KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
አብርሽ ወሰነ መለያየት አለብን አለ. ፅጌ አለቀሰች😱🥹
24:06
ዘሩባቤል - ተኸታታሊት ፊልም - ክፋል 18| Eritrean Drama - zerubabel (Part 18) - Jan. 18, 2025 -ERi-TV #eritrea
31:48
От первого лица: Школа 4 🤯 СДЕЛАЛ ПРЕДЛОЖЕНИЕ на СЦЕНЕ 😂 ПОКАЗАЛ ИСТИННОЕ ЛИЦО ГЛАЗАМИ ШКОЛЬНИКА
1:1:12
Рабочая миниатюрная модель Автомата Калашникова. АК-47
0:34
From Trash to Fashion! Watch How Create Stunning Applique Dresses Out of Garbage #Shorts
1:00
УЛИЧНЫЕ МУЗЫКАНТЫ В СОЧИ 🤘🏻
0:33
🔴ብናይ ባዕለይ ደርፊ ሰርፕራይዝ ገይረዮም
Рет қаралды 117,365
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 30 М.
Wina entertainment
Күн бұрын
Пікірлер: 2 600
@ፍዮሪ
Ай бұрын
ናይ ዊንታ ኣድነቅቲ ግጨውኒ❤❤❤❤❤❤
@RahelGebrehwet
Ай бұрын
@@ፍዮሪ ደምርኒ
@Mizar-r7l
Ай бұрын
ዊኒታየ ❤❤እታ ሙዚቃ እባ ንባይና ልቅቅሊና እትብሉ Like ግብሩልይ!😘
@RahelGebrehwet
Ай бұрын
@@Mizar-r7l ደምሩኒ
@ewreq
Ай бұрын
@@RahelGebrehwet ደሚረኪ ደምርኒ
@ማሾጓል70እንደርታ
Ай бұрын
ዋንታ ሓፍተይ ብጣዓሚ ደስ በሃሊ. ኣነ ካዝይ ብላዕሊ ሕዝኪ ትመፅኢ ተስፋ ይገብር ❤❤❤❤❤ ግና ኣንብዕክኒ 😢😢😢 ምስናፍቀት ናስድራይ ግዲ ከይንስ
@KumelayGg
Ай бұрын
ትርጉም ናይ ወድኖ ዝተረደአኪ ብልፅቲ ሓፍቲ ረኺቡ ዕድለኛ እዩ በርትዒ መቀረት❤❤❤
@bsikiros7171
Ай бұрын
❤❤❤❤ዊንታየይይይ ፅሪቲ መዝሙር ተዝትዝምርልና በቲ ጡዑም ድምፅኪ ❤❤❤❤❤ምክንያቱ ኣብ ትግራይናስ ዝደርፍ እንበር ዝዝምር የለን እሞ???
@Seni12-y
2 ай бұрын
ታይኾነ እንደኣለይ ንብዓት ዝመፀኒ 2ተ ጊዘ መሊሰ ሪአያ😢❤❤❤
@RShaN-kiki
Ай бұрын
እዋይ ትዕድልቲ ብሓቂ ተገሪመ እና እግዚአብሔር ዝተባረኸ ሓዳር ይግበረልኹም ዊንታዬ እውን ብጣዕሚ ነድንቀክን ንፈትወክን ኢና ኸዚ ከዓሞ ገደደ ፍትወትና ሃልውልና አይትትዓንቀፊ ዓባይ ሰብ 💜♥️♥️👏🥰♥️💜🥰♥️♥️♥️
@WejeratAdey
Ай бұрын
ደምርን🎉🎉
@የአብስራ-ቨ3ጨ
Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤😊😊😊
@RRRR-dq3qg
2 ай бұрын
ናትኪለ ኣብ ሓፂር እዋን ብርሃንኪ የርአና እዝውተይ👏👏👏💓💓💓😍😍😍❤🌹🕊🌷🕊🌹🌷🌷🕊🌹🕊🌷🌷
@Marken-s8j
Ай бұрын
ኣሕዋት ከምዚ ክፋተዉ ከለዉ ካብዚ ዝዓቢ ሓጎስ የለን ዊንቲ ሽኮር💙💙💙💙💙💙
@Azebsabawittube
Ай бұрын
ሙናየ ኣንበሳ እንቃዕ ደስ በለኪ 🌹እናበከኩ ሰሚዐያ ብሓቂ ደስ ትብል ሓደ ሓወይ ኣለኒ ካብ ገዛና ሓደ ክንዲ ሽሕ ንሱ ዝቐረየና ኣምላኽ ከምዚ ከርእየኒ መርቑለይ ካብ ገድሊ ስደት ወፅዩ ብሰላም ዓዱ ይምለሶ በሉለይ እስከ
@ኪዳንጋልድንግልማርያምሰላ
Ай бұрын
በሰላም መሬት ዓዱ ይመልሰልኪ ክብረተይ ❤❤❤እመ ብርሃነይ ምስኡ ትኩን❤
@Bri_Tgraweyti-
Ай бұрын
*_ከብድና ከም ገለ ኢሉና ዛሓፍተይ ብኹሉ ነገርኪ ክትጉብዚ ተዓዲልኪ ጅግናዋይ🥺❤️🥰_*
@ክንዱሽ
Ай бұрын
እዙይ ሪኢካ ዘይምፅሓፍ ኣይካኣልን ዓለም እዙ ደስታ እዙይ እዩ ትርፋ ሞ እንኳዕ ደስ በለኪ ዛሓፍተይ
@ይርጋጓልትግራይ
Ай бұрын
ደምርኒ ክብረተይ ❤❤❤❤❤❤
@Snitgaltgray
Ай бұрын
ኣለኩም ዶ ከምዙ ከማይ ኣብ ናይ አሕዋትኩም መርዓ ኣብ ስደት ዘሕለፍክምዋ 😢 ብሓቂ በክየ ብዝኮነ ሩሑስ ጋማ እንካዓ ደስ በለኪ ዋንታዋይ ብልፅቲ ሓፍቲ ❤❤😍😍
@HdgyWrddg-qd5kz
Ай бұрын
ዊንታየ ቆንጆ ኣነ ኣብ ስደት ዝነብር ሓፍትኪ እየ ዘለኒ ሪኢቶ ክገልፀልኪ ይፈቱ ኣነ ንመጀመርታይ ሎሚዓንቲ እየ ሳብስክራይብ ገይረልኪ ምክንያቱ ብዙሕ ዩቱብ ተከታታሊት ሰለ ዘይኮንኩ ዩቱብኪ ኣይፈልጦን ነይረ ግን ቡዙሕ ሰብ ፖስት እሉኪ ኣብ ፌስቡክ ረኪበኪ እታ ደርፍኪ ሰሚዐ ካብ መጠን ብላዕሊ እኪ ደስ ኢልክኒ ናብ ዩቱብ ኣትየ ስምኪ ፂሒፈ መፅዩለይ ግን ሰሚዕካ ዘይትምኖ እያ እዛ ደርፍኪ ብጣዕሚ ዝገርም ድምፂ እዩ እኒሀኪ ተጠቀምሉ ኣጆኪ በርትዒ ዛሓፍተይ መዓረይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@HhBj-w9n
Ай бұрын
ሙናዋይ ብጣዓሚ ዝፍቱዉክይ ካብ ድራማክይ ኣደናቒት እየ ሩሑስ ጋማ ይግብረልኩም ድስ ክበል ምዓት ፍርይትን ፀግይትን ይግብርኩም ብጣዓሚ ካብዚ ዝዓቢ ህያብ የልን❤❤❤❤
@ቤኪጋልውቅሮ
2 ай бұрын
ቃላት የብልየን ዛንበይተይ ሓዳርኩም ፈጣሪ ይባርከልኩም🙏
@gfhfherfjdndguh9335
Ай бұрын
ቁዱስ ቅንኡ ቀኑእና በኪና ሲሕቅና ዕድመ ይሃብኪ ንዓድኪ ንስድራኪ እናሕጎስኪ ንበሪ 🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@LmyaLm
Ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ክብርቲ ሓፍተይ ብታሕጋስ ነቢዐ ኣነ ሐደ እዩ ሓወይ ብርሃኑ ክርኢ ትምኒተይ እዩ
@rishansolomon9726
Ай бұрын
ሙናየ 😢😢😢ከይ ሓሰብኽዎ በኽየ ኣነ ክምርዖ ቀሪበ እየ ግን ብስጋ ሓደ ቤተሰብ ሓው የብለይን ዕደለኛታት ስድራ 🎉🎉🎉🎉❤❤ርሑስ ጋማ ይዞ የሕዋተይ
@eyerusalemkiflay2309
Ай бұрын
Ajoki beal betki kindi kulu kikonelki ymne egzabiher buzhat ahwat kedalwelki eu ♥️
@FjfigHchcu
Ай бұрын
ውይ የኔ ማር😢 ኣጆክኒ ዛ እምበይተዋይ ኩልና የሕዋትኪ ኢና ክብረተይ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@Tsegyewedi
Ай бұрын
Rhus gama ygberelki Ajoki ❤❤❤❤ Seb yebleyn aytbelu kulu edum betesebki❤❤❤
@rahelpapy8054
Ай бұрын
አጆኪ አምላክ አሎ
@gualzalembesa3984
Ай бұрын
ማርያምን እመኒ ኣይትእመኒ ደጋጊመ ሰሚዐ ምፅጋብ ኣብዩኒ ምስኦም ነቢዐ ሶ ኣጆኪ ቀፅሉሉ ጥዕምቲ ድምፂ ዊንታየ የኔ ለባም ብዛዕባ ሰብ ኣይትገደስሎም ሕማቅ ፅሑፍ ዘሎ እዩ ምክንያቱ ናይ ዱኩማት ሕልና እዩ ምንም ከይመስለኪ ፅሪተይ❤❤❤❤❤ ሶ ሩሑስ ጋማ ይግበረሎም ፈረይትን ፀገይትን ይኩኑ መማሲይቲ ይበሎም ፈጣሪ❤❤❤❤❤
@eydgcvc-ir4er
Ай бұрын
@@gualzalembesa3984 wala ane 5gze semiya 🫶💊💊ketsli🫶wetay
@ሜሪጓልፈረስማይዕባይገጠር
Ай бұрын
ኣሰይ ፅብቅተይ ብጣዕሚ ጎበዝ ኣነለ ኣብ ናይ ሓወይ ክደርፍ ይደሊየ ግን የክእልን🥰😋
@AbebaGebretsadik
Ай бұрын
ጓል ሓፍቲ ኣብልኣተውኽዮ ኹሉ ኮኾብ ኣገንዒ ዛጓል ሓፍተይ መኹርዒት ኢኺ።
@ExRc-xx5xn
2 ай бұрын
ዋውውው ሳሓቅን ብክያትኔ ሕውስውስ ኢልኒ ብጣዕሚ ደስ ዝብል❤
@abiwendim
Ай бұрын
ኣሰይ ጥዕሚቲ ዝኾነት ምጭውቲ ደስክብል ቀፅልሉ ኣቤት ድምፂ ናትክውን መርዓኺ የርእየና ዛ ሽኾር ወነም ትግራወይቲ👌 i loveyu❤
@zemichaelgebru
Ай бұрын
በጣዕሚ ንፍዕቲ ንሓውኪ ንመርዓት ሓውኪ ዘለኪ ፍቕሪ መርኣያ ኩሉ እዩ። ኣነ ነቢዐ ዝገርም። ንዓኺ ዝወሰደ ተዓዲሉ።
@tahgastekleyohannes7004
Ай бұрын
Wawww winti shikor blxti ❤❤❤❤ haftki kab eritrean 💙💙🇪🇷
@ትዕግስቲዩትየብ
Ай бұрын
ደስ ክብል ቡኡነት🙏🙏🙏ሩሑስ ጋማ ይግበረሉኩም ብጠዕሚ ኢኪ ግበዝ እና ኣብ ዝላዕለ ደረጅ በፂሒኪ ኪሪአኪ ደስ ይብለኒ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@hiwettsegay1616
Ай бұрын
ማዓረይ ሳብስክራብ እባ💖😘
@احمدحميدي-ت4ص
Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ብጣዕሚ እዩ ደሰ በሃሊ ሙናየ ሽኮር ጂግና ናይ ትግራይና
@momlove2020
Ай бұрын
ምና 🎉ንፈዕቲ ቀጽልዮ ካብ ፈልሚ ናብ ደርፈይ ተሳጋግርኪ አለኪ ሰኒ ህበኪ አለኩ ካብ ሓዊኪ ኤርትራዊ ❤❤
@smerh7171
Ай бұрын
ዮርዱዋይ ዙሱምና ግን ክንደይ ይጥዕም ሩሑስ ጋማ ምኹሸይ እንካዕ ደስ በለኩም ንኩሉኩም ቤተሰብ 🙏♥️♥️♥️ካብ ሰደት ኣትና ላብ ህሙዙይ መርዓ የብቀዐና ፈጣሪ ኣቦይ🥰🥰🥰🥰🥰🥰♥️♥️♥️♥️♥️🙏
@HhHh-m5p
Ай бұрын
ውንቱየ ቡዙሕ እየ ዝፍፎትወኪ ሎማዓንቲ ግን ኣንቢዕክኒ ኣነውን ሓወይ ብጣዕሚ ዝፎትዎ ኣመርዕኡ ስደት ውዒለ ታሓጊሰን ሓዚነን😢 ግን ተመስገን ማርያመን 6ተ ግዜ ደጋጊመ ሪአዮ ዝሓፍተይ ኣቤተሰብኪ ዘለኪ ፍቅሪ ይፍለ እዩ ቀፅልሉ ቡዙሕ ኮሞንት ፅሒፍ ኣይፈልጥን ሐዚ ግን ሪአ ክሓልፍ የደለኹን ይፍትወኪ እየ
@HappyBulldogPuppy-pk7um
Ай бұрын
እንታይ እዩ (ሕርክርክ) ካልእ ተጠቀሚ ዘይብሉ ትብል አስተካክልያ እሞ ንእሽተይ ዝስተካከል ነገር ገይርኪ አሕትምያ ,,,ሩሑስ ጋማ 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤ እሰይ እሰይ ፀፅብቁ ንሪኤሉ ንሰምዐሉ ዘበን ይግበረልና✊️✊️✊️🎉🎉🎉
@ኣፀደ
Ай бұрын
ማርያምን ዊንታ ሓፍተይ ነቢዐ ኣብ ስደት ኮይነ ሕንቅንቅ ኢለ😢ዝወፆ የብሉይ ግጥሚ ይኹን ዜማ ንፍዕቲ ኢኺ ካብዙይ ልላዕሊ ከም ትሰርሒ ኣይጣራጠሪ ቀፅልሉ❤ናተይ ኣሕዋትለ ምስ ኣሕዋት ክቁፀሩ ይኾኑ ገንዘበይ ሂበ ኣብ ክንዲ ምስጋና ፀርፊ ኣንጊዶምኒ😢ናፈተኹዎም ልኽጭክን ገይሮምኒ ንተመርዐውቲ ሩሑስ ጋማ ይግበረሎም❤
@ሰሉየቅዱሰሚኻኤልልጅ
Ай бұрын
ኣጀኪ ዝያዳይ ሓዉካ ሓዉካ እዩ ክብረተይ ኣረደእዮሞ እኪ ክብረተይ ወለድኪ ተትረደኦሞኪ ካልእ ዳሓን ክብረተይ እመብራሃን የልብሸ መሻታ ትምላልሸ እህቴዋ💚💚🌹 ናተይ ኣሕዋት እለብናፍቆት ሃቆዉ ብሎሞ ሞይቶሞ ሰደት ኤረ እተዉልና ናበሉ እዞሞ ኣሕዋተይ መሐንቀቅተይ ወንድሞችዬ የኔ መኬታዎች💃💚💚🌹
@عليعبده-ش9ر
Ай бұрын
ምናየ ምቅርቲ ውትውትው እየ ዘብለኪ ቀፅሉሉ እና መርዓ አብራሃምን ሳራን ይግረልኩም አሕዋተይ 💐🥰🥰
@gfhfherfjdndguh9335
Ай бұрын
ጎበዝ እኪ አነ ማራ እየ ዝፈትወኪ ጅግና አበሳ ናትኪ መርዓ ውላድ የርእዮም ስድራኪ ሙቁራት እኩም ኩሉኩም😢❤ዕድል እዩ እዙይ ❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@mebratyoutube
2 ай бұрын
ወድኖይ ካብ ማንም ንላዕሊ እየ ዝፈትዎ ነይረ ግን ብጠርነት ሲኢነዮ ዘይወፅእ ቃንዛ አለኒ ካምዙይ ሓወይ ሓወይ ዝብል እንተሪኤ ብጣዕሚ እዩ ዝስመዕኒ ንሱ እዩ ሓወይን አቦይን ነይሩ ግን እንታይ ይገብር ናይ ፈጣሪ ፈቃድ እዩ እንተይፈተካ ትቅበሎ እና ዊንታ እዉን ብጣዕሚ ኢኪ ትፈትዮ ትመስሊ ዕድመን ጥዕና ይምነየልኩም ዝሓፍተይ🎉🎉🎉🎉🎉
@masho..gal..tigray5039
2 ай бұрын
ኣነ ውን ከማኪ እየ ከም ኣቦይ ኮይኑ ዘዕበየና ብሰንኪ ጠርነት ሰኢነዮ ዝሓወይ ንሱ እዩ ነይሩ ሐደ ሓወይ ግን ዓለም😢
@mebratyoutube
2 ай бұрын
@masho..gal..tigray5039 ወድነይ ማንም ክነክአለይ አይደልን ነይረ ሓታ ዓባይ ሓፍተይ ብኩፉኡ ክተልዕሎ አይደልን ነይረ ግን እንታይ ዋጋ አለዎ እና አይዘና ምንም ክግበር አይካኣልን
@VjS-iu9dg
Ай бұрын
ማርያምን ነቢዐ😢 ተዓዲልኪ ዊንቱዋይ ኣነከ ማኣዝ እየ ናወደነይ መራዔዓ ዝርኢ ኣብ እሰርቤት 4 ዓመት ገይሩ ኣነ ድማ ሰደት ኣለኩ ኩሉ ሓሊፉ ከምዚ ሓውኪ ተተገብረለይያ💔👏❤
@luyu-s4x
Ай бұрын
ኣጆኪ ካልኣይተይ 😢 ኣነ ኣለኩ ወድነይ 3 ዓመት ገይሩ ብሃረርታ ዝፅበ ዘለኩ
@azmeruaynalem5861
Ай бұрын
ለባመይ ኣቢኽኽኒ ብብኽያት ወዲአያ ደስታኹም ፍቕርኹም ይብዛሕ❤❤❤
@MmMm-j5h2n
Ай бұрын
ዝገርም ሳፕራይዝ ገይርኽዮ ዊንተይ ጥዑም ድምፂ ኣለኪ ኣብ ሙዚቃ እውን ስርሒ ዝገርም ተውህቦ እዩ ዘለኪ ኣበርቲዕኺ ቀፅሊ ኣዋልድና እኮ ንዓና ለሕዋትኽን ዘለክን ፍቅሪ ፉሉይ እዩ ❤
@FjfigHchcu
Ай бұрын
ብጣዕሚ ዞም የሕዋትና ንበሩልና😢❤
@seniyoutube
Ай бұрын
ንዛ ፅሑፍቲ ተንበቡ ብሩኮተይ ቅዱስ ገብሪኤል ብዝጎደለ ይምለአልኩም ንደማመር ደሙሩኒ❤
@ሰላም-መ1ፈ
Ай бұрын
ከብደይ ከም ገለ ኢልነ 10ግዜ ደጋጊመ ሪአያ ማርያምን😢❤❤
@AluChanal
Ай бұрын
ዋላ አነ ሳብስክራይ ግበርለይ ካዓ❤
@ሰላም-መ1ፈ
Ай бұрын
@AluChanal እሺ ማዓረይ
@kirosgebrehiwet1677
Ай бұрын
ቅድሚ ኹሉ ርሑስ ጋማ ይግበረሎም ፈረይትን ፀገይትን ይግበሮም ። ብምቕፃል ንዓኽን ንመላእ ቤተሰብክን ናይቲ ትፈትውዮ ሓውኪ ብርሃን ብምርኣይኩም እንቋዕ ሓጎሰኩም ዊንታውን ብድራማ ጥራሕ ንፈልጠኪ ዝነበርና ብደርፍውን ቅልቅል ኢልክና ኣለኽሞ ኣብሓፂር ጊዜ ብኻሊእ ደርፊ ክንረኽበኪ ብተስፋ ንፅበ
@RahelGebrehwet
Ай бұрын
ደምርኒ
@MeriGaltewahdo-h5h
Ай бұрын
ደምረኒ ማዓረይ
@Zemen182
Ай бұрын
ድረፊድረፊ ኢሎም ከምዚ ናይ ሎሚ ግዜ ዘሎ ደርፊ ከየድሩፉኺ ሓደራኺ እዛ ንሓውኺ ዝደርፍክሉ ብጣዕሚ ጽብቕቲ እቲ ምኽንያት ከኣ ካብ ውሽጥኺ ዝነቐለ ሓጎስ ባህጊ ስለ ዝኾነ ኣዝዩ ጽቡቕ ስራሕ ኮይኑ ክትደርፊ ሓሳብ እንተ ኣለኪ ግን ንስለ ደርፊ ኢልኪ ከይትደርፊ ሓደራ
@MashoArefayine-sr7ln
Ай бұрын
ናይ እማን ጥዕም ድምፂ ዊንታ ሓፍተይ ዕድመን ጥዕናን ንኩላኩም ስድራ ኣጀኩ አብ ካሊእ ደረጀ ክንሪኤኪ ተስፋ ንይገብር ❤❤ so sweet muna ❤
@TsegayTesfay-up8iw
20 күн бұрын
ዋው ብጣዕሚ ደሰ በሃሊ በደንቢ አቃናቢሪኪ ስርሕዬ ልኩልግዜ አብ መርዓ ክስማዕ ዘለዎ ሙዚቃ እዩ
@GebrhiotLual
Ай бұрын
እስይይ ሞቅረተይ ሙናዋ ሸኮር እናኳዕ ደስበለኪ❤❤❤❤
@SeniSeni-g7x
Ай бұрын
ወንቲየ ደስ ክብል ❤ደጋጊመ ሰሚዐዮ ነቢዐ ታይ ኮይነ ግን እንድዒ😢
@gizekhalfeyu
2 ай бұрын
ብታሕገጎስ ነቢዐ ሓፍቲ ማለት ትፍለይይ ኢኪ❤❤❤
@AwatshMesele
Ай бұрын
እንኳዕ ደስ በለኩም ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ተዓዲልኪ ዝገርም ሰፕራይዝ ጎበዝ ተባረኺ ክጥዕም እቲ ድምፅኺ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@hiwi2141
Ай бұрын
ኣነ ካማን ነቢዐ😥 ኣብ ዓለም ዘሐጉሰካ ነገር ተልዩ ስድራኻ ደቂነኻ ሕጉሳት ገርካዮም ክትሪኢ ከለካ እዩ ፈጣሪ ብፍቅሪ የንብሮም ክብሪ ይሃብኪ ዊንታየ እንኳዕ ደስ በለኪ🙏❤🥰🥰
@سلامهالسلامه-غ9ب
2 ай бұрын
እፍፍ ካማይ ዝነበዐ ይህሉዉ ዶ ይኮን😢😢ዊኒትየይ🎉❤❤❤
@RrRr-ku5sk
Ай бұрын
ዋውውውው ዝገርም ሳሮፕራይዝ ❤❤❤❤❤❤ደስ ክብል ዊንታ ሓፍተይ ድምፅኺ ውን ፅቡቅ❤❤❤❤❤
@ኣሉሓበሻዊት1921
Ай бұрын
ደምርኒ ጓል ዓደይ መዓረይ
@RrRr-ku5sk
Ай бұрын
ደማረኪ ደምርኒ
@Awet355
Ай бұрын
ኣነ ካዓ ነቢዐ ጥሪ ናይ ሓወይ መርዓ ኣሎ ግን ኣብ ሰደት አየ ዘለኩ ሓፍቱ 😢🙏
@Lual221
Ай бұрын
እንቋዕ ሓጎሰኪ ክብርቲ ሓፍተይ ናተይ
@ተኪኤንጓልጽዮንማርያም
Ай бұрын
ዋውውው ብጣዓሚ ደስ ዝብል ስጠታ ሓበኛ ሓፍቲ ❤❤ እግዚአብሔር ኣምላክ ቃልኪዳንኩም ይባርከልኩም ❤❤❤
@SalaamSalaamSalaamSalaam-eq1no
Ай бұрын
ኣሰይ ዊንተይ ሽኮር ብጣዕሚ ደስ ይብል🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@HfSs-rv1oe
Ай бұрын
የኔ ማርር የኔ ፍቅር ዱኸነት ቆልዓ❤❤❤❤❤❤❤
@BreGere19
Ай бұрын
ኣነ ጥራይ ድየ ነቢዕ ወይስ 😢 ዊንታዋይ ድሙቅቲ 👸❤
@hiwettsegay1616
Ай бұрын
😢ሳብስክራብ እባ👏😘
@NetsanetAlex-pr7tt
Ай бұрын
ኣስይ ድምፅክ ክትዕም ዛሓፍተ ኡንቃዕ ሓጎስክ ሩሑስ ጋማ ይገበረሎም❤❤❤❤❤❤❤❤
@bmsm2183
Ай бұрын
ትፍለዪ ኢኺ ብሓቂ ሞያ ኣለኪ ደጋጊመ እየ ሰሚዐዮ ❤
@hareyahareya6870
Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ ኣሰይ ተዓዲልኪ እንታይ ኢለ ከም ዝፅሕፍ ጠፊኡኒ ብቲክቶክ ጀሚረስ ከይወዳእክዎ ናብዙይ መጺአ ሙዚቃ ኣይሰምዕን ነይረ እዙይ ግን እንድዒ ተሓጊሰ ዝተባረከን ዝተቃደሰን ይግበረልኩም አሕዋተይይ❤❤❤
@ሶሲናግሬስ
Ай бұрын
ደምርኒ🎉🎉 ዋላ ኣ ካብቲክቶኽ መፅየ❤❤❤❤🎉🎉
@KahsuGidey-nh9jx
Ай бұрын
@@hareyahareya6870 ደምራኒ ደቂ ዓደይ ሓዳሸ እየዋ😍
@FremaryamGurum
Ай бұрын
ኣሰይ ዝሓፍተይ ሩሑስ ጋማ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@TesfayFkr-b4w
2 ай бұрын
እዛ ኮሞቲ ትንበቡ ዘለኩም ፈጣሪ ካብ ኩፉእ ኩሉ ያሓሊኩም❤ ሓዳሽ ንኣደይ#prank ዝግብርኩዎ ቪድዮ ኣላተኒ ረእዩ
@mulukaksay1803
2 ай бұрын
Amen.amen amen ❤❤❤🙏🙏
@gs6su794
Ай бұрын
@@TesfayFkr-b4w ኣሜን ኣሜን ኣሜን ንዓኪለ ፀጋበይ 🙏🙏🙏🙏🙏
@brhaneye
Ай бұрын
ሰሚዐዮየ ግን ከይትደግሚ ዛሓፍተይ 😢😊
@GOITOOMLINGOGOITOOM
Ай бұрын
💓💓💓💓💓ብጣዕሚ ደስስስ ብሃሊ ፍቕርኹም እግዛብህር ኣምላኽ ይባርኮ💖💖💖💖አነ ዝምራዐይ እንተኾይነ ትመፅኢ ምእንተ አድራሻ ካባኺ ካዲልየኒ እዩ👏👏👏👏
@MeriGaltewahdo-h5h
Ай бұрын
ደምርን ክብረተይ
@ميريميري-ض2ط
Ай бұрын
ኣሰይ ፅርይተይ ብጣዕሚ ፅብቅቲ ዝኮነት ሳርፕራይዝእያ ቀፅልሉ ኣነውን ብኪነት ስራሕቲ ፅቡቅ ይዋሳእ እየ ግን ሙዚቃ ከውፅእ እየ እናበልኩስ ሃንደበት ካብ ብፆተይ ተፈልየ ስደት ኣምሪሐ ስደት ኮይንካ ካኣ ምችው ኣይኮነን ❤❤❤❤❤❤❤
@ShushayTsegay-h4m
Ай бұрын
ዋው ዝገርም ተውህቦ ቀኒአ ሓፍተይ ክትኮኒ ነይሩኪ
@TitiNegesu
Ай бұрын
ንባዓት ናተይከ ናምታይ ይባሃል ዊንታየይ ታዓዲሎም ኣሕዋትኪ ጥዕምቲ ላዛ ናተይ ብልፅቲ❤❤❤
@gshhdh5051
2 ай бұрын
በስመኣብ ንብዓተይ ስቅ ኢሉ ፈሲሱ ተሓጊሰ ኣነስ ኣብ ናይ ባዕለይስ ክንደይ ክነብዕ ይኾን🤔😰🥰
@Soloarsnal9746
10 күн бұрын
ጅግናና ጎቦዝ ዊንታ ሓፍተይ
@sofiafitwi8694
Ай бұрын
ብጣእምይ ደስ ዝብል ደርፍይ ካብማንም ዝአብይ ስጡታ እያ ዛሐፍትይ በርትእይ ኩልግዜ እየ ዝሰምአ ብጣእምይ ዝፈተዎ አጅኩይዝሐፍይ በርትእይ❤❤❤
@semharande2766
Ай бұрын
Wawww ብጣዕሚ ደስ ተብል ደርፊ ❤❤🇪🇷
@حياةاا-ي5د
Ай бұрын
ሓፍተይ ናተይ ታይ ከምዝኮንኩ ነቢዐ ደጋጊመ ሰሚዐያ እና ቀፅልሉ❤❤❤❤
@اللالل-ج1د
Ай бұрын
ብንባዓት ወዲአያ😢❤❤❤❤❤❤❤
@yasserdarsi329
Ай бұрын
ዊንታ ሓፍተይ እንካዕ ንብርሃን ኣርአየኩም ንኩለኩም ቤተሰብ እና ብጣዕሚ ደስ ትብል ሙዚቃ ብኡነት ነብዒኪ ኣንብዒክኒ ዛሓፍተይ ዊንታየ ቀፅሉ🎉🎉🎉ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልሕ❤❤❤❤
@PoicFsx
Ай бұрын
ኣነስ ብጣዕሚ ቀኒኣ ብስሩ ካብ ልበይ ዋይይይ ተዓዲልኪ ዘሓፍተይ ኣነከ ታይ እየ ልገውሮ ዋይይ ብዝኾነ እንካዕ ደስ በለኪ ❤❤❤❤
@zweduTube
Ай бұрын
ታይ ኮይነ ብክያት መፂእኒ ግን🥺ርሑስ ጋማ ንተመረዐውቲ😊
@KahsuGidey-nh9jx
Ай бұрын
@@zweduTube ደምርኒ ናተይ ደሚረኪ እየ ዋ😍
@JohnTubeጆን
2 ай бұрын
ንዳማመር ተጋሩ ፈተዉቲ ተጋሩን ❤
@ዛይድዩቱብ-ጘ8ዀ
2 ай бұрын
ደሚረኪ መልሲ
@JohnTubeጆን
2 ай бұрын
@ዛይድዩቱብ-ጘ8ዀ መሊሰልኪ ሓላለይ
@ኣዶህያብህያብ
2 ай бұрын
ገረልኪ ደምርኒ ማኣረይ
@ኣዶህያብህያብ
2 ай бұрын
@@ዛይድዩቱብ-ጘ8ዀገረልኪ ❤ ደምርኒ ማኣረይ
@JohnTubeጆን
2 ай бұрын
@@ኣዶህያብህያብ መልሲ ደሚረኪ
@ShewitGebrehiwetGebrezgi
Ай бұрын
Dess bhalit eki slki ma lakley dlyeki eye wa
@winaentertainmentt
Ай бұрын
Bementay mo keleik
@ፋኒጓልትግራይ
Ай бұрын
ሙናየይ ፅሪቲ ዓለም ደርፍኪ ብሕሱም ታሕጓስ ብንብዓት😢 ወዲአያ ቀፅልሉ ዝያዳይ ኣጆኪ❤❤❤❤❤
@Eri1991-love
Ай бұрын
Ane dima kemza natki tfetuwio hawi zfetuwa hafti alanti nea azekirkni sidet felalina bzkone mara nefiet winti haftey ajoki qelxlio fqri eiu fqri zfexir. I am really proud of you. You love 💕💕💕💕💕
@user-vd8uz6up6x
2 ай бұрын
ተጋሩ ደምሩኒ ይፈትወኩም እየ😢
@ዛይድዩቱብ-ጘ8ዀ
2 ай бұрын
ደሚረኪ ደምርኒ
@yewhnteka
Ай бұрын
ዊንታየይ ፅብቅቲ❤❤❤ አነም ከም ናተክ ይምነ ግጥምን ዜማን ካባክ👌😋 ንምናአሰይን ምናአሰ ምናአሰይን ባሓደ ዓሞርዕየ ክደርፈሎም🙏🙏🙏💘💖❤ @ደሱ ወዲ ተካ fsha teka ን ሓሳብ ልብክ ይሰመረልክ እሰከ በሉኒ🙏💞💞🎉🎉🎉🎉
@ዕባይገጠርዩቱብ
Ай бұрын
🎉ሚእቲ ግዜ ደጋግመ ርእያ ታይ ከምዝኹንኹ ግን እናነባዕኹ😢
@MeriGaltewahdo-h5h
Ай бұрын
ደምርን ወለላይ
@ነፁጋልሓያሊ
22 күн бұрын
ብጣዕሚ ዘሐግስ ደርፊ❤❤❤
@DenyTeam-ii7su
Ай бұрын
ቃል ኪዳን አብርሃም ወሳራ ይግበረልኩም ❤ውንታይ ብልፅቲ🎉
@amanuelgebru3322
Ай бұрын
ካብ ሓሳቡ ጀሚሩ ክሻዕ ስርሑ ልድነቕ እዩ። ናይ መዓዝ እዩ?
@hiwettsegay1616
Ай бұрын
ወለላይ ሳብስክራብ እባ❤❤
@መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ
2 ай бұрын
ናይ ሙዚቃ ደጋፊት ኣይኾንኩም ግን ልቤተስብኪ ለለኪ ፍቅሪ ኣብኪክኒ 😢 ግጅና ኢኪ❤
@MohamedDebesh
2 ай бұрын
ረሳሕ ክንዳኣ ካኣሊ መናጢት❤
@vhdghhd9687
2 ай бұрын
ዋላ አነ ግን ብጣዕሚ ነቢዐ ናይ ሰብ ደሰታ ደሰሰሰ ይብለካ በስመአብ እንኳዕ ደሰሰሰ በለኩም
@FatwaAlbalushi
2 ай бұрын
ዋላ አነ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@brhaneye
Ай бұрын
@@MohamedDebesh ፀርፊ ታይ ኣምፀኦ 😢
@DanaytGelila
Ай бұрын
Tsriti kbri hawuka lrdo hanti nski bltsti zhaftey ahhhhh zom dekney tethlwuleys fkrom mgeltskulom des mbeleni ms fetari na edmen tenan yhabkum
@oneday12212
Ай бұрын
ዋውውው ዊንቱ ካብ ዝተፀበኩዎ ንላዕሊ ንፍዕቲ ኢካ ብካሊእ ደርፊ ክትመፅና ተስፋ ይገብር❤❤❤
@YuN-bn8nx
Ай бұрын
ዊንታይ ፅርቲ ብጣዕሚ እዩ ደሰ ዝብል❤❤❤❤
@ናተይTube
Ай бұрын
ቸጊሩኒ እየ ዩቲብ ከፊተ በጃኹም ሳብስክራይብ ግበሩለይ አይኽፈሎን
@ሊሊTube-j7z
Ай бұрын
ብሽም ዊንታ እስኪ ሳብስክራይብ ግብረለይ ናዓይ ውን አሕዋተይ ❤🙏
@freweynidesta
Ай бұрын
I did ❤❤❤❤
@SwSwfg
Ай бұрын
😢😢ኣነስ በክየ ዊንታየ ብልፅቲ ሓፍቲ ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም❤❤❤
@SalamMahri-p3v
23 күн бұрын
ኣሰይ ኣሕዋተይ ይን ወለደይ ዕድን ጥዕናን ይሃብኩም 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@ሶሊይ
2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@ሜሪጓልዓጋመ-ጸ
2 ай бұрын
ደምርኒ ሰሉዋይ❤🙏
@mohammedtselam
2 ай бұрын
እሺ መልሲ❤@@ሜሪጓልዓጋመ-ጸ
@ሜሪጓልዓጋመ-ጸ
Ай бұрын
@@mohammedtselam እሺ ወለላይ🥰
@ሶሊይ
Ай бұрын
@ሜሪጓልዓጋመ-ጸ ደሚረኪይ💗
@Selam-Hadush-j4i
2 ай бұрын
ናይ መርዓ ቪድዮ Part 2 ይለቀቀልና ትብሉ ላይክ❤
@ትጂጋልቀሺ
Ай бұрын
ብጣዕሚ ኣድኒቀኪ ካዓ ብርሃን ሓውኪ ካዓ እንካዓ ኣርአየኪ ሙኒዋይ❤❤❤🎉
@YaredYared-n4y
Ай бұрын
Congra family,I admire you Munaf.
@FireweyniGezae
Ай бұрын
ደምርኒ ጥዕማምቲ ይ ሳብስክርይብ ግበርለይ ተገድስኪሙ እሕዋተይ ❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@miri-hp1tj
2 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@Awet355
Ай бұрын
ደምርኒ❤🙏
@solomonassefa3521
Ай бұрын
❤🎉❤ዋው ዋው ልዋ ልዋ ቓፅልሉ ደርፊ ለ ድራማለ ልዋ ኢኺ ሙና( ዊንታ)
@MeriGaltewahdo-h5h
Ай бұрын
ደምርን ወለላይ
24:06
አብርሽ ወሰነ መለያየት አለብን አለ. ፅጌ አለቀሰች😱🥹
AB Grace አብርሽ ግሬስ
Рет қаралды 36 М.
31:48
ዘሩባቤል - ተኸታታሊት ፊልም - ክፋል 18| Eritrean Drama - zerubabel (Part 18) - Jan. 18, 2025 -ERi-TV #eritrea
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 5 М.
1:1:12
От первого лица: Школа 4 🤯 СДЕЛАЛ ПРЕДЛОЖЕНИЕ на СЦЕНЕ 😂 ПОКАЗАЛ ИСТИННОЕ ЛИЦО ГЛАЗАМИ ШКОЛЬНИКА
Руслан Гладенко
Рет қаралды 7 МЛН
0:34
Рабочая миниатюрная модель Автомата Калашникова. АК-47
Status
Рет қаралды 4,7 МЛН
1:00
From Trash to Fashion! Watch How Create Stunning Applique Dresses Out of Garbage #Shorts
5-Year Crafts
Рет қаралды 56 МЛН
0:33
УЛИЧНЫЕ МУЗЫКАНТЫ В СОЧИ 🤘🏻
РОК ЗАВОД
Рет қаралды 7 МЛН
24:50
15 January 2025
Wina entertainment
Рет қаралды 3,8 М.
32:35
EMN - ንመትከል ዝተኸፍለ ከቢድ ዋጋ | 3ይ ክዳል- Eritrean Media Network
ERITREAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 7 М.
16:30
🔴ድራማ መሲሉኒ ነይሩ😍ዘይተፀበኽዎ ሳርፕራይስ ተገይረ OMG
Wina entertainment
Рет қаралды 22 М.
17:23
ዋው ዋው ዋው ዋው ኣንሽቲ አዕቢድዎን በቢ ገደ ሲዒሞንኦ ተመሰገን ተክላይ tmesgen teklay new#music #duet #wedding tigrigna 2024
ሰርዶ ሚድያ
Рет қаралды 37 М.
13:56
ንኣደይ ወርቂ ዓዲገ ሰርፕራይዝ ገይረያ
Wina entertainment
Рет қаралды 60 М.
2:05:30
“እግዚአብሔር በሚያውቀው የማላውቀውን ነገር አልጻፍኩም!”(ቆይታ ከዶክተር ዓለማየሁ ዋሴ ጋር) @endalegetamultimedia #booktube #books
endalegeta multimedia እንዳለጌታ መልቲሚዲያ
Рет қаралды 2,8 М.
16:09
Ethiopia - የአሜሪካ አስደንጋጭ ደብዳቤ | ፋኖ ስለ ኤርትራ ድጋፍ | የህወሓት አነጋጋሪ መግለጫ | ዶላር ጨመረ |በጥምቀት አከባበር የፖሊስ ማሳሰቢያ
Feta Daily News
Рет қаралды 83 М.
20:21
🛑 ናሆም መልሲ ሂቡ / ጉድ ዓቢዱ/ ዘሕዝን ኤርትራዊ ኣብ ኣዲስ ሞይቱ
Sami B
Рет қаралды 82
31:38
ናይ ሰምሃል ጓል ኣያ ዘብረኣብርኹ ክርስትና ኩሎም ተዋሳእቲ ዝተረከብሉ
ENDA BABU ENTREITMENT(እንዳ ባቡ)
Рет қаралды 41 М.
32:58
❤ኹሉ ግልፂ ገይርናዮ/ ማጊ ምስ ፋዘር ተፋሊጡ/
Wina entertainment
Рет қаралды 95 М.
1:1:12
От первого лица: Школа 4 🤯 СДЕЛАЛ ПРЕДЛОЖЕНИЕ на СЦЕНЕ 😂 ПОКАЗАЛ ИСТИННОЕ ЛИЦО ГЛАЗАМИ ШКОЛЬНИКА
Руслан Гладенко
Рет қаралды 7 МЛН