ብቢጃማ ክዝንጥ እየ 😂 ጆቴ ዝፀልኦ ነገር

  Рет қаралды 21,783

JOte Rozi 👫

JOte Rozi 👫

Күн бұрын

#ethiopianmusicyarednegubirabiro2021 #duet #abelbirhanuየወይኗልጅ #ethiopia #ethioforumኢትዮፎረም #love #tigrignamusicnguseabadi #tigiray #eritrea #ትግርኛሙዚቃ #ትግራይ_ትግርኛ #ትግርኛኮሜዲ #eritrea #ኤርትራ #ኤርትራውያን @maggyshow @selamtsegaysmile9152 @gzedhabesha @endababuentertainment @AfewerkiTsegaySmile @Kalu_nekifar @Awuchetube @ታማማታማማFamily @sadulaentertainment @SEMAYENT‎@Gedli_plus ‪@selamtsegaysmile9152‬ ‪@LazaTigrigna‬ ‪@gzedhabesha‬ ‪@amantube28‬ ‪@gereemunentertainment‬ ‪@endababuentertainment‬ ‪@musse_shakur‬ ‪@AfewerkiTsegaySmile‬ ‪@HARAMBE-SHOW‬ ‪@Kalu_nekifar‬

Пікірлер: 591
@MeryMery-r1o
@MeryMery-r1o 6 күн бұрын
ብጃማ ናብ ቀረባ ዱካን እዪ ዝግበር ከተማ ጭራሸ ኣይግበርን ደቂ መዳም ብጃማ ኢና ንገብር ትብልኦ ኣለክን ንጆቲ ኣብ ገዛ ሰለ ንሰርሕ እዪ እምበር ነፃነት ዘይብሉ ዓዲ ኮይኑ እምበር ንሕና እውን ዓድና ኬድና ብጃማ ኣይንገብር ዝንጥ ንብል ኢና ጆቲ ግን ን ኢቫ ዘለካ ፍቅሪ ይፍለ እዩ በዚ ኣጋጣሚ ጋለይ እውን ኢቫ እያ ትበሃል ዝበለፀ ክፈትዎ ጌርካኒ ኢካ ሸማ ከማካ ዝበለ ውላዱ ዘፍቅር ንኩልና ይዓድለና ሮዚየ እውን ትሕት ዝበልኪ ኢኪ ቀፅልሉ ንፈትወኩም ኢና❤
@Samri-kiros
@Samri-kiros 6 күн бұрын
@@MeryMery-r1o ታአምረኛ ስለ ናትኪ ቢጃማ አሞ መን አልዕሉ አዩ 😁😁ሓፈርና ወተሰከፍና 😂😂😂😂
@Tyty112-ij7qm
@Tyty112-ij7qm 6 күн бұрын
ናይ ልበይ ኮምንቲ ናፃነት እና ስእና እምበር ብጀማ ክንኪደና ደሰ ኣለና ኣይኮናነ🥺
@Samri-kiros
@Samri-kiros 6 күн бұрын
@@Tyty112-ij7qm አኮ ናስራሕ ግዴታ ስለ ልኮነ ብቻ አዩ አምበይ ደገ ትዉፅአ ተለካ ቢጃማ ትክደን ማለት የኮነይ 🥰
@BedulaKahsay
@BedulaKahsay 5 күн бұрын
@@Samri-kiros ብጃማ ዝሰአኖ ሰብ አሎ ዋ ጠዉለቅ አይትበሊ
@Samri-kiros
@Samri-kiros 5 күн бұрын
@@BedulaKahsay 😁😁😁ቢጃማ ንመደቀሲ ድዩ ስኢንዎ ገፋፍ ጠዉላቅ የበለትይ ድያ😂
@شغاله-غ3د
@شغاله-غ3د 6 күн бұрын
ብጃማይ ልቅድሚት ድቂ መዳም ኣበይ ኣለክን 😂😂😂
@EyerusGher-cl5mz
@EyerusGher-cl5mz 6 күн бұрын
😅😂😂😂
@DanaitAbera
@DanaitAbera 6 күн бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂 ፈንቲተ
@JOTELeul
@JOTELeul 6 күн бұрын
ኩቡራት ቤተሰብና ቤተሰብ Jote Rozi ሰላምኩም የብዘሐልና 👐🙏🙏🙏
@heran5269
@heran5269 6 күн бұрын
❤❤ emwedachu❤ ናይ ብጃማ ነገር ግን😂😂 ጆቲየይ ከምዚልኪ ዲኺ መፂኺ ብፅርግያ ያ😂ሮዚ ገለዓይነት ፕራንክ😂
@ashuberhe-s2l
@ashuberhe-s2l 6 күн бұрын
@@JOTELeul ጆተይ ሰላምኩም ይብዛሕ ሙቁራተይ❤️❤️❤️ ሮዚ ናብጃማ ነገር ግን 🤣🤣
@HayatHayat-g5y
@HayatHayat-g5y 6 күн бұрын
ካብዚ ንዝፅብቅ እባ ታይ ደሊካ😂😂😂😂😂
@selemawityoutube
@selemawityoutube 6 күн бұрын
ጅግና ስብኣይ ሰበይቱ ደመቃ ክሪኣ ይደሊ ጎበዝ ጆቴ❤
@ጋልትግራይ-ዐ2ገ
@ጋልትግራይ-ዐ2ገ 6 күн бұрын
ኣረ ጆትይ ኖርማል አዩ😅❤️ደቂ መዳመይ ኣለኽንዶ ብኽዳና መአኦምና😅😂ብጃማ ዓይነይ❤️👌😅😅
@ዛፉ.ወንበርታዊት
@ዛፉ.ወንበርታዊት 6 күн бұрын
❤❤❤😂
@ngstiabrha2500
@ngstiabrha2500 6 күн бұрын
ድምሪኒ እሲቲ ደቂ መዳም❤❤❤
@سميره123
@سميره123 6 күн бұрын
እለነ ማዓረይ 🥰
@شغاله-غ3د
@شغاله-غ3د 6 күн бұрын
@@ngstiabrha2500 ደሚረኪ ማዓረይ 🥰♥️
@VgGg-w2y
@VgGg-w2y 6 күн бұрын
አለና ዋይ ብጃማ አዋይይይይ ንዕቀትትትት
@Mesimesi-nx7je
@Mesimesi-nx7je 6 күн бұрын
ማማየ አባዲት ዝፍቀአትኩም 👍ረገፁና
@tgr817
@tgr817 6 күн бұрын
ኣነሰ ብጃማ ለሚደ ካሊእ ክዳን ተተካዲነ ይጨንቀኒ😂😂😂😂ደቂ መዳም😅ፍትሒ ንብጃማና
@ሰናይሰናይ-ቈ7ጨ
@ሰናይሰናይ-ቈ7ጨ 6 күн бұрын
😂አረ ኩለና ኢና
@sameraahmed1907
@sameraahmed1907 6 күн бұрын
ካልኣይተይ ኣረይሞችየና😂
@Shewit-f6p
@Shewit-f6p 6 күн бұрын
ኣነለ ማርያምን ሽፎን ወይ ስረ ተገይረስ ኮፍ ምባል ይከልአኒ ብጭንቂ ብጃማይ ኣኪበየ ክከድ ዓደይ😅
@ነኝየተዋህዶፍሬ
@ነኝየተዋህዶፍሬ 6 күн бұрын
​@@Shewit-f6pዋላ አነ😂😂
@mlaetdesta85
@mlaetdesta85 5 күн бұрын
ዋላ አነ
@ትግራወይቲእየ-ሰ6ኀ
@ትግራወይቲእየ-ሰ6ኀ 6 күн бұрын
ጆቲ ግደፍ 7ዓመት ብጃማ ኢና ገይርና ዘለና ደቂ መዳም🥺😁
@jfsf4802
@jfsf4802 6 күн бұрын
ሓቅኪ ማዓረይ❤❤❤
@ሜሪ-መ6መ
@ሜሪ-መ6መ 6 күн бұрын
እወ ጓለይ ብጃማ ሓወይ😂
@ጓልሃገረትግራይ
@ጓልሃገረትግራይ 6 күн бұрын
አነ ለ ሽሞንተ ዓመት አሕሊፈ ብጃማየይ ፍቅሪ😂
@FFv-o4d
@FFv-o4d 6 күн бұрын
እሞ ኣብ ገዛ ኢኪኮ
@HhBh-p6q
@HhBh-p6q 6 күн бұрын
😂😂😂😂
@arddgtyhu
@arddgtyhu 6 күн бұрын
ብዓይኒና መፅኩምና ደቅ መዳም ኣበይ ኣለኺን😂❤
@ይርጋጓልትግራይ
@ይርጋጓልትግራይ 6 күн бұрын
ደምርኒ ክብረተይ ❤❤❤❤
@arddgtyhu
@arddgtyhu 6 күн бұрын
@ይርጋጓልትግራይ እሽሿ
@VvHv-qt5wd
@VvHv-qt5wd 6 күн бұрын
😂😂😂😂
@SarhSooosoo
@SarhSooosoo 5 күн бұрын
ኣለና😂😂
@AZebTAMR
@AZebTAMR 4 күн бұрын
😂😂😂ኣለና😂😂😂
@AlmazGebrehanskahsay
@AlmazGebrehanskahsay 6 күн бұрын
ለባመይ ብጣዕሚ ንፉዕ መንእሰይ ሓወይ !! ናብ ደገ ናይባአዕሉ ኣለወ ናይ ገዛ ኣውን ከምኡ ❤❤❤❤
@JOTELeul
@JOTELeul 6 күн бұрын
🙏👐
@SadSad-d2z
@SadSad-d2z 6 күн бұрын
ንከባበረ ኽዳንና እዩ ደቅ መዳም😮😮😮😮ሓፅብና ከይንሰጥሐኩም ሃም ብጆማ😂😂😂😂😂😂😂
@Weyni-v3i
@Weyni-v3i 6 күн бұрын
ጀነሳይድ እዩ ኮ ተፈፅምና😢😂😂😂😂
@Sarahsarah-s2c
@Sarahsarah-s2c 6 күн бұрын
ይገርም ከኣዪ ደቅመዳመይ😂😂😂😂😂​@@Weyni-v3i
@LamlamHaqos
@LamlamHaqos 6 күн бұрын
አይ😂😂😂 ሓፂብና ከይንሰጥሐኩም በለት😂😂
@አኩስሟዊት
@አኩስሟዊት 6 күн бұрын
ኤረ ሓቁ እዩ አብ ዓድኻ ዓድማትኻ ሓደ አይኾነይ እሞ አብ ስራሕ አምበር አብ አብ እጃዛዶ ብጃማ ንገብር እና ሓቅ ምዝራብ ንፍቶ አሕዋተይ አነ ባዕለይ አብስደት አየ ዘለኹ ግን አብስራሕ እንበር ምስ ሰብ ክኸይድ ተለኹ ብጃማ አይገብርይ።👌👌
@ኣዶሬብየል
@ኣዶሬብየል 6 күн бұрын
ዋይ ኣለኽን ዶ ደቂ መዳም😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😅ፍትሒ ልብጃማና🎉🎉🎉🎉
@meirmm4388
@meirmm4388 6 күн бұрын
ወይ ጉድ ፍረቂ ዕድመና ብብጃማ ዘሕለፍናዮ ደቂ መዳም ጆቲ ስራዓት😂 ዘጎታ ፀባይ ብጃማ ዩ
@እግዚኦተሰሃለነጎይታ
@እግዚኦተሰሃለነጎይታ 6 күн бұрын
ሀዝስ ቅዳድ ስረ ገይራ ካም ኮነት ካምኣ የምበልካያይ ደቂ መዳመይ ብጃማና ተንዒቁ ንዓናስ ዋና ክዳና እዩዋ😂😂😂😂😂
@ይርጋጓልትግራይ
@ይርጋጓልትግራይ 6 күн бұрын
ደምርኒ ክብረተይ ❤❤❤
@meri3353
@meri3353 6 күн бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂
@chth1777
@chth1777 5 күн бұрын
Era wena kidna eykonna nya serha embra wa​@@ይርጋጓልትግራይ
@AZebTAMR
@AZebTAMR 4 күн бұрын
ብሓቂ❤😂😂😂😂
@FrfrfrTctvvt-de4se
@FrfrfrTctvvt-de4se 6 күн бұрын
ታይ እዩ እንእወ እሞ በጃማ ምምላሰ ሰረ እኳ ላመለሰና ሰቁ እልኩም ላረእኩምናሰ ለዛም ካብ ስረ ምምላሰ ብጃማ ምምላሰ ኣፀብቁ የሐሽ
@ይርጋጓልትግራይ
@ይርጋጓልትግራይ 6 күн бұрын
ደምርኒ ክብረተይ ❤❤🎉🎉
@MikalTube-e9k
@MikalTube-e9k 6 күн бұрын
ናይ ሮዙ &ጆቲ ኣድነቅቲ ደሙሩኒ እስተ ተጋርዋኒ ፅሩያተይ በጃኩም❤💕
@ይርጋጓልትግራይ
@ይርጋጓልትግራይ 6 күн бұрын
ደምርኒ ክብረተይ ❤❤❤
@seluyouTube-x7z
@seluyouTube-x7z 6 күн бұрын
መልሲ
@brllabay3842
@brllabay3842 6 күн бұрын
ብሓቂ ለባም ኢካ ዝሓወይ ምክርካ ብጣዕሚ ፈትየዮ ብጃማ አብ ገዛ እምበይ ንደገ ኣይኮንይ❤❤❤
@ጋልትግራይ-ዐ2ገ
@ጋልትግራይ-ዐ2ገ 6 күн бұрын
ዝሮ ጎበዝ ኢኻ ጀግና ስብኣይ ሕመቅ ሰበይቱ ኣይፎትን❤️🥰🥰🥰🥰
@ይርጋጓልትግራይ
@ይርጋጓልትግራይ 6 күн бұрын
ደምርኒ ክብረተይ ❤❤❤
@Tgi9479
@Tgi9479 6 күн бұрын
ጎበዝ ጆተይ ፅቡቅ ናሰበይቱ ዝፈቱ 🙏♥️🫶🩵
@kidanytube
@kidanytube 6 күн бұрын
@@Tgi9479 ደምርኒ እንበተዋይ
@Samira-yh8gr
@Samira-yh8gr 6 күн бұрын
ብጃማ ዙጎይታና ደቂ መዳም🤣🤣🤣
@ይርጋጓልትግራይ
@ይርጋጓልትግራይ 6 күн бұрын
ደምርኒ ክብረተይ ❤❤
@MAGITEKLAY-k5p
@MAGITEKLAY-k5p 6 күн бұрын
ሓቂ
@MagiTube-s2p
@MagiTube-s2p 6 күн бұрын
​@@ይርጋጓልትግራይ ደምረኒ
@Frey8089
@Frey8089 5 күн бұрын
ልካስ መብዛሕታና ንካታተለካ ደቂ መዳም እና
@malataregawe8730
@malataregawe8730 6 күн бұрын
ኣነስ 6ዓመት ብጃማ እየ ግን ብጣዓሚ እዩ ዝምቸየኒ❤❤❤
@Rahwa-c4g
@Rahwa-c4g 6 күн бұрын
ንደገ ግን ኣይትገብርያን ኣብ ገዛ እማ ኖርማል እዩ
@AaAs-ns7sx
@AaAs-ns7sx 5 күн бұрын
😂😂😂ኣየ ሮዚየይ መሕረር ብሓቂ ኣካ ሰበይቲ ተሓመቀቲ ተፀበቅቲ ሰበይቲ መንያ ስለ ትበሃል❤ ሓቂካ እካ ዝሓወይ ብጃማ ብኣብዛሓ ኣብ ገዛ እዩ ልግበሪ።
@Agsgs-yt2xg
@Agsgs-yt2xg 6 күн бұрын
ደቂ መዳም ንዕነ ረአያ ዝኸኣሊና ብጃማና ተኒቁ 😂😂😂😂
@HggfreGtttghhjj
@HggfreGtttghhjj 6 күн бұрын
ብሓቂ😂😂😂😂😂
@salam-p5q
@salam-p5q 6 күн бұрын
😂😂😂
@AaAa-v3v4o
@AaAa-v3v4o 6 күн бұрын
🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@Saafsfdvvdfb
@Saafsfdvvdfb 6 күн бұрын
😂😂😂😂😂
@TitiChannelቲቲቻናል
@TitiChannelቲቲቻናል 6 күн бұрын
😂😂😂😂😂
@Temeseganamelak
@Temeseganamelak 6 күн бұрын
ጎበዝ ጆተይ ፅቡቅ ናስበይቱ ዝፈቱ 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤
@Maregዪቲብ
@Maregዪቲብ 6 күн бұрын
እንየኩም ግልፅነት ጆቲ ናይ ባሓቂ ስብአይ ኢካ
@GgjhFgh-r5c
@GgjhFgh-r5c 6 күн бұрын
እንካዕ ብሰላም መፀኩም ፅሩያተይ ❤❤❤❤❤ሰረ ተገይረስ ኽዳን ዝተከደንኩ ኣይመሰለንን 😂😂😂 ብጃማይ የፍቅረካ እዩ ገና ካዓ ፍቅርና ክቅፅል እዩ❤😅😅😅
@Weyni-v3i
@Weyni-v3i 6 күн бұрын
ጆቲ ስነስርዓት በበጃማ ከይትመፀና ንደቂ ማዳም 😂😂😂😂
@MhlKoko
@MhlKoko 6 күн бұрын
ኣበይ ኣለክን ደቅ መዳም ፍትሒ ል ፕጃማና 😂😂😂😂
@AZebTAMR
@AZebTAMR 4 күн бұрын
ኣለና😂😂😂😂
@MmN-sl1uz
@MmN-sl1uz 3 күн бұрын
አረ ኸዚ ብጃማ ፍሽን እዩ ኾይኑ አብ ኹሓስ🤔😄😄😄
@AsSa-bd7nk
@AsSa-bd7nk 6 күн бұрын
ጆቴ አይተካብድ ሰብ ብአካዳድና አይምዘንን ካልአይ ካአ ስረ እኳ ዘይናወለድና ናተከደንናስ ብጃማ ትኩሪ ዋይ ከምዚ አይፅበየካይ አባዲተይ ዘዕበየትካ አይትመስልን
@ይርጋጓልትግራይ
@ይርጋጓልትግራይ 6 күн бұрын
ደምርኒ ክብረተይ ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@Astxh-d5q
@Astxh-d5q 3 күн бұрын
ኣረ ጆትይ ኖርማል እዩ ደቂ መዳመይ ኣለኽንዶ ብኽዳና መአኦምና ብጃማ ዓይነይ ♥️♥️♥️♥️
@fsedfsd-ch9fk
@fsedfsd-ch9fk 6 күн бұрын
ዘለኩም ፍቅርን ኣክብሮትን ደስ ክብል ወሲኩ የብዘሐልኩም ፅሩያት❤
@ይርጋጓልትግራይ
@ይርጋጓልትግራይ 6 күн бұрын
ደምርኒ ክብረተይ 🎉🎉🎉❤❤❤❤
@Rewit-k1o
@Rewit-k1o 6 күн бұрын
ሓቁ እዩ ደቅ መዳም ዓድካን ዓዲ ማትካን ሓደ ኣይኮነን ብጃማ ናስራሕ እዩ ❤❤
@ትግራወይቲ-ዠ9ጨ
@ትግራወይቲ-ዠ9ጨ 6 күн бұрын
ንገረለይ እባ ኣብዚ ኮሜንቲ ምኝኝኝ ይብላ ኣለዋ ብጃማ ኣብ ገዛካ እምበር ናብ ደገስ ሓቂ ዩ
@ghgh6482
@ghgh6482 6 күн бұрын
ያ ብሓቂ ብጃማ ናይ ገዛ እምበር ካብ ማዓዝ ልደገ ተከዲንካ ይውፃእ❤❤
@ነኝየተዋህዶፍሬ
@ነኝየተዋህዶፍሬ 6 күн бұрын
​@@ትግራወይቲ-ዠ9ጨይገርም እዩ ኮ ናብ እጃዛ ሓንቲ ግዜ ክውፅእ ክንደይ ቅርሺ ከም ዝጠፍእ ረስዐኖኦ ሽባን አብ ዓድና ሙሉእ ነፃነት ዘለዎስ
@ኣምልሻ
@ኣምልሻ 6 күн бұрын
በስምኣም ለካስ ደቂ መዳም ብቻ ኢና ንከታተለካ ዋይ በል መርቀና ኮሜንት ኩሉ ናትና😅😅😅😅
@Hdhv-x9w
@Hdhv-x9w 3 күн бұрын
ግን ይሞቸኪ ሮዚየይ 😂😂😂 ጆቲየይ ጎበዝ ቀፅለሉ ስበይቱ ፀቢቃን ደሚቃን ክሪኣ ስለ ዝደሊ እዩ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉😊😊😊
@ميموريميموري-ظ7ج
@ميموريميموري-ظ7ج 6 күн бұрын
ብብጃማ ከይትመፀና ጆትየ ልኣና ኣብ ስደት ዘለና ካኣሊና እዩ ዩዩዩዩ😂
@ይርጋጓልትግራይ
@ይርጋጓልትግራይ 6 күн бұрын
ደምርኒ ክብረተይ ❤❤❤
@ነኝየተዋህዶፍሬ
@ነኝየተዋህዶፍሬ 6 күн бұрын
እም ናገዛ እዩ ብጃማ እዩ ዝብሎ እበይ ታይ ዶ እሉ እዩ
@AZebTAMR
@AZebTAMR 4 күн бұрын
😂😂😂
@tgr817
@tgr817 6 күн бұрын
ኣቱም ሰባት ዋላ ዓዲ ናሃለኩ ከሙዚ ኢለ ይወፅእ ነይረ እየ😂😂😂😂ሰብ ይሰሕቀኒ ነይሩ ማለት ድዩ😂
@اثيبويهاثيوبيه
@اثيبويهاثيوبيه 6 күн бұрын
ኣነ ለ ደስ እዩ ዘብልን ኣብ ዓደይ ኔር
@Tyty112-ij7qm
@Tyty112-ij7qm 6 күн бұрын
ሞቱኩ ሰብ ይሰሕቀኒ ደዩ ነይረ ያ😂😂
@AZebTAMR
@AZebTAMR 4 күн бұрын
😂😂😂
@WeWe-iz2eh
@WeWe-iz2eh 5 күн бұрын
ዕድመና ብብጃማ ዝወዳእኖዮካ አለና ታይ ፀገም አለዎ እንኳዕ ንዓና ዘይረአካና
@MashoTsegay-r8q
@MashoTsegay-r8q 6 күн бұрын
ናይ ጆቲየይ ወግዒ ኣስሕቅኒ ብእነት ብዙኮነ ይፈትዉኩም እየ ፅሩያት♥️♥️🥰
@ይርጋጓልትግራይ
@ይርጋጓልትግራይ 6 күн бұрын
ደምርኒ ክብረተይ ❤❤❤
@MashoTsegay-r8q
@MashoTsegay-r8q 6 күн бұрын
@@ይርጋጓልትግራይ ደምረኪ💝
@ቲቲቲቲ-ሐ5ጠ
@ቲቲቲቲ-ሐ5ጠ 6 күн бұрын
ማርያምን አንሕና ደቅ ሸኸት ቀንጃ አየን ገን ብጃማ ብጥዐም አዩ ዘጠዕመልን ደማ በጥዐም አኑ ንፈት አንከበደይ
@Meri-q5s
@Meri-q5s 5 күн бұрын
❤❤❤👌
@Channel-qe9mn
@Channel-qe9mn 6 күн бұрын
ሓቁ ሰበይቲ ጆቲ እያኮ ትበሃል ካብኡለ ብጃማ አብ ገዛ እምበይ ልደገ አይንክደንይ ደቂ መዳም እጃዛ ብጃማ አይንክደንይኮ ልበዝሕ❤❤
@UuUu-e2t
@UuUu-e2t 6 күн бұрын
ብጃማ ታይ ኣእትይዎ ናብ ኮፊ ያ ኣይ ጆቴ ኣይተካብድ እንዶ 😂ሮዚ መቀረት ይመችኪ እሺ ኣቢላትካ ዝገበረት ገይራ ❤❤🎉🎉🎉
@AaAa-ec7gl
@AaAa-ec7gl 6 күн бұрын
ብጃማ ጎይታ ደቂ መዳም ❤🎉
@مريمعلي-ش3ث
@مريمعلي-ش3ث 6 күн бұрын
ጆቲየ ማራ ኣስሕቅካና😂😂ጅግና ስባኣይ ንሰበይቱ እዩ ዘክብር ጅግና ኢለካ ኣለኩ❤❤
@selamburuk
@selamburuk 6 күн бұрын
ኣትን ከማይ አብ ስደት ዘለክን ኣሕዋተይ ብብጃማና ኣይትምጸአና ትብለክን ስቅ በላ ንሕናስ ኣብ እንዳ መዳም ኮይኑና ኢና የግዳ ንክደኖ ዘለና እምበር ንደገ ብጃማ ተከዲንክን ትወጽለክን ማለት ድዩ ጌጋ ብስሩ ብጃማ እኮ ናይ ገዛ እምበር ናይ ደገ ኣይኮነን ብቅንእና ንሰበይትካ ምእራምካ ጎቦዝ አለካ ጆቲ❤🙏
@wawwww5364
@wawwww5364 6 күн бұрын
ስላስ ይበሃል ጋሻ እየ ፍለው በሉኒ 😢
@Calmhuman-br5pn
@Calmhuman-br5pn 6 күн бұрын
ሰላሰዋይ ሕደግኒ እባ ብሳሓቅ ቀቲልክኒ😂
@AZebTAMR
@AZebTAMR 4 күн бұрын
እሺ❤
@AZebTAMR
@AZebTAMR 4 күн бұрын
ናትኪ😂ገደደ😂😂
@gallwejerat147
@gallwejerat147 6 күн бұрын
🥂 ደቂ መዳም ፍርቂ ዕድመና ብብጃማ ዘሕለፍናዮ😢😮😮😅❤❤
@AZebTAMR
@AZebTAMR 4 күн бұрын
ክክክክ❤ብሓቂ😂😂😂
@ነኝየተዋህዶፍሬ
@ነኝየተዋህዶፍሬ 6 күн бұрын
አይ ደቂ መዳም አይተካብዳ መስል ስለዝሳአና እና ብጃማ ንክደንለና እበይ ናብ እጃዛ ክትከዳ መቸም ብጃማ ገርክን አይትከዳይ ንሓንቲ ግዜ በፅሕክን ትምለሳ ክንደይ ቅርሺ ከም ትወዳአ መቸም ትፈልጣአለክን ለለስ ጭራሽ አይክደንይ ኮ አይበለን አብ ገዛ እዩ ዝክደን እዩ እሉ እበር ታይ ኮንክን ተካብዶኦለክን ዋጭዋጭ አይተብዛሓ።❤
@ቃሉፈቃርኣድኣ
@ቃሉፈቃርኣድኣ 6 күн бұрын
ደቂ መዳመይ ኣበይ ኣለክን ብጃማና ዋይ ጉድ ብጃማ ተነዒቁ😳😥🤣🤣🤣🤣🤣
@ይርጋጓልትግራይ
@ይርጋጓልትግራይ 6 күн бұрын
ደምርኒ ክብረተይ ❤❤❤❤
@VvHv-qt5wd
@VvHv-qt5wd 6 күн бұрын
😂😂😂😂😂
@AZebTAMR
@AZebTAMR 4 күн бұрын
ብጃማ😂ፍቅር❤
@FfRr-xk9hk
@FfRr-xk9hk 6 күн бұрын
ኣነሰ ኣብ ዓዲ ከለኩ ብጣዕሚ አየ ብጀማ ዝፍታዉ ነይረ ሕዚ ገና ብስራ 5 ዓመት ሰለቸይኒ ኣብ ሰድት ብእውነት😢😢♥️🙏
@Hamelmalyoutube
@Hamelmalyoutube 6 күн бұрын
ለባም ሰብኣይ ሰበይቱ ደሚቓ ክትርኣየሉ እዩ ዝደሊ ጆቲዬ ለባም መክበሪ ንግስቱ🥰 ዞምናተይ ይፈትወኩም እየ😘❤️‍🩹
@ይርጋጓልትግራይ
@ይርጋጓልትግራይ 6 күн бұрын
ደምርኒ ክብረተይ ❤❤❤❤
@farah-f4j
@farah-f4j 4 күн бұрын
ዲሚፅ ብጃማና ይሰማዕ ጆት ግደፉ ናይና ክብርና ብጃማና እዩ ህንደይ ዓመት ተጋስስና ብጃማና😂❤❤❤
@GebrhiotLual
@GebrhiotLual 6 күн бұрын
በጃማ ታይ ታይ ኣእተዮዋ ናብ ከፋየ😂😂😂😂
@selam5637
@selam5637 6 күн бұрын
እዛ ቆልዓ ኣሕዝናትና ተጨንቃ ፍቅርኹም ኣምላክ የብዞሖዮ
@MagggMafgh
@MagggMafgh 6 күн бұрын
ሱዑድ መፅኻ ተሪእኻስ ናይ ባንጋልዉን ጀምሪና አለናን 2ሰብ ዘእት ሱሪ አዋሪድካናዋ ዝሮ ይመችኹም😂😂😂😂❤❤
@ሸዊት.ቻናል
@ሸዊት.ቻናል 6 күн бұрын
😂😂 ፅይቅቲ
@AZebTAMR
@AZebTAMR 4 күн бұрын
😂😂😂
@BcvcgFghhu
@BcvcgFghhu 5 күн бұрын
የኔ ቆንጆ ኢባ ዓይን ዓይኖም ትርኢ ኣላ ታኮይኖም ኢላ❤❤❤
@SsAa-de2gg
@SsAa-de2gg 6 күн бұрын
ደቂ መዳመይ ኣበይ ኣለክን ብጃማና ተነዒቃ ብጃማ ሓቢቢ😂😢❤
@jfsf4802
@jfsf4802 6 күн бұрын
ኣለና😂😂❤❤❤
@kbri.Love-22du3zu6d
@kbri.Love-22du3zu6d 6 күн бұрын
እዋይ ብጃማ ሓወይ ኣጆኻ ንሕና ኣለና ኣብ ጎንኻ😐😓😂🙈
@ማርያመይእያዋሕሰይ
@ማርያመይእያዋሕሰይ 6 күн бұрын
ሞትኩ 😂😂😂
@ASa-w5e
@ASa-w5e 6 күн бұрын
😂😂
@Ali-i9q
@Ali-i9q 5 күн бұрын
ምትኩ😂
@hiwanhiwanhiwanhiwan
@hiwanhiwanhiwanhiwan 6 күн бұрын
በሓቂ ኣብ ቅድሚ ጋልኩም ኣትጫቃቁ ፁቡቅ የኮነይ ብሩካተይ❤
@የማርያምፅየንልጅነኝኦርቶ
@የማርያምፅየንልጅነኝኦርቶ 6 күн бұрын
ብጃማ ሓቢቢ አነ በዘይ ንሱ አንከንን ደቂ መዳም 🤣🤣
@FanahHossin
@FanahHossin 6 күн бұрын
ኢቫየይ ግን ቀውዕ ኣይተቡዙሑላ ብዝተረፈ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎኩም🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
@heran_heru
@heran_heru 6 күн бұрын
ሓቁ እዩ ጆቲ ብጃማስ ኣብ ገዛ እምበር ልደገስ ኣይግበርን ዋ😊 ሰሪሕኩሉ ሮዝየ🥰
@አብወጀራትአብወጀራት
@አብወጀራትአብወጀራት 6 күн бұрын
አበይ እናአኽን ደቅ መዳም ፊትሕ ብብጃማ❤❤❤❤❤❤❤
@AZebTAMR
@AZebTAMR 4 күн бұрын
😅😅😅ኣለና❤ሓቢብቲ
@Salamh-b5w
@Salamh-b5w 6 күн бұрын
ጀቲ ግን ደባሪ እካ ሕምብርታ ዘይወፀት ድያ 🥺
@ghgh6482
@ghgh6482 6 күн бұрын
እጭ እሞ ብጃማ ገይራ ድያ ወክ ትወፅእ ምስ ስብኣያ ገራሚት ኢኪ ዝገይራቶ ዘላ እኮ ኣብ ገዛ ንጥቀመሉ ልስራሕ እዩ
@TtYy-pi6wk
@TtYy-pi6wk 6 күн бұрын
ጆቲየይ ብብጃማ ከይትመፀና 😂
@MeezanTegrai
@MeezanTegrai 6 күн бұрын
ትሻዓተ ዓመት ብጃማ ገርና ሰራሕናስ ጋዛና ኮስ ተኽሒድና
@ይርጋጓልትግራይ
@ይርጋጓልትግራይ 6 күн бұрын
ደምርኒ ክብረተይ ❤❤❤❤❤
@Akezaabrha
@Akezaabrha 5 күн бұрын
ፍትሒ ልብ ጃማ ዋይ😂😂😂😂😂😂😂
@ساره-س4ض
@ساره-س4ض 6 күн бұрын
ኣነ ብጃማ እየ ዝፈቱ ጋል ስዑዲ ኣለኽንዶ ደቂ መዳም ፃሓፍይ ኣጆና ዳኣም ዘን ኣሕዋተይ❤❤❤😂😂😂
@Salam-v1g4g
@Salam-v1g4g 6 күн бұрын
ጆቲ ጎድፍ ብጃማ ናይ ደቂ መዳም ትንኣኣስ ኣልኻ ድማ ብጥዓሚ እየ ዝፍትወክም ፅብቅት❤❤❤
@ሜሪቾቻነል
@ሜሪቾቻነል 4 күн бұрын
ብጃማና ማዓረይ ኣለክን ዶ ደቂ መዳም😂😂
@Reham-m8u
@Reham-m8u 6 күн бұрын
ትፍለ ኢካ ጆቴ ❤ደቂ መዳም ዋጭ ዋጭ ኣይትበላ ስራሕ ስለ ዝኮንና እምበር ናይ ደገ ኣይኮነን ስለዚ ኣቅልል ናይ ገዛ ኣብ ገዛ ናይ ደገ ናይ ደገ ❤::🥰👌🏼
@Tibe-21
@Tibe-21 5 күн бұрын
ብጃማ ኣብ ገዛ እዩ ልግበር ንሕና ኩሉ ግዜ ኣብ ገዛ ስለ ልኮና ኢና ንገብር🎉❤😊
@Semira-z2e
@Semira-z2e 6 күн бұрын
ኣጆክን ኣይትሕረቃ ደቂ መዳም ተናዒቁ ማለት ኣይኮነን ናይ ስራሕ ካልእ ናይ ደገ ካልእ ማለቱ እዩ ኣድናቂትኩም እየ ጠንኩሩ
@Merizetewahde
@Merizetewahde 6 күн бұрын
ኣድናቂት ጀቲ እየ ደስ ልብል ትምህርቲ ወሲደ👏
@በጥራም
@በጥራም 6 күн бұрын
ሞይተ እየ ናይ ጆቲ😂
@BedulaKahsay
@BedulaKahsay 6 күн бұрын
ዋይ ብጃማይ ተኒቁ ዕድመ ልክዕና ክዳና ተመስገን እሲቲ ልኩሉ😢
@Maregዪቲብ
@Maregዪቲብ 6 күн бұрын
ክክክክክክክ ታይ ድዩ አስሒቁኒ ቆቦቶ ምስ ብጃማ ሮዚየ😂😂😂
@Samira-d6r2j
@Samira-d6r2j 6 күн бұрын
ጉድ ዳእኮነይ እዙይ ንዓይ ዝና ዝበለ ክዳን እዩ
@VmnMnb
@VmnMnb 2 күн бұрын
ጆቲዋይ ግደፍ ወለላይ 6, -መት ብጃማ ገይረ ገይረ እየ ዝሰርሕ ክብሪ ብጃማና ይትሓሎ ደቂ መዳም ከይ ቅየማኻ 😁😁💋💋💋🥰🥰🥰❤❤❤❤❤💋🥰🥰
@Negstichanel
@Negstichanel 6 күн бұрын
ብጃማይ ፍቅር ብዘይ ባአካ አይክን❤❤
@JgHc-te9ik
@JgHc-te9ik 6 күн бұрын
ይመችኪ ሮዚ😂😂😂😂
@kidanytube
@kidanytube 6 күн бұрын
@@JgHc-te9ik ደምርኒ
@MohamedMohamed-on5jw
@MohamedMohamed-on5jw 6 күн бұрын
ዋይዋይ ደቂ መዳም ኣለከን ዶ ብዛ ብጃማና መፂአሙና ለለ 😂😂😂😂 ዝሮ ይሞቼኩም❤❤❤🎉🎉🎉
@Samri-kiros
@Samri-kiros 6 күн бұрын
😁😁😁ብርአስኪ ዲኪ ንኤኪያ 🤣🤣
@abushe-j5q
@abushe-j5q 4 күн бұрын
ኣየ ጆቲየ እረ እስኻ ትፈለ ኢኻ😂😂😂😂
@SalamDasta-j1w
@SalamDasta-j1w 6 күн бұрын
ጀቲ ግደፍ ደቂ መዳም ኣለኒ (7) (8) ኣመት🙄 ምስ ብጃማ ሰለዙይ መሰልና ይታሓሎ☝️👌
@DhJo-b6k
@DhJo-b6k 6 күн бұрын
😂😂😂😂😂😕😕😕👌👌
@rozar227
@rozar227 6 күн бұрын
👌😅😅😅😅😅😅👌
@SalamSha-wl4tm
@SalamSha-wl4tm 6 күн бұрын
ኣድኒቀዮ ግን ጆቲ ጎበዝ ንሰበይቲ ኮነ ንሰብኣይ ክዳኑ ናይ ገዛ ንበይኑ ናይ ደገ ንበይኑ ከከውን ኣለዎ ።😍😍 ደቂ መዳም እውን መማረፂ ስለ እንስእን ነፃነት ስለ ዘይብልና እየሐ 5ተ ዓመት ትከዲንና እምበር ዓድና ከይድና ብጃማ ገይርና ኣይንወፅእን መዋዕልተይ ብጃማ😂😀?💚
@JOTELeul
@JOTELeul 6 күн бұрын
🙏❤👌👌
@HgfjgfBbcdss
@HgfjgfBbcdss 5 күн бұрын
ብዓይንና መፅክምና ደቂ መዳም ኣበይ ኣለክን😮😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊
@Bree-o2k
@Bree-o2k 6 күн бұрын
ብጃማይ ሓቢቢ ብኡ ቀልዲ የለይ😂😂😂😂😂
@hgfgghgvjggf9916
@hgfgghgvjggf9916 6 күн бұрын
ብዘይኾን መፂእኻና ጆቲ ስለ ስርዓት😂😂😂😂
@ZCNM-vn7th
@ZCNM-vn7th 6 күн бұрын
ጆቴ ግን ኣካብዱኻዩ ዋይይ ኣዶ ቆልዓ እያ እኮ መስለን❤❤❤❤😮😅
@edelehagaz
@edelehagaz 6 күн бұрын
ዋይዋይ ዙብጃማይ ዙብርሃን ዓይነይ ግደፉማ😂😂😂
@SmiraSmira-q2w
@SmiraSmira-q2w 6 күн бұрын
ብጃማ ወዲዛ ጎይታይ ዝሮ😂😂 ጆቴ ሓቁ እዩ ንገዛ እንበይ ንደገስ ኣይንገብራን ሓቂ ንዛረብ❤❤❤❤
@NgstiTsegay-q5o
@NgstiTsegay-q5o 6 күн бұрын
ደቂ መዳም ደቂ መዳም ትበላ ግን ደሓን ድክን ቱ ሺእን ዝግዛ ዘሎ ክዳን ዲኣ ንምነታይ ዲዩ ግዲታ ስለ ዝኮነና እንበይ ፎቶ ንክንትስ እኮ ዘሎ ኮተት በዓልና ንፈልጦ ዋ ስቅ በላ😂😂😂😂😂
@HayatHayat-g5y
@HayatHayat-g5y 6 күн бұрын
ግደፍ እማ 7 ዓመት ብብጃማ ኢና ከርተት ንብለና ምሕላፍ ኣቢና እና ኣብ ስደት ዘለና ብጃማኣ ፅብቕቲ እያ ዘላ😂😂😂ከም ኣጋጣሚ ስ ተምሃሮ ኮይና ቀደም ከምዚይ ንክደን ኔርና😂😂😂
@ARAR-f8f
@ARAR-f8f 6 күн бұрын
ትዕጉሱቱ ግን ዝወዲ🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@Smert-g6f
@Smert-g6f 6 күн бұрын
ቅዳድ ወዲቅዳድ ናመለሳስ ዋይገራሚ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@FFv-o4d
@FFv-o4d 6 күн бұрын
ኣረ ኣብዙይ ኝኝኝ ትብለክን ደቂመዳም ዶ ገለዶ ትብላሲ ብጃማ ንገዛ እምበር ንገደ ይኮን ድዪ ኮይኑ ሓንቲ ጡዑይ ኮሜንት ተትፅሕፍ ግን ኩለክን ምፅሓፍክን 😊
@ኣፀደ
@ኣፀደ 6 күн бұрын
ሓቂ ይሃብኪ ጋለይ ሓንቲ ሕማቅ ተፂሒፋ ምስኣ ተር ይብላ ሓንቲ ፅቡቅ ተፅሒፋላ ምስኣ ተር ይብላ ኣምሰሉታት በልየን
@GeniTube1214
@GeniTube1214 6 күн бұрын
ደቂ መዳም ታማ ኮንክን ብጃማ ኣብ ስራሕ እኮ ኢና ንገብሮ ጆቴ ደሞ ኣብ ገዛ ግበሪ ደገ ኣይትግበሪ ኢዩ ኢሉ።ካብ ስራሕ ክትወፃ ተለክን ስረ ኣይኮንክንን ዲኪን ትገብራ እንዶዉም ትሕቲ ዓበያስ ስረ ገርክን ኢክን ትከዳ እናስ ሓቁ ዩ ናደገን ናገዛን ፍሉጥ ክኮን ኣለዎ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@fswrcswr8638
@fswrcswr8638 5 күн бұрын
ብጃማ ንቅድሚት ኣበይ ኣለና ደቂ መዳም 🥺🤣
@DhYtf
@DhYtf 6 күн бұрын
ኣየ ብጃማዋ ኣበይ ኣለክን ደቅ መዳማት😂
@JfggdfGiytds
@JfggdfGiytds 6 күн бұрын
ብዓይኒና ደቂ መዳም😢😂
@AZebTAMR
@AZebTAMR 4 күн бұрын
😂😂😂
Маусымашар-2023 / Гала-концерт / АТУ қоштасу
1:27:35
Jaidarman OFFICIAL / JCI
Рет қаралды 390 М.
Counter-Strike 2 - Новый кс. Cтарый я
13:10
Marmok
Рет қаралды 2,8 МЛН
БАБУШКА ШАРИТ #shorts
0:16
Паша Осадчий
Рет қаралды 4,1 МЛН
#TO #BE فقط #باش#🥰🧘‍♀️🙏🏻
24:13
Salam سلام
Рет қаралды 5
"ድሕሪ 30 ዓመት ካብ ኣስመራ ወርቃ ተመሊሱላ!"
32:33
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 140 М.
Маусымашар-2023 / Гала-концерт / АТУ қоштасу
1:27:35
Jaidarman OFFICIAL / JCI
Рет қаралды 390 М.