ብተደጋጋሚ ኃጢኣት እንዳወደቕኩ ተስፋ ቆሪጸ ንክትንሥእ እንታይ ክገብር? ብዲ/ን ኣስመላሽ ገ/ሕይወት

  Рет қаралды 267,960

ተዋህዶ ይእቲ Tewahedo Yeti

ተዋህዶ ይእቲ Tewahedo Yeti

4 жыл бұрын

Пікірлер: 954
@nabukeshikifle2675
@nabukeshikifle2675 4 жыл бұрын
ኣሰይ ኣነስ ተዓዲለ ኣደይን ኣቦይን ነዛ ናይ ዘልኣለም ሂወት እተዉህብ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ዘትሓዙኒ ፡ ዲያቆን ሓወይ ናትካ ትምርቲ ጽሩይ ትምርቲ ሂወት ዘዉህብ ክሰምዕ ከለኩ ንዓለም ፈጺመ ይርስዓ ፡ ኣምላክ ይመስገን ንዓኩም መምሃራና ዝሃበና ፈጣሪ፡ቃል ሂወት የስመዓልና ፡ድንግል ማርያም ምሳካ ትኩን፡
@user-hq4ol5xz5o
@user-hq4ol5xz5o 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@shewitzemichael3683
@shewitzemichael3683 4 жыл бұрын
Amen
@user-ib7ob7jt2j
@user-ib7ob7jt2j 4 жыл бұрын
@@user-hq4ol5xz5o q
@kefalikeshi1062
@kefalikeshi1062 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ተመስገን።
@tekleweiniarefe5909
@tekleweiniarefe5909 4 жыл бұрын
Amen amen amen💒🥰
@mariamadey8318
@mariamadey8318 4 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ይመስገን ብኣኻ ገሩ ዝምህረና ዘሎ ዲያቆን አስመላሽ ሓወይ ልዑል ኣምላክ ጸግኡ የብዛሓልካ
@user-bh4ho4ol3p
@user-bh4ho4ol3p 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@sallamkann3472
@sallamkann3472 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@user-wn8cm9oi5q
@user-wn8cm9oi5q 4 жыл бұрын
ane zedinqo nay orhtodeks memhir izi iu awel politca hamanot felalu ziri seb iu ane muslim iye gn izizmhiro yfetwe iye kulu gze keman zkatatolo mexahafku kemzi diakon zmhiro entekoni ezom ab tik tok komuwin ab Facebook kenikum txarefu Christian aykonkum eziwedi ketetabibiawe alekum walaka ane muslim entekonku nezi wedizi izi ykatetolo iye ❤️❤️❤️
@dianaweldemicheal8165
@dianaweldemicheal8165 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ክርስትያን ከምኡ ኢዩ። ብርሃኑ ኣብ ቅድሚ ሰብ ብምብራህ ኣማኒ ኣይብል ዘይኣማኒ ናብ ብርሃን ይጽውዕ።ንባዕሉ social media ብኣገባብ ተዘይተጠቂምናሉ ናይ ዘመና ናይ ዲያብሎስ መዋግኢ ኲናት ኮይኑ ኣብ ስራሕ ድያብሎስ የውዕለና ኣሎ። ንዓና፡ከኣ ናብ ቅድስና ህይወት የብቀዓና። ኣሜን
@user-bn9vs5yq3p
@user-bn9vs5yq3p 4 жыл бұрын
ሓቂ ይሃብካ እግዚአብሔር የክብርካ የቀንየልና
@Solotesfahiwet
@Solotesfahiwet 4 жыл бұрын
ናይ ሰይጣን ስራሕ ኢዩ እንበር ተጸረፍ ዝብል ጹሑፍ የለን. የግዳስ ጽውዓት ብዙሓት ሕሩያት ግን ዉሕዳት ኢዮም ከምዝብል መጽሓፍ ቁዱስ ኩሉ ዝሰብኽ ብመንፈስ ዓብይ ማለት ኣይኮነን. ስለዚ እቲ ዘድልየና ምሳድ ኢዩ ጹቡቕ. ጹብቕ ገርካ ስምዓያ እዛ ትምህርቲ ቡሩኽ ሓወይ እግዚኣብሄር ዓይኒ ልቦናና ይክፈተልና.
@weynihagos5835
@weynihagos5835 4 жыл бұрын
ክቡር ሓወይ ኣነ እኳ ሓቂ ይሓይሽ እዚ ሓድሓዳዊ ባእሲ ክትብሎ ዝጸንናሕካ ዕግርግር fb ኣይከታተሎን ኢየ ሳዕቤኑ ኣዝዩ ግናይ ስለዝኾነ።ግን ምስማዕ ኣይተርፍን ኢዩ ሳላ ቴክኖሎጂ ኣብ ክንዲ ሓጥያትና ክንፍትሽ ንውዕል ኣብ fb መን ይጻርፍ ኣሎ እንዳበልና ከነሳውር ኢዩ ዝቐልል ደሎ። ብዝኾነ ኣነ'ውን ነዚ ትምህርትና ትከታተሎ ምህላውካ ብጣዕሚ የመስግነካ ሓወይ ናተይ። ኣምላኽ ፍቕሪ የውርደልና።
@user-bi3qt3xg7z
@user-bi3qt3xg7z 4 жыл бұрын
ጽቡቅ ኣለካ ፍቁር ሓወይ እዚ እዩ እቲ ቅኑዕ ክርስትና ዝተርፈ ኢኦርዶክሳዊ እዩ ምክንያቱ ቅመም ፖለትካ ስለ ዘለዎ ሓቀኛ ኦርቶድክስ ኣይጻረፍን እዩ ። ብዝተረፈ ንኩሉ ትምርትታቱ ተከታተሎ ሂወት ክትረበሉ ኢካ ፍቁር ሓወይ ኣምላክ ንኩላትና ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና።
@alem-Pro.
@alem-Pro. 4 жыл бұрын
ቃል ህይወት የስማዓልና ኣምላክ ከምቲ ንሱ ዝደልዮም ዓይነት ሰባት ይግበረና ኣሜንንን። 💒✝️♥️🙏
@michaelmengsteab2716
@michaelmengsteab2716 4 жыл бұрын
ቅዱስ የዉሃንስ ልክዕ ንዑኡ መሲልካ መምህረይ ድያቆነይ። እመ ብርሃን ኣዕዚዛ ትባርካ።⛪⛪⛪⛪
@wintamebrahtu2505
@wintamebrahtu2505 4 жыл бұрын
ሂወተይ በዛ ስብከት ሎሚ መዓልቲ ተሪፋ ድሒና ካብ ተስፋ ምቁራጽን ካብ ሞትን፡ድያቆን ኣምላክ ዕድመ ይሃበለይ
@solomonkiflay2231
@solomonkiflay2231 3 жыл бұрын
ኣጆኺ ዊንቲ ሓብተይ ተሳፋ ኣይትቕረጺ በርትዒ። ድያቆን ሓውና ድማ ቃለ ሂወት የስመዓልና ጸጋኡ የብዘሓልኩም
@awethaile8543
@awethaile8543 3 жыл бұрын
Ajoki zhaftey tesfa aytkurexi, Amlak msaki ykun.
@FilmonFishale
@FilmonFishale 3 жыл бұрын
ወንጌል ዮሃንስ 10 11፤ እቲ ሕያዋይ ጓሳ ኣነ እየ። እቲ ሕያዋይ ጓሳ ህይወቱ በጃ ኣባጊዑ የሕልፋ።
@samerhsamerh9977
@samerhsamerh9977 Жыл бұрын
ኣጆኺ ዘሓፈተይ ኣምላኽና ጥዑምዩ🙏❤በርትዒ
@Quayside2127
@Quayside2127 Жыл бұрын
Stay strong sister. God (the king of all) loves you so much . Don’t ever lose hope!
@tsigereda2299
@tsigereda2299 4 жыл бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና መምህር ሂወተይ ድያቆን ኣሽመላሽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@ghgffffhh1279
@ghgffffhh1279 3 жыл бұрын
Amen amen amen
@user-oi9qb5vm3c
@user-oi9qb5vm3c 3 жыл бұрын
ቃሌ ህወት የስመዕልና ዕድመን ጥዕናን ፀጋን በረከትን የብዘሐልኩም ኣሜንን ኣነ ብትክል ሓጥያተኛ እየ ኩሉ ግዜ ሓጥያተ ይቅርታ ኣይግበረለይን ይብል ነረ ሎሚ ብዝስማዕክዎ ትምህር ምሉእ ብሉእ ተስፋ ገይረ ኣለኩ ክብር ምስጋናን ንግዛብሄ ይኩን
@lwamhaile7989
@lwamhaile7989 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ዲያቆን ሓውና ናይ ዘመን ዕድመኻ ይባርኸልካ ይቀድሰልካ ዲንግል ማርያም ጽላላ ተንብረልካ
@wedigurum4034
@wedigurum4034 4 жыл бұрын
Waww btami btami xbuke xbuke astmehro kall hewatka yasmana kbue hawena
@santhoshmk5693
@santhoshmk5693 6 ай бұрын
ኦፈጣሪ ኣቦይ ናትካ ቃል ክሰምዕ ብቃልካን መንገድካን ምርሐኒ😢😢🙏❤❤
@user-cg1ku6sr5z
@user-cg1ku6sr5z 3 жыл бұрын
ድያቆን እግዛብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዘመንካ ይባረክ ደስ ዝብል ስብከት ቃለሂወት የስማልና።ኣነውን ይቅረ በለለይ ይብለካ ኣለኩ ኣዝየ ተቀይመልካ ነረ ብዛባ ናይ በተክርስትያን ሕጂ ናጻ ኮይነ ኣለኩ ከም ዝበልካለይ ኣሚነ ናጻ ወጼ ኣለኩ ኣብ ጸሎት ዘክረኒ ድያቆን---- ኣሽመላሽ ሓወይ
@brhanetekleab6391
@brhanetekleab6391 4 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወት የስማዓልና ድያቆን ሓወይ ሓይሊ ረኪብና እግዛብሄን ኣምላክ ሓይሊ ይሃብኩም ከምዚ እዩ ዘድሌና ወገናተይ ቀጽለወ
@user-ko9nz1os4r
@user-ko9nz1os4r 3 жыл бұрын
ኣሜን, 💖🤲🙏ኣሜን, 💖🤲🙏ኣሜን 💖🤲🙏 እልልልልል ኣሰይ ተመስገን ቁዱስ ልዑል እግዛብሄር ኣምላክና ንብዓል ኩቡራት ይሕዋትናን መምሓራናን ዝኾኑ ቡሩካት ኣገልገልቲ ቅድስቲ ቤተ ክርስትያን ዝፈጠርካ ምእንታን ብዓል ኣነ ድኩማት ክይንጠፍእ እዩ ንዓኹም ተምሳል ቁዱሳን ብዓል ቁዱስ ጴጥሮስን ቁዱስ ጳውሎስን ካልኦት ቁዱሳንን ኢኩም መራሕቲ ቁዱስ ሂወት ዘመን ስብከትኩም ይባርከልኩም ምእንታን ንዓይን ከማይ ዝበሉ የሕዋተይን ክሕሸና ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና ዝሰምዓናዮ ኣብ ልብና የሕድረልና ኣሜን,💖🤲🙏 ኣሜን,💖🤲🙏 ኣሜን 💖🤲🙏
@madeadibo9393
@madeadibo9393 4 жыл бұрын
ኣሰይይይይይ እግዚኣብሄር ይመስገን ንዓኩም ዝሃበና ኣምላክ ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ የብዝሓልኩም ድያቆን ሓውና ድንግል ማርያም ጽላላ ተንብረልኩም።
@tsigetesfamariam1083
@tsigetesfamariam1083 4 жыл бұрын
ኩቡር መምህርናን ሃውናን ጋሳናን ድይቆን ሓወና እንጀራካ ሰፊሕ ዕድሜካ ነዊሕ እድመ ማቱሳላ ይሃብካ ጻማካ ካብ ሰብ ዘይኮነስ ካብ እግዚኣብሄር ርከቦ ቃለ ሂወት የስምዓልና
@abelandom5092
@abelandom5092 3 жыл бұрын
Nay bhaki edme tenan yehablna dyacon hawena edeme mtusla yehabka
@berhanehintsabahta2483
@berhanehintsabahta2483 4 жыл бұрын
ቃላት ሓጺሩና እንብሎሞ፡ዕድመን ጥዕናን ሂቡ እግዛቢሄር ይሓልኻ።
@TDF-kh7iw
@TDF-kh7iw 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤💛👏👏👏💒
@KebromNegasi
@KebromNegasi 4 жыл бұрын
ኣሜን ቃል ሂወት የእስምዓልና ድያቆነይ ደስ ዘብል ትምህርቲ እግዚኣብሄር ጽግኡ የብዝሓልኩም ንዓና ድማ ኣምላኽ ብምሕረቱ ይጠምተና።
@gebtsawtigebysawtt1192
@gebtsawtigebysawtt1192 4 жыл бұрын
Amen amen amen
@sallamkann3472
@sallamkann3472 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@fereweynhadisfreweynihadis2265
@fereweynhadisfreweynihadis2265 3 жыл бұрын
ቐዳሜቲትምህርኹግዘምሕጋ ኸለእቲንጸገምንኣላኽምግባር ሰልሰቲንጸላኢኻሜፍቃሪ
@freta8958
@freta8958 3 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ንሓጥያት እንበር ንሓጥያተኛታት ኣይጸልእን እዩ እሞ ብመንገዲ ጽድቂ ከምላልሰና ቅዱስ ፍቓዱ ይኹን መንበሪ ድያብሎስ ኣገልገልቲ ጸልማት ዓለም ካብ ምዃን የድሕነና ኣሜን ቃለ ሰናይ ድያቆን ሓውና💒💒💒❤❤❤👏👏👏
@temesgenamlak3339
@temesgenamlak3339 23 сағат бұрын
Amen 🙏
@betelsolomon6919
@betelsolomon6919 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና ዲያቆነይ
@semerewelderufael2233
@semerewelderufael2233 3 жыл бұрын
ተመስገንካ ኣምላክ ኣቦይ ብኣኩም ጌይሩ ተስፋ ከምዘይ ንቆርጽን ሂወትና ከነማዓራርን ዝማሃረና ቃል ሂወት የስማዓልና መምህርና ድ፡ኣስመላሽ እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣክሊል ተጋድሎካ ይሃብካ ።
@user-fr7qt1oj4g
@user-fr7qt1oj4g Жыл бұрын
ተመስገን ውሽጠይ አብ ተስፋ ዝቀረፅኩሉ ስዓት ነዙ ቅዱስ ቃሉ ምስ ሰማዓኩ ዕድመይ ሙሉእ ተሰምዕኒ ዘይፈልጥ ደስታን ዕርፍትን ተሰምዕኒ እግዚአብሄር ይክበር ይመስገን መምህርና ብዕድመን ፀጋን የሓልወልና ፈጣሪ
@omegabookstore-6914
@omegabookstore-6914 4 жыл бұрын
ቃለ-ሕይወት የስምዓልና ዲያቆን ሓውና፣ ብጃኩም ብስም እግዚኣብሄር ኩሉ ግዜ ከምዚ ትምህርቲ ስደዱሉና።
@mamayyyeyaalmeyy5145
@mamayyyeyaalmeyy5145 2 жыл бұрын
Amen amen amen qale hiwet yesmalin amlak 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-gw7vp8gr2l
@user-gw7vp8gr2l 4 жыл бұрын
ናይ ህይወት ቃል የስምዓልና ፣ ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኽ!!!
@user-bv8lv9dm4g
@user-bv8lv9dm4g 4 жыл бұрын
ኣሜን /3/ ቃል ሰናይ የስምኣልና መ.ዲ.ሓ.እግዛኣሄር ኣምላክ ጎይታ ሰራዊት ከሙኡ ክንገብሪ ይሓግዛና
@milihabte5116
@milihabte5116 4 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና ድያቆን ሓወይ ንዓይ ድማ ብጾሎትካ ደግፈኒ እመቤታችን ምስ ኩላትና ትኹን አሜን አሜን አሜን ።
@hintsawelday2438
@hintsawelday2438 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ክቡር ዲያቆን ኣስመላሽ ሓውና ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባረክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈታሪ ናዓና ክሕሸና ንሕና ሰመዕቲ ጥራይ ዘይኮናስ ኣተግበርቲ ክንከውን ሰናይ ፍቃዱ ይኩነልና ናዓኩም ዝሃበና ኣምላክ ይመስገን
@user-ex9lp3yd7v
@user-ex9lp3yd7v 4 жыл бұрын
Aseyyyyyyyyy diakon hawey egzabhar amlakna kele hiwet yasmalna nay aglglot edmaka yebark amen 🙏 ❤️❤️❤️❤️💒💒💒🙏
@ellahealthyfoodchannel614
@ellahealthyfoodchannel614 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen kale Hiwet yasemalini saba hafitay subscribe tehaberni kzbin.info/www/bejne/eqKVp5-Xfqxjq8k thank you 🙏 ❤️
@user-oe1yl3jb4z
@user-oe1yl3jb4z 3 жыл бұрын
ተመሰገን ኣምላኬ ታይ ዓይነት ሂወት ዝኮነ ሰብከት እዩ ኣሰይይይ ቃል ህይወት የሰመዐና ክቡር ሓወይ ፅጉኡ የብዘሓልካ እግዚኣብሄር
@zielundaufgabe210
@zielundaufgabe210 3 жыл бұрын
ዲያቆን ኣሽመላሽ ንሂወተይ ሂወት ዝዘርኣላ መምህር ኢዩ መምሃራን ኣለዉና ብዙሓት ቃል ዲ ኣሽመላሽ ተሰሚዐ ልበይ ይርታዕ ኣእምሮይ ይሕደስ ኩሉ በየን እሞ ክገልጸካ ኣንታ ብርሃን መም ተዋሕዶ ንዓና ንክሕሸና ኣምላክ ዕድመ ማቱሳላን ጥበብን ይዓድልካ ነዛ ዝጽሕፋ ዘለኩ ውን ክገልጸካ ኣይኮንኩን ግን ካብ ደስታ ዝተበገሰ ኢየ
@kulusebukulusebu7588
@kulusebukulusebu7588 3 жыл бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️👈
@tedrossemere3352
@tedrossemere3352 4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ድያቆን ሓወይይይይይይይይይ።ኣይትፈለየና ብ ጸጋ ኣምላክ ዕቤት ይምነየልካ።
@petrosmichael8242
@petrosmichael8242 4 жыл бұрын
Amen qale hiwet yesmalna Diaqon Hawna
@user-dx3th3bm6d
@user-dx3th3bm6d 4 жыл бұрын
(በመኑ ነስተማስለኪ )ኢሎም ቅዱሳን ኣበው ንድንግl ማርያም ምሳሌ ስኢኖም ንኽብራ ደምዲሞም። Ambassador ክርስቶስ ክብሪ ይሃብካ።ነዓና ክጥዕመና ናይ ኣጎልጉሎት ዘበንካ ይባርኽ።በሓቂ መግለጺ የለን።ልብና ይኽፈተልና ።እስከ ንበገስ ካብ ሎሚ ዕለት ።ኩሉ ንግደፎ ።ኣምላኽና ይኽበር ይመስገን።
@user-ys8qt6bi6v
@user-ys8qt6bi6v 3 жыл бұрын
Temesgen getaye lezich dekika ekf dgf adrgo yaderesen amen amen amen keri Zemenachnn ezgabiher ybarkln amen amen amen
@sisusisu6778
@sisusisu6778 4 жыл бұрын
Amen qale hiwet yesmealna Deacon Asmelash hawna, Edmen tennan yhabelna!!
@wudaseyemane8323
@wudaseyemane8323 3 жыл бұрын
Amne Amne Amne kalhwe yasmline allllllll allllllll
@user-eb3mt4qc9x
@user-eb3mt4qc9x 3 жыл бұрын
ቃል ሂወት የሰመዐልና
@lovewithall5552
@lovewithall5552 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመኣልና ድያቆን ሓወይ ደስ ዝብል ሂወት ዝልውጥ ትምህርቲ ሰለ ዝመሃርኩምና እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዝሓልኩም።
@kbromtekliya5062
@kbromtekliya5062 4 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስማዓልና ድያቆን ሓወይ፡ ብኣኻ ጌሩ ዝምሃረና እግዚኣብሄር ኣምላኽና ካኣ ክብርን ምስጋናን ይኹኖ።ንዝሰማዕናዮ ካኣ ንድሕነሉ ንጸድቀሉ ይግበረልና ኣምላኽ።
@temesgenamlak3339
@temesgenamlak3339 17 күн бұрын
Amen Qale hiwet yesmalna.Amlak ybarkka dyakon.
@user-ky3vg2zz8r
@user-ky3vg2zz8r 4 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ክቡር ሓወና ድያቆን ጸጉኡ የብዘሐልካ ብጣዕሚ ልቦና ዘረሰርሰ ትምህርቲ እዩ ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና አሜን/፫/
@selam-G3LT
@selam-G3LT 4 жыл бұрын
ኣሜን ድያቆን ሓዊና ቃል ህወት የስምዓልና ከምዚኣ ጌርኩም ህዝብኩም ኮስኩስኩ አተዓባብዩ መእታን ኣብታ ጽንዕት ተዋህዶና ኣሚና ክነብር ብድጋሜ ቃል ህወት የስምዓልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ኪኣ ዕጽፍን ድርብን ገይሩ ይሃብካ 💚✝💛✞💝✟
@ucucyxobucgogic9g686
@ucucyxobucgogic9g686 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜንቃል ህይወት የሰመዐልና
@msgnatesfatsion1631
@msgnatesfatsion1631 4 жыл бұрын
መምህርና ጸጉኡ የብዝሓልኩም እግዚኣብሄር
@lemalmojunta7451
@lemalmojunta7451 3 жыл бұрын
👂👂👂👂አሜን3አሜን3አሜን3🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@NatsenetEstif
@NatsenetEstif 2 ай бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna amlak❤❤❤🤲🤲🤲
@user-ko9nz1os4r
@user-ko9nz1os4r 4 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና ቡሩካተይ ጸግኡ የብዝሓልኩም ልዑል እግዛብሄር ኣምላክ 🙏🙏🙏 ኣብየት ጸባን ምዓር ወለላን ወይ እውን ዘቢብ ዝኮነ ኣስተምህሮ እወ ልዑል ኣቦናን መድሓኒናን ዝኮነ እግዛብሄር ኣምላክና ምሓሪ እዩ ብምሕረቱ ይርኣየና ኣሜን, ኣሜን, ኣሜን 🙏🙏🙏
@filmonafewerki7884
@filmonafewerki7884 4 жыл бұрын
ቃል ሕይወት የስምዓልና ልዑል እግዚአብሔር አምላኽና ብንስሐ ንምለሰሉ ልብን ግዜን ሂቡ፡ በረኸት ናይ ኣዴና ቅድስተ ቅዱስና ማርያምን ኩሎም ቅዱሳንን ይኽፈለና
@teklesemere1183
@teklesemere1183 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@Solotesfahiwet
@Solotesfahiwet 4 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና ዲያቆን ሓወይ
@user-sf8ij5ky7p
@user-sf8ij5ky7p 4 жыл бұрын
ብተዳጋጋሚ ሓጢያት ዳኣ ህይወት ዕረ ጢዒማትንስ ልክዕ ኣነ ዝርከቦ ካብ ምጽሓፍ ቅዱስ ካብ ሉቃስ ኣብ 16 ዘላ እቲ ጥፍኡ ወዲ እየ ብፍላይ ኣብ ታሕቲ ዘላ ጥቅሲ እየ በቃ ሕጂ ካኣ ሂነኩ ደንገርገር ይብል እመኒ ኣይትእመኑ ንዓይ ኣጋንንቲ እዮም እታ ሓጥያት ምስ ኣፈጸሙኒ ክልተ እዝነት ተሳዒሩ ዝብል ድምጺ ኣእዛነይ ኣጽሚምኒ ኣነ ግና ክሳብ ሕጂ ይወድቅ ይትስእ ኣለኩ ትድግፈኒ ጥቅሲ ካኣ ካብ ምስ ሓጥያተይ ዝመዉት ምስ ሓጥያት እንዳተቃለኣኩ ምሞት ይሕሸኒ ትብል ንዓይ ዓባይ ንርኩስ እያ ካላኣይ ካኣ ንሳሃ ብሊቃውንቲ ዝብል መጽሓፍቲ ኣለኒ ንሱ ካኣ ብጣዕሚ እዩ ዝድግፈኒ ዘሎ ሎሚ ተወዲቀ ኣብ ሳልስቲ እየ ናብ ካህነይ ዝከይድ በቃ ካህናት ኣቦታትና ኣዝዮም ዓቃላት እዮም በቃ ክሳብ ሰለስተ ካህናት በጺሐ ኣለኩ ከምዚ ከማይ በዳሊ የለን ከም ኣምላኽና ማሓሪ ካኣ የለን ድያቆን ቃለ የስማዓልና።
@hiwettesfayu6115
@hiwettesfayu6115 4 жыл бұрын
ኣጆኻ ሓወይ ኣነ ንባዕለይ ልክዕ ከምዚ ናትካ ሂወትዩ ዘለኒ ሰብየ ይወድቕ ይንሳሕ ይወድቕ ይንሳሕ ክሳብ እዛ ሕጂ ሰዓት ኣብ ምውዳቕን ምትሳእን ኣለኩ ነቶም ኣባት ነብሰይ ኣድኪመዮምየ ግና እግዚኣቢሀር ምሕረቱ ስለ ዘይውዳእ ክሳብ ሕጂ ብዝተፈላለየ ምክንያት ጌሩ የተንሳኣኒ ኣሎ ሕጂ ድማ ክብለካ ዝደሊ ኣጆካ ኣብቲ ዝወደቕናሉ ግዜ ንነሳሕ ሓንቲ ምዓልቲ ኣላ ካብ ማእሰርቲ ሓጥያት ንወጸላ እግዚኣቢሀር እዚ ኩሉ ይርኢ ኣሎ ኣብ ግዚኡን ኣብ ሰዓቱ ነዚ ማእሰርቲ ሓጥያት ካባና ከርሕቖዩ ግን ከምቲ ዝበልካዮ ካብ ምስ ሓጥያት ምንባር እንዳተቓለስካ ምንባር ይሓይሽ ኣጆካ ተስፋ ኣይትቕረጽ እግዚኣቢሀር እካ ከምዚ ከማና ዝኣመሰሉ ብሓጥያት ተስፋ ቆሪጾም ናብ ዓለም ከንምለስ እካ እዩ ንብዓ ድያቖን ኣስመላሽ መምሃራን ሂቡና ስለዚ ብሓጢኣት ብዝወደቕናሉ ግዜ ብቕልጡፍ ንነሳሕ ካብዝገርመካ ሒጂ ንባዕለይ ነቶም ናይ ንስሓ ኣቦይ ክረክቦም ሓሲበለኩ ምክንያቱ ሕጂ ውን ኣብ ውድቀትየ ዝርከብ ስለዚ ብተስፋ ንጉዓዝ ኣጆኻ ኣጆኻ ኣጆኻ። ኣምላኽ ምስኩላትና ይኹን ኣብጸሎትካ ዘክረኒ
@semerewelderufael2233
@semerewelderufael2233 3 жыл бұрын
ሉቃስ 15 (Luke) 11፤ በለ ድማ፥ ንሓደ ሰብኣይ ክልተ ደቂ ነበርዎ። 12፤ እቲ ንእሽቶ ኸኣ ነቦኡ፥ ኣቦይ፡ ካብዚ ጥሪት እቲ ዚበጽሓኒ ግደ ሃበኒ፡ በሎ። ነቲ ገንዘቡ ኸኣ መቐሎም። 13፤ ድሕሪ ሒደት መዓልቲ ኸኣ እቲ ንእሽቶ ወዲ ዘለዎ ዅሉ ኣኪቡ፡ ናብ ካልእ ርሑቕ ሃገር ከደ። ኣብኡ ድማ ነቲ ጥሪቱ ብቕለትን ዕብዳንን ዘረዎ።
@tirhastewolde3695
@tirhastewolde3695 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen! Thank you very much! we love you our Dearest Deacon God increase your blessings!!!🙏☦️💒🕊
@robeltekle1596
@robeltekle1596 4 жыл бұрын
Kalhiwet yesmealna diyakon hawey
@yriga
@yriga 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ክቡር ዲያቆን ሓውና ፈጣሪ ፀጉኡ የብዝሓልካ
@Ereytsda
@Ereytsda 4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ዲያቆን ሓወና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ ንመሃሮ ኣብ ልብና የሕድረልና።
@wedimeakele2748
@wedimeakele2748 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዕልና ዳይቆነይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ከም ሎሚ ጌረ ተስፋ ጌረ ኣይፈልጥን ኢየ ኣብ ምሉአ ሂወተይ ክብርን ምስጋናን ንመድሃኔ ኣለም ምስ አመብርሃን
@kulusebukulusebu7588
@kulusebukulusebu7588 3 жыл бұрын
Amen amen ame qal hiwet yesmana dyaqon hawey nay agolgulotka fetari aboy ybarkelka ❤️⛪️❤✝️❤🤲🤲🤲👈
@BerhaneTomas
@BerhaneTomas 11 күн бұрын
Amen qal hiwet yesmealna ዲያቆን ኣስመላሽ አግዚኣብሄር ፀግኡ የብዝሓልካ.
@user-jy3dx6sm5x
@user-jy3dx6sm5x 4 жыл бұрын
አሜን ፫ ቃለ ህይወት የስመዐልና ዲያቆን ሓውና እግዚአብሔር ጸጉኡ ይብዝ ሐልካ
@beti7996
@beti7996 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna dyakon hawey Ezgabhere edmen tenan yhabka
@STsenait
@STsenait 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen Amen qal hiwet yesmaalna Dyakon hawna
@rishanmebrahtom8909
@rishanmebrahtom8909 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmeana diyakoney hawuna egzabhere amlak xega yebzhi ⛪⛪⛪💒💒💒🙏🙏🙏✝️✝️✝️
@ellahealthyfoodchannel614
@ellahealthyfoodchannel614 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen kale Hiwet yesimalna rishan hafitay subscribe tehaberni kzbin.info/www/bejne/eqKVp5-Xfqxjq8k thank you 🙏 ❤️
@tesfalemfsahaye3675
@tesfalemfsahaye3675 4 жыл бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmealna diakon hawuna
@aminetekle4837
@aminetekle4837 4 жыл бұрын
AMEN AMEN AMEN DEYAKON HAWNA qal hewit yesmalna
@tesfaytekle5516
@tesfaytekle5516 3 жыл бұрын
አሜን(3) ቃል ሂወት የስማዓልና ንሓውና
@fisahazenfuandemical1850
@fisahazenfuandemical1850 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna Brukat Memhr Bhaki kale hiwet Amlak Diyacon Hawna.
@tewelde9778
@tewelde9778 4 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስምዓልና መምህርናን ሓውናን ዲያቆን ኣስመላሽ ኣምላከቅዱሳን ጸግኡ የብዝሓልኩም ሰሚዕና ንምትግባር ይብቅዓና ንንስሓ ሞት የብቅዓና ጌታኣለም
@azekriydngl201
@azekriydngl201 4 жыл бұрын
Merhaba teum dimxiy aseyyy kindey emkir eziy tmhrtaka anta buruk wetehader kurstos dyakon hawey kale hiwet yesmealna amen amen amen xega bedibe xega yhabka fetariy amlak kab ziwedeknalu yetenseana
@binitewelde11
@binitewelde11 14 күн бұрын
Amen Amen Amen behaqi qal hiwet yesmalna
@semharweldu3064
@semharweldu3064 3 жыл бұрын
Amen amen amen kal hiwet yesmana
@rahelguesh7680
@rahelguesh7680 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቓለሂወት የስመኣልና እግዚሰብሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ዲያቖን ሓዉና ንዓና ክሕሸና💒💒💒
@dawitanday9023
@dawitanday9023 4 жыл бұрын
እግዚአብኅር አምላክ ብአክም ገይሩ ዘልሰና ዘሎ ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ብጣዕሚ ድስ ዝብል ትምህርቲ እግዚአብኅር አምላክ ጸግኡ ይብዝሕ እመ አምላክ ምሳኩም ትኩን ተወሃዶ ይቲ ከምኡ ዲ/ አሽመላሽ ሓውናን መምህርና እግዚአብኅር ዕደመ ማትሱላ ይሃብኩም አሜን።
@zaidestifanos7496
@zaidestifanos7496 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesimana diyakon hawina
@freweniyohannes2650
@freweniyohannes2650 2 жыл бұрын
Amen amen amen qale hiwet yesmana nay agolgulot zemenka ebrka memhr
@solomonyebrah3314
@solomonyebrah3314 3 жыл бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmalena dehakon hawena 🙏🙏🙏
@yemaneyohanns4142
@yemaneyohanns4142 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ዲያቆን ሓዉና ናይ ዘመን ዕድመኻ ይባርኸልካን ይቀድሰልካን
@milkaadhanom9263
@milkaadhanom9263 4 жыл бұрын
Amen !!! ሂወት ዚዘራልካ ቃል ኣምላክ ፡ thanks , ዲያቆን ሓዉና ከማኩም የብዝሓልና
@adeamlakey2118
@adeamlakey2118 3 ай бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmalna Dqon hawuna.
@semhartek7308
@semhartek7308 3 жыл бұрын
Amen amen amen qal hiwet yesmalna dyakon hawuna 💒💒💒😍😍❤️
@meradedeart9949
@meradedeart9949 4 жыл бұрын
ልቢ ዘረስርስ ቃል ካብ ውሽጣዊ ፍርሂ ኣገላጊልኩምኒ ወረ ንዓይሲ ሰይጣን ሓሊክኒ እዩ ፈጣሪ ሓግዙ ኣይፍለየለይ ቃል ሂወት የስምዓልማ ዘመነ ኣጎልግሎትካ ይባረኽ
@issakkbrom972
@issakkbrom972 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen qalle hiwet yesmaalna
@girmayasgodom6939
@girmayasgodom6939 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna 💒💒💒💒❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
@yorsalemtadese4981
@yorsalemtadese4981 4 жыл бұрын
Amen Qale Hiwet yesmealna egzabiher amilak xegu yebzhalkum 🙏❤️🙏
@wedihazomo8801
@wedihazomo8801 4 жыл бұрын
Amen amen amen ✝️💒❤🙏🏽🙏🏽
@black-ki1ng7
@black-ki1ng7 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen kali hiwet yesmalna dyaqon hawina amlak xegu yebzhalka
@user-pp5mj5xn6m
@user-pp5mj5xn6m 3 жыл бұрын
Amen amen amen qale hiwet yesmealna bhaqi nay agelglot zebenkum yeazizu ybarkelkum
@user-pf9hi1so4f
@user-pf9hi1so4f 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ዳያቆን ሓወና
@yinges1547
@yinges1547 4 жыл бұрын
እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ: ስብከትካ መግለጺ የብሉን
@weditigray4452
@weditigray4452 4 жыл бұрын
Deakoney ነዓይስ ብጠዓሚ ኢኺ ኣፃናኒዕኻኒ እግዚአብሔር ሲ እንካዕ ነዓኻ ፈጠረልና ተመስገን ኣምላኸይ ነዓይ ውን እግዚአብሔር ክቅበለኒ ይኸውን ኢለ በዓል ሙሉእ ተስፋ እዩ ። ቅድሚ ሕጅስ ኣብ ሓጥያት ተዋሒጠ ስለ ዝነበርኩ ዝቅበለኒ ኣይመስለንን ነይሩ። ድንግለይ ኣደ ፍቅሪ ሕጂ ውን ተስፍ ኣይቆርጽን ነዓኺ ሒዘ ።ድ❤️ን❤️❤️ግ❤️ለ❤️ይ❤️ለ❤️ም❤️ንለይ❤️❤️❤️❤️
@sedatbarkawi
@sedatbarkawi 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen 🙏 🙏 🙏 hawena deykone asmelash kale hewat sesmkana
@solumnasfah1167
@solumnasfah1167 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የሰማዐልና።
@tekalifisha5953
@tekalifisha5953 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet yesmealna dyakon hawna
@natuteklia1074
@natuteklia1074 2 жыл бұрын
Amen amen kale hiwet yesmealna xegu yebzehalka diakon hawna
@whsti_adarash
@whsti_adarash 4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ድያቆን ሓወይ እግዚኣብሔር ይመስገን ኣምላከ ኣቦታትና ንዓካትኹም ዝሃበና
@filmondesta4389
@filmondesta4389 3 жыл бұрын
Amen amen amen kal hiwet yesmealna
@jelaniandom2824
@jelaniandom2824 4 жыл бұрын
ክቡር ሓውናን መምህርናን ድያቆን ኣስመላሽ ቃለ ሂወት የስመዓልና ፡ንሕና ክንረብሕ ኣምላኽ ቅዱሳን ብዕድመን ጥዕናን ይዓቅበልና
@ukbatadese6524
@ukbatadese6524 4 жыл бұрын
ኣየ ከመይ ኢዩ ወረ ኢንታይ ዚበለ ዲንኪ ኢዩ ኒሊቢ ዘረስርስ ሲለ ካላቱ ኩዱስ እግዚኣብሄር ኣምላኪና ኪብሪን ምስጋናን ይኩኖ ኣሜን ።ዲያኮን ሃዊና ካአ ኢዲመን ትኢናን ይሃብኩም ጸጋ ኣብ ሊእሊ ጸጋ ይሃብኩም ብሃኪ ናይ አገልጉሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@weinikahsay8469
@weinikahsay8469 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen Qle hiwet yesmalna Diakon memhrna egzabher nay Agelglet zebenka Ybarkelka
@betelsolomon6919
@betelsolomon6919 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@Lydiaupdates
@Lydiaupdates 4 жыл бұрын
Amen kale Hiwet Yesmealna deaconay 🙏🏽
@freweinhagos3540
@freweinhagos3540 3 жыл бұрын
Amen amen amlak yemsgen bmehretu ytemtena.
@amanuelalemseged2062
@amanuelalemseged2062 3 жыл бұрын
Amen amen amen qale hiwet yesmalna
@awetwulud1483
@awetwulud1483 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna diyakon hawey memhr alem behaki xbuk tmhrti edmen teanan yehabekum fetari
ኩሉኹም ጾር ዝኸበደኩም ናባይ ንዑ ብዲ/ን ኣስመላሽ ገብረ ሕይወት
54:06
small vs big hoop #tiktok
00:12
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 18 МЛН
Watermelon Cat?! 🙀 #cat #cute #kitten
00:56
Stocat
Рет қаралды 54 МЛН
1❤️#thankyou #shorts
00:21
あみか部
Рет қаралды 88 МЛН
Climbing to 18M Subscribers 🎉
00:32
Matt Larose
Рет қаралды 35 МЛН
ስብከት ፖፕ ሽኖዳ 3ይ "ሕብረት ምስ ኣምላኽ" Pope Shinouda 3rd Sermon "Union with God"
38:34
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 32 М.
eritrean orthodox sbket b dyaqon asmelash gebrihwet part 2
49:03
sulamatis ደብረሰላም መድሃኔኣለም ዙሪክ
Рет қаралды 32 М.
small vs big hoop #tiktok
00:12
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 18 МЛН