ብዓል ካፒተን ክንከስቦም እዩ ዝግብአና።

  Рет қаралды 6,604

Wolodoy Production

Wolodoy Production

Күн бұрын

#eritreancomedy #eritreamovie #facebook WOLODOY PRODUCTION👇👇 www.facebook.c... #KZbin WOLODOY PRODUCTION👇👇
• 7 ጥይት ዝተሃርመት ኤርትራዊት። @... #INSTAGRAM WOLODOY PRODUCTION👇👇 www.instagram....
FACEBOOK Habtom Hagos 👇👇
/ habtom.hagos.3762
@tefetawitalkshow @fnanappinfotech980 @jstudio1 @neshneshtv9967 @dawittv @MahderPro @EriOneTouchEntertainment @MahdernaEntertainment #eritreamusic #eritreancomedy #eritreamovie# #tigraynews #tigraymusic #tigraycomedy #tigraymovie #Eritrea News

Пікірлер: 63
@GebreyesusPetros-do8iw
@GebreyesusPetros-do8iw 28 күн бұрын
ባዕሉ ልቦና ይግበር እንተ ኣብዩ ቃልስና ንቅድምት ብዙሓት ምሁራት ኣለዉ ንፉትሒ ዝቃለሱ ዓወት ንመንእሰይ በርጌድ ንሓመዱ
@smilesmile2096
@smilesmile2096 29 күн бұрын
We're still LOVE kapten brother 💙. God bless you Eritrean brother and sisters 🙏
@welduberhane8681
@welduberhane8681 Ай бұрын
ኣታ ዝተባረኽካ ብሩኽ ሃብቶም! እግዚኣብሀር ኣብዚሑ ይባርኽካ!!!
@SKY-FORUM
@SKY-FORUM 29 күн бұрын
ሓው ሃብቶም፡ ከም ናተይ ወለዶ በኣኻ ብጣዕሚ እየ ዝሕበን መኽንያቱ እቲ ተቕርቦ ነቔፈታ ብናትካ ርድኢት ስለ ትቕርቦ። ከምዛ ዘለኻያ ተቐጺልካ ንቡዙሓት ኣብነት ከምትኽውን ጥርጥር የብለይን። ኣጆኻ ቀጽሎ።
@ኢዚውንኪሓልፍኢዩኢዚውንኪ
@ኢዚውንኪሓልፍኢዩኢዚውንኪ 28 күн бұрын
ኣነ ከም ዝመስለኒ ኢዚ ካቢተን ሓውና ገርሂ ቁኑዕ ኢዩ ሒጂ ኢዩ ከማን ኤርትራውያን ምስ በዛሕና ሕማቅ ትምህርዎ ትኾኑ ኢምበር ኪሪኦ ከሎኹ ቁኑዕ ኢዩ ብሓቂ ኣይትበድልዎ በጃኹም ካቢተን ቀጣፊ ኣይኮነን ሓሳዊ ኣይኮነን ብቅንዕና ኢዩ። ዝገብሮ ኩሉ ጻዕዳ ኢዩ በጃኹም ኣይትበድልዎ
@myself27ify
@myself27ify Ай бұрын
You’re right, bro. Capitan is feeling disappointed, and he has every right to be angry. Unfortunately, people are pushing away those who are working tirelessly to fight the regime. The Eritrean communities seem to focus on attacking each other instead of uniting against their common enemy, which is Isaias.
@Gedenagezana6832
@Gedenagezana6832 29 күн бұрын
መኣዲ ዕርቅን ሰላምን ትብል መጽሓፍ መምህር ክፍለ ምንባብ የገድስ ኣሎ ህዝበይ።
@bisratbeyene1874
@bisratbeyene1874 29 күн бұрын
ኣብ ቃልሲ እኮ ለማጽ መገዲ የለን ቃልሲ ከም ሽሙ ቃልሲ እዩ ምስጢር ምዕቃብ ሓደ ካብቲ ቃልሲ እዩ!!!
@adbt3565
@adbt3565 Ай бұрын
መጀመርታ ካብተን እንታይ ረኪብዎ ? ባእሱ ወይ ቅርሕንቱ ከ ምስ መን እዩ ? እቲ ዘይ በርሃሉ እንታይ እዩ ? ወይ እንታይ ክብል ደልዩ ወይ እንታይ ጎዲልዎ ወይ እንታይ ተብዲሉ ?
@samraawatta2484
@samraawatta2484 28 күн бұрын
ትግራዋይ ንዓድኻ ክደልና ዓጋመ ኣብ ዓድና ክትመፁ ኣይ ተድሉዩናን እኽም እቲ ዶብ ሓፁር ገርና ክንዓፅዎ ኢና
@free-ly6lv
@free-ly6lv 28 күн бұрын
ብነብሰ ምትሓት ኣይትሳቐ ንስካ ውን ለቢመ ኢልካ ንነብስኻ ትሓስባ ክርይትህሉ። ተስፎም መሸተ ጸቢብ ዩ ምጽባቡ ግን ስለዝለመዶ ኣይፍለጦን ኢዩ ፡ ዲሎጂን ይባሃል
@smilesmile2096
@smilesmile2096 29 күн бұрын
Hi captain brother 💙 aver badly need help. GOD bless you Eritrea brother and sister 🙏 ❤️ 💙.
@Metsaina2014
@Metsaina2014 29 күн бұрын
ኣነ ጌረ ኣነ ጌረ ዝብል ተቃላሳይ ክባሃል ኣይክእልንዩ።
@smilesmile2096
@smilesmile2096 29 күн бұрын
GOD bless you Eritrea brother and sister 💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@teklehailu6924
@teklehailu6924 29 күн бұрын
ናይ ሎሚ ሪኢቶኻ ይበል!!
@Aruiteyyy
@Aruiteyyy Ай бұрын
Capi we love you just be careful from hgdf or others 💙💙💙
@mengedihaqiterarikinaybhaqi
@mengedihaqiterarikinaybhaqi 29 күн бұрын
Ja,sehr intelligent mann
@bzewde
@bzewde 28 күн бұрын
ሃብቶም ንባዓል ንካፕቴንን ከምኡ ዝበሉን ምሕብሓብ ኣገዳሲ እኳ እንተ ኮነ ናቱ ጉድለታት እውን ተዛረበሉ እዚ ንባዕሉ ዓቅሚ የብሉን ስሚዒታዊ ኢዩ ዓቅሚ እንተ ዝህልዎ ኣብ ቲክቶክ ዝኾነን ዘይኮነን ክዛረብ ኣይምኻኣለን።
@tedrosLilay-x7h
@tedrosLilay-x7h 29 күн бұрын
Betami nufuu menasey av Eritrea Seb behasab antefelalika discussion kensmama mebalka nefuue wolodoy menasey
@muluasfaha4978
@muluasfaha4978 27 күн бұрын
አሞ ካፒተን ኒሲካ ኪንዲ ዉፉይ ዲካ ኪትረአ ደሊካ አድመካ ሙሉአ ኣብ ኣመሪካ የህሊፍካዪስ ሂጂ ካሌአ ኪትመሲል ሳኪት አካ ኣብ ኣመሪካ ትነቢር ማሃይም አካ
@alemghebremedhn2191
@alemghebremedhn2191 29 күн бұрын
እዛ ኣነ እየ: ንምንታይ ኩስቶ ካባይ ንላዕሊ ይፍለጥ ወይ ይውረ/ይሓልፈኒ...ወዘተ ዝብላ ሓሳባት እንድየን ዘዕንዋና ዘሎዋ። ካፒተን ውፉይ ህቡብ ምዃኑ ዝተሓጎሰ ወይ ደስ ዝበሎ ኣይመስልን ብሓጺሩ። እዚ ድማ ጌጋ ኢዩ። ንምንታይ ውፉይ ክብሪ እንተረኸበ ወይ ኣብ ቅድሚት እንተመጽአ ቦትኡ ኢዩ 100% ይግብኦ ኢዩ። ድሕረ ባይትኡ ድሕረ-ባይታ ናይ ካፒተን ኣይኮነን ዝምዘን። ውፉይ ጽቡቕ ገይሩ ፖለቲካ ዝርድኦን ንመንእሰያት ድማ ከማእዝን ዝኽእል ኢዩ። ካፒተን'ው ሰሪሑ ኢዩ ሕማቕ ኢዩ ኣይበልኩን ንፉዕ ኢዩ ክብርን ምስጋናን ይግብኦ ኢዩ። ግን ድማ ክልቲኦም ኣብ ሓደ መስመር ከተምጽኦም ፈጺሙ ኣይከኣልን ኢዩ። መወዳእታ ስልጣን ንዝደሊ ድማ ህዝብን ድምጽን ኢዩ ዝውስን። ብሓደ ክሰርሑ ዝበሃግ ኢዩ ኣነ ዶ ንስኻ ህልኽ ግን ንቓልሲ ጎታቲ ኢዩ። እዚኣ ድማ ኢያ ዘመናት ወሲዳ ዘይተፈትሐት/ዘይተፈወሰት ኣብ ኤርትራውያን።
@miriamhabtemichael2393
@miriamhabtemichael2393 29 күн бұрын
Thank you xubuq tezaribka .. mkbibar fqri khlwena alewo ab dembe fthi wala aynteawet. Fetari yiaklekum yibelena❤
@warning7570
@warning7570 28 күн бұрын
Moralka aheds . tesfa tqorx aleka. kulu haqi fetsh. Ms haqi dow bel nska lebam mkuanka emen.btnbit tray aytnber.
@GirmayEssak
@GirmayEssak Ай бұрын
ሳልሳይ ኣማራጽ ኣፋታታሓ ሽግር ብቅዓት ስለ ዘየሎም እዮም ኩሎም ደለይት ፍተሒ ዝጻባረቅ ጸገማት እዩ
@Feleg-q2t
@Feleg-q2t Ай бұрын
ዋእ ካፒተን ግን ዓቅሊ የብሉን,አነ አነ አብዚሑ,ቀኒኢሉ ይመስል ንዉፉይ.ወይ ጉድ!!!
@mengedihaqiterarikinaybhaqi
@mengedihaqiterarikinaybhaqi 29 күн бұрын
Ane GN kemzmesleni Ni Wufuy zeykones Ni Seltene U.Seltene Ane kab zazebo nezom tekawemti Anda tenkefom.Ab kindi ATI Gega bi wusti zredada ni dege ahlifu yhbom.Ati Gega Ni nishtey Yeteababyo
@hagoszeru690
@hagoszeru690 29 күн бұрын
Details tezeyblka entay amtseo abzi mnin tbl anta hawey
@yonasg1672
@yonasg1672 Ай бұрын
100% True. God Bless you Welday
@Grmay-h8b
@Grmay-h8b 29 күн бұрын
ሰላም ንእሰይ ብምቅጻል ኣብዚ ኣልዒልካዮ ዘለኻ ኣርእስቲ ናይ ካፒተን ብመሰረቱ ካፒተን መን ክሓቅፎ መን እዩ ክንጽሎ ንነብሱ ከም ዝንጸል ዝገብራ ዘሎ ባዕሉ እዩ ኣብዚ ሙዕብሉ ዓለም ዝዓበየን ዝነብርን ከም ካፒተን ዝበለ ሰብ ኣብዚ ወሪድዎ ዘሎ ደረጃክወርድ ብጣዕሚ ወዲቁ ጸገም እንተ ሃልዩ ቀስ ኢሉ ብውሽጢ ምስቶም ኣስማቶም እና ጠቀሰ ዝንቅፎም ዘሎ ሰባት ክረዳዳእ እዩ ዝግብኦ ኣይኮነን ጫፍ ሒዙ ዓበድበድ ምባል ግን ስራሕ ህግደፋውያን እዪ በዚ ዝኸዶን ዝዛረቦን ዘሎ ድማ ኣብ ደምበ ፍትሒ ዝነበሮ ተኣማነት 100% ጎዲሉ እዩ ታይ እዩ ጸገሞም ንግሆ ንግሆ ውፉይ ውፉይ ዝብሉ ውፉይ ኣስማት ውልቀ ሰባት ወሪዱ ወይ ኣልዒሉ ክዛረብ ሰሚዕናዮን ሪኢናዮን ኣይንፈልጥን በቃ ምስቲ ስርዓት ብሓሳብ ይብድህ ኣሎ ቅንእን ሕስድናን ናይ ውፉይ እዩ ድማ ውፉይ ውፉይ ዘብሎም ዘሎ 44 ነጥቢ
@selamghebremichael1661
@selamghebremichael1661 29 күн бұрын
ዝፈልጦ የብለይ እና በልካ እንታይ ትዛረብ ኣለኻ መጀመርያ እቲ ዘጋጠመ ክትፈልጦ ይግባእ
@michaletkesete7179
@michaletkesete7179 29 күн бұрын
Zehzen eyu bitaemi Captain bitaemi tesmiuwo eyu zezareb zelo widh is so sad💔
@terhasgualtomfadeytihenaTDF
@terhasgualtomfadeytihenaTDF 29 күн бұрын
So sad 😞
@abhaksa-sx3gz
@abhaksa-sx3gz 29 күн бұрын
ሃብቶም ትፈልጦ ጉዳይ እንተ ዘይብልካ ንምንታይ ትዛረብ
@Dawitweldeab
@Dawitweldeab Ай бұрын
ኮራኩር ናይ ሰልጠነ ንሰልጠነ ሓንቲ መዓልቲ ብትብዓት ጀሚርካ ኣጃጀሙካ
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 29 күн бұрын
ሰልጠን እንታይ ጌሩ በጃካ ሕሳደ እንታዩ ጸገምኩም? ???
@keseteberhan7769
@keseteberhan7769 29 күн бұрын
The disagreement of members brighed nihamedu makes HAPPY the HDGF.
@SeluBehabelom
@SeluBehabelom Ай бұрын
ኣብዚኣስ ይጋገ ኣሎ ካፒተን ሓውና ናቱ እጃም ከምዘበርከተ ዘንጊዕዎ ይመስል 🤔
@RegenMehari-f5j
@RegenMehari-f5j 29 күн бұрын
እንታይ ገበርቲ እዚኢም ምኒት ኣብ እንዳኦርፋ ሳሚ ሽኮር ከይሶም ምኒን ቃልሲ እዚኦም ክነግርዎ ነዞም መንእሰያት።
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 29 күн бұрын
መጀመርያ እንታይ ረኺብዎ ካፒተን ባእሱ ምስ መንዩ በጃኹም ንገሩና??????????????
@smilesmile2096
@smilesmile2096 29 күн бұрын
Caption brother don't korayou please 🙏.
@luley5106
@luley5106 Ай бұрын
Wolodoy yifetweka niere b haki sile tikeyd abzia gn? Aygdn mkniyatu capiten hito alewo kmleselu alewo ktibl nieruka. Wufuy men koynu u suk eilu zeymliselu
@mengedihaqiterarikinaybhaqi
@mengedihaqiterarikinaybhaqi 29 күн бұрын
Antay elu hatitwo?Ane Ni Kapitän azye eye zfetwo .
@alonaeyob6648
@alonaeyob6648 Ай бұрын
Afari kab abi geza konki tafer zaytsrhi gedi
@merhawikaseri6823
@merhawikaseri6823 29 күн бұрын
Smae ata denez brgied nhamedu seb aybelien eu n KZbin elkaajewjew aytbel kalsi shefet aykonen ezi brgied nhamedu awrajawnet zhaze aykonen tzarebo hasibka tezareb nskan kemzi kemakan eyom shiger zekonwo nezi hzbi
@abhaksa-sx3gz
@abhaksa-sx3gz 29 күн бұрын
ኣትሰ ኢዚ ሰብ ኣብቲ ዘለዎ ኣዲ ዝምልከቶ ዘይሰርሕ ተናጢሩ ናብ ሆላንዲ ዋናታት ዘለውዎ ዘዛርብ ኢንታይ ኣለካ
@tsegayweldeghebriel7461
@tsegayweldeghebriel7461 29 күн бұрын
እወ ኮፒተን ዝፈልጦ የቡሉን .ጆን ብላክ ኣይምልከቶን ኢዩ ብዛዕባናተይ ኢሉ ኢዩ ስለዚ ፈኺሱ ካፒተን.
@TBEBAT
@TBEBAT 29 күн бұрын
ንስኻ እውን ንበዓል ውፉይ ኢኻ ትከላኸል ዘሎኻ
@HagosElyas
@HagosElyas 29 күн бұрын
Capiten hasawi eyu ni deleyti fthi kexelim eyu ziwiel entay EU aberkitiu lekbat eyu
@abrahamberihanes9589
@abrahamberihanes9589 29 күн бұрын
Seb aqli tesaeinwo.
@tesok1830
@tesok1830 29 күн бұрын
John Black file is closed , No ifs no buts, We heard it straight from the house's mouth , Be a man and move on. Period!
@TewodrosGhebrezghiabiher
@TewodrosGhebrezghiabiher Ай бұрын
Msmen eyu tebaeisu Capitain
@medhanefssehaye5935
@medhanefssehaye5935 Ай бұрын
ክላእ ሱቅ በል
@HagosElyas
@HagosElyas 29 күн бұрын
English slezikeale felat mesilwo kid texegai beliwo
@luelteame208
@luelteame208 28 күн бұрын
👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎
@ጋልትግራይ-ቨ2
@ጋልትግራይ-ቨ2 Ай бұрын
ሰላም ሰላም ወድ ዓበይት 🥰💙👏
@7ዓንሰባ-ቈ7ደ
@7ዓንሰባ-ቈ7ደ Ай бұрын
ሰክት ወዲ ጋሕባ ከዳዕ ሃሱስ
@Feleg-q2t
@Feleg-q2t Ай бұрын
Stop insulting just write down your opinion.
@ShalomGebere
@ShalomGebere 29 күн бұрын
rewai adeka etay adima garuka wedi godere dabiy
ህግደፍ ካብ ውሽጢ ተቓውሞ ይገጥሞ | Yikealo Tv
55:30
Yikealo ይከኣሎ TV
Рет қаралды 8 М.
Une nouvelle voiture pour Noël 🥹
00:28
Nicocapone
Рет қаралды 9 МЛН
So Cute 🥰 who is better?
00:15
dednahype
Рет қаралды 19 МЛН
Каха и дочка
00:28
К-Media
Рет қаралды 3,4 МЛН
ንመራሕቲ ኢትዮጵያ ተስፋ ዘቑረጸ ኩነታት ኤርትራ 10/02/25
ERI -SHOW -WEDI TABA - MEDIA NETWORK
Рет қаралды 849
እዝንኻ ዘሕምም ጸርፊ / ሓደራ ሰሚዕኹም ሼር በልዎ
24:13
Godolyas Tube ( ሥልጣን
Рет қаралды 31 М.
NEW 2025 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 46( BY BRUNO )
47:48
Awra Tube
Рет қаралды 206 М.
ወዲ ጋሽ ንህግደፍ የዋርዶም / ካልእ ተወሳኽን
20:29
ዓቅሚ ከምዘለዎ ዘይኣምን መንእሰይ ,,,፡,,,,,,,,,,,,
20:32
Une nouvelle voiture pour Noël 🥹
00:28
Nicocapone
Рет қаралды 9 МЛН