Aykewninyu - Kiros Asfaha (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020

  Рет қаралды 512,014

Kiros Asfaha

Kiros Asfaha

Күн бұрын

Пікірлер: 81
@lov3888
@lov3888 2 жыл бұрын
ኣይርእይ ኣይሰምዕ ሄለን ከለር እየ ንዓኪ ኪሮሰይ እኮ ግጥሚ ዝክእለካ የለን።
@mussietn1966
@mussietn1966 4 жыл бұрын
"ብዘይ ሕልና ትነብር ደጊኣ ጽብቕቲ ኣብ ውሽጣ'ዕጽምቲ ልቕልቕቲ መቕብር" *ግጥሚ* 🔥
@biniam9650
@biniam9650 10 ай бұрын
King is king Kiros Number one 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@ariamemun9576
@ariamemun9576 2 жыл бұрын
ሰላም ከያ ክሮስ ኣስፈሃ የቀነልና ጥዕምቲ ናይ ትግርኛ ደርፊ 🖤❤️✅✅
@yohanahagos5000
@yohanahagos5000 4 жыл бұрын
Kirosey Ma 👑❤️💎 Nice Music 🎵 I love it’
@mussietn1966
@mussietn1966 4 жыл бұрын
የውሂነይ ❤
@Knrakebena
@Knrakebena 9 ай бұрын
Kirosey eko🤍🤍🤍
@EmaweGerie7047
@EmaweGerie7047 Ай бұрын
King kiros asfaha ❤
@henokmichael4011
@henokmichael4011 Жыл бұрын
Kiros Asfaha Asili Edmen tenan yhabka Fetari
@negasigrmay9082
@negasigrmay9082 3 ай бұрын
Kiros my légende 🔥❤️
@Habenasgedom757
@Habenasgedom757 Жыл бұрын
ኪሮሳ ናይ ቁልዕነትና ዘዕበየና ደርፊ ቀደም ኪሮሳ ጥዑም ድሃይ ❤❤❤🎉🎉🎉
@amaama4391
@amaama4391 Жыл бұрын
2023 ክሳብ ሕጂ ሰሚዑ ዘይ ጸግባ ከምዚ ከማይ ኣሎ ዶ ?
@WeghiuKing
@WeghiuKing 9 ай бұрын
ኣነ ኣለኩ
@ZFANMEKONEN
@ZFANMEKONEN 4 ай бұрын
አነ ውን
@ቀንዴልሓርነት-ጘ7መ
@ቀንዴልሓርነት-ጘ7መ 3 жыл бұрын
Ma fav music
@mdmm1443
@mdmm1443 2 жыл бұрын
Kiyatey ye lbe ngus nbereley eske jegnaye wudue artist eika leay👌😘😘😘😘😘
@yiulsimon4207
@yiulsimon4207 2 жыл бұрын
kiroseyyyyy king of king
@ነብስላዶ
@ነብስላዶ 2 жыл бұрын
Kirosey jigna kab mejemriA ksab mewedata ab gonka aleku, natka hmak kxawer aydelin eye
@angosomyigzaw6062
@angosomyigzaw6062 3 жыл бұрын
ጎብለለይ ንጉስ ጥበብ ኪሮስ ኣባዳህሪ🌟🇪🇷👍
@mussietn1966
@mussietn1966 10 ай бұрын
0:23 መን ኣቢልኪ ደኣ ጓለይ ድላይኪ ትመርጺ ኣብ ደስ ዝበለኪ ትኸዲ ኣብ ደስ ዝበለኪ ትመጺ.... ሕጊ ኣሎዎ'ኮ ንፍቕሪ እምነት'ዩ ዝደሊ..... ኣብ ዝሓገኺ ሓጊኺስ ናፊቐካ ድማ ትብሊ ሕፈሪ'ስከ ፡ኣይትድገምዮ በጃኺ ኣይርእይ ኣይሰምዕ ሄለን ከለር'የ ንዓኺ 🔥🤝
@wedierialkubel2140
@wedierialkubel2140 3 жыл бұрын
King 💘
@frezgiyemane8903
@frezgiyemane8903 2 жыл бұрын
King of King Eritrean music 2030
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem Жыл бұрын
መን ኣቢልኪ ዳኣ ጓለይ ድላይኪ ትመርጺ ኣብ ደስ ዝበለኪ ትኸዲ ኣብ ደስ ዝበለኪ ትመጺ ሕጊ ኣለዎ'ኮ ንፍቕሪ እምነትዩ ዝደሊ ኣብ ዝሓገኺ ሓጊኽስ ናፉቐካ ድማ ትብሊ ሕፈሪ እስከ ኣይትድገምዮ በጃኺ ኣይርኢ ኣይሰምዕ ሄለን ከለር'የ ንዓኺ እሞኸ ኢደይ ፈድዩኒ ኣመለይ እሞኸ ተጋግየ ኣይትሓዘለይ እሞኸ ሕልፍ ይብለልኪ ምንባረይ እሞኸ ተፈሊጥኪ እምባኣረይ እሞኸ ከምዚ ከማኺ ጽብቕቲ እሞኸ ክስእን ዶ ትግምቲ ኣቲ ማዓረይ ተሓቚፍኪ ሓጊኺ ንዓ ትብልኒ ናይ ብልብኺ ዲኺ ኣቲ ጽብቕቲ ምስ ድላይኪ ሓጊኺ ዝምለሰክስ ጋል ዓይኒ ማዓር ዲኺ መንሞ መን ትመስለኪ ንዓኺ ታዓዲሉኪ ውሕልና መንሞ መን ትመስለኪ ንዓኺ ኢደ ሰለሙን ቑመና መንሞ መን ትመስለኪ ንዓኺ ብጽርየት በከዳድና ግና'ኸ ብዘይ ሕልና ትነብር ደጊኣ ጽብቕቲ ኣብ ውሽጣ የዕጽምቲ ኢኺ'ስኺ ልቕልቕቲ መቓብር መን ኣቢልኪ ዳኣ ጓለይ ድላይኪ ትመርጺ ኣብ ደስ ዝበለኪ ትኸዲ ኣብ ደስ ዝበለኪ ትመጺ ሕጊ ኣለዎ'ኮ ንፍቕሪ እምነትዩ ዝደሊ ኣብ ዝሓገኺ ሓጊኽስ ናፉቐካ ድማ ትብሊ ሕፈሪ'ስከ ኣይትድገምዮ በጃኺ ኣይርኢ ኣይሰምዕ ሄለን ከለር'የ ንዓኺ እሞኸ ኢደይ ፈድዩኒ ኣመለይ እሞኸ ተጋግየ ኣይትሓዘለይ እሞኸ ሕልፍ ይብለልኪ ምንባረይ እሞኸ ተፈሊጥኪ እምባኣረይ እሞኸ ከምዚ ከማኺ ጽቭቕቲ እሞኸ ክስእን'ዶ ትግምቲ ኣቲ ማዓረይ ታሓቚፍኪ ሓጊኺ ንዓ ትብልኒ ናይ ብልብኺ ዲኺ ኣቲ ጽብቕቲ ምስ ድላይኪ ሓጊኺ ዝምለሰክስ ጋል ዓይኒ ማዓር ዲኺ መንሞ መን ትመስለኪ ንዓኺ ታዓዲልኪ ውሕልና መንሞ መን ትመስለኪ ንዓኺ ኢደ ሰለሙን ቑመና መንሞ መን ትመስለኪ ንዓኺ ብጽርየት በከዳድና ግና ኸ ብዘይ ሕልና ትነብር ደጊ ኣ ጽብቕቲ ኣብ ውሽጣ ይዕጽምቲ ኢኺ'ስኺ ልቕልቕቲ መቓብር ነጊርኪ እምባኣር ከምዝናፈቕ ከምዝፍቶ ኣፍሊጥኪ እምባኣር ከምዝፍቀር ከምዝፍቶ ፍቕሪ ጅግና ዳሓን ይእቶ ፍቕሪ ኣምበሳ ዳሓን ይእቶ ኣቲ ደፋር ሕቶ ኣቕሪብኪ ናብ ናይ ቀደም ቦታኺ ክትምለሲ ክትምለሲ ክትምለሲ ኣይትሓዝለይ ፍቓደኛ ኣይኮንኩን ንዓኺ ከሳሲ ኖኖ ኣይከውን'ዩ ኖኖ ኣይከውን'ዩ እምቢ እምቢ ኣይከውን'ዩ እምቢ እምቢ ኣይከውን'ዩ ነጊርኪ እምባኣር ከምዝናፈቕ ከምዝፍቶ ኣፍሊጥኪ እምባኣር ከምዝፍቀር ከምዝፍቶ ፍቕሪ ጅግና ዳሓን ይእቶ ፍቕሪ ኣምበሳ ዳሓን ይእቶ ኣቲ ደፋር ሕቶ ኣቕሪብኪ ናብ ናይ ቀደም ቦታኺ ክትምለሲ ክትምለሲ ክትምለሲ ኣይትሓዝለይ ፍቓደኛ ኣይኮንኩን ንዓኺ ከሳሲ ኖኖ ኣይከውን'ዩ ኖኖ ኣይከውን'ዩ እምቢ እምቢ ኣይከውን'ዩ እምቢ እምቢ ኣይከውን'ዩ ኖኖ ኣይከውን'ዩ ኖኖ ኣይከውን'ዩ እምቢ እምቢ ኣይከውን'ዩ እምቢ እምቢ ኣይከውን'ዩ ኖኖ ኖኖ እምቢ እምቢ እምቢ እምቢ ኖኖ ኣይከውን'ዩ ኖኖ ኣይከውን'ዩ እምቢ እምቢ ኣይከውን'ዩ እምቢ እምቢ ኣይከውን'ዩ
@dungadunga-f1z
@dungadunga-f1z 5 ай бұрын
ኣብደስ ዝበልኪ ትመጺ ኣብደስ ዝብለክ ትኽዲ❤❤❤❤❤
@yewaeyob6765
@yewaeyob6765 4 жыл бұрын
Kiros shkorrrrrrr😢😓🥰🥰🙏🙏🙏
@asmiyelove5759
@asmiyelove5759 Жыл бұрын
Kirosey Abo Haqi ❤
@mnbmnn6388
@mnbmnn6388 2 жыл бұрын
Kiros nay mebar tregum eka
@mosshaile1583
@mosshaile1583 Жыл бұрын
ኣብ ስደት ወጽዩ ምንባር ኣይድገምን'ዩ ኢሉ ምስ ደረፈ ደርፊ ክገድፎ ነይርዎ ትብሉ ❤❤❤ ኣብዚኣ ላይክ ግበሩ
@Natnaelgebrhiwet
@Natnaelgebrhiwet Жыл бұрын
Ahhh mza derfi tzekro aleni kseb hji eye,zeymenwa 7 kfli edatemharku nfelema gzie afqre niere semia eye zmnaw muluemalti ysema niere hades eya niera kikeyyyy nbereley
@WediMera-w7m
@WediMera-w7m 2 ай бұрын
Qes ilka ebe😂😮
@T.Michael-e1k
@T.Michael-e1k 3 жыл бұрын
ኪሮስ ብዓል ካዕቦ ሕልና ንበረልና
@Mayawi_1
@Mayawi_1 3 жыл бұрын
Kiros asli 👑
@abrihagebrgewregs6952
@abrihagebrgewregs6952 Жыл бұрын
🎉🎉🎉🎉
@SenaitTadess-kb3ee
@SenaitTadess-kb3ee Жыл бұрын
Kirosey king ❤❤❤❤❤❤❤❤of king ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@hanimulue4525
@hanimulue4525 9 ай бұрын
Kiroseyyyy 👑👑👑👑👑👑👑👑
@fanusmusie2627
@fanusmusie2627 2 жыл бұрын
Wawwwwwwww kiros jgna
@dragonblakawatra632
@dragonblakawatra632 3 жыл бұрын
Ayri aysemi Helen Keller ete nraki 👌
@samuelyeabyo6075
@samuelyeabyo6075 2 жыл бұрын
Yebal getmi kiros kedeam entey emo hji kale koynka kiros adgi
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem Жыл бұрын
ኣታ ወዲ ሩኹስ
@NahomTeklay-d6m
@NahomTeklay-d6m Жыл бұрын
Kiros ❤❤❤❤❤❤
@habtomhaile6016
@habtomhaile6016 Жыл бұрын
King kirsey ❤❤❤
@michaelangosom8062
@michaelangosom8062 Жыл бұрын
Kiros 🤴 music 🎶
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem Жыл бұрын
💙💙💙💙💙
@WeghiuKing
@WeghiuKing 9 ай бұрын
ኪሮሰይ ኣርማ መለይ ንጉስ ጥበቢ❤
@ሂወትሓጻርያ
@ሂወትሓጻርያ 3 жыл бұрын
ኣሓ ኪሮስ ጅግና እንታይ ዩ ዝክውን ዞሎ እዚ ህዝቢ ካብ ሓቂ ይሃድም ኣሎ እዚ ዝመስል ድትፊ ፎ ሸለል ኢልካ ይሕልፍ
@harenakesete3628
@harenakesete3628 2 жыл бұрын
🥰🥰🥰🥰💕💕💕💕💕💕kirosey
@ML-vw3hi
@ML-vw3hi 3 жыл бұрын
Wow
@wazemafkri9199
@wazemafkri9199 2 жыл бұрын
ሰሚዔ ዘይ መንዋ ኣብ ሂወተይ ዘይሃስስ ለውጥን ዝክርን ዘልዋ"((( ናብራ🔗♥️🦁🏆👌🕊👈"")ኪሮሰይይይ ኣብ ውጽዕ ህዝቢ ስንቂ ናይዚ ብዱል ወለዶ" i,love you morr + forever!!
@elshadayeika8739
@elshadayeika8739 2 жыл бұрын
Kkkk derfi tegagika aleka
@Thisworldisnotbalanced
@Thisworldisnotbalanced 2 жыл бұрын
ሱቅ በል ኣመሰሉ እንታይ ዝቀየርካዮ ሂወት ኣለካ ዩ ሂወተይ ዝቀየረት ትብል ምጹጽላይ ተካል መሸከሉ
@ሓድሽስኒት
@ሓድሽስኒት 4 жыл бұрын
ሕፈሪ እስከ ኣይትድገምዮ በጃኪ?????
@bereketyakob4899
@bereketyakob4899 3 жыл бұрын
👍❤💯❤❤
@NahomTeklay-d6m
@NahomTeklay-d6m Жыл бұрын
Nahom teklay
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem Жыл бұрын
ስሓቃ ጥራይ 😅😅ኪሮሰይ ምስካለኦት ክትጋማጥል ቀንያሲ ሕጂ ተታዕሰ ኣይትሓዘለይ ትብል ኣይከውንን ኢዩ በላ
@yadel-karneshim
@yadel-karneshim Жыл бұрын
ኣብ ደስ ዝበለኪ ትምጺ ኣብ ደስ ዝበለኪ ትኸዲ፡ ሎሚየ ዘስተማቀርክዋ ነዛ ደርፊ ኣብ ነብሰይ ምስ ኣጋጠመት😂
@kaluabraham9104
@kaluabraham9104 4 ай бұрын
ባኣ ኣነስ በቃ ኪኢለዮ እየ ሳላ ኺሮስ👌
@azebnegash3459
@azebnegash3459 3 жыл бұрын
❤❤❤❤❤
@hagosabraham8694
@hagosabraham8694 2 жыл бұрын
✅️✅️✅️✅️✅️✅️🔟🔟
@helenkidane2028
@helenkidane2028 3 жыл бұрын
💯💯💯💯❤❤❤❤😘😘😘
@habtomtekle781
@habtomtekle781 2 жыл бұрын
Ahhh men ablki da galey ab Des zbeleki tkedi ab Des zbeleki tmexi hgi Ako alewo tfkri amber eiu zdeli
@efremkidane6597
@efremkidane6597 3 жыл бұрын
Kiros king
@adeyeadijeganu4721
@adeyeadijeganu4721 3 жыл бұрын
Lqlqti meqabr 🤔 nay bhaqi
@messimessi4170
@messimessi4170 2 жыл бұрын
ክክክ
@ኹሉኸምፍቃድካይኹንጎይታየ
@ኹሉኸምፍቃድካይኹንጎይታየ 3 жыл бұрын
ኪሮስ ከማኻ ዘድንቆ ዘይነበረ አንታይ አሞ ንድሕሪት ኬንካ በቃ ጥበብ ፋሕ ኢላትካ አፍፍፍ ሃገርካ ክሕድካ ነዛ 90 ሽሕ ጀጋኑ ዘትፈኣት ወያነ መሳሰዪ ኬንካ
@nomoneynoproblem7890
@nomoneynoproblem7890 3 жыл бұрын
Nay Bahaki 100 % Yegermeka eyu Ezi kelebi weyane 👎👎👎
@llovemama4176
@llovemama4176 3 жыл бұрын
ስኪትኩም ዓፈርፈር ኣይትበሊ ኪሮስ ክሉ ግዝየ ጅግናዩ
@ባህልቢወዲመባር
@ባህልቢወዲመባር 3 жыл бұрын
@@llovemama4176 ጊዶፎም ይዕፈሩ ወገነይ ናተይ በራዩ ናይዚ ሽፍታ ስራዓት ሻዕብያ ኢዮም ኪሮስ ግን ጀግና ናይ ጀጋኑ እዩ ሎሚ ቀደም 🐆
@Okbit
@Okbit 2 жыл бұрын
Ajew jew gedifna eske ab haki nnber. Leli kiros suwat ktfet tftn men eka nska.
@misganabereket8951
@misganabereket8951 2 жыл бұрын
ኩሉ ሙሉ ፍቅሪ ሃገር
@habtomhaile6016
@habtomhaile6016 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤
@RozinaRedae-oq5pi
@RozinaRedae-oq5pi Жыл бұрын
❤❤❤❤❤
@Kaleb_tv
@Kaleb_tv Жыл бұрын
❤❤
@natsinetdawit37
@natsinetdawit37 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤
@HenokAsmerom-o5s
@HenokAsmerom-o5s 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@SamieSamie-wj8fy
@SamieSamie-wj8fy 23 күн бұрын
❤❤❤❤
Kiros Asfaha - Emo Dema Sleki  (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020
8:57
Kiros Asfaha
Рет қаралды 1,4 МЛН
Haqki - Kiros Asfaha (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020
8:11
Kiros Asfaha
Рет қаралды 802 М.
UFC 310 : Рахмонов VS Мачадо Гэрри
05:00
Setanta Sports UFC
Рет қаралды 1,2 МЛН
Леон киллер и Оля Полякова 😹
00:42
Канал Смеха
Рет қаралды 4,3 МЛН
Accompanying my daughter to practice dance is so annoying #funny #cute#comedy
00:17
Funny daughter's daily life
Рет қаралды 29 МЛН
Hashew Geda Ile - Kiros Asfaha (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020
6:45
Eritrean music Thomas  alazare  mane yefelta  Lyrics # love
9:11
Eri መለይ TV
Рет қаралды 307 М.
Tsigenay - Mekseb Alem  (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020
8:41
Kiros Asfaha
Рет қаралды 840 М.
Menbar Aydgemnyu - Kiros Asfaha (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020
11:25
Kiros Asfaha - Abey Nerki   (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020
7:19
Yehdego G/Medhin - Vol 01 - Nonstop - Relaxing Video
1:04:54
UFC 310 : Рахмонов VS Мачадо Гэрри
05:00
Setanta Sports UFC
Рет қаралды 1,2 МЛН