ክስማዕ ዝግበኦ ሓዱሽ ግጥሚ ጋዜጠኛ ዓወት ወዳጅ

  Рет қаралды 187,589

Awet Wedaj Media - ዓወት ወዳጅ ሚድያ

Awet Wedaj Media - ዓወት ወዳጅ ሚድያ

Күн бұрын

Пікірлер: 498
@user-ly8js6zg2h
@user-ly8js6zg2h Ай бұрын
ብጣዕሚ ጀግና ሓቂ ይሃብካ ዓወት ወዳጀ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ጅግና ተጋደላይዓወት👊👊👊💝💝💝💝💝💝
@user-cm7gr1ql8k
@user-cm7gr1ql8k Жыл бұрын
ዓወተይ ጀግና በሓቂ ህዝብና ዘንብብ እዩ ተሳኢኑ ዘሎ ኩላ ንወንበራ ጥራይ በቃ ኣሕ🙏🥲💊💪
@user-mq1vi6rm6j
@user-mq1vi6rm6j Жыл бұрын
ጅግና ወዲ ህዝቢ ዓወት ወዳጅ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ትግራይ መዓረይ 💛❤️💛❤️🙏
@Brhantgraweyti
@Brhantgraweyti Жыл бұрын
ዓወተይ ብሉጸይ ❤ እህህ ናይ ብሓቂ ናትና ነገር አብ ጸገም ጥራይ ንሓብር! 😪 እዞም ፖለቲከኛታት 'ዚኦም ብዘይ ጉርሕን ሽርሕን ነዚ ለዋህ ሕዝቢ ከንብብዎን ክርድእዎን ይግባእ! ሕዝብና ሰላምካ ይመልሶ ትግራይ ዓደይ ካብዛ ከሓዲት ዓዲ'ዚኣ ትፍለይሉ ዕለት 'ናፊቑኒ! ከዓ መዓዝ ብክፉእ ከም ትለዓለኪ ትሓስብ ትህሊ! በይዛኹም ንሕበር!
@Abc-bi3yj
@Abc-bi3yj Жыл бұрын
ብሓቂ ዓወት ሓወይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ፈጣሪ ኩሉ አለም። ዓይነ ልቦኖኦም የብረሀሎም እግዚኣብሔር ኣምላክ
@haftomteka3699
@haftomteka3699 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ጎበዝ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዓወት ሓወይ ኣጆኻ ቀፅለሉ ሓቂ ሒዝካ ኣብ መንገዲ ሃርስ ኣኹሪዕኻኒ ኣምበሳ ኢኻ ብሓቂ 💪👌👌👌
@ተዋህዶእያእምነተይትግራወ
@ተዋህዶእያእምነተይትግራወ Жыл бұрын
ብርዕካ ይሰስን ዓወት ጅግና ናይ ህዝብካ ፀገም ከምዙይ ገይርካ ምግላፅካ ተሓቢና ቀፅለሉ ኩሉ ግዜ ወፅዓ ፅዝብካ ግለፅ
@user-jn2cp9fc5i
@user-jn2cp9fc5i Жыл бұрын
አንታ ዝትዓደልካ ብሩክ ሓቂ ኢልካ አምላክ ድምፅካ ክስማዕ ይግበሮ ብሞገስ ፅገብ ሓወይ!!
@user-kz8yr2dp9w
@user-kz8yr2dp9w Ай бұрын
yesss it is
@HagosHaileGebru
@HagosHaileGebru Ай бұрын
ንህዝቢ ዝሓስብ መራሒ ትግራይ ፈፂሙ የለን።ግዳስ ኣብ ዓለም ጠንካራ ህዝቢ ትግራይ እንተ ዓወት ተባዕ ቃልስካ ቀፅለሉ!
@user-uo7iv5zw6y
@user-uo7iv5zw6y Жыл бұрын
ዓወተይ ናይ ልበይ ኢለካ ኣለኹ። ኣቦ ጥበብ ወዲ ህዝቢ ዓወተይ ብሓቂ ሕድሪ ሰማእታትና ከይነዕብር ሓደራ ሕድሮም ነኽብር💊💊💊💊🥰🥰🥰🥰ህዝበይ🥰🥰🥰💊💊💊💊🥰🥰🥰🥰
@user-yv2eg5yh3d
@user-yv2eg5yh3d Жыл бұрын
ጅግና ዓወተይ ተጋደላይ ❤💛❤🙏
@sendayowlegebrial4195
@sendayowlegebrial4195 Жыл бұрын
እፍፍፍፍ😭😭😭 ህዘበይ ቀደማኻ አቱም መራሕቲ ልቢ ግበሩ ዘህዝቢ አዕርፍዎ 😭 ዓወተይ አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይለሃብካ🤲❤ ብደገን ብውሽጥን ዘለና ስኽን ኢልና ንሐሰብ😭
@alganeshbahre8598
@alganeshbahre8598 Жыл бұрын
Agree
@selam801
@selam801 Жыл бұрын
አብ ትግራይ ዘለው ጋዜጠኛታት አዝዩ ዘድንቆ ሓደ ዓወት ወዳጅ እዩ ጅግና ወዲ ህዝቢ
@alemgslassie5396
@alemgslassie5396 Ай бұрын
ጋዜጠኛ ዓወት ወዳጅ፣ንዝሰምዕን ኣብ ተግባር ንዘውዕሎን ፖለቲከኛ መራሒ ረዚን መልእኽትን ሓደራን ስለ ዘሕልፍ ደስ ዝብል ግጥሚ ስለ ዝገጠመካ ብሽም ህዝቢ ትግራይ ብጣዕሚ ነመስግነካ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@ghgg6562
@ghgg6562 Жыл бұрын
ዓወትይ ጆግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@mulueafewerki1577
@mulueafewerki1577 Жыл бұрын
ዓወት ጅግና ናይ ብሓኪ ደስ ዘበል ግጥሚ ኣብ ህዝቢ።
@MebrahtomGebretnsae
@MebrahtomGebretnsae Ай бұрын
ጅግና ጋዚጠኛ መንእሞ ይስማዕኻ ብዘይ ካ ፀገሞም ፀገም ህዝቢ ዘይ ፈትሑ መራሕቲ
@selamlekmu9726
@selamlekmu9726 Жыл бұрын
ኣይይይህዝብና ኦ ቅዱስ እግዚኣብሄር ርደአዮም ከምኡ ገይርኻ ንገሮም ዓወተይ
@TitiAgameTigiray
@TitiAgameTigiray Күн бұрын
ህዝበይ ህዝበይ ውፁዕ 😭😭 ስወኣተይ😭💔
@AwetGhar
@AwetGhar 29 күн бұрын
ጅግና ወዲ ህዝቢ ትግራይ
@kflomgereziher2072
@kflomgereziher2072 Жыл бұрын
እንኻዕ ናብ መበል 48 ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ በሰላም ኣብፀሓኩም ጀጋኑና 🥰💊✊ ዓወተይ ጅግና ብሓቂ ነዚ ዘለናዮ ሃዋህዉ ዝገልፅ ግጥሚ👌 ከምዚ ዩ ህዝባዉነት ቀፅለሉ ❤✊ ክብር ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና❤✊💊🙏
@yeshialula3203
@yeshialula3203 Жыл бұрын
ዓወተይ እንድሕር ለቢምና ኣስተውዒልና ወሳኒ መልእኽቲ አብስዓቱ።
@birhanugesese8746
@birhanugesese8746 Ай бұрын
ጃግና ወድ ህዝብ ከማኻ ዝበለ ያብዝሓዮ ፈጣር ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@negagiday7414
@negagiday7414 Ай бұрын
ወድዓዊ አዝዩ ግልጽ ግጥሚ
@T915ty
@T915ty Жыл бұрын
ሓድነት ጥራይ እዩ ዜድልየና 💪🏾💛❤Ajokum Hizbey
@kindeya598.
@kindeya598. Жыл бұрын
Banda hiwhet
@NigusNigus-el4dy
@NigusNigus-el4dy 26 күн бұрын
ንዓኻ ዝገልፅ ቃል የብለይ ሞ ብጣዕሚሚሚሚሚሚሚሚሚ አድናቅኻ እየ ጀግና ዓወት ወዳጅ ወድ ህዝቢ።።።።❤❤❤❤❤
@rozaoppo828
@rozaoppo828 26 күн бұрын
ዓድመ ይሃብካ ጅግና❤❤ሓቂካ ዓወተይ መራሕት ትግራይ ሊበና ይሃብኩም😢😢😢😢
@user-dr7bw5bf4s
@user-dr7bw5bf4s Жыл бұрын
ህዝበይ ጅግና😘😘😘😘😘💪💪💪💪💪💪
@worldcup7450
@worldcup7450 Жыл бұрын
Bhzbkum kuruu bhiwehatt ginnn kithasruu ekuuum beluwooommm nezooom wekaru bay hiwehatin diasporaa belatii burger dem mensey tgray zeyhmoom
@lilymogess3081
@lilymogess3081 Жыл бұрын
ትግርኛ አይርድአክንዩ? ጀግና ህዝቢ አይኮነን አኽላባት ሰላም ጀጋኑ ጸላሜ ሕሱረት
@user-zb1nd3eh5t
@user-zb1nd3eh5t Жыл бұрын
ጅግና
@Solteka
@Solteka Ай бұрын
❤ብምስትውዓል ንስምዓዮ፤ ቅድሚ እቲ መዕነዋይ ኵናት'ውን ባዓልቲ ትሽዓተ ጎማ ዝብል ግጥሚ ገጢሙ ነይሩ ግን ዘስተውዐሎ ኣይነበረን ሐዚ ግን እስቲ ነስተውሎ።
@hadasbirhane6535
@hadasbirhane6535 27 күн бұрын
😢😢​@@lilymogess3081
@user-yt7mz9xh7t
@user-yt7mz9xh7t 25 күн бұрын
መን እሞ ከማካ ናትና ጅግና እዛ ትግራይ ኒኢሳትና እንተበለናስ ነንባዕልና የበላልዑና ኣለው😢😢😢
@TeshaleAraya-j7r
@TeshaleAraya-j7r 20 күн бұрын
ጅግና ተጋዳላይ ቀፅለሉ❤
@user-hy3op6yx3t
@user-hy3op6yx3t Ай бұрын
ጅግና ተጋዳላይ ዓወተ ሓውና 🙏🙏😍😍😍💊😍😍😍
@XDf-w9l
@XDf-w9l Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ጅግና ወዲ ጀጋኑ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤
@NrdssMrro
@NrdssMrro 17 сағат бұрын
ኣጆኻ ህዝበይ😢😢ዓወት ወዳጅ ኣቦ ጥበብ❤❤❤
@natilove7927
@natilove7927 Ай бұрын
ዓወተይ ሕማቕ ኣይርከብካ መተዓቢተይ መምህረይ
@ahmadk4740
@ahmadk4740 Ай бұрын
ብሓቂ ናይ ዓድና ነገር እናሓደረ ገረመ ኣምላክ ቅዱስ ያሬድ መራሒ ከም ቅዱስ ሙሴ ይስደደልና❤
@NgstiSaba
@NgstiSaba Ай бұрын
ይብዘሓልካ አፍ ሕዝቢ ምካን ፀጋ እዩ!!!!!!!!!!!!!ዝምልከቶም ድማ ሓያል እግዚአብሔር የስማዓዮ።።።።
@habtom1983
@habtom1983 28 күн бұрын
አምላኽ ህዝበይን ውድበይን የፅነዓለይ!🙏
@SolomonAdhanom
@SolomonAdhanom Ай бұрын
ጅግና ወዲ ህዝብ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤😂🎉
@user-bv5gb6uu3q
@user-bv5gb6uu3q Ай бұрын
ጅግና ዓወተይ ተጋደላይ tdf
@mebri1822
@mebri1822 Жыл бұрын
እፍፍፍይ ሓቅኻ ህዝቢ ያአክሎ ልቢ ግበሩ መራሕቲ ናሓደራ 🙏🙏🙏🙏
@meemjjo677
@meemjjo677 28 күн бұрын
I started with weyaney tigray TPLF free independent tigray people soon God will God bless weyaney tigray TPLF 💪💪💪🙏🙏🙏✌✌✌
@GebremeskelGebremariam-d1j
@GebremeskelGebremariam-d1j 21 күн бұрын
ዓወት እምበር ዓወት
@wizrihibey7393
@wizrihibey7393 Жыл бұрын
ዓወት ጅግና ወዲ ህዝቢ ናይ ልበይ ረኪብያ በቃ የኣክል ህዝብና የኣክሎ ንህዝብና ዘይምጥን መሪሒ ገደል ይእቶ
@semhalsara2133
@semhalsara2133 Жыл бұрын
አፍፍፍፍፍፍ ህዝቢይ😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔 ዓወት ወዳጅ ጅግና ወዲ ህዝቡ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🕊🕊🕊🕊💛❤🔥
@sophiaali3933
@sophiaali3933 Жыл бұрын
ውድባት ትግራይ ፀገም ሕዝብኹም ኣይተናውሑ ኣደብ ግበሩ እንተኾነ ፍልጠትኹም ኣዋዲድኩም ካብዙ ዘለናዮ ክንወፅ ተቐራሪብኩም ስርሑ ንስልጣን ክትብሉ ሕዝብና ኣብ መከራ ኣትእትዉዎ
@zelalemhailu4872
@zelalemhailu4872 28 күн бұрын
ኣየ ግጥሚ ደስ ክብል እዋኑ ዘይሓልፎ....
@user-me4vc7ru3n
@user-me4vc7ru3n Жыл бұрын
ህዝበይ እዙዩ ዶ ይግበአካ ምሰኪን ህዝበይ ዓደይ ዓደ ጀጋኑ ሕራነ ንኩሉ ይስዕሮ 😭💪♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛♥️💛
@HadasWeldegebrial
@HadasWeldegebrial Ай бұрын
ዕድመ ይብካ ዐወት ወደይጀግና
@frehiwotgetahun8717
@frehiwotgetahun8717 Жыл бұрын
You are the best. Please keep teaching our young generation to remain strong. You are the best
@SabaDesta-ed3dn
@SabaDesta-ed3dn Ай бұрын
ዓወት መን ሰማዕ ንስኩ ሓቂ ካብ ትነግሮ ፀንሓካ ኣሎካ❤
@MsgnaHagos-b7h
@MsgnaHagos-b7h Ай бұрын
ጅግና ወድ ህዝቢ
@michaelberhane5025
@michaelberhane5025 Жыл бұрын
ናይ ኩሉ ግዜ መምህር ብህዝቢ ትግራይ ንዝሐስብ ዐቢ መምህሮ
@wewe5688
@wewe5688 Ай бұрын
ህዝቢ ትግራይ ዓይኑ ቛሕ ከብል ጀሚሩ ነዞም ሱሱዓት መጋጌቲ ንነብሶም ዝቃለሱ ክጉሕፎም እዩ ዝመስል።
@2Corinthians.10-17
@2Corinthians.10-17 Жыл бұрын
ዓወት ኣቦ ጥበብ ሓሳብ ህዝብ ኣንብብካ ትገጥም ጀግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንትግራይ ሙሉእ ሰላም ይሃበልና ፈጣሪ😍❤️❤️❤️
@goitomwelday-z4b
@goitomwelday-z4b 10 күн бұрын
ብሓቂ ጅግና ዓወት
@NegusTesfaye
@NegusTesfaye Ай бұрын
ዓወት ጅግና ወዲ ህዝቡ
@user-yy4dj6di5x
@user-yy4dj6di5x Ай бұрын
Thank you so much Tegadalay Awot Wodage.
@user-mj6ko8ke2s
@user-mj6ko8ke2s Жыл бұрын
ዓወት ጅግና ካብ ዓይኒ ሓሳድ ይምሓርካ ❤️💛❤️💛🐅
@wagayeredahegn5510
@wagayeredahegn5510 Жыл бұрын
ብሓቂ ብሓቂ ምስምማዕ ምትሕልላይ ብልቢ ንሕዝቢና ነክሓልፈሉ ምፅዓር ።ምክብባር እቲ ተረኪቡ ዝንሄ ሳላ እቶም። ዕሸላት ሓትና ሞይቶም ካበሕዚ ምጥንቃቅ ።እታ ሰላም ተረኪባ ዘላ ነንባዕልና ንሕበር !!
@yeshiadane7416
@yeshiadane7416 Жыл бұрын
ዓወተይ ወዲ ህዝቢ ትግራይ ኣጆኻ በርተዕ ዓወተይ ጅግና ብርሃን ትግራይ እግዚአሰብሔር ዳግም ይምለሳ ብደቃን ብሓሊ ፈጣሪ ሙሉእ ሰላም ይግበረላ
@user-bq7mz3vf4m
@user-bq7mz3vf4m Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዓወተይ ከም ሽሙ ዓወት ጀግና ወዲ ህዝቢ ✅❤️❤️❤️❤️🕊
@Msgnagebrelibanos
@Msgnagebrelibanos 26 күн бұрын
ዓውቾ❤፤፦፦ብጣዕሚ ፅቡቕ ምክሪ መድመፂ እንተረኪቡ።እታ ዓንተቦ ዝፀሓፍክዋ Comment እቲ ግጥም ኣብዚ ናይ ሐዚ ጉባኤ ዝገጠምካዮ መሲሊኒ እዩ ዝሓወይ።ይቅሬታ ይቅሬታ?
@AllApp-p7i
@AllApp-p7i 12 күн бұрын
ወዲ ህዝቢ ትግራይ ዓወት
@muhamedabdu711
@muhamedabdu711 19 күн бұрын
ዕምቡር ፀሓፋይ!!! በጀኹም ከሊእኩም ፀሐቲውን ሰዓብዎ ኢኺም!!!!?
@haftomngus9512
@haftomngus9512 Жыл бұрын
ትክክል,እየ,ዓወት,ሓወይ,ህዝበን,ህዝበ,ትግራይን
@user-ik7vx5hb1w
@user-ik7vx5hb1w Жыл бұрын
ኣቤት ብድሮን ተወቂዑ መይቱ ኢላትኒ ሓንቲ 😁ዝነባዕኽዎን ዝሓዘንክዎን ኣቤት ምምራሩ ዝነበረ 😭😭😭😭
@user-ol4yw5sx6l
@user-ol4yw5sx6l Жыл бұрын
ዓወትየ ጀግና ወዲ ህዝቢ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አታ ለዋህ ህዝበይ ምሉእ ስላም የውርደልካ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም 🙏🙏🙏♥️♥️♥️👌👌👌👌♥️♥️♥️♥️♥️❤️❤️🥰🥰👌👌👌
@xoxo6191
@xoxo6191 Жыл бұрын
ዓወትስ በሊሕ ነይርካ መንሞ ይስማዕካ
@kindeya598.
@kindeya598. Жыл бұрын
Banda hiwhet
@brllabay3842
@brllabay3842 Ай бұрын
ጀግና ወድቶም ጀጋኑ ብሓቂ ዓባይ መልአክቲ እያ ብርዕካ ይሰስን ዓወተይ ብዕድመ ብጥዕና ይሓልወልና እግዚአብሔር አምላክ🤲🥰🥰🥰❤❤❤❤😢
@user-sy8vf3cj7o
@user-sy8vf3cj7o Жыл бұрын
ጅግና ወዲ ህዝቢ ቀፅለሉ ወዲ ሓራስ ነብሪ ዓወተይ ❤️❤️❤️👍👍👍👍
@GoriedaTadesse
@GoriedaTadesse Ай бұрын
እስኪ ንገሮም ተተረዲእዎምስ ያ ቀፅለሉ ኣንታ ጅግና ወዲ ህዝቢ
@rahwahuluf9387
@rahwahuluf9387 Жыл бұрын
ህዝበይ ለባም💖ዓወት ሓወይ ከምቲ ኩሉ ግዜ ብሉፅን እዋናዉን ግጥሚ💖💖💖
@gebrelibanoswrufael
@gebrelibanoswrufael 27 күн бұрын
ዓወት!!ዘቅረብካዮ ሙሩፅ ጥረ ሓቂ እዩ።
@moaz6007
@moaz6007 28 күн бұрын
TPLF and PP criminals must be held accountable for the genocide in Tigray!
@bestwishes5353
@bestwishes5353 Жыл бұрын
Ember gazitegna kunetat bdembi zenbebe wedihzbi
@tzighetzehie7411
@tzighetzehie7411 Жыл бұрын
ክንዲሽሕ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ቀጽሎ።
@DejatGidenaAbadi
@DejatGidenaAbadi 23 күн бұрын
Supper hero awcho
@ዜድብራሃነወዲእገላ
@ዜድብራሃነወዲእገላ Ай бұрын
አጀኻ ቀፅለሉ ወዲ ሓወይ ዓወተይ ጅግና
@pj6930
@pj6930 Жыл бұрын
ታይ እዩ ምህሮ እንድሕር ንህዝቢ ዘየንብብ አበይ አ ሎኹም ምህራት ተጋሩ ንህዝብኹም ኸዚ እዩ ተገልግልወ ዓወት ሓወይ ታርኽ ስርሑ አብ ግዜ ወሎዶኹም ብኻድርነትን ስልጣንን ሃርፍትን ነብስኹም አግልልዋ ንነፅነት ድሞክራሲ ንህዝብኹም አንግሱሉ 🙏ግጥምኻ ቀፅሎ ፅብቕ ጅማሮ።ኸም ተጋሩ ንደገ ጥራሕ ፀላኢ አይንርአ ውሽጥና ጨካናት መራሕቲ ፀላእቲ አለውና ኸዚ እያ ታግዜ ኽነዐርዮም ሰላም ልኽነብር።
@ahmadk4740
@ahmadk4740 Ай бұрын
ፆሎት እዩ መፍትሒኡ እምበር ንፎርኦናት ተዛሪብካ መድከሚ
@ተመስገንፈጣሪ
@ተመስገንፈጣሪ Ай бұрын
ብጣዕሚ ጅግና ሓቂ ይሃብካ ዓወት ወዳጅ ቀፅለሉ
@Gebrehiwethailu-f9u
@Gebrehiwethailu-f9u Ай бұрын
ዓወት ወዳጅ ጅግና ግጥምስ ገጥምካ መንእሞ ሰምዐካ መስምዒ ዘይበሎም መራሕቲ እንዶ ገጡሙና ብስልጣን ንሕንሕ እዶኮይኑ ስረሖም
@TT-ti6sq
@TT-ti6sq Жыл бұрын
ጅግና ወዲ ህዝቢ ክቡር ሐውና
@adhanetgebregziabher9488
@adhanetgebregziabher9488 Жыл бұрын
ናይ ብሐቂ እዋናዊት መልእክቲ😍😍😍😍😍😍
@DhDg-oj2ff
@DhDg-oj2ff Ай бұрын
ብትክክል ዓወት ወዳጅ ❤❤❤
@nigistiteklay1416
@nigistiteklay1416 27 күн бұрын
nadna selam nhabom
@abebakebede1270
@abebakebede1270 Ай бұрын
ብጣእሚ ትምህርታዊ ዝኸነ ተዋስኦ ዝገርም እዩ እንታይ ንደልይ ካብ ደገ ዘድልየና ምውኽላል. ሕብረትን እዩ
@FdrXgt
@FdrXgt Ай бұрын
ጅግና
@KbromZeru-b7m
@KbromZeru-b7m Ай бұрын
ኣጥዒካ ወቀሰልና ብኣካ ብጠዓሚ እየ ዝኮርዕ ቀፅለሉ
@shishayfitwi560
@shishayfitwi560 Жыл бұрын
ኣታ ጅግና ከማካ ይብዝሁ እድመን ትእናን ይሃብካ
@RedwanMustefa-y8j
@RedwanMustefa-y8j 23 күн бұрын
ተዓወት ጀግና
@Zemhret
@Zemhret 23 күн бұрын
መዓዝ እሞ ይርድኦም ዓወት አረዳአየም
@KenzMobile-xg6lu
@KenzMobile-xg6lu Ай бұрын
ናይብሓቂልባምሰበቀፅለሉ
@ahmadk4740
@ahmadk4740 Ай бұрын
እቲ ህዝቢ እዉን ጥዕና የብሉን ይመስለኒ እንታይ ዘስሕቅ ተረኪቡ እዩ ፀገሙ እናተነገሮስ ይስሕቅ ኣየ ዕሸላተይ ንኣሮግቶት መራሕቲ ንእስነትኩም ሲኢንኩም መዐንደሪ ከብዶም ኣምላኮም ዝኮኑ
@tadyalemu4954
@tadyalemu4954 Жыл бұрын
Awet your are a great seasonal messenger God bless you well said everything is real and right
@saraa2913
@saraa2913 Жыл бұрын
ጅግና ወዲ ህዝብ ዓወት 💕🙏💕 ❤💛❤💪💪💪💪💪💪
@awegeny6875
@awegeny6875 Жыл бұрын
I have never Heard As powerful Poem as This One, Very touching 😢, Extremely Meaningful Message👏, Indeed Let The People Of Tigray Releasing A Sigh Of Relief For Once And For All Forever For Good 🙌, For God Sake 🙏.
@sabaamanuel8501
@sabaamanuel8501 Жыл бұрын
ነኡው በሎም
@user-nl8uo3cd5b
@user-nl8uo3cd5b Жыл бұрын
ተስፋ ይገብር!ዝምልከቶም አካላት ትምህርቲ ኸወስዱ
@terhasyebarkan9995
@terhasyebarkan9995 Жыл бұрын
ዓወት ጅግና ወዲ ትግራይ
@awegeny6875
@awegeny6875 Жыл бұрын
@@terhasyebarkan9995 Indeed Our Beloved Fellow Tigrayan Brother.
@WKaz-cs8tg
@WKaz-cs8tg Жыл бұрын
This dramatic art is the best advice to the politicians. They are not learning and value the suffering of this strong people. Old politics has no place at this time. unity is the only way out to establish a system that leads us to a permanent peace and developments. Politicians have to be civil and prioritize the people’s need not their place in governing. True politicians shouldn’t have interest to be in government. The true politicians will be effective by explaining what is wrong and right to the people in a civilized manors so that the people will force the government to do the right things.
@berhewelde3823
@berhewelde3823 Ай бұрын
ጅግና ዓወት ወዳጅ ንዝሰምዕ ነግርካዮ ዘይሰምዕ ይከ ስምዕ
@meemjjo677
@meemjjo677 12 күн бұрын
Proud Weyaney tigray TPLF .weyaney tigray TPLF means a father mather sister daughter son family grandfather grandmother wife husband original weyaney tigray TPLF free independent tigray people soon God will God bless weyaney tigray TPLF 🙏🙏🙏 Getachew Reda why did take long sence the Victoria agreement why did take long 7000 refugees living in Sudan suffering ? Getachew Reda why all the criminal killers looting repping cancer disease for tigray people they are in tigray Land so Getachew Reda you are soccer matches play for two different tshertes so Getachew Reda go with aregawi Berha free 5 star hotels and free accommodation to get free independent tigray people soon God will God bless weyaney tigray TPLF 🙏🙏🙏💪💪💪
@Teklino249
@Teklino249 Жыл бұрын
ጅግና ህዝቢ ትግራይ ሕዋሓት ትባሃል ውድብ ደጊማ ደጋጊማ ትብድለኩም ኣላ 😢
Awet Wedaj "ደብዳቤ"  ብንብዓት ዝተዓጀበት ገራሚት ግጥሚ ዓወት ወዳጅ
14:18
English or Spanish 🤣
00:16
GL Show
Рет қаралды 17 МЛН
1ОШБ Да Вінчі навчання
00:14
AIRSOFT BALAN
Рет қаралды 6 МЛН
Or is Harriet Quinn good? #cosplay#joker #Harriet Quinn
00:20
佐助与鸣人
Рет қаралды 49 МЛН
ትግራይ ዝሕምሳ ዘሎ ኣለም ገ/ዋህድ እዩ
25:53
Tigray 24 hours
Рет қаралды 52 М.
ኣርሚ 33 ኣብ ኮረም  ዝነበራ ግዳጅ ፈፂማ ናብ ኣጎው እንትትጓዓዝ
4:07
ሃፍቶም ኢንተርቴይመንት
Рет қаралды 11 М.
English or Spanish 🤣
00:16
GL Show
Рет қаралды 17 МЛН