ብረይ - ተኸታታሊ ትግርኛ ድራማ ፥ ክፋል 1 | Brey - Tigrigna Drama Series - Episode 1

  Рет қаралды 277,048

Lele Entertainment

Lele Entertainment

Күн бұрын

Пікірлер: 1 500
@motherland1510
@motherland1510 Жыл бұрын
እቲ ዝገርም መቀረት ናይ መጻወድያ ኤዱ ኔራ. ናይ ብረይ ካኣ ገና ኣብ ምጅማራ ኤዱ (ብረይ ) ምኻና ተገንዚበ 100%. ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ. ከባቢና ሰላም ይግበረልና 🙏🙏🙏
@ጓልዓጋመእየ
@ጓልዓጋመእየ Жыл бұрын
🙏💜
@ariamemun9576
@ariamemun9576 Жыл бұрын
ሽኮሪናታት ደቂ ትግራይ ደቂ ዓደይ መዓረይ ገደበኹም ስግር መረብ 🇪🇷😍
@ኣዙጓልትግራይ
@ኣዙጓልትግራይ Жыл бұрын
ማዓረይ ዳኣ ወዲ ኤሬ❤❤❤❤
@باسمعسيري-ن3ي
@باسمعسيري-ن3ي Жыл бұрын
ሓዉና❤
@edenaraya9795
@edenaraya9795 Жыл бұрын
አሰይ ብሩክ ሓውና❤
@Soli.7779
@Soli.7779 Жыл бұрын
​@@ኣዙጓልትግራይላሓሲት
@Soli.7779
@Soli.7779 Жыл бұрын
​@@باسمعسيري-ن3يኣብ ሓው ለይብሉ ስፈሪ
@keleabtsehaye4480
@keleabtsehaye4480 Жыл бұрын
💙💙💙 የዋህ መርዓት ቀዳሞት ሓላል ምልጭ ቁንጂና ደስ በሃሎ ትዚታ ኾነ ኣጀኹም ኣጀና ባህላዊ ህዝብና 🇪🇷👍👍👍
@GgGg-wc2pe
@GgGg-wc2pe Жыл бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@rehan222-l1h
@rehan222-l1h Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤
@pj6930
@pj6930 Жыл бұрын
መንነታውያን❤❤
@momlove1427
@momlove1427 Жыл бұрын
😂 💊❤
@faswelsfr1974
@faswelsfr1974 Жыл бұрын
❤❤❤
@Fili_Tub
@Fili_Tub Жыл бұрын
ፊልምታት ትግርኛ ከምዚ ክዓቢ ምርኣይ ክንደይ ደስ ይብል። ኣጆኹም በርትዑ‼
@2Corinthians.10-17
@2Corinthians.10-17 Жыл бұрын
ኣቤት ናፍቆት ዓዲና🥺 መን ከም ሃገረሰብ🥰 ተጋሩዋይ ምቁራት❤💛
@BrhanchannelBrhanChannel
@BrhanchannelBrhanChannel Жыл бұрын
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ🎉❤
@tsegentukubatgrnafla2789
@tsegentukubatgrnafla2789 Жыл бұрын
ዋው ደስ ክብሉካ ምቃረት ዘለዋ ፊሊም ያዒስ ኩርዓት ደቂ ትግራይ ማዓረይ ምሳኹም ዶ ሰብ ይባኣስ ሩጉም ህግደፍ ባ ሰብና ጎንና ከይነስተማቅር ማሕለካ ኮይንና ኣጆኩም ቀፅልዎ ተዓወቲ ኢኩም❤❤❤
@Hiwi-y8w
@Hiwi-y8w Жыл бұрын
❤❤❤❤ኣበይ ኣለና ተጋሩ ንዑ ነተባባዓዮም
@ኣዙጋልትግራይ
@ኣዙጋልትግራይ Жыл бұрын
ኣለና ግን ንምንታይ ኢና ላይ ለይንገብር😊
@tsegaygebremikaelweditigra7699
@tsegaygebremikaelweditigra7699 Жыл бұрын
ባህላዊ 100% ንቅድሚት ነተባብዓዮም ኣሕዋት ኣጀኩም ቀፅልሉ ሰላምን ራህዋን ዶሞ ይፍጠረልና ❤❤❤❤
@ራከቭDc
@ራከቭDc Жыл бұрын
Yes❤️❤️
@mmmmm2701
@mmmmm2701 Жыл бұрын
ደስስስ ክትብሉ ተጋሩዋኒ ከምዚ ክትብሉ ክንደይ የጥዕመልኩም ሃገረሰብ ጥዕሙ እትብሉ ላይክ👌
@AzuMulu
@AzuMulu Жыл бұрын
ሐዚ ገና ደስ ዝብል ስራሕ አምፂእኩም አቱም ትግርኛ ልፀርፊ እምበር ንፍቅሪ አይጡዑሙን ትብሉ ንዑ ተምሀሩ ተጋሩዋይ ፍትዋተይ❤❤❤
@haylayey
@haylayey Жыл бұрын
ደቂ ትግራይ ኩሕሎታት ሕቡናት ብባህሎም ሓደራኹም ከይተቋርፅዋ ፅብቅቲ ፊልሚ እያ ትግራይ ዓድና ሙሉእ ሰላም ይግበረልና ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@seli-saiiat.tigray
@seli-saiiat.tigray Жыл бұрын
ተጋሩዋኒ እንኳዕ ደሓን መፃእኩም ደቂ ሓላል መሬት ❤ ፅቡቅ ድራማ እዩ ቀፅልሉ ጀጋኑ 🥰💙🦋
@ጓልራእሲኣሉላ
@ጓልራእሲኣሉላ Жыл бұрын
ገርዓልታ ከይድኩም ቀረፃ ግበሩ ገረምቲ ፅቡቓት ቦታታት ኣሎ❤❤❤
@ዳኒጋልሃገረትግራይ-ለ8ቸ
@ዳኒጋልሃገረትግራይ-ለ8ቸ Жыл бұрын
ባሓቂ❤️
@yhyrryyyjg7184
@yhyrryyyjg7184 Жыл бұрын
ባሓቂ ደሰ ባሃሊ ቦታ እዩ❤ገራዓልታ
@sarapopinh4329
@sarapopinh4329 Жыл бұрын
Wala ezi des kibil❤❤❤❤
@asmeromgebremariam
@asmeromgebremariam Жыл бұрын
ብናፍቖት ባህልናን ዓድናን ንሳቐ ኣለና ብኸምዚ ምምጻእኹም ደስ ኢልኒ፡ ኣጆኹም በርትዑ ባህልናን መንነትናን ኩርዓትና ኢዩ።
@agamawit
@agamawit Жыл бұрын
ደስ ትብል ድራማ ❤ ሲስኮ ዘለዋ ድራማ ኩልግዜ ሰሓቢት እያ ❤
@abraham.tesfay
@abraham.tesfay Жыл бұрын
ወንድም ዋህድ ብዙሕ ተስፋ ንቕድሚት ዘሎዎ ብርቱዕ ተዋሳኣይ ኢዩ። ሽሻይ ከኣ ኣብ ልዕሊተዋሳኣይነቱ ዝገርም ናይ ድርሰት ክእለት ከምዘሎዎ ካብ መልሲን፣ ቂሐ ፅልሚን ብረይን ተዓዚበ ኣሎኹ። እንተዝከኣል ኩለን ዝተፈላለያ ቅንጥብጣብ ፊልምታት ካብዝኾና ብውሑድ ሓንቲ ከም ገረ እሙን ዓይነት ተኸታታሊት ድራማ እንተዝህልወኩም ምፈተኹ። ፅቡቕ ዕብየት ኪነጥበብ ትግራይ ተምፅኡ ኣሎኹም በርትዑ። እዙይውን ሓደ ግንባር ኢዩ።
@sarapopinh4329
@sarapopinh4329 Жыл бұрын
Ya 👍👍👍👍👍👍👍👍👌👌👌👌👌♥️♥️
@Wedimamaa
@Wedimamaa Жыл бұрын
ድማ ሕጂ ብናይ ባህላዊ ስራሕ መፂኹምና ደስ ብሃሊ ስራሕ ንድራማ መልሲ ከይተደናጉየልና ጥራይ ❤
@Tyrrttfffycws4Fcghccsfjbv
@Tyrrttfffycws4Fcghccsfjbv 6 ай бұрын
🙏🤗
@KisanetTklit
@KisanetTklit Жыл бұрын
ደስ ትብል ድራማ ቀጽልሉ ካብ ሓፍተይ ጓል ትግርኛ ኤርትራ ❤❤❤❤
@BrhanchannelBrhanChannel
@BrhanchannelBrhanChannel Жыл бұрын
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ🎉❤
@Selam-q3f4k
@Selam-q3f4k Жыл бұрын
ኤዱ ክፈትዋ ኣብ መጻወድያ ክትሰርሕ ከላ ናፊቅናያ ነይርና ሕጂ ብምርኣይና ደስ ኢሉና ❤
@selamSelam33-ll1bs
@selamSelam33-ll1bs Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ffdffd5751
@ffdffd5751 Жыл бұрын
Wala ane mara eye zeftewa aduye ❤❤❤❤❤❤❤
@shewittesfay161
@shewittesfay161 Жыл бұрын
እዋይ ኣነስ ናይ ገጠር ድራማ ክፈትዎ መኣት ዋላ እቲ ናይ ገጠር ሂወት እውን ኣብሊጸ እየ ዝፈትዎ ቀጽልሉ ደቂነይ ሰላምኩም ይብዛሕ❤❤❤❤❤❤
@ኣዙጋልትግራይ
@ኣዙጋልትግራይ Жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል❤🎉እፍ 😢ትዝታ ዛናይ ብረይ ላይፍ ሓሊፈያ 😁ሕፁየይ እናፈተኽዎስ ንከይሪኦ ክንደይ ተሸፈንኩ 😔ሰላም ንከይብሎ ክንደይ ጎየኹ እፍ ትዝታ ተጋርዋኒ መን ኣላ ወይ ኣሎ በዛ ላይፍ ዝሓለፈ😂😁😁 ብሃልና ጥዑም ተጋርዋኒ እስኪ ብስም ገጠር ላይክ👍❤ ግጨዉኒ❤🎉ቀፅልሉ ብጣዕሚይ ደስ በሃሊት እያ ሞጅሞዐይ ሽላን ከዓ ብጣዕሚይ እየ ዘድንቐኩም❤🎉
@GgFf-hm7eq
@GgFf-hm7eq Жыл бұрын
ኣነለ ሃሙኡ ነብረ ጋል 14 ዓመት ላሃለብኹ ትሓጭየ ብቆልዓኻ ምርዓ ግን😢😢😂😂😂
@ኣዙጋልትግራይ
@ኣዙጋልትግራይ Жыл бұрын
@@GgFf-hm7eq ብቆልዓኻ መርዓ 😢ከቢድ እዩ ሐዚይ ኮይንካ ትሪኦ ከለኻግን ትባህልና 💌ደስ ክብል💝
@tsegat6873
@tsegat6873 Жыл бұрын
😅😅😅😂😂😂😂ata Sehaq Moyte😅😅😅❤❤❤
@brtu7013
@brtu7013 Жыл бұрын
Ana alku hawey
@BrhanchannelBrhanChannel
@BrhanchannelBrhanChannel Жыл бұрын
ሳብስክራይብ በሉለይ ታጋሪዋኒ ፀሪያት🎉❤
@ሚሊጋልዓጋመ
@ሚሊጋልዓጋመ Жыл бұрын
መን ኣሎ ሃምዚ ከመይ ኣብ ትክቶክ ርኡ ናብዚ ልመፀ🥺❤ ደስ ባሃሊ ደቂ ዓደይ ቀጽሉሉ🥰💜
@ኣሉጋልትግራይ-ቐ7ጠ
@ኣሉጋልትግራይ-ቐ7ጠ Жыл бұрын
my too🎉🎉🎉
@GigiGTSADIK-uy2qu
@GigiGTSADIK-uy2qu 10 ай бұрын
ኣለኩ ኣነ ከመይ ድየ ዝሕብያ ❤❤❤❤
@selamlekmu9726
@selamlekmu9726 Жыл бұрын
ቀደምኻ ገጠር ጥዑም ብሓቂ ናብዘመነ ብሩኻት ኣቦታትና ይመልሰና ቅዱስ እግዚአብሔር
@amlesetmuruts470
@amlesetmuruts470 Жыл бұрын
አታ አነስ ናይ ገጠር ድራማ ክፈትው ዋው ቀፅልሉ ንፍዓት ተዋሳእቲ ❤💜✌
@MamunKsa-d7o
@MamunKsa-d7o Жыл бұрын
ኣብ መፃወድያ ትሰርሕ ዝነበረት ድያ ብረይ ኮይና ትሰርሕላ😍😍ደስ ክብል ናይ ገጠረይ ድራማ ቀፅልዎ ሓላላተይ💛❤💛❤🌏😍😍😍
@selamlove3408
@selamlove3408 Жыл бұрын
ኣወ❤
@BrhanchannelBrhanChannel
@BrhanchannelBrhanChannel Жыл бұрын
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ🎉❤
@mulumusgun5351
@mulumusgun5351 Жыл бұрын
እሰይይይ ደስ ክትብሉ እንኳዕ ናብዚ ኣብፀሐና ክብርን ሞጎሰን ንጀጋኑና❤❤❤
@mery0141
@mery0141 Жыл бұрын
ቀዳመይቲ ባዕለይ እንኻዕ ደሓን መፃኩም ተጋሩዋይ ብሰላም ኣጀሚሩ የፈፅምኩም ❤🔰😍
@mery0141
@mery0141 Жыл бұрын
@kidentube ንስኪ እውን ግበርለይ ሰበይ
@ራከቭDc
@ራከቭDc Жыл бұрын
​@kidentubeኣነ ካኣ ገይረልኪ ኣለኹ ጓl ዓደይ 💛❤️❤️‍🔥
@ጓልትግራይ-ሰ9ዀ
@ጓልትግራይ-ሰ9ዀ Жыл бұрын
ሃገረሰብካ ጥዑም ቀጽልዎ ኣጆኩም ተጋሩዋይ ኩሉ ዘጥዕምሎም💗❤😘
@salamsalam6988
@salamsalam6988 Жыл бұрын
ዋውውው ከምዚ ከማይ ናይ ገጠር ድራማ ትፈትዉ ኣለኩም ዶ ❤
@ኣርግዓዮ
@ኣርግዓዮ Жыл бұрын
ዕንጨይቲ ዓጋም ዘይነድደ ፍቕሪ ሒዙኒ ዘይሰድደ ❤ ኣቤት ጎራዙ ሀበሻ ፍቕርኽን ክጥዕመ ክምቕረ ኡፍፍፍፍ ❤❤❤❤❤
@galtgiray9595
@galtgiray9595 Жыл бұрын
ተጋሩዋይ እንቋዕ ብሰላም መፃኩም🎉❤ ኣነስ እንቋዕ እባ ትግራወይቲ ኾንኩ🙏🥺ኣዝየ እየ ዝኮርዕን ዝፈትየኩም ስስኮየ/መጁሙዐይ ኣዝየ እየ ዘድንቐካ🙏 በርትዕ ሽላየ እውን የፍቅረካ እየ😢😂ተረደአለይ በርትዑ ተጋሩዋይ ❤ደስ ክትብሉ ዓድና ኣናፈቕክሙና ግን😢
@ጓልወያናይሻለቃመኮነን
@ጓልወያናይሻለቃመኮነን Жыл бұрын
ሓሳደይ ንሽላ ቆላሕ ኣትበሊ ኣነ ሓሚመሉ ኣለኹ
@AaAaa-k1o
@AaAaa-k1o Жыл бұрын
እንኳዕ ደሓን መፃእኩም ደቅ ሓላል መሬት ትግራይ ፅብቅ ድራማ ኣጆኹም ቀፅልሉ 💛❤️💛❤️🙏🥰🥰👌👌
@birhankidanu5493
@birhankidanu5493 Жыл бұрын
ተጋሩዋኒ ፍቅርኩም ይቦዛሕ ደቂ ማህጸን ትግራይ ❤❤❤
@Designerብሩር
@Designerብሩር Жыл бұрын
ወዝ ዘለዎ ስራሕ ክዳኖም ልዓርሱ ባህሊ ናሃለየ ፁሩይ 😍ሓደ ሓደ ኣለው ደረስቲ ናገጠር ሰብ ዓሻ ረሳሕ ምንም ዘይፈልጥ ክዳን ልግብግብ ዝበለ ገይሮም ይደርስዎ ዑዕ የምፀኡልካ😡 ዝደራሲ ካብዚ ንላዕሊ ክሰርሕ ዩ።
@sarapopinh4329
@sarapopinh4329 Жыл бұрын
Hasabka fotyeyo👍👍👍👍👍👍👌👌👌👌👌👌♥️♥️♥️
@Romiዩቱብ
@Romiዩቱብ Жыл бұрын
🎉❤❤
@brhaneweldegerges5690
@brhaneweldegerges5690 Жыл бұрын
BHAKI
@BrhanchannelBrhanChannel
@BrhanchannelBrhanChannel Жыл бұрын
ሳብስክራይብ በሉለይ ፍቅራተይ🎉❤❤
@meri9270
@meri9270 Жыл бұрын
ኣበ ትክቶክ ርኡ ዝመፀ ከምዚ ካማይ ኣሎ ዶ ተጋሩዋኒ ፅርያት እይዞኩም ቀፅሉ ዞም አሕዋተይ
@user-ie3kp6vv2yBsrat
@user-ie3kp6vv2yBsrat Жыл бұрын
ኣነ ኣለኹ
@xhvudv4292
@xhvudv4292 Жыл бұрын
ዋላ አነ😂❤
@ይርጋለምአባይ
@ይርጋለምአባይ Жыл бұрын
አነ😂
@hiwilove19
@hiwilove19 Жыл бұрын
ኣወ
@GdhdBsbbs-kg6ev
@GdhdBsbbs-kg6ev Жыл бұрын
ኣለና እወ😂❤❤
@abrehetjambo7366
@abrehetjambo7366 Жыл бұрын
እንዳ ስየ ብጣዕሚ ደስ ትብሉ እግዚኣብሄር ካብዚ ውግእን ወረ ውግእን የውጻና ሰላምን ፍቅርን ይሃበና ካብ ሓፍትኩም ኤርትራዊት
@عبدومعروف-د8ز
@عبدومعروف-د8ز 5 ай бұрын
هللا بيكي ...انا ارتري ادور عرووووس❤
@__-wj7zq
@__-wj7zq Жыл бұрын
_ዋውውው ደስ ዝብል ድራማ ቀፅሉሉ ደቂ ዓደይ ጽሩያት 💛❤ ገጠር ጥዑም🥺😌_
@May-e6u
@May-e6u Жыл бұрын
Ab TikTok riekuma zmexakum 🖐🏾🛖🇪🇷 ❤❤❤❤
@ራሄላጓልኣክሱምይትዬብ
@ራሄላጓልኣክሱምይትዬብ Жыл бұрын
ደቂ ሓላል መሬት ትግራይ 🥰 ባኣኩም ሕጉሳት እና ቡኡነት ደስ ክብል ኩሉ ስራሕትኩም ሕርክራክ ዘይብሉ 🥰 ቀፅሉሊ👌 ኣብ ዘለናዬ ናይ እመብርሃን ፆሎትን ረዲኤትን ኣይፈለየና♥️
@Tewahedoeyaemnetey
@Tewahedoeyaemnetey Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ❤
@Girmay6808
@Girmay6808 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz Жыл бұрын
ደቂ ሓላል መሬት ትግራይ ኣቤት ምፅባቁ እዚ ባህልና😢❤💛💊👑💫
@ሊሀምትግራይ
@ሊሀምትግራይ Жыл бұрын
ተጋሩዋይ ምንጪ ሳሓቅና ብዝሑ ሰስኑ ክንዲ ሽሕ ኩኑ ደስ ክብል ቀፅልሉ❤❤❤❤
@FgffCcxd
@FgffCcxd Жыл бұрын
ከምዚ ድራማ ኣብዛ ፅሪትን ልምዕትን ትግራይና ኣይተ ተሰረሐትን ቀፅልዋ መምሃርን መሃርን ዝኮነ ድራማ እዩ ኣማዕብልዎ ኣጣዒኩም እዚ ባህልና ናይገጠር ኣማዕርግዎ ብዘይ ሕፍረት ብዘይ ስክፍታደስ ኢሉኒ ❤❤❤❤❤❤❤
@ksanet12147
@ksanet12147 Жыл бұрын
እንኳዕ ደሓን መፃእኩም ደቂ ሓላል መሬት ትግራይ ፅቡቅ ድራማ ኣጆኩም ቀፅልሉ💛❤️💊🙏♥️
@Helenmegstu
@Helenmegstu Жыл бұрын
ዶክተር ኤዱ ናይ ሕጂ ብረይ ከምታ ናይ መፃወድያ ከምትዋስእያ ኣይጠራጠርን ፅቡቕ ናይ ስራሕ ግዜ ይኹንልኩም🙏🙏
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 Жыл бұрын
ጥበብ ደራስን ብራኸ ተዋሶኦ ተጋሩን ትግራይ ዘበረኸ ጽቡቕ ስራሕ እዩ ቀጽሉ ንሕና ድማ ምሳኹም ክንጓዓዝ ኢና
@zinabuhishe8202
@zinabuhishe8202 Жыл бұрын
ብጣዕሚፅቡቅቀፅልሉ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ጓልትግራይሓላል-ኰ6ነ
@ጓልትግራይሓላል-ኰ6ነ Жыл бұрын
ኣበይ ኣለኩም ተጋሩዋይ ናይ ባዕልና ቻናል ነዕቢ 🥰🥰🥰
@hffjgdyd-bj8ho
@hffjgdyd-bj8ho Жыл бұрын
ደቅ ትግራይ ሓላል መሬየት እዝ ኹሉ ሓልፉ አብዝ ስለ ድበፀሕና አምላኽ ይመስገን ቀፅልሉ ትግራይ ዓደይ ዓምብብለይ ❤❤❤❤
@Haregte
@Haregte Жыл бұрын
ብረይስ ኣጥዒሙላ ጓል ሃገረ ሰብ ሽኮሪና🎉🎉🎉 ብዘይ ሑሩጭ ክትፅብቅ
@ሕቆፍኒ
@ሕቆፍኒ Жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል መረት ትግራይ ኣጆኩም በርትዑ ታሪክን ባህልን ትግራይ ደሚቁ ምውጽኡ ንጸላእቲ ኢዕሊ ሚሳይል ኢዩ
@ነብያትጓልተዋህዶትግራይ
@ነብያትጓልተዋህዶትግራይ Жыл бұрын
ናፍቆት ተቃፀልና እኮ 😢💔ኦ አምላከይ ሰደትና አሕፀረልና አየ ዝዓድና ዝገጠር ምጣዑሙ❤❤ቀፅልሉ በርቱዑ ዞም አሕዋተይ
@genet761
@genet761 Жыл бұрын
ረኪበኪ❤❤❤❤❤❤
@ነብያትጓልተዋህዶትግራይ
@ነብያትጓልተዋህዶትግራይ Жыл бұрын
@@genet761 ገነተይ❤️❤️
@mebrhit-vz5mr
@mebrhit-vz5mr Жыл бұрын
ኤደን ቆንጆ ከም መፀወድያ ከም እንፈተወኩም ዝነብርና ካብኡ ንላዕሊ ዝበለፀ ገይርኪ ከም ተዋሰኢ ኣይንጠራጠርን ❤❤❤❤❤
@GalAle-kv3kx
@GalAle-kv3kx Жыл бұрын
እንኳዕ ሰላም መፃኹም ደቂ ሓላል መሬት ትግራይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩምን ዘኽብረኩምን ❤❤❤❤
@tdf3691
@tdf3691 Жыл бұрын
Sye shkor❤❤❤
@hewi7503
@hewi7503 Жыл бұрын
መን እዩ ከምዚ ከማይ ወዲ ገጠር ምኻኑ ኹርዓት ዝስመዖ 🥰🥰
@AbiCannell
@AbiCannell Жыл бұрын
ደስ በሃሊት ድራማ ኣለኹምዶ ኸማይ ገጠር ዝዓበኹም
@samerahsamerah329
@samerahsamerah329 Жыл бұрын
ኣሰይ ደስ ትብል ድራማ እያ ኣሕዋተይ ከይተቃርፅዋ ዶሞ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም❤❤❤❤
@FinisterreFhiol
@FinisterreFhiol Жыл бұрын
ትዕድልቲ እዩ ናትና ምካንኩም❤🎉
@magitigraweyti579
@magitigraweyti579 Жыл бұрын
ውይ ዝዓድናስ ክንደይ ክልምልም እዩ ተመስገን ትግራዬ💙😘
@FgGd-nl1zw
@FgGd-nl1zw Жыл бұрын
ሙቁራት ትግራዋይ ሙኻን ተዒዲልት እዩ ደስ ዝብል ሕፊረት ዘላዎ ናይ ሃገረሰብ ፊቅር❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@lkjlkh5222
@lkjlkh5222 Жыл бұрын
ሲስኮ ኮ ትፍለ ኢካ ብድርሰትካ ብተዋስኦካ ብጣዕሚ የ ለድንቀካ ቀፅለሉ ጅግና ትግራዋይ👑❤️ ሽላ ዓይነይ ለ ይፎትየካ የ ሓሪፍ ስራሕ ቀፅሉሉ ተጋሩዋኒ miss you❤️💛
@yey4ueur-gw6bs
@yey4ueur-gw6bs Жыл бұрын
መጅሙዕ ዝፈትዎ ተዋስኣይ ቀፅልሉ❤❤
@DdgDdgcdvfbfgr-jg7es
@DdgDdgcdvfbfgr-jg7es Жыл бұрын
እፍፍፍፍፍፍፍ ናፍቆት ዓድና😢 ሃገረ ስብካ ክጥዕም እሰይ ደስ ክብለካ ❤ከምዚ ቀፅልሉ እዚ ናይ ሎሚ ዘሎ ጥራሕ ዝባንካ ላወፃእካ ዝስራሕ ይቅረ ትግራይና ክፈትዋ ኣነስ ብደም ደቅነይ ደቂ ሃገረይ ግዲ ግዲ ቆይማስ ኣብ ትሕቲ እግዛብሔር ኣምላክ❤🎉🎉🎉ቀፅልዎዎዎዎዎዎ
@mebitigraweyti
@mebitigraweyti Жыл бұрын
ተጋሩዋይ ጽርያት ዓለም❤❤❤
@ShvxubJnvduhdj
@ShvxubJnvduhdj Жыл бұрын
ደሰ ትብል ድራማ ቀፅልሉ ተጋሩዋኒ ❤❤
@shishaykidanemaryam616
@shishaykidanemaryam616 Жыл бұрын
አሰይይይይይይ እዋይይይይ እቲ ዓደይ እተረአኩስ ከብደይ ሓፍ ሓፍ ኢልኒ ቃደማካ ሃገረ ሰብ ደስስስስ እትብል ድራማ ጎብዙ ብጣዕሚ ንፍዓት ኢኩም ከምዚ እናገበርኩም ባህሊ ዓድኩም አጉልህዎ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ካልአይ ክፍል ብሃንቀውታ ንፅበ ❤❤❤❤
@fayaz3598
@fayaz3598 Жыл бұрын
ስየ ሃይላራም😂 ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ስራሕ ቀፅልዎ❤❤
@Muna1212-q7p
@Muna1212-q7p Жыл бұрын
ኣሰይ ተጋርዋን ሽኮርናታት ደስ bahelti ይመችኩም አስኪ ግን ሕቶ አላትን ብረ አብ መጻወድያ ትሰርሕ ነበረት ድያስ ዋላ አይኮነትን መልሱለይ አስኪ tegarwani ሽኮርናታት ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@Haregte
@Haregte Жыл бұрын
እወ ንሳ እያ
@galltigray4548
@galltigray4548 Жыл бұрын
እወ ንሳ ክፈትዋ ከ❤❤❤❤
@ferewoinibiadglgne2103
@ferewoinibiadglgne2103 Жыл бұрын
እወ
@selamlove3408
@selamlove3408 Жыл бұрын
ኣወ ንሳ አያ
@dnglmaryameyarfutalbey1494
@dnglmaryameyarfutalbey1494 Жыл бұрын
ወይ ደስ ክብል ዋይ ኣበይ ቀንየ ክልተ ማዓልቲ ዘይረኣክዎ😢ተጋሩዋ ምቁራት ኣጆኹም ቀጽልሉ ብጣዓሚ ገራሚ ድራማ ሲስኮ ክፈትዎ❤💛
@mdmid3528
@mdmid3528 Жыл бұрын
ብረይ ምጮዉቲይ ኤዱ ጋል ገጠር ምኻን ከጥዕመልኪ❤❤ ደሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ተጋሩዋይ💕🙏💕
@messiendertawitmessiendert2490
@messiendertawitmessiendert2490 Жыл бұрын
ተጋሩዋይ ምሳኹም ዶ ኣስርሑኑይ ካብ ስደት ክምለስስ😅❤
@tsegagaltgray
@tsegagaltgray Жыл бұрын
ደስ ክብል ተጋሩዋይ ቡሉፃት ኣዝየ እየ ዝፈትወኩም ዘድንቀኩም😘
@Trhasvebremedhn-ue6pd
@Trhasvebremedhn-ue6pd Жыл бұрын
Nakum ztselie amlak kabza midriy yetfayo i Love Tegaru❤❤
@hzis6559
@hzis6559 Жыл бұрын
ኤዱ ሽኮር ኣብ መፃወድያ ክፈትዋ ኣብዝይ ብምርኣየይ ደስ ኢልኒ ምቅርተይ❤❤❤
@fetawihaki7146
@fetawihaki7146 Жыл бұрын
ብሪ ቆንጆ ኬፍ ዘለዋ ጓል ትግራይ ኣብ መጻወድያ ኤዱ ኮይና ትሰርሕ ነራ❤❤❤❤❤❤❤
@BrhanchannelBrhanChannel
@BrhanchannelBrhanChannel Жыл бұрын
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤🎉
@tmsgnamlky6344
@tmsgnamlky6344 Жыл бұрын
ኣሰይይ ደስስ ዝብል ኣንካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፅሩያት💖💖💖💖
@GGmanchanel-n6y
@GGmanchanel-n6y Жыл бұрын
ንብረይ ዝፈቱ ባ ላይክ ሃቡና
@selugaltgray8759
@selugaltgray8759 Жыл бұрын
ተጋሩዋይ እንቃዕ ደሓን መፃእኩም ሰናይ ስራሕ🙏🥰 ኣነስ ዓደይ ናፊቀ ስደት😢
@milihabesawit8861
@milihabesawit8861 Жыл бұрын
ለይለሚ የተሓጎስኩይ ተጋሩዋይ ብጣዕሚ ደስ ክትብል ቀፅልሉ❤❤❤🥰🥰💙
@HgHc-m9p
@HgHc-m9p Жыл бұрын
ደሰ ትብል ድራማ ብጣዕሚ ደሰ ዝብል እፍ ትዝታ ቢቻ 😢😢❤❤❤
@uyth8675
@uyth8675 Жыл бұрын
ቀፅልዎ ተጋሩዋኒ ፅሩያት አሰይ ከምዚ ክንርኢ ከለና አብ ስደት ዘለና ካዓ አብ ዓዲ ዘለና እዩ ዝመስለና❤❤❤❤
@JemBer-hm4ik
@JemBer-hm4ik Жыл бұрын
አሰይ ደስ ክብል በተለይ አከዳድነእን አነውን ካብ ስደት ተመልሰ ከምዝያት ክዳን ክክደን እዩ ትምንተይ😊❤ግን ዝቃዳድ ዘይተቀደደ ተትገብሮኦ ዝበለፀ
@nabhade3470
@nabhade3470 Жыл бұрын
ናይ ፍቕሪ ድራማ ይፅናሓልኩም። ኣምሓሩ ዝፈፀሙዎ ዘርኢ ምጥፋእን ናይ ጉጅለ ህወሓት ጥልመትን ናይ ህዝቢ ትግራይ ጅግንነትን ብዙሕ ፊልምታት ስርሑሉ ታሪኽ ሰንዱ።
@azimerakahasi7286
@azimerakahasi7286 Жыл бұрын
ተጋሩዋይ ቀፁሉሉ ደስ ዝብል ሰራሕ እዩ🎉🎉
@yes6292
@yes6292 Жыл бұрын
ደስክብል ገጠ ከንካ ምስራሓ ተራኣና እኮ ቀጽልሉ 😢😢🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤👌👌👌👌
@galtigray5257
@galtigray5257 Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ ደሰ ትበል ድራማ ኣቤት ትዚታ ❤
@brhang6873
@brhang6873 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ተጋሩዋይ❤ ቀፅልሉ ንሕና ድማ ነባራተዐዮም👍
@ጓልእንዳባጉና
@ጓልእንዳባጉና Жыл бұрын
ብራቮ ተጋሩዋኒ ፅቡቕ ጅማሮታት❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@BirhanKaliay-pn5lj
@BirhanKaliay-pn5lj Жыл бұрын
ብጣዕም ደስ ትብል ድራማ ቀፅልሉ ብረይ ናይ ገጠር ደስ ብሃልይ ባህልኻ❤❤❤😘😘😘
@ععالر-ك5ر
@ععالر-ك5ر Жыл бұрын
ኣሰይ ደስ በሃሊት ድራማ ደቂ ዓደይ ፅሩያት ❤️❤️❤️❤️🙏
@alemtesfay-g3t
@alemtesfay-g3t Жыл бұрын
ኤርትራዊነት ኣብ ጥፍኣት ትግራዋይነት ይምስረት
@ShweitShweit-yt4wq
@ShweitShweit-yt4wq Жыл бұрын
ደስ ትብል ድራማ ቀጽልሉ ካልኣይ ክፋል ከኣ ብሃንቀውታ ንጽበ ኣለና ❤❤❤❤
@TesfayTig-1214
@TesfayTig-1214 Жыл бұрын
አረ ልደራሲ ሲሲኮ ዝኾን ቃላት የብለይን💝ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ተጋሩዋይ💝💝💝
@musiesheqa453
@musiesheqa453 Жыл бұрын
፡ዋው ፅቡቅ እዩ ቀፅልሉ ተጋሩዋኒ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@Channel-qe9mn
@Channel-qe9mn Жыл бұрын
ጠኒኪርኩም ቀፅልዋ ከምዚ ድራማ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብለኒ ሰስኑለይ ተጋሩዋይ❤
@ተስፋእዩስንቀይ-ኘ9ሠ
@ተስፋእዩስንቀይ-ኘ9ሠ Жыл бұрын
ብሓቂ ደስ ዝብል ድራማ ቀፁልሉ ሙቁራት❤
@sooqusaabya3831
@sooqusaabya3831 Жыл бұрын
ኣዝያ ኣዝያ ኣዝያ ምቅርቲ ዝኮነት ድራማ በጃኩም ከይተ ቃርፅዋ እቲ ባህልና ክንደይ ይጥዕም ሙቁር ❤
@ማርያመይኣዶፍቅሪ
@ማርያመይኣዶፍቅሪ Жыл бұрын
ኣሰይይይ በጣዕሚ ድስስስ ዝብል ድራማ ተጋሩዋይ ቀጽሉሉ ❤❤ ሃገረሰብ ዓደይ ጥዑም🥰🥰🥰🥰🥰
@jge7tye640
@jge7tye640 Жыл бұрын
ተጋሩዋኒ ብሉፃት ቀፅልሉ ኣጆኹም በርትዑ ተሃረፍቲ ፍጥረት❤❤❤❤❤❤❤😘😘😘😘😘👑👑👑
@kdjnnrr6390
@kdjnnrr6390 Жыл бұрын
ዋው ደቅ ትግራይና ንፉዓት👌❤🎉
@NgstiTigraweyti-dz3cd
@NgstiTigraweyti-dz3cd Жыл бұрын
ዋዉ ክላሲካላን ድራማኣን ክትምቅር ኤዴን ኣብ መፃወድያ ብጣዕሚ ዝፈትዋ ነይረ ኣዉዚ እዉን ዝበለፀት ኮይና መፂኣ ቀፅልሉ ተጋሩዋይ❤
Wednesday VS Enid: Who is The Best Mommy? #shorts
0:14
Troom Oki Toki
Рет қаралды 50 МЛН
«Жат бауыр» телехикаясы І 26-бөлім
52:18
Qazaqstan TV / Қазақстан Ұлттық Арнасы
Рет қаралды 434 М.
Sigma girl VS Sigma Error girl 2  #shorts #sigma
0:27
Jin and Hattie
Рет қаралды 124 МЛН
$1 vs $500,000 Plane Ticket!
12:20
MrBeast
Рет қаралды 122 МЛН
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 1,1 МЛН
Wednesday VS Enid: Who is The Best Mommy? #shorts
0:14
Troom Oki Toki
Рет қаралды 50 МЛН