ብከቢድ ስነኣእምሮኣዊ ፀገምን ዓቕሚ ምስኣንን ዝተፈተነ ሓዳር ጀሚላ - ኣክሱም

  Рет қаралды 65,582

Wushatena Media

Wushatena Media

Күн бұрын

Пікірлер: 247
@zttgy7054
@zttgy7054 4 жыл бұрын
ኣይይይይ ኣዶ ትረክብዪ ኣጃኪ ኣዶዋይ ኣባይኪ ይንባዕ እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደልክን ኣሕዋተይ
@suadibrahim8170
@suadibrahim8170 4 жыл бұрын
ya reb kulu zikialeka goita bialiki mihret awridelom😭😭
@zttgy7054
@zttgy7054 4 жыл бұрын
@@suadibrahim8170 ኣሜን ዝያዳይ
@emufatuma5184
@emufatuma5184 4 жыл бұрын
ያረብ ብረሕመተክ ያራሒም ስተረን ያሰታር
@kesarsenhit5409
@kesarsenhit5409 4 жыл бұрын
Amin ya rebi alemin
@mebratmirach6160
@mebratmirach6160 4 жыл бұрын
እዛ ሰበይቲ እዚአ መምህር እያ። ንጥዑያት ዉላድ ሒዝና ሕማቕ ንንገብር። ሐዳርን ውላድን ንዝንብትን። ብቐደሙስ ካበይ ዲኺ ጀግና አጆኺ።
@gidgghgd1676
@gidgghgd1676 Жыл бұрын
rebe yeafeyene kaberebe tesefa aykerezene ayokene
@zaidkuhlay9995
@zaidkuhlay9995 4 жыл бұрын
ኣምላክ ምሕረት የዉርደለን ናይ ብሓቂ መምህር ሙሉ እዝአን ኣብ ማይ ጸሎት ከየቓረጻ ተዝሕጸባ ምሉእ ብምሉእ ምሓወያ ከተማክርወን ንላቦ ምክናቱ ትዝዓበየ ሕክምና ንሱ ዩ መጽብዓ ጌረን ጥራይ የሕጽብአን ኣበይ ኢሞ ክብል ኢንዳ ገብረመንፈስ ቅዱስ ኢንዳ ቅድስቲ ኣርሴማ ክንደይ ኢለ ክሰምዮም ጥራይ ምብጋስ ኢዩ ዘድሊ ብልቢ ኣምነን ናብ ዝኮነ ማይጸሎት ይዉሰድወን ንብል።
@ኣዙጋልዞምብውሕዶምዝሰመሩ
@ኣዙጋልዞምብውሕዶምዝሰመሩ 4 жыл бұрын
ማማየይ ኣጆኪ ንብዓትኪ ዝሕብስ ወገን ኣለኪ ኣይትንብዒ መምህረይ ብዝከድካዮ ፃዕዳ ይፅናሕኻ🤲👏🤲👏🤲👏🤲👏🤲👏⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️👏⛪️👏⛪️🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
@ngstyredae6837
@ngstyredae6837 3 жыл бұрын
ኣዮዶ ትክእሎ ኩሉ ፀዋሪት እ/ር ምሕረት የወርደለን መምህር መግለፂ የብለይን ዕድመ ጥዕናን ያህብካ🙏🙏🙏🙏
@milligalakele2389
@milligalakele2389 4 жыл бұрын
#በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን #ኣነ #ኸ? ልበይ ከም ሎሚ ኣይነበዐን በንጻሩ ከኣ ኣይተሓበነን እዚ ከምበኒ ዝከኣለ ነገር ተሎ እዞም ስድራ ከብደይ በሊዖምኒ ኣብ ሓደ ገዛ ኣርባዕተ ደቆም ናይ የእምሮ ጸገም ጌረን ከቢድ ሂወት ይመርሑ ኣለዉ ፈጣሪ ምሕረት የውርደለን ናተይ ክዛረብ ግን ኣፍቅዱለይ ኣነ ሳሚ ይብሃል ኣብ ሆላንድ ከኣ ይነብር መዓልታዊ #የማርር ዕድመን ጥዕናን ሂቡኒ ከንሱ ኣታ ፈጣሪ እንዳ በልኩ የማርሮ ኣቤት ጸጋኻ ዘይምልላይ ክከፍእ ካብዞም ስድራ ብዕጽፍታት ይበልጽ ከንሰይ ልዕሊ ዞም ስድራ ኣነ የማርሮ ንፈጣሪ #ኦ ኣምላክ ኣቦይ ይቅረ በለልና እንበር ጽጋብ የዒንትና ሸፊንና ዩ ኣበይ ክንብሎ ሰናያትካ ካብ ሎሚ ትሕተይ ዘለዉ ሪኤ ተመስገን ክብልን ልቦናይ ክዓብን በጃኩም ወገናተይ ኣብ #ጾሎትኩም ዘኩርኒ ነዞም ስድራ ፈጣሪ ምሕረት የውርደሎም ካብዚ ሕማቅ ሕማም ኮረባ ይሰውረና እዚ ግናይ #ኣንበጣ ውን ካብ ትግራይ ዘይኮነስ ካብ ምድሪ ይጽነተልና ሓርስቶስ ምህርቶም ክረክቡ።
@selamdebas2033
@selamdebas2033 3 жыл бұрын
amennnn
@ميريكيري-ض7غ
@ميريكيري-ض7غ 3 жыл бұрын
Amen amen amen
@robrobyadolisrobrobyadolis3563
@robrobyadolisrobrobyadolis3563 3 жыл бұрын
ብስሚላሂ አል ራሕማኒ አል ራሂም: ረቢ ሺፋ የውርድለን :
@wubihaile
@wubihaile 3 жыл бұрын
@@robrobyadolisrobrobyadolis3563 wedi eri bzuh gize n Tegaru bhimak kitelel eye zirieka entay dea rekibuka lomi nezen adena hazinkalen?
@robrobyadolisrobrobyadolis3563
@robrobyadolisrobrobyadolis3563 3 жыл бұрын
@@wubihaile እንታይ ጽቡቅ'ከ አለኩም ወያነ? ምስ ተራ ትግራዎት ጸገም የብለይን::
@mohamedaman4357
@mohamedaman4357 3 жыл бұрын
መሕዘኒ.... ረቢ ይዓፍየን... strong mom, good mom, nice journalist. Heart touching... The solution is what you said... Mr Mulu
@abuwaldabu9862
@abuwaldabu9862 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዘሕዝን ኢዩ ኣላሃ ምሕረቱ ይውርደልክን መ/ም ክኣ ዓስብካ ካብ ፈጣሪ ሪከቦ
@ingoditrust1964
@ingoditrust1964 4 жыл бұрын
ምሕረት የውርደልክን ፈጣሪ።
@susususu917
@susususu917 4 жыл бұрын
ምሕረት ይላአከልክን ፈጣሪ
@alemgebrehiwet9950
@alemgebrehiwet9950 3 жыл бұрын
ናይ ወዲትና ቅድስት ማርያም ፅዮን ፀበል ብእምነት ተዘስትየአንን ተዘሕፅበአንን
@-eliyahu4916
@-eliyahu4916 4 жыл бұрын
ኣዴየ ኣጆኺ ኣምላኽ ንዝፈትዎ እዩ ዝፍትኖ ዳርጋ ኩሉ ሰብ ኣብ ዓለም ዘሎ ብፍላይ ኣብ ኣምላኽ ዝኣምን ብዙሕ ፈተነ እዩ ዘጋኑፎ እዚ ድማ ከም'ቲ ወርቂ ወርቂ ምኻኑ ብሓዊ ተፈቲኑ ዝረጋገጽ ሰባት ድማ ከከም ዓቅምና ንፍተን ኢና እዚ ናተይን ናትክን ፈተና ኣዝዩ ዝተፈለየ እዩ ማለት እዚ ናተይ ኣብ ቅድሚ ናትክን ክንዲ ጽፍሪ ኢድ ካማን ኣይከዉንን እዩ እዚ ድማ ኣምላኽ ከከም ዓቅምና እዩ ዝፍትነና ኣነ ድኹም ስለ ዝኸንኩ ንስኽን ድማ ጅግና ኢኽን ኣጆኽን ኣምላኽ ኣብሰማያት ዓስብኽን ውሑድ ኣይኽገብሮን እዩ ኣምላኽ ንደቅኽን ምሕረት የውርደለን ጎይታ ኣብ 2ይ ምጻቱ ይዘኩርኩም፡ ብዝተረፈ ብዙሓት ጽጉማት ማለት ናይ የእምሮ ጸገም ዘለዎ ንምንታይ ብእምነት ኣብ ኣፍደገ ዘሎ ገዳማትኩም ኬድኩም ማጮሎት ዘይተሕጽብዎም?
@ድንግልማርያምአደይዋሕስሂ
@ድንግልማርያምአደይዋሕስሂ 4 жыл бұрын
መምህር ሙሉየይ ብኣምላክ ርክቦ አሕዋትና ሙሉእ ምሕረት የውርደለን ኣምላክ ንዋሃብቲ እውን አብዚሑ ይሃቦም
@ዓለምጉራምራነቲሓደትፆሮእ
@ዓለምጉራምራነቲሓደትፆሮእ 4 жыл бұрын
እቲ ኩሉ ዝክእል አግዚአብሔር አምላክ ምሕረቱ ይልአከልክን አሕዋተይ ማዓረይ 🙏🙏🙏አጀኪ አደዋይ ማዓረይ አግዚአብሔር አምላክ ፃማኪ ይርአየልኪ 🙏🙏🙏መምህረይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪጅግና ትግራይና 🙏🙏🙏
@almazweldu3914
@almazweldu3914 3 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ሙሉብርሃን ብዛዓባ እታ ጎል ሕንብርቲ ዝበልካያ ሰባ ከም ዘረኸበት አቅርባ አነ ብወገነይ ንደቂ ሕንብርቲ ሽር ኢልናላ ኔርና እሳቶም እዉን ከምዝረኸበት ነጊሮሙና ናይ ባሐቂ እዝጊሔር ይሃብካ
@rahwatesfasion1777
@rahwatesfasion1777 3 жыл бұрын
ኣምላኽ ጥዕና ይሃብክን። ከቢድ ናብራ።
@ምንባርማለትብዙሕትርጉሙ
@ምንባርማለትብዙሕትርጉሙ 3 жыл бұрын
ፈጣሪ ምሕረት የውርደልክን አሕዋተይ አይይ አዶ💓እትክእሎ መን ይክእሎ💓💓💓
@azebazeb5277
@azebazeb5277 4 жыл бұрын
ምሕረትኡ ይልአከልኩም ፈጣሪ
@selam6473
@selam6473 4 жыл бұрын
ምሕረት የውርደልክን አሕዋተይ መዓረይ ኣይዞክን አደየይ ተስፋ ዘይምቁራፅ ምሕረት የውርደለን አሜን
@kiduberye8648
@kiduberye8648 4 жыл бұрын
ትገብሮ ስራሓት ኩሉ ቃላት ይሓፅሩና!!! ደስ ዝብል ፕሮግራም እዩ!! እግዚአብሄር ድማ ጥዕናን አሳልጦን ይሃብካ,,, እቲ ስልኪ ቁፅሪ ግን ክንዱይ ግዜ ፈቲነ ኔትወርክ ድዪ አይፈልጥን አይሰርሕን እዩ
@mg-kb9cr
@mg-kb9cr 4 жыл бұрын
ምሕረት የውረድልኩም አሕዋተይ መ ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ
@rhmetademnur9717
@rhmetademnur9717 4 жыл бұрын
Betami Aby seb eu
@AaAa-iz6tr
@AaAa-iz6tr Жыл бұрын
አግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የውርድልክን ኣዋተይ 👏👏👏
@ኣሉጎልትግራይ
@ኣሉጎልትግራይ 4 жыл бұрын
ኣምላክ ምሕረት የዉርደልክን ኣሓተይ እፍ
@እግዚኦተሰሃላለፅዮን
@እግዚኦተሰሃላለፅዮን 3 жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የውርደልክን አሕዋተይ ማዓረይ 🙏
@ricco613
@ricco613 4 жыл бұрын
እዋይ ኣደይ መዓረይ ኣጆኺ እግዝያብሄር ዝሳኖ የለን it's pinful to wactch
@ሜሪኣክስማዊት
@ሜሪኣክስማዊት 4 жыл бұрын
ምሕረት ይውረድልክን ኣሕዋተይ ማማየይ እውን ኣይዘክን ኣይትንብዓ ማማይ ምራል ይሓዝክን
@munaahmed6604
@munaahmed6604 3 жыл бұрын
rabe yhagezake enshalah yarab
@tg4770
@tg4770 4 жыл бұрын
ፈጣሪ ፅንዓት ይሃብክን ማማየ፡ ክምኡ ውን ምሕረት የውርደልክን ኣሕዋተይ
@gvff9844
@gvff9844 4 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍፍፍ ውላድ ዝረክቦ ምሕረት ይውርዳልክን ኣሕዋትና
@naema3396
@naema3396 4 жыл бұрын
ያረብ ያረብ ብራሕመተክ ዩማ ሐላል አብሸሪ አላህከሪም
@تلتلتى
@تلتلتى 3 жыл бұрын
አምላከ ምሕረት ይውረደልከን ፈጠሪ ይሓግዝኪ
@DestarDestar
@DestarDestar 3 жыл бұрын
ማሚተይ ፀላክን ይንባዕ አሕዋተይ ምሕረት የዉርደልክን
@ልጅዋናፋቂስደተኛዋ
@ልጅዋናፋቂስደተኛዋ 4 жыл бұрын
አይ ወላዲት ዘይተግንዮ ፀገም መቸም የለይ ፀላኢኺ ይንባዕ ወላዲተይ ሙሉእ ጥዕና አምላኽ ይልአኸለን
@appleandroid6937
@appleandroid6937 4 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ብምሕረቱ ይጠምት ኣዶ ኦዶእያ ወላ እንተከበዳ ኣቅሊላ ፍቃድ እግዚኣብሄር ይዓቢ
@teklemahari9821
@teklemahari9821 4 жыл бұрын
አምላክ ምሕረት የውርደለን፡ንዓና የማስለን፡ከምቲ መድሃንአለም ቅልሕ ዝበለኒ ከምኡ ቅልሕ ይበለን
@ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ
@ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ 4 жыл бұрын
እግዚአብሔር ምሕረት የውርደለን አጀኩም አይትንብዑ ፈጣሪ ምሕረት ክውርደለን እዩ መምህር እንኳዕ ብስላም መፃካ
@danayitalem2754
@danayitalem2754 Жыл бұрын
እግዚአብሔርአምላክምሕረትየዉርደልን
@ማርያምጽዮንኣደይብርሃንና
@ማርያምጽዮንኣደይብርሃንና 4 жыл бұрын
ወላዲ ፀዋሪ ኩሉ አምላክ ምሕረቱ የውርደለን እመአምላክ ብአማልድነታ ትዳብስከን፡ኣሕዋተይ!
@weldegabrielweldegabriel3047
@weldegabrielweldegabriel3047 3 жыл бұрын
እዝጋኣብሂር መሕረት ይለኣከለን በዓሉ ዘፈጠራ ነብሲ ።
@gebremedhinkhasaye6183
@gebremedhinkhasaye6183 4 жыл бұрын
ምሕረት የውርደለን ኣሓተይ ማማ ካኣ ኣጀአን
@hageryshokor4563
@hageryshokor4563 3 жыл бұрын
جزاك الله خير. ابشري يما حبيبتي الله يجزاك الفردوس الأعلى من الجنة
@ጓልትግራይጓልዞምወየንቲ
@ጓልትግራይጓልዞምወየንቲ 4 жыл бұрын
አቤት ካውዙይ መሓረና ፈጣሪ እቦይ ምሕረት የውርደለን አደይ መዓረይ አጆኺ አይትንብዒ
@ተመስገንትግራይዓደይ
@ተመስገንትግራይዓደይ 2 жыл бұрын
ምሕረት የውርደልክን አምላክ
@negash7146
@negash7146 4 жыл бұрын
እንሻአላህ ረቢ ምሕረት የውርደለን መምህር ሙሉ ድማ መግለፂ የብለይን ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ ብደቅኻ ተሓጎስ
@mulueyohannes1217
@mulueyohannes1217 3 жыл бұрын
አግዛቢሄር ባዒሉ ይምሐረን ዘነሕዋተይ
@gebrihiwettesfazgi257
@gebrihiwettesfazgi257 3 жыл бұрын
ምሕረት የዉርደለን ንየሕዋትና ንወላዲት ድማ ኣጆኪ ከብዲ ወላዲት ብዙሕ ሽዩ ዝዓቁር ሞ ካኣልዮ ኣይትሰነፊ በርትዒ ኣምላክ ዘልኣለም ጽላሉ ከንብረልኪ ብጾሎት ክንዝክረኪ ናይ ፈጣሪና ቅዱስ ፍቃድ ይኩን
@milonmilon6338
@milonmilon6338 4 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ክብር ሓዉና እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የዉርደልክን አሕዋተይ ክብር ሓዉና ዓስብካ ዓምላክ ይክፈልካ ዝሓወይ
@teamesium8163
@teamesium8163 4 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍፍፍፍ እዋይ ወላዲት ትረክቦ ኦ እግዝኣቢሄር ኣምላክ ምእንቲ እዛ ለዋህ ወላዲት ምሕረትካ ሃበን።መምህር በዚ ትገብሮ ዘለካ ወትሩ ምስ ኣመስገንኩካ የ ቀጽሎ።
@gedammikaleimbadebresina9268
@gedammikaleimbadebresina9268 4 жыл бұрын
መን እም ከም አዴካ ሓብሒባ ተዕብየካ እግዚአብሔር አምላኽ ናይ እዛ ወላዲት ንብዓት ሰሚዕኻ ምሕረት አውርደሎም ጎይታየ ብእውነት መምህር ሙሉ ሓውና ማይ ፀሎት ይውሰድዎን ነዘን ቆልዑ ንመምህርና ሙሉ ሃይለስላሴ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና እግዚአብሔር አምላኽ ክበር ንበር
@ነፃነት-ኸ7ቀ
@ነፃነት-ኸ7ቀ 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@sdhanomgrimay347
@sdhanomgrimay347 3 жыл бұрын
Amlak mihiret yewiridelen
@taqmohaftuy3617
@taqmohaftuy3617 3 жыл бұрын
@@ነፃነት-ኸ7ቀ እፍፍፍ ኣሕዋተይ እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረቱ ይልኣከለን አሜን አሜን አሜን
@ستالنور-ص1ذ
@ستالنور-ص1ذ 3 жыл бұрын
አልሐምዲሊላህ ዓላ ኩላሐል አደይ ማዓረይካአ ረቢ ዓፍያ ይሀብኪ ምስደቅኺ ያረብ
@Eurael
@Eurael 4 жыл бұрын
A very good Christian man. You are such a nice person. Nai bhaki nai Egziabher seb eka memhir Mulie!
@adhanomgebremikal6140
@adhanomgebremikal6140 2 жыл бұрын
ፈጣረ ምሕረት ይወረዳ
@bongbonga242
@bongbonga242 4 жыл бұрын
ምሕረት የውርደልክን የሕዋተይ እዋይ ኣደ ትረኽቦ ንዕስራ ዓመት ተፈልይወን እታ ኣደ ሕጉስቲ ከምዘይኮነት ትፍለጥ መንግስቲ ናብቲ ሓዳሩ ዘለቆ ዓዲ ኪቕይሮ ኣይክእልን ድዩ። ይኽእል እባ ነይሩ ። ብዝኾነ ጽንዕቲ ኣደ ። ኣደ ትረኽቦ ። ግን ሓቦኛ ኣደ። ምሕረት የውርደልክን ። ኣደ ኪኣ ጽብዓት ይሃብኪ።
@jemilanuru39
@jemilanuru39 3 жыл бұрын
አየ ዶ ትረኽቦ አብዛ ዓለም መን ከመ ዶ አጂኺ ወላዲት ከሐልፉ እዩ ረቢ ፅንዓትኪ ይወሰኸኸልኪ ረቢ ጥዕነነን ይሀበን አሚን ያረብ
@gidgghgd1676
@gidgghgd1676 Жыл бұрын
aminnnnnn yarebe
@ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ
@ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ 4 жыл бұрын
እውይይይ ኣዶ እትርክቦ ኣይዘኪ ማማየይ ኣምላክ ምሕረት የውርደልኪ
@hfhfggfhgh1447
@hfhfggfhgh1447 3 жыл бұрын
ረበና ከሪም ኣብሽሪ ማማየ ዱዓ ግበሪ ተስፋ ኣይትቑረፂ ረቢ የልዕለለን የቕለለን
@merrygt1956
@merrygt1956 3 жыл бұрын
እውይ የሕዋተይ ክጽብቃ ማይ ይመስላ ጹቡቃተይ ምሕረት የውርድ።
@زايد-د8ع
@زايد-د8ع 5 ай бұрын
አምላክ ምሕረት የውርደለን
@user-hd7du1dr5f
@user-hd7du1dr5f 4 жыл бұрын
ምሕርት ይውራድሉኹም አምላኬ🙏😭 እና መምህር ሙሉየይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኸ ❤❤❤🌷
@ንእግዚኣብሔርምፍራሕጥበብ
@ንእግዚኣብሔርምፍራሕጥበብ 4 жыл бұрын
እግዚአብሔር ብምሕረቱ ምሳኽን ይኩን ኣሕዋተይ ። ትሕጎሳሉ ግዜ የምጽአልክን ኣደና ክኣ። ደጊም ተስፋ ረኺብክን ኣለኽን እግዚኣብሄር ብ መምህር ምሉእ ኣቢሉ በጺሑክን ኣሎ። ዋዕሮ ኣደ።
@dhxhfunggfhgu3289
@dhxhfunggfhgu3289 4 жыл бұрын
ኣምላክ ምሕረት የውርደለን
@ክፍለማርያምክፍለማርያም
@ክፍለማርያምክፍለማርያም 3 жыл бұрын
እግዚአብሔር ምሕረት የውርደለን መምህር ሙሉ ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@gebreyesusberakishewit5334
@gebreyesusberakishewit5334 2 жыл бұрын
Egziabihier Amlak mhret yewrdelkn kburat sdrana
@myhert646
@myhert646 2 жыл бұрын
ፈጣሪ ኣምላክ ምሕረት ያውርደልክን ኣሕዋተይ ዋ🙏
@samsomhaftom9752
@samsomhaftom9752 Жыл бұрын
እግዝኣብሄር ሙሉእ ምሕረት የውርደልክን ኣየ ወላዲ ረኪ ብዎ ዘሎ
@ሃናጋልመቀለ
@ሃናጋልመቀለ 3 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላክ ምሕረት የዉርደልክን እፍፍፍ ኣዶ ትረክቦ ክንደየናይ ይከብድ
@qweryyyrreq1722
@qweryyyrreq1722 3 жыл бұрын
ያአላህ ያራህማን አተ በቃበላቸው የኔእነት አላህ ይድርሰላችሁ ቅዋውን ይሰጥሸ እነቴ
@rahelkahsayw7187
@rahelkahsayw7187 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ የሕዝን ኣምላኽ ምሕረት የውሪድ
@hiwikihis3067
@hiwikihis3067 4 жыл бұрын
እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልክን ኣሕዋተይ
@ቲቲነኝየማርያምልጅ
@ቲቲነኝየማርያምልጅ 3 жыл бұрын
እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልክን አሕዋተይ ሐወየን እንርአሉ ቀረባ ግዜ ይግበርክን አዴይ መዓረይ አዘኪ ፈጠራ ምሳኪ ይኩን
@selamhalie3888
@selamhalie3888 3 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመሀረልኪ
@albadralbadr2168
@albadralbadr2168 3 жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደልክን ዘነሓተይ ማማየ ኣይዞኺ ፈጣሪ ይፈልጥ ክምሕረን ኢዩ ኣይትጨነቂ
@almazweldu3914
@almazweldu3914 3 жыл бұрын
አምላኽ ይሐግዝኩም ብጣዓሚ ዘሕዝን
@roozz5503
@roozz5503 Жыл бұрын
ኣደዋይ ኣጆኪ ንደቅኺ ከኣ ኣምላክ ምስአን ይኹን🥺🥰🥰🥰🙏
@Dastewat
@Dastewat 8 ай бұрын
ምሕረት የውረደልክን😢😢😢😢😢😢😢
@ኸርተትኮይኑኒሂወት
@ኸርተትኮይኑኒሂወት 3 жыл бұрын
መምህር ሙሉ ሓወይ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና 🙏❤
@meleananas9211
@meleananas9211 3 жыл бұрын
ኣደ ትኽእሎ መን ይኽእሎ ኣምላኽ ምሕረት የውርድ።ሓንቲ ግን ዝተዓዘብኩዋ መብዛሕትኡ ግዜ ሚስሊም ኣሕዋት ኣብ ናይ ሙስሊም ጥራሕ ሪኢቶ ክህቡ ይርእይ ንምንታይ ሰባውነት ዘይስመዓና ፋቅሪ ሃይማኖት ዓሌት ኣይትፈሊንያ ኣብ ኩሉ ተትሳተፉ ጽቡቅዩ ክምቲ ናይ ካልእ እምነት ተኸተልቲ ኣብ ኩሉ ዝረባረቡ ዘለዉ
@wubihaile
@wubihaile 3 жыл бұрын
Eritreawiyan Muslim eyom mebzahtiom
@ሳሃሊለነቅድስትኦምልእክት
@ሳሃሊለነቅድስትኦምልእክት 3 жыл бұрын
ትክክል
@binyam1578
@binyam1578 4 жыл бұрын
ምሕረት የዉርድ ጽቡቃተይ ኣምላክ ይካኣሎ እዩ 😭😭🧸🧸🧸🧸💙👋🗝💔✌🏻💜🙏🏼
@ሩሩየመዳምቅመምነኝ
@ሩሩየመዳምቅመምነኝ 4 жыл бұрын
ያአላህ ሓባይብ ብጣዕሚ ዝሕዝን ያረብ ዓፍየእን ረቢ ይመልሰልን
@zafuhabesha2954
@zafuhabesha2954 3 жыл бұрын
ምሕረት የውርደለን ኣሕዋተይ ኡፍፍፍፍ ኣዶ ዘይትረኽቦ ፀገም የለን።
@kliylove9634
@kliylove9634 2 жыл бұрын
ምሕረት የውረደልኽን ኣሕዋተይይይ
@mebratmirach6160
@mebratmirach6160 4 жыл бұрын
እዛ አዶ መምህር እያ።ንጥዑያት ውላድ ሒዝና ሕማቕ ንንገብርን ናብራ ንንብትንን። ብቐደሙስ ካበይ ዲኺ ጀግና አጆኺ።
@almasneggaz2302
@almasneggaz2302 3 жыл бұрын
መድህንአለም ምህረት ይውርደልክን አህዎተይ
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 3 жыл бұрын
አዶ ኹሉ ተሸከሚት መን ከም አዶ ፈጣሪ ምሕረት የውርደለን ከምሓዙተን ወፂእን ክኣትዋ በጣዕሚ የሕዝን
@ትግራይዓለመይናፈቅ
@ትግራይዓለመይናፈቅ 4 жыл бұрын
እዋይ አምላኽ ምህረት ይወርዳካን 🙏🙏
@mebrahtomtsegai6425
@mebrahtomtsegai6425 4 жыл бұрын
ምሕረት የውርድ
@ميريكيري-ض7غ
@ميريكيري-ض7غ 3 жыл бұрын
ኣጆኺ ማማይ ኣይትንብኢ ኣባይኪ ይባእ ማሚየ ኣምላክ ምሕረት የውርደለን ንወለዲ እውን እመ ኣምላክ ምስ ወዳ ትሓግዝኩም ኣጀኩም ምሳኩም ኣለና
@musearayagaltigray8682
@musearayagaltigray8682 4 жыл бұрын
ሰላም እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ብደሓን መፃእኻ መ /ር ሙለር #ሓበን ትግራይና ንዘን ዝሓመማ ኣሕዋትና እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የውርደለን አዮኽ ማማየ አይትብከይ እግዚአብሔር አምላክ ምሳኩም ይኹን ክቡራት ወለዲና አዮኹም ን እግዚአብሔር አምላክ ዝሰአኖ ነገር የለን ከሕውየን እዩ ።
@MEARIFSHA
@MEARIFSHA 10 ай бұрын
Amlak mhret ywrdelkn❤❤❤
@ibrahibrah6436
@ibrahibrah6436 3 жыл бұрын
ምሕረት የውርደልክን
@musiakasahailu
@musiakasahailu Ай бұрын
ማይ ፀሎት ይታሓፀባ
@ghhshsmxkjjj4993
@ghhshsmxkjjj4993 3 жыл бұрын
ፈጣሪ ኩሉ ኣለም ምሕረት የዉርድልክን ኣሕዋተይ
@tsigeredaalem4644
@tsigeredaalem4644 4 жыл бұрын
Egziabiher mehret yewredelkin yehwatey Mulue hawena egziabiher mesaka yekun
@binyam1578
@binyam1578 3 жыл бұрын
እዛ ዝበልካያ እያ መፍትሒት ሙልየ ምሕረት ካብ ፈጣሪ 👋🧸🌝🗝✌🏻🗝🏠🌹🥛
@ጋልቶምወየንቲ-ሰ3ቘ
@ጋልቶምወየንቲ-ሰ3ቘ 4 жыл бұрын
አምላክ ምሕረት የውርደልክን ሙቁራተይ
@gebretekle5610
@gebretekle5610 4 жыл бұрын
😭😭😭😭😭😭ay enat e/r ymarachew 🙏🙏🙏🙏🙏
@ተስፋዩስንከይ-ሰ1ረ
@ተስፋዩስንከይ-ሰ1ረ 4 жыл бұрын
Amlak mhret yewurdelkum🙏🙏🙏
@frehiwetgebretsadkan9262
@frehiwetgebretsadkan9262 3 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ምሕረት የውርደለን ነቶም ለግለጋት ኣሕዋትና.. ነቶም ስድራ ውን ኣምላኽ የፅናዓዮም.. መምህረይ እግዚኣብሄር የኽብርካ ዕድመኻ ዕድመ ማቱሳላ ይግበረልካ ፈጣሪ.. .ለዋህ ንሕልናኻ እትነብር ሰብ ኢኻ እንቓዕ ናትና ኮንካ ክቡረይ.
@sabiyahavg4985
@sabiyahavg4985 3 жыл бұрын
ኡፍፍፍ ኣይዞኪ ማማየ ኣይትንብዒ እግዚአብሔር ምሕረት የውርደለን
@mbrankmbrank5376
@mbrankmbrank5376 4 жыл бұрын
Selamka ybzah memhrey
@mg-kb9cr
@mg-kb9cr 4 жыл бұрын
አጆኩም አይትንብዑ ፈጣሪ ፃማኩም የርአኩም
💩Поу и Поулина ☠️МОЧАТ 😖Хмурых Тварей?!
00:34
Ной Анимация
Рет қаралды 1,6 МЛН
when you have plan B 😂
00:11
Andrey Grechka
Рет қаралды 63 МЛН
How Strong is Tin Foil? 💪
00:26
Preston
Рет қаралды 80 МЛН
МЕБЕЛЬ ВЫДАСТ СОТРУДНИКАМ ПОЛИЦИИ ТАБЕЛЬНУЮ МЕБЕЛЬ
00:20
💩Поу и Поулина ☠️МОЧАТ 😖Хмурых Тварей?!
00:34
Ной Анимация
Рет қаралды 1,6 МЛН