ኣብታ ለይቲ የሕጉስካያ ዲካ ERI ONE INSPIRE

  Рет қаралды 24,872

ERI ONE INSPIRE ኤሪ ዋን ኢንስፓየር

ERI ONE INSPIRE ኤሪ ዋን ኢንስፓየር

Күн бұрын

Пікірлер: 80
@YebyoHaile
@YebyoHaile 5 ай бұрын
ብራቦ ሄቬን ኣንበሲት ብጣዕሚ ጽቡቅ ምሃርን ሃናጽን ኢዩ መደብኪ ኣጀኺ ቀጽልዮ በርትዒ ❤: ብገለ ሰባት ድጽሑፉልኪ ኣጸያፊ ቃላት ኣይትገደስሎም ኣይትመልስሎም ብራቦ 💞💞💐🙏✅✅✅✅✅✅
@kidanegebremedhin1958
@kidanegebremedhin1958 6 ай бұрын
ክገርመኪ ሓደ ነገር ክዕልለኪ ክብርቲ ሓፍተይ ተገዲስኪ ኣንብብያ እዚኣ ንዓይ ዓርከይ እዩ ዘጋጠሞ ኣብ ሓቂ ዝተመርኮሰ እዩ እዚ ሰብ በጋጣሚ ኣብ ፈይስቡክ ኣድ ምስ በለቶ በዚ ሊላ ምስ ገበሩ ንሳ ትነብሮ ኣዲስ ንሱ ዝነብሮ ነርወይ እዛ ሰብ ዓርኪ ኣላትካ ዶ እላቶ እወ ነይራ ግን ተፈላሊና እና እልዋ ንስኪ ከ ምስ በላ ናተይ ይገርም እዩ ሓድ መታ ዓቢተይ እዩ ነይሩ ንሓዳር እየ ዝምነየኪ እሉ ክምርዓወኪ ክመጽእ እየ እሉኒ ኣነ ውን ሰጋእ ኣይበልኩን ሕራይ እለዬ ንሱ ዝነብረሉ ጀርመን እዩ እላትኒ ነደይ ነጊረያ ሕራይ ጽቡቅ እላትኒ ኣነ ብድንገለይ እየ ነይር ድንግልናይ ኣፍሬሱ ደርብዩኒ እላቶ ብድሕሬእ ኣነ ምስ ብዙሓት ዘይረ ሕጂ ግን ንስኻ ሕራይ እንተ እልካኒ ሂወተይ ኣስተካኪለ ምሳኻ ምባር መሬጸ ኣለኩ በጃካ ጸግዒ ኩነኒ ዝበልዖ ይብለይን ዓራት የብለይን ተለቭጂን የብለይን እዛ ዝነብረላ ዘለኩ ብ ቭዶ ገይረ ስእለ ክሰደልካ ዋላ ትብሎ በጃካ ኣነ ሓሳእ ይበልዕ ሓንሳ ከይበላዕኩ ይሓደር እዚ ግን ኣብ ደገ እየ መዋእለይ ዝበልዕ ነይረ ትብሎ እዳ በኽየት እዚ ዓርከይ ዓቅሉ ኣጽቢቡ በሊ ኣነ ኣብ ጎድንኪ ኣለኩ ግን ከም ይሕዋት ረእይኒ እልዋ ግን በዚ ኣይትሕጎሰትን ንግዜኡ ሕራይ እላ እዚ ዓርከይ 2000.00 ናይ ክልተ ሚእቲ ሽሕ ብር ሂቡ ኩሉ ዘድሊ ኣብ ገዝእ ይእቲዩላ እዛ ሰብ ኣነ ምሳኻ እዩ ድሊተይ እላ ሽርሽራ ሕራይ እልዋ ተጋዒዞም ድሕሪ 6 ወርሒ ናታ ሞባይል ተባላሽያ ብናይ ጉሮቢታ ትረኽቦ እታ ጎሮቢታ ስማዕ ዝሓወይ ኣብ ውሽትካ ግበሮ እበር ብእካ እዚ ጉራባብቲ ይፈልጥ እዩ እዛ ጋል ዓርኪ ኣለዋ ተፍልዩ ካብእ ኣይሓድርን እዩ ኣነ ከማኻ ሓዊ ኣለኒ ኣብ ሓወይ ከምዚ በደል ክወርዶ ኣይደልይን እየ ስለዚ ካብዛ ጋል ረሓቅ ትብሎ እዚ ሰብ ኣሚንዋ እሞ ጽቡቅ ዝገብረላ ብልዒ ስተይ ዝብላ ምእማን ይስእን እሞ ክእ ምስ ወላዲታ ነጊራታ ምስ ወላዲታ ጽቡቅ ምሕዝነት ዝገበረ እዩ ምስ ደወለትሉ ይሓታ ካባይ ረሓቂ ይብላ ንሳውን ገመድ ቀሪባ ቻው ደሓን ኩን ሓደራ ንወላዲተይ ኣይትጥለማ ትብሎ ልቡ ይጠፍኦ ይቅረታ ድሕርሕጂ ከምዚ ኣይጥርጥረክን እየ ተጋጊየ እሉ ነታ ሂወት ከድሕን ንዘይ ኣምነሉ መሓዛ ደዊላ እዚ ሕስድና እዩ ንዓኣ ዝቀንኣላ እየን ብልቢ እመነኒ ከምእ ይብላን እለን መሓዝታ ከም ዝኣምን ገሬንኦ ንኣዲስ ምስ ከደ ንሱ ምስ ስድራቤት ክሬ እሉ ምስ ከደ ምስታ ናይ ሓሶት ኣፍቃሬቱ ተራኽቡ ካብ ስድሩእ እዳ ተሓብእ ናይ ቀትሪ ይኽዳ መጀመርታ ርክቦም መጽሓፍ ቁዱስ ኣምጽእ ንኽይ ጣላለሞ ተምሕሎ እዛ ስብ መጽሓፍ ቁዱስ ካብ ኣምጽእት ብሓቃ እያ ተፍቅረኒ ይብል ናይ ቀትሪ ምስ ከደ እቲ ሓቀኛ ዓርካ ይጽውዓ ክፈትዬ ይብላ ንሳውን ልባ ትጠፍእ ትጎይን እንታይ ኮንኪ ድእ ትርበሽ ኣለኪ መን እዩ እዚ ዝጽወዕኪ ዘሎ ምስ በላ ኣብ ትሕቲ ገዛይ ዘሎ እዩ ናይ ካንሽሎ መፍትሕ ይብሉን ትብሎ ምስ ከደት ንሱ ረሲዓ ፍላሽ ትሰደሉ ሰሚዕካ ምለሰለይ ትብሎ ስምዒ እዶ ናይዚ ወዲ ኣይበርህለይን ኣብ ታሕቲ እዩ ገዝእ እልክኒ ተመሊስኪ ፍላሽ ሰዲድክሉ እስከ ኣብርህለይ ስለ ዝተዳሃልኩ እየ እላ ትበኪ ንምንታይ ትጥርጥረኒ ምስ በሎቶ ሶሬ ይብላ ምኽንያቱ ጋል ትበኪ ስለ ዘይፈቱ ንድሕሪእ እንታይ ትብሎ መሲሉኪ ክትመጽእኒ ከለኻ ደውለለይ ትብሎ ንምንታይ ዝድውለልኪ ምስ መሓዙተይ ቆጸራ ከይሕዝ ቅድሚ ምምጻእካ ንገረኒ እካ ምስ በሎቶ ዓሻ መዓረይ ሓንቲ ኣይጠርጠራን ይመጽእ ኣለኩ እሉ ይድውለላ ነቲ ዓርካ ተባርሮ ንሱ ኽእ ሓደ 2 ስዓት ይዕሊሉ ይኽይድ ድሕሪ ሰለስለ 3 ወርሒ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ምካድ ምቅራቡ ጠኒሰ ትብሎ ንሱውን ተሓጊሱ ተቀቢልዎ ኣብታ ናይ መጠረሽታ መዓልቲ ሃንደበት ንግሆ ከይደወለላ ብጋጣሚ እዩ ጠርጢርዋ ኣይኮነን ከይዱ በጋጣሚ እዩ እቲ ሓቂ ንኽፍለጥ ስለ ዝበሎ ኣምላኽ ንሳ ምስቲ እሙን ዓርካ ደቂሳ ረኪብዋ ስንቢዱ ደገ ከይዱ ንሳውን እግሬ እግሩ ከይዳ ኣርኪባ ናተይ ኣይኮነን ዋላ ሕተቶ ናይ ማሓዛይ ዓርካ እዩ ትብሎ ከማይ ወዲ ኣይሓትትን እየ እዚ ሰብ ኣይሃረመክን ኣፍራሪሑ ኣይደቅሰክን ንስኪ ግን ለክባጥ ጠላም እኪ ረሓቂ ካባይ ይብላ እታ ኣመላ ብክያት ትበኪ እታመሓዝእ መጽእ ንዓይ ሰብእየይ እዩ ትብሎ ክሰምዕ ኣይክእለን ይኽይድ ብድሕሬኡ እቲ ወዲ ይድውለሉ ይቅረታ ንዓይ ዓርከይ መሓዛ ንሰበይትካ እያ ይብሎ ብሰንከይ ከይትፋላለዩ እለ እየ ይብሎ ከመይ ወዲ እዩ ግን ከምዚ ኣይብለንን እሞ ኣነ እየ ተጋግየ ዘለኩ ይብል ናብ ነርወይ ምስ መጽእ ሰባት ኣዋፍሩ ኩሉ እቲ ሓቂ ፈሊጥዎ ኣድእ ንሳን ሓደ እየን ምስ እቲ ወዲ ዓርካ ነዚ ምስጢር ግን ሓደ መዓልቲ ከም ዝቃላዕ ይፈልጥ እየ ኣደን ጋልን ካብ ዝረክብናዬ ሓበሬታ ዝኮነ ክስረሖ እዩ ተሓሲቡ እቲ ዕላማ ንጋላ ምስ ወጽእት ነቲ ሓቀኛ ዓርካ ንምስሓብ እዩ ነይሩ እዚ ከይበጽሕ ግን ተቃሬጹ እቲ ነብሰጾር ትብሎ ዝነበረት ኣስዲደዬ እላቶ ግን ክኣምን ስለ ዘይክእለ ስእሊ ስደድለይ ይብላ ካብ ፍርቂ ትሰደሉ ምሉእ እባ ተሳእሊ ይብላ ትኩሪ ትዓጽዎ ግን ዝኮነ ምስጢር ኣሎ ግዜ ይነውሕ እበር ክፍለጥ እዩ ካብዚ ዓርከይ ተማሃሩ ብልቢ ኣብቅድሚ ኣምላኽ እዛ ሰብ ኣዚዩ ብዙሕ ገንዘብ እያ ኣጥፊኣቶ ብልቢ ተማሃሩ ንዓኣ ኣምላኽ ይቅረ ይግበረላ በሓቂ ጨካን ፍጥረት እያተማሃሩ
@mewaeldaniel6223
@mewaeldaniel6223 6 ай бұрын
እዚ ዝበልካዮ ሓቂ ተኾይኑ እዛ ጋል ሕማቅ ጌራ እንድያ ናብ ልባ ይምለሳ ፈጣሪ ፡ግን ከኣ ብዙሕ ነገራት ዘእምን ረኺቡ እዩ ስለዚ እቲ ጌጋ ናቱ ይብእስ ።
@kidanegebremedhin1958
@kidanegebremedhin1958 6 ай бұрын
@@mewaeldaniel6223 ብትኽክል ጽቡቅ ኣለካ መዋእል ሓወይ ግን እንታይ መሲሉካ ንሱ ጨካን ኣይኮነን ንሳውን ካብ ዝተረዳእክዋ ብዝዕለለኒ ኣነውን ረኪበያ ነይረ ብጣዕሚ እያ ትእምን ብዚኩእ ማንም ከምዘይብላ ይብድለኒ ኣሎ የጽልመኒ እዳ በለት ኣረድእዬ ትብልኒ እዳ በኽየት ንዕእ ኣነን መሓዙታን እና በዲልናዬ ነተን መሓዝታ ይፍልጣ እየን ዓርኪ ከም ዘለዋ ግን ንዕእን ግን ብዝተረዳእ ክወን ከም ትገድፎ እያ ትዕልለን ነይራ ይመስለኒ ብዝርድእኒ እተን መሓዙታ ይሓልፋላ ነይረን ይጋገ ኣሎ ዓርክካ ይብላኒ ይምሕላለይ በድእን ሑሉፍ ሓሊፍዋ መጽሓፍ ቁዱስ ቀርቢ እሉዋ ቪዶ ፍኽትዬ እሉ ኣምሒሉዋ ክትምሕል ከላ ኣነ ኣብ ልዕለካ ዓርኪ እንተ ገይረ ኣምላኽ ይፍረደኒ ኣብ መጽሓፍ ቁዱስ ይምሕል ኣለኩ እላ ሚሒላ እዛ ሰብ ብልቢ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ካብዚ ተማሃሩ ብልቢ እየ ዝነግር ዘለኩ እግዜኣቢሂር ብኩፍእ ይጥፍእኒ ብልቢ ኣብቅድሚ ኣምላኽ ተማሃሩ እዚ ሓቂ ዛንታ እዩ እቲ ንሳ ቪዶ ገይራ ትሰደሉ ዝነበረት ኩሉ ኣሎ ምስእ ዝጸሓሕፍዎ ዝነበረ ከምእውን ምስ ወላዲታ ዝጽሓሓፍዎ ዝነበረ ኩሉ ኣሎ ?
@mewaeldaniel6223
@mewaeldaniel6223 6 ай бұрын
@@kidanegebremedhin1958 ሓቅኻ እንዲኻ ኪዱን ሓወይ እሙን ሰብ እዩ ሰብ ዝኣምን ተኾነ ግን ክከታተላ ኔርዎ ኢድካፈንጂ ከኣ ይሕዛ ፡እምበር ኣብዚ ዘለናዮ ግዜ ሰብ መጽሓፍ ቅዱስ ምሒሉ ኢልካ ዝገብሮ ዘሎ ሸለል ኣይትብሎን ኢኻ ንዘስተውዕል 3 ግዜ ምስ ትሕስወካ ገለ ነገር ኣሎ ኪዳነ ሓወይ ብዝኾነ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ምሕረቱ ይልኣኸልና ብዓይነ ምሕረቱ ይጠምተና
@kidanegebremedhin1958
@kidanegebremedhin1958 6 ай бұрын
@@mewaeldaniel6223 ኣሚን ኣሚን ኣሚን መዋእል ሓወይ ካብዛ ዝተዛረብካያ ዘረባ ዝውስኽላ የብለይን እግዜኣብሂር ይቅር ይበለልና እዋኑ ከፊእ?
@mewaeldaniel6223
@mewaeldaniel6223 6 ай бұрын
@@kidanegebremedhin1958 amen ኪዱን ሓወይ ክብረት ይሃበለይ
@dawityosief4376
@dawityosief4376 6 ай бұрын
Waww 98%ተሳማሚዔ ኣለኩ ኣብ ኣስተምህሮኪ ሄቨን ሽኮር!!!
@ሕልሚኣለኒክርስቶስሳምራ
@ሕልሚኣለኒክርስቶስሳምራ 5 ай бұрын
ሰላም ሄቬን ሓፍተይ፥ ከመይ ኣለኺ፧ ጸጋ ጥዕናኺ፧ ኣብቲ ኩሉ እትገብርዮ ኵሉ ኣነ ብጣዕሚ እየ፥ ሕጕስ!!...............ክሓተኪ ብዛዕባ ናብራ፥ ብዛዕባ ሕይወት፥ ብዛዕባ፥ ኣብ ትምህርቲ፥ ብዛዕባ፥ ምንባብ መጽሓፍቲ፥ ብዛዕባ ምቕያር፥ ብዛዕባ ኰፊደንስ፥ ብዛዕባ ትሕትና፥ ብፍላይ ብዛዕባ ሕልና፥ ገለ እንተ ትብልና፥ ነዓይ ከም ተኻታተልኺ መጠን ኣዝዩ ደስ ምበለኒ!!!!!
@AblelBeyene-z3r
@AblelBeyene-z3r 2 ай бұрын
Betami abay timerte feven hebtay❤❤❤❤❤❤
@gerieyebiyo5094
@gerieyebiyo5094 Ай бұрын
You are very smart girl keep it up GBU my dear sister i accept your Idea ❤
@selayzeratsion6512
@selayzeratsion6512 5 ай бұрын
Exactly Sister God Blessed you ❤❤❤🎉🎉🎉
@etsaynigus3836
@etsaynigus3836 5 ай бұрын
ድምፅኺ ብጣዕሚ እዩ ዘለዓዕል/ ዘውትር
@BetielKbreab
@BetielKbreab 6 ай бұрын
እዋይ ኣነ ሲ ብጥዓሚ ትሃዋኽ ኣለኒ ክንክዮ ክፍትን እየ👍👍👍
@Kidundrar
@Kidundrar 5 ай бұрын
በሓቂ ዓባይ ትምርቲ ያ
@ፍትሒንህዝቢኤርትራ-ኀ9ቨ
@ፍትሒንህዝቢኤርትራ-ኀ9ቨ 5 ай бұрын
ኣነ ንጓል ካብ ተዓዘባክዎ መጀመርያ ኪትተናኽፋ ኣለካ ሽዑ ስራሕካ ትጅምር❤❤❤
@TesfalemasefaGegzabhar
@TesfalemasefaGegzabhar Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉እሽ
@wedihaile6997
@wedihaile6997 6 ай бұрын
ብርግጽ እወ ኢዩ እቲ መልሲ ።
@Wedigolig
@Wedigolig 6 ай бұрын
Atay gedishni tebaykn signtir zey trdea nxegam ikikn tkeda nsdray zemxauley zey mrao thnks kexilyo keal atelo knfelt❤
@alggt4127
@alggt4127 5 ай бұрын
ብሓቂ ዝገርም ምኽሪ👍
@JhoniYosief
@JhoniYosief 6 ай бұрын
ጹቡቅ ኣሎኺ ግን እንተደንጊኻያ ከ ❤❤❤
@samsomfissahaye5286
@samsomfissahaye5286 5 ай бұрын
💙💙💙💙💯💯💯💯✅
@olivatutokris1212
@olivatutokris1212 6 ай бұрын
በጃኺ፡ ንስኺ ክርኢ መራ ይህንጠ፡ ኣነስ ነኣኺ ኣፍቅረ ኣሎኺ፡ ❤❤❤❤ ኣድረስ ናትኪ ሰደድለይ
@BrgedNihamedu
@BrgedNihamedu 5 ай бұрын
ዓርኪ ኣለክዶ ❤ ?
@HRUYHruyminase
@HRUYHruyminase 6 ай бұрын
Thank you sister👍
@selamneritranaselamneritra3954
@selamneritranaselamneritra3954 6 ай бұрын
ሕማቕ ክንሰምዕ ኢልና ቃጭል ክንጥውቕ ናበይ ምስ ከደ ት ቅዱስ መዝሙር ት ቁዱስ መጽሓፍ ቁዱስ ትብልዮ ዘለኺ ኩሉ ሓሶት ኣልዕል ኣብልኩ ዕድሜኪ ጣንጡ ሃልውልውኪ 100 ስለዚ ነዴኺ ሕተትያ ምስ ባባ ከመይ ገርኩም ተፋቕርኩም ከመይ ገርኩም ወልድክምና በልዮም ንኽትበልዕ ኢልካ ኣብ ሓጥያት ኣይ እተውን መልሓስ መሳርሒ እዩ
@MnasieTesfahine
@MnasieTesfahine 6 ай бұрын
Woww very njce informtion be countinu
@احمدابرهم-و6ت
@احمدابرهم-و6ت 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤thanks sister
@HaylushtesfayHadera
@HaylushtesfayHadera 4 ай бұрын
thanks
@abrahamzekios5252
@abrahamzekios5252 6 ай бұрын
Good make it amhararic language all Ethiopians can listen to it we can understand it because tighnaghna are native languages in tigray. Amhararic was official language in tigray and Eritrea during Eritrea was ethiopia. Be knowledgeable and smart unity is peace and power in economy thanks from tigrayns USA 🇺🇸 ethiopia forward ethiopia tikdem 😂
@tsehayehaile4760
@tsehayehaile4760 6 ай бұрын
XBQTI XERFI GELE SHELEL BELYO MELAKTKI TMRTI AYU BHAQI WEDI TEBATAY BEGIA AYU QUXRI ADME BZEYEGEDS 40 ZGEBERE YKUN LALIAU QUXRI ANBER AFLTO YEBLNANN AMO THANKS ZHFTEY SHKOR
@YonasHaile-k2v
@YonasHaile-k2v 5 ай бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@Temesgenhalie
@Temesgenhalie 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@nigusehaftu201
@nigusehaftu201 6 ай бұрын
ንስኺን ትፈልጠኦ ንሕና ንፈልጦ እስካ ትራኸብ እምበር እንተተራኽብኻስ መላሲ የብሉን
@amanuelhabtom1894
@amanuelhabtom1894 5 ай бұрын
Zey nay abokin adekin tegebri aleki heseblu.
@abrahamtikue1614
@abrahamtikue1614 6 ай бұрын
Nice job.
@ፊልሞንኤፍሬም
@ፊልሞንኤፍሬም 6 ай бұрын
ሄቩየ ሽኮር እዚ ተፈጥሮኽንሲ ስንክሳርዩ።ኣዝይዩ ዝድንጽወኒ።ብከፊል እንታይነት ጋለንስተይቲ ክነፈልጥን ክንርዳእን።እተቅርብዮ ብጣዕሚ የመስግነኪ።ሄቩ ስዊት።
@EriTigray
@EriTigray 3 ай бұрын
እዛ ቪድዮኪ ኣይፈተወኣን መስለኒ ጥር ትብል ጋል ዘየላ ኣብዛ ኾሜንት😂
@amanuelhabtom1894
@amanuelhabtom1894 5 ай бұрын
Gohan s h ermyta ayhileflki ameklak edemeki yehxro abe sel yetiki
@MichaelBeyene-p7s
@MichaelBeyene-p7s 29 күн бұрын
I wonder by the women character. How much are complicated. Too hard to manage them.
@AffectionateAstroStation-gj2wo
@AffectionateAstroStation-gj2wo 5 ай бұрын
እዛ ጀሚርክያ ዘለኺ ናይ ዚሙት ትምህርቲ ካብ ሽርሙጡና ሰራሕስ ትሓይሽ እያ
@divoramedia
@divoramedia 6 ай бұрын
Nice job
@yikalogebremicael
@yikalogebremicael 6 ай бұрын
ለይቲ ዘይኮንኩስ መዓልቲየ ዘሐጉሳ😅😅😅
@GidafieLulie
@GidafieLulie 2 ай бұрын
ሚስት ፈልጊልኝ
@micaelm7376
@micaelm7376 2 ай бұрын
Guebez'ki : Bert,i. Kali,e ( Best friend :( Emun Arki).??
@Eri-boyy
@Eri-boyy 5 ай бұрын
ኣጋጢምኒ ኣሎ 😅
@HailuHabtu
@HailuHabtu 6 ай бұрын
Thank you!ጅግና ኢኺ።ንፍዕቲ
@habteyehdego8372
@habteyehdego8372 6 ай бұрын
ከመይ አለኽ ልሕትት ክክክክክክ
@Sojoo-k5z
@Sojoo-k5z 6 ай бұрын
ብዝ ዓባ ምንዝሪና ዶ ብዝዓባ ሓዳር ትዛረብ ዘለኽ ንገሪናባ
@peacefulwarrior5892
@peacefulwarrior5892 6 ай бұрын
n yorda mnas hafta konki iki tismeini
@Jelateiskrim
@Jelateiskrim 6 ай бұрын
nfeti eki ešu eyu eti orginal tmhrna zeloki.
@grmayselemun3527
@grmayselemun3527 6 ай бұрын
ምድቃስ በዚሐንካ ሓዳር ትገብር እያ ዘየላ እበር
@TEKESTENegash-z5c
@TEKESTENegash-z5c 26 күн бұрын
ኩሉ ዎዮ እዩ ኮይንና ። ንክብራ ኢልካ ስሚዒትካ ሓቢእካ እንተኣኽበርካያ ፡ ሽላ መጺኡ ኣብ ውሽጢ ስዓታት ተጠምጢምዋ ይጸንሓካ ። እሂ ድኣ እንተበልካያ ፡ ዚሒልካ ትብለካ ። ካብ ልቢ ደቂ ኣኒስትዮ ክትፈልጥ ፡ ደናንሰር ምድላይ ይቐልል ። ወላ ጹሉል ይኹን ባዕላ እንተፈትያቶ ጥራይ እዩ ዝሰልጥ ። girles laik shadow if you folow them they ranenig , if you ignor them they caming '
@ዳኑሊቨራዊ
@ዳኑሊቨራዊ 5 ай бұрын
Arki aleki do 😂😂
@selayzeratsion6512
@selayzeratsion6512 5 ай бұрын
🤪😜😝😛😅😅🙊😁🙊🙉🙈🙈
@fitnet7422
@fitnet7422 6 ай бұрын
ኣነ ዳኣ ማራ ሻፍግ ኢየ ኣብ ሴክስ ሻፍግ ዕዉር ይወልድ ዝብሉዎ ትግረስ ሓቆም ኢዮም ።
@tekhlomokbay5814
@tekhlomokbay5814 5 күн бұрын
Entay malet u shafig.
@tesfamariam250
@tesfamariam250 6 ай бұрын
ሰላም ሓፍተይ እዚ ግዜኪ ጽብቅ ነገራት ትማሃሪ ብሞያ ጥዕና ወዘተ ሓደ ስብ እንስሳ ኣይኮነን ብዛዕባ ርክብ ክፈልጥ ዘይ ክእል እንስሳ ከማን ማኣስ ይወልዳ ምኣስ ይራከቡ ይፍልጡ ስለዚ እዚ መንፈስ ናይ ዮርዳኖስ ትገብሮ ዝነበረት ትደግምዮ ኣለኪ ንስኪ ንእሽቶይ ኢኪ ኣብ ከምዚ ክትወድቂ ኣይ ደልን ከምዚ ኣብ ኣሕዋተይ ዘይ ደልዮ ምክሪ እያ ምርጫ ናትኪ ዛሓፍተይ
@zyadaychannel-zyadaychanne1237
@zyadaychannel-zyadaychanne1237 3 ай бұрын
እዛ መንእሰይ ንፍዕቲ በሳል እያ። መደባታ ከምዝተኸታተልክዎ መዓልታዊ ኣብ ህይወት መንእሰያት ዘሎን ዝነብርን ፍቕራዊ ዝምድና ሚዛኑ ክሕሉ እሞ ተጎዳኣይ ንኸይህሉ እዩ። ንመደባታ ዝከታተሉ መንእሰያት ጠቓሚ ትምህርቲ ምዃኑ ይኣምን።ስለዚ ንዓኻ ዘይሰማማዓካ እንተኾይኑ መደባታ ምዕዛብ ኣቛርጽ። ሓደ ነገር ግን ክነግረካ፣ መኻሪ መሲልካ ሓሳድ ኣንቛሪ ኣይትኹን።
@tv-gc1yx
@tv-gc1yx 6 ай бұрын
Yorda Motivetion😅
@DanielHaile-yr2kl
@DanielHaile-yr2kl 6 ай бұрын
Nigeria eyom kisab 7 zibetshu😅
@Yatana-EriMedia
@Yatana-EriMedia 6 ай бұрын
Haabesha Agualt Mgldam Eyu Fewsen Halew Ezi Kulu Ayedlyenn eyu
@LikeMelaektKdusMichael
@LikeMelaektKdusMichael 6 ай бұрын
ቀውስ ውሻ ሸርሙጣ
@wedid.c6732
@wedid.c6732 5 ай бұрын
ለምን ትሳደብ
@ፍትሒንህዝቢኤርትራ-ኀ9ቨ
@ፍትሒንህዝቢኤርትራ-ኀ9ቨ 5 ай бұрын
ነደኻ ከምኡ በላ ጓሓፍ ኪትረዉእ እንዳሓደርካስ ትጻረፍ
@YebyoHaile
@YebyoHaile 5 ай бұрын
እስካ'ኺ ሸርሙጣ ኢንዓል ኣቡ ሸኽለክ ተኺእልካ ተማሃር ኣይካኣልካ መነደኻ ብእዝንኻ ወጢጡ ዘስማዓካ የለን ቆንዳፍ ዋሒድ 💊💊💀💀💊
@YebyoHaile
@YebyoHaile 5 ай бұрын
ሸርሙጥካ ስላዕ ኣይተውጽ ቆማል
@MnasieTesfahine
@MnasieTesfahine 6 ай бұрын
@EfriamMeasho
@EfriamMeasho 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@WeldieKiros
@WeldieKiros 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@SamuelKiflom-l7g
@SamuelKiflom-l7g 3 ай бұрын
❤❤❤
@AhshShsh-d4m
@AhshShsh-d4m 2 ай бұрын
ጏል ተኽቢርካያ ትንዕቀኻ ድያ-#eritrea #tigrignamusic ERI ONE INSPIRE
15:29
ERI ONE INSPIRE ኤሪ ዋን ኢንስፓየር
Рет қаралды 7 М.
ንምንታይ ምስ ዘየፍቅርወን ናብ ዓራት ይከዱ ERI ONE INSPIRE
14:37
ERI ONE INSPIRE ኤሪ ዋን ኢንስፓየር
Рет қаралды 6 М.
Cheerleader Transformation That Left Everyone Speechless! #shorts
00:27
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 16 МЛН
Support each other🤝
00:31
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 81 МЛН
Мен атып көрмегенмін ! | Qalam | 5 серия
25:41
ኣብ ነብሳ ምቅራብ ምስ ትኣብየካ#eritrea #tigrignamusic ERI ONE INSPIRE
10:19
ERI ONE INSPIRE ኤሪ ዋን ኢንስፓየር
Рет қаралды 30 М.
ተደላይ ወዲ ዝገብረኻ#eritrea #tigray #eri one inspire
11:06
ERI ONE INSPIRE ኤሪ ዋን ኢንስፓየር
Рет қаралды 58 М.
ደባሲየይ #ሓቀኛ_ዛንታ
22:49
Mahustar
Рет қаралды 108 М.
ሰበይትኻ ነዚ ምልክት እንተ ሪኢኻላ ተጠንቀቕ፡
21:23
ደላይ ነብሱ (Delay Nebsu )
Рет қаралды 24 М.
🔥 ኣብ ቲክቶክ Live ዕርቃና / ብፖሊስ ተታሒዞም
59:47
ዳኒ ቤሪ reaction
Рет қаралды 2,4 М.
ኣባኻ ስምዒት ከምዘይብላ ትፈልጠሉ  ERI ONE INSPIRE
11:20
ERI ONE INSPIRE ኤሪ ዋን ኢንስፓየር
Рет қаралды 15 М.
Cheerleader Transformation That Left Everyone Speechless! #shorts
00:27
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 16 МЛН