ብበሪ ኣትዮም ኣብዩዎምስ ብድሕሪ በሪ፣ ኣብ ፍርቂ ትግራይ ዝምስረት መንግስቲ ኣይህሉን 8/1/2024

  Рет қаралды 12,684

Tigrai Online

Tigrai Online

Күн бұрын

ብበሪ ኣትዮም ኣብዩዎምስ ብድሕሪ በሪ፣ ኣብ ፍርቂ ትግራይ ዝምስረት መንግስቲ ኣይህሉን 8/1/2024 www.gofundme.c...
Please join and become a member / @tigraionline
#Tigray #Tigrai #Eritrea #ethiopia #amhara #almata #tdf #WesternTigray
www.tigraionlin...
/ tigraionline
/ tigraionline
/ tigraionline
/ tigraionline

Пікірлер: 167
@AlemaErob
@AlemaErob Ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ፀጋን ይሃብካ ባዓል ፅኑዕ መትከል
@frered3116
@frered3116 Ай бұрын
You are right ✅️ he is hero 👏
@user-vc6ip7re1x
@user-vc6ip7re1x Ай бұрын
ሰላምካ ይብዛሕ አታ ጅግና በቲሪ ሓቂ ትቀጥን እበረ አይት ሰብርን አኳ ዝባሃል ንሕና እውን እዚ ሕልኽላኽ ጋልህና ናብዓወት መሰስ ከም አንብል ሐቂ እዩ💪💪💪💪💪❤️💛❤
@letemeskelkahsay945
@letemeskelkahsay945 Ай бұрын
ኣጆኻ ስሌቲ ዜይሕሌል ሓቄኛ ቃልስኻ እግዚአብሔርዕድሜን ጥዕናን ይሃብካ ሓሳድ ዬርሕቔልካ 🙏
@user-it6wx1cu9r
@user-it6wx1cu9r Ай бұрын
ዕድሜንX . . .ዕድመን ዬርሕቄልካX . . .የርሕቀልካ
@user-it6wx1cu9r
@user-it6wx1cu9r Ай бұрын
ስሌቲX . . .ስለ'ቲ/ስለ እቲ
@Jigar-l6r
@Jigar-l6r Ай бұрын
The one and only social media that stands for the benefit of Tigray undoubtedly. Filled with logic, truth, and uncompromise stand. Keep it up your great job. I salute you, sir! Tigray will be independent soon.
@ninaabay2140
@ninaabay2140 Ай бұрын
You are so on point you have done so much. Have no words to describe your commitment may God bless your family who are sacrificing so much
@s0lovon
@s0lovon Ай бұрын
Seriously I love your language. You make me to love and learn Tigray language. you speak it very elegant unlike those who wants to be fake Italian or Arab they forgot their identity. don’t want it with them. They don’t deserve it. Ty my brother ❤ you speak as it is you’re good example just like TDF and TPLF ❤
@user-1212-mi
@user-1212-mi Ай бұрын
Cry out loud 😂
@okay5271
@okay5271 Ай бұрын
Well done. Your sacrifice is worth and matter. Your strength is showing to young Tigray people in this difficult situation how you are dealing with this. I admire you your efforts and hard working. Good for you.
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Ай бұрын
እቲ ተኣኪቡ ዘሎ ጉጅለ እኮ እዩ ንሕውሓት ከፍርስ ላሕ ዝብል ዘሎ
@letchalemu6831
@letchalemu6831 Ай бұрын
❤❤❤ጅግና ትግራዋይ ስብሕ ሓውና ቀፅለሉ ❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤
@user-gj8wf7xe4x
@user-gj8wf7xe4x Ай бұрын
ክብር ጅግና አያና ሐቂ ዝዛረብ ንህዝብ ዝሐል ኣይፈትውን አምላኽ ምሳኹም ይኹን
@user-bp9sc1rp1o
@user-bp9sc1rp1o Ай бұрын
ይሰማል❤
@okay5271
@okay5271 Ай бұрын
Please please, somehow do not show them your pace to enemies . Protect yourself from danger ‼️. Those people are never sleeping to destroy hard worker people.
@mimikidane6288
@mimikidane6288 Ай бұрын
ትክክል ኢልካ ኩልጊዜ ንህዋሐት ምጸራፍ ምንም ሀዲሸ ሀሳብ የለን
@zemariamseyoum8554
@zemariamseyoum8554 Ай бұрын
Wow. I learned a new important word today. ኣርሲ. I love it. Thank you brother.
@kiroswalker7444
@kiroswalker7444 Ай бұрын
TOL, just want to mention that, you are one of the most influential Tigrawai I ever known . No man will do what you are doing. Cowards will try anything they can to shut you up, but you have to understand that, your strength and courage is the cause of it. So I strongly believe that the majority of Tegaru will not be motivated without your honest and dedicated analysis. Knowing that, please remain strong as usual. You are ‘ MAHLELO TIGRAI’ 🐝🐝🐝
@destagebrehiwot4556
@destagebrehiwot4556 Ай бұрын
Gigna!❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@tsedalegher4705
@tsedalegher4705 Ай бұрын
ህውሓት ጉባኤኣ ተካይድ ትዓሪ ኩሎም ውድባት ናብ መረፃ ይቅረቡ እቶም ብቅዓት ዘይብሎም ይትኣለዩ ኾይኑ ግና ትግራይ ሰብ ኣይስኣነትንሞ ካብ ውድባት ወፃኢ ዘለው ውልቀሰባትውን ብግሎም ክወዳደሩን ናብ መሪሕነት ዝመፁሉ ኹነት ክፍጠር ኣለዎ
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Ай бұрын
ጉጅለ ጌታቸው ሪፖርት ናገበሩ ይኾኑ እዞም ጉጅለ እዚኦም ብጣዕሚ ብጣዕሚ ኢዶም ይነውሕ ከምዘሎን ንትግራይ ንምፍራስ መዓረ ኽንደይ ተዓጢቖልና ከምዘለውን ብድሕሪትውን ሓያል ሓይሊ ከምዘለዎምን እዩ ዘርድኣካ ሞ ትግራዋይ እዚ ዝበስበሰ ፅግዕተኛ ሓይሊ ቀሊል ኣይኮነን እሞ ሃየ ብፅንዓት ንቃለሶ ። ኣይዞኻ ትግራይ ኦንላይን ተጋሩን ፅሩያት ተጋሩ ኣብጎድንኻ ኣለና ❤❤❤❤❤
@selamselam1351
@selamselam1351 Ай бұрын
ንስካ ንውድብ ወያነ ጥራሕ ኢኻ ትህለቅዘለካ እበር ንሕዝቢ ትግራይ ኣብይ ኣሎ ኢልካ ምንም ዝትግደሰሉ ኣይመስለን ዘሓው
@seidedris3325
@seidedris3325 Ай бұрын
ብዋናነት በየነ በድሩ፣ወዲ ረዳ እና ፃድቃን ንዕንወት ተጋሩና ትግራይ ሰሪሖም።
@TigraiK
@TigraiK Ай бұрын
I have a suspicious feeling too but soon we will find out!.
@kemalmohamed5134
@kemalmohamed5134 Ай бұрын
Yes we hear u
@brhanhailu1143
@brhanhailu1143 Ай бұрын
ጅግና ሓወና ነመስግን
@ninaabay2140
@ninaabay2140 Ай бұрын
Bravo 👏🏿 እንዳቦቅስ 👋
@kiroswalker7444
@kiroswalker7444 Ай бұрын
As they say ‘ IF YOU ARE OLD ENOUGH, YOU ARE WISE ENOUGH’ but ignorance is bless .☝️
@daniboy2293
@daniboy2293 Ай бұрын
ፅቡቅ መልእኽቲ ኢኻ ሂዝካ ትመፅእ ነመስግን በርትእ፣
@AlemaErob
@AlemaErob Ай бұрын
እቶም 3 ዊድባት ምንም ዓቅም ዘብሎም ሉሙሳት እዮም አትድከም ዝሓወይ
@user-it6wx1cu9r
@user-it6wx1cu9r Ай бұрын
TOL:- ኣነ "ብበሪ ኣትዮም. . .ብድሕሪ በሪ " ዝብል ብሂል ሠሚዐ ኣይፈልጥን። ትርጉሙ'ውን ኣይተረደአኒን።
@lovleytigraye
@lovleytigraye Ай бұрын
አዮኻ ሓውና አብ ፅብቅ ጠንካራ ቃልሲ ኢካ ዘለካ ሓቂ የሽንፍ
@gebremedhinkassadrar425
@gebremedhinkassadrar425 Ай бұрын
Thsnkyou my brothet❤❤❤❤❤❤❤❤
@abebakebede1270
@abebakebede1270 Ай бұрын
ንእርቂ ኢሎምዶ ይኾኑ በቲ በለ በቲይ እቲ ጉባኤ ይካየድ ህዝቢ መራሕቱ ይምረፅ ግን እርቅን ሰላምን የድልየና አል ሚድያታት በይዛኹም አቀራርቡ ።
@afewerkghebremeskel9210
@afewerkghebremeskel9210 Ай бұрын
@TaklyeTaklye
@TaklyeTaklye 2 күн бұрын
እወ ይስማዕሎዩ ተክላይ
@tadessegebreegziabeher8045
@tadessegebreegziabeher8045 Ай бұрын
ናይ ትግራይ ጉዳይ ኩሉ ትግራዋይ ኢዩ ዝምልከት ስለዚ ኢዩ ከዓ ካብ ኩሉ ትግራይ ኣካባቢ ዓበይቲ ዓዲ ትግራይ ብኸመይ ትኺድ ኣብዝብል ዋዕላን ምምኽኻርን road map ንምቕራፅን ዘኽእል ዋዕላ ዘድለየ።ድሕሪ ሕጅ ህወሓት ፈላጭ ቆራጭ እትኾነሉ እዋን ኣብቂዑ ኢዩ።
@EfremAsgereme-z5p
@EfremAsgereme-z5p Ай бұрын
Tigray &tplf ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-vc6ip7re1x
@user-vc6ip7re1x Ай бұрын
ብደቢ ይስማዕአሎ
@Haylemaryam-br4yp
@Haylemaryam-br4yp Ай бұрын
፦ መን ዝብሃል ፓርቲ እዩ ዝኸውን ዘሎ? ፦ ፃድቃን እቲስልጣን ነቶም ሓደሽቲ ትውልዲ ነረክቦም እንዶ ይብል አይነበረን? ፦ ሐዚይ ሓደ እግሩ ናብጉድጓድ ኣእትዩ አብ ስልጣን ሙጭጭ ዘብሎ ዘሎ ምኽንያት እንታይ እዩ? ፦ ክልተ ዓመት ዘይሰረሐ ግዝያዊ መንግስቲ ክወርድ እናተገበኦ ወንጀለኛ ምምሕድዳር ሐዚይ ስልጣን አይለቅን ምባል ብጣዕሚ የሕዝን
@TigraiK
@TigraiK Ай бұрын
It makes sense, I have no doubt there's a mole among the Tigrai leadership, the ones who are making noise and trying to confuse the people, I feel they are the enemy of Tigrai cause they got their own selfish interest instead of unified as one, I can't understand why Getachew Reda is acting strange.
@mamitflament9517
@mamitflament9517 Ай бұрын
Tanks tgray onlin 🎉
@alguyonas3312
@alguyonas3312 Ай бұрын
Selam. Tigrae. Onliane hanpesa hawy mekiri
@Wazzaaaaap2833
@Wazzaaaaap2833 Ай бұрын
ንገሮም ልቶም ባንዳታት 💪🏾💪🏾💪🏾🤙🏾💪🏾🤙🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾
@DawitWm
@DawitWm Ай бұрын
አለናናና
@user-bn8dy8ep3g
@user-bn8dy8ep3g Ай бұрын
አጀኻ ቃልስኻ ቀፅለሉ።
@habteabtekest7412
@habteabtekest7412 Ай бұрын
አንታ ንስኻ ሕሱም ካድረ ኢኻ። አነ ማንም ይኹን ምንም ጉዳየይ የኾነይ። እቲ ልደልዮ ካብ ኹሎም ልሕሸ አመራርሐ ክህሉ እየ ልደሊ። እሊ ቦቆስ ወዲ ቦቆስ ምድረ ዕንክሊል ኹሎም ተልውገዱ ደስ ምበለኒ። ኹሎም መሕፈርቲ እዮም።
@user-nd8hf7lw5p
@user-nd8hf7lw5p Ай бұрын
ዓሻ ካድረ እንታይ ማለት ድዩ 😢😢😢 ክንደይ መሕዘኒ ዘሎ!
@frered3116
@frered3116 Ай бұрын
God bless you tigray online 🙏 ❤️ 🙌 ♥️ ✨️ 💖 🙏 our hero brother ❤️ ❤❤❤
@Wazzaaaaap2833
@Wazzaaaaap2833 Ай бұрын
💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾♥️♥️♥️♥️♥️👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾ጅግና
@tadessegebreegziabeher8045
@tadessegebreegziabeher8045 Ай бұрын
ህዝብ ትግራይ ካብ ህወሓት'ማ ተሪፉ ኢዩ።ሚእቲ ካብ ሚእቲ ህዝብና ምፀነተ ነይሩ።ህዝብ ትግራይ ሳላ ፃድቃንን ገታቸው ረዳን ከምዝዳሓነ ኢዩ ዝፈልጥ።ንስኻ ግን ንንኣለም ገብረዋሂድን መንጀርኖን ዱዉያትን ብኔት ወርክን ዝበስበሱ ወጊንካ ክትካታዕስ ከምቲ ናትካ ትግራዋይነት ስምዕት ፈፂሙ ኣይምጥነካን።
@TigraiK
@TigraiK Ай бұрын
You are funny, you must've forget there are hundreds of Tigrai generals and thousands of fighters who saved their people it's not only two people.
@mulugettakassa2222
@mulugettakassa2222 Ай бұрын
Ty hawy I agreee
@user-hq7hv9ez4r
@user-hq7hv9ez4r Ай бұрын
ይሰማዕ ኣሎ ፀብቅ ኣሎ
@s0lovon
@s0lovon Ай бұрын
Tplf forever ❤️💛
@alemkidane7964
@alemkidane7964 Ай бұрын
ምስ ሽዋን ብሽዋን ዝተመርሔ ጠፍኧ ከፍትስያ ምስ ሓራዲኤን ሩባ ይወርዳ እዩ ዝመስለኒ ንዓይ እዙ ብምስለነት ዝካየድ ዘሎ ኾሸምሸም ካልእ ትርጉም ወይ መግለፂ የብሉን
@user-fj1fn4li7b
@user-fj1fn4li7b Ай бұрын
አጀኻ ዛሓወይ አይትናደድ አካል ቃልሲ እዩ ህዝቢ ትግራይ እዩ እዛ ሕዚ ተበፂሓ ዘላ ወሳኒት ግዜን ሳዓትን በቢዘለናሉ ኮይና ብሓደ ኮይና ንሕለፎ ሕጂ ውን ትግራይና አዴና አብ ሕርሲ እያ ዛለ ብሰላም ድማ ኽትገላገል እያ
@EfremAsgereme-z5p
@EfremAsgereme-z5p Ай бұрын
Ajoka
@1995mwa
@1995mwa Ай бұрын
TOL is a trustworthy media.
@AlemsegedMehari-rv1tc
@AlemsegedMehari-rv1tc Ай бұрын
ኣጆኻ ኣታጅግና
@Saba-nh4om
@Saba-nh4om Ай бұрын
አጅኮ አብጉናኮ
@SolomonGebrekidan-fx3mj
@SolomonGebrekidan-fx3mj Ай бұрын
ሳላ ጌታቸውን ፃድቃን ዝሓለው አብጎኖም ኾይና ናብታ ትብፃሕ ክንበፅሕ እና።
@TigraiK
@TigraiK Ай бұрын
Destination of downhill is where all the Banda go!
@AssefuTesfahunGebru
@AssefuTesfahunGebru Ай бұрын
አለና
@semirberhe7592
@semirberhe7592 Ай бұрын
TIGRAY TSIER ❤️💛
@user-ez2ls9ub2v
@user-ez2ls9ub2v Ай бұрын
ትክክለኛ ሐሰብ እዩ ሐሳብካ
@1995mwa
@1995mwa Ай бұрын
ንነዊሕ ተኸታቲለካ ብጣዕሚ ቅኑዕ ሰብ ኢኻ። ክብረት ይግብኣካ ኣነ ኤርትራዊ እየ ግን ብቅንዕና ህዝቢ ትግራይ ክዕወት ትምኒተይ እዩ። ሎሚ ቕነ ጉህየ ምኽንታቱ ንሓድነት ተጋሩ ዝዕንቅፍ ብምርኣየይ። ኣሕዋት ተጋሩ እዚ ናይ ሎምቕነ ጉዳይ ሃሱሳት ህግደፍ ዓንቀሮም ክሳብ ዝርአ ይስሕቑ ኣሎው። ደሓን ንነዊሕ ኣይጸንሕን ተጋሩ ሓድነትኩም ክምለስ እዩ።
@yemartedila842
@yemartedila842 Ай бұрын
Agoka hawena
@user-yf4zx5jj7g
@user-yf4zx5jj7g Ай бұрын
💯💯%🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@habteabtekest7412
@habteabtekest7412 Ай бұрын
ግን መስመር ህወሓት ማንም ደንቆሮ ክትንክፋ አይንደልን። እቶም ዘለዉ መረሕቲ ኹሎም ነታ መስመር አይምጥንዋን። ቅኑዕ አመራርሐ ነታ መስመር ዘቐፅል ሙሁር ስሙር ትግራዋይ የድልየና አሎ።
@rahmamami3581
@rahmamami3581 Ай бұрын
አለነ
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 Ай бұрын
ንፃድቃን ኣብፁሑለይ ዘረባ ኣይኮነን ፃድቃን እትም ትፅውዖም ዘለኻ ሃገራት ብስራሕ እምበር ብዘረባ ኣይኮኑን ኣብዚ በፂሖም ስራሕ ኽፍፍል ተገይሩ ናብ ስራሕ ይተኣተ ኢንጅነር ምሁዞ ይፍጠር ሓረስታይ ይሕረስ ፖለቲከኛ ፓለቲካ ይስራሕ ውሽጣዊ ዓቕሚ መሰረት ዝገበረ ቴክኖሎጂ ነማዕብል No more ዘረባ ጥራሕ
@seifemamo693
@seifemamo693 Ай бұрын
Well hearing, go head.
@tewodrosgebreagaizt3473
@tewodrosgebreagaizt3473 Ай бұрын
Yes
@haregugebremedhin8880
@haregugebremedhin8880 Ай бұрын
ናይ ባዕሉ ድሌት እዩ ዘሕምሞ ዘሎ እበር ንህዝቢ ተዝሓስብ ሰብ ኣኮነን ጌታቸው
@byyh6988
@byyh6988 Ай бұрын
ይስማዕ ኣሎ
@mekonendesta9531
@mekonendesta9531 Ай бұрын
በርትዕ ሐውና
@masterali5976
@masterali5976 Ай бұрын
ምዕፃውካ ኣይቐርን ከምቲ ትገብሮ ዘለኻ እንተቐፂልካ ፅናሕ
@semeregebre2835
@semeregebre2835 Ай бұрын
ናይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ይኹን ናይ ጀነራል ፃድቃን ገ/ትንሳኤ ዘመሓላልፎዎ መልዕኽቲ ኮንሲፓይረሰ ዘዓብለሎ ተራ ሸቀጠ ኣብ መሬት ምስ ዘሎ ኹነታት ፍፁም ዘይጠዓዓም ነቲ ዝዳሎ ዘሎ ጊባኤ ንምዕቃፍ ዝተሓሰበ ስንኩል ዋዕላ እዩ።
@MajorityRespectul-j6l
@MajorityRespectul-j6l Ай бұрын
ስፍሓት ፖለቲካዊ ግዝኣት ትግራይ ቅድሚ ወራር 50079 ትር 1:21:57 ብዒት ኪሎ ሚትሮ ነይሩ። ኣብዙ ሕዚ እዋን ግን እቲ 16000 ትርብዒት ኪሎ ሚትሮ ዝበዝሕ ኣብ ትሕቲ ምሉእ ምሕደራ ወረርቲ ዝተወሰነ ድማ ኣብ ትሕቲ ሓይልታት ፀፅታ ብልፅግና ይርከብ። ስለዚ ግ.ም.ት. ይቆፃፀሮ እየ ዝብሎ ግዝኣት ትግራይ ስፍሓት 34079 ትርብዒት ኪሎ ሚትሮ ጥራሕ እዩ።
@YacobHanza-s2i
@YacobHanza-s2i Ай бұрын
I think you are wrong Member of TPLF were in the conference example ### ?Dr.?Addisalem balema,Dr.Abraham Tekeste
@AlemaErob
@AlemaErob Ай бұрын
ተፀበይት ደቅ ማማ እዮም
@user-gj8wf7xe4x
@user-gj8wf7xe4x Ай бұрын
ንስልጣን ምሐዝ ተዘይ ኾይኑ ንህዝቢ የብሎምን ናይሕዝብ ተቐባልነት የብሎምን ነንሕድሕዶም ክማን ሰንት የብሎምን
@user-tb6mk3vb7p
@user-tb6mk3vb7p Ай бұрын
ገታቸው ማለት ግደፎሞ ትግርኛ ቃላት ዓለም ዘንጥቅጥ ከእለት ዘለዎ ባዓር ሪእሲ እዩ ከም ደብረ ፅንተት ኣይኮነን ለፍላፊ።
@leberlegataamen7080
@leberlegataamen7080 Ай бұрын
hegdef????????
@tadessegebreegziabeher8045
@tadessegebreegziabeher8045 Ай бұрын
ዝበልካ ክትብልስ ህወሓት ባዕላ በስቢሰ ኢየ ናይ ስትራጅ ኣመራርሓ የብለይን እናበለት ህዝብ ትግራይ ኣብዙ ፅንተት ንኽኣቱ ዘኽኣለት ዉዱብ መሊሳ ንህዝብ ትግራይ ናብ ሓደጋ ንምእታው እትኸዶ ዘላ ኽያዶ ደው ክተብሎ ኣለዋ።
@AlemsegedMehari-rv1tc
@AlemsegedMehari-rv1tc Ай бұрын
ጹቡቅ ኣሎ
@TsgeFiseha
@TsgeFiseha Ай бұрын
Sr tsge
@haileselassieabraha3013
@haileselassieabraha3013 Ай бұрын
Ok
@abryetewelde8215
@abryetewelde8215 Ай бұрын
ኣለና ይሰመዓናሎ ሓውና
@zeggawrangel3762
@zeggawrangel3762 Ай бұрын
Thanks your for your service TOL ♥️🙋🏽‍♀️💛🙏🏽🫶🏾👍🏽
@wewe4481
@wewe4481 Ай бұрын
ናይ ዐለተዘመድ አክትቢሶት ገርም ሰሚዕናልካ ስሱዕ ናይመን ቤተሰብ ሙኻንካ ሕጂ እዩ በሪሁሉ ሰብ ንስኻ እንተድሒንካዮ አለም ሎሚ ከን ርኢ እና
@user-dw9vz9kj1z
@user-dw9vz9kj1z Ай бұрын
እዎ
@gebretensaytesfay2512
@gebretensaytesfay2512 Ай бұрын
Alena
@user-tu5zd4hq1o
@user-tu5zd4hq1o Ай бұрын
እዚ ሸቀጥ ናይ ግዝያዊ መንግሰቲ ትግራይ ህዝቢ ናብ መረበቱ ምምላሰ ነቀድም ዝብል ሸቀጥ ህዝቢ ይኩን ግዝአት ትግራይ ዓቅሚ ሊይዎ ክንደይ አዋርሕ ድዩ አባኪኑ ዝንሄ ንምንታይ ከብዝተውሃቦ ኩንትራት ወፃኢ ድልየት ናይ አብይ ከፈፅም ላሕ ይብል ህወሐት ዩንፈርም ከትከውን ዝመርሕ አቦወንበር ህወሐት ዶ አይኮነን ገታቸው መን ሰልጣን ሃቦ ሰለዚ ብምሰላ ገታቸው ብአተሐሳሰብ አብይ ኮይኑ ተረኪቡ ናብ ጉባኤ ንእቶ
@byyh6988
@byyh6988 Ай бұрын
ኣይትገደሰሎም ቀፅሎሉ ጥራይ
@tsegayberaki4334
@tsegayberaki4334 Ай бұрын
1111
@eyobghebrehiwet310
@eyobghebrehiwet310 Ай бұрын
ውዓኡላ.k ኽንጋኣብር. ማኣላት. አባግኣሮ. ግርኻ. ምኽስብ. አንታትራኽበ. ትባህሉ. ዝፍታአን. ዝኣሎ. ክፋት. ኤዩ 🙏
@user-zf7cz6sp5q
@user-zf7cz6sp5q Ай бұрын
እንቱም ሰባት እንታይ ዝብለ ዓይነት ዓሻ ተንኮል እዩ ተፈጥሩ አብ ህዝቢ ትግራይ ውዕል ፕርቶሪያ ን(2)ዓመት ዕጽው ኮፍ አብልካ ህዝቢ ትግራይ አይዘከርናዮ አይሰራናልካን ኢሉ አብ ሽረ ይቅርታ ዝሐተተ አካል ዚኹሉ ዓመታት ኮፍ ኢሉ ፀንሑ ሕጂ ከይሐፈረ ድሕሪ ዓመታት ኢትዮጵያ ንዝወረረና ወራር መኸተና ንገምግም ማለት ፀረ ህዝቢነትን ጭካነን ክሕደትን እዩ እቲ ዝገርም ድማ ከሳሲ ጊዚያዊ መንግስት ምምሕዳር ትግራይ ወኺል ብልጽግና ኢትዮጵያ ተኸሳሲ ሕውሐትን ረብሐን መሰልን ዝጎደሎ ዚሐረሞን ህዝቢ ትግራይ ዳኛ ብልጽግና ኢትዮጵያ እቲ ዝገርም ድማ። ልጁ ቀማኛ አባቱ ዳኛ ከምዚባሃል ሕጂ ኮይኑ በጃኹም ሕፈሩ። ያኢ ብልጽግና ንትግራይ ዚብኢ ንአድጊ ሲ ጽቡቅ ክፈርድ ምጽባይ ኢዩ እይ ግታቸው ለዋህ መኻሪ ዶ ሳአንካ ? ሕውሐትን ህዝቢ ትግራይን ክስዕር እዩ ሕሪር በሉ ፀላእቲ ትግራይ
@user-bp7cb4ow7r
@user-bp7cb4ow7r Ай бұрын
ዋላ ካድረ ይቦሉኻ መሰልካ እዩ ንሶም እንዶግዳ ኣይነውን ብገንዘብ ተገዚኦም ንህዝቦም ኪሒዶም ምስ ወረርቲ ሓይልታት ኣቢሮም መፂኦሙና ፀላእትና ብሓይሊ ከሸነፉና ዘይካኣሉስ ብገንዘብ መፂኦምና
@alemshaygebremarim4642
@alemshaygebremarim4642 Ай бұрын
ምን እዩ ክመርፆም ህብይ ተማዛብሉ እንዳ ሃለው፡ ግዜው ምምህዳር ዝተሽሞ ምክንያት መሬት ትግራይ ክመለስ ዝተመዛበለ ህዝብይ ናብ መሬቱ ክመልስ እዩ፡ ምን ኣብተግባር ዝዊዓሉ የለን፡ ቕዲምይ ትመርፃ ኩሉ ሻማሻማ እሎም መሬት ትግራይን ተመዛበልትይ ክምለሱ ኣለዊም። ከፅንትዎም ክብሉ ኩሎም እንዲዮም ናበራካ ዝውፁ ህዝከ ንምንታይ ኩሎም ሻማሻማ እሎም ተመዛበልትይ ዝመርፁ፡ ደክቶር ደብሪፂዮን ካልኣይ እንተዝይተመርፅኩ ኣይስርህን እየ ማለት ዲዩ፡ እንታይ እዩ ግዜይ ሃልፉ እዩ ከርድ እየ ስልጣን ህዙ ኣይሃዘን ትሃታትነት ኣለዎ መሬት ትግራይ ህዝብይ ትግራይ ክመልስ፡ ምን እዩ ክመርፅ ? ትሃደ ካብቱይ ሃደ ዝበልፅ ስራህ ኣየርእየን፡ ጌታችው ርዳ ንክምርፅ ዝተሽሞ ዎዒል ዝኣተው ስራ ክስርህ ኣይካኣልን፡ ኩሉም ከመተጋሩ ንቐደም መሬት ትግራይን ህዝብይ ትግራይን ከመልስ ስራህ እንተስርሆም እዮም፡ ኣብተግባር ክውዒሉ ስልጣን ኣይዲልዮም ስልጣ ኣለዎም እኮ ናይ ዊዲቦም፡ ናይ አኢዲቦም ስልጣን ህይዞም መሬት ትግራይን ተመዛበለት ዝመልስ ስራሃ ኣይስርሁን፡ ኩኮም ካብካልእ ተፀበይትይ እዮም፡ ንምን እካ እዝይ ዝበለፅ እሎም ህዝብይ ክመርፁ፡
@rahmamami3581
@rahmamami3581 Ай бұрын
አታ ሐቂ ግበርእሞ ብመገዲ ባቡረ ደቅስ ሐወይ አይሰማእካ ዘሐወይ
@AbrahimMahamed-n2v
@AbrahimMahamed-n2v Ай бұрын
አቲየ
@areaareaarea4587
@areaareaarea4587 Ай бұрын
ብሓሳብ ከሰንፉ ዘይኽእሉን ካብ ሓቂ ዝወፁ ደመኛታት ህዝቢ ትግራይ ማሓውሮም ብምዝርጋሕ ሚድያታት ምዕፋንን ንምቅታል ምምኳርን ካብ ኣቦኦም ኣቢይ ተማሂሮሞ እዮም ። ሕጀሰውን ዓወፅወፅ ኣይገድፉን ።
@tsigefeseha5178
@tsigefeseha5178 Ай бұрын
Ewe
@user-zf7cz6sp5q
@user-zf7cz6sp5q Ай бұрын
ጊዝያዊ ምምሕዳር ዓለቅቲ ትግራይ ኢዩ
@daniboy2293
@daniboy2293 Ай бұрын
ካብ UNDP ዝተውሓባ ገንዘብ ብስም ዴሞክራሲ ንህዝቢ ትግራይ መራሂ ዘይብሉ ገይርካ ንምትራፍ ዝግበር ዘሎ ሽርሂ እዩ፣
@tsigeashebir1599
@tsigeashebir1599 Ай бұрын
Amanil neru
@wewe4481
@wewe4481 Ай бұрын
እንታይ ደአ ገፋሕፋሕ ዘብለካሎ ቱቱላ ተገጢምካ እኻ
拉了好大一坨#斗罗大陆#唐三小舞#小丑
00:11
超凡蜘蛛
Рет қаралды 16 МЛН
escape in roblox in real life
00:13
Kan Andrey
Рет қаралды 12 МЛН
At the end of the video, deadpool did this #harleyquinn #deadpool3 #wolverin #shorts
00:15
Anastasyia Prichinina. Actress. Cosplayer.
Рет қаралды 16 МЛН
这三姐弟太会藏了!#小丑#天使#路飞#家庭#搞笑
00:24
家庭搞笑日记
Рет қаралды 119 МЛН
拉了好大一坨#斗罗大陆#唐三小舞#小丑
00:11
超凡蜘蛛
Рет қаралды 16 МЛН