ብርጌድ ንሓመዱን ብልጭታ ሓዊ ለይቶን!

  Рет қаралды 10,561

Alena Media TV

Alena Media TV

Күн бұрын

Пікірлер: 89
@KhalifaA-r9m
@KhalifaA-r9m 7 ай бұрын
Your analysis about this organization is perfect. The organization is in disarray and should be prepared to listen to experienced elders. Unfortunately most members lack political maturity and farsightedness.
@abdallayousf-cp2qy
@abdallayousf-cp2qy 8 ай бұрын
ኣይትጠራጠር ረድኢ ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ ዝሓየለ ጥርናፈን ጽንዓትን ሓይልን ወኒኑዩ ዘለቅ ምባልየለን
@genettedla4209
@genettedla4209 7 ай бұрын
Thank you alena media tv for this program you doing fantastic job for many years keep going for good job 💙💙💙💙💙💙💙💙
@abdallayousf-cp2qy
@abdallayousf-cp2qy 8 ай бұрын
ሰላም ረድኢ ኣብ ዝሓለፈ እዋናት መግለጺኻን ትንታኔኻን ብጣዕሚየ ዘድንቀካ ኔረ፥ሕጂ ግን "ሓው-ለይቶ"ንብርጌድ-ንሓመዱ ብኸምዚ ትገልጾ ዘለኻ ኣይግድን!!!!መርገጺኻ ከተብርሕለይ እደሊ????
@robelg4863
@robelg4863 7 ай бұрын
ትኽኽል ኣለኻ ክቡር ኣቦና።
@negasimichael1
@negasimichael1 7 ай бұрын
ተጋዳላይ ይኣርግ እምበር ኣይልብምን እዩ ነገሩ ።
@tesfa6273
@tesfa6273 8 ай бұрын
አቶ ረድኢ አጃካ:በ ቢዝጥዕመና ንቃለስ ከም ቀደምካ አንጻር ህግደፍ ንቅድሚት ጥራይ።
@AmanuelAbrehe
@AmanuelAbrehe 7 ай бұрын
ሰላም ሰላም አለና TVአቶ ረድኢ ማሐረ እቋዒ ምሕረት አዉረደልካ ምስላ አቦታትና ከምዝይ ይብል ጉዳይ ግበር እሞ ፈታዊካን ጸላኢካን ከተለሊ ይባሃል ፈታዋካን ጸላኢካን አለሊካ አለካ ቃልስካ ከም ቀደምካ ቀጺሎ
@gomorra6875
@gomorra6875 8 ай бұрын
ሕጅውን ብርጌድ ንሓመዱ ህልውን ቀጻልን እዩ ኣጆኻ ረድኢ ኣይትጃጁ ሕጅዉን ብድሆ ንበታኒ ህግደፍ::
@Ae91scd
@Ae91scd 8 ай бұрын
አለና ሚድያ ! ብርጌድ ንሐመዱ አተን 30 ታት ወድባት አብ ውሽጢ 32 ዓመታት ዘይሰርሖ ሰሪሑን ህዝበ አበራቢሩን ክንሱን ገና ጉድለታቱ እንዳአመዓራረየ እንዳመረሸን ከምዚ ጌርካ ከተነአእሶን ንህግደፍ ሞራል ክትህብ አይምተገበኤን! ተስፉ ንገብር ጌጋኻ አሪምካ ክትምለስ።
@freemedia-so4id
@freemedia-so4id 7 ай бұрын
10 years always papapapa nathing flowes
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 8 ай бұрын
ዕድመ ርኹስ ኣምሓርኛ 666 ጥራይ ! ዕድመ ተጋሩኣገው ቢለን 4000 ዓመት ዝያዳ ! ተጋሩ ትግራይ ኣምሓራይ ተቀይሮም ህዝብታት የሳቕዩ
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 8 ай бұрын
ተዋህዶ ትግራይ ኽንደይ ህዝብታት መንነቶም ኽሒዶም ኣምሓራይ ቀይርኩሞም !
@SamsonTsegay-fj4ev
@SamsonTsegay-fj4ev 7 ай бұрын
Wall come Wedi Mehari!
@ghirmayweldeyesus5293
@ghirmayweldeyesus5293 7 ай бұрын
Are you Redie🫢?
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 8 ай бұрын
ትግራይ ቛንቛ ኣዲኦም ከመይ ከምዘሳቀይዎን ኻልኦት ብሄራት ከመይ ብኣምሓራይ ዝተሳቀዩን ዘይትጸውዩ
@romodanbarq1757
@romodanbarq1757 8 ай бұрын
መርሓባ ጅግና ረዲኢ መሓሪ ዕንቋዕ ብደሓን መጻዕኻ
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 8 ай бұрын
ስቃይ ተጋሩኣገው ኽፍኣትኩም ኣምሓሩ ኢዮም ክትብሉ ! ደምና ደም ደምብያ ደምበዛን እህህ ረሳሓት መምህራን ርኹስ ኣምሓርኛ
@Sgahe-c2z
@Sgahe-c2z 7 ай бұрын
አብዚ ዕድመዚ አንጻር እቲ ንእስነትካ; ካልኦት ብጾትካ ድማ ሂወቶም ዝኸፈሉላ ሃገር ዝግበር ዘሎ ሸንዳሕዳሕ ዝኽፈል ዋጋ የኽፍልካ ክትቃለሶ አለካ። ብረብሓ ከይትታለል አታ ሰብአይ።
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 8 ай бұрын
ዎ በረኸት ደጀን ቕድሚ 300 ዓመት ኣብ ጎንደር ኣምሓራይ ዝብሃል ቋንቋ ድዩ መንነት ከምዘይነበረ ትፈልጡ ዶ ? ደምና ደም ደምብያ ደምበዛን እህህ !
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 8 ай бұрын
ትግራይ ርኹስ ኣምሓርኛ ምዝራብ ተተቋርጽዎ ኸዳዕ ኢሳያስ ሓሳኽ ጨናዊ ጳጳስ ማትያስ ዘምሓርሓሩን ምጻሕጽሑ
@ghirmayweldeyesus5293
@ghirmayweldeyesus5293 7 ай бұрын
ደጋል ርኹስ ኣፍ
@senaitsenu4559
@senaitsenu4559 7 ай бұрын
Good job 💯💙💙💙
@TemesgenHabtemariam-p8f
@TemesgenHabtemariam-p8f 7 ай бұрын
ረዲእ መሓሪ አይትጋገ ጆን ብላክ አሽሓት ጆን ወሊዱ አሎ ፡
@ታራፊክ
@ታራፊክ 7 ай бұрын
😂😂😂😂
@tesfakibrom2447
@tesfakibrom2447 7 ай бұрын
እምኒ ዝደርብዩ ትድግፋ አለካ ዘሕፍር ኢዩ
@berhanamichael5519
@berhanamichael5519 7 ай бұрын
Selamawi selfi gerkum aytifeltun ekum shberawi gibri emni midrbay police mihram deyu selamaei selfi elkayo
@tesfamariamgoshu9984
@tesfamariamgoshu9984 7 ай бұрын
Mr Redie Mehari I feel sorry for you I thought you are a fighter you lost a game
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 8 ай бұрын
ኣያ ረድኢ ሓቀኛ ኣማኒ ኣምላኽ
@n.k3901
@n.k3901 7 ай бұрын
ረድኢ ሎምስ ኣይግድን
@Only-true91
@Only-true91 7 ай бұрын
HASAWI::
@mosesamluck1013
@mosesamluck1013 6 ай бұрын
ተጋዳላይ ምዃንካ ኣፍሊጥካ።ናብታ ናይ ሳሕል ለቖታ ኬድካ።
@yohanneszerazion1614
@yohanneszerazion1614 8 ай бұрын
ኣዴኹም ወያነ ሓዊለይቶ ..ኣይትሓዙኒ ክጠንን እየ እንዳበለት ኣብሓዊ ተጠቢሳ ንስኹም ውን ደቃ ናብዛ መሳጅን
@ntmtvnatishowtube710
@ntmtvnatishowtube710 7 ай бұрын
ተሕዝን ሓው ለይቶ ክትብሎ
@Truth-vc8yy
@Truth-vc8yy 8 ай бұрын
ሓው ረድኢ እዚአስ መልእኽቲ ካብ ኢሰያስን ሰዓብቱን ሒዘልኩም መጽየ አሎኹ እንተትብላ ዝያዳ አቃልቦ መወሰደትልካ ነይራ ::
@afewerkighebremedhin6340
@afewerkighebremedhin6340 8 ай бұрын
ስኽራን ሓዊስካ ኣለኻ።
@ruthfera160
@ruthfera160 6 ай бұрын
What about you ??? Why you hear Alem’s please can you help to them speak and encourage them please
@merhawikaseri6823
@merhawikaseri6823 7 ай бұрын
Ajewjew aytbel seraki genzeb wuxuat miles mejemerta mehdemika axebik kemzi endabelka enber gudaynay guday brgied nhamedu kem beal nskum aytedliunan ekum ajaw seraki
@Sgahe-c2z
@Sgahe-c2z 7 ай бұрын
ምቁዋም ንቡርዩ። አብዚ ካብ ግብረሽበራ ዘይፍለ ተግባራት ኢድካ ምሕዋስ ግን ገበንዩ። አብዚ እዋን ኤርትራዊ ሃገሩ እንደገና ከይትድፈር ልክዕ ከም አብ ቃልሲ ንናጽነት ብሓባር ምምካት ጥራዩ ዘድሊ። ነንሕድሕድካ ምትፍናን ምውንጃልን ንኻልእ ከርብሕ ይኽእል ንህዝቢ ኤርትራ ግን ትርጉም የብሉን። ነዞም ንናጽነት ዝተኸፍለ ዋጋ አፍልጦ ዝሓጽሮም መንእሰያት ግዳይ ምግባር ታሪኻዊ ስሕተትዩ
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 8 ай бұрын
THE LANGUAGE SPOKEN IN THE HELL IS PROBABLY AMHARIC ! WELAHI
@mogosmarkos7361
@mogosmarkos7361 7 ай бұрын
Please please you one the one if you protected for tigry you are tigraway stop please
@Only-true91
@Only-true91 7 ай бұрын
Genzebna meleselna ( ketari)
@mikehaile8728
@mikehaile8728 8 ай бұрын
እቲይ እትህቦ ዘሎኻ ኣይ ጽቡቅን ኣብ ደገ ወጺኻ ምዝራብ ኣይግድን በዝይ መገዲ :: ኹሉ ሳዕ ተቃላሳይ ኢለ ዝሐስቦ ነይረ ሐዊ ለይቶ ዝብል ኣርእስቲ ሒዝካ ምምጻእ ዓገብ
@weredelugano1015
@weredelugano1015 8 ай бұрын
Eziom meqalstka aykonun rede.
@michaeltekle66
@michaeltekle66 8 ай бұрын
አብዝሐለፈ ግዜ ዝተዛረብካዮ ከዘኻኽረካ ይደሊ ንሱ ደማ መጀመርያ እታ ቀንዲ ዘረሳአዕካያ ትልሚ ንዘርኢ ክርዳድ ክትጽሕፍ ኮለኻ ብዛዕባ እንታዎትን አብ ቃልሲ እንታይ ከምዝነበረ ገሊጽካዮ ኢኻ ሕጂድማ መሊስካ እዞም ብርጌድ ንሐመዱ ዝመርሑ ዘለው ቴስዐን ሐሙሽተን ደቂሐደ አውራጀ እዮም ኢልካ። ሕጂ ደማ ንብርጌድ ንሐመዱ ከም ሐውለይቶ ዝቐሀሙ ምባልካ ብጣዕሚ ዘሕዝን መግለጺ ምሀብካ ሕሰበሉ።
@mogosmarkos7361
@mogosmarkos7361 7 ай бұрын
Hhhhĥh
@filmontsegazeab2469
@filmontsegazeab2469 7 ай бұрын
Kela Hasawi seraqi ety genzeb nay seb melse
@selinaalena4453
@selinaalena4453 8 ай бұрын
❤❤❤❤
@filmoneri8951
@filmoneri8951 7 ай бұрын
ባዓለገ ሰብኣይ ገበናትካ ክትሽፍን ን ብርጌድ ንሓመዱ ተደምዲሙ ብ ጆን ብላክ ክትብል ግደፎ ጆን ብላክ። ጽሩይ ኤርትራዊ ብ ሃገሩ ዝሓምም ብ ህዝቡ ዝሓምም ኩሉ ምስ ርጌድ ንሓመዱ እዩ ክትፈልጥ ብርጌድ ንሓመዱ ታሪኽ ክቅይርዩ ፈቲኻ ጸሊእካ። ህግደፍ ይሃሉ ኣይሃሉ ግን ብ ገበን ክትሕተት ኢካ።
@TeclaiAbrham
@TeclaiAbrham 8 ай бұрын
ሓውለይቶ ካብ መዐንቀፍታ ኣይተድሕን እያ።
@TesfalemGhirmay-y8s
@TesfalemGhirmay-y8s 7 ай бұрын
ሓሲዊ
@Truth-vc8yy
@Truth-vc8yy 8 ай бұрын
ዝኸበርካ ረድኢ ካብ ጠቕሊልካ በቃ አብቂዑዩ ካብ ምባል ስለምንታይ ሕጅውን ክዕረ ዝከአለሉ መገዲ የሎን ድዩ??? ስለምንታይ ነዚ ወለዶ አብቂዕካ ኢኻ ትብል ቁኑዕድዩ?? ጌጋ ዘሎ እንድዩ ስለምንታይ ????
@Tesfaeyu
@Tesfaeyu 6 ай бұрын
Klae hmum ftret
@TrueVisionT
@TrueVisionT 8 ай бұрын
ንስኻ በይኒኻ አምላክ እንተከይንካ እሞ ትምህር ሐቂ ደአበር ምፍራድ ግን
@hanceyebio6807
@hanceyebio6807 7 ай бұрын
Halew adi halo😂😂😂
@freemedia-so4id
@freemedia-so4id 7 ай бұрын
Adi halo adi halo ke
@selamnegusse3443
@selamnegusse3443 7 ай бұрын
ሕሹኽ ኢሎምኻ ድዮም ሻዕብያ። ገምጋምካ ብጣዕሚ ዕምቆት ዝጎደሎ እዩ። ናተይ style ዘይተኸተልኩም ኢልካስ ንመነእሰያት ዝትንክፍ ክትዛረብ የሕፍር እዩ።
@elenasegmut2302
@elenasegmut2302 7 ай бұрын
Btami zehizn nskaka kemzi jemirka‼️🤔🤔🤔
@mogosmarkos7361
@mogosmarkos7361 7 ай бұрын
Ata Ata hefere please
@hiwettiakabo2751
@hiwettiakabo2751 8 ай бұрын
36:57 36:57
@mogosmarkos7361
@mogosmarkos7361 7 ай бұрын
Abhamede tekebre
@FortunaAsfaha
@FortunaAsfaha 7 ай бұрын
Metalelli
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 8 ай бұрын
ኣያ ረድኢ ትግራይ መድያታት ርኹስ ኣምሓርኛ ምዝራብ ተተቋርጽዎ ኣቤት ኽንደይ ምጥዓመ ተጋሩ ኣምሓራይ ዝተቀየሩ ብዙሓትዮም ብተዋህዶን ዘምሓርሓሩን እዮም ዝምርሑ
@ghirmayweldeyesus5293
@ghirmayweldeyesus5293 7 ай бұрын
ሱቅ በል ኣታ ከብቲ ኣፍ ጻሕሊ ኣጎዛ ጠይቂ ኣድጊ ኢለካ ኣለኹ
@yohanneszerazion1614
@yohanneszerazion1614 8 ай бұрын
😂😂😂መለሳ ቁስጣ ሳላጣ..ኢኹም ምድረ ጃንዳ😂
@yonathanyohannes2853
@yonathanyohannes2853 7 ай бұрын
Stay in your living room,
@BusyLine-fw6oj
@BusyLine-fw6oj 7 ай бұрын
Why do you come to listen and learn from this episod? Why don't you stay in your living room. RedE Mehri is exercising and enjoing his talent; what about you? ቁዱስ የወሃንስ ተማሀለል ከም ናይ ረደኢ መሓሪ መንፈዓተን ብልሕን ክቶኽበልካ።
@Abdulwassie
@Abdulwassie 8 ай бұрын
Bang
@tewoldetesfay6251
@tewoldetesfay6251 7 ай бұрын
ረድእ መሓሪ ናትካ መደብ ቀደም ብጽቡቕ ይካታተሎ ነይረ ነቲ ስርዓት ኢሰያስ ክኣ ጽቡቕ ገርካ ተቃልዖ ነይርካ ሕጂ ግን ምልስ ኢልካ ንብርጌድ ንሓመዱ ነቲ ስርዓት ኢሰያስ ናይ ሓሶት ፕሮፕጋንዳን ዳንከራን መኽሰባቱን ጠጠው ንምባል ዝተዓወተ መንእሰይ ንስኻ ነዚ ማዕበል ብምክፋእ ክትዓግቶ ኣይካኣልን ኢዩ ።ኣየ! እንታይ ወሪዱካ ዓገብ ምስልኻ ኣይትደውን
@selamnegusse3443
@selamnegusse3443 7 ай бұрын
ኣታ እንታይ ደኣ ወሪዱካ?
@adhanomhagos9363
@adhanomhagos9363 7 ай бұрын
03 nay hgdef
@senaytfshaye7905
@senaytfshaye7905 8 ай бұрын
Anta entay eka tbl Deleka medrek eyu
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 8 ай бұрын
ቕድሚ 400 ዓመት ኣብ ጎንደር ኣምሓርኛ ዝብሃል ቋንቋ ድዩ መንነት ከምዘይነበረ ትፈልጡ ዶ ? ንምንታይ ኢዮም ተዋህዶን ህወሓት ነዙይ ታሪኽ ዝሓብእዎ
@Tewodros-tm7bs
@Tewodros-tm7bs 8 ай бұрын
Enquwae bi dehan metsaeka AYANA Redea.
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 8 ай бұрын
ሓደ ኣገው ናይ ኢስጦጵያ ምስ ሓደ ኣገው ናይ ኤርትራ እቱይ ናይ ኢስጦጵያ ቛንቛ ቢለን ርኹስ ኣምሓርኛ እንዳሓወሰ ክዛረብ ምስ ርኣዮ ፈንፊንዎ ኣነ ኤርትራዊ የ ኢሉ ሓቁ ! ተጋሩ ትግራይ ርኹስ ኣምሓርኛ ምሂርኩም ሚልዮናት መሳኪን መንነቶም ኽሒዶም ክሳቀዩ ጌርኩሞም ሕዚዉን ተናስሑ ርኹስ ኣምሓርኛ ምዝራብ ኣቋርጹ ተፈጸመ ወይ ስቅ ኢልኩም ተሓረዱ
@weredelugano1015
@weredelugano1015 8 ай бұрын
Grande rede
@tuemzgitesfay1402
@tuemzgitesfay1402 8 ай бұрын
Suk bel aregit
@BusyLine-fw6oj
@BusyLine-fw6oj 8 ай бұрын
ሰናን ስኒ ኣድጊ ፡ ስሚ እዝጊ ተስፋኣልቦ
@hiwettiakabo2751
@hiwettiakabo2751 8 ай бұрын
36:57 36:57 36:57 36:57
@gmil865
@gmil865 8 ай бұрын
Merhaba
@michaeltekle66
@michaeltekle66 8 ай бұрын
ረድኢ መሐሪ እቲ እንተበልካ እቲ ኢድካ ምሀብካ ተረዲኡና
@rutabraha5825
@rutabraha5825 7 ай бұрын
Hh
@DghdSggsgsg
@DghdSggsgsg 7 ай бұрын
❤❤❤❤
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 8 ай бұрын
ተዋህዶ ትግራይ ኽንደይ ህዝብታት መንነቶም ኽሒዶም ኣምሓራይ ቀይርኩሞም !
@Habesha-1942
@Habesha-1942 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
小丑揭穿坏人的阴谋 #小丑 #天使 #shorts
00:35
好人小丑
Рет қаралды 6 МЛН
What's in the clown's bag? #clown #angel #bunnypolice
00:19
超人夫妇
Рет қаралды 33 МЛН
#Alenamediatv #Eritrea #Asmara #Ethiopia #Tigrai
28:10
Alena Media TV
Рет қаралды 3,2 М.
ካልኣይ ወራር ... #Alenamediatv #Eritrea #Ethiopia #Tigrai
15:07
ወይከ እሕሕሕ ...! #Alenamediatv #Eritrea #Ethiopia #Tigrai
18:10
Alemneh Wasse # ትኩስ ዜና # በበላይ በቀለ #
10:24
Alemneh Wasse
Рет қаралды 30 М.
ኣደ'ዶ ትብደል! #Alenamediatv #Eritrea #Ethiopia #Tigrai
23:11
小丑揭穿坏人的阴谋 #小丑 #天使 #shorts
00:35
好人小丑
Рет қаралды 6 МЛН