No video

በላሕ ጓል ትጸልእ እንተ ዳ ኮይንካ ንምንታይ ንጓልካ ክትመሃር ናብ ትምህርቲ ትሰዳ`ባ!!

  Рет қаралды 48,354

MELHQ PODCAST

MELHQ PODCAST

Күн бұрын

መጽሓፍቲ ንምዕዳግ: Heavenshop1.com
መጻሕፍቲ ኣብ merodak.nl

Пікірлер: 183
@natania553
@natania553 8 ай бұрын
🙏❤️🙏"ዝኾነ ሰብ ንሰባት ክምዕድ ቀሊል'ዩ ንነብሱ ክምዕድ ግን ኣዝዩ ከቢድ'ዩ" ❤️
@user-yt2wu1ty5e
@user-yt2wu1ty5e 9 ай бұрын
ጽቡቅ መደብ የቀንየልና። ሓንቲ በጃኩም ነዚ ሕብረተሰብና ምህርቲ ኣይፈቱን እናበልና ኣይነማርሮ። ( ንምንታይ ዝብል ንመራመረሉ) ክልተ ዓይነት ምሁራን ኣለዋ/ዉ 1፥ ምሁር ምቅሉል 2፥ ምሁር ትዕቢተኛ *ነኣብነት ሓንቲ ምህርቲ ብፍላይ ሓፈሻዊ ስነ ፍልጠት ዝቀሰመት ብዛዕባ ብዙሕ ነገር ሓበሬታን ኣፍልጦን ኣለዋ ሕጂ እቲ ናታ መጻምዲ ዘለዎ መጠን ኣፍልጦ ካብኣ ዝትሕት ተኮይኑ ኣብ ዝበዝሕ ዕላሎም ዘተኦም ዉሳነታቶም ናታ ኢዩ ዝዕብልል ባህርያዊ ኢዩ ናታ ስነ ሓሳብ ኣብ ፍልጠት ምርኩስ ዝገበረ ኢዩ። ስለዚ እቲ ምስኣ ዘሎ ወዲ ብመጻምዱ ቅኑዕ ከላ ተዓብላልነት ይስምዖ ክዝንጋዕ ዘይብሉ ኣቦታትና ንምንታይ ወዲ ብዕድመ ንትንእሶ ጋል ይምርዖ ነዚ ኢዩ። ኣደም ዉን ብዕድመ ካብ ሄዋን ዓቢ ኔሮ። እዚ የሕዋተይ ኣጽፊፍኩም ንገሩና። (እዚ ዘይተማህረ ወዲ ግድን ኢዩ ምህርቲ ንሓዳር ዘይክደሊ ንሓዳር ኣይኮነን ኣብ ኣዉተቡስ ምሳካ ኮፍ ኢላ ዉን ብዙሕ ናይ ሓሳብ ፍልልይ ኣሎካ። * ምህርቲ ጋል ምሁር ወዲ ክትምርዖ ኣለዋ ዝብል ሓሳብ ኣሎኒ ወይ ከኣ ብስነ ሓሳብ ብተመኩሮ ዝምጥና እንተዘይ ኮይኑ ሰላም የሎን። ሓደ ሓደ ኣይሰኣንን ግና ብዝበዝሕ ክትሪኦ ከሎካ መምስ ዓቅምኻ ክከዉን ኣለዎ። ምህርቲ ምስ ትምርቲ ዘይፈጸመ ብመልክዕ ክፋተዉ ይከኣል ኢዩ ሓሳብ ግና ፍጹም ኣይራከብን ኢዩ። እዚ ዉልቃዊ ሓሳበይ ኢዩ። ኣይትፍርሓ ኣጆክን ቅሩብ ዕሙቅ ኢልክን ግለጸኦ ሚልዮን ከኣ ባህሪ ደቂ ተባዕትዮ ግለጾ ንምዝታዩ ክጥዕም።
@motivationwithheaven3140
@motivationwithheaven3140 9 ай бұрын
ስለቲ ቡሉጽ ድጋፋትኩምን ሃናጺ ሪኢቶታትኩምን ኣዚና ኢና ነመስግን!❤
@nahomwedieri7231
@nahomwedieri7231 8 ай бұрын
Hevu mekseb enqa natna koinki 😘❤️👑💯✌️
@user-hg8so7fc4k
@user-hg8so7fc4k 9 ай бұрын
ኣቤት ልቦና መንገድክን የቅንዓልክን
@NOnonon89325
@NOnonon89325 8 ай бұрын
በላሕ ጋል ዘይፈትዉ ደቂ ተባዕትዮ ኣለዉ ማለተይ ብፍላይ እታ ጋል ብኣተሓሳስብኣ ብስርሓን ካብኡ ንላዕሊ ንጥፍቲ ምስ ትከውን ባህ ኣይብለሙን እዩ , ኣብ ሕብረተሰብና ኩሉ ግዜየ ዝርአ ተግባር እዩ, ነታ በላሕ ጋል ዝመርጽዋ እቶም በለሕቲ ደቂ ተባዕትዮ እዮም
@yohanahabte3301
@yohanahabte3301 9 ай бұрын
I love your podcast ‘’lush’’. You reminded me my college study, all our GA instructors were married to high school students and they had a saying, if we divide the four year degree between us we will both end with diploma. And all our class mates were mocking ‘you better find a husband now’ otherwise you can see that an educated people do not like educated women. Yeah that was my experience but luckily I married to mechanical engineering graduate, and still we are growing together we have a child, he did his masters in engineering in Britain and I am in my final studies in microbiology pathology. So as you said it well, if you know your self well it easier to find a person that you can look feature
@akberetkidane6542
@akberetkidane6542 9 ай бұрын
Wawwwww❤
@motivationwithheaven3140
@motivationwithheaven3140 9 ай бұрын
That’s beautiful! And I love the word Growing together ❤
@frezghikidane7357
@frezghikidane7357 8 ай бұрын
በላሕቲ ጋል ኣይኮነን ዋላ በሊሕ ወዲ ንነብሰም ሰላም ኣይህብዋን ኢዮም።በላሕቲ ሰባት ኩሉ ግዜ ጭንቃት ኢዮም ንፋምሎም ሰላም ኣይህቡን ኢዮም።ንክነብሩ ሓርኮትኮት ዝብሉ ሰባት በላሕቲ ኣይኮኑን።በላሕቲ ሰባት ሰብ ጥዒምዎ ንክነብር ኣብ ምብልሓት ኢዮም ዝነብሩ።በላሕ ጋል ክንጸልእን ክንፈቱንስ በላሕ ጋልከ ኣላትና ድያ።ትምህርቲ ትሰዶ ሰብ ግድን ኣይኮነን በሊሕ ዝከው።ትምህቲ እቶም ቢዝነስ ማናት ኢዮም ጀሚሮሞ ብሉጻት ሰራሕተኛታት ንክረክቡ እንደገና ምሉእ ዕድምኡ ኣብ ትምህርቲ ምእንቲ ክሕልፎ ደሓር ተማሂሩ ምስ ወድአ ከኣ ባርያ ኣይቶም ቢዝነስ ሰባት ይከውን።
@luwamtekletekle5564
@luwamtekletekle5564 9 ай бұрын
ብጠዓሚ ኣድኒቀኩም እዚ ኣርእስቲ ክትዛረብሉ ዝነበርኩም ነዚ ሕጂ ዘሎ ወሎዶ ጠቃሚት እያ በላሕ ወይ ምህርቲ ጋል ኣንስተይቲ ዝጸልእ ወዲ የለን እንታይ ድኣ ሰብኣውነቱ ከይትንከፍ ስለዝብል እዩ ዝስከፍ 👑 ግን በንጻሩ እዩ ሓንቲ በልሕ ጋል ወይ ምህርቲ ጋል ኣንስተይቲ ሰብኣውነት ናይ ወዲ ተባዕታይ ኣይትትንክፍን እያ ምክንያቱ ትርጉም ሰብኣውነት ኣዝያ ኣፍልጦ እያ ✴ እታ ዘይተማህረት ጋል ኣንስተይቲ ግን ከመይ ኣቢላ እያ ሞ ትርጉም ሰብኣውነት ክትፈልጥ ኣብቲ ሓዳር ምስ በጽሐት ውን ወላ ድኣ ሰብኣያ በሊሕ ይኩን እንበር ምዕባለ ኣይገብርን እዩ ንሳ ሽዑ ክስልችዋ እዩ ሽዑ እያ ዘይጠባያ ከተምጽእ ትጅምር በዚ ዝመጽእ ከኣ ብዘይኣፍልጦ እቲ ዝፍጠር ግርጭት ሰብኣውነት ናይቲ ሰብኣይ ትትንክስ ስለዚ ጽቡቅ ልዝብ እዩ ቀጽልዎ ❤🇪🇷🇪🇷 ክጽበ እየ ቀጽልዋ ኣይትደንጉዩ
@user-yt2wu1ty5e
@user-yt2wu1ty5e 9 ай бұрын
ብሓቂ በላሕ ሰብ ኢኺ። በላሕን ምህርትን ጋል ዝጸልእ ወዲ የሎን( እንተሎ ከኣ በሊሕን ምሁርን ኣይኮነን በሊሕ ወይ ምሁር ዘይኮነ ሰብ ከኣ ዓቅሙ ወይ ደረጁኡ መጻምዲ ክትህልዎ ጽቡቅ ኢዩ) እታ ነጥቢ ግና ከምዛ ዝበልክያ በላሕ ወይ ምህርቲ ጋል ማለት ብቀሊሉ እንታይ ከም ትገብር ትፈልጥ ኢያ። ነዓይ ምሁራት ደቀንስትዮ ኣቀራርብአን ደስ ይብላኒ ሓደ ክልተ ጋዲፍካ ኣሎንዶ ስለ ኣፍልጦ ዘሎካ ኩሉ ዕላል ትብሕቶ። እቲ ጸገም ወዲ ዝበዝሕ ግዜ ወይ ባህሪ ደቀ ተባዕትዮ ዝበሃል። ጋል ኣብ ሰብኣያ ክትተኣማመን ኢዮም ዝደልዩ። ብከሙ ኢዮም ምህርቲ ተኮይና ንሓዳር ዘይፈትዉ። እዚ ግና ኣብቲ ናቶም ኣፍልጦን ደረጃን ኢዩ ዝምርኮስ። ዓቅምኻ ምፍላጥ ጽቡቅ ኢዩ።
@adiamadi3835
@adiamadi3835 8 ай бұрын
ዋው ብጣዕሚ ደስ ዝብል ልዝብ መንእሰያት, ብጣዕሚ ለባም ዝኾነ ኣተሓሳስባ ዝውንና መናእሰይ ከኣ ❤️❤️❤️❤️
@MillenMili
@MillenMili 8 ай бұрын
Great advises guys Tnx we have taken more knowledge. We need more smart adults like you tnx again❤❤❤❤❤❤❤❤.
@Jusesloveme
@Jusesloveme 8 ай бұрын
እዘን ኣሕዋትና ኣነ ክፈትወን፥ ክልተ ብሉጻት ንኡሳት ኣሕዋተይ፥ ❤❤❤
@habtemariamtabot3938
@habtemariamtabot3938 9 ай бұрын
I really like it ur topic keep it UP And i really agree with guys definitly ktmrhar alewa. Etom tmrti zelwa zeyfetwo gin aflto nay tmhrti zeyblom iyom
@brhanlbey7067
@brhanlbey7067 9 ай бұрын
❤❤ ጽቡቃት ❤ ሄቨን ዘረባኪ ቅልጡፍ ኮይኑ ብጠዓሚ ረባሺ ዩ። ምስናይ ኣኽብሮት ከም ናይ ሜሪ ህድእ ኢልኪ ክትዛረቢ ፈትኒ።
@emteemte3985
@emteemte3985 9 ай бұрын
Haki eya ezias kkk mara tihneq koina kkk
@livingforpeaceandjustice9750
@livingforpeaceandjustice9750 9 ай бұрын
Nice to see you Speaking open mindly guys keep discussing like this Continously Tnx for Sharing your opinions about this great Topic of young Generation
@danielkifle7173
@danielkifle7173 3 ай бұрын
ዝተማህረት ጓል ተፍርሓና እኮ ኣብ ክሽነ እንዳ ኣግደዓትና እዩ። ቆልዑ ሒዛ ናብ ፋስት ፉድ ስለ ትመላለስ እዩ። ብዝኾነ ግን ፈላጥን ለባምን ሰብ ክጽላእ የብሉን።
@fortunaalazar379
@fortunaalazar379 9 ай бұрын
Good to see ya’all, Btaemi xbuk medeb, agaysh amxika geza amamiqkaya Mii hawna, thank you😊
@nezz2025
@nezz2025 9 ай бұрын
ብሽም ሜሪ ሳብስክራይብ ጌረልካ ኣለኹ። እምበር ብዙሕ ኣብ ዝኾነ ስቕ ኢለ ኣይገብርን ኢየ።
@mileniseyas7728
@mileniseyas7728 8 ай бұрын
Love you all, and it's an interesting conversation you guys did ❤❤❤
@hannahaile9930
@hannahaile9930 9 ай бұрын
Klte azyen zegerma bluxat memharan nay gziena i appreciate u alot thanks though milli
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 9 ай бұрын
ሰብ ከኣ ግድን ኣይኮነን ሓዳር ክገብር ብሃሊት የ ኣነ ።
@Mantuy189
@Mantuy189 9 ай бұрын
ሓዳር ክገብር ኣለዎ ሰብ
@samtg1781
@samtg1781 9 ай бұрын
ኣብ ኤርትራ ከለኺ ዝነበረኪ ሓሳብ ከምዘይነበረ ርግጸኛ እየ እዚ ናይ ጸዓዱ ዝንቡዕ ትምርቲ እዩ ኣብዚ ኣውዲቅክን ዘሎ
@akiyor3615
@akiyor3615 9 ай бұрын
ከምዚ ዘሎክዮ ዕድመ ኣይኮንክክ ክትነብሪ ክትዓብይን ክትኣርግን ኢኪ ስለዚ ሓጋዚ የድልየኪ ኢዩ። መሰረቱ መርዓ ጥቅሙ ምትሕግጋዝ ኢዩ። ሕጂ ኣብዛ ዘሎክያ ጊዜ ሓጋዚ ኣይምደለክን፧
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 9 ай бұрын
ኣብዚ ዘለኽዎ ግዜ ሓጋዚ ኣየድልየንን ዩ ።ከምቲ ዝበልካዬ ኣብ መጻኢ ከድልየኒ ይኽእል ኢዩ እዚ ከኣ ባህርያዊ ኢዩ ።ግን ግድን ክምረዖ ኣለኒ ኢለ ዝምርዖ ተኾይነ ነቲ ሓዳር ዘይኮንኩ ደልየ ነቲ መርዓ ዝበሃል ሰበይ ዝገበሮ ንኽገብር ኢየ ዝገብሮ ዘለኹ እምበር ርድኢት ናይ ሓዳር ስለዘለኒ ኣይኮንኩን ዝገብሮ ዘለኹ ማለት ዩ ።መጻምድኻ ከኣ ኩሉ ሓጋዚኻ ማለት ኣይኮነን ጎታቲኻ ውን ክኸውን ይኽእል ኢዩ።እቲ ናይ በሓቂ መጻምዲ ተተረኺቡ ግን ሓዳር ሰናይ ነገር ኢዩ።
@Mantuy189
@Mantuy189 9 ай бұрын
@@semharkahsay1946 wedi seb mejemerta atahasasbu kiabi alewo dhar hasibu mermiru anb hadar yatu
@khantaddgh2452
@khantaddgh2452 9 ай бұрын
እንኳዕ ብደሓን መፃእኩም ጠፊእካ ቀኒካ 🙏
@haben1025
@haben1025 8 ай бұрын
This is an interesting program. I really loved your podcast Mili, bravo. Both of your guests were incredibly amazing and smart for their ages. We will expect a lot from you guys, as you are the future leaders of our ppl. Continue inviting youngsters and discuss different areas of life like politics, education, religion….❤
@firstoflove6828
@firstoflove6828 8 ай бұрын
ዋውው ብጣዕሚ ጽብቅ መደብ ቀጽል ሓቢቢ ከምዚ ዓይነት ዘተ ይጠቕመና እዩ ዘሎ ❤❤❤❤ ጀጋኑ ደቂ ኤረይ 🎉🎉🎉🎉🎉
@nezz2025
@nezz2025 9 ай бұрын
ሜርቺ ዝያዳ ❤❤❤ You are leveled up than the 95% even more😍😍 And keep going. Wish you the best❤
@AsmeromGhide
@AsmeromGhide 9 ай бұрын
Wow blux medeb mili hawey tefikna kea❤
@zebibtekietekie6072
@zebibtekietekie6072 9 ай бұрын
Why Habesha men don't like their wife to earn more than them also they don't like it when you are ahead if them in general?
@_.baddie959
@_.baddie959 8 ай бұрын
i laughed a lot and i learned a lot i love this podcast🥰❤️
@keseteberhe4988
@keseteberhe4988 8 ай бұрын
ብጣዕሚ ሃናጺ ዝኾነ ምይይጥ ቀጽሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@adiamiseyas1889
@adiamiseyas1889 9 ай бұрын
ብነገር ክጅምር'ሞ ኣበይ ቀኒኩም ሚሊ? በጃኩም ብዙሓት ንደልየኩም ሰባት ኣለና ኣይትጥፉኡና። ብሉጽ መደብብ ቀጽልዎ❤❤❤❤❤
@milimili838
@milimili838 5 ай бұрын
ሚሊካድ መሕደሪ ናይ እዝጋብሄር
@tigistineguse5935
@tigistineguse5935 8 ай бұрын
Iway nay behaki kenie kemzitat key feletna temerina 😢
@tibletsabraham1447
@tibletsabraham1447 9 ай бұрын
ብጣዕሚ ስማርት ዝኾና ንፉዓት መንእሰያት 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@Activework1
@Activework1 7 ай бұрын
Mili hawey gele aynet podcast aleka, qexlo, abi aresti, gn natey reiyto hanti zela 2 awalid ztemahara amtsika aleka, nisek kea hade atehasasba alewen. Natey reiyto niska kem amahadari podcast konka thatit, 2 sebat bebeynu atehasasba zelewom amtska zereba kitfetir keleka neti interaction yikun wela neti atehasasba challenge zigebro ente zeyele ab nebswekef aresti, wetsitu one sided iyu brother. Keep it up
@eri-fortune
@eri-fortune 9 ай бұрын
good job ahwat. tesfa zelekum ekum. ezi guday dinki Hizkmo alekum. qexlwo. meniseyna lomi zibezhe gize ab zeyrebih nay DJ dance yehlifo alo.
@hermonyemane200
@hermonyemane200 9 ай бұрын
እንኳዕ ብዲሓን መጻካ ዝሓወይ ተፍእካና ኮ ጺቡቅ ስራሕ 😊
@user-vv6ut1cc7z
@user-vv6ut1cc7z 5 ай бұрын
Wow mara ika des tbleni bsul seb wela etom temxom sebat kemaka bsulat bezerarba atehasasba iyom ❤❤❤❤❤❤❤❤
@dejenmehari7593
@dejenmehari7593 9 ай бұрын
I feel inspired when i see you
@teachyourself493
@teachyourself493 9 ай бұрын
keep it up powerful women proud of you.
@user-cu8zs4rr3e
@user-cu8zs4rr3e 7 ай бұрын
ናትና ወርቂ ኢኹም ንስኹም❤
@natsnetteame5256
@natsnetteame5256 5 ай бұрын
btaemi nfuat blbi kea yednkekn belahti nbab si meare kndey hanaxn keet zereba tetri beabu kea tabi mkankas bnashtu yehwatey temahire❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤amlak abzeleal yebxhkn.
@merhawikhasay43
@merhawikhasay43 9 ай бұрын
Kkkkkk,ተሰሚዑ ዘይፈልጥ ሕቶ ኣበሓጎታት (ኣብረሃም መን) ደስ ዝብል ተዋሰኦ
@user-de5ke1os5l
@user-de5ke1os5l 4 ай бұрын
Wwww kef zelwo ziririb ❤❤❤❤❤❤
@helentesfamichael9016
@helentesfamichael9016 9 ай бұрын
So motivating guys keep going ❤
@zaydgalhadush6948
@zaydgalhadush6948 9 ай бұрын
wow ብጣዕሚ ንፋዓት አብህይወትክም ከምኡ ትኮና ትኮኑ ❤ ይምነ ብሰላም ምጽእና ከይትድንግያ በጀካም ብዘተረፈ ሰላም ቅሳን ፍቅርን ራህዋን ይምነየልክም ብጣዕሚ እየ ዝፈትወክም ቀጻሊ መደባትክም እየ ስከታተሎ ብፈለይ ፈቪየይ
@Keradyon_
@Keradyon_ 9 ай бұрын
ኩሉ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣብ መወዳእታ ዝሃብክምዎ ሓሳብ ኣብ ሕይወት ትጸሎኦ ፈልጢካ፡ማለት ቲ ዝተረፈ ትደልዮ፡ኢካ ወይ ትፈትዎ ኢካ ማለት፡ኣይኮነን። ዚየ ዝደሊ ተይሉ ሓደ ሰብ ክብል ከሎ ትደልዮ ትፈልጥ ኢካ ማለት ግን ግዘእ ርእስካ ትፈልጥ ኢካ ማለትዩ።
@tirhastesfamichael4725
@tirhastesfamichael4725 9 ай бұрын
Wawww des zebiil medeb qexilwo xubuqateyy❤❤❤❤
@senumekeret4109
@senumekeret4109 9 ай бұрын
Heaven shkor haki tezariba bzaaba adme key fetewe e u seb admie zhabe ❤❤❤ tnx for the nice coment
@hani-zc3yk
@hani-zc3yk 8 ай бұрын
ብጣዕሚ ዘቅናኣኒ ክኮነን ዝደሊ መሰቶይ
@user-no8bl9yf1q
@user-no8bl9yf1q 9 ай бұрын
Wawww xbuk tmrti kexlulu ❤❤❤
@user-yl6nn1kx4m
@user-yl6nn1kx4m 8 ай бұрын
ብሉጻተይ በርትዑ ጽቡቕ መደብ ሚሊ ❤
@user-hm1zh7iw1l
@user-hm1zh7iw1l 9 ай бұрын
Rasi nabey keydu mili hawey❤❤🎉
@melhqpodcast716
@melhqpodcast716 8 ай бұрын
ዓርኩ ኣብ ቀረባ እዋን ክመጽእ እዩ።
@ksanetmedhanu1885
@ksanetmedhanu1885 9 ай бұрын
Waww btami buluxn gulxn hasabat keep it up
@habtomtesfamariam871
@habtomtesfamariam871 9 ай бұрын
Welcome back MELHQ PODCAST!
@luwamtekletekle5564
@luwamtekletekle5564 9 ай бұрын
ዋውውው ብጠዓሚ ጽቡቅ መደብ እዩ ይሕዋት ቀጽልዎ ❤❤❤❤
@michaeleabraha2066
@michaeleabraha2066 8 ай бұрын
Wawww kef zelwo ziririb qexlulu❤❤❤❤❤
@brhanetesfay3756
@brhanetesfay3756 9 ай бұрын
ብጣዕም ደስ ዚብል መደብ ቀጽልዎ❤❤❤❤❤
@iamcoming3658
@iamcoming3658 9 ай бұрын
Brother entay dea tefieka ayttfae eba
@eritrawi1991
@eritrawi1991 9 ай бұрын
xebuk serah gene neshtey maic demxi ketstakakelewo bezetrefe tebatay serah qexelewo thanks gays
@Nataname555
@Nataname555 9 ай бұрын
Great program ❤keep going
@fevengile7229
@fevengile7229 8 ай бұрын
Woww 🔥👏
@nigstihanes999
@nigstihanes999 9 ай бұрын
Muqurat bhaqi xbuq tmhrti milli haweyyy ayttfuena kea yfetwekum ye🎉🎉🎉❤❤❤❤
@Magdelina792
@Magdelina792 9 ай бұрын
I like z idea .....my first comment in youtube....❤❤❤
@mekonenhaile4659
@mekonenhaile4659 5 ай бұрын
You guys are the best this is important I love it🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@musieabraham2062
@musieabraham2062 9 ай бұрын
Kemzien Dona yibziha Love you ❤ proud of you
@user-eg5os6bl5x
@user-eg5os6bl5x 2 ай бұрын
❤❤❤
@Acnt12
@Acnt12 9 ай бұрын
I like it! 💡
@hailemebrahtu7584
@hailemebrahtu7584 9 ай бұрын
Waw btami blutshat ❤
@berhanegezaeandemikael4085
@berhanegezaeandemikael4085 9 ай бұрын
abyet lbone korielkin bhaqi qexlio
@angosomyigzaw6062
@angosomyigzaw6062 7 ай бұрын
Hevi blxti iki👍🎆
@birhanaaynialem3540
@birhanaaynialem3540 8 ай бұрын
Zfetwen awald nice bro tsubuk medeb
@henokteklay7540
@henokteklay7540 9 ай бұрын
You guy’s so amazing 🥰
@rozlinkesete4198
@rozlinkesete4198 9 ай бұрын
Ufffff I love them❤
@Luwamzemichael1001
@Luwamzemichael1001 9 ай бұрын
bzaeba awedat beleh or mhrti nmntay yxeliu bfilay ane like Meri zibeleta eya ab bzuhat ane ziraekiwo sebienetom keytnkefu sile ziferhu gn.
@senaittekie8544
@senaittekie8544 9 ай бұрын
Wawww xbuk kexlwo
@fre_tesfa95
@fre_tesfa95 9 ай бұрын
ገነትን፡ ታቦቱን ንኡዳት👏🏽
@holykdsti
@holykdsti 9 ай бұрын
😂
@AdnaPress
@AdnaPress 8 ай бұрын
😂
@user-om2qh3qf3u
@user-om2qh3qf3u 8 ай бұрын
😂😂😂
@FeNati-ko3oh
@FeNati-ko3oh 9 ай бұрын
Xbuk medeb kexlwo❤❤
@nomoneynoproblem7890
@nomoneynoproblem7890 9 ай бұрын
Betami des zebli Medeb 🥰 Heveney love you sweet ❤
@Asmara-Entertaiment
@Asmara-Entertaiment 8 ай бұрын
ኣብዚ ምክርኩም ክትሸጡ ተኮንኩም. ....first expert ናይቲ ዓውዲ ተትኮኑ ጽቡቅ ነይሩ.....እንተ ምዝራብ ስለዝከኣልካ ምማዓድ ግን its not good .....
@samsomberhane2282
@samsomberhane2282 5 ай бұрын
Luwam ab hasabki❤❤❤
@rediewehabi5672
@rediewehabi5672 9 ай бұрын
Wedi hawboy kal ay kifal giberela eza medeb.
@GBU45
@GBU45 9 ай бұрын
Dmxi taqlala aysmaen u Edition kaygabarkum dekum tzrghwo
@mikekidane2907
@mikekidane2907 9 ай бұрын
Bro this guys are so smart 🎉🎉🎉
@shishays7100
@shishays7100 8 ай бұрын
Ameda tehabene baekum mezanoy qexlwu
@hermonnegash3647
@hermonnegash3647 9 ай бұрын
Zbelhet rsas wela sirkaya mesreb alewa🙏
@BeynSolomon
@BeynSolomon 8 ай бұрын
Great l like it
@abielyohannes521
@abielyohannes521 8 ай бұрын
Educated mkuana aykonen, those (most) who are educated believe they are independent woman. Relationship is about dependability, if she believes she is independent, we feel she doesn’t need the relationship. Men should depend on her & she should depend on him.otherwise, it is pointless.
@Tomas-e
@Tomas-e 9 ай бұрын
great guys
@sesayttesfahans
@sesayttesfahans 9 ай бұрын
👍
@user-qq8ub1lw3b
@user-qq8ub1lw3b 9 ай бұрын
Wow amazing
@kokozeru6170
@kokozeru6170 9 ай бұрын
Good job guys🎉
@tsegatesfahanes7325
@tsegatesfahanes7325 8 ай бұрын
እንቃዕ ብድሓን መጻእኩም ብልቢ የመስገን🙏❤❤❤
@zeamanuelhadera8653
@zeamanuelhadera8653 9 ай бұрын
Woww des zbl❤
@yonas490
@yonas490 8 ай бұрын
ኣርእስቲኩምስ ኣይግድን በላሕ ጎል ዝጸልእ ሰብኣይ የለን ኣበይ ሞ ካብ ክሊቲኤን ሓዲኤን ❤
@emeberhan5774
@emeberhan5774 5 ай бұрын
Ane alku 😅
@tesfaxbah8259
@tesfaxbah8259 9 ай бұрын
Keep it up million z great ❤❤❤
@saronabraham9892
@saronabraham9892 9 ай бұрын
Keep going guys
@muluebrhanmengis64
@muluebrhanmengis64 9 ай бұрын
Belahin newramin nenibeynu eu
@DelinaMulubrhan-yj3nc
@DelinaMulubrhan-yj3nc 9 ай бұрын
Wow xbuq medeb ❤❤
@ye1280
@ye1280 9 ай бұрын
Wa wa eta zabyet question segirkaya wedi haweboy ,single diki elkas gosikaya halifka😢?
@brhanetesfay3756
@brhanetesfay3756 9 ай бұрын
😂😂😂😂
@abielkibrom9056
@abielkibrom9056 8 ай бұрын
Valerie
@elmonsolomon1921
@elmonsolomon1921 9 ай бұрын
Omg I love it 🥰
Get 10 Mega Boxes OR 60 Starr Drops!!
01:39
Brawl Stars
Рет қаралды 17 МЛН
ОБЯЗАТЕЛЬНО СОВЕРШАЙТЕ ДОБРО!❤❤❤
00:45
Вы чего бл….🤣🤣🙏🏽🙏🏽🙏🏽
00:18
Look at two different videos 😁 @karina-kola
00:11
Andrey Grechka
Рет қаралды 14 МЛН
ዮአዳን (ክፍል 23)
30:49
ለዛ
Рет қаралды 411 М.
ሙዚቃታት ኣሸንዳ፡ ኤደን ገ/ስላሴንራሄል ሃይለን  ኣብ ኮንሰርት ኣሸንዳ 23/08/2024
13:37
TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ
Рет қаралды 6 М.
Get 10 Mega Boxes OR 60 Starr Drops!!
01:39
Brawl Stars
Рет қаралды 17 МЛН