KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
ገሬ እሙን ንወደይ ዳይፐር መግዝኢ
38:05
ዓዉቼ ዘይኑን ኣማንን ካብ ናይ ዱባይ ኮንሰርት ኣሰናኪልዎም @Awuchetube
29:02
Smart Sigma Kid #funny #sigma
00:33
The Best Band 😅 #toshleh #viralshort
00:11
Quando A Diferença De Altura É Muito Grande 😲😂
00:12
My daughter-in-law finally praised me# Laotie smiled# made a good play every day# photosynthesis pl
00:34
ጨወታ ሓዱሽ መደብ አያ ጆኬር ዘራብሩኽን ዳኒኤልን ተፋጢጦም
Рет қаралды 70,173
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 24 М.
AYA JOKER TUBE
Күн бұрын
Пікірлер: 417
@eyerusalemtigray4164
Жыл бұрын
መርሃዊተይ ንምታይ ኢኻ ጠፊኢኻ ካፍቱይ ድራማታት 😢😢😢በጃኻ ፅቡቕ ሙሉእ ፊልሚ ስረሐልና ጀግኑ እባ ተጋሩየይ ኣጆኹም❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰
@TEWAHDO_TEWAHDO
Жыл бұрын
ይሰርሕ አሎ ሕጂ ክልቀቅ እዩ
@MrimAa
Жыл бұрын
😊😮😊😊😊😊😮😊😮ኧኧኧ. 😮😊😮😊😮😅😮😅😊😮😅😅 20:36 20:3 20:36 20:37 😅😅😅😅ጠጠጠጠጠ😊😅😅6 😊😊ጠ 😅😊😊😊😊 😊😅😮😮😮😮
@arielasgedom3242
Жыл бұрын
I agree with you
@AluFkr
Жыл бұрын
ሳሓቁለይ ተጋሩዋይ ዝገርም ጭዋታ ሳሓቅ ቃቲልኩምና❤❤❤❤ ዳኒተይ ታዓዋተይ ክፈትወካ❤❤❤❤
@ሃዉልቲጓልትግራይ
Жыл бұрын
ተጋሩዋይ ደስ ዝብል ጭዋታ ነይሩ ቀፁሉሉ ብጥዕሚ እየ ዝፈትወኩም🥰🥰🥰🥰🥰
@ማርያመይኣዶፍቅሪ
Жыл бұрын
ኣሰይይይ ተጋሩዋኒ ጽሩያት እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ስሓቅኩም የብዝሓዮ መምህር መርሃዊ ተዋሳኢ እንዳ ትሐሸ እንኳዕ ናብዚ ኣብቀዕካ ልዑል ፈጣሪ🙏❤❤❤❤❤❤❤❤
@tigraywinbkalsi.3574
Жыл бұрын
❤ፅቡቕ ጁማሮ እዩ ቀፅሉሉ :: ሽም እቲ መዛናግዒ መደብ" ፀወታ "ወይ ድማ" ንፃወት' ብዝብል ብቛንቋ ትግራይ ንጠቐመሉ ይብል የቐንየለይ::❤
@Rozacanel
Жыл бұрын
ተጋሩዋይ ፁሩያት እንኳዕ ላብዚ ኣብፀሐና😔🥰🥰🥰🥰🥰
@galaxygalaxy2879
Жыл бұрын
መምህር መርሃዊ ንምንታይ ካብ እንዳ ትሕሽ ጠፊእካ በጃኻ ተመለሰና 🙏🙏💞❤️
@YdhshsjYshahai-gq1vj
Жыл бұрын
ቡርኽ ሰንበት ይግበረልኩም ተጋሩዋኒ 👏❤ ሓየተይ ንቦኻ ሲዒርካዮም 😂😂
@AyaJoker
Жыл бұрын
🙏🙏🙏❤❤❤❤❤ኩሉኹም
@bini4496
Жыл бұрын
ኩሉ ነገር ደስ በሃሊ እዩ ደቂ ሓላል መሬት ኩሉ ግዜ ሰሓቁልና ሰላም ህዝብና የብዛሓዮ🙏🙏🙏 ግና ሓደ ሓደ ኪስተካከል ዘለዎ ነገራት ኣለው። 1ይ ድምጽ ይጋዋሕ ኣሎ ተተካእሉ ክስተካከል ኣለዎ ይብል 2ይ ጨዋታ ዝብል ቃል ብትግርኛ ትርጉም የብሉን ፀወታ ብዝብል ተዝዕረ ይብል ደፊረኩም ግና ይቅሬታ ደቂ ዓደይ😍
@maron278
Жыл бұрын
ብጣዕሚ ዘድንቆም ተዋሳእቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ ሙቁራተይ ❤❤❤❤❤❤
@RutaTube01
Жыл бұрын
አሰይ ከመይ ደኩም መቅሳናት ሳሓቅሉና ተጋሩዋይ አይዞኩም በርትዑ❤❤❤❤❤
@danielhailemariam5971
Жыл бұрын
ጨዋታ...ኣምሓርኛ እዩ። ጸወታ እዩ ዝበሃል ብትግርኛን ግዕዝን።
@ሰላምኪይመለስትግራይ-ነ1ዀ
Жыл бұрын
ደስ ዝብል መደብ አሕዋተይ❤🌿💊 ሪኢቶ ጨዋታ✖ ፀወታ✔
@endateww6889
Жыл бұрын
ካሁን ቡሀላ እግዳወችህ ስማቸውን እና ስራቸውን ራሳቸው እዲገልፁ እድል ይስጣቸው ምክናቱን ስው እኛ የማናውቀው ድብቅ ችሎታ ሊኖራቸው ስለሚችል
@rxjv4845
Жыл бұрын
ተጋሩዋይ ኩሉ ጊዘ ሳሓቁለይ ንህዝብናን ንዓድናን እውን ምሉእ ስላም ይግበረልና ።ዳኒይ እውን እንካዕ ደስ በለካ እና ብጣዕሚይ ፅቡቅ ፅዋታ እዩ ቀፅልሉ ምቁራተይ
@galtigray5257
Жыл бұрын
ብጣዕሚ ዘድንቆም ተዋሳእቲ ❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣረ ተጋሩዋይ
@ጓልሃገረትግራይ-ሰ1ጐ
Жыл бұрын
አሰይይ ተመስገን ፈጣሪ መርሃዊ ስለ ዝረአኩዎ አነስ ክፈትዎ ብሓቂ እንካዕድሓን መፃእካ መርሃዊየ ኩሉም ሰላምኩም ይብዛሕ❤❤❤❤❤❤
@nevergiveuptigray7719
Жыл бұрын
ልመላአ ህዝቢ ትግራይ አብ መኸራን ፀበባን ዘሎ ሙሉእ ሳሓቅን ሓጎስን ይግበረሉ🙏❤❤❤
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
Жыл бұрын
ኣሜን ንዘልኣለም(3)
@Tglove--
Жыл бұрын
እሞሲ I love መርሃዊዋይ ክፈታወካ ማዓት እየ miss you ካዓ ክሎኩም 💝
@zelasiekidani7021
Жыл бұрын
ብጣዕሚ ዘድንቆም ተዋሳእቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ ሙቁራተይ💛💛💛❤❤❤💛💛💛❤❤❤💛💛💛❤❤💊💊💊😘😘😘😘😘😘
@Merimarr-w9k
Жыл бұрын
ድምፂ ግን ይጋዋሕ ኣሎ ኣብ ቀፃሊ ኣስተኻኽሉ ብዝተረፈ 100%❤❤❤❤
@Tigray122
Жыл бұрын
ስላም ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ኩቡራት ጀጋኑና 💎❤️💛🙏🏼🙏🏼🙏🏼ሰላምኩም ይብዛሕ🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@محمدمحمد-د6ع1ط
Жыл бұрын
ብጣሚ ዘድንቆም ተዋሳእቲ ዕድመንጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ
@2Corinthians.10-17
Жыл бұрын
ተጋሩዋይ ምቁራት እናሰሓቕኩም ንበሩ🥰❤💛
@ትግራይእዩደመይTDF
Жыл бұрын
Amen
@ምሕረትንጉሰጓል
Жыл бұрын
መራሃዊየ ❤❤❤💋💋💋ዝፍትዋካ 💊❤
@lixmony2719
Жыл бұрын
ጀጋኑ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ኩቡራተይ 🙏🙏🙏
@ትግራይእዩደመይTDF
Жыл бұрын
እግዚአብሔር ስሓቅኩም ንዘላኣለም ይግበሮ ኣያ ዘብራኣብርክ ድማ እንኳዕ ብርሃን ራኣኩም
@rhgkgduuy1475
Жыл бұрын
❤❤❤❤
@berhaneyemane5609
Жыл бұрын
ብጣዕሚ መዘናግዒ መደብ እዩ ብወገነይ ፈትየዮ ኣለኹ። ግን ካብ "ጨዋታ" ትብሉ "ፀወታ ኢልኩም ከመዐረኹማ እሞ ትግሪኛ ምዃና እውን ብኣጋ ክንፈልጣ
@atsedesarah4484
Жыл бұрын
መምህር መርሃዊ ዝፈተወካ እፍፍፍፍፍ ናፊቕናካ ናበይ ጠፊኢኻ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tgakterentertainment3855
Жыл бұрын
ተዕወት ሓየተይ ❤
@ወረደምህረት
Жыл бұрын
ጽቡቕ ፕሮጉራም በርትዑ ግን ሓደ መእረምታ ክንህብ (ጨዎታ)ዝብል ቃል ትግርና ኣኮን በጃኹም ቃላት ትግርና ብኣምሓርኛ ይወሓጥ ኣሎ (ጸወታ)እዩ ዝበሃል
@ashuteklezgi5564
Жыл бұрын
እንጀራ ዓለም ብላዕ እንታይ ኢና ንገብሮ ቋንቆኦም ዘይፈቱ ትውልዲ እንዳተፈጠረ።ናይ ኣምሓርኛ ቃል ሒዝካ ናብ ሚድያ ይውፃእ።
@merigalmarye7051
Жыл бұрын
@ወረደ ምህረት ሰብ,ክራይብ ግበረለይ መኣረይ
@mulumulu3028
Жыл бұрын
ብ ትግርኛ ፀወታ ይበሃል
@merigalmarye7051
Жыл бұрын
@mumu mulu ሰብ,ክራይብ ግበረለይ መኣረይ
@سليمه-ص3ذ
6 ай бұрын
እቲ ፀወታ ፅቡቅ እዩ ቀፅሉሉ ፡ደቂ ኣንእስትዮ ደማ ዘሳትፍ ክኸውን ኣለወ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@sisobana6212
Жыл бұрын
አያ ዘርአብሩክ ፅብቅ አለኹም
@tesgategrewyti6347
Жыл бұрын
ተጋርዋይ ደስ ባሃልቲኢ ዓዲ ብል መፃና ብሓደ ንጫወት
@hintsagmeskel3907
Жыл бұрын
መዘናጊዒኩም ደስ እዩ ዝብል ግና ካብ አምሐርኛ ብምንታይ ትፍለ አምሐሩ ጨዋታ ይብሉ እስካትኩምለ ጨዋታ ትግርኛና ፅዋታ እዩ ዝበሃል እግረመገድና ትግርኛናለስ እናስተካከልና እንተን ከይድ ሐበሬታ እያ🙏
@ssafua8682
Жыл бұрын
አስሒቁምኒ ብጣእሚ አይትሰአኑ ቀጽልሉ ተጋሩዋይ❤❤❤❤
@popopepo3069
Жыл бұрын
ተጋርዋኒ ከምዚ ላሳሓቅኹም ክሪአኩም ከለኹስ ደስ እዩ ዝበለኒ እና ኹሉ ግዜ ሳሓቁለይ 💋💕😍
@ጋልውቅሮሃገረትግራይ
Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤ተጋሩዋይ ክፉኡ ኣይንከአለይ ብጣዓሚ ዝፈትወኩም ❤❤❤❤😂😂😂😂😂
@አስሊጓልትግራይ
Жыл бұрын
ፈጣሪ ሙሉእ ሰላምና መልሱ ዘላአለም ትግራይና እናታሓጎሰት ትንበር ፈጣሪ ካብ ኩፉእ ኩሉ ያሓልወና ተጋሩዋኒ😍😍😍😍😍😍
@almi.daymendwa
Жыл бұрын
እንኳዕ ድሓን መፃእኩም ኣሕዋተይ ደስ ዝብል ፀዋታ እዩ እታ ጨዋታ ትብል ቃል ግን ኣምሓርኛ እያ ይመስለኒ ተክኢልኩም ኣርምዋ
@merigalmarye7051
Жыл бұрын
ተጋሩዋይ ሰላም ኩም ይብዛሕ❤🎉
@weianejgna1947
Жыл бұрын
እሰይ እንቋዕ ናብዙይ አብጸሔኩም ናብ ሰሐቅን ጸወታን "ፀወታ"
@selmmohammad-bi3mt
Жыл бұрын
ተጋሩዋይ 🫶❤❤🏖️
@user-ck7cm2nj3j
Жыл бұрын
Btaemi eye zfetwekun deki adey
@lilitylility4864
Жыл бұрын
ዓዲናንን ህዝቢናንን.ስላም ስላም ይጊበረሊና❤❤❤💛💛💛✊
@tesfitberhane8246
Жыл бұрын
ፁቡቅ ኢዩ ቀፅልዎ ጨወታ ዝብል ግን ፀወታ ግበርዎ
@FkriAemlakeysAelewoHelefa
Жыл бұрын
ዳኒ ናይ ወታደር ክክደን ከሎ ዕጥቁ ከጥዕመሉ በስመኣብ ፅሩያት ደቂ ዓደይ
@akezaberhe6216
Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም ጀጋኑና ብጣዕሚ ዝፈትወኩም
@venusa-12
Жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ ኣስሒቅኩምና 💛❤️💛❤️💛❤️
@ሚካኤልዋሓሰይ
Жыл бұрын
ፀወታ ይባሃለልና
@hiwethiwi1787
Жыл бұрын
ተጋሩዋይሰላምኩምይብዛሕ❤❤❤❤
@mkkm60
Жыл бұрын
እንኳዕ ናብዚ ኣብቀዐኩም ተጋሩዋኒ
@mulumulu3028
Жыл бұрын
ጨወታ ግን ትርጉሙ ብ አምሐርኛ ኢዩ ። እሞ ብትግርኛ እንተትገብርዎ ጽቡቕ ነይሩ አሕዋተይ ምስ ይቕረታ 🙏💝
@askualaregawi2963
Жыл бұрын
ብትግርኛኸ ጸዋታ ድያ ትኾን ንኣፍልጦ እየ
@fnankidane-tm7yi
Жыл бұрын
@@askualaregawi2963ewe
@fgchffhfh9256
Жыл бұрын
@@askualaregawi2963 ፅወታ
@freweynigebremeskel7745
Жыл бұрын
😂😂😂ቀፅልሉ ጀጋኑና ተጋሩዋይ ሕወሩ ስመሩልና 💛❤️🙏
@yagiikw83
Жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ጨወታ እዩ.........እሞ መፂና ክንጫወት ሲ አድራሻኩም አበይ ትርከቡ
@ራኬቭ-ፐ6ነ
Жыл бұрын
ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ኻብ ድያስፖራ ሓፍትኩም አየ ኣነ ሕጂ ናብ ስደት ኻብ ዝወጽአ 6ተ ዓመት ጌረ ኣለኹ ሕጅስ ኣትየ ናብ ትግራይ ዓደይ ድራማ ወይ ካኣ ተዋስኦ ክጅምር ደልየ ብቅዓት ድማ ኣለኒ ኢለ አየ ዝኣምን ብዓብይኡ ድማ ንስኹም ትመዝኑኒ ሕጅስ ፍቁድ ድዩ ብኸመይ ክጽምበር ይኽአል ናብ ተዋሳአቲ ግድን መልሱለይ 💛💊thank you ሰላምኩም ይብዛሕ ተጋሩዋይ ❤️
@Selam33-ws7jg
Жыл бұрын
Selam kum ybzah anashakkum yenbrkum fetari 🥰🥰🥰👏
@gjcg6332
Жыл бұрын
ዋው ደስ ዝብል ፀወታ በርትዑ ተጋርዋይ♥️
@ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ
Жыл бұрын
ኣሰይይይ ተጋሩዋኒ እግዚአብሔር ኣምላክ ሙሉእ ሳሓቅ ይግበረልና ኣያ ዘርኣብሩክ ለካ ኣብ ገዛኩም ናጠማዕኩም እምበር ዋና ኢኩም ክትበልዑ 😁ሕቶ ኣለኒ መርሃዊ ካብ ፊልም ምጥፊኢካ ምክንያት ክተረደአና ትክእልዶ እዚ ኩሉ ኣድናቂ ሒዝካስ ክትጠፍእ ካመይ ደስ ይብለካ ማለት እዩ 🤔
@frfr-dm5rw
Жыл бұрын
❤❤❤❤❤ቀፅሉ እስከ
@SAMSAM-vj7lh
Жыл бұрын
betaimey zefetewem tewasaitey ❤️🧡❤️🧡nasahikom nebero jeganena
@ኪዳነምህረት-ኣደይ16
Жыл бұрын
ደስ ባሃሊ እንድዩ ግን ቱድምፂ ብጣዕሚ እዩ ዝጋዋሕ ዘሎ ይመስለኒ እቲ ክላስ ነፃ ስለ ዝኾነ እዩ እና ብዝተኽኣለ መጠን ኣሰተኻኺልኩም ምፅኡና ብዝተረፈ ቀፅልሉ
@wedimisgna4638
Жыл бұрын
ፅቡቕ ናይ ፀወታ ግዜ መራሒ መደብ ኣብ ኣጠቓቕማ ትግርኛ ምዕሩይ ቓላት ተጠቐም ፀወታ እምበር ጨወታ ኣይበሃልን ቐፅሉሉ።
@hiwetkidane4266
Жыл бұрын
ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም ብሉፃተይ🥰
@GgGg-c3t5k
Жыл бұрын
Aseyyyyy jeganuna nasahakkum nberu ❤❤
@DesalegnGebremedhin-pv7zn
Жыл бұрын
ደስ ዘብል ሕብረት ክእለት ንተጋሩ ዘድልየና እዩ
@letebrhanabreha1093
Жыл бұрын
❤❤❤❤❤እንካዕ ላብዚ አብፅሐኩም
@gghhh7965
Жыл бұрын
ይሞችኹም እዞም ናትና ደስ ዝብል ጨዋታ እዩ💚❤😘
@ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ
Жыл бұрын
ብጣዕሚ ፅብቅ እዩ ቀፅልዎ እኩም ቅዱስ እግዚአብሔር ሳሓቅና ይመልስና🙏💗
@ruthhaile7030
Жыл бұрын
Welcome back Tegaruwai❤
@azimerakahasi7286
Жыл бұрын
መራሃዉ ንምንታይ ጠፉእኻ ብዝኾነ ይሞችይኸለም ተጋሩዋይ 🎉🎉🎉
@abiabi-vl6qz
Жыл бұрын
ቀፅልሉ ብሉፃተይይ❤️💛🎆🐅❤❤❤
@mikiweditesfaliyagalhafto-326
Жыл бұрын
ዋይ መርሃዊ ማርያምን ኣነስ ኩሉ ግዜ ሕቶ ይኾነኒ ናበይ ከይዱ ይብል ነይረ
@Meberiht
Жыл бұрын
ስሓቅለይ ደቅ ትግረይ ዋ ❤❤❤❤❤❤❤❤
@mulushefarawe3880
Жыл бұрын
ፅብቅ መዘናግዒ ነይሩ ቀፅልሉ❤💛
@almazweldemariam2459
Жыл бұрын
Wawww des b hali ezom ahwatey ❤❤❤❤❤
@emmaq1588
Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፀእኩሞ ፅቡቅ ጅማሮ ቀፅልሉ
@ashuteklezgi5564
Жыл бұрын
ብኸመይ እዩ ፅቡቅ ጅማሮ ትብልዎ ዘለኹም?ጨወታ ዝባሃል ትግርኛ ቃል የብልናን።ስለዚ ክእረሙ እዩ ዝግባ
@merigalmarye7051
Жыл бұрын
@ኣጀኪ ትግራይ ሰብ,ክራይብ ግበረለይ መኣረይ
@emmaq1588
Жыл бұрын
@@ashuteklezgi5564 ኩሉ ኣብ መጀመርያ ይጋገ እዩ ከስተካክሉ ኣለወም ጨወታ አይኩነን ዝብሃል ፀወታ እዩ ዝብሃል
@emmaq1588
Жыл бұрын
@@merigalmarye7051 እሺ
@merigalmarye7051
Жыл бұрын
@@emmaq1588 🙏😍
@ጓልወያናይሻለቃመኮነን
Жыл бұрын
መምህር ስለ ልአኩካ ደስስስ ኢሉኒ🎉
@__-wj7zq
Жыл бұрын
_ተጋሩዋይ ጽሩያት ናስሓቅኩም ንበሩ🥰🥰_
@Tigrayadey123
Жыл бұрын
Des tiblu ❤❤❤❤❤❤❤❤
@ሰላምንኹሉወዲሰብ
Жыл бұрын
ዳኒ❤
@ddff1794
Жыл бұрын
ተጋርዋይ ጽሩያት 🥰🥰🥰🥰🥰
@muluokabuy5006
Жыл бұрын
ጽቡቅ ኢድዩ ዞም የሕዋተይ ግን ብትግርኛ ጸወታ ኢዩ ዝባሃል ቀጨወታ ብ ኣርሓምኛ ኢዩ
@MereAsire-ug2nj
Жыл бұрын
እንኳዓ ብዳሓን መፃኩም ተጋሩዋይ🥰🥰🥰
@እግዚኣብሄርኣምላክይመስገ
Жыл бұрын
እሰይ ደስ ባሃሎ ስሓቁክም ይብዛሕ 💕❤💕💕💕💕💕❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ዛፉገበረሂወት
Жыл бұрын
ይበል ተጋሩዋይ ❤❤❤
@edon7537
Жыл бұрын
ሰማሃል ሸኮር ድምፂክ ሰማዓዩ ሱሕቁ ደሰሰሰ ክብል አጀኩሙ ቀፅለሎ ናይ ክልኡ መደብ እና ናረኡና ነዉዐል ኔይ ባዓልና ክነዓብ አና ነደል ከይትቆሩፅኸ 🙄💋💛❤️💛❤️💛❤️👈
@mashoHaftemele
Жыл бұрын
ካብቶሞ ዝፎትዎሞ ዳኒ ፍቅር❤❤
@jge7tye640
Жыл бұрын
ሳሓቕኩም ይብዘሐልና ተጋሩዋይ ማዓረይ❤❤❤❤❤🙏
@drtt2855
Жыл бұрын
ሳሓቁኩምይብዛሕ ተጋሩዋ❤❤
@shewetabrah8475
Жыл бұрын
ምቅራት 💝💝💝
@ህልናጓልተዋህዶዘትግራይ
Жыл бұрын
ሳሓቁልናስቲ ተጋሩዋኒ ሙቁራተይይይ❤❤❤❤
@ኣዙጋልሽረ
Жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ተጋሩዋን❤❤❤❤
@rahewmiks4143
Жыл бұрын
ተጋሩዋኒጀግኑ❤❤❤❤❤
@mebrihithaftu9787
Жыл бұрын
😂😂😂😂😂gn merhawiway nafiknaka beyzaka naa wa don't touch me❤️❤️😂😂
@eyerusalemtigray4164
Жыл бұрын
ዳንየይ ወዲ ጀጋኑ ኩልኹም ዝሓቂ ብሉፃት ጀጋኑ ተጋሩና ❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰
@liyaweldeslasse8751
Жыл бұрын
ኣቦን ወድን ጽቡቕ ጅማሮ በርትዑ❤❤❤
@majoriwediaema
Жыл бұрын
Des zbl dani adnaqi eye
38:05
ገሬ እሙን ንወደይ ዳይፐር መግዝኢ
AYA JOKER TUBE
Рет қаралды 67 М.
29:02
ዓዉቼ ዘይኑን ኣማንን ካብ ናይ ዱባይ ኮንሰርት ኣሰናኪልዎም @Awuchetube
ዓውቼ
Рет қаралды 36 М.
00:33
Smart Sigma Kid #funny #sigma
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 37 МЛН
00:11
The Best Band 😅 #toshleh #viralshort
Toshleh
Рет қаралды 20 МЛН
00:12
Quando A Diferença De Altura É Muito Grande 😲😂
Mari Maria
Рет қаралды 38 МЛН
00:34
My daughter-in-law finally praised me# Laotie smiled# made a good play every day# photosynthesis pl
Fengjie Family Joke
Рет қаралды 10 МЛН
33:22
ኣብርሃም ወዲ ዘራብሩኽ ምስ ዕልል እዩምበይ
AYA JOKER TUBE
Рет қаралды 31 М.
19:56
ስነ-ጥበባውያን ነቦታት ምስማዕ ኣብዮም፡
MEBRED MEDIA
Рет қаралды 100 М.
15:03
ኣዱ ዓቢዱ ሕነይ ፈድየ ልገርም Prank
Yobez tube
Рет қаралды 6 М.
11:02
ውሕልና ፅጌ ለምለም ዓይነይ ሕብሽቲ ኣሰራርሓ gere emun
Mashona Media
Рет қаралды 38 М.
30:00
Maggy Show -ዩቱብ ኣብ ውሽጢ 1 ዓመት ከመይ ጌሩ ንህይወተይ ቀይርዎ።
Rara Media - ራራ ሚድያ
Рет қаралды 36 М.
36:07
ብናይ ራያ ላህጃ ዝተወዳደረት ብልፅቲ ተዋሳኢት ንደያኑ ገሬ እሙን ዘሐጎሰ ውድድር ተዋስኦ መኣዲ 13 ሰሙን
Meadi Media
Рет қаралды 32 М.
20:46
"ዜማ ያሬድ ከ ግማሽ ሚሊዮን ብር በላይ የሚያወጣ ሽልማት ተሸለመች'' ክፍል - 118 | @comedianeshetu | #rophnan #zemayared #ዜማያሬድ
Donkey Tube
Рет қаралды 2,9 МЛН
5:22
ወይ ዘራብሩኽ ለካ ገና ለይነገሩና ብዙሕ ነገር አሎ እዩ🤭
Aya Zerabruk Entertainment
Рет қаралды 76 М.
3:27
ኣያ ዘርኣብሩኽ ተኸሲሶም 🤣 ኣያ ጆኬር ጠበቓ ሰሓቕ ወዲኦምና Tigrigna comedy
relax show
Рет қаралды 12 М.
42:34
ኣያ ተኸስተ ዝገርም ንሕንሕ
AYA JOKER TUBE
Рет қаралды 33 М.
00:33
Smart Sigma Kid #funny #sigma
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 37 МЛН