No video

ብውሕድ ገንዘብ

  Рет қаралды 1,583

ወይኒ -ጋል ተስፍሽ

ወይኒ -ጋል ተስፍሽ

Күн бұрын

ብውሕድ ገንዘብ ብጣዕሚ ዘዋፅእ# ናይ ዘዬቲ መምረቲ ማሽን ዋጋ#

Пікірлер: 45
@alem662
@alem662 6 ай бұрын
ወይኒ ሓፍተይ አዶ ክልተ ቆላዑ አየ ዓደይ ከይደ እታይ ክሰርሕ እናበልኩ ይጭነቅ ነይረ ሒጂ ናአኺ ምስ ሰማዓኹ ታሓጊሰ በይዛኺ ቡዊሺጢ ርኸብኒ ሞራል ይደሊ ካባኺ ❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢
@AmanAman-jj2gc
@AmanAman-jj2gc 3 ай бұрын
አሜን አሜን ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏
@arebtaemieyetenadidenrechr3813
@arebtaemieyetenadidenrechr3813 2 ай бұрын
ኣረ ይመችኪ ዛሓፍተይ ዝተፈላለይ ዓይነት ስራሕቲ ኣብ ዓድና ምስ ከድና ንስርሮሖም ጥራሕ ዘይኾነስ ኣብ ዓዲ ኩኖም ስደት ክንከይድ ኢና ናበሉ ምስ ናፍቆትና ንርበሽ ኣለና እና ብጣዕሚ ደስ ባሃልቲ እዮም ታምፅእዮም ዘለኺ መሳርሒ ቀፅሉሉ ዛሓፍተይ 👍👍👍👍🥰🥰
@AmanAman-jj2gc
@AmanAman-jj2gc 3 ай бұрын
ወይኒይ ለባመይ ጓል ዓበይቲ ዕደመን ጥዕናን ይሃበኪ ፈጣሪ ❤❤❤❤
@eleniabay6970
@eleniabay6970 6 ай бұрын
ጽቡቅ ነገር እዩ ኣብ ስደት ንዘለ ብንእሽተን ገንዘብ ዝጅመር ስራ ንክሰርህ የለኣእልዮሞ ከጽልሉ።❤🙏
@user-gt9ud8wi6w
@user-gt9ud8wi6w 6 ай бұрын
ፅቡቅ ሓሳብ 🥰
@Woubnesh
@Woubnesh 6 ай бұрын
ፅቡቅ ምዓረይ❤❤❤❤
@user-cp7xo1vl6t
@user-cp7xo1vl6t 6 ай бұрын
ዋው ደሰ ይብለ
@natsinettesfay4018
@natsinettesfay4018 3 ай бұрын
ንፍዕቲ ከምኡ ጌርኺ ቀፅሊ ብቀሊል ነገር ሰርሕኻ ከም ዝልወጥ።
@TwggeSggs
@TwggeSggs 6 ай бұрын
ብጣዕሚ ፁብቅ ዘሓፍተይ
@user-jh5xg8nq1r
@user-jh5xg8nq1r 6 ай бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቅ ከምዝያት እየ ደልየ ዘለኹ ኣነ ቀፅልሉ ኣነስ ኣብ ናይ ኣማርኛ ቻነል ይሪኢ ነይረሞ ኣብ ናህና ግን ስኢና ከምዚ ዝበለ ክበዝሕ ኣለዎ ክሉ ክፈልጦ ብዘለካ ሰሪሕኻ ኣብ ዓድኻ ጥዑም ዘለካ ሸይጥካ ሰደት ከርተት ምባል ይኣኽለና
@-4587
@-4587 6 ай бұрын
ፅብቅ ኣለኪ ማዓረየይ❤❤❤
@user-ki4nj4nh8n
@user-ki4nj4nh8n 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@SsSss-hq9yq
@SsSss-hq9yq 6 ай бұрын
❤❤❤❤
@abeabatesfay6609
@abeabatesfay6609 6 ай бұрын
ናይ ዘይቲ ማሽን አብ መቐለ አምጹኡሉና ❤❤❤
@user-rn4ef6sr8g
@user-rn4ef6sr8g 6 ай бұрын
❤❤❤ብጣዒሚ ፅብቅ ሰራሕ ❤❤❤
@bregebre
@bregebre 6 ай бұрын
ምቅርተይ ሓሳብ ልቢኪ የስመረልኪ እና ብጣዕሚ ድስበሃሊ ኢኪ ተቅርቢ ቀፅልሉ
@hgf6568
@hgf6568 4 ай бұрын
ሓሳብ ልብኪ የስምረልኪ ቅጭነይ
@kuwaitkuwait-my7je
@kuwaitkuwait-my7je 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@kabbakabba4344
@kabbakabba4344 6 ай бұрын
ኣረ ክጅምርየሞ መፂእኺ ክትርኢኒ ኢብዝኾ ክብረት ያሃበልና
@-4587
@-4587 6 ай бұрын
የቀንየለይ ማዓረይ ፈጣሪ ናብኡ የብቀዐና😍
@kabbakabba4344
@kabbakabba4344 6 ай бұрын
ብጣዕሚ ዝደልያ ማሽን ኢኺ ኣምፂእኺ ኣምላኽ ንዓድና ንምምላስ የብቀዐናሞ ክንገዝኣ እየ
@-4587
@-4587 6 ай бұрын
@@kabbakabba4344 ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክብረተይ😍
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 6 ай бұрын
ለባመይ ጎብዝይ ዘነተይ
@aduylulatube
@aduylulatube 6 ай бұрын
ፅቡቅ❤❤❤❤❤
@AzebAzebgeb
@AzebAzebgeb 6 ай бұрын
ሰላም ዛሓፍተይ እስኪ ነይ ሽምዓ መሽን እንተ ሀልዩ ጠይቅልና አብ ትግራይ እንተ ሀልዩ
@kdsngrmdhn565
@kdsngrmdhn565 19 күн бұрын
ማሺን ናይ ሽማዓ ኣብ ትግራይ ኣለዶ ዝያዳይ መልስለይ ❤❤
@user-sy7kj3ul8d
@user-sy7kj3ul8d 5 ай бұрын
ክትማሃር ትክእልዶ ማኣረይ መልስለይ
@SsSss-hq9yq
@SsSss-hq9yq 6 ай бұрын
ኣብ መቀለ ይርከብ ዶ ጋል ዓደይ ምዓረይ
@aduylulatube
@aduylulatube 6 ай бұрын
ላክ ሼር
@-4587
@-4587 6 ай бұрын
የቀንየለይ ኣሰፍየ😍
@Yohannes-iq9qw
@Yohannes-iq9qw 6 ай бұрын
❤❤🙏
@kabbakabba4344
@kabbakabba4344 6 ай бұрын
ሽኮሪና ናይ ዓድናኮ ከምቲ ናይ ልብናን ፍረ ኣውሊዕ ኣይኮነን ሓሳብኪ ኻዓ ብጣዕሚ ማሃሪ እዩ በርትዒ ዛሓፍተይ ካላእ ናይባልትና ማሽን ከ ኣለዎምዶ ንቤሰብ ሕትለይ እሞ ሓፍተይኒ ማዓረይ ጓልዓደይ
@-4587
@-4587 6 ай бұрын
እንታይ ድዩ ዳኣ ሓደ ኣይኮነን ድዩ🤔😊
@kabbakabba4344
@kabbakabba4344 6 ай бұрын
@@-4587 ነሓደ ኣይኮኑን ኣነ ብዙሕ ግዜ ሓቲተ ዋላ በርበረ ፀሊምስ ኣሎ እንዶ ኣብ ዓድና ግን እቲ ካብ ደገ ዝመፅእዩ ንቀመም ዝኸውን ዓይነት ኣለዎ እዩ
@-4587
@-4587 6 ай бұрын
@@kabbakabba4344 እሽኒ የቀንየለይ እምበትዋይ😍
@user-zc9fd1uj3i
@user-zc9fd1uj3i 6 ай бұрын
ናይ ሽምዓ ማሽን ኣበይ ይርከብ
@roozrozate
@roozrozate 6 ай бұрын
ኣዲስ ኣበባ❤
@alem662
@alem662 6 ай бұрын
አዲስ አበባ ሱልኪ ቁጥር አለኒ ነይ በውሽጢ ማዓረይ አጀና
@user-ki4nj4nh8n
@user-ki4nj4nh8n 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@salmasalma-en2ef
@salmasalma-en2ef 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@vardamariyam7992
@vardamariyam7992 6 ай бұрын
❤❤❤❤
@user-it4jz2et9h
@user-it4jz2et9h 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@user-jh5xg8nq1r
@user-jh5xg8nq1r 6 ай бұрын
❤❤❤❤
Magic trick 🪄😁
00:13
Andrey Grechka
Рет қаралды 45 МЛН
Zombie Boy Saved My Life 💚
00:29
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 9 МЛН
🩷🩵VS👿
00:38
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 21 МЛН
ዝበለጸ ስራሕ ኣየናይ ኢዩ? What job is the best job?
26:19