No video

ብመጀመርያ ጥዕንኡ'ዩ ዘገድሰና፣ እንቋዕ መስበርቲ ኣይጸንሖ፣ ብዝተረፈ ምስ ምሉእ ጥዕንኡ ጥራይ ናብ ኮረሻ ይመለስ'ምበር 32 ነጥቢ እዂል እዩ...!

  Рет қаралды 50,000

EMMA TUBE

EMMA TUBE

Күн бұрын

#EMMA_TUBE

Пікірлер: 369
@ni4902
@ni4902 Ай бұрын
ብዘየገድስ ውጽኢት ክሳብ ኒስ ቢኒ ጅግና ዩ , መን ይፈልጥ እዚ ውን ንጽብቑ ይከውን ፈጣሪ ምስኡ ይኩን ።
@user-nr6vj4ts1u
@user-nr6vj4ts1u Ай бұрын
እንቃዕ መስበርቲ ኣይኮነ ቢንያም ካብቲ ዝግብኦ ንላዕሊ ጌሩ እዪ ። ተስፋ ይገብር ቁስሉ ደሓን ኮይኑ ብሰላም ጸወታኡ ክዛዝም 🙏🙏🙏
@gabigunners8073
@gabigunners8073 Ай бұрын
ጸሎት ቁዱሳን ኣይግደፍካ ቢኒ ሓወይ ኣብ ኒስ ኣብ ዓወት የራኽበና።
@zeromhabtemariam9587
@zeromhabtemariam9587 Ай бұрын
ቁስሊ ከልቢ ይግበረልካ ቢኒ ሓወይ ጸሎትኩም ኣይተፈለዮን ደቂ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉
@eri-dairyeritrea1377
@eri-dairyeritrea1377 Ай бұрын
ጸሎት ወለድኻን ህዝብኻን ኣይጋደፍካ ቢኒ ጅግና።
@teklugebrehiwot5699
@teklugebrehiwot5699 Ай бұрын
Bini jigna mulue mhret yewrdelka faris wedi faris anbesa 🇪🇷👍🇪🇷💪
@user-qr7wd1lx9y
@user-qr7wd1lx9y Ай бұрын
ክቡራት ኣሕዋት ስለቲ ትግርዎ ዘለኩም ጽፉፉን ሰሓብን ዝኾነ ትንተና ስፖርት ናይ ብሓቂ ከየመስገንኩኹም ክሓልፍ ኣይደልን የ ንቢኒ ካኣ ኣምላክ ንቑስሉ ፈዊሱ ሓይልን ጽንዓትን ይሃቦ ፍረጻምኡ ልቡ መሊኡ ክሓፍስ ነገር ግን ከይፍራሕኩ ኣይተረፍኩን ምክንያቱ ከምቲ ኣብ ኩዑሶ እግሪ ስኣን ሓንቲ ጸወታ ምዕዋት ዋንጫ ኣምልጣታ ዝብሃል ከሙኡ ከይከዉን ከይተሰከፍኩ ኣይተረፍኩን ኣምላክ ግን ኣቅሊልዎ ኣሎ ቢኒ ሓወይ ክብለካ ዝደሊ በጃካ ነብስካ እዳ ሓለካ ምክንያቱ ኣቀዲሞም ብተደጋጋሚ ይፍቱኑካ ነይሮም ዮም ዓወት ይምነየልካ ቢኒ 💪
@Samri-cr5yb
@Samri-cr5yb Ай бұрын
Guys, Bini is stronger than we think, and he already made history. He also gave us 3 wonderful wins which we enjoyed so much. This is sport anything can happen. We love you Bini regardless. ❤❤❤
@yonasghebretnsae9135
@yonasghebretnsae9135 Ай бұрын
Thank you ❤ u are really right
@tmnitemha7679
@tmnitemha7679 Ай бұрын
እግዚኣብሄር ሙሉ ጥዕና ይሃበና ቁስሊ ከልቢ ይግብረሉ ኩሉ ካኣ ንጽቡቁ እዩ
@RobiRobi-bn8iv
@RobiRobi-bn8iv Ай бұрын
ሕርቃና ክንቆጻጸር ኣይከኣልናን ኤማ ሓወይይ እንቃ ብሰላም ወጸ ናይ ኩሉ ግዜ ጅግና በዓል ታሪክ ዩ
@user-rd9kk1kr3o
@user-rd9kk1kr3o Ай бұрын
አሜን ምሉእ ምሕረት ክገብረሉ ይምነ ከም ሎሚ ተተንኪፈ ኣይፈልጥን እየ እንድኢ በቃ ንኩሉ ዝግበር ዘሎ ኣምላክ ዉን ይርኢ ኣሎ ኩሉ ንጎይታ ንግደፎ ኣብዛ ሎሚ ለይቲ ድንግል ማርያም ቁስሉ ትፈዉሰሉ ኩላትና ብኣቅምና ጸሎት ንግበር ❤❤❤❤❤
@TekleweyniTekila
@TekleweyniTekila Ай бұрын
ኣምላኽ ምህረቱ የውርደልካ ቢኒ እቲ ክትሰርሖ ዝግበኣካ ሰሪሕካዮን ሰኒድካዮን ኢኻ ። ኣጆኻ ቢኒ ሓበን ኣፍሪቓ ከም ትምኒትካ ከፈጽመካ ከም ናይ ኩላትና ምንዮት ኣብቲ ትደልዮ ክከውን ኢዩ ኣጆካ በርትዕ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-jo8km1kv5r
@user-jo8km1kv5r Ай бұрын
ካብዚ ንላዕሊ ዓወትን ምስናድ ታሪክን የለን ኣከለ ብሰላም ጥራይ የወዳኣዮ
@royalmedia8994
@royalmedia8994 Ай бұрын
ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ ሓበን ሃገር
@Manutd76
@Manutd76 Ай бұрын
ጾሎት ንግበረሉ ❤❤❤❤❤
@ABIABI-2013
@ABIABI-2013 Ай бұрын
ኣምላኽ ይጽልለልካ ቢኒ ወሎሎ❤
@FanielTeklegergsh
@FanielTeklegergsh Ай бұрын
ቢኒ ሓወይ ሓየት ኣምላኽ የቕልለልካ ተስፋ ንገብር ክትቅጽል ብሰላም ውድድርካ ክትዛዝም ቢነይ ወዲ ኤረይ ❤🎉❤
@KidaneAdam
@KidaneAdam Ай бұрын
ኤኤኤኤ ኤርትርይን ትምክሕቲ ኣብዚሕኩም። ነዚ ወዲ ለኪምኩሞ።ንዓለም ስዒርናያ፡ኣብ ፖሎቲካ ካኣ ክንስዕራ ኢና አንታይ ዘይተባህለ። ብዝኮነ ቢኒ ኣምላክ ድካምካን ጻዕርካን ይርኣየልካ።
@shamfesha4974
@shamfesha4974 Ай бұрын
ብራቮታት ጽቡቅ ትንታነ ❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤
@aumwjdan4142
@aumwjdan4142 Ай бұрын
Yesssss For Ever bini bini hero African💯💯💯💯💚💚💚💚💚❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪
@gelilaawet2097
@gelilaawet2097 Ай бұрын
ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ ቢኒ ጅግና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@zewdibeyene4712
@zewdibeyene4712 Ай бұрын
አምበሳው ወዲ ኤረይ አምላክ የቅልለልካ አሜን🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏻💪🏻💪🏻❤️❤️❤️👏👏👏
@Temesgenamlakey22
@Temesgenamlakey22 Ай бұрын
እንቃዕ ጥራሕ ኣይተሰብረ እምበር ኣጆኩም ጸሎት ጥራሕ ንግበር ጽባሕ ጸወታ ክጅምር ጽባሕ 32 ነጥቢ እኩል ኢዩ ጽባሕ ጥራሕ ይጀምር❤❤❤❤❤❤❤
@zenawikebreab4799
@zenawikebreab4799 Ай бұрын
ቢኒ ሓርበኛ ሓደ ክንዲ ኣማኢት ልብና ኣመና እንድዩ ተሴሩ ግን ኣይዶንኬር ቀጠሊያ ማሊያ ልዕሊ ኩሉ ናትካ ህላወ 'ዩ ዓወትና ዝተረፈ ጉዕዞኻ ኣምላኽ ምሳኻ ዩኹን 🇪🇷🙏
@user-gd2kt7lw3x
@user-gd2kt7lw3x Ай бұрын
ተመስገን ኣምላኽ እንኻዕ ደሓን ኮነ ፣ቢነይ ኣምላኽ ምሳካ ይኹን ፣ሓበን ሃገር ፣
@abitimichael2882
@abitimichael2882 Ай бұрын
ኣብ ደይ ግዚኡ ኮይኑ ይዓክ ። ጽባሕ ኣብታ ሳይክሉ ክሪኦ ተስፋ ይገብር ❤❤❤❤
@hermonamine8070
@hermonamine8070 Ай бұрын
እንካዕ ጥራይ ካብ መስበርቲ ይኩን መህሰይቲ ናጻ ኮነ እምበር ኣብዚ ተሪፍዎ ዘሎ ግዜ ነጥቢ ክእክብ ይኽእል እዩ። በዓል አማ ከኣ ሓበረታ ኣይትደንጉይና ናትኩም እዩ ጽፉፍን ገላጺን❤❤ ዓወት ናትና እዩ ደቂ አረይ
@MaebelgebrihwetGmedhnGmedhn121
@MaebelgebrihwetGmedhnGmedhn121 Ай бұрын
ቁስሊ ከልቢ ይግበረልካ ቢኒ ሓዉና ❤❤❤ 🇪🇷🇪🇷
@Huruy-oq5pb
@Huruy-oq5pb Ай бұрын
እዞም በዳናት ሓንኪሎሞ ባ ነዚ ክንዲ ሽሕ ቢኒ ሓደ ን ሚእቲ ሓመድ ጌርዎም ኢዩ ኣምላኽ ትሕትንኡ ርእዩ ሓይሊ ከህቦ ዩ
@robelzerabruk267
@robelzerabruk267 Ай бұрын
ርእስና ቅንዕ ነብል እግዚኣብሔር ኣሎ🙏
@Noahbrhane
@Noahbrhane Ай бұрын
ኣምላክ ምሉእ ምሕረት ይኣዝዘሉ ቢኒ ኩሉ ግዝየ ዕውት እዩ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@VeleroMedia4952
@VeleroMedia4952 Ай бұрын
አንቃዕ ጥራይ ደሓን ኮነ ምድሓኔ ኣለም ምስ ቢኒ ይኹን
@nebiyattesfazgi6931
@nebiyattesfazgi6931 Ай бұрын
ተመስገን ፈጣሪ ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ ኣጆካ ቢኒ ሓወይ ሕጂውን ሓበን ኣፍሪቃ ኢካ እመብርሃን ኣደይ ምሳካ ትኩን ❤❤❤❤
@Eri-leew
@Eri-leew Ай бұрын
እንካዕ ኣይተሰብረ ጥራይ ንሒና ሓንቲ ዓወት ኢና ተጸቢና ነርና ኣብዚ ጸወታ ቀጠልያ ማልያ 2ሰሙን ዝሕዛ ኣይመሰለናን ቢኒ ቅልጡፍ ሕዉየት ይግበረልካ ጂግና ❤❤❤🇪🇷🇪🇷
@fitwibirhane7897
@fitwibirhane7897 Ай бұрын
ተመስገን ቢኒ ሐወይ እንኳዕ ዳሐን ኮንካ🙏🙏🙏
@luulrussom6916
@luulrussom6916 Ай бұрын
Correct 🎉🎉🎉🎉🎉🎉Bini is the source of all happiness and success 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@zamurselomon2702
@zamurselomon2702 Ай бұрын
ኣሕ ኢዋይ ሓወይ ቢኒ ቁስሊ ከልቢ ይግበረልካ ኩሉ ነገርካ ወፊኻ ኒህዚብኻ ቲሓበን ጂግናና
@user-iw8mp1oe3e
@user-iw8mp1oe3e Ай бұрын
ድሓን እንቛእ ካብዚ ኣይከፋኤ፡ ቢኒ ጥዕንኡን ሞራሉን ክሕሎ ነተባብዓዮ፡ እቲ ዝበለጸ ነገር ዳዓራይ ምዃኑ ኣራጋጊጹ እዩ፡ ካብሕጂ ንንየው ይቐድም ኣይቐድም ሳዓራይ እዩ። ብራቮ ቢኒ፡ ባህታ ዝፈጠርካልና ነመስግን፡ ብጥዕናኻ ንበረልና ❤💚
@mera5023
@mera5023 Ай бұрын
ኣምላኽ ጽላሉ የንብረልካ Bኒ ሓወይ ❤ እቲ ቀንዲ ዘገድስ ብሰላም ውድድር ምውድኡ ኢዩ።እዚ ዝሃበና ዓወት ውን ቀሊል ኣይኮነን
@ablelkidane5600
@ablelkidane5600 Ай бұрын
ኣምላኽ ኣሎ ምሳካ ቢኒ ሓወይ ቀጠልያ ማልያ ናትካ እያ❤❤❤
@yohannesgmeskel401
@yohannesgmeskel401 Ай бұрын
Milue mhret ygberelka Bini jigna Be strong 🇪🇷❤💪
@AmanuelTewedemedhn-gz5vz
@AmanuelTewedemedhn-gz5vz Ай бұрын
I hope ጽባሕ ኣብ ጸወታ ክምለስ ከም ደለዋ ድማ ቀጠልያ ማልያ ከውሕሳ፡ ጸዓዱ ንሕና ኣብ ልዕሊኦም ክንዕወት ከም ደይጻወሩ ርዱእ ኢዩ ፡ኣምላክ ምሳኻ ይኹን ቢኒ
@abeada
@abeada Ай бұрын
ዘይከውን ኣይትዛረብ፡ ጻዓዱ እንድዮም ካብ ኤርትራ ኣምጽዮም፡ ኣምሂሮም ዘወዳድርዎ ዘለዉ። ተደልዮሞ ንምንታይ ዕድል ይፈጥሩሉ
@TekleGebreslassie
@TekleGebreslassie Ай бұрын
Amelak mhret yewrdolu n bini hawey nateyyy❤❤❤
@HenogMengsteab
@HenogMengsteab Ай бұрын
Kulatina ni xalyelu enber beni hawey kewite eyou bahki ezia kele zemerwa hekume
@habtomtekie8717
@habtomtekie8717 Ай бұрын
ተስፋ ይገብር ድሓን ክኸውን ጸወታ ብሰላም ክውድእ፥ እንተ ንዓና ግን ልዕሊ ጉቡእና ሂብና እዩ ኣኸለ
@berieeriboy1641
@berieeriboy1641 Ай бұрын
Egzabher mlue mhret ygberelu ❤🙏🏾
@Nur-md6sn
@Nur-md6sn Ай бұрын
Rebi yhfezka Bini hero 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Menbar399
@Menbar399 Ай бұрын
ቁሲሊ ከልቢ ይግበረልካ ቢኒ ሓወይ ❤❤
@NahomFuxum
@NahomFuxum Ай бұрын
Dehan ajoka tray bini hawey nay xbah seb ygbereka amlak awet neaka eu❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Samuelsolomon10
@Samuelsolomon10 Ай бұрын
Bini hawey enkae natna konka moralka ksab kndey awet yfetrelka braemi eyu zgermena bzkone gn still legend eka amlak mlue mhret ygberelka hawey
@awetyemane3220
@awetyemane3220 Ай бұрын
ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ ቢነይ ኣየ ናይ ሳይክል ነገር'ኮ
@hermonmlete8807
@hermonmlete8807 Ай бұрын
Anes enkae kale aymexe ❤❤
@YonathanFisehaye
@YonathanFisehaye Ай бұрын
❤❤❤እዚ ሎሚ ወዲቕዎ ዘሎ ቢኒ መጸበቂኡ ክኸዉን ኢዩ ተስፋ ዘይምቁራጽ ጥራይ❤❤❤
@Tesfahwetgebrihwet9
@Tesfahwetgebrihwet9 Ай бұрын
❤❤bni anbesa eyu ekul eyu ❤❤🎉🎉🎉
@Shidulove463
@Shidulove463 Ай бұрын
Tesfa ngebr xbah ab wdidr knrieo GBU bro🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾🫵🏾
@tasfalemgotiom5650
@tasfalemgotiom5650 Ай бұрын
ቁስሊ ከልቢ ይግብልካ ቢኒ ኣንበሳ ኣምላክ እንኳዕ ኣቅለሎ
@abelmaygayla922
@abelmaygayla922 Ай бұрын
Ajoka Bini aczibher mhretu yewurdlka❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
@danielzerai1652
@danielzerai1652 Ай бұрын
ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ ቢኒ ወዲ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@weditekle1570
@weditekle1570 Ай бұрын
BINI YOU ARE THE WINNER ✊👑
@arongebre1769
@arongebre1769 Ай бұрын
Welcome 🙏 Kedamnet tena dhar ka bezi natkum tntena 💯 Bin yewet
@danielmichael9221
@danielmichael9221 Ай бұрын
Mulu mhret ygberelna nbini ❤We are love Bini
@haderakelati1160
@haderakelati1160 Ай бұрын
እወ ቢኒ ጅግና እዩ ንጅግና ድማ ቡዙሕ ተቃናቀንቲ ከምዘለውዎ ክንፈልጥ ኣለና እዚ ምውዳቅ ድማ ኮነ ኢልካ ዝተሰርሓሉ ይመስል።እምበርከ ኣብ ሓደ ኪሎ ሜተር ምስ በጽሑ ብፍላጥ ዝተሰርሐ ኮይኑ ይስማዓኒ። ❤🎉❤🇪🇷❤🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉!!!
@abeada
@abeada Ай бұрын
ኦይ፡ ዘይከውን ኣይትሐብ፡ ካብ ካልእ ሓንቲ ጋንታ 2 ወይ 3 ኮ ወዲቆም። ንሱ ፍሬኖ ሒዙ ኮ ለኪምዎም ። ፍሬኖ ሒዙ ብድሕሪት ካ ተወቲፍዎ፡ ካብ ቃሉ ዝበሎ። ብሂወት ዝጣላዕ ስፖርታዊ የለን። ኣብዘን ቮላታት ጥራይ ሲ ልዕሊ 4 መድረክ ወዲቆም። ሕጂ ሲ እሶምከ ዳ እንታይ ክብሉ
@user-th8qd1xs3m
@user-th8qd1xs3m Ай бұрын
ምሕረቱ ይልኣኸልካ ቢኒ ሓበን ሃገር🙏
@filmondebesay
@filmondebesay Ай бұрын
ሓቂ፡ ኣምላኽ እንቃዕ ንኹሉ ኣቅለሉ እግዚኣብሄር ምስኡ ይኹን፡ ከምቲ ዝበልካዮ ኤማ ሓውና እታ ቀጠልያ ማልያ ናትና እየ።
@Erilove291
@Erilove291 Ай бұрын
እንካዕ ደሓን ኮነ ቅድሚ ዝኮነ ንሰርዖ ጥዕንኡ እዩ ዘገደሰና ተመስገን ንበል ደቂ ኤረይ
@biniazmarino7334
@biniazmarino7334 Ай бұрын
ሓደ ክንዲ ሽሕ እዩ ቢኒ ኣምላኽ ኣቦይ ካብ ተንኮልን ውዲትን ሓልዎ ንስኻ ጥራይ ኢኻ ዘለኻዮ🙏🙏🙏
@semereeyob3796
@semereeyob3796 Ай бұрын
ወዲቁ ምስረአኩዎ ልበይ ዕውልውል ኢሉኒ ክአምን አይካአልኩን ቁስሊ ከልቢ ይግበረሉ።ጽባሕ ከይሕዞ
@wadiyared
@wadiyared Ай бұрын
ቁስሊ ከልቢ ይግበረልካ ቢኒ ሓዉና ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን🙏🙏🙏
@mulieande6205
@mulieande6205 Ай бұрын
ቢኒ ሓወይ ሓየት ተስፋ ሃገር ኢካ ሞ በዚ ኣጋጢሙ ዘሎ ናይ ተስፋ ቆራጻት ሕማቅ ስራሕ ኣብ ልዕሌካ ተካይዱ ዘሎ ብመጀመርያ ብሰላም እንቋዕ ወጻካ ቀጺለ ውን ተስፋ ከይ ቆረጽካ ከም ቀደምካ ዓወት ከተምጽእ ኣምላክ ምሳካ ይኩን!!
@asmerinoshikorrr5654
@asmerinoshikorrr5654 Ай бұрын
ጽቡቅ ተንቲንክሞ ሽኮራት የሕዋት እዚ ንዓና መበርቲዕና እዮ ቢኒ ብዝኾነ ከምዝወሰዳ ኢና ንኣምን ስለዚ እጆና ሞራል ምሉእ ክንከውን ኣለና እምላኽ ምሉእ ምሕዋይ ክገብረልካ ጸሎት ንገብረልካ
@yohanesadmokom4181
@yohanesadmokom4181 Ай бұрын
I love your analysis and your logic. The most important is like you said, our hero health is what it matters. Viva Bini🇪🇷🍾👏🏿🙏🏿
@biniamhadera2398
@biniamhadera2398 Ай бұрын
Herer elna Ema hawey
@EfremTesfatsion
@EfremTesfatsion Ай бұрын
ኣምላኽ ምሕረት የውርደሉ ቢኒ ጅግና❤❤❤
@Azmarino.
@Azmarino. Ай бұрын
Bini Jgna eski xbah ngo xbuq yesmeana deqi eirey ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@nardosfanial7900
@nardosfanial7900 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤ bini jgna
@fil_Po
@fil_Po Ай бұрын
Let’s pray 🙏
@truthforpeace6978
@truthforpeace6978 Ай бұрын
It’s so sad to see what happened today to Bini, But you already have unbroken record the first black African to win stages and I’m pretty sure you are the first green jersey winner in tour De-France. May ALLAH be with you Bini ❤
@wintahaile-wn6n
@wintahaile-wn6n Ай бұрын
Bini hawey amlak msakayu ajoka❤️❤️❤️ Ema and hega thanks more🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@fissahayearaya1910
@fissahayearaya1910 Ай бұрын
Egziabher hayli yhabka bini hawey thank you ema nay bihaqe lebam zereba.
@NohGhide
@NohGhide Ай бұрын
Milue Mhret ygberelka Biniiiiii jigna Be Strong 🇪🇷❤️💪🍀🦁
@emanuelewayhezbi591
@emanuelewayhezbi591 Ай бұрын
Thanks yehwat kemty zablkio ema hewet yabi ety kegbro zegbo gerwo eye
@netserabtesfamichaelberhe4164
@netserabtesfamichaelberhe4164 Ай бұрын
Kwnana eu egziabihier khgzo eu qunue sle zone
@samiman1498
@samiman1498 Ай бұрын
Egazbehar mesan eyu Hayel egazbehar yabe Bini hawey 🙏🙏
@YA-rh4vi
@YA-rh4vi Ай бұрын
ኣምላክ ማህረምቲካ የፍኩሰልካ ቢኒ ኣንበሳ።
@senaytgebrezgher9737
@senaytgebrezgher9737 Ай бұрын
ረሰሓት መዓር ይግበረልካ ቢኒ
@DejenAbrhaley-hb4zg
@DejenAbrhaley-hb4zg Ай бұрын
ቁስሊ ከልቢ ይግበረልካ ቢኒ🙏🙏🙏
@hadisheyob1272
@hadisheyob1272 Ай бұрын
Mulu mhiret yigebrrelka Bini vini ❤❤❤❤🎉🎉🎉💙💙💙
@habtomtekeste3020
@habtomtekeste3020 Ай бұрын
We will see tomorrow 🎉
@bigdream3971
@bigdream3971 Ай бұрын
Thanks for changing the intro music nd get wel soon Bini.
@HelenBokre
@HelenBokre Ай бұрын
ቢኒ ሓውና ካብታ ዝፈርሓናይ ኣይወጻናን እንካእ ከምዚኣ አኢልካ ራኣናካ ኣጆካ ኩሉ ምሳካ ኣሎ ቅድሚ ኩሉ ሂወትካ አኡ ዘገድሰና ሕጂ ከማን እቲ ትኣምኖ ኣይገድፈካን እኡ … ግርም ከማን ክሳብ ህጂ ኣጽኒሖምካ ኣኒ ሓሳድ ይድፈነልካ ብሰላም ናብ ቤትካ ክትምለስ አኡ ትጽቢትና ኣምላክ ምህረት የውርደልካ …
@user-ht7il6yb4z
@user-ht7il6yb4z Ай бұрын
Amlak yeqllelu bini hawey ajoka
@abeltesfagebriel4821
@abeltesfagebriel4821 Ай бұрын
Gad blessed bini ❤
@Mahari77
@Mahari77 Ай бұрын
ጽቡቅ ትንተና EMMA 🎉ቁስሊ ከልቢ ይግበርሉ ንቢኒ
@senizmotube3440
@senizmotube3440 Ай бұрын
Be stong bini hawey
@bbnaam9220
@bbnaam9220 Ай бұрын
INQAI KABZI ZEGEDEDE AYKONE TEMESGEN AMLAK AMLAK IDU YENBRELU❤🎉❤🎉 ❤🎉
@habtegergishgebreyohannes8429
@habtegergishgebreyohannes8429 Ай бұрын
Bini you did good job,All we need is safety first , you are always #1. We love❤you.
@bereketgoitom1681
@bereketgoitom1681 Ай бұрын
Ata amlak bejaka hagzo nhawna hagzo xolot kgbrelu eye ❤❤❤❤❤❤
@brhanetekle7361
@brhanetekle7361 Ай бұрын
ኤማ ኣጀኹም ጥዕና ጥራሕ እምባር ክዕወት ኢዩ ተዓዊቱውን ዩ
@negasigrmay8524
@negasigrmay8524 Ай бұрын
Amlak Mhret yewrdelu Bini ❤❤❤❤❤
@SAMdave183
@SAMdave183 Ай бұрын
Emma, you are very knowledgeable. Very good analysis 👍🇪🇷
OMG what happened??😳 filaretiki family✨ #social
01:00
Filaretiki
Рет қаралды 13 МЛН
黑天使遇到什么了?#short #angel #clown
00:34
Super Beauty team
Рет қаралды 46 МЛН
PEDRO PEDRO INSIDEOUT
00:10
MOOMOO STUDIO [무무 스튜디오]
Рет қаралды 10 МЛН
Eritrean Nwes Live TikTok //26/08//2024
ሳምና ሜድያ
Рет қаралды 178
Biniam Girmay - Making Of History 🇧🇪🇪🇷
6:30
Intermarché-Wanty
Рет қаралды 413 М.
Ethiopia - Esat Amharic Day Time 26 August 2024
15:14
ESATtv Ethiopia
Рет қаралды 1,3 М.
OMG what happened??😳 filaretiki family✨ #social
01:00
Filaretiki
Рет қаралды 13 МЛН