ኣይሁድ ንክርስቶስ ዝነጸጉሉ ኣርባዕተ ዓበይቲ ምስጢራት!!

  Рет қаралды 24,205

BUFE-ERI  ቡፌ-ኤሪ

BUFE-ERI ቡፌ-ኤሪ

Күн бұрын

Пікірлер: 79
@BUFERI
@BUFERI 7 ай бұрын
🔴ኩቡራት ተኸታተልቲ BUFE ERI 2 ትብል ቻነል ጀሚርና ኣለና SUBSCRIBE ብምግባር ስድራቤት ኩኑ እናበልና 1ይቲ ቪድዮ ናይ BUFE ERI 2 ጀባእ ይብለኩም!! kzbin.info/www/bejne/fqu3m2ujbLCEapY
@RedwanER
@RedwanER 7 ай бұрын
ጠዋሊ ማራ እየ ዝፈትዎ ኣቀራርባኻ
@AzmarinoAsmera341
@AzmarinoAsmera341 7 ай бұрын
ጠዋሊ ብሩረይ ናይ መሓመድ ናይ ሞስሊም ከኣ ኣምጻልና ኢኻ እስኪ 👍
@a.m1666
@a.m1666 7 ай бұрын
​@@RedwanERppp0pp0ppp0p0pppppppppå^
@HappyChameleon-rj3yq
@HappyChameleon-rj3yq 23 күн бұрын
@@BUFERI ሓቢቢ ቀጽሎ ሳብስክራይብ ኣይኮነን ካልእ ዩ ዝግብኣካ ኣጁኻ ኣይ ትሕመቅ በርትዕ ። ግን ሓደራኻ ኣይ ትጥፍኣና 🥰🥰🥰🤩🤩💯💯💯😘😘
@biniamgebrehiwet
@biniamgebrehiwet 7 ай бұрын
ተውህቦ ድዩ ዘለኻ ፡ ብትምህርቲ ኢኻ ። ሊቕ ኢኻ ናይ ባሓቂ ።ብድጋሜ ክብረት ይሃበልና ስለ'ቲ ከይደኸምካ ትምህረና ዘለኻ
@trhasketema2174
@trhasketema2174 7 ай бұрын
ክብረት ይሃበልና ዝሓወይ ተባረክ መደባትካ ብጣዕሚ ጽቡቅ እዩ
@geralegas47
@geralegas47 7 ай бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ልቦናና ይኽፈተልና ልብኻ እንተጸኒዑ ጸገም እዩ ካብ ልቢ ምትራር የድሕነና
@MulugetaMebrahtu-cz1wh
@MulugetaMebrahtu-cz1wh 7 ай бұрын
ኣሜን
@medhanitberhane2543
@medhanitberhane2543 2 ай бұрын
Kale hiwet yesmaelna❤❤❤
@ltesfai197
@ltesfai197 7 ай бұрын
ጎይታ ይባርኽካ ፡ብጣዕሚ ጽቡቕ ገላልጻ ።
@awetmihretab229
@awetmihretab229 22 күн бұрын
Thank brother 🙏 🙌 ❤️
@solomonbisrat5467
@solomonbisrat5467 7 ай бұрын
Grum timhrti tebarek ayhud endasemuu zitsememu eyom tsemamat reseayom
@Hanibal77777
@Hanibal77777 7 ай бұрын
Kexlo zarkey betami eu medbeka des zebleni ❤❤❤
@NielawiMogos
@NielawiMogos 11 күн бұрын
👌👌👌
@yordiaregawi2419
@yordiaregawi2419 7 ай бұрын
ሓጺራ..
@AziyebTigray
@AziyebTigray 6 ай бұрын
ተባረክ
@Peter-h2v6b
@Peter-h2v6b 22 күн бұрын
Great job you are so blessed ❤❤❤❤❤
@BUFERI
@BUFERI 22 күн бұрын
You are so kind
@rutahagos1514
@rutahagos1514 7 ай бұрын
🎉🎉Thanks so much 💎👑🙏🏻 GBU 🙏🏻keep going 👏🏻 ✌️
@tirhasdainel4906
@tirhasdainel4906 7 ай бұрын
ኣነ ግን ትዒቢቶም ልቦም ዝደፈኖም ዩ ስመስለኒ❤
@Borntowin-s4v
@Borntowin-s4v 7 ай бұрын
Welcome bro
@iloveu7718
@iloveu7718 7 ай бұрын
thanks bro htoy kemzmeleskaya kemti zmbelkayo nezkone seb ketfqro tray aleka zkone ykun bzeyegedse kulu seb egziabher sle zfetro zkone seb nzkone seb kefred tewahbo halafnet yelen. yesus eti amlak seb egziabher amlakna bselam mexae nhena kaa nxbeyeka alena. mes ghana negzabher amlakena. mesghana nedena qedsti dngel mariam ade goyta. ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@awettesfazghi6119
@awettesfazghi6119 7 ай бұрын
Thanks bro ❤❤❤
@FsFs224
@FsFs224 Ай бұрын
Literally,, well said❤
@trahaswelu5874
@trahaswelu5874 6 ай бұрын
ብጣዕሚ ገበዝ 🥰🥰🥰
@gebrehiwetteklehailemicael8091
@gebrehiwetteklehailemicael8091 7 ай бұрын
It is nice explanation ❤❤
@habtomtesfu8201
@habtomtesfu8201 7 ай бұрын
Very good tiching
@Wedibahta3880
@Wedibahta3880 7 ай бұрын
You were very good today, I am satisfied with your definition.
@MossKudus
@MossKudus 7 ай бұрын
Keep up the good work ❤❤❤
@ExcitedAlpineVillage-wc5oq
@ExcitedAlpineVillage-wc5oq 7 ай бұрын
waw
@lemlemberhe149
@lemlemberhe149 7 ай бұрын
Absolute truth GBU BRO.
@ዮሃንስፅገ
@ዮሃንስፅገ 7 ай бұрын
Thanks you bro
@ehinmehinmskulu6056
@ehinmehinmskulu6056 7 ай бұрын
tanhk you❤❤❤
@UnitedMylove
@UnitedMylove 7 ай бұрын
Xubuk tintena hb❤
@millionbahta9166
@millionbahta9166 7 ай бұрын
Btami ena nemesigneka hawey tsbuk medeb aleka
@kchn4208
@kchn4208 7 ай бұрын
❤❤❤
@sarilove7988
@sarilove7988 7 ай бұрын
Bihiji kimesie eyiom ziamienio yehudan
@henokhiyabu9981
@henokhiyabu9981 7 ай бұрын
Thanks
@ብተስፋይነብርክሳብዘለኩ
@ብተስፋይነብርክሳብዘለኩ 7 ай бұрын
❤❤❤❤🎉
@Pyramidtv4870
@Pyramidtv4870 7 ай бұрын
Nice 🎉🎉
@feventekeste6062
@feventekeste6062 7 ай бұрын
krstos kalay mesmse kfred eyu zmese alem dagimi thlu aynslenen.dhar kea abti meshrta zemen nalem nhasir gize selam zsfen haswei meshe kemzmese. Keytrshe buzhe tamrat kgeber kab semay keterefe hawi zwerd eyu .buzhat kamnwon ksegduln eyom.nusu Ka eti kab bhri zwese. Eti Abi gebel nusu malt Ka Lucifer eyu.krstos 2kmse kolo gen kfred eyu kmeles.selzi tetenkelu.selam amlk naka ykun hawey.Jesus is love and sweet ❤🙏🙌👑
@God-db9vp
@God-db9vp 7 ай бұрын
ክቡር ሓው ጽቡቅ መደብ እዩ ቀጽሎ ግን ንኩሉ ኮመንት ላይክ ኣይትግበር፡ ንዘይትሰማማዓሉ ስገሮ።
@BUFERI
@BUFERI 7 ай бұрын
ክቡር ሓወይ። ላይክ ዝገብሮ ንኽሉ ስለዝሰማማዓሉ ኣይኮነን ፡ ነቶም ኣኽቢሮም ደጋፊ ይኹን ነቓፊ ርእይቶ ብናጽነት ኮይኑ ግን ብስርዓት ዝጽሕፉ ሰባት ዝለኒ ኣኽብሮት ንምግላጽ ዩ!! thank you!!
@God-db9vp
@God-db9vp 7 ай бұрын
@@BUFERI እሺ ክቡር ሓው፡ ተረዲአካ።
@yorsaliembeyene270
@yorsaliembeyene270 7 ай бұрын
😌🤲amelica ica mejmita mejrrcta nsu buruk kedus gtkilel gota zefan semayt medir nana defterna amlkina ybareik amein🕊🤝❤🤲😌
@NahomGoitom-q5h
@NahomGoitom-q5h 7 ай бұрын
❤❤❤❤
@tedrosfisehaye849
@tedrosfisehaye849 Ай бұрын
በዚ ትንታነኻ ኣንብብ ኣንብብ መጺኒ ተባረኸ ክቡር ሓው
@FrehagerEyob-l6v
@FrehagerEyob-l6v 11 күн бұрын
Kem krstyan meten Bzuh gudlet zelewo tmhrti eyu, bkaleka gn yekbreka ye 😢
@RedwanER
@RedwanER 7 ай бұрын
ሰላማት ቡፌሪ እዛ ቻነል ናይ ሓባር መሲላትኒ ክሳብ ሎሚ ብስርዓት እየ ዝከታተላ ነይረ ናብ ናይ መንፈሳዊት መደብ ከምዝተቀየረት ኣይፈለጥኩን ፡ ብምኽንያት ኣውዳኣመት ኢልኩም ተኾይንኩም ግን ጽቡቕ ❤
@BUFERI
@BUFERI 7 ай бұрын
ኖ ከምኡ ዘይኮነስ ከምቲ ካልእ ማሕበራዊ ነገራት ኣብ እምነት ውን ሓፈሻዊ ግንዛበ ንምክፋል ዕላማ ዩ' ክቡር ሓው!
@NatiNati-l8v
@NatiNati-l8v 7 ай бұрын
ብዛዕባ መሓመድ ከኣ አንታይ ኣለካ ሓሳብ
@BUFERI
@BUFERI 7 ай бұрын
ኣብ ቀጻሊ ክሰርሕ ክፍትን የ ክቡር ሓው
@esromakalu9905
@esromakalu9905 7 ай бұрын
ኣይተቆርጾ ወዲ ዓበይቲ
@JoaoDomingos-rw1xx
@JoaoDomingos-rw1xx 7 ай бұрын
Yeqenielna
@GodraTube
@GodraTube 7 ай бұрын
Sorry Abzia hto alatni Men eyom romawyan zbehalu abzi ewan abey hager ke ynebru entay ke yeamnu abzi ewan ?
@God-db9vp
@God-db9vp 7 ай бұрын
ኢታልያውያን ሩማንያውያን ኢዮም ሮማውያን፡ ሕጂ ከኣ ክርስትያን ካቶሊክ እዮም።
@samsomkesete2018
@samsomkesete2018 7 ай бұрын
Part 2 dahar ka nhna xelemti msta kdsti meret mis xelemti deka kela tekebina tkeyd zenebert kdsti mert eya abotatna neta meret knekwa wey kkutwa kelewu enda wedesu yom zkutwa neyrom xelemti sebat ka nhna Afrika ab kulu alem neyrna ab znebernayo ka praymid serihna afdege kowakbti nkefto nerna eti xada temen gn knmhro sele zefkednalu nsu ka eti tmrti ms jemoro zwedo mesilwo mexahftna kulu seriku hademe nabnet musie nay xelemti tabot seriku ndeki Israel natu sabti geru hadimu kalom xadu atmen ka ab zezkednayo dedhrena enda mexu ketfina deleyu hji gn abza Afrika tbehal tegahifna nrkeb ezi gn mert xelemti kulu eu neyru asai Afrika Amerika ab kulu kota xelemti sebat neyrom neti nay xelemti sebat tarik ka etom xada temen natna tarik eu nayru yblu kid nab gbxi kulatom etom hawelti afnchom seremom yrkebu nkeylaleyu gn eti afdege kowakbti kulna sinayo habesha nkah
@God-db9vp
@God-db9vp 7 ай бұрын
ካብዚ ናይ ነብሰ ምትሓት ሓቅነት ዘይብሉ ታሪኽ ውጻእ ክቡር ሓው፡ ጸሊም ናቱ ጽቡቕን ሕማቕን ኣለዎ፡ ጻዕዳ ውን ከምኡ፡ ነብሰ ምትሓት ግን ፈውሲ ዘይብሉ ሕማም እዩ፡ ዝጠቐስካዮ ሓቂ ከምዘይኮነ ክትፈልጥ ሓደ ካብ ዝጠቐስካዮ ሕቶ ብመትርዖ እንተሓቲተካ ዝኾነ ጭብጢ ኣይትረኽበለይን ኢኻ።
@መገዲዓወት
@መገዲዓወት 7 ай бұрын
እሺ ክቡር ሓውና ዝኮነ ነገር መቸም ብዘይ ዝኮነ መብርሂ ወይ መረጋገጺ ክንድዚ ዝኣክል ዘረባ ክንቅበላ ከም ዘይንኽእል ትፈልጥ ኢካ። ስለዚ ከመይ ከመዩ እዩ ኣረድአና፡፡ እምበር ጸለምቲ ብፍላይ afrika ከመይ ጌሮም ኣሹንካይ ታሪኽና ዘርእና ኣጥፊኦሞ ኣለዉ ኣብ ምዕራብን ማእከላዪን afrika ንሪኦ ዘለና እዩ ቅሩብ ከማን habesha ንሓይሽ
@yosiefhabtom6092
@yosiefhabtom6092 7 ай бұрын
ኣሁድ ጽኑዓት እዮም ኣብ ኣምላኾም የሱስ ይምጻእ መሓመድ እምነቶም ኣየክሕዶም የሱስ ከም ዝምለስ ኣብ ብሉይ ኪዳን የለን የሱስ ዝምሃሮ ትምህርቲ ዳማ ንብሉይ ኪዳን ዝጻረር እዩ ኣብ ቡሉይ ኪዳን ክሕደት ኣምላኽ. ቅትለት ሰብ. ዝሙዉና. ስርቂ ሞት ዘቅጽዕ ተግባር እዩ የሱስ ግን ቅትለት ደዉ ይበል ትምህርቲ ምሂሩ ከም ዉጺኢቱ ድማ ብዙሓት ሃይማኖታት ተፈጥሮም ኣሎዉ
@BUFERI
@BUFERI 7 ай бұрын
ስለዚ መደምደምታኻ እንታይ ዩ?
@wegahtagedey7294
@wegahtagedey7294 7 ай бұрын
Kjmer eska eti rukus mehamedka trah emen ksad mhrad entay bzaba krstis aflitka
@God-db9vp
@God-db9vp 7 ай бұрын
​@@wegahtagedey7294ኣንታ ሓው ኣስላማይ ኮ ኣይኮነን እዚ ኮመንት ዝጸሓፈ።
@mussieokbe3607
@mussieokbe3607 7 ай бұрын
😢እስራኤላውያን ዋላ ንስብከት እየሱስ እንተዘይ ተቀበልዋ " ንእየሱስ ዝቀተልዋ ግና ሮማውያን ጲላጦስ እዩ ክቅተል አዚዙ ። አብ ግዜ መግዛእቲ ሮማውያን ጲላጦስ ዘይፈረመላ ወይ ማህተም ዘይሃገመላ ዝኮነ ነገር ክእሰርን ክቅተልን አይፍቀድን እዩ ነይሩ ገበን ድማ እዩ ዝነበረ ። እየሱስ ብሮማዊ ጲላጦስ እዩ ተቀቲሉ ።
@BUFERI
@BUFERI 7 ай бұрын
ሕራይ እቶም ከሰስቱ ፈሪሳውያንን (ኣይሁዳውያን መራሕቲ ሃይማኖት) እቶም ንኽስቀል "ስቖሎ" እናበሉ ዝጭድሩ ዝነበሩ ህዝብን'ኸ?
@elsanuguse-ym4cm
@elsanuguse-ym4cm 7 ай бұрын
Emo etom sikelo endabelu zeskelwo eko esraelawyan eyom, keman pilatos nezi sebay ezi walahanti ayrekebkulun elu u, ane kab dem ezi sebay nixuh eye elu keman edu tehaxibu u. Sikelo tray ember dem nay zi sebay abanan ab dekinan ykun elom esraelawyan bzkone berihlka kikewun tesfa Egebir amlak ybarikika.
@wegahtagedey7294
@wegahtagedey7294 7 ай бұрын
Blatos nmablu btami eyu zgrem neru Ngotanan medhaninan Eyesus krstos hatitwo neru Entay eka bedilkayom etom natka eyom nabay hahlifom hibomka elwo hji keha kesesti Ayhud ketelti ayhud fkad natom eyu zgebere blatos hji tehalaki Ayhud dika gebenob bbilatos ktshfno ezi kwn kelo gn wala bilatos nxuh aykonen gn dlyet ayhud eyu zgebere 😢
@NatnaelTekie-qd3gk
@NatnaelTekie-qd3gk 6 ай бұрын
2 ምጽኣት ዓለም ትሓልፈሉ እምበር መንግስቲ እስራኤል ትቆሞሉ ኣይኮነትን ።ክርስቶስ ኣብ ምድሪ መንግስቲ ዘቅውም ተኾይኑ'ኮ 3ምጽኣት ኣሎ ማለትካ'ዩI thing it is wrong. ኣብ ትንብታት ዘሎ ቃል ክርስቶስ መንግስቲ ከቅውም ዝብል ሓሳብ። መንግስቲ ሰይጣን ተሳዕራ ደቂ ኣምላክ ምስ ክርስቶስ ብፍቅሪ ዝነብሪሉ ፍጹም ሓጎስ ዘለዎ ካብ'ኡ ንዘልኣለም ሓንቲ መንግስቲ ክርስቶስ ኮይና ክትቅጽል ።ክርስቶስ ባዕሉ ውን እስራኤላውያን ፋሕ ከም ዝብሉ ሃገር ሰሪሖም ሓያላት ምስ ኮኑ ምጽኣት ከም ዝቐረብ ኣብ ማቴ 24 ገልጽዎ ኣሎ ።
@MussieAsefaw-u3b
@MussieAsefaw-u3b 7 ай бұрын
የሱስ ኣይተሰቕለን ብሂወቱ እዩ ናብ ሰማይ ዓሪጉ ፡እቲ ዝተሰቕለ ንዕዑ ዝመስል እዩ።እዚ ኣጋጢሙ ዘሎ ፡ከምቲ የሁድ ንመልእኽቲ የሱስ ምቕባል ዝኣበዩ፡ ክርስትያን ከኣ መልእኽቲ ነቢ መሓመድ ምቕባል ኣብዮም ኣለዉ።የሱስ ከም ኩሎም ነቢታት ሰብ እዩ፡ናብዛ ዓለም ካልኣይ ግዜ መጽዩ ንሕዝቢ ብሓደ ሓይማኖት(እስልምና) ክመርሕ እዩ ።ሰብ ስለዝኮነ ውን ሓዳር ክገብርን ምስ ሞተ ውን ከም ሰቡ ኣብ ሓመድ ክድፈን እዩ።ስለዚ ንስኻ ብልሕኻ ክትጥቐመሉ ይደልየካ።እንሻእ ኣላህ ረበና ያህዲክ ኣሚን።
@BUFERI
@BUFERI 7 ай бұрын
OK ንርእይቶኻ የኽብረልካ የ ግን ምስ ሓሳብካ ኣይሰማማዕን የ!! ተኸታተልቲ ዝብሉኻ ከኣ ክንሰምዕ። ስለቲ ርእይቶኻ ብልቢ የመስግን ክቡር/ቲ ሓው/ሓፍቲ!!
@negatadesse1867
@negatadesse1867 7 ай бұрын
ኣይሁድ ንጎይታና መድሓኒትናን እየሱስ ክርስቶስ እንድሕር ተቐበሎምዎ ነይሮም ትንበት ከመይ ክፍፀም ነይሩ?
@BUFERI
@BUFERI 7 ай бұрын
ኣይሁድ ኣይቅበልዎን ዮም ዝብል ኣብ ብሉይ ኪዳን ኮ ትንቢት ኣይነበረን
@SaimonHabtu
@SaimonHabtu Ай бұрын
Ata kemey dika tekeyfeni
@Tomas-komita
@Tomas-komita 7 ай бұрын
ኣገዳሲ ትምርቲ ኣብ ዝመጽእ መደብኻ ኣብ ስራእል ክርስትያን ኣይሁድ የለውን ኣብ ስራኣል ፍልስጥየም ኣዕራብ እዮም ዘለው ክርስትና ስለምንታይ ስራአላዉያን ዘየለው መልሲ ንጽበ
@God-db9vp
@God-db9vp 7 ай бұрын
ኣብ እስራኤል ዋላ ፍልስጤም ክርስትያን ኣለዉ።
@hizbawignbar8484
@hizbawignbar8484 7 ай бұрын
@mihreteabgebrekidan3144
@mihreteabgebrekidan3144 15 күн бұрын
❤❤❤❤
@MussieAsefaw-u3b
@MussieAsefaw-u3b 7 ай бұрын
የሱስ ኣይተሰቕለን ብሂወቱ እዩ ናብ ሰማይ ዓሪጉ ፡እቲ ዝተሰቕለ ንዕዑ ዝመስል እዩ።እዚ ኣጋጢሙ ዘሎ ፡ከምቲ የሁድ ንመልእኽቲ የሱስ ምቕባል ዝኣበዩ፡ ክርስትያን ከኣ መልእኽቲ ነቢ መሓመድ ምቕባል ኣብዮም ኣለዉ።የሱስ ከም ኩሎም ነቢታት ሰብ እዩ፡ናብዛ ዓለም ካልኣይ ግዜ መጽዩ ንሕዝቢ ብሓደ ሓይማኖት(እስልምና) ክመርሕ እዩ ።ሰብ ስለዝኮነ ውን ሓዳር ክገብርን ምስ ሞተ ውን ከም ሰቡ ኣብ ሓመድ ክድፈን እዩ።ስለዚ ንስኻ ብልሕኻ ክትጥቐመሉ ይደልየካ።እንሻእ ኣላህ ረበና ያህዲክ ኣሚን።
'' ብሰሜን ብዙሕ ደም ክፈስስ'ዩ ! '' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)
23:17
ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Рет қаралды 97 М.
መጽሓፈ ሄኖክ ኣንጻር መጽሓፍ ቅዱስ ድዩ ዝትርኽ?
19:40
To Brawl AND BEYOND!
00:51
Brawl Stars
Рет қаралды 16 МЛН
Deadpool family by Tsuriki Show
00:12
Tsuriki Show
Рет қаралды 7 МЛН