"ብምግዳለይ ኣይጣዓስን!" ጀነራል ፃድቃን ገ/ትንሳኤ መጠቃለሊ ሓሳብ ዋዕላ ሲቪል ማሕበራት ኣብ ህንፀት ዲሞክራታዜሽን

  Рет қаралды 1,916

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Күн бұрын

Пікірлер: 12
@tsegaihedru
@tsegaihedru Сағат бұрын
ጻድቃን ነጋዳይ ሓጥያት ህዝቢ ትግራይ ንህዝቢ ኤርትራ ን ጥራይ ዘይኮነስ ናይ መላእ ናይ ህዝቢ ምብራቅውን እዩ እዚ ሰብ እዚ ናይ ምዕራብ ከዳሚ መሕፈሪ ዘይብሉ ጨኻን እዩ
@lalaland4552
@lalaland4552 Сағат бұрын
ስለፈልፋ እና ስትሰበሰቡ ብትውል ትግራይ ውስጥ ተጠያቂነት በስራ በፍትህ በሙሱና ካልሰፈነ ከአስተያየት የበለጠ ሌላ ቁምነገር አላደረጋቹም ለዛ ሁለት አመት ሙሉ ምትሰበሰቡት Action እንጂ ወሬ እና ስብሰባ ማደንዘዣ ናት ህዝቡት ከጠያቂነት ማስፈን ማውራት ተጠያቂን ፍትህ አቅርቡና ፍረዱ ህባችን ተራበ ከምትሉ ድንች አምርታቹ አድሉት Action Action Not Talk😊
@peace-x9s
@peace-x9s 4 сағат бұрын
አነ ዝገርመኒ ዘሎ ተጋሩ እቲ ዘሕለፍኹምዎ መከራ ረሲዕኹም አብ ጋል መንገዲ ጊዜኹም ተጥፍኡ
@user-wtigrai
@user-wtigrai 2 сағат бұрын
እንታይ ዘጣዕስ ኣለዎ ብምግዳሉ ዛሃፍተመ ሰብ እንድዩ ።
@teshemekidane2302
@teshemekidane2302 11 минут бұрын
እዚ ግዝያዊ ምምእዳር ዕማሙ ብሩህዩ መስለኒ። አብ ካልእ ህውተታ ከይአተወ ከም ርእሰ-ፋሽስቲ ኢሳያስ ንሓፋሽ ህዝቢ አነ ኢየ ዝፈልጠካ ማለትከ እንታይ ማለትዩ ? ዋላ ቑኑዕ ይኹን ቑቡል አይኮነን። 'አትን አደይ ውዱ አይከምኡን መንገዱ!!!!!
@teshemekidane2302
@teshemekidane2302 24 минут бұрын
ሕሞራ ንምምላሲ ምርድዳእ የድልየና?
@kassayetefera2967
@kassayetefera2967 4 сағат бұрын
ሙሁራትና ማዓዝ'ዮም ብቅዋንቆኦም ክዛረቡ ልምኽዋኑ ህዝቢ ትግራይ ናቶም እንግሊዝ ክሰምዕ ምእንታን እንግሊዝ ክመሃር ድዮም ዝደልይዎ? ዕዝብ ደኣም ቅዋንቃና ባህልና ከየሕድጉና ሂወት ከፊልና:: ሳላ "ሙሁራትና"ካብ ዕሾኽ ላብ ግራፅ ኾይና መሬት'ዋ ልቶም ሙሁራት ለሰልትጥን ሙሁር ይደለየሎም
@AbderehimAbdella
@AbderehimAbdella 4 сағат бұрын
ቢንያም ልብሐል ጋሕታፍ ናይ አራት ኪሎ ኹርኹር እዩ.....
@jobergEven
@jobergEven Сағат бұрын
Kikikiki
@peace-x9s
@peace-x9s 4 сағат бұрын
አቱሞ ተጋሩ ከም በዓል ጀነራል ጻድቃን በላሕቲ ሰባት ከተነአእሱ ክሪኢ ከለኹሲ የሐፍረልኹም አክንዳኹም ሐውኹም ኤርትራዊ፣
EMN -  ኣብነታዊ መንእሰይ - Eritrean Media Network
51:23
ERITREAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 3,9 М.