አብ ጸሎት ብዝሙት ሓሳባት ብኣጋንንቲ ምፍታን

  Рет қаралды 69,413

Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ

Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ

Күн бұрын

Пікірлер: 430
@tsinatyebyo3522
@tsinatyebyo3522 4 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና ክቡር ሓውና ጸጉኡ የብዝሓልካ እግዚኣብሄር
@ሜሪየድንግልማርያምል-ቀ5ገ
@ሜሪየድንግልማርያምል-ቀ5ገ 4 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓዉና ንዓና ውን መስተዉዐሊ ልቢ ይዓድለና🙏🙏😢
@messikahsay3562
@messikahsay3562 3 жыл бұрын
ኣመን ኣመን ኣመን ቃል ሂዎት የስምልና ቡርክ ሃውና ኦኦኦኦ ኣምላክ መህርትካን ሰላምካን ኣወርዳልና ካብ ህማቅ፡ ካብ ሃትያት ሰወርና መግዲ የማን መግዲ ኣምላክ ምርሃና ንነስሃ ዚከዊን አድመ ጸጋ ሃብኒ ፈትሪ ኣለም።
@ኤርሚያስገብረህይወትገብረ
@ኤርሚያስገብረህይወትገብረ 4 жыл бұрын
ኣሜን ክቡር ሓው ብመጀመርታ የቀንየልና ኣብ ሂወትና ኣቲኻ ክትሕግዘና ስለ ዝመጻእካ ብጣዕሚ ነመስግነካ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብምቅጻል ብዛዕባ ዝሙት ርኽሰት ምኻኑ ተማሂርና ኣለና ጽቡቅ ኢዩ ክቡር ሓውና ንሕና ብዝከኣለና ነዚ ናይ ዝሙት ሓሳባት ከነጥፍኦም በዚ ዝበልካና መንገዲ እሺ ክንጽዕር ኢና ብዛዕባ ንጽህና ክብሪ ንጽህና ሓይሊ ንጽህና ጥቅሚ ንጽህና ዕሙቅ ዝበለ ትምህርቲ እንተዝወሃብ ጽቡቅ ይመስለኒ ምክንያቱ ብዝሙት ተፈቲና ንወድቅ በዚሕና ስለዚ መታን ክብሪ ንጽህና ተረዲእና ክንሕሎ ብዛዕባ ንጽህና ብዕሙቅ ዝበለ ኣፍልጦ ዘለዎም የሕዋት ማሃሩና ሓቂ ዘረባ እዚ ናይ ዝሙት ፈተና ይብርተዓና ኣሎ ይቅርታ ግን ናብ ሂወተይ ስለ ዝኣተኻ የ ዝተሰመዓኒ ዝገለጽልካ ዘለኩ ዝጎደለ ባዕልኹም መልኡለይ ኣርሙለይ የቀንየለይ
@smare0101
@smare0101 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሃውት የሰማዓልና ክብር ሓውና አብ ፀሎትከም ዝከረና ዝሰተውዓል ልብና የዓደና ኣምላካ 👏⛪
@ተመስጌንኣምላኬተመስጌንኣ
@ተመስጌንኣምላኬተመስጌንኣ 4 жыл бұрын
ብሓቂ ክቡር ሓውና ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዝሓልካ ኦ ጎይታይ ብ ምሕረትካ ብቸርነትካ ይቅረ ኢልካ ካብ ናይ ኩሉ መናፍስቲ ኣድሕነናን ኣናግፈናን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@tseboqnedieu3690
@tseboqnedieu3690 4 жыл бұрын
Egziabger amlak ayni lbona ykfetelna
@ወዲ78ኣስመራ
@ወዲ78ኣስመራ 4 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስማዓልና ኩቡር ሓውና!!!
@እናቴሂወቴኣባቴኩራቴ
@እናቴሂወቴኣባቴኩራቴ 4 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ቃለ ሂወት ይሰመዐልና 🙏🙏🙏🙏(ኣቦ ግርማ ኣበይ ይርከቡ ሓወይ ንገረኒ እስቲ ተገዲስካ )
@thanksgod4886
@thanksgod4886 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን የህይወት ቃል የስመዐልና ኦ ጎይታ መስተወዐሊ ልቢ ሃበና
@عوضبنعوض-ق3ث
@عوضبنعوض-ق3ث 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐና ናይ ኣገልግሎ ት ዘመንካ እግዛብሄር ኣምላክ ይባርከልካ ኩብር ሓወይ ወሲኩ ምስጢሩን ጥበቡን የግለፀልካ ናዓና እዉን ካብ ማአስርታ ሰይጣን ይሰዉረና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@besufikadchachi6101
@besufikadchachi6101 4 жыл бұрын
Amenn Amennn Amennn kale hiwet yesmealna Azi ktblo zxenahka kulu haki ayu Ayne Lbunana Yebrehalna Kab Rukusat Menafst Ysewrena Betami mehari tekamn Tmrti ayu Nay Agelglot edmeka ybarkelka fetari
@brktitekla4219
@brktitekla4219 4 жыл бұрын
ኩቡር ሓውናን መምህርናን ብሓቂ ቂል ሂወት የስመዐልና ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና
@ቦኪ
@ቦኪ 4 жыл бұрын
@ቦኪ
@ቦኪ 4 жыл бұрын
ክቡር ሓውና ቃል ሂወት የስማዓልና እንታይ ክንገበር ኣለና
@ማርያምሆይኣማልድሽ
@ማርያምሆይኣማልድሽ 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ ጽቡቅን ኣገዳስን ትምህርትን ተግሳጽን ሰሚዕና ኣተግበርቲ ክንከውን ቅዱስ ፍቃዱ ይኩን ።
@ጋልንጉሥእየናይደሙፍሬእየ
@ጋልንጉሥእየናይደሙፍሬእየ 4 жыл бұрын
ቃል ህይወት የሥመዐልና ክቡር ሓዉና ጸጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ስለ ቃሉ ሉኡለ ባህሪ እግዚአብሔር አምላክና ብባህሪኡ ቅዱስ ዝኮነ ይክበር ይመስገን
@efgfnn2185
@efgfnn2185 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስማዓልና ክብር ሓውና አምላክ ፀጉኡ የብዛሓልካ ናዓና እውን አብ ልዕሊየና ዘሎ ርኩስ መንፈስ ቀንጢጡ መንፈስ ቅዱስ የውርደልና እግዚአብሔር አምላክ አሜን ፫
@brhaneabrha8830
@brhaneabrha8830 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስምዐልና ዓይኒ ልቦናና ይክፈተለና ዕድመ ጥዕናን ይሃብካ ሓወይ
@ወዲሰንዓፈጽረህግደፍ
@ወዲሰንዓፈጽረህግደፍ 4 жыл бұрын
ብልክዕ ጽር ቅድስናን ክርስትናን እዚ ፍትወት ስጋ ዝባሃል ወዲእና እዩ ሓሪርና በቃ ብፈላይ ኣብ ምዕራባዉያን ዓለም ንነብር ዘለና ዘይተሸፈነ ሰለፍን ማዓኮርን እንዳራኣና ኣእምሮናን ቀልብናን ምሳኣተን ኮይኑስ ናብ ግብሪ ሰዶምዋውያን እንዳቀየረና ይመጽእ ኣሎ እታ ሓንቲ ፍታሕ ብፍላይ ኣብ መንፈሳዊ ህይወት ዘለክን ዘለኩምን ተመርዓዉ ንመርዖ ኣነ ከምዚ ፍታወት ስጋ ሓያልን ዘበርተዐን ኣብ ዓለም ኣይራኣኩን ፈጣሪ ብምሕረቱ ይርኣየና እግዚኣ ማሓረና ክርስቶስ በከመ ምሕረትኪ ወኣኮ በከመ ኣበሳነ።
@iamblackboyrambo9430
@iamblackboyrambo9430 4 жыл бұрын
Mara eske ezgeyo eu zebl
@yordanosyemane1077
@yordanosyemane1077 3 жыл бұрын
አጆኩም የሕዋተይ ብጾምን ብስግዳንን ነሕምቆ
@merhawitesfagabr5487
@merhawitesfagabr5487 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen Qale hiwet Yesmalna hawna Egziabher Amlak Nay Agelglot Zemenkum Ybark
@ብርግጽዓስቢኣሎ-ዀ2ለ
@ብርግጽዓስቢኣሎ-ዀ2ለ 4 жыл бұрын
የህይወት ቃል የሰመዕና ኣ አምላኬን እባክህን እባክህን እባክህን በማንታ መንገድ መጓዝ በጣም ያደክማል እርዳኝ ቅዱስ መንፈስህን ከእኔ አታርቅብኝ የኔጊ ሰው ይበለን
@bahgilbey2291
@bahgilbey2291 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@ተዋህዶ-ቐ8የ
@ተዋህዶ-ቐ8የ 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት ያስማዐልና ሓውና በፀሎትካ ሕሰበኒ
@ሂወትጓልቅሺ
@ሂወትጓልቅሺ 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቂል ህይወት የሰመዓልና ኩቡረ ሓውና👏👏👏⛪️🌷
@nebiyatyemane7247
@nebiyatyemane7247 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen, kalehiwet yesemaln, nay bahaki tekami temeherti u nekemzi kemay dekumat, ab xelotena, ab hiwetena bekemey kensero kem zelena ne nay aganeneti fetene meharit ya. Egziabiher semati teray zeykona fesemti kenkiwen hiwetena be nesehawi hiwet kenjemero yebekana🙏🙏🙏
@anesnafike9536
@anesnafike9536 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የሰመዕልና ሃውንና አግዝኣብሄር ጸአጋኡ የብዘሃልኩም።
@tirhashagos5956
@tirhashagos5956 4 жыл бұрын
ቃለ ሕይወት የስመዓልና ኩቡር ሐውና እግዚአብሔር ናይ አገልጉለትካ ዘመን ይባርኸልካ ካብዚ ቀፂለ ክብሎ ዝደልይ ብቃንቃ እንግሊዘኛ ንደቅና ንክፈልጡ ብጣዕሚ አገዳሲ ትምህርቲ ስለዝኾነ ነዚ ዘለናዮ ዘመን ከቢድ ስለ ዝኾን ሐደራ ክብለኩም ይፈቱ እግዚአብሔር ምስ ኩላህና ይኹን ወላዲት አምላክ እመ ብርሃን ትሐግዘና ::
@sawudatv3434
@sawudatv3434 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስምዓልና ክቡር ሓወይ እግዚአብሔር አምላክና ጸጋ የብዝሓልኩም ፡ፍትዋተይይ
@nayfilmawitade
@nayfilmawitade 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna hawey entay diye kiblelka delye bizaba nisaha abzi eroupa kitrekbom nebotat kibed zible eui miknyatu gizye sile zeyrekbu beti nibezehom wen sile nikewen bizkone qeltifkas aytrekbomn eka silezi bitelefon nisaha yebuluka hijes kemey eui kitmleseley yexbe yeqreta giberey gien defre keykewen 👏👏👏💒🙏
@michaelmiki6325
@michaelmiki6325 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ጋል ሂወት የስመዓና ኩቡር ንሓውናን መህርናን
@መንፀገባጓልተዋህዶ-ጠ2ጐ
@መንፀገባጓልተዋህዶ-ጠ2ጐ 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የሰመዓልና ክብር ሓውና
@የድንግልልጅነኝ-ደ3ኘ
@የድንግልልጅነኝ-ደ3ኘ 2 жыл бұрын
ብሓቃ ቃል ህይውተ ያሰመዐልና ኣሜን(3)👏👏👏
@anesnafike9536
@anesnafike9536 3 жыл бұрын
ነበሓቂ ኡዝኣ ዝመሃርክም ብጣዓም ዘመሱጉነ ሓኣውንና አግዝኣብሄር ጸጋኡ የብዘሃልኩም።
@tsigetesfamariam1083
@tsigetesfamariam1083 4 жыл бұрын
በከመ ምህረትከ ኣምላክነ ወኣኮ በከመ ኣበሳነ ኩቡር ሓውናን መምህርናን እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም
@abebabeba6332
@abebabeba6332 4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐና ንክንሳሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃበና
@mesfunberhane9059
@mesfunberhane9059 4 жыл бұрын
ብስም ኣብ ወወልድ ውመንፈስ ቅዱስ ኣሜን ። መጀምውርያ ኣምላኬ ቅዱሳን ኣምላኬ ኣቦታትና ንጾሎትም ዝተቐበለ ጸሎትናን ምህልላና ይቀበለና። ንሓውና ድማ ቃለ ሂወት የስመዓልና ። ንኹላትና ሕዝበ ክርስትያን ምሕረቱ ይልኣኸልና።ካልእ ሕቶ ፥ናይ ግሊ ዝሙት ክባሃል እንከሎ ከመይ ማለት ኢዩ፧
@ዝፋንጋልትግራይሰብዓእንደ
@ዝፋንጋልትግራይሰብዓእንደ 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ክብር ሓውና ፀግኡን በርከትን የብዝሐልካ እግዚኣብሄር ናዓና ውን ብፆምን ብፆሎት ክንብርትዕ ባዕሉ ይደግፈና ፈጣር አሜን
@anthonyraimond
@anthonyraimond 8 ай бұрын
amen amen amen amlki texgu yebzhaleka Amebrhane mesakha tkhne Amebrhane zhaz wlehad Ayekowenene yu❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ab xlotkume zkurhuni yehwaty
@hphi3707
@hphi3707 4 жыл бұрын
ክቡር ሓወና መምህር ቃል ህይወት የሰመዐልና ናይ አገልግሎት ዘበነ ይባርኽ እግዚአብሔር ኣምላክ
@ኦርቶዶክስተዋህዶንዘላኣለ
@ኦርቶዶክስተዋህዶንዘላኣለ 4 жыл бұрын
ክብረት ይሃበልና ኩብር ሓወና ብሓቂ ደስ ባህሊ ትምህቲ እዩ👏👏👏ቃላ ሂወት የስመዐና 👏👏👏
@aki9784
@aki9784 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ብሉጽ ትምህርቲ ሓወይ ናተይ ቃለ ሂወት የስምዓልና ኢግዚኣብሄር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@mussieteklit4010
@mussieteklit4010 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስማዓልና ።እግዚኣብሔር ብብዙሕ ምሕረቱ ካብ ክፋእ ተግባረይ ኣንጺሁኒ እዩ ምስግና ይኹና ንድሕሪት ከይምለስ ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩኒ ወገናተይ ወልደሙሴ ኢልኩም ።
@tesfamariambeyene4523
@tesfamariambeyene4523 4 жыл бұрын
ኣምላክ ቅዱሳን ምሳካ ይኩን ወላዲተ ቃል እመ ኣምላክ ኣብ ጽላላ ትሕባእካ መልኣከ ድሕነት ቅዱስ ሚካኤል ብሴፉ ንጸላእትካ ይቁረጸልካ ክብሩ ሓወይ ትማሊ ብጽድቂ ይኩን ብዝሙት ብዘየገድስ ከይትዝክራ ወስን ጾም ኣብ ዝኮነሉ ብውሑድ ተመገብ ምንባብ ከይትቃርጽ ቅዱሳን መጻሕፍቲ፡ ጸሎት ኣብ ትቆመሉ ግዜ 1ክትዝክራ ዘላትካ እግዚኣብሄር ሓጥያተኛታት ንጸሎት ክቅውሙ ኢዩ ዝጽበ፡ ኣነ ካብ ዝከፈ ናይ ሓጥያት ኩሉ ዝሙት ዝፈጸምኩ ሰብ ኢየ ካብ ጎሓፍ ኣልዒላ ገና ርስሓተይ ትሓጽቦ ኣላ ቅድስቲ ቤተክርስትያን ፡ዋላ ብልሳንካ ጥራይ ይኩን ጸሎት ግበር ምክንያቱ እቶም ኣብከባቢካ ዘለው ኣጋንንቲ በቲ ካብ ሴፍ ዝበልሕ መሎኮታዊ ቃል ገይርካ ትሰጉም ኣሎካ ጸሎት ዝጥርነፍ ቃል ኣይኮነን፡ ምስጋናን ናይ ልብካ ድልየትን ብተመስጦ ግለጽ ኣብ መንጎ ግድን ርኩሳት መናፍስቲ ክመጹካ ኢዮም ተዘይ መጽዮሙካ ተመሲጥካ የሎካ ምክንያቱ እዛ ምድሪ ናይ ፈተና መይዳ ስለ ዝኮነት ሽዑ ነቲ ዝመጸካ ተጻብኦ ናይ ቅዱስ ሚካኤል ሴፍ ትቁረጽካ ናይ ቅዱስ ገብርኤል መስቀል የቃጽልካ ብኅጽረመስቀሉ ካባይን ካብ ከባቢየይን ንርሓቅ በሎ ብትምህርተ መስቀል ሽዑ ብዓይንካ እንዳረኣካዮ ከም ትኪ ክበንን ዩ ክቡር ሓወይ እንካዕ ኣብዚ ኣብ ቅዓካ ድማ ይብል፡ተማህጸንኩ ብወላዲት ኣምላክ ሂወተ ኩሉ ኣለም ኣሜን።
@mussieteklit4010
@mussieteklit4010 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ።እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም ሓዉና።
@ኤፍታህወለተሩፋኤል
@ኤፍታህወለተሩፋኤል 4 жыл бұрын
@@tesfamariambeyene4523 ናይ ብሓቂ ክቡር ሓው ብልቢ ንዓና እኻ ጠቒምካና ምኽርኻ ብጣዕሚ ጽቡቕ ጸግኡ የብዘሐልካ
@tesfamariambeyene4523
@tesfamariambeyene4523 4 жыл бұрын
@@ኤፍታህወለተሩፋኤል ኣሜን ኣሜን ኣሜን ምስጢር ዕምቆት ፍቅርኪ በርቲዕዎም ብዙሓት ከሓዱኪ ማህተመ ድንግልናኪ ከይተለወጠ መድኅኔኣለም ዝወለድልክልና ኦ ድንግል ደስ ይበልኪ ኣሜን፡ኩቡራት የሕዋተይ ኣነ ድኣ ዘይረሳሕ ትቦ ኢየ ኮይነ ፡ ናባና ድማ ጽሩይን ኩሉ ግዜ ሓድሽ ዝኮነ ቃል ንዓና ተስፋ ዘስንቅ (ንርኩሳት መናፍስቲ ድማ ዝቆርጽ ሴፋ ሥላሤየ ኢዩ)ነቶም ኣብዚ ቻነል ትምህሩና ጸጋኩም የብዝሓዮ እብል።ወላዲተ ቃል እመ ኣምላክ ድንግል ማርያም ከምቲ ንስምዖ ን ን ጢጦስን ግብሮም ናብ ሲኦል ዝነበረ ምልጃ እመ ኣምላክ ድማ ናብ ገነት ዝመረሖም ንኩላትና ዋሕስ ሰማይን ምድርን ትኩነና ኣሜን።
@ኤፍታህወለተሩፋኤል
@ኤፍታህወለተሩፋኤል 4 жыл бұрын
@@tesfamariambeyene4523 ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሓወይ ናተይ ሰማዕቲ ጥራሕ ዘይኮናስ ኣተግበርቲ ይግበረና እመቤታችን ምስ ኩልና ትኹን
@hasabnaylbey2017
@hasabnaylbey2017 3 жыл бұрын
Qal hiwet yesmaena. Btaemi ena nemesgnekum fetari edmen tenan yhabkum. Fetari mhretu ylakelna .
@amankahsay4041
@amankahsay4041 4 жыл бұрын
Amen amen amen qali hewet yesmialina kebur hawena amelak baelu yegsxena xelot nay qudesan amaldenit nay dengel mareyam mes kulena kerstiyan yekun
@fetsegufestegu1860
@fetsegufestegu1860 2 жыл бұрын
ቃል ህይወት ያሰመዐልና ፀጋኡ ያብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ኩቡር ሓዉና💕💕💕
@gdu8216
@gdu8216 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት ይስመዕና ክብር መምህረን
@KiyáLøvèMòm
@KiyáLøvèMòm 3 жыл бұрын
ክቡር ሓውና ብጣዕሚ ፅቡቅ ምህሮ ቃል ሂወት የስመዐልና ኣምላክ ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏
@helensolomondemoz6499
@helensolomondemoz6499 2 жыл бұрын
Amen (3) kale hiwet yesmialna brukey kabzi zimut menfes Amlak yikentitelna
@Slasie
@Slasie 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡር ሓውና ናይ ኣገልጉሎት ዘበንካ ኣምላኽ ይባርኸልካ ዝተማሃርናዮ ድማ ኣምላኽ ኣብ ልብና የሕድሮ ንጾምን ጸሎትን ስግዳንን ዝነቕሕ ሓይሊ ኣምላኽ ይሃበና ። ናይ ድንግል ማርያም ኣማላድነት ናይ ቅዱሳን ኣማላድነቶምን ቃል ኪዳኖምን ናይ ቅዱሳን መልኣክቲ ፈጣን ተራዳእነቶም ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኹን ኣሜን ኣሜን ኣሜን!!!
@adyamyemane4862
@adyamyemane4862 4 жыл бұрын
Amen amen amen qalehiwet yesmalna xegau yebzhalkaum bhaqi egziabher amlak bmhretu ytemtena
@nahomweldegebrelnahom6368
@nahomweldegebrelnahom6368 2 жыл бұрын
ኣሜን ቃል ህወት የስማዓልና
@hareyahareya6870
@hareyahareya6870 4 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር ሓዉና ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ
@ንፋቀርዶኣለናንታሓላለ
@ንፋቀርዶኣለናንታሓላለ 4 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር ሓውነን መምህርነን እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ ንዓና ድማ ዓይኒ ልበናና ይክፈተልና አሜን አሜን አሜን
@mengshabtetsion5053
@mengshabtetsion5053 4 жыл бұрын
Amen amen amen qale hiwet yesmealna kubur hawna nezi kingebr Egzabehr amlak ydegfena
@selamgualtigray9195
@selamgualtigray9195 4 жыл бұрын
ክቡር ሓውና ቃለ ሂወት የስመዐልና ክብሪ ምስገና ንወላዲተ ኣምላክ ይኹን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@shewitgere8157
@shewitgere8157 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን! እግዝኣቢሀር ጸጉኡ የብዝሃልካ ኩቡር መምህር ሃውና
@sbegge7121
@sbegge7121 Жыл бұрын
አሜን(3)ቃለህወትየሰመዓልና🙏🙏🙏🙏🙏🙏🌾🌾❤❤
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen bhaki kale hiwet yesmealna kubur hawuna diyakon ngzabihar Aamlak xegau yebzehelka nay Aagelglotka zebenka ybark weladite Aamlak tbarka ztemharnayo Aab lbna yehdro kabzi kufun nay Aagannti seyatn fetena ngzabihar Aamlak btguhan melaaktu yhalwena
@cell2183
@cell2183 4 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓዉና መምህር ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ብስላም ብጥዕና ይሓልወልና ፈጣሪ አምላክ አሜን አሜን, አሜን ✝️🤲❤️❤️❤️❤️❤️
@hsjsbh8438
@hsjsbh8438 3 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የሰመዐልና ኩቡር ሓዉና ኦ ጎይታየ ካብ ዝሩኩስ መነፈስ አውፀአኒ መስተወዐሊ ዓይነ ልቦና ሃበና ገታየ
@الاع-ح4س
@الاع-ح4س 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓልና ክብር ሓውና ናይ ኣገልግለት ዘመን ይባርከልካ
@azebhagos2124
@azebhagos2124 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለህይወት ያሰማልን ወንድማችን ፈጣሪ ፀጋዉን ያብዛልህ
@dekihagaz957
@dekihagaz957 3 жыл бұрын
Amen amen amen kbret yhabelna hawna sleti kbur kalka nana ka kal hiwt ysmalna ***
@daniya4773
@daniya4773 4 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስምዐልና ክቡር ሓውና ብጣዕሚ ምሃሪ ዩ ቀፅለሉ
@eyerusselemun7993
@eyerusselemun7993 4 жыл бұрын
ኹቡር ሓዉና ኣምላክ ይባርካ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@banamesfin2171
@banamesfin2171 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmana 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@solomieweldemichael9957
@solomieweldemichael9957 4 жыл бұрын
ሓውና መምህር ብሓቂ ዓባይ ትምህርቲ ኣያ ብሓቀ ቃል ሂወት የስማዓልና
@سميرهحبشه-ظ6ص
@سميرهحبشه-ظ6ص 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት ያሰማዓ ልና
@tesfamikael2884
@tesfamikael2884 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna edmen tnan yhabka kbur hawna
@adamgheezai3895
@adamgheezai3895 3 жыл бұрын
Amen amen amen 🙏 Kale hiwetu yesmalna kubur hawna 🙏🙏
@aIem-f7s
@aIem-f7s 2 жыл бұрын
ቃልሂወትየስመዓናክቡርሓውናፀጉኡየብዝሐልካ
@kudusanyemane6603
@kudusanyemane6603 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ኩቡር ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ልዑል ፈጣሪ
@dejuman3299
@dejuman3299 4 жыл бұрын
Amen amen amen qal hewat yasmilna kobur hawey azgibher nay agolgelot edmika yebarhkilka sela zamhrkanan zgesaxknan kabri masganin ne egzbihar amlak yekano nazi kangbir qodus feqadu yekano
@haniteklay9539
@haniteklay9539 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የሰመዓልና ክቡር ሐወና ብእትህበና ትምህርት ከምሰግነካ እፈቱ አምላክ ምሰ ኩላትና ይኩን
@hagush1886
@hagush1886 4 жыл бұрын
Amen amen amen kbur Hawna BTsaAma ena nemesgn
@سبحانالله-ي4ص4س
@سبحانالله-ي4ص4س 3 жыл бұрын
🙏🙏🙏😭🙏🙏🙏
@kbromhabtemariam5426
@kbromhabtemariam5426 2 жыл бұрын
Amien amien amien 🙏🏼kale hiwet yesmealna 🙏🏼kubur hawna naybhaki tsegue yebzhalka egizabhier amlak
@titibabur8303
@titibabur8303 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet yesmlna Egzbher xegu yebzhlkum🙏❤
@elk5824
@elk5824 4 жыл бұрын
ኩቡር ሓውናን መምህርና እግዚአቢሔር ጸግኡ የብዝሓልካ ኣገልግሎት ዘበንካ ይባርኽ ፡እግዚአቢሔር ብኣኻ ጊሩ ንዝማሃረና ክብርን ምስጋናን ውዳሰን ንዕኡ ይኹን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ልክዕ ዩ ከምዚ ዝገለጽካዮ ኣብ ኣቦታትና መነኪሳውያን ውን እዚ ፈተናታት ይብጽሖም ዩ ኣብ ሓንቲ ታሪኽ ኣቦና ሽኖዳ 3ይ ዝተዛረብዋ ያ ኔራ ሓደ መነኮስ ከምኡ ዓይነት መንፈስ ምስ ኣሸገሮ ኣብ ሓንቲ ለይቲ ሽድሽተ ግዜ እንዳ ከደ ኣብ ኣቦ ንሳሓኡ ክናሳሕ ጀመረ ዘዘጋጠሞ ደደግሙ ናብ ናይ ንስሓ ኣቡኡ ምስ ከደ እቲ ዝፍትኖ ዝነበረ ክፉእ መንፈስ እንታይ ኢልዎ ንስኻስ ቁሩብ ኣይትሓፍር እንዲኻ መነኮስ ከለኻስ ኩሉ ዘጋጠመካ ንናይ ንስሓ ኣቦኻ ትማላለስ ኢሉ ካብኡ ፈጺሙ ረሓቐ ።ማለት እቲ ክፉእ መንፈ ተሳዒሩ ብንሳሓን ብስግደትን ብጾምን ጽሎትን ብቅዱስ ቁርባንን ካባና በኒኑ ዩ ዝኸይድ ። ናይክፋኣት መናፍስቲ መድሃኒት ጸሎት ስግደት ንሳሓያ መድሃኒት ኣብ ኢድናናን ኣብ ቤትናን ኣብገዛናን ኣሎ ኩሉ ዘይጠቕመና ነገራት ንወግዶም ዘይተፈጥራዊ ነገራት ፡ኣርቶፍሻል ነገራት ብተፈጥሮናን ምሳና ዘይትፈጥሩ ማለት ብብዝሒ ኣብ ደቂ ኣንስትዮ ጽፍሪ ዘይ ናትና ጸጉሪ ዘይናትና ሜክኣብ ኩሉ እዚ ኣቶም ናይ ዝሙት መንፈስ ዮም ዝዕዱሙልና ኩሉና ብጸጋ መንፍስ ቅዱስ ውልድነት ዝረኸብና ናይ እግዚአቢሔር እምበር ናይ ዴብሎስ ኣይኮናን ስለዚ ከምቲ ኣነ ቅዱስ ዝኾንኩ ንስኻትኩም ውን ቅዱሳት ኩኑ ኢሉና ዩ ኣምላኽና፡ እግዚአቢሔር ምስ ኩላትና ይኹን ኣሜን ስብሓት ለእግዚአቢሔር ሉዑል ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ኩቡር ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@nigistiengida1046
@nigistiengida1046 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen 🙏🙏❤❤🏫
@ታሪኽኣለዎትጎቦ
@ታሪኽኣለዎትጎቦ 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜንቃል ሂወት የስማዓልና
@ክወግሕዶይኮንእቲሕማቅግዜ
@ክወግሕዶይኮንእቲሕማቅግዜ 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኩቡር ሓውና ቃል ኣምላክ የሰመዐና🤲🤲🤲
@ናብቲክፍጽመለይዝክእልኣም
@ናብቲክፍጽመለይዝክእልኣም 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልኩካ ሓወና እግዚኣብሔር ኣምላክ ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና ብከመይ ክርክበካ ይኪኢል ሓወይ ናተይ
@bemnetnkhu5423
@bemnetnkhu5423 4 жыл бұрын
+254776367191
@marygebre2959
@marygebre2959 4 жыл бұрын
ፀገኡ የብዝሓልካ ኩቡር ሓውና ቃለ ሂወት የስማዓልና
@ሮዛአለምሮዛአለም
@ሮዛአለምሮዛአለም 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ዓይና ልብና የዓዲልና
@teklomgebray336
@teklomgebray336 4 жыл бұрын
እግዚአብሔር ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይሃብኩም ፍትዋተይ
@lemawtigaltigray3901
@lemawtigaltigray3901 3 жыл бұрын
እሜን እሜን እሜን ቃል ሂውት ይስምዓና ፈጣሪ
@rozateklay3150
@rozateklay3150 4 жыл бұрын
Amen amen amen klu gze ezgabher yetemesegen ykun amen
@مريمم-غ2ت
@مريمم-غ2ت Жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና ክቡር ሓወና 👏👏👏
@yonimyonim5645
@yonimyonim5645 3 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስማዓልን ኣሜን (3) ብዓይኑ ምሕረቱ ይጠምተና እቱ ናይ ፍቅሪ ኣምላክ
@TemesgenTadese-wy5oq
@TemesgenTadese-wy5oq 4 ай бұрын
Amen amen amen qal hiwet yesmalna kubur hawey ❤❤❤
@AsaAsa-kk9zn
@AsaAsa-kk9zn 4 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዐና ቡሩክ ሓወይ ፀጉኡ የብዘሐልካ
@hayathabash4553
@hayathabash4553 3 жыл бұрын
ባሓቂቃለህወትየሰመዐልናክቡርሓዉና🙏 ኣሜንኣሜንኣሜን🙏🕯🕯🕯⛪⛪⛪🕯🕯🙏
@merhawimekesen1687
@merhawimekesen1687 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet yesmeana kebur hawena
@aaqq923
@aaqq923 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ክብር መምህርና ፀጉኡ የብዝሕልኩም
@teklit7087
@teklit7087 4 жыл бұрын
Amen amen amen admen teanan yhabeka fetri
@fetsegufestegu1860
@fetsegufestegu1860 2 жыл бұрын
እግዚኦብሔር ይመሰገን ኩብር ሓዉና🙏💕
@selamtigrawyti7618
@selamtigrawyti7618 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የሰምዐልና ክቡር ሓውና
@rahwatekle4940
@rahwatekle4940 4 жыл бұрын
qal hiwet yesmeelna hawey natey fetari ayni lbonana ykfetelna amen
@rahwakesete6504
@rahwakesete6504 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet yesmana kubur hawna
@SalamSalam-yh8sx
@SalamSalam-yh8sx 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ከብር መምህረናን ብሓቃ ቃል ሂወት የሰመዐልና አምለክ ዕድመን ጥዕነን ይሃባልነ❤❤❤
@gtgrowtogether8096
@gtgrowtogether8096 4 жыл бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmealna xega ybzh. Bhaki egziabhier amlak ezi lulu tmhrti ab lbna yhdro 🙏⛪✝️
@hamerenoah950
@hamerenoah950 4 жыл бұрын
ኣሜን(3) ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር ሓወና ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ እዩ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኻ።
@teklemaryamhiwet6794
@teklemaryamhiwet6794 4 жыл бұрын
ኣብ ነስሓን ቁዱስ ቁርባንን ክንብጽሕ ኣምላክናን መድሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ ቁዱስ ፍቃዱ ይኩን ሓጥያትና ይቅረ ይበለልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@johnmikl1369
@johnmikl1369 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen ahbiru!
መርፍእ ወጊኦም ኣደቂሳምኒ
38:36
Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ
Рет қаралды 1,4 М.
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 944 М.
ЛУЧШИЙ ФОКУС + секрет! #shorts
00:12
Роман Magic
Рет қаралды 24 МЛН
Smart Sigma Kid #funny #sigma
00:14
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 102 МЛН
‼ሓሙሽተ ምልክታት ጸላኢ ሰናይ ኣብ ነብስና ምሕላዎም🔴
19:38
Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ
Рет қаралды 55 М.
Tigrigna Audio Bible, The Book of Genesis | ኦሪት ዘፍጥረት
3:58:03
Tigrinya Audio Bible | መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ ብድምጺ
Рет қаралды 3 МЛН
ንደቀይ ክወስዱ ንዓይ ከም ጽልልቲ የእሲሮምኒ
38:36
Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ
Рет қаралды 5 М.
ЛУЧШИЙ ФОКУС + секрет! #shorts
00:12
Роман Magic
Рет қаралды 24 МЛН