# ልበይ ሰይራቶ ከይዳ

  Рет қаралды 35,045

Bahgi Tube

Bahgi Tube

Күн бұрын

share like subscribe ብምግባር ቤተሰብና ይኹኑ።

Пікірлер: 452
@ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ
@ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ 3 ай бұрын
😂ባህታ መዓረይ❤❤ተጋሩ ግን ንምታይ ኢና ስብስክራይብ ላይክ ሼር ናበልና ኣሕዋትና ዘይናታባብዕም ዋጋ ኣይኽፈሎ😏😊
@liliaregawi-ll5oz
@liliaregawi-ll5oz 3 ай бұрын
ተጋሩ ኣብ ናይ ኣምሓሩ እዮም ዘለዉ
@ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ
@ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ 3 ай бұрын
​@@liliaregawi-ll5ozብጣዕሚ የሕፍር መዓረይ❤
@Romary-cv8rq
@Romary-cv8rq 3 ай бұрын
@@liliaregawi-ll5oz ሓቅኪ
@እመብርሃንመራሒትመንገደይ
@እመብርሃንመራሒትመንገደይ 3 ай бұрын
ናረሳዕናዮ እበይ ብካሊእ ኣይንውሰ ዶ
@AronEsua
@AronEsua 3 ай бұрын
ኣጆኻ ባህታ ሓወይ ካሜራ ትፈርህ ኣለኻ። ህድእ ኢልካ ተዛረብ ኖርማል ኮይንካ የዕልል ካብ ኣድናቒኻ ኤርትራዊ
@albadralbadr3948
@albadralbadr3948 3 ай бұрын
ትደገም ካልኣይ ክፋል ትቡሉ ላይ ግጨይ❤❤
@MizanG-h4q
@MizanG-h4q 3 ай бұрын
😢
@temesgentemesgen839
@temesgentemesgen839 3 ай бұрын
ዘፍቀረ ምስ ለፍቅሮ ተዝነብርስ ሂወት ክንደይ ምጠዓመት መብዛሕቲኡ ዘፍቀረስ ዘይኮነሉ ንሳ ንኡ ተፍቅር ንሱ ንካልአይቲ የፍቅር ~~እናበለ ይቅጽል አየ ሂወት
@tarhslove4629
@tarhslove4629 3 ай бұрын
ብሓቂ 👌ድኻን ዕዳጋን ኣይራኸቡን ይብሉ ወለድና🥺
@ihdf4175
@ihdf4175 2 ай бұрын
ሂወተ ክሉ ግዜ ፈተና እያ 😢
@mmn7636
@mmn7636 3 ай бұрын
ባህታ ዝፈትዎ ቲታከር ❤❤❤❤ዋውውው ደሰ ዝብል መደብ እዩ ቀፅልሉ❤❤❤❤🎉
@dasnaentertainment
@dasnaentertainment 3 ай бұрын
ደምርን🤲
@تعهه-ج4ذ
@تعهه-ج4ذ 3 ай бұрын
ባህታዋይ ፍፎትወካ Tik Tiker ኣኺ ሶ ዩትፕ ክፈት ናይ ባዓልካ ❤️🥰🎉🎉🎉 ንዝሓውና አውን ስብስክራይብ ንግበሮ ተጋሩዋይ ❤️💛✊🎉🎉🎉🎉
@AbushEtanbetL-veme
@AbushEtanbetL-veme 3 ай бұрын
ምዓረይ ሳብ ግበርለይ❤🎉❤
@mamamesirt
@mamamesirt 3 ай бұрын
ዋዉ እስካዕ መዉዳእታ ረአይዎ ዝገርም ፍቅራዊ ዛንታ I love it❤❤❤
@dasnaentertainment
@dasnaentertainment 3 ай бұрын
ደምርን🤲
@RrRr-ku5sk
@RrRr-ku5sk 2 ай бұрын
ፍቅሪ ንዘይፈልጦ ቀሊል ንዝፈልጦ ከዓ ከቢድ እዩ በተለይ በተለይ ንመጀመርያ ግዜ ፍቅሪ ክሕዘካ ከሎ ------ዘፍቀረ እዩ ዝፈልጦዋ
@የዋህፈቃርእየ
@የዋህፈቃርእየ 3 ай бұрын
ኣነ ከዓ ገራሚት እየ ጋል 14 ዓመት እየ ፍቅሪ ጀሚረ 😂😂😢ብዝኮነ ሓደ ወዲ ምንም ፍቅሪ ዘይፈልጥ ናይ መጀመራየይ እዩ ቅድሚ 8ዓመት እዩ ዝጀመርናዮ ዓድና ብበይኑ እዩ ማለተይ ሩሑቅ እዩ ብስራሕ እዩ መፅኡ ናብቲ ናተይ ዓዲ ኣፍቅረኪ እሉ ኣሕምም ኣቢልኒ ከይተረደአኒ ለከ ጢሒለ ኣነ እውን ብጣዕሚ የክብረኒ ፍቅሩ ይልግሰለይ ህያብ ይህበኒ ግን ርክብ ኣጀመርናይ ኣነ ቆርብና እዩ ድሌተይ ነይሩ እሱ እካ ጣዓዒሙ እዩ ዋብዝኮነ ን3ዓመት ፅቡቅ ቀፅልና ብፍቅሪ ግን ሰብ ኣየድለየኪ እዩ ዝብለኒ ዝነበሩ ኣነ ብዘካኡ ወዲ ዞሎ መሲሉ ኣይስምዐኒ ብጣዕሚ እየ ዝኣምኖ ዝፍቅሮ ሓቂፉኒ ዝሓድረሉ ግዜ ነይሩ በቃ ብኡ 100% ኮይነ እየ ዝኣምኖ ነይረ ግን ናተቀረ ከይዱ መጨረሻ ታይ ኮይንካ ምንም ለከ ካልእ ዓርኪ ሒዙ ክሳብ ቤተሰብ ሌላ ገይሮም ኣነ ኣይፈልጥን ነይረ ገዛ ት/ቲ ወዲአ በሉ ይኣክለኩ ተሞርዖዩ ይበሃል ወዲ እግነሪ ሽግጥ ኣብልኒ ምስ ጨነቀኒ ስደት ወፅአ ከዓ ተመልሱ ንምንታይ ገድፍክኒ ከይድኪ እሉ ለሚኒ ተዓርቁኒ ፅንሕ ተበልና እዝወዲ እዙይ ኣየድለይኪ እለምኒ ንምታይ ተበልኩ ዓርኪ ኣላቶ እለምኒ ተሓተትኩዎ እወ ግን ምስኣ ክቅፅል ኣይክእልን እልኒ እሺ እለ ምሳይ ተተባእሱ ናብኣ ምስኣ ተባእሱ ናባይይ😂እዙኩሉ ድሕረ እየ ፈልጠ ፅንሕ ይብል ቅርሺ ስደድለይ ገለ ግዝእለይ ናበለ ኣሕምምኒ በቃ ኩሉ ነገሩ ናጥቅሚ ኮይኑ ኣብ 8ዓመት ብሎክ ገይሮዮ ግን ክርስዖ ኣይካኣልኩ ስቅ እለ ይናፍቆ ልበይ ዝብለኒ ካልእ ኣእምሮይ ዝበለኒ ካልእ😢ኣብ ፀሎትኩም ዘክሩኒ ንዑ ረሲዐ ሂወተይ ክስተካከል በቃ 😢😢ሃየ ተጠንቀቁታ 😂
@Monliaz
@Monliaz 3 ай бұрын
አጅኪኒ ጥንካራ ኩኒ ፅጋብይ አነ ውን አብ ጓዓዞ አልኩ😢😢😢
@tarhslove4629
@tarhslove4629 3 ай бұрын
ዝገርም ዛንታ ኣጆኺ ማዓረይ ፈጣሪ መኽበሪኺ መናብርትኺ ተኣማንን ይጠረልኪ🙏🥺❤
@Sgh1-pj2ec
@Sgh1-pj2ec 3 ай бұрын
አጆኪ በርትዒ :ዝሓፍተይ ህይወት ከሙኡ እዩ ፣ነገር ግን ንጥቅምኪ እንበሪ ንብዓልኪ ስለ ዘይጠቅመኪ እንካዕ ብገንኡ ፈለጥክዮ ፣ግን ናቱ ዝኮነ መዘከርታ ፣ፈቶ ይኩን ካልእ አጥፍእዮ።ካብኡ አብ ጥቃኪ ዘለ ሰብ ተቀራረቢ ካብኡ ክትብርትዒ ኢኪ ሓብተይ ናተይ አይዞሽሽሽሽሽ
@የዋህፈቃርእየ
@የዋህፈቃርእየ 3 ай бұрын
ኣሜን ዛምቤተይ😊❤​@@tarhslove4629
@የዋህፈቃርእየ
@የዋህፈቃርእየ 3 ай бұрын
​@@Monliazእሺ ማዓረይ ሂወት ከሙኢ እያ ኣጆኪ😢❤
@alembrhanteame386
@alembrhanteame386 3 ай бұрын
ኮሚዲ ጎበዝ ኢኻ።የድንቀካ እየ።ግን ኣጠቃቅማ ቋንቋኻ መሀከይ እዩ።ትግርኛኻ ኣማሓይሽ።ከይተፈለጠካ ፀረ ትግርኛ ከይትኾን ሓደራ።ንኣብነት ኣብዚ ቃለ መሕተትካ ዝተጠቀምካሎም ካብ ትግርኛ ወፃኢ ቃላት ከም ኣብነት ንምጥቃስ፦ እና ኣማርኛ እዩ( 'ካብኡ' ወይ 'ን') ተጠቀም፣"እንትን ዝበልካዮ'' ኣማርኛ እዩ (ክስታይ ብዝብል ይስተኻኸል)፣ok እንግልዘኛ ተጠቂምካ፣Training ፣life፣sorry፣free፣ ኢንግሊዘኛ እዮም ወዘተ ..ብጣዕሚ ትደጋግሞም ቃላት በቃ፣እና፣ዋላ
@amanuelabrha652
@amanuelabrha652 3 ай бұрын
ኣርቲስት ዓወት ኣብርሃ ፅቡቕ ጅማሮ እዩ። ብፍላይ ከዓ ብምስሊ ዝተደገፈ ምዃኑ ዝፍቶ ስራሕ እዩ። እቲ ምስሊ ምስቲ ሓሳብ ኣዋሃሂድካ ክትሰርሕ ምፍታንካ ከድንቐካ እፎቶ። ብዝበለፀ ክትብርትዕ ኸዓ እላበወካ🙏🙏🙏
@SaraAsdf-q2s
@SaraAsdf-q2s 3 ай бұрын
Bahta shkor aythasu nusnus way hafirena kndaka way gud bog bel ezi prank yu wey tiktok beleni enyeka kolea😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@TDF316
@TDF316 3 ай бұрын
ኣነ እውን ከምኣ ኣጋጢማትኒ😢❤❤❤❤❤ኣነ ክሳብ ሀዚ የፍቅሮ ንሱ ከዓ ተመርዕዩ ሀዚ ኩሎም ኣወዳት ከምኡ ዝሕስው መሲሉ እዩ ዝስመዐኒ😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@Afewerki-di9md
@Afewerki-di9md 3 ай бұрын
እዋይ እዚወዲ ትግሪኛ ተዛሪቡ ኣይክእልን እዩ እና፡እና፡እና፡እና፡(ከሙኡውን)ያው፡ያው፡ያው፡(እወ)፡ንጫወት፡(ንጻወት)እንትን፡(ክስታይ)ተናዲዳ፡(ሓሪቃ)ምናምን፡ጸርፊ እዩ ብትግሪኛ ብደንቢ፡(ጽቡቅጌረ)፡በተለይ፡(ብፍላይ)ብቻ፡(ጥራይ)
@RgbeyTirnh
@RgbeyTirnh 3 ай бұрын
ዝገርም ፍቅራዊ እዩ ባህታ ሓወይ ናይ ንእስነት ፍቅራዊ ሂወትና እኮ ኣይሞነን❤
@rsdssvzgdmsc8248
@rsdssvzgdmsc8248 3 ай бұрын
ኣነ ውን 5ዓመት ኣብ ት.ቲ ይፅሕፈለይ ኣነ ተናዲደ ይቀዶ ግን እቲ ፍቅሪ ስደት ምስ መፃኩ ተረዲእኒ ዝፍቅሪ ግን ግዜ ፈላልይና ንትግራይ ሂወቱ ኣወፍዩ ኣነ ሐዚ ብፍቅሩ በቃ ሕምም እየ ዝብል ቃንዛ🥺😭
@Mima-fd5tm
@Mima-fd5tm 3 ай бұрын
🙇ajik zhfety
@WintanaAbraha
@WintanaAbraha 2 ай бұрын
Ajoki zhaftey naau mengste semay yewarso
@ኣዙጋልትግራይ
@ኣዙጋልትግራይ 3 ай бұрын
ደስ ዝብል መደብ ደቂ ሪመይ❤🎉 ባህታየ ጎይታ ጥበብ ግጥምታትካ ብጣዕሚይ እየ ዝፈትዎም ቀፅለሉ❤
@DegiYouTube
@DegiYouTube 3 ай бұрын
ሃፍቶም ጅግና ብሉፅ መንእሰይ መማህርተይ ብጣዕሚ ጎበዝ ኔሩ❤❤❤
@dasnaentertainment
@dasnaentertainment 3 ай бұрын
ደምርን🤲
@DegiYouTube
@DegiYouTube 3 ай бұрын
@@dasnaentertainment ጌረልኪ ኣለኹ መዓረይ በርትዕልና🙏❤
@dasnaentertainment
@dasnaentertainment 3 ай бұрын
@@DegiKZbin ያቀንየለይ ማዓረይ😘❤
@HIfti-H
@HIfti-H 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ🎉❤
@DegiYouTube
@DegiYouTube 3 ай бұрын
@@HIfti-H ጌረልኪ ኣለኹ ጎብዛልና ዘንሓተይ🙏❤
@haftayhagos3397
@haftayhagos3397 3 ай бұрын
ባህታ ብጣዕሚ እየ ዘድንቐካ❤❤❤ግን አብ ኣዘራረባኻ እና ዝብልን ያው ዝብል ብተደጋጋሚ እትጥቀመሎም ክተስተኻኽሎም ይግባእ!ብተረፈ በርትዕ!!!❤❤❤❤
@AbushEtanbetL-veme
@AbushEtanbetL-veme 3 ай бұрын
ምዓረይ ሳብ ግበርለይ❤🎉❤
@ትዕግስቲTdFዩቱብCanal
@ትዕግስቲTdFዩቱብCanal 3 ай бұрын
ተጋሩዋይ ስብስኽራይብ ትሓባበሩኒ ሓብሪና ንዕበ ምንም ኣይኽፈሎን ❤❤❤❤❤❤
@Mjdxhcnccjdkdjjkkoxja
@Mjdxhcnccjdkdjjkkoxja 3 ай бұрын
ካብ ቲክቶከር ዘድንቆ ብርእሱ ዝሰርሕ ሰብዩሞ እስቲ ክሪኦ
@Httrtt6
@Httrtt6 3 ай бұрын
ባህታ!!!😢 ምስኪናይ ኩልና ካምኣ ኣይ ኮናይ ሓንትካ ንዓካ ትመስል ሓዝ ዛሓወይ
@hsgdggzhdgdg7830
@hsgdggzhdgdg7830 3 ай бұрын
ያ ባህትሽ ሽኮር ኣዘክርካኒ ንድሕርት😅 ኒኽንምለስ ትገብረና ኣለኻ😢ኣነ ማ መታዓብተይን መማህርተይ እዩ ኔይሩስ የፍቅረኪ እየ እሉ ብወረቐት አሀትሙ ኣብ ዓርኩ ሰዲድለይ ተቐብለ ኣምቢበ ብጣዕሚ ተናዲደ ማዓልካ ሓደርካ ምባል ከልአዮ😅 ምኽናቱ ባሓደ እንዳተፃወትና ስለ ዛዓበና ብጣዕሚ ትዝስደደለይ ወረቐት ኣቖጥዕኒ ፅልእ ኣብለዮ ነቲ መታዓብተይ ለምጉን ብጣዕሚ የስሕቐኒ እንታይ እዩ ሽዑ ብጣዕሚ ዘኾረየኒ😅ነገር ቁልዕነት ሕሱም ጋል 14 ዓመት እየ ድማ ነረ እሞ ኻኣ ሽዑ ተመርዐ ብወለደይ ዘምፅኡለይ እየ ነይረ መርዓት ሰይቲ ሰብኣይ እንዳ ሃለኹስ የፍቅረኪ እየ እሉኒ😢😅
@rgathaylemnkael605
@rgathaylemnkael605 3 ай бұрын
😅😅😅😅ዋይ ስድነት እዙይስ ዉዑይ
@BanaLoveHabesha
@BanaLoveHabesha 3 ай бұрын
ንፉዕ ቀጽለሉ ግን ትግርኛ ኡይይይይይ ሞይታ (በቃ ) ልዕሊ 20 ደጊምካያ እና ያው በተለይ ዝብላ ቃላት ልምምድ ውሰደ ናይ ትግርኛ ቃላት ❤😮
@musse_shakur
@musse_shakur 3 ай бұрын
😍🎉🎉🙏
@ዮዳሄ-ቸ1ዠ
@ዮዳሄ-ቸ1ዠ 2 ай бұрын
ሃፍቶም ሓወይ ኣብዚ ደርጃ እዚ ብምራኣየ ደስ ኢሉኒ እዩ ካብዚ ንላዕሊ ካም ትስርሕ ያኣምኔ ምክንያቱ ባዓል ሕልሚ ኢካ❤ ኮሞንታተራት ግን ኣነ ከም ዝመስለኒ ናይ ካሜራ ልምዲ ስለ ዘይብሉ ቡዙሕ ተብተብ ይብል ስለ ዘሎ ዝዛረቦ ይዶጉሞ ኣሎ ሃፍትሻ ግን እዚኣ እኳ ቡዙሕ ናይ ፍቅር ዛንታ ተባሂሉላ ትዕለላ ኣይኮነት ብ ኣይ ወንገን ፍቅር ቀሊል ኣይኮነን ኣብ 15 ደቂቃ እዕሊልካ ዝውዳኣ ክልኣይ ካዓ ብቀሊሉ ገዲፍካዮ እዚ ፍቅር ዘይኮነ ሃነይነይታ እየ ዝብሎ 😊
@Hareg675
@Hareg675 3 ай бұрын
ባህታ/ሃፍቶም ሓውና ብትሰርሖም ይፈትወልኻ እየ እንተ ትግርኛ ቀቲልካያ እንትን እና ወዲእኻያ ኣስተካክል ምስ ይቅርታ 🙏
@TigrayAdeyYelanKmeQedema
@TigrayAdeyYelanKmeQedema 2 ай бұрын
ቛንቆኦምእዪ ክንድይ ትቀላ😂
@Hareg675
@Hareg675 2 ай бұрын
@@TigrayAdeyYelanKmeQedema እዋይ ፍኩሰት ታይ ገደሸኪ ሀዚ ቀላል🤔
@ለምለምጋልትግራይስደተኛ
@ለምለምጋልትግራይስደተኛ 3 ай бұрын
ሓቀኛ ፍቕሪ ከቢድ እዩ ኣነ ባዕለይ ብጣዕሚ ዘፍቅሮ ንፋቀር ነይርና መታዓቢይቲ መምሃሪቲ እና ን 2 ዓመት ድማ ብሓደ ነይረ ኣብ ፍቅሪ ንሱ ዩንቨረስቲ ኣትዩ ይምሃር ነይሩ አነ ድማ ግድን ንስደት ክከድ ነይሩኒ ከይደ 8 ዓመት ገይረ ካልእ ሰብ ከፍቅር ግን ኣይክኣልኩን 😢ዋላ ንሱ ውን ከምኡ ሓቀኛ ፍቅሪ ከቢድ እዩ
@AbushEtanbetL-veme
@AbushEtanbetL-veme 3 ай бұрын
ምዓረይ ሳብ ግበርለይ❤🎉❤
@selamawitbrhane3334
@selamawitbrhane3334 3 ай бұрын
ናይ ሃፍቶም ሊንክ ግን ኣብ ኮሜ ክትገድፈልና ነሩካ
@AbushEtanbetL-veme
@AbushEtanbetL-veme 3 ай бұрын
ምዓረይ ሳብ ግበርለይ❤🎉❤
@Gametube5470
@Gametube5470 3 ай бұрын
ሃፍትሽ ኢሞሽን ገይርካ ኣለኻ "እና እና ያው" እንታይ ዩ ዚ😂😂😂
@banakokobsemay
@banakokobsemay 3 ай бұрын
ባህታ እዚ ትግርኛ ካ ኣማርኛ ኣይትወስከሉ ና ና ና😂
@AbushEtanbetL-veme
@AbushEtanbetL-veme 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤ ኣጆኻ ሂወት ከምኡ ያ ምስ ትደልዮ ዘይኮነ ምስ ዘድልየካ ካ ያ ተምብረካን ትህበካን ናትካ ዘድልየካ ኽኣ ኣብ ግዚኡ ክትረኽቦ ኢኻ ብሓቂ ሓቀኛ ኣፍቃሪ በዚ ሎሚ ኣይርከብን❤
@imissmama3978
@imissmama3978 3 ай бұрын
ኬፍ ኣለካ ዳርጋ ጽሩይ ትግርኛ ኢኻ ትዛረብ፡ ግን ሕጂ ውብ እና ገለገለ ተብዝሐን ዝኹርክሓ ኣምሓርኛ ኣለዋ ኣጥፋኣየን/ግደፈን።
@merigalhagereseb21
@merigalhagereseb21 3 ай бұрын
ጋሻ እየ ልገዛኹም ሳብስክራይብ ገይረልኩም ገብዙ ደቂ ሪመይ❤
@RgbeyTirnh
@RgbeyTirnh 3 ай бұрын
ዕጭ ኣይንገብርን ሰሪሕኩም ብሉዑ🙄
@RahwaKeshi-j4r
@RahwaKeshi-j4r 3 ай бұрын
Asihkana abet nay kuluenet des kibl zanta mesihaki kaa
@Umkivikivitigray
@Umkivikivitigray 3 ай бұрын
ኣማርኛ ኣይትሕወሰሉ ትግርኛኻ እና እና እና
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 3 ай бұрын
ባህትሸይ ልፈትየካ ገጣሚ ♥️👌
@ጓልገራዓልታ-ዘ5ዸ
@ጓልገራዓልታ-ዘ5ዸ 3 ай бұрын
ኣጆካ ዝሓወይ ፍቅሪ ሓደ ግዜ ናብ ልብካ ተኣትዩ ከቢድ እዩ ንክትርሰዖ 😢💔😍
@GfUb-n7i
@GfUb-n7i 3 ай бұрын
ሓቂ😢😢❤❤
@እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ
@እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ 3 ай бұрын
ኣነሥ ፍቅሪ ሒዙኒ ዘይፈልጥ😁ምሥ ወዲ ማለተየ😂ከመይ ከ ይገብር ምክሩኹም ለጉሥለይ😁 ግን ንኣምላኸይ ንጹህ ልቢ ፍጠረለይ ሓቀኛ ፍቅሪ ካብ ጥቅሚ ነጻ ዝኮነ ፍቅሪ ኣጋፔ እየ ዝብሎ ግን ናይሎሚ ሰብ ግን ተፋሪቅና ወላለይ ዓለመይ እናበሉ ይጹንሑሞ ካብኡስ ይፈላለዩ ንፋተው ኢና እናበሉ ዝጻረፉ ሰባት ክርኢ ከለኹሥ ፍቅሪ ማለት ግን ታይ ማለት ድዩ ኢለ ይሓስብ 😇🤔
@tenetgerechal5546
@tenetgerechal5546 2 ай бұрын
​@@እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይካልአይተይ
@የተሰጠንብናዉቅየጎደለየለ
@የተሰጠንብናዉቅየጎደለየለ 3 ай бұрын
እይ ቁልዕነት ኣነለ ሓደ መማህርተይ ደብዳበ ፅሒፉ ሂብንስ ምስኣንበብክዎ ላበከኩ ላብ መምህር ኣሕሊፎዮ ኣብ ዉሽጢ ክላስ ወፂካ ኣንብቦ ተባሂሊ ኩሎም ደቂ ክላስና ሲሒቆምዎ ብድሕሪኡ ተራኪብና ኣይንፈልጥን ሃይስኩል ኣትየ ብድሕሪኡ ስደት ኣብ ፌስቡክ ሪኦየዮ ነይረ😁
@slamslam54
@slamslam54 3 ай бұрын
😂😂😂😂ኡይ 🤣🤣🤣
@mashomashosara8047
@mashomashosara8047 3 ай бұрын
ተጀሚሩ እስካብ ዝውዲእ ብስሓቅ መይታ 😂😂😂2ይ ክፋል ቀልጥፉና ኣይ ባህታ😂😂😂😂
@መዲሓፍቲሃይሉሽH
@መዲሓፍቲሃይሉሽH 3 ай бұрын
😂😂ኣድጊ ይእልሽ ነይረ
@shashugebremedhen9740
@shashugebremedhen9740 3 ай бұрын
ዋይ ባህታ ሓወይ ጉድ አምበር ረኺብካ ከምኡ አዩ ወደይ ፍቕሪ ርጉም አዩ 🤔😁😁
@GfUb-n7i
@GfUb-n7i 3 ай бұрын
😂😂
@AppStor-sl9cr
@AppStor-sl9cr 3 ай бұрын
❤🎉😂😂😂😂❤❤❤
@meruuu8419
@meruuu8419 3 ай бұрын
ባህታ በቃ በቃኮ መሊኢካዮ😁😁😁😁🤪
@desu-r1b
@desu-r1b 3 ай бұрын
ባህታ ሓላዊ ኣዲጊ ሞይተ😂
@abedomgirmay9178
@abedomgirmay9178 3 ай бұрын
ትግርኛ ኣብ ትግራይ ከም መረት ተባሕጉጉ ይኸድ ከም ዘሎ ካብዚ ሓውና ነስተብህል እና ያው እና ያው ከም ጻህያይ ተዋሒጡ ከይተርፍ ትግርኛ ሕጂ ውን ተጋሩ ኣዕሙቕኩም ሕሰብሉ።💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@7yyg-o5n
@7yyg-o5n 2 ай бұрын
ታይ ድዩማ ዝበሃል መዓረይ
@Kanal0809
@Kanal0809 3 ай бұрын
Like sub mearey ❤️❤️❤️💕💕💕
@Genet-mj3dt
@Genet-mj3dt 2 ай бұрын
2ይ ክፋል እባ ግበረሉ
@shashugebremedhen9740
@shashugebremedhen9740 3 ай бұрын
ፍቕሪ ርጉም!!😁😁👌😜😜😜
@sdetadigana1887
@sdetadigana1887 3 ай бұрын
እዚ ወዲ ኣመና ኣማኒ'ዩ 👈👉🤴✅❤💪💪💪🙏
@Huwetghebreamlak
@Huwetghebreamlak 3 ай бұрын
Tkkl tegodieu senbidu
@askualaregawi2963
@askualaregawi2963 3 ай бұрын
ልክዕ ኣለኻ
@Mm-ov7id
@Mm-ov7id 3 ай бұрын
ወይ ባህታ ዝገርም ትዝታ😢😢
@dasnaentertainment
@dasnaentertainment 3 ай бұрын
ደምርን🤲
@JftRare
@JftRare 3 ай бұрын
ፍቅሪ ጠዑም ነሩ ቅድም
@WintanaAbraha
@WintanaAbraha 2 ай бұрын
Ti tgrgna zeygelts koynu diyu amhargnan Englizegna tehawawus zelka ?🤔
@MotivationAHSahs
@MotivationAHSahs 2 ай бұрын
ሓቢቢ
@zekointertainment8312
@zekointertainment8312 3 ай бұрын
ባህታ 😊
@yani730
@yani730 3 ай бұрын
ባህትሽ😅😅
@قستقست
@قستقست 3 ай бұрын
በቃቃቃቃ🎉
@genet6293
@genet6293 3 ай бұрын
ባህታ ሽኮር ❤❤❤ ኩለና ደቂ ኣንስትዮ ሓደ ኣይኮንናይ ከምቲ መልክዕና ዝፋላለ ብህርና ውን ይፋላለ እዩ ዋ ኣፍቅር ድኣ ናብ ፍቅሪ እተ😂
@AbushEtanbetL-veme
@AbushEtanbetL-veme 3 ай бұрын
ምዓረይ ሳብ ግበርለይ❤🎉❤
@TeklemuzKidane-yd8yf
@TeklemuzKidane-yd8yf 3 ай бұрын
200(በቃ)
@Sebenetube1
@Sebenetube1 3 ай бұрын
ተጋሩዋይ #subscribers በሉኒ❤
@TeklitYohans
@TeklitYohans 3 ай бұрын
በቃ ጀሚርካ በቃ ወዲእካ በቃ በቃ በቃ በቃ በቃ በቃ በቃ በቃ በቃ በቃ በቃ በቃ በቃ በቃቃቃቃቃ😂😂😂
@agehxhdb6690
@agehxhdb6690 3 ай бұрын
አይይይይ ፍቅሪ ዝፈልጦ እዩ ዝፈልጦ አብኡ ዘሎ ቃንዛ ንበይኑ እዩ 😢
@AbushEtanbetL-veme
@AbushEtanbetL-veme 3 ай бұрын
ምዓረይ ሳብ ግበርለይ❤🎉❤
@zddggfjcdgkd
@zddggfjcdgkd 3 ай бұрын
አነ መስልኒ ካሚራ ዝፈርሕ ባህታ ሽኮር ባቃ መዓልቱ ባቃ ባቃ ባቃ ናይ ስሓቀይ ምንጪ
@DegiYouTube
@DegiYouTube 3 ай бұрын
እንታይ ደኣ ኣብቲ ሞንጎ ተእትውዎ ዘለኹም ቪዶታት ዘይመሳሰል😁😁
@ብተስፋይነብርክሳብዘለኩ
@ብተስፋይነብርክሳብዘለኩ 3 ай бұрын
😂😂
@BahgiTube
@BahgiTube 3 ай бұрын
ንዕዑ ወኪሉ ሕሉፉ ዝሰርሕ ሰብ ምበር ባዕሉ አይኮነን አብ ክንድኡ ዕድመ ክሎ መሲሉ ዝሰርሕ ተዋሳኢ እዩ
@sadddhaxft9819
@sadddhaxft9819 3 ай бұрын
ተድሃሊ ኢካግን ከይትደግማ😂😂😂😂
@Hareg675
@Hareg675 3 ай бұрын
ፁቡቅ ናይ ስራሕ ጊዜ ፁቡቅ ጅማሮ ዓዊታ ተጋሩ ኣበይ ኣለኹም ሳብስክራይብ ንግበረሉ ነበራታታዓዮ❤🙏
@dasnaentertainment
@dasnaentertainment 3 ай бұрын
ደምርን ማዓረይ❤
@Hareg675
@Hareg675 3 ай бұрын
@@dasnaentertainment መልሲ እሺ ደሚረኪ
@AsKn-vv7zh
@AsKn-vv7zh 3 ай бұрын
💕🙏💕💕🙏😍😍😍💕💕
@sofyaaesufyflyheky9613
@sofyaaesufyflyheky9613 3 ай бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉❤😮😮😮😢😢
@richochewa7653
@richochewa7653 3 ай бұрын
😂😂😂😂❤️❤️❤️❤️❤️
@Seluselam-h1h
@Seluselam-h1h 3 ай бұрын
ህይወት ከመ ዝሐሰብኩዮ አይኮንነ ከመ ዝግጥምካ እንበር ፍቅር ማለት ከብድ አዩ ገና ወሰን ከህለዉካ አለው ናተይ ህይወት ፍቅረው ህይወት ትዛርዝሩ አይወድአን ገና አልኩ እግዚአብሔር ይመስገን ክንደያ ሰብ ምተምህርሎ 😘 መጀመሪያ አሰከብ ዓሰርይ ክፍለ ዓርኪ አይንባርንና ትምህርተ ናይ ሰንበት አያ ነይረ ናብ ወዲ ቀልሕ አለ አይፈልጥን ከብ ትምህርተ ቤተ ናብ ቤተክርስቲያን አያ ዝክድ ነይረ ተሰፋይ ሕልምይ በዝዕብ ናይ ቤተክርስቲያን አዩ ነይሩ ዓሰርይ ማትሪክ ተፍትና አየ ነይረ እሺዑ ዘይሕስብኽዉ ሕመም በዛ ለፍተው ንፀህናይ ከብኦ ተሰፋ ቆሪፅ ከብኦ ምሳ ወዲ ሓፍተይ ብጣዕሚ ዝፍተዉ ዓርኹ አዩ ምሶኦ ናብ ገዛ ይምጽእ ነይሩ አብኦ አና ተፍልጥና በዚሕ አይንቃረርባና ነይረን ናሳ ይፍታዉና ይፍቅረና አነ ገና ክርዱኦ አይክአልኩን ሓወይ አዩ ዝመሰለና ነይሩ ምክንያት ናዕኦ ዓባይት ኣሕዋቱ ማለትይ ደቀ አብኦ ናዓይ ደቀ ሓፍቲኣባይ ኢዩም አነ አዎን ከምኦ አዩ ሓወይ ዝመሰለን ነይሩ ገና በዚሕ ኣሕለፈና ደስ ለባለ ከመ ሓወናት አለሕለፈና ኩል ቤተሰብ ይፈለጥ አዩ ናሳ ከመ ዝፍቅርና አነ ገና ከመ ሓወይ አያ ዝፍልጥ በደሕሪኦ አነ ሰደርይ ምስ ሕመምኩ ተመርዓይ ወልደ ለባለ ምሳ አችግርና ለወዲ ዓደይ ከለእ ለጎረቤትይ ተብሃልም አባይም ከብኦ ክለእ ሰብ ጥራጥሩምና አብየ በደሕሪኦ አመኑ ምሰ ሕመምኩ ልክለእ ሰብ ወዲ ከበቡይ ምሶይ ዝተምህር እንትፍ ዝበሉ ዝነበርኩ ወዲ ተሕጽይ ስድርይ ደስ አለዉም ገና ሓወይ አለ ዝቀርባ ዘነበርካ ወዲ ተሕጽየ ምሳ ስምዓ ብጣዕሚ ሕርቃ ናብ ስደት ከከድሕሪይ ምጽኦ ለምንታይ ተሕጾኪ ይበለን ታይ ደአ ሰድርይ እኮ ተከ አብሎም አነ ከእ ናስም ዝበሉና ጉዲት አዩ ከብኦ ከእ ምሶይ ተምህሩ አዩ አተ ተሕጾዩና ዘሎ ቅደም ለምነን አዩ ስለዚ ወዲአ እንታይ ችግር አለው ይባል እመ አነክ ይባልና እማ ናሶካ እኮ ሓወይ ኣካ እንተ አለዮ አብየ ዘሎ ሓወናት ኣሕዋተይ ኢዩም ኣሕዋተኪ እንበር አነ ናዓኪ ሓወኪ አይኮንክ አሉና አነ እኮ አሰከብ ትምህርት ተወዲኢ አሰከብ አዓርኪ ተፍቅርና አያ ዘጽብ ነይረ እንበር ናከልእ ከተሕጾይ ዝኩል ዓመት ከክድሕሪእኪ ዝይሪ ስለ ዝፍቅርኪ አንበር አለና ብጣዕሚ ሕዛን ለምንታይ ዘይነገርካን አንተብልክዎ አዎን ተፍልጥ እኪ ከመ ዝፍቅርኪ ሓወኪ ከመዛይኮንካ አይተሸውዲና ንሰካስ ከተሕጾይ ከለኪ ለምንታይ ዛይተነገርኒ ዛይተደወለልይ ከብ ብቤተሰብኪ ዝሰመዓስ ይበለን ሕዚ ብጣዕሚ አያ ዛሕዝን የማነ ይሕዛንነ ምለትይ አነ ጋጌኛ ኮይን ይሰመዓና ቀለጠፈ በምውሳናይ አዩ ለተፍትና ዘምነገርና አብዛይ አብጽሕና ዜሮ ሕዚ አዎን ንድወወል በዝዕባ ሰራሕ ጥዕና ነወግዓ ገና አስ አሰከብ ሕዚ ተሰፋ አይቁሪፅን መድሃኔዓለም ዶ ዘይላ ኾይን ናስኪ ናተይ እኪ አዩ ዝበለ ምሳ ኣሕዋተይ ናዓየይ አዎን ይድወዋል አዩ በቻ ህይወት ከብዳ አያ አልኩ ወልዳይ ምሶ ዝሕጾዮና ሸድሸተ ዓመት ገይረና ❤ አተ ከመ ሓወይ ዝረኦ አዎን ምሶይ አሉ አብ ስደት 😊ዜሮ አዛይ ቀለለ አዩ ንእሸተይ አየ ፅሐፉ አንባር ክንደይ አሉ ❤
@اااا-ت4ق2ص
@اااا-ت4ق2ص 3 ай бұрын
ፅሕፈትኺ ንፅር የኾነን ሓፍተይ ትግርኛ አስተካክሊ
@Seluselam-h1h
@Seluselam-h1h 3 ай бұрын
@@اااا-ت4ق2ص እሺ ደጋማ አንብብ ቀሰ አለካ ወይ አለኪ
@BahgiTube
@BahgiTube 3 ай бұрын
ብዙሕ ሰብ ክምዚ ዝበለ ዝገርምን ዘምህርን ሂወት ዝሓዘ ብዙሕ እዩ። ዕላም ናይዚ መደብ ዉን ሰብ ዛንታ ዛንተኦም እንዳ ሰነዱ ንወለዶ ምምሃር እዩ።አብዚ መደብ ተትቀርቢ ደስ ምበለኒ
@salamsalam-o4j
@salamsalam-o4j 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🌹🌺🌸
@haftomshshay7
@haftomshshay7 3 ай бұрын
🥰✌️
@SaSw-dyfreweyni
@SaSw-dyfreweyni 3 ай бұрын
ዝፈትወ 🥰🥰🥰🥰🥰🙏🙏😘😘😘
@dasnaentertainment
@dasnaentertainment 3 ай бұрын
ደምርን🤲
@laylaal7008
@laylaal7008 Ай бұрын
😂😂😂😂
@عبدالعزيزمحمدمشنيعسيري
@عبدالعزيزمحمدمشنيعسيري 3 ай бұрын
😍😍😍😍😍
@FyeriFyeri-r3k
@FyeriFyeri-r3k 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@fhyytt7050
@fhyytt7050 2 ай бұрын
ወዲ ሪመይ እምባኣር ሕማቕ ረኺብካ ነርካ😂😂
@tarhslove4629
@tarhslove4629 3 ай бұрын
ለካ ወዲ ሕብረት ኢኻ ባህትሽ መቕሰን😂እና ኣጆኻ ልብኻ ኣፍቅረሉ ኩልና ኣዋልድ ሓደ ኣይኮናን🙏❤
@AmanEma-ny9yv
@AmanEma-ny9yv 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ተመስገንኣምላኬ-ፈ4ሐ
@ተመስገንኣምላኬ-ፈ4ሐ 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉
@razwali4987
@razwali4987 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@SlamhhHapshi
@SlamhhHapshi 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@aweruamare
@aweruamare 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@HagusThahalai
@HagusThahalai 3 ай бұрын
ለይተወደእስ በቃ በቃ ማዓልቲ😂😂
@efghtyuu1175
@efghtyuu1175 2 ай бұрын
❤❤❤❤🎉
@rozar227
@rozar227 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@SemharGere-ek6ve
@SemharGere-ek6ve 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@HritZeru
@HritZeru 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@AlhamAlham-xb6mr
@AlhamAlham-xb6mr 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@NgusKing-qm8zt
@NgusKing-qm8zt 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@سلامسلام-ث5ط6ج
@سلامسلام-ث5ط6ج 3 ай бұрын
❤❤❤❤
@MuluGebremichael-b8o
@MuluGebremichael-b8o 3 ай бұрын
ዋይይይ ባህታ ሓወይ ኣነለ 6ይ እናተማሃርኩ ደብዳቤ ምስተወሃዉኩ ንዳይርክተር ነጊረ 5ጀሪካን ኣቅፂዐዮ ......ኣስታዊስካኒ
@MeazaTube12
@MeazaTube12 3 ай бұрын
ዋይ እስከ ንዓይ እውን እንተርቪ ግበሩኒ ክፅበየኩም እየ🤦‍♀️😂 ብዝኮነ ብጣዕሚ ዝገርም ደስ ዝብል ፍቅራዊ ህይወት እዩ ነይሩ ግን እንታይሞ💔... ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@BahgiTube
@BahgiTube 3 ай бұрын
ደስ ይብለኒ አድራሻኪ ንገርና እዚ ናይ ኩላህና መደብ እዩ
@MeazaTube12
@MeazaTube12 3 ай бұрын
​@@BahgiTubeeshni wedneway👌🙏🥰
@TesfayAbe
@TesfayAbe 3 ай бұрын
ፅቡቕ ኣለካ ባህታ ባህታ ከምሽምካ እዩ
@DhdSjs-f9u
@DhdSjs-f9u 3 ай бұрын
ዋላኣነ ከምኡ ኣለኩ ወዲዘፉቅር ዘይመስለኒ ኣብ ሂወተይ ሐደወዲ እየ ኣፉቂረ ሎሚ ፉቅሪ ሃዲምኒ
@michaelsuper6087
@michaelsuper6087 3 ай бұрын
ሃፍቶም ብጣዕሚ ንፉዕ አርቲሰቲ ክትኸውን ኢኻ ግን አንዋሐዮ እቲ ድርሰት
@HfJh-bv7ts
@HfJh-bv7ts 3 ай бұрын
ተጓንፎ ናይ መብዛሕቲና ደቂ ሰባት ኢኻ ገሊፅኻዮ ግን ኣጆኻ ጠንኽር .... እዛ እና ያዉ.. ምባል ግን ወግደን 😅 ብዝተረፈ ቐፅለሉ ምንጫ ሳሓቐይ
@AbushEtanbetL-veme
@AbushEtanbetL-veme 3 ай бұрын
ምዓረይ ሳብ ግበርለይ❤❤🎉
@JoneTaklay
@JoneTaklay 3 ай бұрын
በቃ በቃ ተወዲኣ
@nebyat2363
@nebyat2363 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@ጓልወያናይሻለቃመኮነን
@ጓልወያናይሻለቃመኮነን 3 ай бұрын
ኣነም ናይ /7 ዓመት ፍቅረይ ትግራይ መንጢላትኒ እናተፋቀርና ንትግራይ ሂወቱ ገቢሩ ክስዋእ ከሎ ብሕልመይ ተመግዲሩ እናተሳቀየ ተራኣይኑ 2015 💔
@BahgiTube
@BahgiTube 3 ай бұрын
ብጣዕሚ መሕዘኒ እዩ እዚ ዛንታ ዛንታ ሕድ ሕድ ናይ ትግራይ ገዛ እዩ።አብዚ መደብ ቀሪብኪ ተንስንዶ ንመጻኢ ወለዶ ዓብይ ትምህርትን ታሪኽን እዩ።
@ህንፃባርያእመብርሃንየ
@ህንፃባርያእመብርሃንየ 3 ай бұрын
ባህታ ለዋህ ሰብ ኣብ ፍቅሪ ተተዓንቅፍኻ ከቢድ እዩ😢😢 ግን ኹሉ ግዜ ኣይትዕንቀፍይ ጽዓሮ❤
The joker favorite#joker  #shorts
00:15
Untitled Joker
Рет қаралды 30 МЛН
Inside Out 2: ENVY & DISGUST STOLE JOY's DRINKS!!
00:32
AnythingAlexia
Рет қаралды 12 МЛН
ዘገርም ትግርኛ ዝዛረብ ዩጋንዳዊ!
29:30
Aklilu H.michael
Рет қаралды 91 М.
ዕቋር - Equar /  ዛንታ ፍቕሪ By Robiel Habtemichael
21:09
The joker favorite#joker  #shorts
00:15
Untitled Joker
Рет қаралды 30 МЛН