"ብርጌድ ንሓመዱ ብሓደ ሰውራ ዝምራሕ ስርዓት ኣይንደልን" ቃለ መሕትት ምስ ኣባላት ጉሎባል ባይቶ ብርጌድ ንሓመዱ ጨንፈር ሃገራት ዴንማርክን ጀርመንን

  Рет қаралды 36,247

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Күн бұрын

Well Come To Berakhe Show KZbin Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Berakhe_Media #ሾው_ብራኸ #ብራኸ
Well Come To Berakhe Show KZbin Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Brakhe_Show
#ሾው_ብራኸ #ብራኸ_ሸው
#brake_show
#Berake_Show
#Brake_Show
#Medhin_Gebreslassie
#ቃለ_መሕትት-ትግራይ_ፖለቲካ
#Amhara_ethiopian_criss
#eritrean_community
#Eritrean_Poletics
#Tigiray_poletics
#ethio_forum
#Tefetawi_Tolk_Show
Eritrean Interviews
#ቃለ_መሕትት_ምስ_መም_ኣብርሃ_ተኽሉ
#Eritrean_Poletics
#Interview_Abrha_Teklu
#Proffesor_Fiseha_Asgedom
#ብፁእ_ኣቡነ_ሰላማ
#ሊቀ_ጳጳስ
#ተክለብርሃን_ኣርኣይ
#ተጋዳላይ_ተኽለብርሃ_ኣርኣያ
#Teklebrhan_Araya
#መሪሕ_በርሁ
#ሚኪኤለ_ሰሎሞን
#Mikiele_Sololon
#Merih_Berihu

Пікірлер: 743
@afeworkieritrea3137
@afeworkieritrea3137 3 ай бұрын
በዐል ደማሙ መጀመርያ ተማሃሩሞ መሃይምነት አጥፍኡ ብአፍ ዝመፅእ ሀገር የለን ::
@Eri-blue
@Eri-blue 3 ай бұрын
Thank you guys, and thank you Medhin for creating the opportunity. 💙💙💙💙
@mihretabyemane8847
@mihretabyemane8847 3 ай бұрын
እንታይ ተረኪቡ ዲኣ thank you tblu agame funfunat
@emanuelephrem4307
@emanuelephrem4307 3 ай бұрын
Thank you for letting us see you clearly. ብንጹር ስእሊ ዕርቃንኩም ቀሊዕኩም ንሪኤኩም ኣለና ቀጽሉ
@aiedahaile495
@aiedahaile495 3 ай бұрын
Thank you Sister Medhehn, we are proud of you. You are opening the eyes of the bregade nehamedu. Your questions are very good and requires critical thinking. Thank you I really appreciate you!
@shalom5798
@shalom5798 3 ай бұрын
መዳ ዓይነይ ሎሚ ዘቕረብኸየን ሕቶታት,,, ኣብ ንጽረት ኣትዂርኪ ድፍእሉ....
@enkomediatigrigna
@enkomediatigrigna 3 ай бұрын
ብሓቂ ብሱላት መንእሰያት መድህን'ውን ይበል ጋዘጠይኛ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@fitsumkflaikidanu558
@fitsumkflaikidanu558 3 ай бұрын
መድህን ዕላማ ስለ ዘለዋ ኣይተሓዛን እዩ። እቶም ኣብዚ መጺእኩም ንመድህን ንምሕጋስ ዘየሎ ታሪኽን ጸለመን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ትገብርዎ ዘለኹም ግን ታሪኻዊ ስሕተት ሙኻኑ ኣይትዘንግዑ። ጽባሕ ተጣዒስኩም ዘትመልስዎ ስዕረት። ሰላም ንህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጵያን!!
@ZekariasSolomon-m3b
@ZekariasSolomon-m3b 3 ай бұрын
እወ ፡ ልክዕ'ዩ ! ብዙሓት ደቂ ሃገር ብሓባር ንዝተኸፍሎ መስዋእቲ ብሓደ ውድብ ጥራሕ ክውነን ከም ዘይብሉ እንምጕተሉ ዝነበርና ጉዳይ ኢዩ ። እንተኾነ ግን ፡ ፈለማ ብ ኣግ ኣዚያን -ትግራይ ትግርኚ ኣብዚ እዋን'ዚ ድማ ብርጌድ ንሓመዱ ብዝብሉ ምንቅስቓሳት ፡ ንሽሙ ፍትሒን መሰልን ዝብሉ ቃላት ብምሕዋስ ፡ ጸረ ኤርትራውነት ዝኾኑን ብኻልእ 3ይ ኣካል ዝምወሉን ፡ ንህላወ ህዝብን ሃገርን ኣብ ዋጋ-ዕዳጋ ዘእትው ዕሱባት ምስ መጹና ግን ፡ ብሓይሊ ካብ ዘይንፈልጦ መልኣኽ ፡ እትፈልጦ ሰይጣን ናብ ዝብል ኣማራጺ ኣውዲቖምና ።
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 3 ай бұрын
ኣብቲ ወዲቕካዮ ዘለኻ ውደቕ። ምስኡ ኸኣ ክንቀብረካ ኢና። ኣግኣዝያውነትን ትግራውነትን እንተኾይኑ ሕማምካ፣ ክሳድካ ቆሪጽና ንኸልቢ ክንህቦ ኢና። ንመንነትና ክሳድ ሰብ እናቖረጽና ኢና ክሕልዎ።
@Ghindaemeley
@Ghindaemeley 3 ай бұрын
ውይ ሜታትካ ካባኻስ ኪኢልካዮ ሜትካ ንትሕዝቶ ጽሑፍካ ብሕጽር ዝበለ ሓሰማ ዝጻሕጸሐቶ ባሬታ ኢለዮ ኣለኹ ኣንታ ሓሰማ ዋሒድ
@kbromafe-ht4yv
@kbromafe-ht4yv 3 ай бұрын
ካብ ቀደምካ ህግደፍ ኢኻ።
@naliru6096
@naliru6096 3 ай бұрын
በቃ እዚኣ እያ እታ ምድላይ ፍትሒ "" ክንቀብረካ ኢና""" ክትቀብር ክትብል ክትቅበር ሙዃንካ ጥራይ ዘይኮነስ ብደውካ ቆርበትካ ክትቅለጥ ሙዃንካ ዘይምዝንጋዕ​@@woldaislassie2930
@naliru6096
@naliru6096 3 ай бұрын
​@@kbromafe-ht4yvከማኻ ባርያ ሕውሓት ከ
@yonasmetekie8873
@yonasmetekie8873 3 ай бұрын
The 2 young smart peoples keep going on brothers
@samsonhailetesfamariam5693
@samsonhailetesfamariam5693 3 ай бұрын
ይሕተቱ እዚኣ ጽብቅቲ ሕቶ እያ ይብሉ እሞ መልሶም ካኣ ምስ እቲ ሕቶ ዘይከይድ።መሕፈራት ኤርትራዊ ኤርትራዊ ጭነዉ።ውርደተኛታት።
@amanuelh210
@amanuelh210 3 ай бұрын
@@samsonhailetesfamariam5693 ካብ ጣልያን ጣልያን ምጭናው ትግራይ ትግራይ ምጭናው ይሕሸና ቋሓምዋ ጓሓፋት ስደተኛ ኣርማት ድኽነትን ጥምየትን 🖕
@Jerry-ly6gs
@Jerry-ly6gs 3 ай бұрын
Do you really think you’re doing something for your people.
@iseyasyihdego404
@iseyasyihdego404 3 ай бұрын
መዲ በዓልቲ ዉዕለትና ኣብ ካሕሳኺ የዉዕለና
@RahaelYhdego
@RahaelYhdego 3 ай бұрын
ደናቁር ደቂ ሃልለስላሴ
@MichaelAbrham-lf9zj
@MichaelAbrham-lf9zj 3 ай бұрын
መድህን ንሰላም ዘይትሰብኪ ግዳ ሕጂ በዚኦም ካልኣይ ኩናት ኣብ ትግራይ ክገብሪ ትጽበይ ኣሎኺ፡ ግደፊ ይኣኽለና ኩናት ሞትን ኩናት እንተኾይኑ ኣብ ኤርትራ ዘይኮነዝኸውን ኣብ ውሽጢ ትግራይ እዩ። ስለዚ ንህዝቢ ትግራይ ሰላም ሃብዎ፡ እልፊ ውዱቓት ኣምጽኢኽ ጽልእኺ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዘለኪ ኢኺ ትገልጺ ዘለኺ ከምዚ ዓይነት ቅድሚ ሕጂ ብዙሕ ጊዜ ተፈቲኑ እዩ።
@helenukbe4886
@helenukbe4886 3 ай бұрын
አየ ሰብ ዶ ስኢንኪ ። ሪሞት ካብ አንስቶም መንጢሎም ቻነል ዘይቅይሩ አምጺእክልና
@goitommaru1990
@goitommaru1990 3 ай бұрын
ግዜ ከለካ ግዜ ኣይትጸ በ ነናብ ገዛና ንምለሰሉ ሕጂ እዩ ንተኣማመን ሓደ ንኹን እቲ ንጹህን ኤርትራዊ ንኹን ብርጌድ ንቕድሚት ህዝበይ ልገብ ደቅኻ ክትሓቁፍ ብጣዕሚ በላሕቲ ብጾት ሰላም መገሻ ክብራት ደቂ ክቡራት
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 3 ай бұрын
ብርገድ ንሓመዱ ከምዚ ሕዙዎ ዘሎጸኒዑ አንተቀጽሉ ጭፈራ እስያሰ ክቡሕገግ ሙኳኑ ዘጠራጥር አይኮነን
@janiwoldetinsae
@janiwoldetinsae 3 ай бұрын
Kndey mengsti ms zemenawi serawiton bretomn zeyfekeru😂 gn tihti hamed sefirom. Nhamedu ka mo nab hamedu mkuanu terediewo wey etom zfeterwo nabey kem zatu slezfeltwo tikikil shimu atemikemo nhamedu😂😂 endabelwos nska dma nedadi twskelom aleka hamukshti nkikonu.😂 brged nhamukshtu
@Solomon-qb7tx
@Solomon-qb7tx 3 ай бұрын
Great Job Brothers 👍
@teklehaile4908
@teklehaile4908 3 ай бұрын
መድህን ሓፍትና ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራይ ትሰርሒ ኣለኺ ፡ ንሕና ተቓወምቲ ደለይቲ ፍትሒ ን 22 ዓመት ዳውን ዳውን ኢልና ኣይተዓወትናን ። ሕጂ ግን ሳላ መንእሰይ ወለዶ ብሪጌድ ንሓመዱ ስለ ዘፍረና ሕጉሳት ኢና ተስፋና ሙሉእ እዩ። ዓወት ንብሪጌድ ንሓመዱ ተስፋ መጻኢት ደሞክራስያዊት ኤርትራ ።
@aneeri6921
@aneeri6921 3 ай бұрын
ንስኪ ምስ ኤርትራ እንታይ ዓይነት ጽልኢ እዩ ዘለኪ ተምጽእዮም ሰባት ትጋሩ ወይ ናይተጋሩ ዝተላበሱ ጥራይ ኣምጺኢኪ ንኤርትራ ዘጸልሙ ኣቛውማ ሕብረትሰብ ኤርትራ ዘይፈልጡ ዓዶም ብግቡእ ዘይፈልጥዋ ብገንዘብ ዝተዓስቡ ኣምጺኢኪ ኤርትራ ኤርትራ ኣይተብልዮም ዝፈልጥዎ ነገር ስለ ዘይብሎም ቅድም ነብሶም ይምርሑ ይመሃሩ ብዛዕባ ሃገር ክዝትዩ ሓተላን ድንቖሮን ኣምጺኢኪ ዘምጽእዎ ፍትሒ ዘምጽእዎ ለውጢ የለን ንክልቲኡ ህዝቢ ዝገደደ ኣብጽልኢ ኣይትእትዊ ጎሓፍ ዝኮንኪ ፍጥረት ።
@geretesfa1304
@geretesfa1304 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ክብሪ ይሃብኩም መንእሰያትና ናትኩም ኢዩ እቲ ግዜ ኣጆኹም ቀጽልዎ ❤❤
@berekhetkfle9556
@berekhetkfle9556 3 ай бұрын
ክላእ ጎሓፋት መንግስቲ ይትረፍ ብ ኣኹም ክዛረብ ንዓኹም ከምዘሎኹም ይፈልጥን እዩ። ባዕልኹም ኢኹም ተጋሩ ኢና ትብሉ ባዓል ሓር ኢ እኽሊ
@haileabtesfayohannes7699
@haileabtesfayohannes7699 3 ай бұрын
Entay ktbaqt da abzi txhf aleka bariya.
@senaytfshaye7905
@senaytfshaye7905 3 ай бұрын
Fto xlae lewti alo
@azaziyohannes8873
@azaziyohannes8873 3 ай бұрын
ኣታዮ ብርጌድ ልሓመዱ እቲ ልበርትዐ ጦር ኣው ቐርኒ ኣፍሪቓይ እጁ። ኣያና ዉፉይ ውነ ብዙሕ ተመኽሮ ለጥረየ ላይ East Africa ሊቕ እጁ።
@Teklemedhin
@Teklemedhin 3 ай бұрын
​@@azaziyohannes8873ወዲ ጥልያን ሓጪጭካ ሞይትካ ድዩ ? ድቃላ
@danielhabte7100
@danielhabte7100 3 ай бұрын
በሓቂ ኣዝዮም ብሉጻት መንእሰያት።🎉❤🎉🎉😊
@wedihagos9611
@wedihagos9611 24 күн бұрын
ብርጌደይ ሰብ መትከል💙🌿💙🌿💙🌿💙💪💪💪👈
@MichaelAbrham-lf9zj
@MichaelAbrham-lf9zj 3 ай бұрын
መድህን ንህዝቢ ኤርትራ ብከባቢ ንምፍልላይ እኺ ትሰርሒ ዘሎኺ ብዝኾነ እቲ ክፍኡ ዕላማኻ ኣብ ኤርትራ ዘሎኪ ጽቡቕ ገርና ፈሊጥናዮ ኣሎና ብዝኾነ ንህዝቢ ብከባቢ ክትፈልዩ ምፍታንኪ ዘሕዝን እዩ።
@abono9160
@abono9160 3 ай бұрын
''ሑኑቅ እንታይ ተውጽእ'ዓፍራ 'ድዮም ዝብሉ ኣቦዋት ክክክክክክክ ሽግር ህዝብኺ ግዳ ከም ተቃሊሊ ዘይትሰርሒ እዚ ሕጫጨ ብህዝብኺ ዩ ።እምበርከ እህወደግ ኣብ ስልጣን እንኮሎ ማለተይ ሕውሓትኪ ተደሚሮም ዘይይደፈእዎ ከረን ሲ ሕጅሰ በዚኦም ጥማዕ ትግራዎት ብሕልናኺ ኣይትጻወቲ መድህን ዓይነይ ክክክክክክክ
@keseteteklay190
@keseteteklay190 3 ай бұрын
ብርጌድ ንሓመዱ ሉኡኽ ናይ ሓማቱ ዑሱብ ንኸብዱ ጥሕሎ ለሚዱ ምስ ክልል ጸሚዱ ካን ሃሊሉ ዓቢዱ ብጁንታ ተማዒዱ።
@amanueltekle5579
@amanueltekle5579 3 ай бұрын
አቱም ሰባት ንህና ተገሩን ኤርትራውያን ሓደ አይኮናን ንሕና ኢትዩጵያውን እሳቶም ኤርትራውያን እዚ ሱቅ ኢልካ ሀጠው ቀጠው ግደፍዎ
@Mehari2491
@Mehari2491 3 ай бұрын
ጋዜጠኛ= ኢትዮጵያዊት ብናይ መንነት ሕማም ትሳቀ እዞም ክልተ አናጹ = መንነት ዘይብሎም ጎሓላሉ
@yosberaki340
@yosberaki340 3 ай бұрын
ኣናፍራ ቆቃሕ ዘይፈልጥ ኣይሃዳናይን። እቶም ንዓመታት ንህግ ዝፈልጥዋ እኳ ከጥፍእዋ ዘይከኣሉስ ንዓዲ ዝግሄሮም ሊኻቶም ተረፍመረፍ ድማ ፋሕ ጭንግራሕ የትየትሎምስ። ካብ ደንማርክ ጀርመን በዓል በርገር ኣቅምኹም ፍለጡ። ውጥን ሳሕል ዓራርብ ዓሚቅ ዩ ምስጢሩ ዓቅሊ ግበሩ ኣይበልናንዶ ከይከወን እቲ ነገሩ። ሎሚ እውን ኣብ ኣሰር ቅሰን ጅግና ሓልታት ምክልኻል ኤርትራ
@habenweldemichael1468
@habenweldemichael1468 3 ай бұрын
ኣየ ተጋሩ ሰለም ዘይትገብሩ
@shamram6200
@shamram6200 2 ай бұрын
😊
@user-qq4zz3wz9g
@user-qq4zz3wz9g 3 ай бұрын
መድህን እልፊ ሩኳን ወዲ ሩኳን ኣብ መደብኪ እናኣቕረብኪ ጨብረቕረቕ ኣይትበሊ:: ጉዳይ ኤርትራ ዋናታት ኣለውዎ::
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 3 ай бұрын
ኣታ ዕሰለ😂
@azaziyohannes8873
@azaziyohannes8873 3 ай бұрын
ተስፋና ካብ ኣያና ጆን ብላክን ጀነራል ምግበይን እዩ። ምኽንያቱ ትማሊ ክልቲኦም መራሕትና ኣብ ካሉፎርንያ ተራኺቦም ኔሮም። ጽባሕ ወይ ድሕሪ ጽባሕ ብቖረጻ ጌሮም ንኬንያን ሰገነይትን ከጥቅዑወን ኣብ ምድላው ኣለዉ። ራእሲ ኣሉላ ከኣ ብወገን ከረን ጌሮም ንባርካ ከጥቅዑ ተዳልዮም ኣለዉ።
@dawiter3894
@dawiter3894 3 ай бұрын
ኣንቲ ገልዒ እዘን ፈቐዱኡ ዝድፈራ ደቀንስትዮ ትግራይ ኣይምልከተክን ድዩ፡ ኣንቲ ሰልፋዕ እግሪ: ነዓኽውን ኣብ መቐለ ቐትሪ ምድሪ ክደፍሩኺ እዮም።
@ምሳሕሻዕብያኣይበልዕንየ
@ምሳሕሻዕብያኣይበልዕንየ 3 ай бұрын
Thank you Medhn haftna♥️♥️
@amanhaile6579
@amanhaile6579 3 ай бұрын
Good 👍 idea 👏👏👏👏👏💪💪
@MassawaMendefera
@MassawaMendefera 3 ай бұрын
ኣየ መድህን ኣነስ ከነኣእስ ኢለ ዘይኮንኩስ TPLF መንእሰይ እቲ ዝበርትዐ ኢዩ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኢኩም ትብሉ እሱኳ ዘይስዓሮ ን ህግደፍ ሲ እዚኦም መዓንጣ ዘይቆጸሩ ቆልዑ ክስዕርዎ ኢልኪ ሓሲብኪ ነዚኦም ከተምጽኢ ዘሕፍር ኢዩ ናይ ብሓቂ ን ሻዕብያ ኣይትፈልጥዮም ኢኪ በሃም
@KokobLovely
@KokobLovely 3 ай бұрын
Beka abzkedkumo hawkum abokum adekum Genocide feximu elukum tamnu moytatkum aya hmakat menaseyat nay 21 cetury. Merih ka xruy tgreway eka ኣዋጊዕካ ኢካ ተካሽሕካ አካ ጥድፍ ኮይንካ ።መድሕን ኣጆኪ በልዮም ኣጽርይልና ትራሕ
@samuelkidane94
@samuelkidane94 3 ай бұрын
Politics ab edi eziom wediqa mixiate Alem. Kitimilesu dikum walas nab kitikashuhu ekum eba beliley?
@salusalu-f9g
@salusalu-f9g 3 ай бұрын
ጨብረቅረቅ ፖለትካ ቆልዑ መድህ ጸፍላዕ ቁጽሪ 50 ብዛዕባ ብተጋሩ የሕዋተን ዝዕመጻ ዘሎዋ የሕዋትኪ ድምጽ ኩንየን ጸፍላዕ እግርክን ጨብረቅረቅ ፖለትካክን መላመድ ኣይትግበርዮም ቆልዑ 😂😂😂
@eriblood803
@eriblood803 3 ай бұрын
A. G. A. M. E.
@mihreteabtesfamichael5380
@mihreteabtesfamichael5380 3 ай бұрын
Waw btami xbuk trah felemayom sle zkone qurub bertiuwom ymesl ember kalie xbuk medeb thank you 🙏 kea medhin shkorr
@woldebruknegussie2713
@woldebruknegussie2713 3 ай бұрын
good job 🎉🎉🎉🎉🎉
@ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ
@ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ 3 ай бұрын
ብሪግድን ንሓመድ ኣጀኹም ወገናተይ 💙💙💙💙💙💊💊
@As-uh8pb
@As-uh8pb 3 ай бұрын
💙💙💙💙💙💙👋
@devdev8715
@devdev8715 3 ай бұрын
next አልሻባብንም ጠይቂልን እንደዛ ከሆነ ..ንብርጌድ ንሀመዱ ሸም ዘልእል ትግራዋይሲ አብልኢልኡ ዘንዶ ምጥምጣም ጀሚሩ ማለትዩ
@Jerry-ly6gs
@Jerry-ly6gs 3 ай бұрын
What do you know about university!!!!
@alazar-j4m
@alazar-j4m 3 ай бұрын
ደስ ዝብል መደብ 2 ተዛረብቲ ትግርና ብዘይ ተርጛሚ እንካን ሃባን መድህን ሓፍትና ክብረት ይሃበልና 🎉🎉🎉
@alganeshkelati9124
@alganeshkelati9124 3 ай бұрын
Kilte agametat
@ATAKILTIBRHANE
@ATAKILTIBRHANE 3 ай бұрын
እዋይ mahber lemano. ዓጋመ. bhasot nebse ምትሓት tnebr ጃንዳ. እዚኣ gihaba gefet
@TekleSolomon-zn8zf
@TekleSolomon-zn8zf 3 ай бұрын
ተጋሩ ኣነስ ይፈርሓልኩም እዞም ብርጌድ ንሓመዱ ! ብጣዓሚ ትድግፍዎምን ተቀባጥርሎምን ኣሎኩም' እሞ ክራፍ ባናና ከየርጉጹኩም ይፈርሕ'ኤርትራዊ ካብ ኣስመራ🇪🇷👊
@MeronTekeste-hh7qg
@MeronTekeste-hh7qg 3 ай бұрын
ሓፈርና ወ ተሰከፍና 😂😂 ፖለቲካ ሓሲራ ተማሃሩ ፖለቲካ ፍለጡ
@ወይግዜ-ቸ1ለ
@ወይግዜ-ቸ1ለ 3 ай бұрын
ናይተን ተዓሚጸን ዝቅተላ ዘለዋ ተትዚረቢ አይመሓሸክን አብዚ እዋን፣ ካብ ናይ ሻዕብያ ጉዳይ? ምድረ ፋራ
@Mehari2491
@Mehari2491 3 ай бұрын
እዋይ ዞም አናጹሲ ህግደፍ ከውድቁ??
@solomonkalab8389
@solomonkalab8389 3 ай бұрын
ክጅመር እዞም ሰባት ነዚ ዝቐሪብ ሕቶ ዘሎ ክምልሱ ዓቐሞም አይኮነን። ሐንቲ ጽብቕቲ ዝመለስዋ " ካብ በረኻ ክአትው ከለው ካብ ደርጊ ዝተረከብዎ ቁጠባ አይነበሮምን ምባሉ እዩ። ዓቕሚ ስርዓት ክቕይሩ ስነ ልቦናን ሞራል ብቕዓት የብሎምን።ቀዳማይ ስርዓት መን ይቐይሮ ? ስርዓት ምቅያር እተካይዶ መስሪሕ አሎ። ከምለስ ዘለዎ እዚኦም አበይ ኮይኖም ስርዓት ክቅይሩ ? ዝኾነ ይኹን ብዘይካ ዘረባ ዘሎ የለን። ዓቕምኹም አይትፈልጡን እኹም። ካብዚ ዘሎ ስርዓት ዝኸፍእ ዝመጽእ የለንውን ይብል አሎ። ሕጂ ንህግደፍ ትንዕቕዎ አሎኹም። ዝኸፍኤ ክመጽእ ከም ዝኽእል ።ህያው አብነት " አብ ኢድኩም ትግራይ " አሎ ። ትግራይ አብዚ 27 ዓመት አብ እትጵያ ዝለዓለ ብርኪ ዝነበሮ ብኹሉ ዓይነትመንግስት ምስ ሪእሲ ሐያላን ዝቀራሪብ ቁሞና ዝነበሮም ሕጂ ትግራይ እንታይ ትመስል አላ። ኤርትራውን እኮ ኖ ከም ትግራይ 3 ዓመት 60 ዓመት ብብዙሕ ዝሐለፈን ንሐልፎን ዘሎና ግዜ እዩ። ከምዚ ናይ ትግራይ ጥሜት ኮነ ሽፍትነት ክትራን ምቅቲታል አብ ኤርትራ አሎ ዲዩ ?
@masimobruuh6954
@masimobruuh6954 3 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂 Ayyy America zeygemteleto chekan mengsti hgdefsii......Ezioom kkyiruuu 😂😂😂😂😂😂😂. Nski dma 27 n Ethiopia ztekoxaxera weyanee ...zeygemtelos. eziomm kkkkk😂😂😂
@nalemna
@nalemna 3 ай бұрын
Hadami berger andabelaka abdekha ketewaga sebeytay nesikha bicegurekha ketihenek aleka resha kkkata eziom meshekat halemeti 1000 eseyas feryom eyom resha wedi lemani
@ወደብ
@ወደብ 3 ай бұрын
መድህን ታሪክ ሂወቶም ሂተትዮም
@kumbraza
@kumbraza 3 ай бұрын
ኣቦታትኪ ሕዋሐት እኴ ባንክን ታንክን ወኒና ከላ ንህዝቢ ኤርትራ ፋሕ ከተብሎ ኣይካኣለትን,,,,,, ንስኺ ኣብ youtube ኣውካጃ ብሄር እንተለፍለፍኪ ትቅይርዮ የለን,,, በተን ማዐልታዊ ድጭወያ ደለዋ ኣሕዋትኪ ግዳ ፍትሒ ደይትሐቲ,????????
@andebrhanhaile7418
@andebrhanhaile7418 3 ай бұрын
ትግራዋይ ምኹንካ ስለምንታይ የሕፍረካ። ኤሪትራዊ ከይኮንካ ኤርትራዊ ክትከውን ስለምንታይ ኢኻ ትምነ ? መዓስ ኢኹም ሓሶት ትገፍፍዎ። ኣብ ጀርመን ዘለዉ ኤሪትራውያን ይፈልጡኻ እዮም።
@kassamokonen6598
@kassamokonen6598 3 ай бұрын
መንዩ ክሓፍረሎም እዞም ተጋሩብዓል መሪሕ በሪሁ ዘይትስተሩኸ ኤርትራውያን ትብሉ እቲ ናይ ሕሶት ናብቲ ዓዲ ዝኣተኹምሉ ብስም ኤርትራዊ እንተኣተኹምስ ተሰቢሉኩም ዓይንና ከተንቁሩና ካበይ ኣዴኻ ዝመጸዩ እዚ ቃላት ናይ ዓጋመኛ( ተዃሽሕና: ኣዋዲድካ: ኣዋጊዕና) ዝብሉ ቃላትስ ኣበየናይ ቦታ ናይ ኤርትራዩ ዝጥቀመሎም እዞም ቃላት? ውረደተኛ ዓጋመ።
@mebrattesfay5436
@mebrattesfay5436 3 ай бұрын
🇪🇷❤️🤣
@alexanderbirhane4611
@alexanderbirhane4611 3 ай бұрын
who are you after all
@neverforget7472
@neverforget7472 3 ай бұрын
😂😂😂😂እዞም ክልተ ተጋሩ ብሽም ኤርትራ ዝሽቅጡ ዕባይ ኤርትራ ሐድኦም እቲ በሪሁ ግን ሽም ብዕራይ እንዳ አባሐጉይ እንበር 😂ሽም ኤርትራዊ አይኾነን። ቀጽለ መድህን ቁጽሪ ጫማ 54 ንህዝብ ትግራይ cancer ትነጽግሉ አለኪ ሐደ ሐደ ትግራዎይ ንኤርትራ ክአቱ 100 ዓመት ወሕስ አበሐጉኡ ወይ ዓባዮ ክከውን ፊለጣ ።አቦታትኪ ወፊረን ገልኤን አብ ግንባረን ገሊኤን በትሪ ሒዘን ተመሊስን ብእምኒ አትሪፍናየን እዝኦም ነፋጣት ግን ብሽም ኤርትራ ዝሽቅጡ ብሽም ኤርትራ ዕቅባ ዝሐቱ ደቂ ፈታሕቲ ሰረ ዝገበርዎ የብለምን ኤርትራ ኹሉ ፈሊጥኩም አብ 1 ሰጥምና ኢና ፡ጉዳይ እታ ወረዳ ከይትገብሪ ሀውቲት መድህን ቦሶሮ።
@Tomsingss188
@Tomsingss188 3 ай бұрын
ሰቅ ኢልካ ሰማዕ ጋውና!!
@amanuelh210
@amanuelh210 3 ай бұрын
ንስኻ'ኸ እንታይ መረጋገጺ ኣለካ ኤርትራዊ ዲኻ ኣይኮንካን ወኻርያ
@bellighebremedhin9462
@bellighebremedhin9462 3 ай бұрын
መርዓዊ ከይሓዛስ ዓርኪ ይሕዛ ከም ዝበሃል ህዝቢ ዘይሓስኩምሲ 😂
@xaka5505
@xaka5505 3 ай бұрын
ሓንቲ ፍረ ክርቢት እሞ ጨት ትበል ኣንጻርቭሰብ ጸልማት መዋእል ሻዕቢያ ህዝቢ ኣብ ውሽጢ ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ ምስ መን ይውግን ክንሪኦ ኢና። ምስ ቀታሊ ወጊኑ እንተ ገጢሙና ግን ዕጭኡ ዕጫ ሻዕቢያ ትኮውን ብዘይ ምስ ምስ ግን ለባምን ዝተወዶኦን ኢዩ።
@emitiemiti1419
@emitiemiti1419 3 ай бұрын
@@xaka5505😂😂😂😂😂 ket waze kerbit dey kone tegray be abaya ketkaxel suk elka riekas hiji ketfeker 😂😂😂😂😂😂
@xaka5505
@xaka5505 3 ай бұрын
@@emitiemiti1419 ስቅ ኢልካ ምርኣይ ዘይ ናይ ኣቦታተይ ኣይክእሎን ።
@aneeri6921
@aneeri6921 3 ай бұрын
​@@xaka5505ህዝቢ ኤርትራ ሻዕብያ እንድዩ ክንደይ ዓመት ድዩ ክርቢት ትጻሕቲሩ እንትርፎ ኻዳዕ ወዲክዳዕ ዝተደናገረት ተኣካኪበን ኣበይ ብጺሔን እዞም ዘንገርግሩ ካራ ውራይ እሞ ከም ስብ ዝኮጽሮም ከማን የለን ኻብ ምህትፍታፍ ፈትኑ ሃመማ እንተብዝሑ ምክደን ኣልባ ነይከፍቱ ሓተላ ንሓተላ ርእሲ እምኒ ንርእሲ እምኒ ተኣኪቡ ዘፍርዮ የለን ከኣ ምስ ዓጋመ ተጸጊዒክን ሓተላ ግለት ካብ ምስካር 0+0#0
@eriblood803
@eriblood803 3 ай бұрын
​@@xaka5505😅😅😅 1 million agame ab tihti gudgad alewu...5 million agame b timet yisakeyu alewu....firki meret tigrai tewesidu....missile tementilkum...kulom gorebetkum fenfinomukum...elelelll eyu imbeiii
@thedawnlight3902
@thedawnlight3902 3 ай бұрын
እዋይ ሞት እዞም ዓጋመስ ጎሓፍ ድዮም ክእክቡ ክነብሩ? እዞም ድኣ ኣብዚ ጀርመን ዲ ቁማር ይጻወቱ የለውን ? እዞም ተጋሩስ ኣይስቆሮኩምን ድዩ? ምስ መን ፖለቲካ ትሰርሑስ ቁሩብ ኣይተማሃርኩምን ድሕሪ እዚ ኩሉ ጭፍጭፋ ፡ እዚኦም ኣብዚ ኢሮፖ ሂወት ሕቆኣ ሂባቶም ፈቀዶ እንዳ ሽሻ ኮለል ክብሉ ዝውዕሉስ መሕዝነት ምስዚኦም ኣበይ ከብጽሓኩም እዩ?😂 እዛ 55 ጫማ ጸላኢት ህዝቢ ትግራይ እንድያ ድሓን ኣበይ ክትበጽሒ ኢኪ ክንርእየኪ ኢና ! ሻዕብያ ኣብታ ጎረረኩም እዩ ዘሎ! ኣይትሰኣኒ ከም ሎሚ ሲሒቀ ኣይፈልጥን እየ 😂😂😂😂
@NaodAwet-bt2tz
@NaodAwet-bt2tz 3 ай бұрын
ክኽክክክክ በርገር ንኸብዳ ካብ ሙማታ ምጉታታ ተቀይራ
@Esromtesfay772
@Esromtesfay772 3 ай бұрын
ስቅ በል ምውት ሕልና & ሕልና አልቦ
@BrhaneTekeste-y3o
@BrhaneTekeste-y3o 3 ай бұрын
ክልቲኦም ኣብ ኤርትራ ዝዓበዩ ተጋሩ እዮም 100% ርግጸኛ እየ ፥ ኩሎም የእዱግ ንሓመዶም ተጋሩ እዮም ፥ እቶም ቅድም ኣብ ክልል ትግራይ ዝነበረ ኩናት መንደላይ ንጃንዳ ጉጅለ ዓድዋ ሕርሕራይ ገይሩ ክድስቓ ከሎ እዞም ተጋሩ እዚኦም ኣብ ስደት ኮይኖም ወዮ ብወያነ ብስም ኤርትራ ካብቲ ወያነ ዝመስረተቶ መዓስከራት ኣብ ክልል ትግራይ ንኤሮጳ ዝወጹ ተጋሩ ኮይኖም ትግራይ ትዕወት ጆኖሳይድ ጆ ባይደን እንዳበሉ ኣብ ጽርግያታት ኤሮፓ ዘንገርግሩ ዘእዉዩ ዝነበሩ እዮም ፥ ድሕሪ ወድቀት ጃንዳ ወያነ ድማ ነዛ ሰመያዊት ጨርቂ ተኸዲኖም ነቲ ዘሎዎም ወድቀትን ስዕረትን ብቕጥዔን ንድየትን ከምእዉን ብካድረታት ትርፍራፍ ጃንዳ ወያነን ብሓገዝ ምዕራብ ምይክልሃመር ተወዳዲቦም ናብ ግብረሽበራ ተዋፊሮም ፥ ብቓሎም ከምዝበልዎ ንሕና ጻዕዳ ክዳን ዝተኸደና TDF ኢና ዝበልዎ ብምልኦም ተጋሩ ሙኻኖም ርግጸኛታት ኢና ፥ ገለ ገለ ብጻብዕ ዝቁጸሩ ተወሊጀን ገበን ዘሎዎምን ብክቱር ጽልኢ ዞኣወሩን ደቂ ምሊሻ ስርናይን ኣብ ኤርትራ ዝዓበዩ ተጋሩ ደቂ 40 ከምዘሎዉዎም ዉን ኣረጋጊጽና ኢና ጽቡቕ ጌርና ስለንፈልጦም ፥ ስለዚ እጾም የእዱግ ንሓመዱ እክብካብ ተጋሩ ጸላእቲ ህዝቢ ኤርትራ እንበር ተቛወምቲ ደለይቲ ፍትሒ ዝብል ትርጉም ዘይብሉ ዕንደራ ምኻኑ ጥራይ ኢና ንፈልጥ ኢና ። ኤርተኣዊ ናብ ህዝቡ ንዓበይትን ኣዴታትን ኣቦታትን ብዳርባ እምኒ ዝሃርም የሎን ፥ እዚ ብቑጠዔን ንድየትን ስዕረትን ዝተበገሰ ብጸላእቲ ተጋሩ ዝግበር ሽበራ ሙኻኑ ጽቡቕ ጌርና ንፈልጥ ኢና ። ሕጂ እንተ ድኣ ሰብኡት ኮይኖም ንሜዳ ክንወረድ ኢና ይብሉ ኣሎዉ ፥ ኣብ ክልል ትግራይ ብምምጻእ መበገሲ ተጠቒሞም ብግብሪ ኣብ ሜዳ ክንቃለስ ኢና ኢሎም ክመጹ ንጽበይ ኣሎና ። ንስኺ ኣንቲ በዓልቲ 50 ቁጽሪ ጫማ ነዞም የእዱግ ደቂ ዓድኺ ተጋሩ ካብ ኪሮስ ጀሚርኪ ከተዛራርቢ ፥ ንኤርትራ ብኣውራጃ ክትመቓቕሊ ንተዛረብቲ ትግሪኛ ዝብል ክትፈልይን እቲ ሕልሚ ዓባይ ትግራይ በዞም የእዱግ ንሓመዶም ብኤርትራ ስም ዝገብርዎ ምንቅስቓስ ናይ ባዕሉ ናይ ተጋሩ ሙኻኑ ንስኺ ንባዕልኺ ትድግፍዮን ዘሎኺ እዩ ። እዞም የእዱግ ንሓመዱን ሕጂ ዝብልዎ ዘሎዉ ኩሉ እቶም ናይ ጃንዳ ወያነ ካድረታት ዝብልዎ እዮም ዝደግሙ ዘሎዉ ፥ እቲ ርእዮተ ዓለም ናይ የእዱግ ንሓመዱ እቲ ሕልሚ ናይ ጃንዳ ወያነ ሕልሚ ዓባይ ትግራይ እዩ ካልእ ትርጉም የብሉን ። ንኣዴታት ነቦታት ብዳርባ እምኒ እንዳሃምረካ ሲ ዝሓሸ ሰብኣውነት ኣሎና ክትብል ሕፈር ድኣ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ ሙኻንካ እቲ ህጻን ኤርትራዊ ዉን ፈሊጥኩም እዩ ። እዚ ዓጀው ጀው ናይዞም ተጋሩ የእዱግ ንሓመዱ ኣብ ስደትን ኣብ ኢትዮጳን ጥራይ ኮለል ክብሉ ክበልዩ እዮም ።
@user-ls9oh7wr8m
@user-ls9oh7wr8m 3 ай бұрын
ዕላል ተጋሩ ዝገርም ኢዩ !! ክልሎም ኣባዲሞም፣ ኣንስቶም ኣዋልዶም ዓሚጾም ቀቲሎም፣ ብዛዕባ ኤርትራ ለለለለ ኽብሉ ይውዕሉ። ጽጋብ ምኽኣል ተሳኢኑዎም ኣሜሪካ ጎብለል ክንጉብረኩም ኢና ምስ በለቶም፣ ብባድመዶ ኢሮብዶ ዓሰብዶ ኢሎም ብ1998 ናብ ኤርትራ ሙሉእ ውግእ ኣዊጆም። ውጽኢቱ ድማ፣ ቁልቁል ኣፎም ተደፊኦም ‼️ እሞ ሕጂ ኤርትራ እንታ ክትገብረኩም ደሊኹማ ⁉️🤔
@salusalu-f9g
@salusalu-f9g 3 ай бұрын
መድህን ጸፍላዕ ቆማል ለማኒት ብዛዕባ ኢርትራ ትግራዋይ ኣይምልከተክን ኢዩ ደቃሉ ትግራይ ኢርትራ ተወልዶም ዝዐበዩ ዳኣከብክ ኣይትረብሽና ሸርሙጣ ትግራወይት ብዛዕባ ተጋሩ ደቅ ኣንስትዮ ዝዕመጻ ዝጭፍለቃ ብእምኒ ዘሎዋ ዝቅተላ ዘሎዋ ብሰንኪ ማለሊትን ከማኪ ጨናፍር ህውሃትን ድምጽ ኩንየን እዝይ ጨብራቅ ፖለትካክ ኣቃርጽ ቆማላት ለመንትይ ትግራይ
@alexanderalexander3795
@alexanderalexander3795 3 ай бұрын
❤ ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ምስጋና ይግባኣኪ ክብርቲ መድህን ሓፍትና ተስፋ ዘለዎም መንእሰያት ስለዘቅረብክልና ባሓቂ ድምጺ ትኮንና ኣለኪ ቀጽልዮ ❤
@onemind7729
@onemind7729 3 ай бұрын
Traitors. Let’s see where they go. 😅😂😂😂😂
@Mehari2491
@Mehari2491 3 ай бұрын
ጋዜጠኛ= ኢትዮጵያዊት ብናይ መንነት ሕማም ትሳቀ እዞም ክልተ አናጹ = መንነት ዘይብሎም ጎሓላሉ
@senaitzemicael6369
@senaitzemicael6369 3 ай бұрын
Sele nay tegray zemota delew deqi anstyo deytezarebi gedddddddiiiiiiiiiiii
@michaelandemichael9183
@michaelandemichael9183 3 ай бұрын
መድህን ሰልፋዕ እንኻን እዚአቶም ዘይጠቅሙ መልሐስ ጥራሕ "ሐያል ጎብለል ናይዚ ዞባ" ትብል ዝነበረት ወያኔ ተስካራ ካብትበልዕ ዓመታት አቊጺራ:: እዚ ሐቂ እዚ ንስኺ ይጠፍአኪ እዩ ኢሉ ዝአምን ሰብ የዋህ ጥራሕ እዩ:: ድሕሪ ሕጂ ካብ ትግራይ ንኤርትራ ገጻ ሐንቲ ጥይት እንተተቶኺሳ ትግራይ ካለኤይቲ "ጋዛ" ዓዲ ፍልስጥኤም ክትኮውን እያ:: እታ ትትምነይዋ ዘለኹም ጽንተት ጽንተት ትብልዋ ዘለኹም ብዘይ ጥርጥር ብርግጽ ክትረኽብዋ ኢኹም:: ቆላ ተንቤንማ እማ የለ ግዛዕ መሕብኢ ኩላ ጋዛ ክትኸውን እያ:: አብዚ ቦታዚ ትግራዎት ዝባሃሉ ይነብሩ ነይሮም እንዳተባህለ ክዝንተወልኩም እዩ:: ነዛ ኹላ ብሕጂ አብ ትግራይ ትመጽእ ሽግር ግን ንስኽን ወያኔን ኢኹም ተሓተትቲ:: እምበር መንደላይሲ ንትግራይ ብሙሉአ ሩባአን ሽንጥሮአን ከይተረፈ ሲኢልዋ "ሳንድ ሞዴል" አዳልዩላ እዩ ወጽኡ ዘሎ ንኽምለስ ሽግር የብሉን:: ረሲዔባ ይቅሬታ ኪሮሳ ዳአ አበይ ተረሲዑ ሎሚ::
@andebrhanhaile7418
@andebrhanhaile7418 3 ай бұрын
ኢትዮጵያ ሽፍታ ሃገር ኣይኮነትን። ዘይሃገራ ክትጎብጥ መሰል የብላን። ከምኡ ተዝኸውን ኣመሪካ ባዕላ ንኢትዮጵያን ንኤርትራን ክትገዝኤን ምኸኣለት። ግን ናይ ዓለም ሕጊ ኣሎ ። ሃማም ኣይትኹኒ። ወያነ ሽፍታ ስለዝኾነ እዩ ናይ ዓለም ሕጊ ኣፍሪሱ መጥፍኢኡ ኮይኑ ኣሎ።
@andebrhanhaile7418
@andebrhanhaile7418 3 ай бұрын
ምስ ኢትዮጵያ ባእሲ የብልናን ። ምስ ትግራይ እውን ባእሲ የብልናን። ተዓሪቕና ኢና። እቶም ዘባእሱና ዝነበሩ መይቶም እዮም። ዶብ ትግራይን ኤርትራን ክኽፈት እዩ። ኣምሓራን መከላከያን ክዕረቑ እዮም። ብርጌፍ ንሓመዱ ናብ ጉድጓዱ ክኣቱ እዩ።
@MichealBahrenegasi
@MichealBahrenegasi 3 ай бұрын
ኣንቲ ሓፍተይ ናይ ህዝቢ ትግራይ እንተትሓስቢ ኣይ ሓይሽን። ህዝቢ ትግራይ እንዳ ጸነትስ ኣንጻር ህዝቢ ኣኤርትራ ጥራሕ ክትሓስቢ። መስኪነቲ ትምህርቲ ክድይ በጺሕኪ ፡ ዝተማሃርኪ ኣይመስለንን፡ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ እምብር ፡ ካብ መለስ ኣይ ትመሩን ፡ 100 ሚልዮን ሒዙ መለስ ዘየውዶኮ ፡ በዞም ፊድል ዘይ ቆጽሩ ቆልዑ ገርኪ ክትዕውቲ ትሓስቢ እንተ ኣሎኪ ፡ በተክርትያ ከድኪ ተማህለሊ ሓፍተይ።
@AidaKidane-kp2dg
@AidaKidane-kp2dg 3 ай бұрын
ኣየ ፈትለ ዓጋመ መቸም ኣይትደሃሉን ኢኹም እዚኦም ሕጂ ንዓኹም ኡካ እዩ ካብናትኩም ዝሓሹ ትግርኛ ተተዛረቡ ናይ ኤርትራ ትግርኛ ዝተዛረቡ ዝመስለኩም እንበር ዓጋመ ሙካኑም ንዓና መልሓሶም ርዱእ እዩ 😂😂😂 ብፍላይ በዓል ባድላ 😂😂😂😂😂ኣየ ዓጋመ እስከ ካልእኩም ሕሰቡ ቢያንስ ትብሉ ንስኹም ብ ዓጋምኛ ትግሓርኛ ሙኻኑ እዩ ህዝብኹም ርድኡ
@brobroboy
@brobroboy 3 ай бұрын
ጸበብቲ ርእሲ ኣውራጃውያን ከም ፈረስ ጥራይ ብጠጠውኩም ሕለሙ። እዚ ኩሉ ስደት ኤርትራዊ ብሰንኩኹም ኢዩ። መራሕቲ ተጋሩ ኢድኩም ከኣ ረኺብኩማ። ኣስቂጡ ኣሎ ኩሉ ምሁር ይዕዘበኩም ኣሎ ቀጽሉ ጥራይ እሞ ከም ማዕበል ክንዘንበኩም ኢና።ደናቁር መንእሰያትና ከመይ ገይርና ንምህሮም ታሪኽን ባህልን ናህና ስራሕ ኢዩ። መድህን ሕነ ክትፈትይ ክትሓስቢ ብድኻም ልቢ ከይተሕድሪ። ኣኽላባት ሕውሓት ከኣ ውሕ በሉ ንሳ ኢያ ዓቅምኹምምም።
@SelamShalom419
@SelamShalom419 3 ай бұрын
ኣቦይይይይ,,,,, ናዓ ጉድ ስማዕ ጉድ!!! ክሳብ ሕጂ ዝተወደበ ኣይነበረን ትብል ዳኣ፡ ብርጌድ ንሓመዱ’ኸ ዝተወደበ ድዩ፧ ጀነራል እንዳበለት ትጻወተልኩም ኣላ። ባዕልኹም ንነብስኹም ተመሪጽኩም (self appointed ኮይንኩም) እንዳመራሕኽሞስ እንታይ ዓይነት ስርዓት ኢኹም ክትተኽሉልና ደሊኹም። ኣየ ብዓል ንስኹም። ባህጊ ስልጣን ብዘይ ብቕዓትን ዲሞክራስያዊ መረጻን። ብላሽ ንብላሽ። ንዑ ግዳ፡ ዓጣሮ ኣዲስ ጸጊብኩመን እንተዳኣ ኮይንኩም ኤሮጳኹም ተመለሱ። ንሱ እዩ ኔሩ መኽየድኹም ካልእ ኣይትምሰሉ። ሃላኽ።
@Esromtesfay772
@Esromtesfay772 3 ай бұрын
ስቅ በል ሐርዒ ምዕራባውያን ኢኻ እስኻ። መጀመርያ ክንድቲ እሳቶም ዝገበርዎ ግብር ናይ ዝፃሕፍካ እይኮነን ገልጣም ሐሳዊ ላሃሲ ማዓኮር HGDF
@SelamShalom419
@SelamShalom419 3 ай бұрын
@@Esromtesfay772 ከምቲ ናቶም ዳኣ እንታይ ክገብረሉ፧ ዝኸነ ነገር ከይገበርኩ እንድየ ልዕሊኦም። ግን ናይዚኦም ኣካይዳን ኣዘራርባን ትድግፍስ ዕምቆት ድንቁርናኻ ክፈልጥ ምደለኹ። ሎኽሳስ ዋሒድ። ድሓር ካኣ ክንዲ ናቶም ግበር ትብለኒ ሲ፡ ኣይ ኣነ እንድየ ኣብ ዕጽዋን ክባን ዘንብረካ ነይረ። ሕጂ ካኣ ደጊም ኣብዚ ቤልጁም ባዕለይ መራሒ ብርጌድ ንሓመዱ ክኸውን ይሓስብ ኣለኹ። እዋዕ እንታይ ድኣሞ ባዕልኻ ብባዕልኻ እያ ዘላ። ግዳ ለፍ ኣቢልካና ጎባጥ ነብሲ።
@Esromtesfay772
@Esromtesfay772 3 ай бұрын
@@SelamShalom419 እንታይ ዳኣልኪ ትብሊ መጋል ምጥሪ🤮መን ዳኣ ይብሉኺ ሽቃቅ ናይ ዓቢ እህመድ ውታሃደራት ተፃዊቶም ዝፍንፍኑኺ ኪዲ ዳኣ ሽቃቅ ናይ ዓለም🚾🚾🚾😷😷😷😷
@SelamShalom419
@SelamShalom419 3 ай бұрын
@@Esromtesfay772 ክክክክ,,,,,,,,, ብሓቂ ተዋዛያይ ኢኻ። መቸም ሓሶትስ መፋጥርትኹም ኢያ። እቲ ንዓኹም ዘጋጠመኩምስ ናባይ ግምጥል። ግምጡል። ደሓር ኔው በሎ እዚ ጽያፍ ዘረባ። ባህላዊ ቀይዲ ዝባሃል ኣሎ። እንታይ ይባሃልን ዘይብሃልን ወላ ኢኹም ዘይትፈልጡ። ኣሕ ድርብ ወጽዓ ክብሉኻ ከምዚ ናትካን ከምዚ ከማኻን እዩ። ብሩኽ መዓልቲ ግዳ ሓወይ ብሩኽ። ናይ ስራሕ ግዜ ኣኺሉኒ። ፈጣሪ ካብ ዘለኻዮ ማዕሙቕ ድኽነት ኣተሓሳስባ የውጽኻ። ኣሜን በል ወዲ ዓባይ ትግራይ ክክክክክክከክ ኣየ ብዓል ንስኻትኩም።
@neverforget7472
@neverforget7472 3 ай бұрын
ገለ ገለ ተገሩ ቁኑዕት ይህልው ይኾኑ ግን ብሰንኪ ዝዘራአኹሞ ንሱማልያ ብዓሌት clan ፋሐ ዘበልኩማ ከምኡ ንኤርትራ ዝወጠንኩሞቶንኾልን ሽርሕን ሕጂ ግን ሰጋብ ወረዳ ቀበሌ ሰድራቤት ትባልዕ አለኩም ዝዘራአኩሞ ትሐፍሱ አለኩም። ።revenge is sweet
@mikisolo810
@mikisolo810 3 ай бұрын
አነ ዝብለኩም ክትቃለሱ እንከለኹም እዘንባድላን ካምቻን አይትግደፍዋ ቅያር እንተኾኖም እንበር ክንደየናይ ከይትኸዱ ትፈልጥዎም እንዲኹም
@BrhaneTekeste-y3o
@BrhaneTekeste-y3o 3 ай бұрын
ክክክክክክ ንእሰያስ ንምእላይ ምስ ዝኾነ ክንሰርሕ ኢና ክክክክ ግርም እዚ ቅድም ጎይታኹም ቀ ሚኒስተር ዝነበረ መለስ ዜናዊ ንልዕሊ 40 ዉድባት ኣካኺቡ ኣብ ክልል ትግራይ ቦታ ሂቡ ክቃለሱ ፈቲኑ ኔሩ እዩ ፥ ሕጂ ድማ ተመሳሳሊ ብኣብይ ተደጊፍኩም ተጋሩ ነቲ ሕሱር ፍሹል ስራሕ ክትፍትንዎ ትሓስቡ ኣሎኹም ፥ ጽቡቕ እዩ ጥራይ ምጹ ድሓን መንደላይ ይጽበየኩም ኣሎ ።
@BrightHope-HorizonMedia
@BrightHope-HorizonMedia 3 ай бұрын
ናይዚኦም ይገርም። 1 ኣብ ኤውሮጳ ኣብ ቃጽዕታት ዝኣኽላ ሃገራት እንዳነበሩ ኤርትራ ናብ ትግራይ ዘይምሕዋሳ ጉህዮም ንናይ ኣልጀርስ ውዕል ይቃወም። 2 ካብ ኤውሮጳ ብዝገበርዎ ገበን ሃዲሞም ኣብ ኣዲስ ኣበባን ትግራይን ይእከቡ 3። እምብርከ ኤርትራውያን ዲዮም
@segen553
@segen553 3 ай бұрын
ሰልፋዕ እግሪ ሰፍኢ ካልእ ስራሕ የብልክንድዩ ብዛዕባ ኤረትራ ጥራይ ክፉእ ክትምነዪ ሓሳድ።ናይ ዝድፈራ ዝጭወያ ዘለዋ ህጻዉንቲ ህዝቢኺ ደይትዛረቢ።ንሱ ንዓኺ ኣይግዳይክንዩ ሓቀይ እንቲ ሓሳድ ወያል።
@mendelaykurae2349
@mendelaykurae2349 2 ай бұрын
ቆንዳፋት ዓጋመ ብዛዕባ ብዓጋመ ኣወዳት ትግራይ ዝዕመጻ ዘለዋ ኣደታትን ኣውላድን ትግራይ ዘይትገብሪ። ሓሳዊት እግሪ መጥሓን።
@andebrhanhaile7418
@andebrhanhaile7418 3 ай бұрын
ንኢትይጵያ ምሻጥ እዩ ዕላምኦም። ኤርትራ ዋና ዘይብላ ሃገር ኮይኑ እዩ ዝስምዖም ። ኣብ ሕልሚ እዮም ዝነብሩ ዘለዉ። ካብ ድቃሶም ከይበራበሩ ይፈርሑ ኣለዉ።
@Mehari2491
@Mehari2491 3 ай бұрын
መሪሕ ዝበሃል ናይ ወያኔ ፖለቲካ እዩ ተማሂሩ: "ጽንተት: ጀኖሳይድ: ይኳሻሕ: ግዛዕ ምዛዕ" ንዑ ጥራይ መንግስቲ ክትቅይሩ: አብአ ተግንይዋ 😀
@lion4as520
@lion4as520 3 ай бұрын
TDF means Burger ni kebdu Wifuy kkkkk alaa zero zero Kondafati Agame rigumati zerii mergemmin Tigray rigumati Gorebeti evils Halewlow aytibel aytibelu I'm Mendelay from Zu23 Meda wireduu office tekefitilkum alo Mekele sioul city EPLF means hizbi Eritrean's people we are proud of Isayas Aforki philosophy we all Eritrean's isayas aforki keep dreaming Kondafati zisimaa yebilkumn dekii kuntiiii wahidiii
@NegaSereke
@NegaSereke 3 ай бұрын
መሪሕ ትግራዋይ ናብ መድህን ሓፍትኻ ኬድካ'ዶ ተጠምቕካ። በዓል ንስኹም ኣብ ኤርትራ ተወሊድኩም ተማሂርኩም ሽግር ኮይንኩም።
@lion4as520
@lion4as520 3 ай бұрын
Burger ni kebdu temetita temetita kabii Adidas abeba ni adii Agame Mekele kkkk Seytawinti ekumii Kondafati Uyyyy Biden Biden rolling on the streets of America Slavery of TDF means Burger ni kebdu
@zeru-b4r
@zeru-b4r 3 ай бұрын
እንታይ ማለትዩ ብሓደ ሰውራ ዝምራሕ ኣይንደልን ? እንታይ ድኣ ብ10 ሰውራ ክትምራሕ ሶማል ክትገብርዋ ሃገር
@andebrhanhaile7418
@andebrhanhaile7418 3 ай бұрын
"65 ትግራዋይ ኮይኑ ንትግራይ ዘይዋደቕ ተኾይኑ በልዎ" ዝበለ ጀነራል ናይ ትግራይዶ ኣይኮነን? ህዝቢ ትግራይ ብወያነ እዩ ተቐዚፉ።
@andebrhanhaile7418
@andebrhanhaile7418 3 ай бұрын
ጀኖሳይድ ማለት እንታይ ማለት እዩ ? ኢልኪ ሕተትዮም። ንምዃኑ ንስኺ እውን ኣይትፈልጥዮን ኢኺ ትርጉሙ።
@naliru6096
@naliru6096 3 ай бұрын
ብዛዕባ ተጋሩ ዝዕመጻ ዘለዋስከ ገለ በሉ ኣዋልድኩም ይዕመጻን ይቕተላን ኣለዋ ገና ካልእ ክንርኢ ኢና ካባኹም ናባኹም
@merkebkahase1390
@merkebkahase1390 3 ай бұрын
Entay zbelwom dekamatat eyom eziom. Barayu weyane n eritrea klwtu tesfa yeblomn.
@redseacamels5388
@redseacamels5388 3 ай бұрын
መን ኢዩ ዝቐተለ? መድህን ኣብ ክንዲ ንሰላም ንህውከት ኢኺ ትጉስጉሲ ዘለኺሞ፣ እዚ ሓንቲ ረብሓ የብሉን
@redseacamels5388
@redseacamels5388 3 ай бұрын
መን ኢዩ ዝቐተለ? መድህን ኣብ ክንዲ ንሰላም ንህውከት ኢኺ ትጉስጉሲ ዘለኺሞ፣ እዚ ሓንቲ ረብሓ የብሉን
@degentessema2534
@degentessema2534 3 ай бұрын
መድሕን ግደፊ አብ ክንዲ ሰላም ነገር ትጽሕሪ አለኪ ንቀጻሊ ተሓታቲት ኢኺ::
@mulugetanegash594
@mulugetanegash594 3 ай бұрын
አቤለኻ ዘይበልዎስ አብዚ'ለኹ ይብል "ሳይጠሩት አቤት ሳይሉኩት ወዴት" መን አቅሐ ምስቆጸረኩም ኢኹም ዓጀው ትብሉ። Losers.
@jebejebe7468
@jebejebe7468 3 ай бұрын
አታ ከመይ ዝበልዎ ገጽ 77 እያ እዚአ,ከ 😂😂😂😂😂 ጸፋሕ ገጽ 😂😂😂😂😂
@samuelwerede2858
@samuelwerede2858 3 ай бұрын
መድህን ድዮም ዝብሉኺ በቃ ትጻወትሎም አለኺ ግደፊ ሓጥያት እዩ
@Asmera-1
@Asmera-1 3 ай бұрын
ብመሰረቱ ለውጤ ኣብ ኤርትራ ኩሉ ዝደልዮ እኳ ይኹን እምበር፣ እዚ ናይ ሕጂ ወለዶ ንኤርትራ ብጉቡእ ኣይፈለጣን። ሕዝባዊ ግንባር ኣዝዩ ሓያልን ጽኑዕ መትከል ዘለዎ ንስርዓታት ኢትዮጵያ ብሓያላት መንግስታት ዝድገፍ ኣብ ኣፍሪቃ ዝሓየለ ሰራዊቶም " ጸላኢ ብጥይቱን ብረቱን" ኣብ ዝብል ጭርሖ ተሞርኩሱ ንሕዝቢ ኤርትራ ወዲቡን ኣንቂሑን ንደርጊ ደምሲሱ ንኤርትራ ሓራ ኣውጺኡዋ። ከምዚ ታሪኽ ኣብ ዓለም ኣይተራእየን ንብድሕሪ ሕጂ ዘይድገም ጅግንነት እዩ። እሞ ብኸምዚ ዝመጸ ውድብ ሕዝባዊ ግንባር ካብ 1080km ሪሒቕካ ብደንጎላ ፈጊእካ ኸተውርዶ ምፍታን ናይ ስነ ሓሳብን ራኢን ኣብ ብርጌድ ንሓመዱኣዝዩ ዝምቡዕ ምዃኑ ይረኣየካ። ብሂል ናይ እንግሊዝ ከም ዝብሎ መጻልእትኻ ምረጽ ይብሉ " pick your battles “. ብናይ ኣቦው ኣባሃህላ ድማ ለባም ተባኣሳይ ብኽልተ ኢዱ ኣይባኣስን። እንተኾነ ግን ብርጌድ ንሓመዱ ብዕድመ ንኣሽቱን ዘይምኩራትን ንኤርትራ ዘይምፍላጥኩም ዳርጋ ቃልስኹም ናይ ቆልዑ ጠለይ ጠለይ፣ ሓንዳይ የስምዕ ቃልስኹም። ወይ ዘይፋለጡ ኣብ እንዳ ስዋ ተራኺቦም ዘዝመስሎም ኩሎም ብሓንሳብ ዝዛረቡ ስኽራን ዝተሓወሶ የስምዕ። ኣነ ኣብ 1995 እቲ ቅዋም ተጻሒፉ ናብ ወጻኢ ምስ ለኣኹዎ ኣነ ብርክት ዝበለ ዕቃበታት ኔሩኒ። ስለ ዝኾነ ድማ ኣብ ኣስመራ መጺአ በዚ ቅዋም ተጻሒፉ ዘሎ ንኸይትርጎም ብጽሑፍ ኣቅሪበ ናብ እቲ ኮምሽን። ምኽንያተይ ተቛውመይ፦ 1. እቲ ቑዋም ንሕግታት እንዳባ ስለ ዘየካተተ 2. Multiparty elections system ምስ ባሕልን ልምዲ ኤርትራ፣ ብዝሒ ብሄራትን ቛንቛን ኸቃትለና እንተ ዘይኮይኑ ኣየርብሓናን። ነዚ ህያው ምስኩሩ ኣብ ሳልሳይ ዓለም ኣብ ግዜ መረጻ ብጎዞሞ ይቃተሉ። ከምኡ እውን ምብዛሕ ፓርቲታት መጋባርያ ምዕራባውያን ሃገራት ጸላእቲ ስለ ዝኾና 3. ደሓር ውን ቅዋም ክህልወና ግድን ኣይኮነን። ንኣብነት ሃገራት ከም ( Canada, UK Israel ) ቅዋም የብለንን። 4. ሰለዚ ኣብ ኤርትራ ዝትከል መንግስቲ ን Singapore 🇸🇬, Vietnam 🇻🇳 ዝመስል እዩ ዝኸውን እሱ ድማ። ባይቶ ኤርትራ ቁጽሩ ብዘየገድስ ካብ 6 ዞባታት ዝተመርጹ ወከልቲ ሕዝቢ ይቖውም። ባይቶ ኤርትራ ድማ ፕረሲደንተ ሃገር ኤርትራን ላዕለዋይ ፍርድ ቤት ብባይቶ ይምረጽ። ሃገራዊ ምርጫ ድማ ኣብ 4 ዓመት ይትግበር ይብል ኣብ እዚ ዝተመሓያየሸ ቅዋም፣ከምኡ ውን ሕጊ እንዳ ኣባ እውን ተኻቲቱ ኣሎ። 5. ኣብ መጨረሻ ነዚ ንኡስ ወለዶ ዝብሎ ግን ንሃገር ከም ትስደድ ዝገበረካ pushing and pulling factors ኣለው። እቲ ዝዓበየ ግን ብሸርሒ ዝተፈጥረ እዩ። ስለዚ ወይ ብስልጡን መገዲ ሕዝቢ ኣንቂሕካን ወዲብካን ጠለባትካ ምቕራብ፣ ንኣረጋውያን ቆልዓ ሰበይትን ኣብ ፈስቲቫላት ብደንጎላ ፈጊእካ ምድማይ ኣብ እግርኻ ምቱካስ እዩ ዘስምዕ። ቃልስኹም phantom movement እየ ዝብሎ። ዘይወድዓዊ ኣዝዩ ብ TikTok FB ዝተንበድበደ ስሚዕታዊ እዩ። Albert Einstein said “ logic will take you from point A to point B. Imagination will take you everywhere” ስለዚ ንኡስ ወለዶ ናብራኹም ግበሩ። እዛ ሃገር ዋናታት ኣሎዋ። ግዜኹም ኣይትቕተሉ ህሞት Balance of Nature ጥራይ እዩ ዝብሃል ግዕዞኹም። እዚ ማለት ድማ ዝኾነ ነገር ኣብ ተጻራርነት ስለ ዝቖመ እዩ ኣብ state of pendulum ዝህሉ። ማለት ብርሃን ብዘይ ጸልማት፣ ሞት ብዘይ ምውላድ ፣መንግስቲ ብዘይ ተቛዋሚ ኣይህሉን ። ተስፋ እገብር ነገራት ብስምዒት ዘይኮነ ብድዓዊን በዓል ቤታዊ ስነ ሓሳብ ኽርእዮም። ተዘይኮነ ኣካይዳኹም ብገጽካ ምውዳቕ ዕጭኡ።
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 3 ай бұрын
ኣምሺ ድሕሪ ሕጂ ነዚ ወለዶ ከተታልሉና ኣይትኽእሉን ኢኹም ቀደም ህግደፍ ህዝቢ ሒዝኩም ተዓዊትኩም ።ሕጂዉን ህዝቢ ፎእ ስለ ዝበለኩም ህዝቢ እዩ ክኣልየኩም ። ኣይትኸዉንንያ። በርጌድ ንሓመዱ ይዕወት💪🩵🩵🩵🩵🩵🩵
@Asmera-1
@Asmera-1 3 ай бұрын
@@tiebeghebru2649 ኣይትጋገ ንኡሰይ ሕጂ ንኡሽተይ ስለ ዝኾንካ ልቢ ጎበዝ ኣብ ደረቱ ስለ ዝኾነ ስሚዕታዊ ኽትከውን ባህርያዊ እዩ። ቅሩብ ዕድመ ምስ ደፋእካ ተመሊስካ ኽትሓስቦ ኸጥዓሰካ እዩ። ንኣምነት ሓንቲ ሃገር መንነታን ኣመጻጽኣ ዝገልጽ ባንደራ ባዕላ እያ ትሰርሖ። ንኣምነት እዛ ናይ ፈደረሽ ጨርቂ ጀብሃ ተጠቒሞምላ ይኾኑ። ግን እዛ ሰሜናዊ ጨርቂ ብርገድ ንሓመዱ ንናተይ ወለዶ ምልክት መሰል ልኡላውነትና ዝገፈፈት እያ ። እዛ ሰሜናዊ ጨርቂ ኣብ UN 🇺🇳 ብCarlos ዝተባህለ Diplomatie Bolivia 🇧🇴 ተሰሪሓ ብ1950። ድሓር ናብ Canada ተሰዲዱ ናተይ ሑሙም ኔሩ ቕድሚ ቑሩብ ዓመታት ኣብ መበል 93 ዕድሚኡ ዓሪፉ። ደሓር ሓቲተዮ( How do you come up with colour of the flag and what was the meaning of it.) ኢቲ መልሱ ግን ( it was just random Scratch) ። ስለዚ እዛ ባንደራ ምስ ኣልዓልኩምን ምስ ተጋሩ ምስ ተታናኾልኩም ኣብ ልዕላውነትና ኢኹም ፈንጂ ዝረገጽኩም። ደሓር ድማ ብርጌድ ንሓመዱ 10% እኮ ደቂ ዝተወሰነ ኸባቢ ዞባ ደቡብ ፣ እቶም 90% ድማ ተጋሩ እዮም ። ከይ ተበገስኩም ድማ ፈንጂ ረጊጽኩም። መቸም ቕድመኹም ኽንደይ እንድዮም፣ተቛመርቲ ኔሮም ሕጂ ግን down Dow እና በሉ ኣሪጎም ሞይቶም ኣብ ስደት። እንተ ዘይ ለቢምካ ካብ 6000km ሪሒቕካ ብደንጎላ መንግስቲ ምቕያር ምሕሳብ ናይ ሓንጎል ድኽመት እዩ። ብዝኾነ እስኹም ደንጎላ ትድርብዩ ከም እኒ ኣነ ድማ ኣብ college of health ንኽምህር ንመስከረም ንኤርትራ ተበጊሰ ኣለኹ እዚ ወደይ።
@Asmera-1
@Asmera-1 3 ай бұрын
@@tiebeghebru2649 ኣይትጋገ ንኡሰይ ሕጂ ንኡሽተይ ስለ ዝኾንካ ልቢ ጎበዝ ኣብ ደረቱ ስለ ዝኾነ ስሚዕታዊ ኽትከውን ባህርያዊ እዩ። ቅሩብ ዕድመ ምስ ደፋእካ ተመሊስካ ኽትሓስቦ ኸጥዓሰካ እዩ። ንኣምነት ሓንቲ ሃገር መንነታን ኣመጻጽኣ ዝገልጽ ባንደራ ባዕላ እያ ትሰርሖ። ንኣምነት እዛ ናይ ፈደረሽ ጨርቂ ጀብሃ ተጠቒሞምላ ይኾኑ። ግን እዛ ሰሜናዊ ጨርቂ ብርገድ ንሓመዱ ንናተይ ወለዶ ምልክት መሰል ልኡላውነትና ዝገፈፈት እያ ። እዛ ሰሜናዊ ጨርቂ ኣብ UN 🇺🇳 ብCarlos ዝተባህለ Diplomatie Bolivia 🇧🇴 ተሰሪሓ ብ1950። ድሓር ናብ Canada ተሰዲዱ ናተይ ሑሙም ኔሩ ቕድሚ ቑሩብ ዓመታት ኣብ መበል 93 ዕድሚኡ ዓሪፉ። ደሓር ሓቲተዮ( How do you come up with colour of the flag and what was the meaning of it.) ኢቲ መልሱ ግን ( it was just random Scratch) ። ስለዚ እዛ ባንደራ ምስ ኣልዓልኩምን ምስ ተጋሩ ምስ ተታናኾልኩም ኣብ ልዕላውነትና ኢኹም ፈንጂ ዝረገጽኩም። ደሓር ድማ ብርጌድ ንሓመዱ 10% እኮ ደቂ ዝተወሰነ ኸባቢ ዞባ ደቡብ ፣ እቶም 90% ድማ ተጋሩ እዮም ። ከይ ተበገስኩም ድማ ፈንጂ ረጊጽኩም። መቸም ቕድመኹም ኽንደይ እንድዮም፣ተቛመርቲ ኔሮም ሕጂ ግን down Dow እና በሉ ኣሪጎም ሞይቶም ኣብ ስደት። እንተ ዘይ ለቢምካ ካብ 6000km ሪሒቕካ ብደንጎላ መንግስቲ ምቕያር ምሕሳብ ናይ ሓንጎል ድኽመት እዩ። ብዝኾነ እስኹም ደንጎላ ትድርብዩ ከም እኒ ኣነ ድማ ኣብ college of health ንኽምህር ንመስከረም ንኤርትራ ተበጊሰ ኣለኹ እዚ ወደይ።
@emitiemiti1419
@emitiemiti1419 3 ай бұрын
@@tiebeghebru2649😂😂😂😂😂 kemu elka keytareg
@Asmera-1
@Asmera-1 3 ай бұрын
@@tiebeghebru2649 ግን ብርጌድ ንሓመዱ ካብ ዝተወሰነ ኸባቢ ኢኹም። ብፍላይ ካብ ዓጋመ-ጉዛይ ምኻኖም እዩ። ርግጸኛ እየ ንስኺ ትዕበ 99% ካብ ዓጋመጉዛይ ኢኺ። ዓጋመ ጉዛይ ድማ ብቑጽሪ ተደሚርኩም ኽንዲ ሕዝቢ ሕምብልትን እምባደርሆ ኣይትኣኽሉን። I am not sure if fighting with stones against EPLF is a good idea. Maybe you should readdress your strategies.
@williamEritrawi
@williamEritrawi 3 ай бұрын
መሪሕ ዘረባካ ቀይርካ ከይተረዳ ኣካ ትግራዋይ ኮይንካ ወላ ኣዘራርባካ ክክክክክክክክክክክክክ
@naliru6096
@naliru6096 3 ай бұрын
ገደደ ክክክ ኣቦ ንዓ ጉድ ስማዕ ክክክ እዋይ ተጋሩ ኣብዚ ወዲቕኩም ? ባራዩ ተጋሩ
@eritreaasmera414
@eritreaasmera414 3 ай бұрын
ተርባባት ተወልወልቲ ዘይቲ ስ ንሻዕቢያ ክትገጥማ
GERE EMUN PART 197 | ገሬ እሙን ክፋል 197
38:15
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 13 М.
Стойкость Фёдора поразила всех!
00:58
МИНУС БАЛЛ
Рет қаралды 3,2 МЛН
А ВЫ ЛЮБИТЕ ШКОЛУ?? #shorts
00:20
Паша Осадчий
Рет қаралды 9 МЛН
Minecraft Creeper Family is back! #minecraft #funny #memes
00:26
An Unknown Ending💪
00:49
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 55 МЛН
ሶፊያ አዎ ዩቱብ ገንዘቧ በኔ ነበር ምክንያቱም
24:13
YetenbiTube የተንቢ
Рет қаралды 11 М.
" ፈላመይቲ ጥይት ወፍሪ ኣሉላ ዝተኮሰ ርዙን መራሒ!"
45:53
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 37 М.
Стойкость Фёдора поразила всех!
00:58
МИНУС БАЛЛ
Рет қаралды 3,2 МЛН