ብጸዓሩ ብጅግንነቱን እያ።ኣከለ
@mebrahtumehari9107
@mebrahtumehari9107 2 ай бұрын
ኣየ ተየተጋሩ ጸኒኩም ብሽግለታ ኣብ ትግራይ እያ ተማሒዛ ክትብሉና ኢኹም 👍👍🇪🇷👍🌹♥️♥️
@AbebaTesfay-qd2ou
@AbebaTesfay-qd2ou 2 ай бұрын
ደንቆሮ እዚ እኮ ባህሊ ወይ ርስቲ ኣይኮነን ጠንኪርካ ምስራሕ እዩ ዘድሊ እምበር እዚ ስፖርት ናይ ኩሉ ዓለም እዩ
@Ertrea1991
@Ertrea1991 2 ай бұрын
😂😂😂
@habtomabay5276
@habtomabay5276 2 ай бұрын
ንስኻ እኳ ቢኒ ኤርትራዊ ዜጋ እዩ ኢልካ ደስ ዝበለካ እዚ እኮ ሓው ኣቦ እዩ
@Pasttest543
@Pasttest543 2 ай бұрын
ክክክክክ እትይ ሐቅይ እውን ክትክሕዱ ,ትገርሙ ፍጥረት እይኹም ኤርትራውያን ትባሀሉ ሰባት በቃ ትግራዋይ እዩ ግን ዜግነቱ ኤርትራዊ እዩ አብ ኤርትራ ስለዝዓበየ
@samiyitbarek6205
@samiyitbarek6205 2 ай бұрын
Accept the fact his parents are from tigray
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 2 ай бұрын
ካብ ትግራይ ዘይ ውለድ ኣይጭዋን ይብሉ ስድራና።ቢኒ ንኹልና ይኣክል ዩ
@Adulisawi
@Adulisawi 2 ай бұрын
እንቓዕ ደስ በለኩም ቤተ-ሰብ ቢንያም🎉🎉🎉
@koala10ish
@koala10ish 2 ай бұрын
ችድ ቆንዳፍ፦ ካልእ ቢኒያምካ ድለ፦ ወያላት ሓሳዳት ቡዳታት ዕጉም፦ ትግራዋይ እንተኾይኑ ስለምንታይ ናይ ማለሊት ማልያ ዘየምበልብል አታ ወያል ጋዕጋዕ ሓርኢ ደርሆ፦ክክክክ
@abelsolomon8055
@abelsolomon8055 2 ай бұрын
@@koala10ishhirir bel hulkus riesi derho
@koala10ish
@koala10ish 2 ай бұрын
@@abelsolomon8055 ችድ ቆንዳፍ፦ ካልእ ቢኒያምካ ድለ፦ ቡዳ ዕጉም፦ ወያል ጋዕጋዕ ሓርኢ ደርሆ፦ክክክክ
@Adulisawi
@Adulisawi 2 ай бұрын
@@koala10ish thank u ወስኽ ጽቡቅ ገይርካ ኣፍስስ🤣🤣
@koala10ish
@koala10ish 2 ай бұрын
@@Adulisawi qondaaf! hrrrrrrrrrrrr bela....Bini Wedi Haama Lamza! kkkk
@Awliemeror
@Awliemeror 2 ай бұрын
❤❤❤❤ ኩልና ሓደ 🎉🎉🎉 ቢኒ ሓበን ኤርትራ ሓበን ኣፍሪቃ❤❤
@koala10ish
@koala10ish 2 ай бұрын
ችድ ቆንዳፍ፦ ካልእ ቢኒያምካ ድለ፦ ወያላት ሓሳዳት ቡዳታት ዕጉም፦ ትግራዋይ እንተኾይኑ ስለምንታይ ናይ ማለሊት ማልያ ዘየምበልብል አታ ወያል ጋዕጋዕ ሓርኢ ደርሆ፦ክክክክ
@ኤርትራንሻዕብያነጋውስባሕ
@ኤርትራንሻዕብያነጋውስባሕ 2 ай бұрын
​@@koala10ish😂😂😂😂
@SimonMokonen-f3p
@SimonMokonen-f3p 2 ай бұрын
ቅርጽ ደሞ ኢልኩም ባንዴራ ኤርትራ ኣንበልቢሉ 😂😂😂
@Marken-s8j
@Marken-s8j 2 ай бұрын
Bariya
@SimonMokonen-f3p
@SimonMokonen-f3p 2 ай бұрын
@@Marken-s8j እሂ ኣድጊ በረኻ ባሪኦም ዲኻ ባርያስ ባርያ ኣይበልካ ላሓሲ ምስቶም ዝተቀረጹ ዲኻ ድዉይ ምዓኮር ዓጋመ ጥራይ ልሓስ
@selam-yi2op
@selam-yi2op 2 ай бұрын
​@@SimonMokonen-f3p🇪🇷💚🇪🇷💚🇪🇷💚🇪🇷💚🇪🇷💚🇪🇷💚🇪🇷💚🍾🥂🎂
@yoditsahle2046
@yoditsahle2046 2 ай бұрын
ተጋርዋኒ ጽቡቅ እንቋዕ ናይጄራዊ እዩ አይበልኩም ተጋሩ ጥራሕ ሰላም ግበሩ ቢኒ ንመላእ አፍሪቃ እዩ ተዓዊቱ ካብአቶም ተጋሩ ሐደ ኢኹም ድራማ ምስራሕ አየድልንዩ ቅንእና አቀድሙ አስተዉእሉ ብሰልጠነ ድሕምቲ ርእሲ አይትጓአዙ ምስትዉአል ልመዱ ካብ ኩሉ ሐሶት ግደፉ
@AmarAnkeli
@AmarAnkeli 2 ай бұрын
ቢንያም ኣብ መድረክ ግን ባንዴራ ኤርትራ እዩ ኣንበልቢሉ ኣጸዊዕና
@TIGRAWEY
@TIGRAWEY 2 ай бұрын
መንነቱ ክፈለጥ ሰለ ዘተደለየ እምበር ኤርትራ ወኪሉ ኣይተዋዳደረን ዘበለዶ ኣሎ እዩ?
@AmarAnkeli
@AmarAnkeli 2 ай бұрын
@@TIGRAWEY እንታይ ማለት መንነቱ መንነቱ ድዩ ኣብዚ ደረጃ ኣብጺሕዎ ወይሲ ሓቦብኡ እዩ ኣብ ትግራይ ኮይኑ ኣብዚ ደረጃ ኣብጺሕዎ ኣብ ተወሊዱ ዝዓበየሉ ሃገር ከተማን ሰረተ ዘለዎ ዉድርር ብሽክለታ ስለዝጸንሖ ብኡ ተጸልዩ ካብ ቲፎዛ ተወዳዳራይ ኮይኑ ሳላ ኤርትራዉያን ገዳይም ተቀዳደምቲ ብሽክለታ ሃገርና ነዐኦም ሲዒቡ እዩ ኣብዚ ደረጃ በጺሑ ስለዚ ፉሉይ ክብሪ ንኤርትራ።
@rtyh2341
@rtyh2341 2 ай бұрын
​@@AmarAnkeliንስካስ ቢኒ ክም ሰቡ ተሰድዱ ትረኒክ ወስዱ ኣብ ካልእ ዓዲ እምበር ኣብ እርትራ እኮ ኣይለመዶን ማዓር ኣዳኣ ግን ካፍትይ ይኩን ክፍትይ ቢኒ ጅግና እዩ የድንቆ እየ ኣይተድንቅዮን በል ክሰመዐካ
@meharifrewoyni9402
@meharifrewoyni9402 2 ай бұрын
ደንቆሮ ኤርጥራዊ ኮይኑ እንተ ኣብዩ ደኣ ናይ መን ደኣ ክሕዝ ደልካዮ ጎሓፍ :: ኤሰያስ ኣፎርቂ ከማን ናይ ኤርትራ ባንደራ እዩ ዝውንን ::
@TIGRAWEY
@TIGRAWEY 2 ай бұрын
@@meharifrewoyni9402 dnoros nska eka sdi artrawi entay tarik alewo eye ካብ terf asa mkanu halifu 😘
@WorldKnowledge-zt8fz
@WorldKnowledge-zt8fz 2 ай бұрын
Biniam Girmay Hailu (born 2 April 2000) is an Eritrean professional road cyclist who currently rides for UCI WorldTeam Intermarché-Wanty.[2][3] At the 2024 Tour de France, Biniam won the Green Jersey[4] becoming the first black African to win any jersey at the Tour. At the same Tour, he made history by becoming the first black African rider to win a Tour de France stage[5] - he won stages 3[6], 8[7], and 12[8
@elihabeshwit6129
@elihabeshwit6129 2 ай бұрын
ለኸ ዶ ከይተፈሰወ ኣይጨኑን ዝተብሃለስ ከምዚ ምስ ተረከበ እዩ 😇😂 ደቂ ኤረይ ክዳንኩም ቅደዱ😂😂
@aotali8812
@aotali8812 2 ай бұрын
😂😂😂
@asmera6972
@asmera6972 2 ай бұрын
ተስፋ አይትግበሩ ኣቦይ ሃይሉ ካብ ትግራወይቲ ዉሽምኦም ዝወለዶዩ😂 እዚ እንዳዲኡ ዝዓበየዩ ቢንያም በብኡን ኣዲኡን ኤርትራዊዩ ወዲ ዉሽማ ተዛሪብ ኢልኪ ኣይተጫንዊ😂
@mnbar_tum_eyu
@mnbar_tum_eyu 2 ай бұрын
አንቃዕ ሓጎሰኩም ስድራቤት ቢንያም ግርማይ።
@koala10ish
@koala10ish 2 ай бұрын
ችድ ቆንዳፍ፦ ካልእ ቢኒያምካ ድለ፦ ወያላት ሓሳዳት ቡዳታት ዕጉም፦ ትግራዋይ እንተኾይኑ ስለምንታይ ናይ ማለሊት ማልያ ዘየምበልብል አታ ወያል ጋዕጋዕ ሓርኢ ደርሆ፦ክክክክ
@amannegus8465
@amannegus8465 2 ай бұрын
ቢኒያም 1.5 ኪሎሜተር ክተርፎ እንከሎ ነዚ ጽርጊያ ልሕስ የብሎ: መንደላይ ድማ ን1.5 ሚሊዮን ተጋሩ ልሕስ ኣቢልዎም ሕጂ ኣብ ትግራይ ዋይ ዋይታ ኣብ ኤርትራ ድማ ሆይ ሆይታ
@natuteklu2959
@natuteklu2959 2 ай бұрын
@@koala10ishwedi hawey endabeleka s ketemenetelo delka wehata 😂😂😂😂😂😂
@erishekor
@erishekor 2 ай бұрын
ካብ ኣረጋይ ሓጎስ ወሊዴ ዝበለት ትግራወይቲ ምስ ወዳ ኣበይ ኣለው ደሓዮም ግበሩልና ክክክ😂 ነቲ ሳይንቲስት ተጋሩ ኣብ ጠፈር ዝረኸቡዎ ፈረስውን ኣይትረስእዎ ክተርእዩና ንጽበ ኣለና😂
@Ertrea1991
@Ertrea1991 2 ай бұрын
😂😂😂
@bvftfhcazzytrgc7462
@bvftfhcazzytrgc7462 2 ай бұрын
Kosile hahahahha
@rahelgoitom6686
@rahelgoitom6686 2 ай бұрын
😂😂😂😂 qeleb qol'a ymlketena eyu do 😂😂😂😂😂
@asmeromzemuyzemuy1723
@asmeromzemuyzemuy1723 2 ай бұрын
ካብዝተወለደ ይወለድ ኤርትራ የጽዋዓልና ኣሎ የቀንየልና ቢኒ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@helenukbe4886
@helenukbe4886 2 ай бұрын
ሓትነአ ንሳሌም ህዝቅኤል እየ እሞ እዚ ወግዒ ጽንጽዋይ ደስ እኮ ኢላትኒ
@MedaEstifanos
@MedaEstifanos 2 ай бұрын
Emo xbuk gierki glexlna aynamnomn ena ezom wugin
@selamselam7358
@selamselam7358 2 ай бұрын
@@MedaEstifanosንስኻትኩም እንዳ ጋውኒን 🦍🦍🦍🦍 እምበአር ኢኹም እሙናት አታ ወዲ ጀነራል ማንካ።ሐሳኽ ሐማሴን ወድዞም ሕሙሳት ጋውኒን 🦍🦍🦍
@abrahamasmelash5135
@abrahamasmelash5135 2 ай бұрын
እዞም ፉጡራት እዚኦም እንታይ ዓይነት ፉጡራት እዬም አንታ እዘን ባዓል ናይጀርያ እንታይ ዓይነት ምርቃ አለዎም ጎሮቤት እዚኦም ዘይምዃኖም ናይ ብሐቂ።
@MerhawiGoitiom
@MerhawiGoitiom 2 ай бұрын
😂😂😂ሓወይ ዮ ተበለ ታይ ዮ ሓቢጥካ
@nebiatmehari9838
@nebiatmehari9838 2 ай бұрын
😂😂😂😂
@abrahamasmelash5135
@abrahamasmelash5135 2 ай бұрын
@@MerhawiGoitiom ንስኻ ኸ በቲ ናተይ መልሲ እንታይ ሐበጠካ ዶስ ካብቶም ፉፉ በሊዖም ዝሐለፉ ሰለዝኾንካ ተሰኪፉካ ኢኻ።
@imissmama3978
@imissmama3978 2 ай бұрын
ሓቂ ይሓይሽ ሲ ተጋሩ ,ዮም ቅኑዓት ጉረቤት ዘይረኸቡ። ሓቂ እንዶ ኣይሓይሽን!
@imissmama3978
@imissmama3978 2 ай бұрын
ነዚ ትግራዋይ ናብቲ ህግደፍ ዝሃነጾ ኳኺቶ ስነ-ልቦናኹም ከተውርድዎ ክንደይ ዓመት ደኺምኩም። ሕጂ ግን ይፈርሕ!
@genet1522
@genet1522 2 ай бұрын
ን ኤሪትራዊ ትህኪት ጓና እዮ። ቢኒ ዋርሳይ ኽአ ኤሪትራውነት እንታይ ምዃኹ ከም እቦታቱ ንዓልም አመስኩሩ። BiNi ዋርሳይ ናይአቦታቱ ኒሕ ወራሳይ
@GullMama-ow1ed
@GullMama-ow1ed 2 ай бұрын
ስረ ትግራዋይ አብደሙ እዩ ናፍት ናፍት አትበሉ ደቂ ኢሱ ?
@asterkidane8551
@asterkidane8551 2 ай бұрын
ቪቫ ቢንያም ተጋሩ ኩሉ ግዜ ጀጋኑ
@WorldKnowledge-zt8fz
@WorldKnowledge-zt8fz 2 ай бұрын
Biniam Girmay Hailu (born 2 April 2000) is an Eritrean professional road cyclist who currently rides for UCI WorldTeam Intermarché-Wanty.At the 2024 Tour de France, Biniam won the Green Jersey becoming the first black African to win any jersey at the Tour. At the same Tour, he made history by becoming the first black African rider to win a Tour de France stage- he won stages 3, 8, and 12.
@YordanosKiflyesus
@YordanosKiflyesus 2 ай бұрын
Congratulations to all of Bini's family well done ❤😇🙏🇨🇦
@AbelAndemichael-r6e
@AbelAndemichael-r6e 2 ай бұрын
ኣንታ መን እዩ ክሓፍረልክም ዘዝተዓወተ ትግራዋይ ክትብሉ ናትኩም እንዶ መልምሉ እሞ ብተጋሩ ኩርዑ ፡ ዘይናትኩም ናትኩም ክትገብሩ ኣይትጽዓሪ ባእ 😢
@GebrihiwetTekie
@GebrihiwetTekie 2 ай бұрын
ጸገም የብሉን ዘርኢ ሓረግ ኢዮ ኤርትራ ትግራይ ዘርኢ ትግርኞ ኢዮ
@ታራፊክ
@ታራፊክ 2 ай бұрын
ኣልገሰ መሰ ትግረኛኻ ጥፈእ ሑልኩሰ
@kisanetefriem9001
@kisanetefriem9001 2 ай бұрын
Yes
@betelihem823
@betelihem823 2 ай бұрын
ለገሰ ዘናዊ (መለስ)ኤርትራዊ ወዲ ገዛ ከረን ሰራየ ኣቡኡ ዜናዊ ኣስረስ ሓዎም ንራስ ተስማ ኣስረስ እዮም።ለግሰ ዜናዊ (መለስ)ኣዲኡን ኣቡን ኤርትራውያን እዮም ።ኤርትራውያን ግን ከዞም ጎረቤትና ኣይኮናን
@chuchusolomon8614
@chuchusolomon8614 2 ай бұрын
Entay malet eyu zeri Tigrigna malet? Nihina Eritrawian ena!!
@Huruy-oq5pb
@Huruy-oq5pb 2 ай бұрын
ክክክክክክክክክ እዚ ህዝቢ 2 ህዝቢ ዩ ዝብል ነቲ ሓቂ ዘይፈልጥ ጥራይ ኢዩ ጉዳይ መጺጻ በራዩ ተሓነቑ
@tsiyonawiAxumawi
@tsiyonawiAxumawi 2 ай бұрын
እወ 2ተ አይኮናን.. ሓደ ህዝብ ኢና
@senaywedey9339
@senaywedey9339 2 ай бұрын
Ezi wedi ...wedi wshma aboy hailu znebert tigraweyti eyu ....nsu bedeu tigraway eyu aboy hailu gn aykonen
@ተመስገንዝሰፈኖሃይማኖትዓ
@ተመስገንዝሰፈኖሃይማኖትዓ 2 ай бұрын
😂😂😂እዋይ ነብሰ ምትሓት ክከፍእ ተደንግጹ😂😂😂
@selamselam7358
@selamselam7358 2 ай бұрын
😂😂😂👌👌👌👌👏🏼👏🏼👏🏼
@selamselam7358
@selamselam7358 2 ай бұрын
@@senaywedey9339 😂😂😂😂😂እዋይ ሕርርር ኢልኩም እንታይሞ ምሽዶ ቢንያም ኮርሳቶረስ ብዓብዩ ብዓል ጎይተትካ ኢሳያስ የማኑ ሐጎስ ወልድአብ ወልደማርያም የማነ ቻርሊ ካበይ ድዮም????? ብዓል ተወልደ ረዳ ሀይለ ገብሩ ሽላን ወዲ ትካቦ ቆርጫጭ ን ካልኦት ብዙሐትን ካበይ ድዮም?????????የግዳስ እቲ ግብርኹም እዩ ዝገርም ዘዝትዓወተ ትግራዋይ ከሎ ብሐይሊ ኤርትራዊ ትገብርዎ ዘዝተቃወመ ወይ ዝተማረኸ ከአ መገዛእ አሕዋትኩም ብሐይሊ ትግራዋዩ ኢልኩም ክሕድ ተብሎዎ ፈጣሪ ይኽሐድኩም አቱም በላዕቲ ሰብ አራዊት😷😷😷😷
@habenn7407
@habenn7407 2 ай бұрын
ብርእሰ ምትሓት ዝሳቐ ሰብ ዘይናቱ ናተይ ምባሉ ዝገርም ኣይኮነን።ቢንያም ኣብታ ዘይትፈትውዋ ሳዋ ዝፈረየ ሕቡን ኤርትራዊ እዩ።
@abyeking2078
@abyeking2078 2 ай бұрын
መበቀሉ ዋላ እንግሊዛዊ እንተዝከውን ኤርትራ ዝሰረሐቶ ፍርያት ኤርትራ ኢዩ።🇪🇷
@rreer
@rreer 2 ай бұрын
But AGame if he would not be winner. Sick people
@RasTeferian-m6s
@RasTeferian-m6s 2 ай бұрын
ወዓግ በሎ. ኩሉ ሓበሺ ዓቅሚ ኣለዎ ሙብርባር ይሓትት. ኣቦሓጎይ ኣቡኡ ነቦሓጎይ ትርጉም ዘይብሉ ዘረባ እዩ. ተፀጊዕካ ዕዉት ምዃን
@erivoice4633
@erivoice4633 2 ай бұрын
The point is he won with Eritrean flag and nationality 💪🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@AbebaTesfay-qd2ou
@AbebaTesfay-qd2ou 2 ай бұрын
እወ ግን ኤርትራ ባዕላ ብዘዕበይቶ ትግራዋይ ኮሪዓ
@Weyni-lm1hv
@Weyni-lm1hv 2 ай бұрын
❤ቢንያም አጋመ ትግራዋይ እዩ ዜግነቱ ግን ኤረትራዊ እዩ ግን ዓጋመ ትግራዋይ እዩ ብናይ ዓጋመ ትግራይ ጅግንነት ዓወት አይትኩራሩዑ ኤረትራውያን 100% ትክክል ❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂😂😂 ኤረትራ ታሪክ አልባ❤
@hannaa9184
@hannaa9184 2 ай бұрын
🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇹❤️
@በረኸትዮ-ሕልና-ej5gs
@በረኸትዮ-ሕልና-ej5gs 2 ай бұрын
ኘረዝደንት ኢሰያሰ ኣይተኽኣልካን ጽቡቅ መደብ ቀጽልዎ ምጥንትን ጽፍፍትን wowo sound system light everything’s perfect I’m proud of you guys keep it up ⭐️⭐️⭐️⭐️⭐️✨👍
@koala10ish
@koala10ish 2 ай бұрын
ችድ ቆንዳፍ፦ ካልእ ቢኒያምካ ድለ፦ ወያላት ሓሳዳት ቡዳታት ዕጉም፦ ትግራዋይ እንተኾይኑ ስለምንታይ ናይ ማለሊት ማልያ ዘየምበልብል አታ ወያል ጋዕጋዕ ሓርኢ ደርሆ፦ክክክክ
@gggf5415
@gggf5415 2 ай бұрын
ሰላም ኩቡር ሓው መጀመርታ ክትሓቶ ከለካ ንምታይ ታሪክ ሂዎቱን መቦቆል ዓዱን ዘይትሓቶ ?
@Asmaradbella
@Asmaradbella 2 ай бұрын
ነብሰ ምትሓት ኣብ ትግራይ ኢዩ ዓዳ እንዳ ክልል ጉዳማት 🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮
@ami_su
@ami_su 2 ай бұрын
አታ እዞም ድቃላት 😂😂😂 ሓቅነት ተዝህልወካ አነ ብወሰን ዝተወለድኩ አደይ ዓጋሜ ዘይትብል ዝነበርካ ወይ ናይ ድቃላ ነገር በኒ❤🇪🇷
@naybakalu7359
@naybakalu7359 2 ай бұрын
ተዋስኦ ኑፉዓት ኢኩም
@Eri91M90
@Eri91M90 2 ай бұрын
😂😂😂😂
@henoktesfay3549
@henoktesfay3549 2 ай бұрын
Brother He is his uncle I am sure but Biniam is representing Eritrea 🇪🇷 tewelidu zeabeyela z gber yelen.
@mihretyemane7301
@mihretyemane7301 2 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂
@solomonhadgu5636
@solomonhadgu5636 2 ай бұрын
Ata kindey tdnqiru ekum tgraway koynu Eritrea 🇪🇷 zegnet alewo entay shigr alewo
@rreer
@rreer 2 ай бұрын
​@hebut if Bini wasn't winner you would call him agame. noktesfay3549
@ephremgebrehiwot485
@ephremgebrehiwot485 2 ай бұрын
መበቆሉ ዘይ ኮነስ ዜግነቱ ኤርትራዊ ኢዩ። ኣኸለ! ከተብኩዕዎ ዘይ ገበርኩሞ የለን። ከምታ ንናጽነትና ብሰላም ከም ዘይ ንነብረላ ዝገበርክናና ኣብ ኩሉ ሂወትና ክትዝርጋ ከይ ደቀስክን ትሓድራ ኣለኽን። ደስ ኣይበልኩም ክንሑገስ ኢና ገና ጊዜና ኢዩ።
@BarnabasKidman
@BarnabasKidman 2 ай бұрын
መበቆሉ ትግራዋይ ክኸውን ይኽእል ግን ኤርትራዊዩ ዘካትዕ ምንም ነገር የብሉን።
@romadiabrha253
@romadiabrha253 2 ай бұрын
ኣሌሳንደር ኢሳቅ ስዊድናዊ ጥራሕ እዩ ማለት ድዩ...ኤርትራ ኣይምልከቶን በሃላይ ኢካ😂....ቢንያም ግርማይ ሃይሉ ትግራዋይ እዩ:: ክንደይ ዝተምረኩ ኤርትራውያን ኣብ ኩናት ትግራይ ተጋሩ ኢልኩምዎም ንንፁህ ትግራዋይ ከኣ ኤርትራዊ 😂😂😂ዶ...ንንብረትና ንኣክብ...ሸጥ መዓንጣና ንቢኒ ናትና:: 💪𝐵𝑖𝑛𝑖🚴🏿‍♀️𝐓𝐢𝐠𝐫𝐚𝐰𝐚𝐲 𝐰𝐞 𝐩𝐫𝐨𝐮𝐝 𝐨𝐟 𝐲𝐨𝐮.𝓀ℯℯ𝓅 𝒾𝓉 𝓊𝓅
@ኣረቂ
@ኣረቂ 2 ай бұрын
ኩሉኩ ተጋሩ ሕሙማት ሕብረተ ሰብ
@Pasttest543
@Pasttest543 2 ай бұрын
ክክክክክ እትይ ሐቅይ እውን ክትክሕዱ ,ትገርሙ ፍጥረት እይኹም ኤርትራውያን ትባሀሉ ሰባት በቃ ትግራዋይ እዩ ግን ዜግነቱ ኤርትራዊ እዩ አብ ኤርትራ ስለዝዓበየ
@SaronAndemichael-m5k
@SaronAndemichael-m5k 2 ай бұрын
Hassawiy, Nebau Hatiteyo. HASSAWIY, EYu Eluniy. Eway Hasot,🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣.
@AbebaTesfay-qd2ou
@AbebaTesfay-qd2ou 2 ай бұрын
ኣበይ እሞ ይኹነልካ😂😂😂
@tsegayafeworki9521
@tsegayafeworki9521 2 ай бұрын
Hasawi awhidkalu kalie kalat hasew nibel kulina deki erey ab kulu zerebu dirbshbish elato eya...kkk ayfelton eye ezi seb mikniyatu girmeso abo biniam meteabitey eyu::
@freweynikidane4943
@freweynikidane4943 2 ай бұрын
Kkkkkkkkkk beeu tedeaaas kluna nfelto Aboy haylu tgraway eyom
@ሊሎ
@ሊሎ 2 ай бұрын
ኣነስ እቲ ሓሶት ባህሊ ጌርኩሞ ቢኒ ኤርትራዊዩ እቲ ዓወት ቀዳምነት ናቱን ናይ ስድራቤቱን ዝገበርዎ ጻዕሪ ኢዩ ብድሕሪኡ ናይ ሃገሩ ኤርትራ ብድሕሪኡ ናይ ኣፍሪቃን ኢዩ።
@millaayalew1392
@millaayalew1392 2 ай бұрын
ሎሚ ቀጠልያ ጽባሕ ብጫ ከም ዘምጽእ ዘጠራጥር የብለይን ክክክክ ኣታ ሰብ ቢኒ ናይ ጂሲ ተወዳዳሪ ኣይኮነን ከመይ ኢሉ ብጫ ከምጽእ 😮😅😅
@rahelgoitom6686
@rahelgoitom6686 2 ай бұрын
Sehaq endye moyte enqae neten kal'ot keman ayteqesen😂
@siedaisshak3618
@siedaisshak3618 2 ай бұрын
ኣየ ነብሰ ምትሐት ኩሉ ክትከዉን ትደሊ ።
@gracefanuel962
@gracefanuel962 2 ай бұрын
ኢርትራዊ ኢዩ ኣርብዓተ ነጥቢ ።ቢንያም ኣብ መቐለ ተወሊዱ እንተዝከዉን ሸያጢ በለስ ወይንም ብጫት ዝደንዘዘ መንሰይ ምኮነ
@kdstihaftiaman4244
@kdstihaftiaman4244 2 ай бұрын
ኣብ ሊብያ እውን እባ ኩሊቱ ምተሸጠ ኤሪትሪን ዕደ😂😂😂
@gezadkatat1465
@gezadkatat1465 2 ай бұрын
ኣታ ክንደይ ትድንቁሩ ኢኩም መሕፈራት፡ስድራ ቢንያም ዘየክበርኩም ንቢኒ ንፈትወካ እንተ በልኩም መን ያኣምነኩም። ብሓቂ ቢኒ ነዚ ክካታተሎ ኢዩ፡እዚ ትብልዎ ዓዘራ ውን ክሪኦ ኢዩ። ኣብ ክንዳኩም፡ክሓፍር"ዩ!
@gracefanuel962
@gracefanuel962 2 ай бұрын
@@gezadkatat1465 ስቅ በል ደንቆሮ ታሪክ ክትሰርቑ እንበር ታሪክ ክትሰርሑ ዘይተፈጠርኩም ሕዝቢ
@RobelBrhane-ko1vs
@RobelBrhane-ko1vs 2 ай бұрын
​ናይ መንገዲ የመን ስዑዲኸ ​@@kdstihaftiaman4244
@gezadkatat1465
@gezadkatat1465 2 ай бұрын
@@gracefanuel962 ኣበይ ዘሎው ህዝቢ ኢዮም፧ ህግደፋውያን ሰብ ሓተላ ታሪክ፡መን"ዩ ህዝብኩም ዘይትፈልጡ ደናቁር
@abrham601
@abrham601 2 ай бұрын
ብንያም እና መላእ ቤተሰብ እንካዕ ደስ በለኩም
@NegasiAshenafi
@NegasiAshenafi 2 ай бұрын
ንዛ ኢንቴርቢ ሰልጠነ እዩ ግበርሉ እልዎ ዘሎ ፍሉጥ እዩ 😂😂😂😂😂
@freweynikidane4943
@freweynikidane4943 2 ай бұрын
Ata kndey tdnquru meteabiti Binyam eko halena haki Tgrawai eyu
@PeterAbadi-v5l
@PeterAbadi-v5l 2 ай бұрын
ካብ ትግራይ ዘይውለድ አይጭዋን....! እዚ አብ ልብኹም ፀሓፍዎ !! ንመንነት ቤተሰቡ ኪሒድካ ንቢንያም ኤርትራዊ ምባል ብእውነት ዕብዳን እዩ ። ፀፀራት እተው
@peaceforever8115
@peaceforever8115 6 сағат бұрын
ካብ ትግራይ ዘይውለድ ኣንጭዋ እዩ በዓልኩም ኣይተጸብቅዎ ካልኣይ ካኣ ኢትዮጵያዊ እዩ ትግራዋይ ዝበሃል የለን 1ሚልዮን ከፊልካ ውን ኣይተረክበን ኢትዮጵያዊ ክከውን ይክእል እዩ ትግራዋይ ዝበሃል ግን የለን ኤርትራዊ፡ኢትዮጵያዊ፡ሱዳማዊ፡ሶማል፡ፈረንሳዊ፡ኣሜሪካዊ ዝበሃሉ ኣህዛብ ኣለው ትግራዋይ ዝበሃሉ የለውን በዓልኩም ኢኩም ትጽሕፍዎ ዘለኩም
@Eri-291
@Eri-291 2 ай бұрын
ገለ donald trump ቤተ-ሰበይ እዩ ትብሉ ተጋሩ እንተ ሃሊኹም ብኽብረትኩም ኣቀዲምኹም ቅድሚ ምርጫ ናይ USA ምዉድኡ ሓብሩ።
@yadel-karneshim
@yadel-karneshim 2 ай бұрын
ኣብ ተጋሩ ዘላ ነብሰ-ምትሓት ክክክክክ😂😂😂
@mohammedsalih4995
@mohammedsalih4995 2 ай бұрын
ሰልጠነ ዝልኣኸኩም ወይጦት ኢኺም
@abrnyiosasfha7698
@abrnyiosasfha7698 2 ай бұрын
Kkkkkkkkk hegdaf mehayem hefero
@nebiatmehari9838
@nebiatmehari9838 2 ай бұрын
​@@abrnyiosasfha7698mahayem derbye emne xulul namen ketxaref 000
@Pasttest543
@Pasttest543 2 ай бұрын
ክክክክክ እትይ ሐቅይ እውን ክትክሕዱ ,ትገርሙ ፍጥረት እይኹም ኤርትራውያን ትባሀሉ ሰባት በቃ ትግራዋይ እዩ ግን ዜግነቱ ኤርትራዊ እዩ አብ ኤርትራ ስለዝዓበየ
@SaniSan-wg4sp
@SaniSan-wg4sp 2 ай бұрын
ናይ ጎሮቤትና ሕስድና እኮ መትሓዚ ሲኢናሉ 😂😂😂😂😂 always 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 belu deqi eriey shkor
@sabayaie2110
@sabayaie2110 2 ай бұрын
ቢንያም እና ቤተሰብ እንኳን ደስ አላችሁ የአፍሪካና የጥቁሮች ህዝቦች ኩራት ነው
@koala10ish
@koala10ish 2 ай бұрын
ችድ ቆንዳፍ፦ ካልእ ቢኒያምካ ድለ፦ ወያላት ሓሳዳት ቡዳታት ዕጉም፦ ትግራዋይ እንተኾይኑ ስለምንታይ ናይ ማለሊት ማልያ ዘየምበልብል አታ ወያል ጋዕጋዕ ሓርኢ ደርሆ፦ክክክክ
@zufanabraha2824
@zufanabraha2824 2 ай бұрын
@@koala10ish ትግራዋይን ፈረቃን እምበር ኣንታ ፋራ ድሑር 😂😂😂
@maetebtesfamariam4072
@maetebtesfamariam4072 2 ай бұрын
ዝሑል ማይ ስተ ኣይትሕረቕ😂
@DannyTekaBeyene
@DannyTekaBeyene 2 ай бұрын
በኽቲ ልሞትኻ😂😂​@@koala10ish
@koala10ish
@koala10ish 2 ай бұрын
@@DannyTekaBeyene አንታ ቆንዳፍ ናትናኤልቺኤል፣ ነታ ኤርትራና እስከ አብቲ ጨምላቕ ጎዳይ ናይ ጦቢያኹም ጎቲትካ ጎታቲትካ ከተእቱዋ ኣይትፈትን፦ ኪዱ ተጋሩ ተደሊኹም ካብ ስልጣን ፈንግሉዎ ጻሕጻሕቲ መሕፈራት ብጋላ ከም ባሮት ክትካሻመሹ፦ ጋላታት ዶርዜታት ተንከስ ኢሎም አብታ ዶብና ከምዘይቅልቀሉ ፍለጥ ንጦቢያ ብኹሊታ ሒዝናያ ሰለ ዘለና፦ አብ ግምባር ቡሬ ክአ ሬሳ ናትኩም ናይ ጦቢያውያን ዝጨኑ ኔሩ እምበር ሓዳ ስዉእ ኤሪትራዊ ብኽብሪ እዩ ሽዑን ሽዑን ዝቕበር ሱቕ ኢልካ አይትለኽብጥ፦
@HghHhh-wr7rp
@HghHhh-wr7rp 2 ай бұрын
እንኳዕ ደስ በለኩም ተጋሩ
@koala10ish
@koala10ish 2 ай бұрын
ችድ ቆንዳፍ፦ ካልእ ቢኒያምካ ድለ፦ ወያላት ሓሳዳት ቡዳታት ዕጉም፦ ትግራዋይ እንተኾይኑ ስለምንታይ ናይ ማለሊት ማልያ ዘየምበልብል አታ ወያል ጋዕጋዕ ሓርኢ ደርሆ፦ክክክክ
@sarajoh313
@sarajoh313 2 ай бұрын
😂😂
@sofoniasdaniel5547
@sofoniasdaniel5547 2 ай бұрын
ቢኒ ሓበን ተጋሩ፡ ንኤርትራና ኣብ ዓለም ስማ ኣጸዊዑዋ፡ ተጋሩ ኣናብስ የቀንየልና፡
@habtomabay5276
@habtomabay5276 2 ай бұрын
​@@koala10ishኤርትራዊ እኮ ዘግነት እዩ ማንነቱ ግን ኢትዮጵያዊ ትግራዋይ እዩ እዚ እኮ ሓው አቦ እዩ ።
@alexanderermias143
@alexanderermias143 2 ай бұрын
ሓወብኡ ሙኻኑ ኸ ርግጸኛ ዲኻ ንስኻ ብሮ?
@Zemen80
@Zemen80 2 ай бұрын
እዚ ወዲ ንግርማይ ብ ኣቡኡ ዩ ሓዉ ግርማይ ኣቦ ቢንያም ኪኣ ኣዲኡ ኤርትራዊት ስለዝኾና ናብ ትግራይ ኣይከደን ናይ ኣዲኡ ሒዙ ኤርትራዊ ኮይኑ ዝለዚ ቢንያም ኪኣ ኣዲኡ ኤርትራዊት ያ ሳዋ ታዓሊሙ ግብኡ ጌሩ ዩ (መንደላይ ይብሃል ባንዴራ ኤርትራ ሒዙ ዩ ክኣ ዝሕበን ሓፍ በሉ ፈጠቕ በሉ ኤርትራዊ እዩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@AbelYonas-l3c
@AbelYonas-l3c 2 ай бұрын
አንታይ ደኣ ከ ክበኪ ደልዩ ቢኒ ኢርትራዊ ዩ ኮይኑ ችው ችው 😂😂😂😂😂
@selamselam7358
@selamselam7358 2 ай бұрын
😂😂😂😂😂እዋይ ሕርርር ኢልኩም እንታይሞ ምሽዶ ቢንያም ኮርሳቶረስ ብዓብዩ ብዓል ጎይተትካ ኢሳያስ የማነ ሐጎስ ወልድአብ ወልደማርያም የማነ ቻርሊ ካበይ ድዮም????? ብዓል ተወልደ ረዳ ሀይለ ገብሩ ሽላን ወዲ ትካቦ ቆርጫጭ ን ካልኦት ብዙሐትን ካበይ ድዮም?????????የግዳስ እቲ ግብርኹም እዩ ዝገርም ዘዝትዓወተ ትግራዋይ ከሎ ብሐይሊ ኤርትራዊ ትገብርዎ ዘዝተቃወመ ወይ ዝተማረኸ ከአ መገዛእ አሕዋትኩም ብሐይሊ ትግራዋዩ ኢልኩም ክሕድ ተብሎዎ ፈጣሪ ይኽሐድኩም አቱም በላዕቲ ሰብ አራዊት😷😷😷😷
@berhanemedhanie9583
@berhanemedhanie9583 2 ай бұрын
እንቛዕ ደስ በለኩም ስድራቤቱ ብሓፈሻ ካኣ ንኹልና 🎉
@johnbulawi6967
@johnbulawi6967 2 ай бұрын
ኣቦ ንዓ ጉድ ስማዕ ኡይይይይይ 😂😂😂😂😂😂ኣንታ መን ክሓፍረልኩም እዩ 😂
@rreer
@rreer 2 ай бұрын
FACT
@aotali8812
@aotali8812 2 ай бұрын
ታይ ኮይኖም ዝሓፍሩ ሓው እንድዩ ሓውኻ የሕፍረካ ድዩ ፃሕፃሒ
@natuteklu2959
@natuteklu2959 2 ай бұрын
Haki eyu ab gejeret nefelto ena
@johnbulawi6967
@johnbulawi6967 2 ай бұрын
@@aotali8812 በይን ጌሩ ሓዎም ኮይኑ እዚ ፖለቲካ እዮም ዝሰርሑ ዘለዉ ከምዚ ጌሮም ንዓይ ንዓኻ ከናቁቱ ንስኻ ትግራዋይ ኢዩ ኢልካ ክትጻረፍ ኣነ ኤርትራዊ እዩ ኢለ ክጻረፍ ከምኡ እዩ መደቦም እንተ ተረዲእካስ እንበር ቢኒ ሲ 🇪🇷 እዩ።
@AwetTekle-w3q
@AwetTekle-w3q 2 ай бұрын
😅😅😅😅😅😅 እዋይ ሓሶት ኣቱም ሑሱራት ፍጥረት ወላ ሓንቲ ምዓልቲ ክትኾርዑ ኣይትኽእሉን ገጽኩም ትኸውል።
@Pasttest543
@Pasttest543 2 ай бұрын
ክክክክክ እትይ ሐቅይ እውን ክትክሕዱ ,ትገርሙ ፍጥረት እይኹም ኤርትራውያን ትባሀሉ ሰባት በቃ ትግራዋይ እዩ ግን ዜግነቱ ኤርትራዊ እዩ አብ ኤርትራ ስለዝዓበየ
@frezghiokube3241
@frezghiokube3241 2 ай бұрын
ኣይኮነን' ዶ ሓውና ቢንያም ግርማይሲ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ንባዕሉ ትግራዋይ እንዲዩ ፡።ስለዝስ ምንም ሽግር የብሉን ኣብ ትግራይ ዘለኹም ስድራቤት ቢንያም ፡ቢንያም ሓውና ኢዩ ምባልኩም ደስ ዝበል ኢዩ ብሓቂ። ኢሰያስ ትግራዋይ ሙኻኑ ኣሚንና ንኸይድ ክሳብ ዝሃለና ቢንያም ትግራዋይ ሙኻኑ ኣሚንና ክንከይድ ውን ግዴታና ኢዩ ፡ምኽኒያቱ ትውልዲ ዝድምሰስ ዝሕከኽ ኣይኮነን ሓረግ ኢዩ ሰባት ብልሳንና ክንሓኮ ክንድምስሶ ዋላውን ብሕልናና ክንቕበሎ እንተዘይከኣልና ግን ሓረግ ሓረግ ኢዩ ናይ ገረብ ሓረግ ዘይኮነስ ሓረግ ሰብ ኢዩ ስለዚ ንደም ሰብ ብዝኾነ ይኹን መንገዲ ክነጥፍኦ ኣይከኣልን ኢዩ። ስለዚ ቢንያም ትግራዋይ ኢዩ እሺ እንካዕ ኮነ ቢንያም ኤርትራዊ ኢዩ እሰይ እንካዕ ኮነልና ደስ ዝብል ኢዩ።
@nebiatmehari9838
@nebiatmehari9838 2 ай бұрын
tegraway nIsias da baleka deka awledkayo
@kabiefrem5824
@kabiefrem5824 2 ай бұрын
ፉንፉን ረሳሕ ዓጋመ ንኩሉ ናብ ትግራይ ኣስጊርኩሞ😂😂 እንዳ ክልል
@عرفاتمحمدنجيب
@عرفاتمحمدنجيب 2 ай бұрын
ክክክክክክክ አዘራርባ አሰተዊዓሉ ደቅ ኤረይ ሰልጠነ ሐደ ወርሒ ዘረባ ናይ ደቅ ኤረይ መምሀሪካዬ እና እና እረእረ ወዲኡና ሳሐቅ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@DamiDami-o9g
@DamiDami-o9g 2 ай бұрын
😅😅😅 ኣየ ትግርዋይ ቆማል
@tegakasayi1569
@tegakasayi1569 2 ай бұрын
ንዒ ቁማለይ አረግፍለይ አንቲ ቆማል ኤርቲራዊት ተረፍ ናይ ደርጊ
@DamiDami-o9g
@DamiDami-o9g 2 ай бұрын
@@tegakasayi1569 seki resah togar qomal sahsah agame
@Tomsingss188
@Tomsingss188 2 ай бұрын
ኢሳያሰ 40ዓመት ቸቸ ዝብለካ ዘሎ ትግራዋይ እዩ።
@DamiDami-o9g
@DamiDami-o9g 2 ай бұрын
@@Tomsingss188 ችድ ቶጋር ትግርዋይ እንተ ዝከውን ኪድ ቶጋር ቆማል ኢልና ኣብ ትሕቲ ጊድጋድ ምስ ኣስፈርናዮ ትግርዋይ ረሳሕ
@abrnyiosasfha7698
@abrnyiosasfha7698 2 ай бұрын
Mehayem wedi denkro
@ፍቅሪይኹንመዝሙርናእምነት
@ፍቅሪይኹንመዝሙርናእምነት 2 ай бұрын
ቅንኢ ይቀትል ኢዩ ከምዝብሃል ሕጂ ተረዲኢኒ😂😂 እሞ ንዓይ ሓደ ቤቴሰብ ኣለኒ ኣብ መቀለ ትግራዋይ ኢየ ማለት ድዩ😂😂😂😂
@Meriamhuah1863
@Meriamhuah1863 2 ай бұрын
ማህጽን ተጋሩ ጅግና ኣይትወልድን አያ መስለኒ ኩሉ ኤሪትራዊ ጅግና አዩሞ ብፉሉ ዝጥቀስ ጅግንነት ጽፈጸመ ተግራዋይ አዮ ዝብሉ ተጋሩ ክኽክክክክ
@AbebaTesfay-qd2ou
@AbebaTesfay-qd2ou 2 ай бұрын
ኣይ መዋእልካ ብመግዛእቲ ዝበለየን ዝበስበሰን እምባኣር ጅግንነት እዩ ዝባሃል
@emanuelbrhane7045
@emanuelbrhane7045 2 ай бұрын
ባዶ ርእሲ ደኒንካ ጥራይ ተቐበላ 😊
@tedrosrussom4137
@tedrosrussom4137 2 ай бұрын
መጀመሪያ ኤርትራዊ ሃገራዊ መንነት ዝባሃል 1) ካብ ኤርትራዊ መቦቆል ዘሎውም አቦን አደን ዝተወለደ 2)ውይ ካብ ኤርትራዊት አደ ወይ ካብ ኤርትራዊ አቦ ብመቦቆል ይኹን ብትውልዲ ዝተወልደ 3)ካብ ኤርትራዊ አቦ ወይ ኤርትራዊት አደ ብትውልዲ ዝተወልዶ ኩሉ ኤርትራዊ ሃገራዊ መንነት ይዋሃቦ። ስለዚ ቢንያም ካብዚ አብ ላዕሊ ተጠቒሱ ዘሎ ግቡአት ስለዘማልእ ኤርትራዊ ሃገራዊ መንነት ስለዘሎዎ ኤርትራዊ እምበር ትገራዋይ አይኮነንን። ካልእ እቲ ንቢንያም ፍሉይ ዝገበሮ ካብታ ብዋዕሮ እትልለ ኤርትራዊት አደ እንትርፎ ጅግና እንተዘይኮይኑ ካልእ ዘይተፍሪ ኤርትራዊት ማህጸን ኤርትራና ካብዘፍረይቶም ጅግና ሕቡን ኤርትራዊ እምበር ትግራዋይ አይኮነንን። ካልእ ቢኒያም መንግስትን ህዝብን ኤርትራ ጉቡእ ባጀት ተሰሊዕሉ ካብ ኤርትራውያን አያታቱ ከምኒ ዳኒኤል ተኽለሃይማኖት ሙሴ አስሄል ዮናስ ዘካርያስ ጉቡእ ትምህርትን ተመኩሮን ከምዝቕሰም ቴጌሩ ንዩሲአይ ከምዝበቕዕ ቴጊሩ ከምባሓዱሽ ከምዝተሰረሔ ባዕሉ ቢንያምን አቡኡን ከይተረፈ ዝመስከርዎ ሓቂ እንዳሃሎወ ካብ አረጊት ሰብ ዝወረሶ ጥበብ ናይ ብሽክልታ ስፕሪንት ክብለና ምፍታኑ ሓዎቡኡ አይኮነን ከምሰብ ከ እምበር ዶ ይፈልጦ እዩ ክትብል ትደፍር ። ብዝኾነ ተጋሩ ዓወት ኤርትራውያን ብጣዕሚ ስለዘቕናአኩም ፥ካብ ቅንእን ሕስድናን ወጺእኩም ናትኩም አብ ጎደናታት መቐለ አሰልጢንኩም ተዋዳደርቲ ተጻወቲ እንተፈጠርኩም ይሕሸኩም ክብል ይመኽረኩም ። እቲ ጸገም ግን አይትታዓደሉ ኢልኩም ተጋሩ ፡ ትግራወይቲ ማህጸን እንትርፎ ተጃሃሪ ፥ሓሳዊ ፥ሰራቂ፥ከታሪ (ሃንግ)፥ዘይናቱ ተባሃጊ ፥ሓሳድ፥ ቀናእ ወዘተ እምበር ከም ኤርትራዊት ማህጸን ጅግና ሕጹብ ማዓንጣን ብሩህ አእምሮ ከተፍሪ ስለዘይተዓደለት ተጋሩ ንጅግንነት ኤርትራውያን ክትምነይዎን ክትውንንዎ እኳ እንተፈተንኩም ሓቂ ብርእሳ እንተቐብርካያ ብእግራ ትወጽእ ኮይናትኩም ክሰልጠኩም አይከአለን። ንአብነት ፥ ጅንነት ባሻይ አውዓሎም ጅግና ሃገረ ሓማሴን መረብ ምላሽ ጎሚዳ ራእሲ ወልደሚካእአል አብ ዓድዋ ብዝፈጸምዎ ወስተንክራዊ ዓወት ብዶርጎኛ ሰራቒ አሉላ ወዲ ቑቢ ክአምዝተገበረ ከምዓወት ተጋሩ አምሲልኩም ዓለም አታሊልኩም፣ነቲ ካብ ሽረ እንዳስላሴ ስጋብ አዲስ አባባ ብታንክታትን ኮማንደራትን ሃንደስቲ ኩናት ጀጋኑ ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር እንዳተቐለሰን እንዳተመራሕኩም አዲስ አበባ ቤተመንግስቲ አራት ኪሎ ዘጨበጥናኩም ዓወት ንመናሰይ ትግራይ ከምናትኩም ዓወት አምሲልኩም አታሊልኩሞ!ሕጂ ድማ አይትሓፍሩን ዓለም ክትክዕበና እያ አይትብሉን ነቲ ጅግና ካብታ ኤርትራዊት ዋዕሮ ተፈጢሩ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ኮስኲሶም ዘዕበይዎ ኮኾብ ጸለምቲ ዓለምና ዝኾነች ጅግና ኤርትራዊ ቢንያም ንባንዴራ ሃገሩ ኤርትራ ልዕሊ ካልኦት በርኻ ክትስቀል ዝገበረ ጅግና እንተተመነኹሞ ሃፋን ተስፋን ካብ ምዃን ሓሊፍኩም ተምጽእዎ ሊውጢ ከቶ የልቦን !!!ዎዳሓንኩም !
@habenn7407
@habenn7407 2 ай бұрын
እዚ ወዲ ኣብ ኣስመራ ዓብየ ይብል ኣሎ። እቲ ዝዛረቦ ዘሎ ቋንቋ ትግርኛ ግን ናይ ዓጋመ እዩ
@Erey647-l9p
@Erey647-l9p 2 ай бұрын
Seltene derasi .wufuy ke a director 😅😅😅😅😅
@tsegayafeworki9521
@tsegayafeworki9521 2 ай бұрын
Absolutely kkkkk aman bieaman agnikayom kkk 🇪🇷🇪🇷💪🇪🇷 yigermeka eyu biabyu deki gezawtu ni grmay wey feletu kemzelena abzi media resieomo kkkk
@Erey647-l9p
@Erey647-l9p 2 ай бұрын
@@tsegayafeworki9521 nebse methat iyu seqayom
@hseyoumhseyoum6915
@hseyoumhseyoum6915 2 ай бұрын
You nailed it 👏 😂 this people are funny af
@Pasttest543
@Pasttest543 2 ай бұрын
Kkkkkkkkkkk ንዘይምእማን ድዩ?
@Pasttest543
@Pasttest543 2 ай бұрын
ንዘይ ምእማን ድዩ? ክክክክክክክክክ
@EritreanScholarsMedia
@EritreanScholarsMedia 2 ай бұрын
ልዙብ ዘረባ፡ ኣቦይ ሃይሉ ጅግና ወሊዶምልና ኣሎ። ሓበን ኤርትራ፡ ሓበን ትግራይ ሓበን ኣፍሪቓ ኮይኑ ኣሎ
@mesfinmisgina4961
@mesfinmisgina4961 2 ай бұрын
Kondaf agame kikiiii
@LijNatan-g1g
@LijNatan-g1g 2 ай бұрын
ሕጂ ከኣ ከምዚኣ ዶ ሚሂዝኩም መትሓዚ እምበር ተሳኢንኩም ኣቱም ተጋሩ ግደፉ ባ😂
@FiriHadad
@FiriHadad 2 ай бұрын
ውሓጥያ እምበር እሳያስ እውን ትግራዋይ እዩ😂😂😂
@rahelgoitom6686
@rahelgoitom6686 2 ай бұрын
Fieldom endyu😂😂😂
@Pasttest543
@Pasttest543 2 ай бұрын
ክክክክክ እትይ ሐቅይ እውን ክትክሕዱ ,ትገርሙ ፍጥረት እይኹም ኤርትራውያን ትባሀሉ ሰባት በቃ ትግራዋይ እዩ ግን ዜግነቱ ኤርትራዊ እዩ አብ ኤርትራ ስለዝዓበየ
@SenaitKidane-u7l
@SenaitKidane-u7l 2 ай бұрын
እንዳ ለለ ኣይተኻኣሉን 😂😂😂😂😂😂😂😂
@Kfkftaznabfikri
@Kfkftaznabfikri 2 ай бұрын
ዋሕጥዋ ትግራዋይ ወዲ ዓጋመ እዩ
@samiyitbarek6205
@samiyitbarek6205 2 ай бұрын
Yisak playing in Newcastle he born and brought up in sweeden but his father is from Eritrea . The same fact works to biniyam too his parents are from Tigray . This victory deserves to tigray too like Eritreans.
@beshirahmed3634
@beshirahmed3634 2 ай бұрын
ዓጋመ ንኤርትራውያን ከተዛናጉዑ ኢኹም ተፈጢርኩም
@HabeshaICT
@HabeshaICT 2 ай бұрын
Anta poletican sdra betn ktfelyu kalu.
@romadiabrha253
@romadiabrha253 2 ай бұрын
ዓጋመ መን ምኳኑ ኣርእይኩም ቢኒ ወዲ ዘርኢ ጀጋኑ...ዓጋመ ካብ ኤርጥራ ትዓቢ 100/100. መን ኣሎ ዓጋመ ዘይፈልጥ 💛❤️ሰብ ሃላይ ዓንሰባ ኣይበልካ..ቢኒ 𝒾𝓈 Tɪɢʀᴀᴡᴀʏ 💛❤️💪
@AronOG_
@AronOG_ 2 ай бұрын
ዘይተረዳአኩም ብሽክለታ ኤርተራ ኢዩ እኮ ዝስዕር ዘሎ። ጉየዪ እንዶሞ ፈትኑ ካብ ትጽብጽቡ ትውዕሉ
@yonimiki1020
@yonimiki1020 2 ай бұрын
አንኩዋዕ ደስ በለኩም ስድራ ቢንያም ኩርዐት ኣፍሪቃ
@ቋንቋይኺድንግል
@ቋንቋይኺድንግል 2 ай бұрын
ብጣእሚ ዘገርም ዩ እግዚአብሔር ይመስገን ኢትዮጵያዊ ዘይኮነ ሓበሻ የለን ሰብ ፖለቲካ ዝበልኩም በሉ እምበር...
@degolabay7161
@degolabay7161 2 ай бұрын
Congratulations for 🇪🇷everyone of bini well done 1st stage!! 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇨🇦
@Sam-hr8ql
@Sam-hr8ql 2 ай бұрын
ደቂ ኤረይ ቢንያም ትግራዋይ ኮይኑ😂 ካብ ትግራዋይ ዘይውለድ ኣይጭዋን❤
@user-uk8bo1pv3p
@user-uk8bo1pv3p 2 ай бұрын
ኣንታ ሓሳዊ ኣብ ኣስመራ ተወሊድካስ ቋንቋ ትግራይ ተውግዕ ። ወይጉድ እንዳ ምንኣሹ።
@FiriHadad
@FiriHadad 2 ай бұрын
እህ ታይ አሕሩካ
@JonNati
@JonNati 2 ай бұрын
ብመሰረት ሓቤርታት ክንሰምዖ ዘለና ኣቦ ብኒያም ኣብ ኤርትራ ዝነብር ዜግነት ዘይብሉ ብናይመንበሪ ካርዲ ዝነብር ከምዝኾነ ኢዮም ሃበሪታ ዝህቡ ዘለዉ ስለዚይ ኣቦኡ ኤርትራዊ ዜግነት ዘይብሎም ንሱ ንበይኑ ዜጋ ክከዉን ምናልባት እንድዖ ብዝኮነ ኮይኑ ቤተሰብ እንኳዕ ደስ በለኩም
@dawita2865
@dawita2865 2 ай бұрын
እዚ ወዲ አስመራ ተወሊደ ኢሉ ላዛኡ ግን ዓጋመኛ እዩ
@Jaki-1989-Azmarino
@Jaki-1989-Azmarino 2 ай бұрын
ላህጁኡ ደኣ ታይ ደሊካ 20 ዓመት ጌረ ኣብ ትግራይ ዳ በለካ ግድን ።
@wedihaile4532
@wedihaile4532 2 ай бұрын
Nisika tibil aleka gual akoy ala bitigray Ethiopia Halifa sigemer tibil ala.
@rahelgoitom6686
@rahelgoitom6686 2 ай бұрын
​@@wedihaile4532😂😂😂😂
@Amenloyal
@Amenloyal 2 ай бұрын
ካብ ወልደኣብ ወልድማርያም ጀሚርካ ከሳአ ኢሳያስ ኣፈወርቂ 80% ሻአቢያ ተጋሩ አዮም መበቖሎም መትከሎም ግና ኤርትራ አዩ ሓዲሽ ነገር አይኮነን
@selamasfaha546
@selamasfaha546 2 ай бұрын
Congratulations 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 and all African
@ፍቅሪይኹንመዝሙርናእምነት
@ፍቅሪይኹንመዝሙርናእምነት 2 ай бұрын
ቢኒ ክዕወት ከሎ ግድን ድራማ ኣሎ ዝሰርሑዎ እንታይ ኢዩ እቲ ጸገም ይገርመኒ ኢዩ😂😂
@yuel8254
@yuel8254 2 ай бұрын
Wedi. Shahbiya. Indiyu. Nay. Men Dea. Kwesd 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@sofoniasdaniel5547
@sofoniasdaniel5547 2 ай бұрын
ሻዕብያ በላዒ ቀርዒዶ😂 ብዓደስ ኣልባቡ ዝጠፍኦ ህበይ ሳሕል፡ ኣታ ድስኩል ኣእምሮ ፉንፉን፡ ሻዕብያ ንሓፍትካ ይጋሰሳ ነቦካን ንዓካን ከኣ ከም ባራዩ ድሌቱ ይገብረኩም ኣሎ😂 ድንዙዝ።
@samimoha2027
@samimoha2027 2 ай бұрын
Tigraway eyu. Gusemuwa
@GullMama-ow1ed
@GullMama-ow1ed 2 ай бұрын
ወላዲኡ ሻዕብያ እዩ ከትብሉና ጥራይ መዕገርገርቲ ????
@Kisanet-pc7pe
@Kisanet-pc7pe 2 ай бұрын
ናይ ገዝኦም ሰራሕተኛ ኢዮ ነሩ😂😂😂😂
@merhawibrhane3970
@merhawibrhane3970 2 ай бұрын
Ewe bini frayat eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Ewe baben eri. Ewe haben Africa .Ewe alem zegereme jigna nska enqae natna konka bini kuratna habena meglexi zsanalu anbesa.❤❤❤❤❤
@zeraytsegay7511
@zeraytsegay7511 2 ай бұрын
ቢኒ ሕቡን ትግራዋይ ወዲ ዓቢ ዓዲ ወዲ ኣክሱም ዓዲ ሊቃውንቲ🙏🏿💙🥰
龟兔赛跑:好可爱的小乌龟#short #angel #clown
01:00
Super Beauty team
Рет қаралды 16 МЛН
ТИПИЧНОЕ ПОВЕДЕНИЕ МАМЫ
00:21
SIDELNIKOVVV
Рет қаралды 1,6 МЛН
ዋዛ ምስ ቁምነገር !! Logbiba Tv #27
19:51
Logbiba Tv
Рет қаралды 38 М.