🇪🇷ብሰንኪ ሐዋላ 💶ፍትሕ ይበዝሕ # ካብ 💔ሐዳርካ 🤦‍♀️🤦‍♂️ታሐቢኻ ምሕዋል ዘሎ መዘዠ

  Рет қаралды 10,778

Shalom Habesha life ሻሎም ናብራ ሐበሻ

Shalom Habesha life ሻሎም ናብራ ሐበሻ

Күн бұрын

Пікірлер: 81
@asmeraroyalcafe
@asmeraroyalcafe Жыл бұрын
ምስጋና የቡሉን. ኩሉ ግዜ ክትህገዞም የደልዩ በቃ ሓውልካ ንሶም ኣይለወጡ ኣይሓልፈሎም ንሰካ ኣይትሕብተምን ኣይትምሰገነን በቃ ባእሲ ኮይኑ. ምግዳፍ ጥራይ ዘሓሸ
@yowhanstewelde
@yowhanstewelde Жыл бұрын
ሓበሻ ኣይነግሩን ኢዮም ብፍላይ ሰብኡት ተሓቢኦም ይሰዱ ንስካ ድማ ደቖም ክትዕቢ ሰዲድካሎም፡ዘይትፈልጥ
@shishayzemichaelhaile1699
@shishayzemichaelhaile1699 11 ай бұрын
ግሊኦም ኢኮ ካብ ንደቆም ንካለአ ክግብሩ ዝፍትዎ
@fitsumgerezgiher3495
@fitsumgerezgiher3495 Жыл бұрын
የቀንየልና ሓብትና ሻሎም ጽቡቅ መደብ እዩ ብኽልቲኦም ጾታታት ዝረእ ዘሎ እዋናዊ ሽግር ኾይኑ እቲ መሰረታዊ ሱር ጠንቂ ምብትታን ስድራቤታት ዝኾነ ቁጠባዉን ማሕበራዉን ፖለቲኻዉን ሸግር ናይ ሃገርና ዘምጸኦ መዘዝ ኽንስደድ ተገዲድና : ኣብ ስደት ኸኣ ኣብ ሰብ ሓዳር ጎሊሑ ዝርእ ምጉርራሕን ኸምዓቅምኻ ዘይምንባርን ስለዘሎ እዩ እሞ ነዞም ዝተጠቅሱ ኽንእረመሎም ይግባእ ።
@MeSiNhe
@MeSiNhe Жыл бұрын
Agedasi arastiyu bhawela tewaridu seb tom sdra kea hadarkum gberu zomdekey zblu whudatyom habu sdedu beka ☺️😒
@meseretberhe2964
@meseretberhe2964 Жыл бұрын
እግዚኣብሔር ይኽበር ይመስገን ጽቡቕ ብርኽቲ ሓፍትና ሻሎም። ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኪ። ጽቡቕ ሓሳብ።
@zmeragermay691
@zmeragermay691 Жыл бұрын
ሰላምኪ ይብዛሕ ሻሎመይ ጸቡቅ ሓሳብ ኢኪ ኣምጺኢ ኪ ኣለኪ ግን ስድራና ኣብ ዚ ስዓት ካብ ወዲ ኩስቶ ዶ ሓሚቅካ አንዳበሉ ኢዮም ዘዋዳዱሩካ በቃ ሓሪስካ ምብላዕ ገዲፎሞ ኢዮም ዘለዉ
@semharbrehane5787
@semharbrehane5787 Жыл бұрын
Yeqenyelna haftey natey sile kulu senay luem zikone sereba. Ab hadar gluxnot zeymhlaw kulu konto eyu liali kulu gin sebuet aykonen do keyserhaka serihka genzeb amixieka ka nisom kihguzu hasabom kigebru enber nay sebeyti gidash yeblomin hlina albo zikonu sebuet bzuhat eyom. 😢
@fetwimelake1513
@fetwimelake1513 Жыл бұрын
Ya nay bhaki
@yodhemen1682
@yodhemen1682 Жыл бұрын
Nmntay nhwel zeytrdani bzey thawil knbru ayklun sdrana zey zerhu wala kserh zikel eko eyu sdeddd zblu bjemrya ab adi zelwo kem zserhu kngrom alna
@SelamTV.
@SelamTV. Жыл бұрын
ሻሎሞይ ናይ ባሓቂ ኣገዳሲት ኣርእስቲ የቀንየልና❤❤❤🎉🎉🎉
@meazaeyab4380
@meazaeyab4380 11 ай бұрын
Welcome tebareki shalom Haftey bflay Asebeat Ay negirun eyom tenki mftah Kea NSU EU ❤❤❤
@salitekle4013
@salitekle4013 11 ай бұрын
tewaridna hawala amlak dea adina selam ygberelna ember
@IM-gh5jn
@IM-gh5jn Жыл бұрын
Eway zi sebaykis teawitluu❤
@misganaokbamaryam70
@misganaokbamaryam70 Жыл бұрын
Wawww danke habibiti nay bahaki ❤
@senaitgebremedhin4533
@senaitgebremedhin4533 Жыл бұрын
God bless you more, Sister. Wonder: This is a wonderful message it's true ❤❤❤❤
@chekolet9859
@chekolet9859 Жыл бұрын
Ane aleku bhawela ztefatahaku 1 welide rekbkayo ayfeltn
@YoditTsegay-ed8ms
@YoditTsegay-ed8ms 11 ай бұрын
Ata bro emo wedika edo yabi hawela zetgedfwo
@chekolet9859
@chekolet9859 11 ай бұрын
​@@YoditTsegay-ed8ms wedey mray mrkab kelatni
@bmhretkatemtenagoyta2692
@bmhretkatemtenagoyta2692 16 күн бұрын
Kab n wladkan hadarkan n hawela akedimka tekewn ezom sebut kitxektu tray ekum tdelyu nay nebsukm ember hadarkum ayegedsekumn eyu
@bmhretkatemtenagoyta2692
@bmhretkatemtenagoyta2692 16 күн бұрын
Xbuk geberetka wihdka keman
@rimaalem3139
@rimaalem3139 Жыл бұрын
Moseb gezana nay behaki danke ❤
@nebuyemane920
@nebuyemane920 Жыл бұрын
Wawww shikorina koynki shalomey haftey
@lemlemnegusse2934
@lemlemnegusse2934 Жыл бұрын
ተባረኪ
@wedebbereket4066
@wedebbereket4066 Жыл бұрын
Ygermeki eyu brawa habtey, abzi zey msul mesilka dekom tebyelom beti sdra yeshegruka entay mesilna nkeyd alena etom ninebro ina nfelto brkty habtey
@abieltadese5467
@abieltadese5467 Жыл бұрын
ናይ ባሓቂ
@SelamTekleab-x6o
@SelamTekleab-x6o Жыл бұрын
Nay bihaki yene konjo
@The_risk_taker1
@The_risk_taker1 Жыл бұрын
ናይ ብሐቂ የባእስ እንበር
@wdasebrhane9520
@wdasebrhane9520 Жыл бұрын
Anbesa kexlyo❤❤❤
@semharkahsai_2011
@semharkahsai_2011 Жыл бұрын
Kulu gizie hanasi zaeba eki tekrbi shalomey brkti keslyo❤
@selamberhe5600
@selamberhe5600 Жыл бұрын
lebam seb !! Lebam sebeyti men yirekba....elu goyta
@hannabereket2005
@hannabereket2005 Жыл бұрын
Kab hadarom sdroaom eyom zgdesu
@smrethaile4774
@smrethaile4774 Жыл бұрын
Wooooo shalom haftey brkti good job ❤❤❤❤
@shalomhabeshalife
@shalomhabeshalife Жыл бұрын
ስምረተይ ብርኽቲ❤
@bettyyafet8410
@bettyyafet8410 Жыл бұрын
eway ezgeher amakereki
@FreweiniTesfamichael-h9t
@FreweiniTesfamichael-h9t Жыл бұрын
Shalomay nay behki
@sarasolomon7814
@sarasolomon7814 Жыл бұрын
Well come shalomey ❤ you look beautiful as usual 😍 😘
@shalomhabeshalife
@shalomhabeshalife Жыл бұрын
❤😍🥰🙏
@jhjv7573
@jhjv7573 Жыл бұрын
Ani zefrhini kulu sedtgna adeka eto entitebhalu eyu chger geza yebelka genzeb yebelka 😢endasirhaka tibetino entay hiwetu eyu 😥
@emteemte3985
@emteemte3985 11 ай бұрын
Trah edna kemtaztewelednaya mietaw eya enber kkk meas genzeb akibna weridna nsdra kinbl trahna terifna eritrin mesakin
@selamaraya9140
@selamaraya9140 Жыл бұрын
Thanks shalom (mosob gezana)
@abrahamyohannes1515
@abrahamyohannes1515 Жыл бұрын
Heqi heftey xbouq meghlexi amlak ybarki
@The_risk_taker1
@The_risk_taker1 Жыл бұрын
እንጀራ አለም ብልኢ
@hannabereket2005
@hannabereket2005 Жыл бұрын
Nztewelde khgzu eber hiwet seb yebalashwu
@haren33098
@haren33098 Жыл бұрын
እቲ ቀንዲ ሽግር ኮይኑ ዝስምዓኒ ሓዳር ክትገብር ከለኻ ክልቴኻ ናይ ራኢን ዕላማን ሓድነት ዘይምህላው ኢዩ ብፍላይ ን ቁጠባን ምሕደራ ገንዘብን ዝምልከት ዝበዝሕ ህዝብና ን ኤውሮጳ ክመጽእ እንከሎ ከምዚ ናብ ቦታ ስራሕ ወይ ናብ ቦታ ወፍሪ ዝመጽእ ዘሎ ኢዩ ኣብ ኣእምርኡ ቀሪጹ ዝመጽእ። ሽዑ ቀዳማይ ዕላምኡ ሰሪሑ ድዩ ካብ መንግስቲ ገንዘብ ተመጽዊቱ ን ስድርኡ ክሕግዝ፡ ድኽነቶም ከሕልፈሎም ሓሲቡ ኢዪ ዝመጽእ። ነብሱ ከዕቢ፡ መጻኢኡ ክልውጥ፡ ሓዳር ክገብር ኢሉ ሓሲቡ ን ኤውሮጳ ዝመጽእ የለን። ን ኩሉ ነገራቱ ከኣ በዛ ሓሳብን ዕላማን እዚኣ ኣሕሊፉ ኢዩ ዝጥምቶ። ክልተ ሰብ ሓዳር ኣብ ሓደ ገዛ እንዳ ነበሩ ኣብ ክንዲ ብዛዕባ ናብርኦምን ደቆምን ዝኸውን ዓላምኦም ብዛዕባ ሰሪሖም ከመይ ገይሮም ኣብ ኤርትራ ድዩ ኣፍሪቃ ዘለዉ ስድርኦም ይሕግዙ ይኸውን። ብፍላይ መብዛሕትአን ደቂ ኣንስትዮ ካብ ንስድርአን ምሕጋዝ ዝሓልፍ ከም ዝበዝሑ ተባዕትዮ ዕሙቅ ዝበለ ናይ ቁጠባን ሰልድን ራኢ የብለንን። ወረ ን ኤውሮጳ ተመርዕየን ዝመጻሉ ዝዓበየ ምኽንያት ስድርአን ምሕጋዝ ኢዩ። ስድራ ኣይንሓግዝ ኣይኮነን ግዳ ኣኺልና ናብራና ብዛዕባ ምሕጋዝ ስድራ ጥራይ ክኸውን የብሉን ብፍላይ ሕጂ ኣብ ኤርትራ ሓዋላ ስለ ዝደኸመ ዋላ 500 ኤውሮ ሰዲድካ ውን ንሓደ ኣብ ከተማ ኣብ ገዛ ክራይ ዝነብር ስድራ ካብ ኣፍ ናብ ኢድ ኢዩ ዘንብር።
@teshomewehazit1416
@teshomewehazit1416 Жыл бұрын
Gut informasionert Meiner Schwester 👌💪
@saraberaki3916
@saraberaki3916 Жыл бұрын
Bhaki ♥️
@Rose-o1bd8o
@Rose-o1bd8o Жыл бұрын
እር ሻሎም አምሮብሻል❤
@shalomhabeshalife
@shalomhabeshalife Жыл бұрын
በጣም አመስግናለዉ❤ ተባረኪልኝ🙏🙏🙏
@bekiazmera2216
@bekiazmera2216 Жыл бұрын
Shalom bkemey nrekbo telofonki zhaftey
@shalomhabeshalife
@shalomhabeshalife Жыл бұрын
Be messanger rekbeni, shalom jesus eyu zebele🙏❤
@molye6232
@molye6232 Жыл бұрын
ሰላም ስለቲ ሓሳብኪ ምክፋልኪ የመስግነኪ : ኣብቲ ግልፅነት ዝበልኪዮ ይሳማማዕ ኢየ። ግን ሓንቲ ሕቶ ክሓተኪ ሓዉካ ወይ ሓዊ ሰበይትካ ኣብ ልብያ መፅዩ 5000$ ይባሃል እሞ, 5000$ ከፊልኪ ሓዉኪ ዶ መዉጸኪ ወይስ ሓዳረይ ከይፈርስ ኢልኪ ስቕምበልኪ? እንታይ መቐደምኪ ነርኪ ኣብከምዚ ዓይነት ኩነታት?
@shalomhabeshalife
@shalomhabeshalife Жыл бұрын
ሰላም ንዓኺ ይኹን , ጽቡቕ ሕቶ እዩ እንድሕር ጉሉጽነት አሎ አብቲ ሐዳር እቶም ስድራአ ከም ስዶሩኡ ዝሪእዬም ተኾይኑ ንሳዉን ከሙኡ እተኾይኑ ምትሕልላይ አሎ ማለት እዩ እዚ ኻአ ልቢያ ጉዳይ ሂወት ምድመን ስለዝኾነ ተዛራሪብካ ትኽእሎ ክትገብር አሎካ🙏
@luelteame208
@luelteame208 Жыл бұрын
ሰላም , ኣብ ዝሓለፈ ቆልኡ ይምጠሉ ኣለው ኢልኪ ነይርኪ ። ንስድራኹም ሓውልሎም ትብሊ ኣለኺ እዚ 2 ኡ ከመይ ኢሉ ይቃዶ?
@shalomhabeshalife
@shalomhabeshalife Жыл бұрын
ሰላም ንዓኺ ይኹን, መልእኽቲ ናይተን 2 ቪዲዮ ዝተረዳእኽየን አይመስለንን , ብሐዋላ ድቅኻ ትምንጠል አይበልኩን, ንስድራኻ ከም ዓቕሞም ንክነብሩ እታ ትኽእላ ሐዉል እቲ ዘይትኽእሎ ብጉሉጽነት አረዳአዮም እየ ዝበልኩ, ደቅና ስለዝሐወልና አይኮኑን ዝዉሰዱ ነታ ቪዲዮ ጽቡቕ ጌርኪ ራአያ እሞ ክትርዳአኪ እያ 🙏
@weinihabtegabir8324
@weinihabtegabir8324 Жыл бұрын
❤️❤️🥰
@The_risk_taker1
@The_risk_taker1 Жыл бұрын
ዘይ ንሱ ድአ እንታይ የባእስ አሎ ተሐቢእካ ፍሊካ ንስድራካ ምስዳድ ሐዳሪካ ስድራ ናይ ስበይቲ ሐንቲ መአልያተሐብእካቲ ተዘኪሮም ዘይፍልጡ ድማ ሐዳር ምስጎደለ ይብተንገድፍካ
@shishayzemichaelhaile1699
@shishayzemichaelhaile1699 11 ай бұрын
አዝገ ኣፍለተኪ ንውራይ ንጥምቀት ዶ ገለዶ አንዳ በሉ ትፋስና ኣውጾኦምና
@SissyMsgna
@SissyMsgna Жыл бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉
@SelamTekleab-x6o
@SelamTekleab-x6o Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@visionhomeschoolingfamily
@visionhomeschoolingfamily Жыл бұрын
እዋናዊ መልእክቲ ሻሎመይ ብርክቲ
@SolomonAbreha-o2l
@SolomonAbreha-o2l Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@helentesfamariam8885
@helentesfamariam8885 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤
@UnitedhabeshaCushnation317
@UnitedhabeshaCushnation317 Жыл бұрын
Eti zeyblu ke kabey amtsiu eyu khwl
@shalomhabeshalife
@shalomhabeshalife Жыл бұрын
Selam naki/ka eti zeyeblu emo yeblun eyu, yebleyen elka merdea 🙏
@selamzekaryas3368
@selamzekaryas3368 Жыл бұрын
❤❤❤❤🙏🙏🙏
@bestemusic2480
@bestemusic2480 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@azieb8812
@azieb8812 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤🙏🏾❤️🙏🏾🙏🏾
@tesfa6273
@tesfa6273 Жыл бұрын
ህግደፍ ከይተአልየ ሰላም የለን።ሱር ከሉ ጠንቂ ክፍእ ህግደፍ እዮ
@belaineshisak7165
@belaineshisak7165 Жыл бұрын
ጨምላቅ ሕምቀትካ ምስ ሓደ ውድብ ከተጸግዖ ኣይትፍትን ሕማቅ ካብ ሕማቃት ዝተፈጥርካ ህግደፍ ደድሕሬካ መጺኡ ከምዚ ግበር ኣትግበር ክብለካ ደሊካ ሩሙስ ሓምሊ ስንፍናካ ናብ መን ከተልግቦ ሰራቂ ኢድ እምበር ዝሰርሕ ኢድ ዘይታዓደልካ ጓሓፍ ናይ ስካሪኮ።ትመክረካ ትምህረካ ኣላ ስምዓያ ኣብዘይ ምልከተካ ሓሸውየ ኣይትሃውትት ሁውቱት ቆምሽጢ ህግደፍ ጅግና ኢዩ ሃገር የማሓድር ንሓደ ርእስካ ምምሕዳር ሲኢንካ ወይ ኣብ ባሕሪ እቶ ወይ ካብ ሻድሻይ ፒያኑ ጽደፍ ወይ ኣብ ክሳድካ ላች ኣስርካ ተካረጅ ሕማቅ 10 ሕማቅ በዳን ሸታቲ
@emteemte3985
@emteemte3985 11 ай бұрын
​@@belaineshisak7165ewaeeee aty adgi amhareyty abkndi ety haki xegemna ztezarebes abkndi hgdef zeriki mskin sdetegna kitxarefi anty kerfaf nay gojam
@haren33098
@haren33098 Жыл бұрын
እቲ ቀንዲ ሽግር ኮይኑ ዝስምዓኒ ሓዳር ክትገብር ከለኻ ክልቴኻ ናይ ራኢን ዕላማን ሓድነት ዘይምህላው ኢዩ ብፍላይ ን ቁጠባን ምሕደራ ገንዘብን ዝምልከት ዝበዝሕ ህዝብና ን ኤውሮጳ ክመጽእ እንከሎ ከምዚ ናብ ቦታ ስራሕ ወይ ናብ ቦታ ወፍሪ ዝመጽእ ዘሎ ኢዩ ኣብ ኣእምርኡ ቀሪጹ ዝመጽእ። ሽዑ ቀዳማይ ዕላምኡ ሰሪሑ ድዩ ካብ መንግስቲ ገንዘብ ተመጽዊቱ ን ስድርኡ ክሕግዝ፡ ድኽነቶም ከሕልፈሎም ሓሲቡ ኢዪ ዝመጽእ። ነብሱ ከዕቢ፡ መጻኢኡ ክልውጥ፡ ሓዳር ክገብር ኢሉ ሓሲቡ ን ኤውሮጳ ዝመጽእ የለን። ን ኩሉ ነገራቱ ከኣ በዛ ሓሳብን ዕላማን እዚኣ ኣሕሊፉ ኢዩ ዝጥምቶ። ክልተ ሰብ ሓዳር ኣብ ሓደ ገዛ እንዳ ነበሩ ኣብ ክንዲ ብዛዕባ ናብርኦምን ደቆምን ዝኸውን ዓላምኦም ብዛዕባ ሰሪሖም ከመይ ገይሮም ኣብ ኤርትራ ድዩ ኣፍሪቃ ዘለዉ ስድርኦም ይሕግዙ ይኸውን። ብፍላይ መብዛሕትአን ደቂ ኣንስትዮ ካብ ንስድርአን ምሕጋዝ ዝሓልፍ ከም ዝበዝሑ ተባዕትዮ ዕሙቅ ዝበለ ናይ ቁጠባን ሰልድን ራኢ የብለንን። ወረ ን ኤውሮጳ ተመርዕየን ዝመጻሉ ዝዓበየ ምኽንያት ስድርአን ምሕጋዝ ኢዩ። ስድራ ኣይንሓግዝ ኣይኮነን ግዳ ኣኺልና ናብራና ብዛዕባ ምሕጋዝ ስድራ ጥራይ ክኸውን የብሉን ብፍላይ ሕጂ ኣብ ኤርትራ ሓዋላ ስለ ዝደኸመ ዋላ 500 ኤውሮ ሰዲድካ ውን ንሓደ ኣብ ከተማ ኣብ ገዛ ክራይ ዝነብር ስድራ ካብ ኣፍ ናብ ኢድ ኢዩ ዘንብር።
@saraberaki3439
@saraberaki3439 Жыл бұрын
❤❤❤
@meadinabrehaleyneghasi7950
@meadinabrehaleyneghasi7950 Жыл бұрын
🙏🙏🙏❤❤❤❤❤
@The_risk_taker1
@The_risk_taker1 Жыл бұрын
❤❤❤
@terhasteklay9840
@terhasteklay9840 Жыл бұрын
❤❤❤
@NebyatGhrmay
@NebyatGhrmay Жыл бұрын
❤❤❤❤❤
@muzittekia8242
@muzittekia8242 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤
@lichikiflom4740
@lichikiflom4740 Жыл бұрын
❤❤❤
IL'HAN - Qalqam | Official Music Video
03:17
Ilhan Ihsanov
Рет қаралды 700 М.
黑天使只对C罗有感觉#short #angel #clown
00:39
Super Beauty team
Рет қаралды 36 МЛН
ናይ ንግሆ ጸሎት
44:56
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 1,9 МЛН
IL'HAN - Qalqam | Official Music Video
03:17
Ilhan Ihsanov
Рет қаралды 700 М.