ብርካሽ ዋጋ ኮንፈርት ፍርናሽ መጋረጃ ኣብ ትግራይ ሓዱሽ ቪድዮ 2016

  Рет қаралды 12,438

musse shakur

musse shakur

Күн бұрын

Пікірлер: 277
@musse_shakur
@musse_shakur 10 ай бұрын
❤ሳብስክራይብ ላይክ ኣይንረስዕ ኣሕዋተይ ስለ ትህቡኒ ሓሳብ ኣስተያየት ካብ ልቢየ ዘመስግን ደቂ ዓደይ 0914114554🙏
@salmevms5847
@salmevms5847 10 ай бұрын
እሺስበይ
@KibraTuemay
@KibraTuemay 10 ай бұрын
ናይ ቆልዑ መጫወቲባ መዓረይ❤❤❤❤❤
@VoiceofEthiopia-bj5hu
@VoiceofEthiopia-bj5hu 10 ай бұрын
ናይዞም ሰብዋና ስልኪከ ኣይተቕምጥን ዲኻ ክንገዝኦም ንደሊ ኢና ኣቀምጠሎም በጃኻ ዋ
@hranetesfa7484
@hranetesfa7484 10 ай бұрын
Ktebtsihulna tkelu dkum
@musse_shakur
@musse_shakur 10 ай бұрын
@@hranetesfa7484 እወ ሓፍተይ 0914114554
@DbgChf
@DbgChf 10 ай бұрын
ናይ ሰፋ ክዳን ለ ኣምፀአልና ዛሓወይ❤
@trruauay7592
@trruauay7592 10 ай бұрын
ዋዋው ልደልዮ ነበርኩ ኣምፂኻለይ ተባረኽ ዝሓወይ ኣብዚ ወርሒ እዚ መፅየ ክገዝእ የ ኣድራሸኻ ለ ክሕዝ እየ ኣጆኻ በርትዕ ፍጥነትካ ዋላ ኣቀራርባኻ ዝገርም እዩ👌❤❤❤❤
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 9 ай бұрын
ስብስክራይብ ገብራልይ ወለለይ🌺🌺👏👏
@ትግራይዓደይመዓረይ-ደ5ሰ
@ትግራይዓደይመዓረይ-ደ5ሰ 10 ай бұрын
መንፅፍ ናይ ምድርይቲ እሰካ አምፅእልና መዓረይ❤
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 9 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌾🌾🌺👏👏
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 10 ай бұрын
ዋው ኣብ ዓድና ፅቡቅ ዋጋ ኣሎ ዓድና ንገዝእ የቐንየልና ክቡር ሓው 🙏
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 9 ай бұрын
ስብስክራይብ ገብርለይ ወለለይ👏👏🌿🌿❤❤❤
@ሙሉእሰላምይግበረልና
@ሙሉእሰላምይግበረልና 10 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ይብል ማሽን መስፈዪ ክዳውንቲ ኣንዳ ሳፈይታ እየ ከውፅእ ዓዲ ምስ ተመለስኩ ❤❤❤❤❤❤❤
@ngsti
@ngsti 10 ай бұрын
ግርም እዩ ዓድና መፂና ክንገዝእ ❤❤
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 9 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ❤❤❤
@ngsti
@ngsti 9 ай бұрын
@@MgbeyMgbey እሺ መዓረይ
@ፅሓይብራቅ
@ፅሓይብራቅ 10 ай бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ዝሓወይ ቀፅለሉ ❤❤ናይ ገዛ መብራህቲ እባ ስርሐልና መዓረይ
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 9 ай бұрын
ስብስክራይብ ገብርልይ ወለለይ😌😌❤❤❤👏👏👏
@beriberi8954
@beriberi8954 10 ай бұрын
በጣዕም ቆንጆ ዝሓወይ ቀፅለሉ ቀፃል ድማ ናይ ስን ብሬስ መእሰር ኣርእየና 🙏
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 9 ай бұрын
ስብስክራይብ ገብርልይ ዝያድይ😌😌👏👏🌾🌾❤❤
@rahwabelay5497
@rahwabelay5497 10 ай бұрын
በጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅለሉ ዛ ሓወይ የቀንየልን ናይ ገዛ መብራህቲ እባ ስርሕለን
@Tube-nx9lr
@Tube-nx9lr 10 ай бұрын
ሙሴ ሓወይ ብጣዕሚ ያመስግን ዝሓወይ ዋውውው❤❤❤
@LemlemMolla-k9o
@LemlemMolla-k9o 10 ай бұрын
ናይ ስን መእሰሪ ብሬስ ጠይቕልና እዝሓወይ❤
@ተስፋእዩስንቀይ-ኘ7ነ
@ተስፋእዩስንቀይ-ኘ7ነ 10 ай бұрын
ዝደልያ ሕቶ😂
@زهراحبش-ك6ب
@زهراحبش-ك6ب 10 ай бұрын
😂😂😂
@brhanbrhan7225
@brhanbrhan7225 10 ай бұрын
ብጣዕሚ ጎበዝ ኢኻ ፍጥነትካ እዉን ዘገርም እዩ!!!🙏🙏🙏
@tgray2416
@tgray2416 10 ай бұрын
ጅግና ዛሓወይ ቀፅለሉ ኣድሕና እውን ቀፃሊ ንከታተለካ እና ❤❤
@Azuyuotube
@Azuyuotube 10 ай бұрын
ነዛ ፅሕፍቲ ተንብብ ዘለካ /ኪ ፈጣሪ ካብ ኩፉእ ይሓሊኩም ስደትኩም የሕፅረልኩም ገፅ ትፈትውዎም ስድራኩም የርእይኩም ሰላምን ፍቅርን የውርደልና 🎉🎉🎉 ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኩቡራተይ 🎉🎉🎉ኣሕዋተይ
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 9 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿❤❤❤🌺
@HelpmeMyGod-k9c
@HelpmeMyGod-k9c 10 ай бұрын
እንካዕ ዳሓን መፃእካ ክብር ሓወይ 😊😊😊❤
@haiahh996
@haiahh996 10 ай бұрын
ናይ ሰፋ ጨረቅ አምፀእልና እዝ ሓወይ❤❤❤
@fanatetemke2110
@fanatetemke2110 10 ай бұрын
ብጣዕሚ ዝደልዮ ዝነበርኩ ጉዳይ ኣርኢካኒ የቀንየለይ 🙏🙏💜💜💜💜
@lemlemyoutube
@lemlemyoutube 10 ай бұрын
በእውነት ዓድና ይረክሽ
@liyateam9120
@liyateam9120 10 ай бұрын
ብጣዕሚ ጎበዝ ቀፅለሉ ዝሓወይ ከም ፍቓድ ኣምላኽ ክንደሊ ከለና ክንድውለልካ ኢና ትተሓባበረና ኢኻ ዝሓወይ
@Mhret-sd1ty
@Mhret-sd1ty 10 ай бұрын
ዋው ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ❤
@ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ
@ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ 10 ай бұрын
ናይ ስኒ ክአ ስርሓልና ንዓደይ ክአቱ ሰለ ዝኮንኩ አስናነይ ኩሉ ስለ ዝተባላሸወ ዝተፋራጎጨን 🥰🥰🥰🥰
@genet761
@genet761 10 ай бұрын
❤❤እንኳዕ ብሰላም መፃካ❤
@EduTigraweyti
@EduTigraweyti 10 ай бұрын
እንኳዕ ደሓን መፃካ ዝሓወይ❤❤❤
@Hagosakeza07Dxb
@Hagosakeza07Dxb 10 ай бұрын
ብጣዕሚ ደሰ ብሃሊ እዩ ዝሓወይ ቀጻሊ ዓራት ብፌ ፍርጅ አርእየና❤❤
@zediyoutube7810
@zediyoutube7810 10 ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን እንካዕ ብሰላም መፃእኻ ሙሰዩ ❤❤
@ትግዓደይምልባማ
@ትግዓደይምልባማ 10 ай бұрын
ደቂመዳም ዓይነይ ካብ ካብዚ ገዝካ ምላኣካ ኣብ ዓዲ ይሕሽ ም/ያ ቀርፃ መለኣኪ ገለ ካብ ትብል ያውዩ😊
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 10 ай бұрын
ዋላ ብዘይ ቀረፅ ውን ዋግኡ ኣብ ዓድና እዩ ዝሐሸ ናይቲ ኣቅሓ ጥንካረ እንድዒ እምበ ዋጋ ግን ብጣዕሚ እዩ ፅቡቅ ኣብ ዓድና
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 9 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብራን ቡርክቲ አሕዋቲ😌🌾🌾🌾🌾👏👏👏
@ሰሰንጋልትግራይ
@ሰሰንጋልትግራይ 10 ай бұрын
ባሓቅ ብጣዕምይ እዩ ርካሽ ዋው👍😍😍😍😍
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 9 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብርን ዝያድይ🌺🌺🌺👏😌👏👏
@merahawit-galtigray
@merahawit-galtigray 10 ай бұрын
ዋይ ቶም ኣብ fb ብፍላይ ኮምበርታታት ዝሸጥልና ዘለው ክንደይ ዳኣኮኒይ ዝነግድልና ዘለው🤔😁 የቀንየልና ዛሓወይ ብሩክ ዝኮንካ ወዲ❤
@ፀጉሽጓልኣጉላዕ
@ፀጉሽጓልኣጉላዕ 10 ай бұрын
ዋውውው የቅንየልና ማዓረይ❤🎉
@oleone8863
@oleone8863 10 ай бұрын
ስላም ከ በዘሒ ይብ👏👏
@gual70enderta17
@gual70enderta17 10 ай бұрын
የቐንየልና ዝሓወይ ዓድና ርካሽ እዩ እኒኦ ዓድና ንግዛእ ደቂ መዳም ❤😘😘🙏🙏
@Melat____
@Melat____ 10 ай бұрын
ኮቦርታ ኣብ ዓዲ ይሐሽ ጽቡቅ ዋጋ ብጣዕሚ ነመስግን ከኣ ሓውና😇
@lemlemyoutube
@lemlemyoutube 10 ай бұрын
ብሓቂ አነም ሐዚ ጎማ መልኣ ግን ቅርሺ ልቅምፅ እዩ
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz 10 ай бұрын
የቀንየልና ማዓረይ💖💖💖
@JbbfhhFhd-ee9wj
@JbbfhhFhd-ee9wj 10 ай бұрын
❤❤❤ብጣዕሚ ፅብቕ ግን መጋረጃ ኸብሩ ክብር ሓዉና
@lathanesgiday5193
@lathanesgiday5193 10 ай бұрын
ብጣዕሚ ፅብቅ❤❤❤❤❤❤❤❤
@remetsmedia1677
@remetsmedia1677 10 ай бұрын
Welcome ዋውው ፅቡቅ መደብ❤❤❤
@tgray2416
@tgray2416 10 ай бұрын
ተሌቪዥን መስ መቀመጢኡ እባ ኣብቀፃሊ 43 እች ❤
@gyff9632
@gyff9632 10 ай бұрын
ካብ ስደት ንሽከመሉ ምክንያት የለን ማለት እዩ ዓድና ንገዝእ ቅርሽና አሕልፉና ፀኒሕና ፅቡቅ የቀንየልና
@Samriye10-10
@Samriye10-10 10 ай бұрын
ሰላም ሰላም ክቡር ሓወይ ❤❤❤❤❤
@ሜሪጓልእመብርሃን
@ሜሪጓልእመብርሃን 10 ай бұрын
የቀንየልና ዝሓወይ ሶፋታት ስርሐልና ዝሓወይ
@fgchffhfh9256
@fgchffhfh9256 10 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ወዲ ሪመይ💊💚💚💚
@ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB
@ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB 10 ай бұрын
እንኳዕ ዳሓን መፃእካ ወድነይ ፅጋበይ የቀንየልና ❤ ኣብ ዓድና ቅናስ ንገዝእ እመበር
@birhankidane8818
@birhankidane8818 10 ай бұрын
ብጣዕሚ የቀንየልና ክቡር ሓው ቀፅለሉ👌❤
@ተክለYouTube
@ተክለYouTube 10 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ አጀኻ ቀፅለሉ ሓዉና
@ግእዝሚድያ..አዶግእዝ
@ግእዝሚድያ..አዶግእዝ 10 ай бұрын
ናይ መጋረጃ እባ ስልኪ አቀምጠሉ ሓወይ
@ዛይድ-ጀ4ኰ
@ዛይድ-ጀ4ኰ 10 ай бұрын
ብጣሚ ጎበዘ ዘሓወይ ክትቀልጢፊ❤❤
@ፍሩት-ሰ8ኸ
@ፍሩት-ሰ8ኸ 10 ай бұрын
ወድነይ የቀንየልና ቀፅለሉ
@letushgebremariam6547
@letushgebremariam6547 10 ай бұрын
ዋውውው ብጣዕሚ ፅቡቕ ኽብረት የሃበልና ክብር ሓውና ❤❤❤❤❤
@britgraweyti
@britgraweyti 10 ай бұрын
የቀንየልና ዝሓወይ ብጣዕሚ እዩ ፅቡቅ እንዮ ዋጋ ለ 🥰🥰
@ጋልትግራይ-ኰ1ዘ
@ጋልትግራይ-ኰ1ዘ 10 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃካ ሙሴ ሓወይ❤️❤❤❤
@mesigaltigray6783
@mesigaltigray6783 10 ай бұрын
ፅቡቅ ስራሕ እዩ ዝሓወይ ጣውላ ዓራት ወን ኣርእየና
@KidanHadgu
@KidanHadgu 10 ай бұрын
ፅቡቅ ስራሕ እዩ ዝሓወይ ቀፅለሉ።እዞም ኮምበርታ ዳብል ድዮም ዋላ ንፅል?ብኪሎ እውን ይፈላለዮ እዮም እንተኪኢልካ ጠይቀልና፤የቀንየልና !ዋግኡ ተመጣጣኒ እዩ
@slamaor6578
@slamaor6578 10 ай бұрын
እንኳዕ ደሓን መፃካ ሓወይ❤❤❤
@-4587
@-4587 10 ай бұрын
ዋውው ደስ ክብል የቀንየልና
@ልሳንዓድለኒኣምላከይ
@ልሳንዓድለኒኣምላከይ 10 ай бұрын
ቀፅለሉ ዝሓወይ ኣብ ቀፃሊ ከዓ ክችን ካብኔት ኣምፀአልና
@MaMa-el7jq
@MaMa-el7jq 10 ай бұрын
ሰላምካ ይብዛሕ ዝሓወይ ማዓረይ እኳዕ ሰላም መፃእካ❤🎉
@VanVan-rd4re
@VanVan-rd4re 10 ай бұрын
ዓድና ይሓይሽ ግን ምስኣ ኪሎ ተትነግረና❤
@hiwotbrhana7405
@hiwotbrhana7405 10 ай бұрын
ናይ ፀጉሪ መሳርሒ እባ ናይ ኣዋልድ
@እልሻዳይእካአምላከይ
@እልሻዳይእካአምላከይ 10 ай бұрын
ወው ፅቡቅ እንኦ ዓድና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@foteyenmezegbo3862
@foteyenmezegbo3862 10 ай бұрын
ዋዉዉዉ በጣዕም ፅቡቅ አሎ❤❤❤
@weynotube7
@weynotube7 10 ай бұрын
ደስ ዝብል ስራሕ ቀፅለሉ ሙሴላ ቀፅለሉ🥰🥰 ናይ ኣቁሑ ቡናለ'ባ ኣምፀአልና ?
@ቲቲጓልትግራይ-ጀ6ወ
@ቲቲጓልትግራይ-ጀ6ወ 10 ай бұрын
ዙኣሰላ ትርኣስ ኣለዎ ዱዩ ማዓረይ❤
@ንግስተማርያም
@ንግስተማርያም 10 ай бұрын
ዋውውው ብጣዓሚ ፅቡቆ እዩ ማዓረይ ቀፅለሉ አብ ዓድና ይሐሽ ዋጉኡ እና ናብ ውቅሮ ክልተው ላዓሎ ክተብፅሐለይ ይደሊ እንተመችይካ❤❤❤
@lemlemkahsay8956
@lemlemkahsay8956 10 ай бұрын
Zehawey srahka tsbuq eu gn kteredee kthatt keleka bdenbi htetom neabnet koberta kndey kilo mkanu aynegerkanan 4kilo kndey wagau eu 8kilo kndey 6kilo kndey kdmi mkdahka video bdenbi atsneayo eti kteree zdelekayo hadebet etekoynu bdenbi kteredee ashegari eu temelkati ewn kbezhlka menti etkrbo srah seb bdenbi krdeao ygbaee
@ፍሬታየቅድሰትአርሴማልጅፍ
@ፍሬታየቅድሰትአርሴማልጅፍ 10 ай бұрын
ዋውው ዓድና መፂእና ክንገዘኦ 👍👍♥
@natanimnatanim5497
@natanimnatanim5497 10 ай бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቅክብረተይ
@fidleytube
@fidleytube 10 ай бұрын
መሲየ በርትዕ 🥰🥰😍
@Rokiybiio
@Rokiybiio 10 ай бұрын
ደስ ይብል ኩቡር ሓወይ ግና እዛ ክቦርታስ ክንደይ ኪሎ ምካኑ ዘይነገርካና❤
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 10 ай бұрын
የቀንየልና ዝሓወይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@natanimnatanim5497
@natanimnatanim5497 10 ай бұрын
ብጣዕሚ ጎቦዝ
@ghfy4299
@ghfy4299 10 ай бұрын
ሰላምካ ይብዛሕ ከሩከይ እንካን ብሰላም መፃካልና ሰልኮም አብ ቲሕቲ ፀሓፈልና
@VoiceofEthiopia-bj5hu
@VoiceofEthiopia-bj5hu 10 ай бұрын
ናይ ባዕሉ እዩ እኮ ኣቅሚጡ ዘሎ 😂😂😂😂😂 ናቶም የብሎምን ይመስለኒ
@RUTATube-e6c
@RUTATube-e6c 10 ай бұрын
እንኳዕ ደሓን መፃእኻ ወዲ ሪመይ❤❤❤
@ብሪጋልትግራይ-ኸ7ዐ
@ብሪጋልትግራይ-ኸ7ዐ 10 ай бұрын
ስልኪ ኣቅምጠልና
@MssMedina
@MssMedina 10 ай бұрын
ቀፅለሉ ዝሓወይ ❤️💛
@meaza7313
@meaza7313 10 ай бұрын
ዋ ዓድና የሐሽ ዋጋ ዓድና ንገዝእ የቀንየልና ክቡር ሓው🙏❤❤
@AzebGebrezgahergidey
@AzebGebrezgahergidey 10 ай бұрын
ካብ ወፃኢ አይወስድን ደስ ክብሉ
@Letushtigray
@Letushtigray 10 ай бұрын
እናመሰግናለን 🙏❤️💛
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 9 ай бұрын
ቡርክ ሓወይ በርተዓለይ🌿🌿🌾❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@lemlemkahsay8956
@lemlemkahsay8956 10 ай бұрын
Cometater naeda mugesa tray mnm aytekmon kestekaklo zgbae etelu asteyat habwo kemaleo kestekakl mienti srahu keabi 👍🏻👍🏻👌🏽👌🏽
@wegahtaChannel
@wegahtaChannel 10 ай бұрын
ዋዉዉዉዉዉ እንካዕ ብሰላም መፃካ musse ሓዉና ❤❤❤❤❤
@flimon-b2g
@flimon-b2g 9 ай бұрын
ሓዉ ኹሉ ስራሕቲካ ብጣዕሚ ኣዝዩ ደስስስ ባሃሊ እዩ እና ቀፅለሉ ግን ኣብኾቦሪታ ክብደቱ ምግላፅ ኣገዳሲ እዩ ኔሩ
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 10 ай бұрын
_ሙሴ ሓላል እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ ብጣዕሚ ሸገ ያቐንየልና_
@nomas8148
@nomas8148 10 ай бұрын
ሶላር ናይ ፀሓይ ንገጠር ዝከውን
@berhanlegess7983
@berhanlegess7983 10 ай бұрын
የምንጣፉ ማጠቢያ ናማድረቅያ ማሸን በእረትሪክ ሰንት ነው
@tsegshTube5kk3g
@tsegshTube5kk3g 10 ай бұрын
ስልኪይ ቁፅሪይ ግን አብ ኮሞት አቅምጠልና ናይዞም ስብ ዋና ሽየጥቲ ብዝተረፈ የቀንየልና❤🙏
@tube-di1so
@tube-di1so 10 ай бұрын
የቀንየልና ክቡር ሓዉና
@ትግራይዓደይዓይነይ
@ትግራይዓደይዓይነይ 10 ай бұрын
ጎበዝ ፅቡቅ ኢካ ኣምፂእካልና ቀፅለሉ ❤❤❤
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 9 ай бұрын
ስብስክራይብ ታሕብብራን🌾😌😌👏👏👏🌾❤❤
@ዮዳሄዮዳሄ-ዠ2ዠ
@ዮዳሄዮዳሄ-ዠ2ዠ 10 ай бұрын
ቁፅርኻ ኣቀምጠልና ሙሴ ሓወይ
@musse_shakur
@musse_shakur 10 ай бұрын
0914114554
@ytub8615
@ytub8615 10 ай бұрын
ዋይ ኣብ ገዛና ምግዛእ ይሐሽ ግን እተን ኮቦርታ ኪሎእን ትትነግረባ
@MaMa-el7jq
@MaMa-el7jq 10 ай бұрын
የቀንየልና ማዓረይ ኣቃራርባኻ ኩሉ ፅብቅ እዩ ጎብዘልና ዝሓወይ ተሞችይካ ካዓ ናይ ቡና መሳርሒ ብሙለኡ ማለት እዩ ናይ ኤልትርክ ሞጎጎ መንፀፍ ናይ ምድሪቤት ኣምፀአልና❤❤
@assafa35
@assafa35 10 ай бұрын
Thank you for sharing
@efchhg5815
@efchhg5815 10 ай бұрын
ምስ መተርኣሱ ድዮ
@allaakbar-y6b
@allaakbar-y6b 10 ай бұрын
ኣነስ ዝወዲ ክምቸወኒ❤❤❤❤❤❤
@SAMERH-uh3og
@SAMERH-uh3og 10 ай бұрын
የቀንየልና ወዲትግራይ❤💛💞
@Tig12345
@Tig12345 10 ай бұрын
ደቂ መዳመይ እቲ ካብዚ ንዓዲ ትልእኮኦ ጠጠው ኣብላ ኩሉ ዓድና ኣሎ ዋጉኡ ውን ደስ ይብል ገንዘብክን ሒዝክን ኣትክን ባዓልትክን ምግዛእ ይበልፅ። ኣብዚ ኮይንካ ግን መላኣክየ ቀረፅየ ኮታስ ብዙሕ ኮተት ኣለዎ
@MhretTades
@MhretTades 10 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእኻ ዝሓወይ
@LemlemBihon
@LemlemBihon 10 ай бұрын
እዚ ርካሸ ተኮይኑሰ ደሐንዋ🤪🤪🤪
@MeronSemere
@MeronSemere 10 ай бұрын
Bravo 👏
@abrahakonjo9830
@abrahakonjo9830 10 ай бұрын
ኮበርታ ክንደይ ኪሎ እዩ plesss
@kasechteklay4118
@kasechteklay4118 10 ай бұрын
ዋውውውውው ደስ ይብል ❤❤❤❤❤❤❤
ሱመያ  123 is live
ሱመያ 123
Рет қаралды 101
Сюрприз для Златы на день рождения
00:10
Victoria Portfolio
Рет қаралды 2,6 МЛН
Это было очень близко...
00:10
Аришнев
Рет қаралды 6 МЛН
Я сделала самое маленькое в мире мороженое!
00:43
龟兔赛跑:好可爱的小乌龟#short #angel #clown
01:00
Super Beauty team
Рет қаралды 75 МЛН
😍የ ዮሪዲ ጭንቀት
15:45
Wina ዊና
Рет қаралды 7 М.
ዋጋ ናይ ገዛ አቅሑ ብሕሳር
9:21
Nberuta
Рет қаралды 11 М.
Сюрприз для Златы на день рождения
00:10
Victoria Portfolio
Рет қаралды 2,6 МЛН