ዓወት ስኒት ዓወት ኤርትራውነት// ቆራዲድ ጸረ ሰሎሙን ድራር ዶ ጸረ ኤርትራ//

  Рет қаралды 7,717

Eritrea nEritrawiyan

Eritrea nEritrawiyan

Күн бұрын

Пікірлер: 127
@rosaequbazigi4877
@rosaequbazigi4877 Ай бұрын
ሕዝቢ ትግራይ ኢትዮጵያዊያን እዮም ካብ ኢትዮጵያ ሐገሮም ነጺልኩም ናባና አይተጸግኡልና ተጋሩ ኢትዮጵያዊያን እዮም !!!!!!!! 🇪🇷🐪🇪🇷💪🇪🇷🐪🇪🇷💪🇪🇷🐪🇪🇷💪🇪🇷🐪🇪🇷💪🇪🇷
@Luliya381
@Luliya381 Ай бұрын
Yess 🥰🫶🌹❤️🇪🇷👌✅️💯💯
@tsegaygebru
@tsegaygebru Ай бұрын
ኣብርሃ ኣብዚ ኣይንሰማማእን ብዛዕባ ተጋሩ ምስ ኤርትራውያን ሕውነት ይኹን ናይ ሓባር ታሪኽ የብልናን ኣይተሓዋውሰልና
@abrahaghebrehiwet
@abrahaghebrehiwet Ай бұрын
ኣለና'ባ፡ ምስ ጎሮባብቲ ዘራኽብ እንተ ዘይሃሊና ዳኣ እሞ ደቅ ሕድርትና ኢና ማለትዩ
@frim2820
@frim2820 Ай бұрын
Congrats ስኒት ከምኡውን ኤርትራ ሃገርና 👏🫶🇪🇷
@abdubahta6268
@abdubahta6268 Ай бұрын
Congratulations to Sinit from Eritrea on her nomination for Miss Universe! This incredible achievement has put Eritrea on the world stage and made us all proud. Her success reflects the strength and beauty of our nation, and the hard work of Eritreans everywhere. Kudos to her and to everyone in the Eritrean diaspora who contributed to this inspiring journey!
@tsegaygebru
@tsegaygebru Ай бұрын
ጽቡቕ ኣገላልጻ ብዛዕባ ኤርትራውነት🙏🇪🇷👍
@selamberhe2807
@selamberhe2807 Ай бұрын
Thank you Abreha ከም ወትሩ
@yowhannesokubazgiy6287
@yowhannesokubazgiy6287 Ай бұрын
ናይ በሓቂ መግናሕትካ ኣገባብን ጥበብን ዝትሃዎሶ እዩ እሞ ቆጽሎ❤❤❤❤
@haimanotghebreyesus6781
@haimanotghebreyesus6781 Ай бұрын
ኩሉ ተቅርቦ እዋናዊ ታሪኽ፡ድማ ቀዳማይ ኢኻ ዕድመን ጥዕናን❤❤❤❤❤
@woineteklea275
@woineteklea275 Ай бұрын
Thanks 🇪🇷 yes you right ✅️ ambsa wide Eritrean great news God bless you dekie Eritrean Amen ajona ajkum awet Nhfash Eritrean Amen 🇪🇷 🙏 ❤❤
@senaitsolomon956
@senaitsolomon956 Ай бұрын
Congratulations, deki Ere ❤🎉
@yemanemirach3639
@yemanemirach3639 Ай бұрын
ብጣዕሚ ኑጹርን ሐቂ ዝኾነ እቲ ኣብይታ ዞሎ ተንቲንካዮ thank you yemane
@gideyalem6475
@gideyalem6475 Ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🌹❤👰🙏መርሓባ ወዲ ኤረይ የሕቢሩ እንቓዕ ሓጎሰና።ጹቡቅ መደብ ካኣ ከምቲ ሉሙድ።ቀጽሎ ኣይትዝሓለና ወትሩ ኣብ ጎንካ።
@haimanotghebreyesus6781
@haimanotghebreyesus6781 Ай бұрын
ኣብራሃም ጽቡቅ ኣለኻ ሓደ ግን ኣይኮናን ኤርትራ ሃገር መዳውብቲ ክህልዋ ግድን ኢዩ ሃገራት ኣዕራብ ከምስን መዳውብቲ ኣለውኤን ቋንቅኤን ሓደ ሃይማኖቶም ባህሎም ሓደ ቀጠር ባሕረን ኣይኮነትን ዋላ ኩወይት ኣይኮነትን ስለዚ ኣብ ንዛረቦ ጥንቅቅ ክንብል ይግባኣና
@msgnamichael4694
@msgnamichael4694 Ай бұрын
❤❤❤❤ ኣብ ልዕሊ ሶል መድያ ዝተገብረ ግብረሽበራዊ መጥቓዕቲ ካብዞ በላዕቲ ዉድቓ ስለ ዝኾኑ ካብዚኦም እንታይ ትጽበ 🎉🎉🎉🎉 ደቂ ኤረይ ሽኮሪናታት ፎርሳ ንቕድሚት ❤❤❤❤
@abrahaghebrehiwet
@abrahaghebrehiwet Ай бұрын
እንታይ ጌሮሞ ድዮም፡ ኣይፈለጥኩን፡
@EssayesSereke
@EssayesSereke Ай бұрын
Selam neaka yekun abrha hawena mulue leyti ajokum kebeil hadieru ,abeta nay mewedeta seat nay 35 min mes terefo kexew eti vote ,Virus sedideloemu hacke heromo,offline koyenu. Medeb meaa teaxeya ayani.
@abrahaghebrehiwet
@abrahaghebrehiwet Ай бұрын
​@@EssayesSerekeደሓን፡ ኣብ ነብሱ መሲልኒ ኔሩ፡
@freweiniteklemariam8055
@freweiniteklemariam8055 Ай бұрын
ni solo media,belae widak baelu dea ni men eka kitelagibelu kab seltene yihaysh ezi awrajawi kab tiktolk kolut zitebaesiwo nab awraja keyru zebaelie zele wedabi maebel esu endiu wedi chirum bi silie akeleguzay ziawere do aykonen u ni maebel kitabel ni genzeb ab bandera tegabiu seb yebalie alo ni kalie belo dikala
@mebrahtuyemane2085
@mebrahtuyemane2085 Ай бұрын
ሰላም ኣብረሃ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ። ቀጽሎ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@almazghebremedhin7627
@almazghebremedhin7627 Ай бұрын
ተስወት ከማኻ ኣእምሮ ዝውንኑ ኤርትራውያን ይሰስኑ 🙏❤🇪🇷
@mechaelberhane3711
@mechaelberhane3711 Ай бұрын
እወ ዉጊእ ደሐደረ ምስ ካምባዲያ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷🇪🇷
@edenassefaw4496
@edenassefaw4496 Ай бұрын
Very True,kubur Hawi.We are so happy about Snit,she is a very decent person who truly represents Eritrean women.
@daniel.j9062
@daniel.j9062 Ай бұрын
ስለ’ቲ ንናጽነትናን ንመንነትናን ዝኸፈልናዮ ከቢድ ዋጋን መስዋእትን፡ ኤርትራውያን ብምዃና ንዘልኣለም ነመስግንን ንዘልኣለም ንሕበንን !!🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
@tsegaaraya5672
@tsegaaraya5672 Ай бұрын
🕊🌾🇪🇷🌾💙🌾❤️🌾💛🌾💚ሰላም ኩልካ ኤርትራዊ ኣብ ኢድካ ዘላ ወርቂ ዳርጋ ጨርቂ ትሕሸና ኣብዛ ስዓት እዚኣ ነብርሃም ሓውና ኣብ ጎኑ ንኩን እዛ ናቱ ይቱብ ነዕብያ ጸርፊ ደው ይበል ኣጆካ ሓውና 🕊🙏
@mechaelberhane3711
@mechaelberhane3711 Ай бұрын
ብዙሐት እና አብርሃ ሐወይ 🇪🇷🇪🇷👍👍👍❤🇪🇷🇪🇷
@girmaykidane2808
@girmaykidane2808 Ай бұрын
ስላም ንኣኻ ይኹን ሓውና አብርሃ ለባምን ክቡር ኢኻ እሞ ምስቲ ኣቡይ ልብኻ ምኽሪ ዘድልየካ አይኮነን ግን ሓደራ ዝብለካ ከም ኣቡይ ሓውኻ አብዚ ናይ ሚድያ ዘሎ እግርግር ከይትፅበሮም ብኣል ኣቡይ ልቦናኻ እሞ ምኽሪ ዘድልየካ አኮነን ክንፋቐር ኢዩ ዘድልየና 🇪🇷👍
@abdubahta6268
@abdubahta6268 Ай бұрын
Patient is a virtue. At the end, Eritrean wins.
@mechaelberhane3711
@mechaelberhane3711 Ай бұрын
ሐጉስ ኩሉና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍
@mesghinnaberaki9120
@mesghinnaberaki9120 Ай бұрын
Welcome brother stay on Eritrea N Eritreawian
@seyoumaraya752
@seyoumaraya752 Ай бұрын
👍♥️❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️ አጆከ በርትዕ ኾርዒዳ ኤርትራዊ መን ከ ክማኻ
@almazsolomun2474
@almazsolomun2474 Ай бұрын
ኤሬትራዊ ነት ኩቡር መንነት ሀገራዊነት ኤረትራዊ ዝሰዕር የለን::❤
@heywotsiyoum5016
@heywotsiyoum5016 Ай бұрын
EZE TERA AWUTE AYEQUNENE QULU ERITREAWI YU TEKALESO LEKE SINIT WUNE BEXEBKYA YEHGEZE YU GENE 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👈💪💪💪💪💪💪💪👏👏👏👏👏👏👏
@mebrahtugoshu4259
@mebrahtugoshu4259 Ай бұрын
ኣዝየ የድንቐካን የሞግሰካን ናይ ፖለቲካን ማሕበራውን ትንታኔኻን ከምኡድማ ኣቃውማ ኤርትራን ኤርትራውነትን ኣስተምህሮኻን ሰፊሕ ኣፍልጦኻን ብፍላይ ድማ ነቶም ላንግላንጋን ብፖለቲካዊ ምንዝርናን ንህብን ሃገርን ኤርትራ ዝጭልዱን ጥፍኣቱን ዝምነዩ ዓቢ ጽፍዒት እዩ ነቶም እናሰምዑ ዝደቀሱ ተባሃጋይ ኢኻሞ ኩቡር ኣብራሃ ገብረ መኸተኻ ብዝላዓለ ክትቅጽሎ እላብወካ። መብራህቱ ጎሹ ስዊድን ዓወት ንዋልታ ሓድነት ❤❤
@fessahayeloul9976
@fessahayeloul9976 Ай бұрын
ሰላም ኣብዚኣን እቲ ክትብሎ ዝጸናሕካን ቁኑዕን እዋናዉን እዩ 100/100 ይሰማምዐሉ የቐንየልና ።
@asmarah3174
@asmarah3174 Ай бұрын
Bravo ገብረ ሓሃውና ቀጽሎ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
@teweldekidane107
@teweldekidane107 Ай бұрын
ሰሎሙን ድራር ኣብ መጀመርያ 1976 ኣብ ዓራግ ብሐንሳብ ተዓሊምና ኣብ በጦሎኒ 164 ተሓኤ ተመዲበና ከም ዝፈልጦ ንፉዕ ትኩር ተባዕ ተጋዳላይ እዩ ነሩ ኣብ 1977 በቲ ኣብ ተሓኤ ዝተፈጥረ ወሸጣዊ ጸገም ናብ ህግ ምስ ገለ ብጾት ከይዶም እዚ ሕጂ ዝሰምዖ ዘለኩ ዘለፋን ጸለመን ግን ብሐቂ ምህራም ኤርትራውነት እዩ
@DanielAmanuel-sm7wz
@DanielAmanuel-sm7wz Ай бұрын
Bravo ❤❤❤
@CheerfulAirboat-km9uz
@CheerfulAirboat-km9uz Ай бұрын
ኣገናዕ ኣብርሃ ናይ ባሓቂ ልዕሊ ኣእላፍ ኢኻ፡ኣይትርብሑ እምበር ኣይትብዝሑስ ኣይመርገምን ዝብል ኣበሃህላ ኣቦዋትስ ኣባኻ ሪኤዮ።ንኹሎም ሃገራውያንን ባዕዳውያንን ሜድያታት ብዜሮ ኣርቢሕካ ዕርቃኑ ኣውጺእካዮ፡ኣገናዕ ሃብሮም።ትኣምር ኣገላልጻን ኣተናትናን ብቑዕ ሃገር ተምባህቖ ፍጡር ኢኻ፡ኣብዘለኻ ሃሉ መርዘን ኣንጻር ሃገር ኢኻ፡ካብቶም ቡቑዓት ትበቅዕ፡መሪሕ ናይ ኩሉ ሰናያዊ ሃገራዊ መትኒ ኢኻ።ንዓኻ ዝኸውን መግለጺ የለን፡ሃገርና ዕድል ተትገብርስ ንስኻ.........።
@abrahaghebrehiwet
@abrahaghebrehiwet Ай бұрын
ትሕሾ
@semereyehdego5576
@semereyehdego5576 Ай бұрын
Thank you
@Mizanabraha-m4o
@Mizanabraha-m4o Ай бұрын
መርሓብ ኣብርሃ ገብረ❤
@azebtesfaye7000
@azebtesfaye7000 Ай бұрын
Welcome back 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤❤❤❤❤❤
@KweghEyu-1833
@KweghEyu-1833 Ай бұрын
🇪🇷💪♥️
@teklitmahari5061
@teklitmahari5061 Ай бұрын
♥️🇪🇷♥️🇪🇷
@eriasmara4218
@eriasmara4218 Ай бұрын
አብርሃ ፡ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷ሃገራዊ ፡
@daniel.j9062
@daniel.j9062 Ай бұрын
ህዝቢ ኤርትራ ከም ሓደ ስድራ ዓወት ረኺቦም ...... ደቂ ኤረይ ዓመትና እዩ ክንደምቕ!!!🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
@GebrehiwetOkbamichael
@GebrehiwetOkbamichael Ай бұрын
እንቃዕ ብድሓን መጻካና ኣብርሃ መተኻእታ ስብሓት ኤፍሬም ። ብዘይ ቀልዓለም ንስካን ኣዋድቃ ቃላትካን ። ምንኣስ ወዲ ኤፍሬም ❤❤❤❤❤
@fthawitmengstab7906
@fthawitmengstab7906 Ай бұрын
👍👍👍👍👌👌👌👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤💪
@godislove9390
@godislove9390 Ай бұрын
Poletica b afilito tizarebo 👏👏👏❤️
@wedishabya9561
@wedishabya9561 Ай бұрын
Merhaba Merhaba wedi Eri halal lomi eka Nay lebey zerkbkani ajoka koxlo eka❤
@ruthg.457
@ruthg.457 Ай бұрын
Thank you hawena!!!
@tsegaaraya5672
@tsegaaraya5672 Ай бұрын
🕊🌾🇪🇷🌾💙🌾❤️🌾💚🌾ኣሰይ ኣብታ ባህልታትናስ እታ ዘሕጉሰትኒ ኣብተሀን ናይ መሕንበሲ ኮስትሞ ጌረን ተሰሪዐን ኮለዋ ስኒት ግን ነዊሕ ታይታይ ተኸዲና ፍሉይ ቋላሕታ ኔርዋ ኣየወ ተፈታዊ ሕብሪ ኣፍሪቃዊ ቆርበት ጽቡቅ ኣለካ ዓውታካ ዓውታ ኣምበሳ 🕊🙏
@abrahamweldeslassie4585
@abrahamweldeslassie4585 Ай бұрын
salem abraha keep up the great job . we shouldn't let them to disintegrate us those day time Haynes.
@habtemariamdebesay2559
@habtemariamdebesay2559 Ай бұрын
Nice ❤️
@Luliya381
@Luliya381 Ай бұрын
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@dawitteame3058
@dawitteame3058 Ай бұрын
Abrha hawena, Btaemi N'ud zereba, kbret yehabelna, Ke'xlelu. Egziabher memelisu mst'w'alka ybar'kh!
@2tedros
@2tedros Ай бұрын
Welcome brother. ❤
@heywotsiyoum5016
@heywotsiyoum5016 Ай бұрын
Selam selame aberisha jigena hagese qulena tebetaye serhe teseriho zehgesa zena eritsreba🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️💪💪💪💪💪💪💪👏👏👏👏👏👏👏
@heywotsiyoum5016
@heywotsiyoum5016 Ай бұрын
NEMENTAYE like liek like zeytegeberu nebeya eza geza plc🙏
@RigatLeake
@RigatLeake Ай бұрын
🎉🎉🎉🥰🥰🥰👍
@almazghebremedhin7627
@almazghebremedhin7627 Ай бұрын
🙏🇪🇷❤
@samuelsamuel499
@samuelsamuel499 Ай бұрын
Abrha brother well said as usual 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@muluabraham1359
@muluabraham1359 Ай бұрын
Hi Abraha ane tekatatelitka eye bgeka bzaeba tegaru mmknay gdefo gexom trhak aynmasaseln ena
@semeresolomun-h4d
@semeresolomun-h4d Ай бұрын
ወዲ ገብረ
@appid001yyzwi9
@appid001yyzwi9 Ай бұрын
Good job ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@yorsaliembeyene270
@yorsaliembeyene270 Ай бұрын
💪🇪🇷🕊🤝bhaki abrha hawna🇪🇷🕊🤝❤❤❤❤❤❤❤
@abebazeray5277
@abebazeray5277 Ай бұрын
💞💞✨✨🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✨✨👍💞💞✨🇪🇷✨💞👍✨🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✨🌷🌷🌷🌺🇪🇷🌸🇪🇷🌹🇪🇷🌷🇪🇷🌾🌷👍✨🇪🇷✨👍🍀
@teweldeteklezgi544
@teweldeteklezgi544 Ай бұрын
Btaemi xbuq agelalxa 👍🏿👍🏿👍🏿🇪🇷🇪🇷🇪🇷qexlo abraha hawey
@alemmahari9970
@alemmahari9970 Ай бұрын
❤🙏🕊🌹
@geni8007
@geni8007 Ай бұрын
Positiv xebuq tehasebna kenewet ena👏🏽👏🏽👏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷👑👑👑
@abebaaraia2549
@abebaaraia2549 Ай бұрын
@saraasefaw3459
@saraasefaw3459 Ай бұрын
ብልክዕ ዝይምፍላጥ ዘይሳተፍ ስብ ብዙሕ ኢዩ ሓቂ
@kibrettesfay7379
@kibrettesfay7379 Ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@almazghebremedhin7627
@almazghebremedhin7627 Ай бұрын
ኒሕ እዩ ኤርይራዊ መንፈስ 🇪🇷
@alganesht4411
@alganesht4411 Ай бұрын
Merhaba Abrehe hawuna dess zble srah ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@SolomonMichael-o3w
@SolomonMichael-o3w Ай бұрын
ኣብራሃ ቴድረረታይ ጭደድ 😂😂😂! ጽቡቕ ሪኢቶ ሂብካ ኣብዛ ናይ ሓገዝ ብላዕ እሞ ደም ብላዕ ብልክዕ !
@eriasmara4218
@eriasmara4218 Ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tsegaygebru
@tsegaygebru Ай бұрын
ሓውና ኣብርሃ ከምቲ ትደልዮ ኤርትራውነት ንክንላበስ በርቲእካ ስራሕ ካባኻ ብዙሕ ኢና ንጽበ እሞ ኣይትግደፈና 🇪🇷🙏ፈቲና ጸሊእና ሓንቲ ኤርትራ እያ ዘላትና
@gerigeriyo7799
@gerigeriyo7799 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@tsegaaraya5672
@tsegaaraya5672 Ай бұрын
🕊🌾🇪🇷🌾💙🌾❤🌾💛 🌾💚🌾 🕊🙏 ሰላም ኣብራሃም ሓውና ኣጆካ ዓለም ከም ሽሽ በዚሓ ከም ኣዛብእ እጉይ እተበለት 🕊ኣምላከኸ ሰማይ ኬቅናዓልና እዩሞ ንሕና ባራቱ ተስኢና ክንዓይ ኢና ነህ 2 20 እወ ሎሚ ሓላፍነት ዝጎደሎ በብውልቂ ወወጺኣ ትዛረብ ዘላሰብ እተዘይ ንውኑውና መን መጽደፈና 🕊 ኣብ ስደት ዘለና ነዚ ጉዳይ እዚ ሃዲእና ከነስተውዕለሉ ኣለና 🕊እዛ ዘንሰሙናት ዝሓለፉን ዘለናየን ቅነ ነታሓቲ እተ ዓጸና በትሓቲ ብኮ ትርከብ ሓደ በዘን የሕዋትና ኩሉ ግዜ ጸገም ኣባና ደቅንስትዮ እዩ ዘሎ እተኾነ ግዳ ፈትያ ትምጻእ ጥዕምቲ ብልዒ ንዓለም ሰጊድካ ዝምጻእ ዓወት ንዓና የዒዊትና ኣይፈልጥን ኣምላክ ኢልና እዩ እታ መን ከማይ ትብል ሃገር ከጥፋኣ እየ ይብል 🕊 ዓለም ንሪኣ ኣለና ነቲ ቅኑዕ ዝኮነ ዘይሰምዑሉ ዘመን ክመጽእዩ እቲ ክሳዕ መወዳእታ ዝዕገስ ግና ክድሕንእዩ እወ ንሕና ተስፉና ኣምላክ እዩ 🕊ዓለም ጽባሕ እንታይ ከምትከውን ንፈልጦ ነገር የለን ስለዚ ኣጆኹም የሕዋት ኣብ መንጎና ኣትዮም መዳመቅትን ኪናት ሕድድሕድ ዝከፍትልና ከም ዘለው ፉሉጥ እዩ ኩሉ ባንዴራ ሃገርና ዝሓዘ ወይ ኤርትራ ዝበለ ኣብ ቲክቶክ ኮነ ኣብ ዩቱብ ሆ እዳበሉ ንሪኦ ኣለና ንሕና ሓደ በብውልቅና ማንነትና ፈሊጥና ዝተባህለ ይብሃል ኣምላክ ግን ንህዝቡ ዙመርሑ ባዕሉ ሓርዩ ኮፍ ከብለሀላ ምዃኑ እወ ስለዚ ኣጆኩም ኣነስ ምስ ብሰባት መጥቃቲ ዝወረዶም ሰባት ኣብ ጎኖም ምዃን እየ ዝመርጽ እወ ሪኢናዮም ንዓካ ኣብርሃም ሓውና ብዛሓት ክጻረፉ ኣጆካ ጥራይ ኣካይዳና ኣካይዳ ጎብየ ስጉምና ስጉሚ ገመል 🕊ህዳእ እግዛኣብሔር ክዓዪ ተጸበዮ መዝ መዝ 37 7 ሰሰናዩ🕊🙏
@heywotsiyoum5016
@heywotsiyoum5016 Ай бұрын
BEHAKI ABERISHA ANBESA EKE ANE NEAKA KESEME MEXHAFE ZENEBEBE QUYENU YU ZESEMANE🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👈💪💪💪💪💪💪💪💪👈❤️❤️❤️❤️❤️👈✅✅✅✅✅✅✅👈👌👌👌
@freweynitesfamikael9012
@freweynitesfamikael9012 Ай бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
@TigistieFessehaie
@TigistieFessehaie Ай бұрын
Well said ❤ that is the fact, if he want to help he dont hv to use them
@eriasmara4218
@eriasmara4218 Ай бұрын
ኩሉ ፡ ትዛረቦ ፡ መሬት ፡ ዘይወድቅ። አብ ፡ ሀጠው ፡ ቀጠው ፡ ዘይአቱ። ኮታ ፡ ናይ ፡ ሰብአይ ፡ ዘረባ። ቀጽሎ። ኩሉ ፡ ግዜ ፡ ሃገራዊ። ጀግና ፡ አከለ🇪🇷
@Adonayzeger0705
@Adonayzeger0705 Ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Filihaile-e6u
@Filihaile-e6u Ай бұрын
wedi gebre blux tntane jigna
@senaitabay5152
@senaitabay5152 Ай бұрын
Haki abraha hawena Nay hade weri rediet hibekas nay mewaelu terik hiwetu hatiteka ab KZbin mesekal neweri bravo abreha ketselo
@abrhethabtemariam-lb5fk
@abrhethabtemariam-lb5fk Ай бұрын
Ajoka ABRHA GEBRE.
@freweiniteklemariam8055
@freweiniteklemariam8055 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@hdraywelday2665
@hdraywelday2665 Ай бұрын
Welcome Abraha wedi hizbi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@natulove5882
@natulove5882 Ай бұрын
Kulen ezen ab awraja belo ab hagerawnet belo ab dembe tekawmo belo Tehabiom zelewu lokamx b eznom tewetitom kwexu alewom kuntaro eyom kea nsom
@asterhaile3251
@asterhaile3251 Ай бұрын
👍👍👍👍🌹🌹❤️❤️🇪🇷🇪🇷
@semereteklezgi-k5g
@semereteklezgi-k5g Ай бұрын
Like 🖒👈 Deki Abeyti Nab Kulu Kibexh
@KimaAbbuMakara
@KimaAbbuMakara Ай бұрын
Tikikil azararaba?
@michaelhagos9656
@michaelhagos9656 Ай бұрын
Merhaba
@saraasefaw3459
@saraasefaw3459 Ай бұрын
መርሓባ ኣምበሳደር❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@EmbayeGrebrat
@EmbayeGrebrat Ай бұрын
ብልሽውና! ሓውና ኣብርሃ ሓደ ካብቶም ኩቡራት ዩቱበራት፡ ብገለ ዝተገርሃ ተወድደርቲ ቁንጅና ይሕዋትና፡ ፖለቲካ ዕንወት ክሰርሕ ጉቦ ዘይተቃመረ ምካኑ፡ ብዓሰርተ ኣጻብዕተይ ክምስክረሉ ሓበን ይስማዓኒ ይሕዋት፡ ሰኒ😀 ዓወት ንሓፋሽ! 🤝🇪🇷❤🐪💐🌍🕊☀
@abrahaghebrehiwet
@abrahaghebrehiwet Ай бұрын
😂
@RomaTermini-e1q
@RomaTermini-e1q Ай бұрын
ከምቲ ዝበልካዮ ሽሞም ክልዓል ንዖኦም ዓወት' ዩ ካልእ ይትረፍ ሰብ ሓሪቁ ክምልሸሎም ከሎ ከም ዓወት ዮም ዝቆጽርዎ :ኣብ ገለ ክብሃል ሰሚዖም ይኾኑ ሕርቃን ሽኮርያን ደም ብዝሒን የስዕብዩ ኣብዚኣ ተስፋ ጌሮም : ኮንዶኾን ሓሚሞም ኣይሞቱልናን ! ክብሉ ቀንዲ ዕላማ ኦም ጌሮሞ ከናሽዉን ከካፍኡን ይዉዕሉን ይሓድሩን ኣለዉ : ቆርበቶም ድኣ ረጒድ ኮይኑ እምበር : ኣብርሃለይ ከምቲ ንስኻ ዋጋ ከምዘየዉጽኡ ጌርካ ዕርቃኖም ተዉጽኦምሲ መሬት ኣፋ ከፊታ እንተትዉሕጦም ምሓሾም !! ካብቲ እከይ ሓሳቦም ምስማዕ ከኣ ምተገላገልና::
@mahmoundomar9243
@mahmoundomar9243 Ай бұрын
ህዝብና ከምዚ ዓይነት ብሱል ትንታኔ'ዩ ዘድሊዮ ዘሎ። ሃገርን ሃገራውነትን ማእከል ኩሉ ኣተሐሳስባን ግብርን ኢዩ። መርሓ ጎዳናኻ እዚ ካብ ኮነ ኣብ'ቲ ቅኑዕ መስመር ኣለኻ እሞ መስመርካ ሓሊኻ ቀጽል። ቅኑዕ መስመር ዝሓዘ ድማ ተዓዋታይ ኢዩ።
@godislove9390
@godislove9390 Ай бұрын
Abreha hawey good job ❤️Maebel shekati eyu .nay libey
@eriasmara4218
@eriasmara4218 Ай бұрын
ኩሉ ፡ ትዛረቦ ፡ መሬት ፡ ዘይወድቅ። አብ ፡ ሀጠው ፡ ቀጠው ፡ ዘይአቱ። ኮታ ፡ ናይ ፡ ሰብአይ ፡ ዘረባ። ቀጽሎ። ኩሉ ፡ ግዜ ፡ ሃገራዊ። ጀግና ፡ አከለ🇪🇷like ንግበር ፡ በጃኩም ፡
@mussiemehari9168
@mussiemehari9168 Ай бұрын
You are ok, but like to tatoo much
@niatnaeritreana2011
@niatnaeritreana2011 Ай бұрын
ሰላም መምህር: ዘዶንፁ እዩ ዝተአከበ ክብትኑ: ዝተነድቀ ከፍርሱ: ብዓቢኡ ኽአ እንታይ ዝበሃልን ዘይበሃልን ዘይፈልጡ እንትርፎ ሳንቲም ምእራይን ውልቀ ዝና ምትራፍን ዘሕዝኑ: እቲ ዝገደደ ኾይኑ ዘሎ ኽአ ይአይ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ መራኸቢ ብዙሓን ከምዘይብሉ ኩስቶ ክገይሽዩ ክስቶ ክአትዩ እናበልካ ምስጢር ዝመስል ክትዘሩ ምውዓል
@natnaeldesale9707
@natnaeldesale9707 Ай бұрын
ዘይርደኣኒ ንምንታይ ምስ ተጋሩ ሕስይ ስይ ከም ትብሉ እዩ። ክዳንካ ኣባልዓካ ኣዘራርባ ስለ ዝመሰሉ። so What....bro
@yemaneeyassu5150
@yemaneeyassu5150 Ай бұрын
እቲ ኣብ ኤርትራ ክግበር ዝጸንሕ ቅርሺ ሂቡ ሚእትቅርሺ ኽረኽብ ዝደሊ ክዂነን እዪ ዘለዎ ነታ ሃገር ኣርባሒ ኣይኮነን ጽቡቕ ኣለኻ ብንቅሓት ክርእ ኣለዎ
Every team from the Bracket Buster! Who ya got? 😏
0:53
FailArmy Shorts
Рет қаралды 13 МЛН
I Sent a Subscriber to Disneyland
0:27
MrBeast
Рет қаралды 104 МЛН
I'VE MADE A CUTE FLYING LOLLIPOP FOR MY KID #SHORTS
0:48
A Plus School
Рет қаралды 20 МЛН
Kadyrov Went Against Putin? / Poland Declares War on Russia
11:17
Jan 7/2024 ዜና ብስራት ጠጥዑሙ ኤርምያስ እንታይ በዲሉ
22:59
Filfil Tv ( ፍልፍል ቲቪ )
Рет қаралды 15 М.
ፈረንሳ ቀይሕ ባሕሪ ክትሽምተሎም /
21:01
Eritrea nEritrawiyan
Рет қаралды 8 М.
Trump announced the end date of the war / Emergency plane landing
14:05
аптека этажом ниже панин
0:48
Shorts Master
Рет қаралды 3,3 МЛН
Ангел против Демона кто победит 😱
0:49
Урыла😏 #кино #film #fypシ #minions
0:37
Faron
Рет қаралды 8 МЛН