ብ/ጀነራል ተኸስተ ሃይለ...!

  Рет қаралды 41,397

Alena Media TV

Alena Media TV

Күн бұрын

ኣለና ሚድያ፡ ስለ ፍትሒን ሓርነትን ዝቃለስ ናይ ህዝቢ ኤርትራ ቅድመ ግንባር ኢዩ።
Alena Media TV is one of the most popular Eritrean KZbin channels, daily increasing number of followers and subscribers. We broadcast a number of interesting topics with a particular focus on Eritrean politics, culture, history and news.
Follow us on your favourite social media: / alenamediatv , Instagram/alenamedia, twitter/alenamedia, Like our FB Page: Alena Media TV. For any inquiries, email us at: info@alenamedia.org. Please don't forget to Share, Subscribe, like and comment our channel. Donate to Us on PayPal: paypal.me/Redie and GoFundMe: www.gofundme.c...
ክቡራት ተኸታተልቲ ኣለና፡ Soft Copy /PDF/ መጻሕፍቲ ኣለና ንምርካብ፡ alenamedia.org...
alenamedia.org... ኣገደስቲ ንብረት ብ online ንምግዛእ፡
TP-Link AC1200 WiFi Extender RE305 - Covers up to 1,500 sq.ft and 25 Devices - amzn.to/3gf94zE
~-~~-~~~-~~-~
Please watch: "እታ እንኮ ዕጫ ቲፋኖስ...! #Alenamediatv #Eritrea #Ethiopia #Tigrai"
• እታ እንኮ ዕጫ ቲፋኖስ...! #Al...
~-~~-~~~-~~-~

Пікірлер: 239
@tsegaygoytom8339
@tsegaygoytom8339 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ኣያና ረድኢ መሓሪ።ኣነ ናይ ሓርበኛ ተጋፋላይ መስፍን ሓጎስን፡ተኸስተ ሃይለን ክሰምዕ ከለኹ ብጣዕሚ የ ደስ ዝብለኒ።ናይ ዓንደብርሃን ግን ፧ ንስኻ ውን ሓቂ ስለ ትዛረብ ከየድነቕኩኻ ክሓልፍ ኣይ ደልን።ንሕና ሓደ ኢና ጽቡቕ ዝገብረ ጽቡቕ ሕማቕ ዝገበረ ዝህማቕ ምባል ኣይ ንሕመቕ ኣበይ ዓዱ ብዘየገድስ።
@andezerasion7930
@andezerasion7930 3 жыл бұрын
Ato redie thanks so much for your help Eritrean people
@respectprivace4496
@respectprivace4496 3 жыл бұрын
Yes
@zerugebrekidan6025
@zerugebrekidan6025 3 жыл бұрын
ኣነ ትግራዋይ እየ; መቸም ውቃቤ ድዩ ወይስ ኣብ ርእስኻ ውሽጢ ዘሎ ድሌት ወይስ ትግርኛ ቋንቋ ኣፀቢቐ ይፈቱ ኮይነ; ምስ ናይ ትግራይ ሚድያ ጎኒ ንጎኒ; ኣብ ወፃኢ ዘለዋ ናይ ኤርትራዊያን ሚድያታት ብፍላይ ኣሰና; ኤርሳትን ኣለና ሚድያ ሓደ ሓደ እዋን እውን ቲቪ ሰነድ ይከታተል እየ እሞ ብርጋዴር ጀነራል ተኸስተ ኃይለ ኣብ ኤርሳት ይኹን ቲቪ ሰነድ ዘቕረቦ ኩሉ ይከታተሎ እየ:: እሞ ብሓቂ ናይ ቀደም ናይ ሜዳ ታሪኹ ንዓይ ዝምልከት ስለዘይኮነ ዝፍልጥዎ ብፆቱ ወይ መቓልስቱ ይመስክርሉ ኣነ ናቱ ብጣዕሚ ዝምስጠኒ ነገር እንተሃለው ናይ ዝኾነ ይኹን ነገር ክገልፅ እንከሎ ብጥንቃቐ; ብፅፈት; ብሓቅነቱ; ከይወሰኸ ከይቀነሰ ብምቕራብ ኣዚዩ በሊሕን መስተውዓልን ኣብ ርእሲ ምኻኑ ንሱ ዘቕርቦ ዝኾነ ይኹን ታሪካዊ ይኹን ወታደራዊ ትሕስቶ ብጣዕሚ መምሃርን መሳጥን እዩ:: ኣዚዩ articulated በዚ ሕጂ ዘለዎ ደረጃ ኣይኮነንዶ ንኤርትራ ንኻልእ ጎረባብቲ እውን ተስፋ ዝህብ እዩ ስለዚ ኤርትራዊያን ክትሓውዩ እንተኾይንኩም ንብርጋዴር ጀነራል ተኸስተ ኩሉ ክገብረልኩም ዕድል ሃብዎ::
@ሰናይኣስገዶም
@ሰናይኣስገዶም 3 жыл бұрын
ኣያታትና ተጋደልቲ 'ህውሓት ይኹኑ ህግሓኤ' ጀጋኑ እዮም። ብዘይካ እቶም ሎቅማጻት ዕላማ'ዘን ውድባት በሊዖም ነዚ ህዝቢ የከላባትዎ እንዶ ነሀለዉ። ስለዚ ኣጆኻ!
@alexanderbirhane4611
@alexanderbirhane4611 3 жыл бұрын
ኣቦና ሓርበኛ ተጋዳላይ ብሪጋዴር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ቀደም ዕድመ ንእስነቱ ምእንቲ ናጽነት ሕጂ ከኣ ኣብ ዕቤቱ ምእንቲ ሓርነት ህዝቢ ኤርትራ ዝተወፈየ ጅግና ኣቦና፡ እታ ጎዲላትና ዝነበረት ምቅላዕ ባህርን ሕብርን ኢሳያስ ተተሓሒዝዋ ኣሎ እሞ ነዓና መንቅሒ ነቶም ጸላእቲ ህዝቢ ኤርትራ ድማ ነግሒ ኣዩ
@habtomtsegay4519
@habtomtsegay4519 3 жыл бұрын
Thanks ኣለና!! ከምቲ፡ዝበልካዮ ወዲ ሃይለ ብወገነይ ኣብ ቡዙሕ ኩናት ኣግጢሙኒ፡ ዩ ከምእዉን ምስ ቡዙሓት ኣኣህዱታት ግንባራት ኢየ ዝፈልጦ ወዲ ሃይለ ኣንበሳ ግንባር ሓልሓል ኣንበሳ ግንባር ጊንዳዕ ኣንበሳ ድሕሪ መስመር ብቅዲ፡ኩናቱ ዝፍለአጥ ድምብርጽ ዝይብሎ፡ጅግና ዩ ምስ ዝኾነ ሓሊፊ ተለማሚጹ ዝይከይድ ንዝእምነሉ ዕላማ ክምህ ዝልዘይብላ ጅግና ምኻኑ፡ ከምዚ፡ንስኻን ንሕና ፈላጢኡ ንምስክረሉ። ካልእ ወዲ፡ሃይለ ዳ ብጅግንነቱ ንቅጹኑኡን ዝፍለጥ ሓርበኛ እኮ፡ዩ ህግደፍውያን ግን እንታይ ክገብሩ ከሙኡ ገሮም ዝድሃል ንቃልሱ፡ዘቃርጽ ዩ ምስሊዎም ወዲ ሃይለ መልሹ ይሕርን እምበር ኣይድሃልን ዩ ኣለና ድማ ስለምስክርካን ትገብሮ፡ቅላሲ ነመስግነካ
@mehariwoldoyohannes8542
@mehariwoldoyohannes8542 3 жыл бұрын
KBRE-MSKRNETKA ZHABKA ,AB NASNETU NMEDA HEWETU ZEWEFEYE ANBESA QA KNASO.WEDE ABEYTE GEZA, *ANDA KENTEBA AYOM HAW SWATE HAMBLE *DHAB T.SYON AQU EYUMY DECAMHARE W.MEDHANEALEM WLUD MAMA LEBAM YWAH ADE ADENA NGSTE ASEBEKE BKEREBA SLE ZFELT DECA MEBAATA AB HADE TEREPEZA AB 6MEMAHRTEY MENMO FILD MARSHAL KWHDO.BE YUOR SELF HERO MAN B.G.TEKESTE HAYLE W.SHEKA T.MICHAEL.....NBERELEY KAB CANADA
@ቆሓይቶከስከሰ
@ቆሓይቶከስከሰ 3 жыл бұрын
ኣቶ ረድኢ መሓሪ እንጀራ እዝጊ ብላዕ ብዛዕባ ጅግና ተጋዳላይ ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ስለ ልዑል ጅግንነቱን ኣበርክቱኡን ሓቀኛ ምስክርነትካ ምሃብካ ክትምስገን ዝግብኣካ እዩ፡ ህግደፍን መሓውራቱን ኩሉ ግዜ ዘቃልዖ ምስ ረኸበ ኣብ ዘይጠቅም ዝሓሰረን ጉዳይ ኣትዩ ህዝቢ ዝኸፋፍል ጉጅለ እዩ፡ ወዲ ሃይለ ክኣ ምሉእ ሂወቱ ንስለ ሓርነትን ናጽነት ህዝቢ ግዚኡን ኣካላቱን ዝወፈየ፡ ሕጂ እውን ምስዚ ሓንካሪን ጸረ ህዝቢ ኤርትራን ዝኾነ ስርዓት እናተለማመጸ ኣብ ምጽናት ህዝቡ ዘይምስታፉ ተባዕን ጅግናን ኣብ እዋኑ ዝወሰዶ መርገጺ እዩ፡ ዕድመን ጥዕናን እምነየሉ፡ ናይታ ክሳብ ሕጂ ዝቃላሰላ ዘሎ ፍትሓዊትን ዲሞክራስያዊትን ኤርትራ ክርኢ ክበቅዕ እምነ፡፡
@tesfumihreteab4670
@tesfumihreteab4670 3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ንኣቦና ብ/ጀነራል ተከስተ ሃይለ ክብሪ ይግብኦ።ምሉእ ዕድሚኡ ኣካሉ ዝሰንከለ ብከምዚ ምንሻው ዓገብ።
@semretasgada8486
@semretasgada8486 3 жыл бұрын
ጅግና ፡ አጆኻ ፡ አንታ ፡ አቦ ፡ ሐቂ ፡ ዕድመን ፡ ጥዕናን ፡ ይሃብካ ፡ ፈጣሪ። 🙏🏾🙏🏾🙏🏾🌹🌹❤️
@mbbm5133
@mbbm5133 3 жыл бұрын
ዋው ወዲ መሓሪ ንብርጋዴር ጀነራል ተኸስተ ጽቡቕ ገሊጽካዮ ኣብታ ትሕሞም ወጊኡዎም
@woldekidanitbarek9514
@woldekidanitbarek9514 3 жыл бұрын
ኣጆኻ ረዲእ ጅግና ኢኻ :: ንናጽነት ክትደሊ ንበረኻ ወፊርካ ታዓዊትካ ንናጽነት ተሰኪምካ ኣስመራ ኣቲኻ :: ከተዕልለሉ ከለኻ ዝሓለፍኩሞ ቀሊል ይመስሎ ነቲ ቡኡ ዘይሓለፈ :: ኣደይ ንምንታይ ወሊድክኒ ዘብል ከም ኢሳተጎሞራ ብሰማይን ምድርን ረመጽ እንዳተኻዓወኩም ንዑኡ ጥሒስኩም ናጽነት ተጓናጺፍኩም ቦሎኽ ዝበልኩም ብጅግንነት ዝተፈተንኩም ናይባሓቂ ጀጋኑ ኢኹም :: ጅግና ንጅግና ይፈልጦ ጀጋኑ ምኻንኩም ድማ ኣብቲ ቦታ ጀጋኑ ( ሳሕል ) ተራኺብኩም :: ንስኻ ጅግና ወዲ ሃይለ ጅግና ኩሉኻትኩም ጀጋኑ ብጾት ጀጋኑ ኢኹም ::
@toyotaw2500
@toyotaw2500 3 жыл бұрын
ለባም እዝጊ አፊሉጥካ።
@samitekia8631
@samitekia8631 3 жыл бұрын
Nay v bhaki xbuk aleka kbur haw
@fretayohannes2346
@fretayohannes2346 3 жыл бұрын
ጅግናአ እዩ ተኸስተ ሀይለአ 🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️
@metkelzion3987
@metkelzion3987 3 жыл бұрын
ረድኢ ሰነፍ ተኸስተ ሃይለ ጓህማም ብሓሶት ዘጸልሞ ኸ ኣይስቆረካን ድዩ ? ወይሲ ነዞም ደምበ ትግራይ ትዕወት ፕሪፈሪ ከተሐጉስ ኢልካ ኢኻ !! ዕደ እምሰሉ ኢኻ ሽማግለ ረድኢ።
@zeraitesfai8916
@zeraitesfai8916 3 жыл бұрын
ዝከበርካ ረደኢ ዝምስገን ስራሕ ናባኻ ዘለኒ ኣኽብሮት ወሰን የብሉን ብጣዕሚ ዘሐብን ስራሕ የቀንየልና። ዕድመ ይሃብካ። ብዛዕባ ጀነራል ተኸስተ ዝበልካዮ ሓቂ ኢዩ ንሱ ጥራይ ኣይኮነን ን ኤርትራ ዝኸፈለ ካብ ወለዱ ዝወረሶ ሰረት ዘለዎ ስለ ዝኾነ ኢዩ።ስድራበቱ ካብ ፈደረሽ ን ግዜ ኣትሒዞም ም እ ንቲ ኢርትራ ተቃሊሶም ኢዮም። ብዛዕባ ወለዶ ምስ ጀነራል ተከስተ ክወዳደሩ በየናይ መለክዒ ። ወዲ ኢርትራ ካብ ሕምብርቲ ኢርትራ ። ኦቶም ወለዶኦም ዘይፈልጡ ኢዮም ከምዚ ዘረባ ዝዛረቡ እሞ ምሕታት ከምዘሎ ክንሕብሮም ንፈቱ።
@aronaronhail2516
@aronaronhail2516 3 жыл бұрын
Baba redie edme tinan yhabka haqi zehaze kulu gize ewit you GBU
@haileabraha7015
@haileabraha7015 3 жыл бұрын
ክብረት ይሃብካ ክቡር ተጋዳላይ ረድኢ መሓሪ እትገብሮ ዘለኻ ኣበርክቶን ንብጾትካ ዘለካ ክብርን ኣብ ህዝብኻን ዘለካ ክብሪ ብጣዕሚ እየ ዘድንቐካ :: ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ::
@hassanidris8748
@hassanidris8748 3 жыл бұрын
Brother you are the only light at the end of the very dark tunnel
@mhwhw8692
@mhwhw8692 3 жыл бұрын
ፍንፍን ሐሳዊ።
@ኣኽሪያከቢር
@ኣኽሪያከቢር 3 жыл бұрын
ንምንታይ ናይ ህግደፍ media ሰብ ይሰምዖ ሕንድሕር ዳኣ ሰሚዒኩም ድሕሪት ትጉተቱ ኣለኹም ማለት እዩ ስለዚ ንቕድሚት ጥራይ ህግደፍ ወዲኡ እዩ ህዝቢ ትግራይ ይስOሮ ኣሎ.
@724-m8j
@724-m8j 3 жыл бұрын
Xibuk aleka neten nayhigdef meda seb kelalyen ygbai
@billdebrezion7178
@billdebrezion7178 3 жыл бұрын
Thank you redie I any my family Very proud of you keep doing it At the end we will win
@teumzgikidane6445
@teumzgikidane6445 Жыл бұрын
አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ረዲእ መሐሪ
@googlexy1358
@googlexy1358 2 жыл бұрын
Well done redie Mehari, Great speech, crooks will never be succeed
@abdomawra8536
@abdomawra8536 3 жыл бұрын
B/General tekeste haile and B/General redie mehar are the hero Eritrea.i'm very proud . Continue. Meneseyat nekihna ena alena ab gonkum. Kemet alena zblkumna. Nhnawn.wn hbunat ena jeganu abotatna.
@kayaskayaskayas3221
@kayaskayaskayas3221 3 жыл бұрын
ሰላም ረድኢ ምስ ብጾትካ: እዞም ኩፉኣት ፍጥረት ደምበ "ኣይከሰርናን ተደምረናል" ባሃልቲ እከይ ውዲት ጉዶም ስለዝቐልዕ ጅግና ኤርትራዊ ሃገራዊ ብ/ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ከጸልምዎ ምፍታኖም ኸንቱ ብላሽ ኮይኑ'ዩ ዝተርፍ::
@omerjimie4366
@omerjimie4366 3 жыл бұрын
they will do everything & anything to discredit anyone who comes up against their agenda & that's expected but we should not give up
@respectprivace4496
@respectprivace4496 3 жыл бұрын
THANKS Happy mother's to your ERITREAN mom. Very wise True Eritrean media. We needed you to have a pig inferences in CANADA,EU and USA like Asena, Fanus, Tedy pres, Mestyat.......Tefetawi.
@kelatitewelde3533
@kelatitewelde3533 3 жыл бұрын
ንኢሰያስ ሕዋስ ዘይብሉ ትግራዋይ ዓጋመ ዘይተባህለስ ንብርጋዴር ጀነራል ተከስተ ሃይለ ትግራዋይ ተባሂሉ እዞም ደቃሉ ህግደፍ ደቂ ሙላቅ ኮንዶም ፡ ክብረት ይሃበልና ኣያና ረድኢ መሓሪ ኣለና ጀግና ኤርትራዊ ወደባት።
@hagihabibullah307
@hagihabibullah307 3 жыл бұрын
ናይዚኦም ድኣ ክገርመካ ወላ ውን ጽባሕ እትይ ኣብ ውሽጥይ ኤርትራ ዘሎ ህዝብይ ኤርትራ ሰለማዊ ሰልፍይ እንተ ጌሩ ኣንጻር ኢሰያስን ስርዓቱን ነትይ ህዝብይ ኤርትራ ተጋሩ ዮም ክብልዎም ዮም::ስለምንታይ ኢሰያሳውይ ርእስይ ወኒኖም ስለ ዝኸዱ ማለት ዩ ኢሰያስ ዝበላ ስለ ዝደግም
@degoldessie1826
@degoldessie1826 3 жыл бұрын
Tsbuk aloka Abona Redie Mehari..B/G Tekeste Haile aziyu Ritub, felat, Belih Arkan eu!
@andegebremichael8644
@andegebremichael8644 3 жыл бұрын
Nice thanx jigna Redi Mahari God blles you
@danieltedros1359
@danieltedros1359 3 жыл бұрын
ጀግና ስለዝኾነ ድማ ብርጋዴር ጀነራል ድማ እዚ ከማን እንዳዋሓዶ ማዕርጉ ተረኪቡ : እንተ እቶም ባሃማት ህግደፋውያን ግን ናይ ኢዶም ዝረኽቡላ መዓልቲ ኣትያ ስለዘላ ንኹሎም ኣስማቶም ጥራሕ ሰንድዎም : :
@thinktwice827
@thinktwice827 3 жыл бұрын
ብ/ጀነራል ተኽስተ ሃይለ ጅግና ኤርትራዊ ተስፋ ዘለዎን ጽቡቅ ናይ ሃገርና ዝሓስብ እዩ ኣበይ እሞ ከምኡ እዶ ብዙሕ ኣይብሉን
@dahlakk8539
@dahlakk8539 3 жыл бұрын
ክቡር ገዲም ተጋዳላይ ረድኢ ፡ ምስቲ ኣብ ገድሊ ኤርትራ ዘለካ ናይ ነዊሕ እዋን ተሞክሮ ፡ ሓደ እዋን ን ብ/ጅ ተኸስተ ሃይለ ዓዲምካ ብዛዕባ ዝሓለፍክሞ ገድሊ ፡ጅግንነት ብጾትኩምን ከተዘንትዉልናን ተሰኒዱ ክተርፍን ይትስፎ ።
@gerieyohannes9226
@gerieyohannes9226 3 жыл бұрын
አግደፍ ኣንስቶም አተን ኣንስቲ ሰቡአተን ዘአሰሩ ረሳሃት ታሪክ ዳኣ አንታይ ጹብቅ ክንጺበ
@azebwalday7472
@azebwalday7472 3 жыл бұрын
Thank you my dear 🙏 you are right higdef Dyblos with Eseyas
@akberethagos8363
@akberethagos8363 3 жыл бұрын
እዞም ህግደፋውያንስ እምበርዶ ከም ሰብ ሓሲቦም እዮም ዝዛረቡ? ካብ ሓጎስ ክሻን ኢሰያስን ዝዓቢ ትግራዋይነትከ አሎ ድዩ? ምኻን እካ ዘይ ንኹሉ ዞባ ደቡብ ትግራዋይ እዩ እዮም ዝብልዎ። እንታይ ትብሎ ንበሃላይ ስለዚ ንዝሃብካዮ ምስክርነትን መልስን ነመስግን እንተ ናይ ብዓል ህግደፋውያን ግን አብኡ ይጽንሓልና ሕጂ ክአ ራዕዲ አቲዎምስ ቢንቶ መረብ አፍሪሶሞ ሓዱሽ ድፋዕ ድማ ምኩዓት ጀሚሮም ይብሃል አሎ። ወይልኹም ህግደፋውያን ማዓልትኹም ትአክል ኣላ።
@azebogubamichael7082
@azebogubamichael7082 3 жыл бұрын
አህህ ኣብ ፈይስ ቡክ ድኣ ክንደይ መጣቓዕቲ እንዲዮም ዘለዉ። ወዲ ሃይሌ ድኣ ኩላ መደቡ ተኸታቲለዮ እንድዩ ነጥቢ ብነጥቢ እዲዩ ጉዶም ከሺሕዎም ።በሱል ዘረባ በሊሕ መስተውዓሊ ንዝርድኦ ሲ ፖለቲካዊ ንቕሓትና ክብ ኣብ ምባል ዓቢ ተራ ኣለዎ በሓቂ እንተሰሚዕናዮ ሲ እ ጽሉል ኢሳያስ ሸንኮለል እንዳበለ ሰብ ዘታልል ዘሎ ሲ ዕላማና ንፍለጥ ካብ ከይፈለጥና መሳርሒ ናይ ኢሳያስ ንኸውን ሲ ሰብ መትከል ንኹን መርገጺና ንሓዝ።👍👍👌👌❤️😍🤩ኣስተውዕል ህዝበይ።
@aleksanderberhane2972
@aleksanderberhane2972 3 жыл бұрын
Welcome Dane dear Redie Mahari ❤🇪🇷💯👍
@habtomweldegebriel
@habtomweldegebriel 3 жыл бұрын
Welcome my dear bro. Well done
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 3 жыл бұрын
ነዚ ልጅ ኢሳያስ ብዉልቁ ዝመርሖ ዘሎ ጉጅለ ስርዓት እንዳበልካ ምጽዋዕ ፍጹም ጌጋ እዩ ስርዓት ክኸዉን ስለዘይበቅዕ: ሓደ ሰብ ዝመርሖ ጉጅለ ፈራሓትን ተበለጽትን እዩ: ቃላትና እንዳ ኣጻፈፍና ክንዛረብ ክንጅምር ግድነት እዩ:: ንኣብነት ህግደፍ ዝብሃል ውድብ ወይ ስርዓት እንትርፎ ኣብ ርእስና ብኣካል ነይሩ ኣይፈልጥን እዩ:: እቲ ቁንጮ ናይቲ ደመኛና ዝኾነ ጉጅለ ምስ ጠፍኣ ኩሎም እቶም ኣባላት እቲ ጉጅለ ኢና ኢሎም ዝኣምኑ ባራዩ ናይ'ዚ ጉጅለ ቀንፈዘዉ ኢንዳበሉ ንጎረባብቶም ኢዶም እንዳሃቡ ምሕረት ክልምኑ ምኳኖም ኣይትጣራጠሩ: ናብ መንግስቲ ከይዶም ኢዶም ናይ ምሃብ ዓቕሚ ከማን ዘይብሎም ጠርቋሻት ስለዝኾኑ ናብቲ ኣረጊት ዝብኢ መራሒኦም ልጅ ኢሱ ጥራሕ ነተኩር::
@teweldeberhantzeggai7854
@teweldeberhantzeggai7854 3 жыл бұрын
Very, very true: the regime attacks people when they are afraid of him! Because he has spoken the Truth about his dirty politics!!! Hence.... Congratulations to you and to Gen. Tekheste Haile!!!
@sisaysolomon1293
@sisaysolomon1293 3 жыл бұрын
Well come
@risomlegese387
@risomlegese387 3 жыл бұрын
እስኪ በሉ ዕድመ ይሃብኩም ኣለና እቲ ታሪኽ ከይመውትስ ከም በዓል ወዲ ሃይለን ንስኻን ኣይመትኩምን ። ሕኑቅ የንገርግር ፍሩድ የዕገርግር እዩ ናይ ህግደፍ ነገር ። ኣጆና ጥራሕ
@ghirmamogos9374
@ghirmamogos9374 3 жыл бұрын
ጅግና።
@azebwalday7472
@azebwalday7472 3 жыл бұрын
Welcome back my dear 😘 ❤
@hailemariamjoinhayness5725
@hailemariamjoinhayness5725 3 жыл бұрын
ኣጆኻ ኣቦ ሓቂ
@debesaykahsay5231
@debesaykahsay5231 3 жыл бұрын
Good dear!
@danieltechehaimanot4023
@danieltechehaimanot4023 3 жыл бұрын
It's good.
@knowlife5349
@knowlife5349 3 жыл бұрын
ብ/ጅ ተኸስተ ሃይለ ተባዕታይ በልሕ ሰብ
@senaitwoldezion6055
@senaitwoldezion6055 3 жыл бұрын
I’m proud of you 👍❤️❤️❤️🙏🙏
@popecarinotes7082
@popecarinotes7082 3 жыл бұрын
ባባ ረድኢ እታ ዘይትብተኽ ማዕተቡ‼
@bokarbokar6134
@bokarbokar6134 3 жыл бұрын
Welcome Kubur jigna abona redie mehari..1 kndi 1000 eka..kalatka wurxux bsul mehari...bhaki nay Tarik abo
@alexanderbirhane4611
@alexanderbirhane4611 3 жыл бұрын
ዓሽ ኣቦና ረዲ ማሓሪ ንንጹህ ተጋዳላይ ንጹህ ተጋዳላይ ጥራይ እዩ ዝገልጾ፡ እሞ ነቲ ምስክርነትካ ነመስግን። ክቡር የኽብረካ መጠን ነብሱ እዩ።
@mariyamaniel7958
@mariyamaniel7958 3 жыл бұрын
You are right good job alone TV 👍👍
@amanueltesfa502
@amanueltesfa502 3 жыл бұрын
ብርጋደል ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ፡ሓደ ካብቶም ኣብ ኣገላልጽኡ ዕቱብ ፡ብቁዕ፡ልዙብ፡ትሕትና ዝመሎኦ ፡ተቀባል ነቀፌታ ፡ዕድሚኡ ምሉእ ንሃገር ከርተት ዝበለ እዩ።ንዑኡ ዓጋመ ይበልዎ መንካዕ ፡ሰብ እዚኦም ዝገብርዎ ፕሮፖጋንዳ ኣይኣምኖምን እዩ።ንሕና ንብርጋዴል ጀነራል ተኸስተ ሃይለን ኮሙኡ ተባዓትን ነተባብዓዮም ኣጆኹም ኣብ ጎንኹም ኣሎና ንበሎም።በዚ ናይ ህግደስ ድንብርጽ ኣይብለናን እዩ።ነዞም ሰብ ዘጸልሙ ዘለዉ ድማ ብዝግባእ ኣጽኒዕኩም ኣቃልሕዎም።ኣጆኹም ብርጋደል ጀነራል ተኸስተ ሃይለን ከምዚ ከማኻን።ካልእ ስጉምቲ ንምውሳድ ጸዓሩ ሕዝቢ ይስዕበኩም ኣሎ ።ዓወት ንውጹዕ ህዝቢ ኤርትራን ፡ትግራይን።
@ሳሚኤልተኸስተ
@ሳሚኤልተኸስተ 3 жыл бұрын
Baba Redie goyta haki 100%
@zibanhgi8472
@zibanhgi8472 3 жыл бұрын
ሕጻብ እግሪ ናይ ጀነራል ተኸስተ ኣይበቅዑን እዮም
@tesfuberaki2776
@tesfuberaki2776 3 жыл бұрын
ኣያና ረዲኢ ማሓሪ እንጌራ ዓለም፡ብላዕ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ስለቲ ኩሉ ትገብሮ ደለኻ ምስክርነት ይኹን ምእንቲ ሕዝቢ ኤርትራ ዘይሕለል ጻዕሪ ኣጆኻ ቀጽሎ ጹባሕ ንግሆ ክወግሕ እዩ ታሪካ ድማ ክስነድ እዩ።
@TsegayKfle
@TsegayKfle Жыл бұрын
ጽቡቕ ይማዕ ኣሎ ኣለና ሚድያ
@fanustesfamriam647
@fanustesfamriam647 3 жыл бұрын
መምህረይ
@fekaduyemane8740
@fekaduyemane8740 3 жыл бұрын
ኣያና መምህር መንእሰይ ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና ቦሎም ነዞም ( ሕማም ደሓር ደናቑርል)።
@genettedla4209
@genettedla4209 3 жыл бұрын
It's sad we saying bad thing each other giving long life to his evil issais thank you alena media t.v. 👍
@yosief5946
@yosief5946 3 жыл бұрын
ይገርም እዩ ናይ ህድገፍ መራሕቶም ኢሰያስ ማንኪ ሓጎሽ ክሻ ከ ካባይ እዮም መጽዮም ሓባል በልይ ክይትቅድመኪ እዩ ነገሩ እንታይ ረኪብኩምላ ኢኩም እታ ኤርትራ ኣብ ስደት ዕድሜኩም ወዲእኩሞ ኣየ ኤርትራዊ ምካን ክሓስም
@iskiashabte9581
@iskiashabte9581 3 жыл бұрын
ሐው ረዲእ እዚ ብዛዕባ ብ/ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ዘቅረብካዮ ሐተታ አዝዩ ጽቡቅ እዩ ። እንተ እቶም አጸለምቲ ዓሌት እኽብካብ ተጋሩን ተወልጀ አምሐሩን ዝኾኑ አኽላባት ገበነኛ ጸላኢ ኢሳያስ አፈወርቂ ግን ንጊዜ ኢና ንጽበየሎም ። ከምኡውን እዞም ጸላእቲ አገልገልቲ ገበነኛ ኢሳያስን ስርዓቱ ህግደፍን ዝኾኑ እከያት ባንዳታት ከም ቃንጥሻ ተበንቈሶም ተደርቢዮም ዝሕስኽሉን ዝጓሐፍሉን ጊዜ ተቃሪቡ ከም ዘሎ ረሲዖሞ. አለዉ ።
@rosewoldu6356
@rosewoldu6356 3 жыл бұрын
ብጥዕሚ ይሕዝን
@bahabplombeyene1713
@bahabplombeyene1713 3 жыл бұрын
BRAVO WEDI MEHARI EZI XELEME EZI LEMIDNAYO ENAKO WEDI AKELE GUZAY SLE ZKONE ENDALU EZT ANEWARI XELEME EZI
@gurumsele2562
@gurumsele2562 3 жыл бұрын
ካብ ህግደፍ ንላዕሊ ትግራዋይ የለን እዞም ኮነ ኢሎም ዝጥቁኑ ዘለው ከይ ተቐጸሉ ሰላም የለን።
@hailegebray256
@hailegebray256 3 жыл бұрын
Redi mahari kulu tekribo ritawi hakina iyu kexilo ika jigna ika::
@toyotaw2500
@toyotaw2500 3 жыл бұрын
ሕግደፍ ዘይብሎ ጤል ደይትበልኦ ዬለን። ብኸመይ አዳኒግርካ አብ ስልጣን ምንባር ስለዝኾነ ክሳበ ደሎው ቀጻሊ እዩ።
@roramedia3841
@roramedia3841 3 жыл бұрын
Berilgader General Tekeste haile Jigna eue
@tesfutsegay6133
@tesfutsegay6133 3 жыл бұрын
Gigna tebae wedi Mehari kemaqa 10 eyom zedlywa ni eritrana 🇪🇷😎✌🍾
@berekettsegai8129
@berekettsegai8129 3 жыл бұрын
ዘህዝን አዩ ኣያ ረዲኢ ናዞዮም
@tesfaluulmichael8020
@tesfaluulmichael8020 3 жыл бұрын
ንጅግና ሐርበኛ ብ/ጀነራል ወዲ ሀይለ(IRON man) ዘጸልም ሐቀኛ ኤርትራዊ የለን ። ሐው ረድኢ ወዲ ሀይለ ፥ እንቓዕ ነበርኩምልና ጀጋኑ አሕዋት ፥ ነቲ ሐቂ ንኽንፈልጦ ። እቶም ሐሰውቲ ሀዋርያት ህግደፍ ፥እናወዐሉ እናሐዱሩ ከም ቆርበት ይሐስሩ አለው። ዕድመን ክብረትን ይሀብኩም፥ ጀጋኑ ደቂ መሬት ።
@letinak4559
@letinak4559 3 жыл бұрын
እቲ ዝገርም እዞም ብወያናይ ብወዲ ተንቤን ኢሰያስ እናተመርሑ ከይሓፈሩ ኣፎም ይኸፍቱ::
@habtegebrielarayasiyom6789
@habtegebrielarayasiyom6789 3 жыл бұрын
Wedi mahari seb kedem mai nigho
@semereabberhanykun9239
@semereabberhanykun9239 3 жыл бұрын
ኣዝዩ ዝነኣድ ሓሳብ እዩ፣ነዞም ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ለኽባጣት ምቅልዖምጽቡቕ እዩ። ኣኽላባት ተረፍ መረፍ እንተረኸቡ ክኣራርዩ ሃሰስ መሰስ ክብሉ ከለዉ ርእሶም ኳሕ ኣቢልካ ውጭውጭ ምባሎም እምበር ኣብዝበጽሕዎ የብሎምን። thank you.
@hagosahmed5229
@hagosahmed5229 3 жыл бұрын
It's very good
@teklut1548
@teklut1548 3 жыл бұрын
Thanks you are smart
@teweldenegusse1345
@teweldenegusse1345 3 жыл бұрын
ትግራዋይ እንተኮይኑ ብዛዕባ መንካዕ እንታይ ርክብ ኣለዎ
@awetshmangus9928
@awetshmangus9928 3 жыл бұрын
ኣያና ረድኢ ካብቶም ኣለዉና ንምክሓሎም ዋልታ ሃገር ኢኻ ነያና ብ/ ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ከኣ ጅግና ስለዝኾነ እዩ ንዉድቀቱ ሃለኽለክ ዝብሉ ዘለዉ።
@yonassemere6463
@yonassemere6463 3 жыл бұрын
Good job brother happy Easter
@kidistyhadigu8344
@kidistyhadigu8344 3 жыл бұрын
ወለድና ዝብልዎ ነገር አሎ : ክቡር ሰብ የክብር :: ፍቅሪ ዝፈልጥ ብፍቅሪ ይነብር:
@mulugetakesete6474
@mulugetakesete6474 3 жыл бұрын
Nice you can continue
@merhawiasmara014
@merhawiasmara014 3 жыл бұрын
Aytmeliselom Redie nezom dekalun hasewtin beletsegnatat kurdidat kisen tefalitna ina bi wereto kinimearer ina gizie b gizie.
@mywife9724
@mywife9724 3 жыл бұрын
Welcome my fazu! Tmali du wala lomi mereb ferisu ybehal alo tay eu mefresu mknyat meglexi habena. Thanks
@meazamichael67
@meazamichael67 3 жыл бұрын
መረብ ፈሪሱ ሓቂ ድዩ?
@mywife9724
@mywife9724 3 жыл бұрын
@@meazamichael67 Ewe ab my viwce on news semeyo ab tigrina win tedegimu
@amanuel4062
@amanuel4062 3 жыл бұрын
Well done giber melsi thanks
@meazamichael67
@meazamichael67 3 жыл бұрын
Alena ዘይ ሕለል ሓቀኛ ተቃላሳይ ፡የቀንየልና🙏
@halaltsilal2652
@halaltsilal2652 3 жыл бұрын
ንጂግና ዉካርያ ክገልጾን ክትንትኖን አይካአልን ኢዩ ህዝበይ እሞ ነሰተዉዕልን ነቅልብን በጃኩም?
@teumberhe4355
@teumberhe4355 3 жыл бұрын
ሓቂ ዘይብላ መዓኮር ማይ ሰትያ ትጠርጥ ከምዝባሃል እዞም ኣገልገልት ናይ እሳያስ ንሳ እያ ዓቅሞም እሞ ክሕደሰና የብሉን ።ሓው ረድእ መሓሪ ብቲ ትገብሮ ዘለካ ኣበርክቶ ክትምስገን ይግብእካ ቃለ ምስክርነትካ ብምሃብክ ኣብ ህዝብካን ሃገርካ ዘለካ ተወፋይነት ዘርእ እዩ።
@Esmaelmohammeddawud-jh6nb
@Esmaelmohammeddawud-jh6nb 10 ай бұрын
Very good
@kiroswoldeselassie9334
@kiroswoldeselassie9334 3 жыл бұрын
ጽብቁ አሎሞ ቀጽሎ ሰላም ሐዉ ረዲእ መሐሪ , ጸላኢ ጸሎሎ ቀባኢ አቦና ወልደአብ ወልደማሪያም ከምዝበልዎ ኢዩሞ ግርም ጌርካ ተዓወት ሰላም ።
@ghenetyemane8468
@ghenetyemane8468 3 жыл бұрын
Ajoka. Kedamote. Jegano mederelom. Keberetom. Yetehalewelom. Saleome. Abe mengedi hadenete neguaze. Alena awete awete.
@tsegakibrom5180
@tsegakibrom5180 3 жыл бұрын
Zebenu zeben hasewti EU gin haki tekebira aikiterfin eya .kbri nharbegna b/g tekeste hails and thank you Alena media.
@selemonweldegebriel8679
@selemonweldegebriel8679 3 жыл бұрын
u are right yes fantastic .
@solomontecle7800
@solomontecle7800 3 жыл бұрын
Thanks Ato Redie mehari
@gerieyohannes9226
@gerieyohannes9226 3 жыл бұрын
Wedi hayle anbesa
@tecleghebreslasie7782
@tecleghebreslasie7782 3 жыл бұрын
ዝዋዓለ ይመስክር ሃየ ሰንድ ካብ ዝዋዓለ ባዶ ሰለስተ (03) ይኣክላ ዘዳናገረቶ ኩዒትና ንቅበራ ኣብ ጥልቀት ከኸስተ ሃይለ ድማ ደቂ ሓበቡ አዮም ስምስክርሉ ህግደፍ ኣኮነን ዝምስክርሉ መንነቱ ።
@ሓቂአያቃለይ
@ሓቂአያቃለይ 3 жыл бұрын
Thank you so much
@dahlak3739
@dahlak3739 3 жыл бұрын
ክብረት ይሃብካ ኣጆኻ
@brhanemichael5942
@brhanemichael5942 3 жыл бұрын
ልዕሊ ጳጳስ ካህን የለን ኢዩ እቲ ምስላ
@elsafessahaye2083
@elsafessahaye2083 3 жыл бұрын
እቶም ጭፍራ ከደአ እንታይ ክብሃሉ እዮም ሕምምምም????
@meazamichael67
@meazamichael67 3 жыл бұрын
ኣየ አወ ምስ ኢዚኣቶም ሓሳውቲ ይግደፍ ኪነብርን ኪንጽብጸብ ፡
人是不能做到吗?#火影忍者 #家人  #佐助
00:20
火影忍者一家
Рет қаралды 20 МЛН
When you have a very capricious child 😂😘👍
00:16
Like Asiya
Рет қаралды 18 МЛН