ብልበልኩምኒ መሰረት ን ኣደይ ውህብቶ ሂበ ኣሐጉሰያ 🥰 እኖ ዶ ትሙኖ 🤗💙

  Рет қаралды 8,733

Adu blue

Adu blue

Ай бұрын

#viraldance #habesha #tigrignamusic #youtube #duet #tigrayan #wedding

Пікірлер: 576
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
ብልበልኩምኒ መሰረት ን ኣደይ ውህብቶ ሂበ ኣሐጉሰያ 🥰 እኖ ዶ ትሙኖ 🤗💙6k ለ ክንኣቲ ንእሽተን እዩ ቀሪና እናsubscribe ግበሩለይ 💙
@Hareg675
@Hareg675 Ай бұрын
ብሓቂ ኣደ/እኖ ብምታይ ተገሊፃ ኣይትውዳእን❤❤❤ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ንተን ዘለዋ❤🙏
@user-od5dx9vz8b
@user-od5dx9vz8b Ай бұрын
ማዘር ፍቅሪ እያ ብጣዕሚ ድስትብል ዕድመን ጥዕና ይሃቀልካ ብራዘር❤❤❤❤❤
@salamsalam1464
@salamsalam1464 Ай бұрын
❤❤❤❤
@user-wo7zw5hk8l
@user-wo7zw5hk8l Ай бұрын
ብጣዕሚ ጎበዝ ቀፅለሉ❤ንኣደ ይውሕዳ እምበር ኣይበዝሓን🎉🎉🎉
@HiwiGaltigray
@HiwiGaltigray Ай бұрын
ተባረክ ግርማ ይክደንካ ክብረተይ ❤❤❤❤❤
@Benji788
@Benji788 Ай бұрын
ጎበዝ አሓጊስካና አዱ ለባም ከማየ ደስ ለበለኩም ላይክ ግበሩ❤❤❤
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
🙏🥰
@seni-z1f
@seni-z1f Ай бұрын
ደምርኒ ማዓረይ
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet Ай бұрын
ንደማመር አሕዋት
@user-cn6ip2gp6d
@user-cn6ip2gp6d Ай бұрын
ንሓፍትካ ፕራክ ግበራ ትብሉ❤❤❤❤❤❤
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
🙏🥰
@user-xj3jv6iv6b
@user-xj3jv6iv6b Ай бұрын
ካብ ለሕርቀኒ ሰራሕተኛ ምባል😢 ብሱማ ፀውዕዋ❤❤ከም ሓፍትኩም❤❤
@Muhammad-ch4bp
@Muhammad-ch4bp Ай бұрын
ብሓቂ ለባመይ❤❤❤❤
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
Eshi sorry
@elssaelssa2954
@elssaelssa2954 Ай бұрын
ብሓቂ ልባመይ❤❤
@user-tl4ez9so7r
@user-tl4ez9so7r Ай бұрын
ሰራሕተኛና ትብል ኣስተኻኽልዋ ብጣዕሚ እዩ ሞራል ዝሰብር ኣነ ከምኡ ኢሎም ክፅውዑኒ ከለው ብጣዕሚ እየ ዝሓርቅ እና ብሽማ ፀውዕዋ😢
@user-ug4kk2xv2z
@user-ug4kk2xv2z 26 күн бұрын
ብሓቂ
@hgf6568
@hgf6568 25 күн бұрын
ታይ ሽግር እሞ አለዎ ካሊእ እካ ይባሃል አሎ
@user-cn6ip2gp6d
@user-cn6ip2gp6d Ай бұрын
ይቅርታ እበር ንዛ ሰራሕተኛ ትብልያ ዘለኪ ኣይበሃልን ብሽማ ፀውዕዋ ኣነ ኣብ ስደት ኮይነ ሰራሕተኛ ዝብለኒ ኣይፎትን ቲምታይ ሽሙ ኣነኒ 😢😢😢😢😢ስለዚ ብሽማ ክትፅዋዕ ኣለዋ
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
🙏🥰
@user-lw2gy3or7v
@user-lw2gy3or7v Ай бұрын
ዋላ ኣነ ተሰምዕኒ ማርያምን ዘን ኣዕርብ ሸቃላ ተይለላና በጣዕሚ አየ ዚባሳጨ በሽምና ዘዘፅፀወዓና😪😒
@user-cn6ip2gp6d
@user-cn6ip2gp6d Ай бұрын
@@user-lw2gy3or7v እወ ኣነ ይናደድ እሞ ሌሽ ይብላ ኣነ ከዓ ሽሙ ኣለኒ እየ ዝብለን ንምታይ ንስከለ ሸቃላ ኢኪ ይብላ ስራሕ ኣለኪ እወ ተላትኒ ሸቃላ ኢኪ ኩለና ሓደ ኢና ስለዚ ሸቃላ ኣይትበልኒ እየ ዝብል 💓💓💓💓
@user-ce2jq4eb5i
@user-ce2jq4eb5i Ай бұрын
ግን እኮ ምንም ፀገም የብሉይ ያው ስራሕተኛ ማለት ንምንታይ እዩ ልከፈና 🤔🥰
@user-cn6ip2gp6d
@user-cn6ip2gp6d Ай бұрын
@@user-ce2jq4eb5i ናይ ቀልዓለም ኣይትግበሪ ውሽጡ ሕሩርሽሙ እኮ ኣለና ዛሓፍተይ ወለድና ዘውፅኡና ሽም የብልኪ ማለት ድዩ
@salamsalam1464
@salamsalam1464 Ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ካብተን 10 ትእዛዝ አደካን አቦካን አክብር እዩ ዝብለና ቃል አምላክ እሞ ፈጣሪ የክብርካ ክዉር ሓወይ❤❤❤
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
🙏🥰
@AlemqDesu
@AlemqDesu 19 күн бұрын
ኣዶ ብርሃን ዓዲ ሽሕ ዓመት ትንበር❤❤❤ግን ሰራሕተኛ ሰለዝበለ የኩርዕ እንበር ኣየሕፍርን❤❤🎉🎉🎉🎉
@adu_blue
@adu_blue 19 күн бұрын
🙏🥰
@Betelihem33-lz4jf
@Betelihem33-lz4jf Ай бұрын
ዋውው ኣዱ ሓወይ ተባረክ ኣዶ ማለት እኮ ፍልይቲ ፍጥረት እያ ❤❤❤❤
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
🙏🥰
@user-ed7oq6yy9p
@user-ed7oq6yy9p Ай бұрын
ዋውውው ብጣዓሚ ደሰ ይብል ክብርት ይሃብኩም ዞም ኣሕዋተይ ኣዶ ብርሃን ገዛ ሸሕ ዓመት ንብራልና ኣደዋተይ 🙏🙏💘 የኔ ናፍቅት😢
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
🙏🥰
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
🙏🥰
@seni-z1f
@seni-z1f Ай бұрын
ደምርኒ ማዓረይ
@ህዝበይ
@ህዝበይ Ай бұрын
ዊ ማዘርኻ ደስ ክትብል ኣሰይይይይይ ፍትዉ ኣቢለያ በቃ መግለጺ የብለይን ብሓቂ ዕድለኛ ኢኻ ሓወይ 🫶ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ደቂ ዓደይ ሓላል ❤️❤️❤️❤️🙏ግን አቲኣ ነጸላ ዋጋኣ ክባር ዶ ትኸዉን ክንደይ ሂብካ ገዚአካዮ ኣዱየ 👏
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
🙏🥰
@seni-z1f
@seni-z1f Ай бұрын
ደምርኒ❤
@ህዝበይ
@ህዝበይ Ай бұрын
​@@seni-z1fኢለኪ ኣለኹ ሓብተይ
@hgf6568
@hgf6568 25 күн бұрын
መሐጎስካ ውለድ ዝሓወይ ፅሩይ አዶ ፅርቲ ዓለም ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ ማሚየይ
@adu_blue
@adu_blue 24 күн бұрын
🙏🥰
@rsjv415
@rsjv415 Ай бұрын
አዶ ማለት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደሰ በሃሊ
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
🙏🥰
@user-qv5qn9pi9w
@user-qv5qn9pi9w Ай бұрын
ዋውውው ኣዱዋይ ማዓረይ ናይ ብሓቂ ብውላድኻ ተሓጎስ ጎበዝ ቀፅለሉ ዙሓወይ ጅግና❤❤❤❤❤❤ ኣደዊተይ እንኳዕ ደስስስ በለኪ ናተሓጎስኪ ንበርልና❤🎉❤🎉 ናይ ኣዶ ትግራይ ፍቅርን ጅግንነትን ግን ብከመይ እዩ ዝግለፅ ኣነስ ቃላት ዩ ዝሓጽረኒ ነዘን ኣዴታትና ዝኸውን መግለፂ ቃላት❤❤❤❤❤❤
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
🙏🥰
@user-jv7yg4jz9h
@user-jv7yg4jz9h Ай бұрын
ኣዶስ ትተሓጎስ ደኣ ተባረክ ዝሓወይ ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
🙏🥰
@ZCNM-vn7th
@ZCNM-vn7th 7 күн бұрын
ዋዉዉዉ ደስ ባሃል ኣዱየ ዶሞ ንስኻ ውን ብውላድኻ ተሓጉስ ወድነይ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@adu_blue
@adu_blue 7 күн бұрын
Amen 🙏😇
@BarchiTube5164
@BarchiTube5164 Ай бұрын
ዋዉዉዉዉዉ ደስ ዝብል ዉህብቶ እዩ ንኣዲካ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ያሃበልካ❤🎉 ግን ነዛ ሰራሕተኛ ትብል ግን ብሹማ ፀዉዕዋ ስደት ዘለና ከይኣክለናስ 😢😢 ሰራሕተኛ ምኳነይ ናፈለጥኩስ የናድደኒ በተን ኣዕራብ😢 ይቅርታ ኣዱዋይ የድንቀካ እየ ❤🥰🥰🥰😘
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
🙏🥰
@lemlemhagos9299
@lemlemhagos9299 Ай бұрын
Welade tigraye selamekie yebezahi❤❤❤🎉🎉🎉
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
🙏🥰
@HsgdgBdbdhh
@HsgdgBdbdhh Ай бұрын
ኣነስ ናኣኻ ትርእለኹስ ንእሽተይ ሓወይ መስልኻ ትረኤንለኻ ዝሮ ዕድመ ጥዕና ይሃብኻ ኣዶ ዶ ትምኖ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
🙏🥰
@Luela_blue
@Luela_blue Ай бұрын
Aduway xibuk geyrka
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
ሉሉየ 🙏💙
@TgLave-si4wl
@TgLave-si4wl Ай бұрын
ፅብቅ ገይርካ ዋ ታማ ዛሰራሕተኛ ኢላ ትፅዋዓ ዘላ 😢😢😢😢ቂር ኢሉና እዩ 😔😔
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
🙏🫡
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
🙏🫡
@user-ce1nm7nf2x
@user-ce1nm7nf2x 17 күн бұрын
አይ ማዛር አድኑቆተይ ከይወዳአኩስ አነስ ዘናድደኒ ሰብ ስራሕተኛ ዝብል😢
@user-bo4yr7ms2d
@user-bo4yr7ms2d Ай бұрын
እሰይ ተዓዲልኩም ኣምላኽ ዕድሙን ጥዕናን ይሃብኩም ❤🙏
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
🙏🥰
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd Ай бұрын
ኣዱዋይ ለባመይ ብጣዕሚ ፅቡቅ ጌርካ ምርቃ ኣዴታትና ኣይፈለየና 🙏♥️
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
🙏🥰
@user-sc8zf2km3n
@user-sc8zf2km3n Ай бұрын
ኣዱየይ❤
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
🙏🥰
@user-ne8kx8mf9c
@user-ne8kx8mf9c 29 күн бұрын
በእውነት ወሊድኻ ወይ ተመርዕኻ ኣሖጉሰን ንደዋኻ ዝሓወይ ብዝተረፈ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም❤
@adu_blue
@adu_blue 29 күн бұрын
🙏🥰
@668-tj6oz
@668-tj6oz Ай бұрын
ዋውውው ጎበዝ ደስክትብሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ🙏❤
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
🙏🥰
@user-zo7mx1oc4i
@user-zo7mx1oc4i Ай бұрын
እኖ ዶ ትሙኖ ማሚየይ ብህወት ተትህልዊስ 💔😭
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
Tsnat yhabki haftey ajoki 😔
@SalamSha-wl4tm
@SalamSha-wl4tm 29 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክቡራተይ ነታ ሰራሕተኛ እውን ከም ነቦስኩም ኣሐዠፍቅርዋ ኣሕዋተይ እንሕና ዓዲ ዓረብ ዘለና ኣንገላቲዐን ቀቲለናና እየን ስራሕተኛ ተኮነት ከም ባርያ ከይትሪኡዋ ሓደራ❤👏ካብኡ ከዓ ብስማ ፀውዑዋ ሰራሕተኘ ከይትብሉዋ ኣነ መዳመይ ሰራሕተኛ ትብለኒ ተላ ከለ ኣቤት ኣይብላን ስመይ ኣለኒ ብሰመይ ዘይትፅውዕኒ እየ ዝብላ ስለዚ ዋላ ሰራሕተኛ ተፋቂርኩም ንበሩ ብሩካተይ ኣዴኻ ግን ትዓዲልካ ፅሪይቲ ዓለም እያተ።ኣዶ ዶ ትሙነ❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@adu_blue
@adu_blue 29 күн бұрын
🙏🥰
@HadasTedros
@HadasTedros Ай бұрын
ዒድመን ጥዒናን ይሃብኩም
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
🙏🥰
@yfgfhggc1498
@yfgfhggc1498 Ай бұрын
ኣሰይ ኣዶ ማለት እኮ ትፍለ እየ❤❤❤❤❤
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
🙏🥰
@AyoSolar
@AyoSolar Ай бұрын
This berry good✝️🙏🙏🌺🌺🕊️
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
🙏🥰
@greattigray5290
@greattigray5290 Ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉 ወዲ ሓፍታም ኢካ ተዓዲልካ ኣብዚ ኣለና 10 ዓመት ከርተት😢
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
🙏🥰
@hthf454
@hthf454 Ай бұрын
ኣዶ ብርሃን ገዛ ይግበአን እዪ😊
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
🥰🙏
@burhangualkidi3892
@burhangualkidi3892 Ай бұрын
ዋውው ጎበዝ ደሰክትብለ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ❤❤❤🎉
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
🙏🥰
@user-lj1ll3hx3d
@user-lj1ll3hx3d Ай бұрын
ኣጆኻ በርትዕ ኣዱየ ❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ማማዋይ❤❤
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
🙏🥰
@user-sm3cw1mh9y
@user-sm3cw1mh9y Ай бұрын
ኣበሳ ዝሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ምስ ክብርቲ ወላድትኻ❤❤❤❤❤
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
🙏🥰
@user-rr7tl9zh4f
@user-rr7tl9zh4f Ай бұрын
እግዝአብሔር አምላኽ ግርማ ቅዱሳን ይኽደንኻ ኣዱ ሓወይ ለባም ነዴኻ ከኣ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃባ በእውነት ደቂ ደቅ ደቅኻ ኽሳዕ ትሪእ ብጸጋን ዕድመን ጥዕናን የጎናጽፋ ፈጣሪ ቕድመኽስጥሓን ኣደስ በቃ ክትሕጎስ ጥራሕ እዩ ዘለዋ አደዋ እንኳዕ ሕጉስ በልክ ❤❤❤😍😍😍😍😍😍 ኣዱ ኸኣ ስራሕካ ቀጽሎ በርትዕ ዝሓወይ💖💘ኣዶ እዙይ ይዉሕዳምበር ኣይበዝሓን እንድዩ ይኩንምበር አዶ ብንእሽቶን ነገርዉንያ ብልባ ትሕጎስ እና ኹሉ ግዜ ናሓጎስካያ ንበር ዝሓወይ ንምዉላድ ከኣ የብቅዕካ💖💖💘💘💘💘
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
🙏🥰
@ሃይሚ.16646
@ሃይሚ.16646 Ай бұрын
🎉🎉❤❤i love you 😘 mother
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
🙏🥰
@AaAa-ec7gl
@AaAa-ec7gl Ай бұрын
ይግብኣኪ እዩ ኣዶ ብርሃን ገዛ ❤❤❤❤ይቅርታ እምበይ ሰራሕተኛ ኣይብሃልን ብሽማ ፀውዒያ
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
🙏🥰
@lemigereziher8177
@lemigereziher8177 Ай бұрын
normal eyu kulu serahtegna eyu mearey
@lmlmxx1720
@lmlmxx1720 25 күн бұрын
Goboze zehawey ketilelu mamaye edemen tenan yihabeki ❤️❤️❤️❤️❤️
@adu_blue
@adu_blue 24 күн бұрын
🙏🥰
@bege8567
@bege8567 Ай бұрын
ዋዉዉዉዉዉዉ ብጣዕም ደስ ባሃል ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኻ ፈጣር❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
🙏🥰
@tarhslove4629
@tarhslove4629 Ай бұрын
ለባም ዝሓወይ ተባረኽ ደስስስስስ ትብሉ ፋሚሊ ኢኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ🙏❤❤❤❤
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
🙏🥰
@rakitv8416
@rakitv8416 Күн бұрын
Asey dmxa ktem Adeway edmen tenan yhabki❤
@adu_blue
@adu_blue Күн бұрын
🙏🥰
@ትግራዋይ
@ትግራዋይ Ай бұрын
ዋው እግዚኣብሄር ይሃብካ ብውላድካ ተሓጎስ
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
🙏🥰
@destakonjo2505
@destakonjo2505 Ай бұрын
ተባረኽ ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅለሉ❤❤❤
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
🙏🥰
@QueenG-ki4gf
@QueenG-ki4gf Ай бұрын
ማማየይ ፅርቲ ዓለም ይግበኣኪ እዩ❤❤❤❤❤❤
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
🙏🥰
@flfu5333
@flfu5333 Ай бұрын
ይግብእኪ እዩ ኣድ ብርሃን ገዛ እስይይይይይ❤❤❤❤❤🎉
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
🙏🥰
@MrahwatLemalem-l2y
@MrahwatLemalem-l2y 16 күн бұрын
Asey mamiye😍😍😍
@adu_blue
@adu_blue 16 күн бұрын
🙏🥰
@genetgebretsadik
@genetgebretsadik 26 күн бұрын
❤❤
@MemEri0-fm8ex
@MemEri0-fm8ex Ай бұрын
ዋው ተባረክ🎉🎉
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
🙏🥰
@MohamedMohamed-on5jw
@MohamedMohamed-on5jw Ай бұрын
ተባረከ ማዓረይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
🙏🥰
@bsratabrha7140
@bsratabrha7140 Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@user-jx3co3um8z
@user-jx3co3um8z Ай бұрын
ዋውው ቃደመይቲ ባዕለይ❤❤ ኣዶ ብርሃን ገዛ💐🥰🥰😍❤
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
🙏🥰
@user-mw2yi3nw7p
@user-mw2yi3nw7p Ай бұрын
🎉🎉❤❤❤❤
@gallwejerat147
@gallwejerat147 Ай бұрын
ዋው ትባረክ ሓወይ I Love you mom❤❤
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
🙏🥰
@user-lj3bw5lf9q
@user-lj3bw5lf9q Ай бұрын
❤❤❤❤
@user-rt9iv8pt4h
@user-rt9iv8pt4h Ай бұрын
ተባረክ ❤❤❤🎉🎉👪👪ወለደላ ❤❤❤
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
🙏🥰
@user-vd2mh5jo9y
@user-vd2mh5jo9y Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-fy7fz7dt1h
@user-fy7fz7dt1h Ай бұрын
ዕድመይ ጥዕናይ ያሃበለይ ፍጣር ኣዶ ወላድተይ ደስስስ ይበልኽ ኹሉ ግዜ ብደቅኽ ኣደዌኒ🥰🥰 ድንግል ማርያም ታሓልወለይ ወላድተይ🥰🥰🥰
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
🙏🥰
@MohamedAsso-nn7td
@MohamedAsso-nn7td Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@user-jd6ku4xh3u
@user-jd6ku4xh3u 28 күн бұрын
Are Aduway tfle eka Tsruy❤❤
@adu_blue
@adu_blue 28 күн бұрын
🙏🥰
@ihhb1835
@ihhb1835 Ай бұрын
Are adu tfle eka ♥️♥️🎉
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
🙏🥰
@user-ss4ht5vw8o
@user-ss4ht5vw8o Ай бұрын
ዋው ደሰ ትብሉ🥰🥰🥰🥰🥰#
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
🙏🥰
@sarahsarah8153
@sarahsarah8153 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@samiraahmed1322
@samiraahmed1322 26 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣደዋይ መዓረይ 🙏❤❤🥰
@adu_blue
@adu_blue 26 күн бұрын
🙏🥰
@user-nr3dp7qm3k
@user-nr3dp7qm3k Ай бұрын
አዱ ጎበዝ ለባም❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
🙏🥰
@KedanKedan-hq3zv
@KedanKedan-hq3zv Ай бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️
@user-zf6zl2zh4p
@user-zf6zl2zh4p Ай бұрын
ደስ ትብል ኣዶ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣዶዋ ማዕረይ❤❤❤❤❤
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
🙏🥰
@hhhdhhdhdhhdhd2410
@hhhdhhdhdhhdhd2410 Ай бұрын
❤❤❤
@user-sm8bl7lb9f
@user-sm8bl7lb9f Ай бұрын
ግብዝ ደስ ክብል ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🥰🥀🥰🥀🥰🥰🥀
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
🙏🥰
@user-yf7gg5ns4w
@user-yf7gg5ns4w Ай бұрын
ኣሰይይ ወዲነይ ጎቦዝ ግርማ ተከደን ለባመይ ❤❤❤❤
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
🙏🥰
@brhanwejerat516
@brhanwejerat516 Ай бұрын
ዞም ኣሕዋተይ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኹም ኣየኹም በርትዑ👏♥️
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
🙏🥰
@netsanetalem2975
@netsanetalem2975 Ай бұрын
እንታይ ማለት እዩ ሰራሕተኛ ኢለካ መፅዋዕ ከ እሞ ከዓ ንከማካ ዝበል ተዛራቢ ትግርኛ እዋይ እንይካ ጉድ ሸም እኮ ኣለዎ ብሸማ ዝይተፅውዓ ኣይ ሓበሻ ወዮ ኣይተረድእኩምን ዘሎ እንበር ንባዕልኩም እኮ ለሚንኩም ኢኩም ትእክብው ዘልኩም እቲ ኮመንቲ ላይክ ሰብሰክራይብ ❤ እታ ሰራሕተኛ ትብላ ዘላ ከዓ ብጉልበታ እያ ሰራሓ ትንብር ካብ ምለማን ብጉልቦትካ ሰሪሕካ ምብላዕ ይሕይሸ 😮ሰለዚ ኣብታ ሰራሕተኛ ክብሪ ይሃሊኩም::❤❤ ንባዕልኩም ናለምንኩምሰ😂😂
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
ብካሊእ ኣይትውሰዲዩ 😶
@user-vb7kq8jt4f
@user-vb7kq8jt4f Ай бұрын
ኣጆኺ ወለላይ ብዙሕ ኣይትናደዲ ኖርማል እዩ ሰራሕተኛታት ኢና ኩላትና ለሚንኩም ግን ኣይበሃለይ ሰሪሖም እዮም ዝረክብዎ ዘለው ንሶም እውን ኩላትና ሰራሕተኛታት ኢና😌 ማዘረይ ከኣ ኣይልመደን የኾነይዶ ሓበሻ ከማናስ ኣዕራብውን ከምኡ ተበሉና ብጣዕሚ ኢና ንናደድ ጎብዙ ዞም ሓተይ ❤🎉
@user-dr9fs2gn3k
@user-dr9fs2gn3k Ай бұрын
ኣዱየ ጎበዝ ዕድመን ጥዕናን ናዓኩምምም ፈትይይይይይይ እየ ለብለኩምም❤❤❤❤
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
🙏🥰💙
@user-zh8bk4xc9f
@user-zh8bk4xc9f Ай бұрын
ጎበዝ ዝሓወይ ኣደዋይ🙏 ባይዘወይ ይፎትየካለኩ እየ 🙄🧡
@seni-z1f
@seni-z1f Ай бұрын
ደምርና ማዓረይ
@AbebaAbeba-zb8fj
@AbebaAbeba-zb8fj Ай бұрын
Woww esey des bahali ygbean yu Love ❤️
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
🙏🥰
@Monliaz
@Monliaz Ай бұрын
Aduwayyy ❤❤❤ ሓማተይ ኪክና እባ ፍቅድልይ❤😊
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
ታይ ፀገም እኒኦዎ እዩ 🥰
@Slama-yv2ei
@Slama-yv2ei Ай бұрын
ማምየ ፅሪቲ😘😘😘 ኣጆካ ጎብዝ ኣዱየ😘🥰🥰
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
🙏🥰
@musse_shakur
@musse_shakur Ай бұрын
Adeway meary ❤❤
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
🙏🥰 shakur brother
@user-ky7bo8mu8p
@user-ky7bo8mu8p Ай бұрын
ታዓዲልካ ምስደካ ዝተሕልፋ ዘለካ ዛዓለም❤
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
🙏🥰
@yashikonju8805
@yashikonju8805 Ай бұрын
ማማዋይ ምዕርግት ❤️❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
🙏🥰
@Calmhuman-br5pn
@Calmhuman-br5pn Ай бұрын
ተባረክ ወዲእነይ❤❤❤
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
🥰🙏
@mesiendertawit9608
@mesiendertawit9608 Ай бұрын
ኣሐጊስኻና ኣዱዋይ💜🥰🫶🏾
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
🙏🥰
@sbya123sbya6
@sbya123sbya6 Ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብክም ፍጣሪ ኣደወአይ ማዓሮ ❤️❤️
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
🙏🥰
@goodplaza795
@goodplaza795 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤😊
@trhasFseha-bm1en
@trhasFseha-bm1en Ай бұрын
❤❤🎉🎉🎉
@HgehgUgeyhe
@HgehgUgeyhe Ай бұрын
ዋዉዉዉዉ ደስ ከብለ እቲ ገዛ ይበለ ዋሓለ እያ ኣዶካ❤❤❤
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
🙏🥰
@wezamwezam9403
@wezamwezam9403 Ай бұрын
የቀንየልና ቃልና ሰለዘኽበርካ ንኣዴና ድማ ሽሕ ዓመት ንበራልና ማማዋይ🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
🙏🥰
@user-tm3lc8kv5e
@user-tm3lc8kv5e Ай бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅለሉ
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
🥰🙏
@rorosunmax8801
@rorosunmax8801 Ай бұрын
ጎበዝ አዴኻ ዘሐጎስካያ ብደቅኻ ተሐጎስ
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
🙏🥰
@user-hh3ib9hj4x
@user-hh3ib9hj4x Ай бұрын
ፅብቅ ደስ ባሃሊ❤❤❤
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
🙏🥰
@rozar227
@rozar227 Ай бұрын
❤❤❤❤❤😢😢
@MakiHaymanot
@MakiHaymanot Ай бұрын
Titiye mearey ❤❤
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
🙏🥰
@tarhastube9099
@tarhastube9099 Ай бұрын
ዋውውው ገዛኩም ደሰ ክብል እሰይ ሓማተይ ሸኮር❤❤❤❤❤😂
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
🙏🥰
@user-rc5zf7dx8x
@user-rc5zf7dx8x Ай бұрын
ዋውውው❤❤❤
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
🙏🥰
@user-zm7nk9fl7f
@user-zm7nk9fl7f Ай бұрын
ማዘርካ ደስ ክብላ ፈትየን ክሞት ❤❤❤
@adu_blue
@adu_blue Ай бұрын
🙏🥰
@yodetgidey6938
@yodetgidey6938 Ай бұрын
❤❤❤❤❤🌹🌹🌹
@user-tf5ko7nq8r
@user-tf5ko7nq8r Ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉
@user-yx6bx9sv3x
@user-yx6bx9sv3x Ай бұрын
🎉🎉🎉❤❤❤
ТАМАЕВ УНИЧТОЖИЛ CLS ВЕНГАЛБИ! Конфликт с Ахмедом?!
25:37
Alex hid in the closet #shorts
00:14
Mihdens
Рет қаралды 6 МЛН
Хотите поиграть в такую?😄
00:16
МЯТНАЯ ФАНТА
Рет қаралды 3,5 МЛН
አሰራርሓ ሕምሽቲ ብቀሊሉ አብገዛና😍😊
4:56
Geni tube ገኒ ዩቱብ
Рет қаралды 13 М.
ТАМАЕВ УНИЧТОЖИЛ CLS ВЕНГАЛБИ! Конфликт с Ахмедом?!
25:37