ብዛዕባ ጉዳይ Hyperverse JOSIAS DENDEN TUBE überträgt einen Livestream.

  Рет қаралды 12,645

JOSIAS DENDEN TUBE

JOSIAS DENDEN TUBE

Күн бұрын

Пікірлер: 98
@Gracexegga
@Gracexegga 7 күн бұрын
I can't agree more to this clear view point ;
@misgnakibrom2549
@misgnakibrom2549 6 күн бұрын
Selam Selam
@dawitfesshaye3575
@dawitfesshaye3575 10 күн бұрын
You did your best.
@misgnakibrom2549
@misgnakibrom2549 6 күн бұрын
Guten Abend
@KerenAli-n8x
@KerenAli-n8x 10 күн бұрын
ዘይኣመልካ ጆሲ ❤
@JosiasDenden
@JosiasDenden 10 күн бұрын
@@KerenAli-n8x Live Mitawey Maletka dyu Abiseb?
@rigatberaki5252
@rigatberaki5252 10 күн бұрын
ባዕልና ገንዘብና ህብናዮም ጆሲ ሓወይ🙏🏽
@ttesfa54
@ttesfa54 9 күн бұрын
ኢሞ ስለ ዝሃብካዮም ካብ ገበን ናጻ ማልት ኢካ አይኮነን በቲ ዘዳናገርዎ ሕጊ ይሓቶም ግን ንስኻ ውን ካብቶም ምዳነገርቲ ትኸውን
@daud4299
@daud4299 10 күн бұрын
ሰላም ጆሲ ሓወይ ኣይትሰከፍ ኣብ ዝመጽእ እንሻላህ ይሰልጠካ ❤ከማኻ የብዛሓልና ቊምነገረኛ ጽፉፍ ኩሩዕ ❤❤ብጣዕሚ'የ ዘድንቀካ ተኸታታሊት ካየ ቀጽሎ ቀጽሎ ❤❤
@JosiasDenden
@JosiasDenden 10 күн бұрын
@@daud4299 🙏🙏
@JosiasDenden
@JosiasDenden 10 күн бұрын
@@daud4299 ትሕሽዮ ደኣ ዓባይ ሰብ ክብረት ይሃበለይ
@daud4299
@daud4299 10 күн бұрын
@JosiasDenden የቀንየለይ የቀንየለይ ምስ ጫማይ ክሓድርየ ዝመለስካለይ::
@eyobfishaye8754
@eyobfishaye8754 10 күн бұрын
I live in Birmingham
@Gracexegga
@Gracexegga 7 күн бұрын
ሰላምታን ሰናይ ትምኒትን ድሕሪ ምቕዳም:: 1ይ - ነቲ ከም ጲላጦስ ሕጹብ ኢድ ክመስል :ነቲ ኣብውሽጢ ከብዱ ዝህውጾ ተሓጺቡ ዘይጸሪ ርስሓት :ብምትፋእ ዝነጽህ መሲልዎ ዘርኢ ኳዂቶን ውጹእ ሓሶት ክዝርግሕ ልዕሊ ዓመትን ፈረቓን ኣቶ ሙሴ ዝነዝሖ ጸለመ ብዝምልከት :: ሓደ ካብቶም ቀዳሞት ዝጀመሩ ጥራይ ዘይኮነስ :መምህር ንስኻ ? ኣድሚን ንስኻ ?ምንባርካ ጥራይ ዘይኮነስ :ንዝሓተቱኻ ትህቦ ዝነበርካ ሰነድ ናይ ቃልን (Audio)ጽሑፍን ድኣ መልሓስካ ሃፋ ውዑይ ሻሂ ዝሃረሞ ብሽኮቲ ከይኸውን ? ኣነ ብወገነይ ኣብ ሃይፐርቨርስ እየ ጀሚረ :ንስኻ ግን ቅድሚኡን ድሕሪኡን ኣብ ብዙሓት ብሓባር ዝነበርናዮምን ዘይነበርናዮምን ፕላትፎርምስ ኣቲኻን ኣእቲኻን ጥራይ ዘይኮነውን ክሳብ ገንዘብ ብምኽፋል ትምህር ከምዝነበርካ ዘረጋግጽ ሰነድ በሎኽ እንተበለ'ድኣ ከይትፈዝዝ? ሰለዚ እቶም ካብ ተስፋይ ጀሚርካ እተነውሮም ኣሕዋትካ እስኻ ዘይገበርካዮን ዘይመሃርካዮን ዝፍለ ሓጥያት ከብዘይብሎም ?እቲ ሓቂ ብፍላይ ካብታ እስኻ ክትበጽሖ ዘይከኣለካ ማዕርግን ቦታን ስለዝበጽሖ ዘሕደረልካ ቅንኢ ዘንቀሎ ውሽጣዊ ሕማም ብሓደ ወገን በቲ ካልእ ድማ :ዋላኳ ገንዘብካ ኣኻዕቢትካ ኣምሊስካዮ እንተኾንካ :ክትቃላዕ ካብ መረጽካ :ንክብራ ስማ ዓቂበ ዘማኻ (ሓብቲ ሰበይትኻ)ዝሃበትካ $80000.00 ሰማንያ ሽሕ ንማዕርግካ ብዘበርኽ ኣብ ሃይፐርቨርስ ንዘውፈርካዮ ገንዘብ :ገና ሃይፐርቨርስ እናሰርሐ እንከሎ ዝተኸሰስካን ዘይእሙንን ጥርጡርን ሓብቲ ሰበይትኻ ምኳንካ ሰነድ ከምዘሎ ምጥቃሰይ :ነቲ ኣዚሩ ዘለዎን ዘስተውዕልን :ብሰንሰለት ተሳትፎኻ :ተራኻን ሓላፍነትካን :ሞራላውን ስነምግባራውን መዐቀኒታት እዚ ሙሴ ዝባል ወኪል ውጹዓትን ጠቀቓን ውጹዓት ኮይኑ ዝቐርብ ወረጃ ዝመስል ሰብኣይ ነቲ ኩሉ ዝብሎስ ይላበሶ ድዩ ዝብል ግቡእ ሕቶ ከልዕል ዝግባእ ይመስለኒ :: ብተወሳኺ'ውን ብዓልቲ ቤትካን ጓልካን ሒዝካ ንኣዲስ ኣበባ ኬድካ ከተብቅዕ :ንጓልካን ሰበይትኻን ምስ ጠለምካ ሰበይትኻ ናበቲ ዓርከይ ኢልካ ዘላለኻያ ተስፋይ ተኽለ ደዊለ ሞራላውን ቁጠባውን ሓገዝ ከምዝገበረላ ዝምስክር ሰብን ዝነግር ጠጨብጥን ዘይርከብ'ድ ይመስለካ ? ስለዚ ሙሴ ኔዘማኻን ሰበይትኻን ውላድካን ዘየጥረኻ ?ሓላዪ ጠበቓን ካልኦት ክትከውን ዘብቅዕ ዘይተዓደልካ ኣምሰሉ ፋብሪካ ሓሶት መኻዚኖ ርስሓትን ካብ ምኳን ንላዕሊ መለለዪ ዘየብልካ :ውሽጡ ዝተሃወጸ ዘይርጉእ ሰብ ምኳንካ ክትቃላዕ ካብ ደለኻ ዝስዕብ ጭብጥታት ተኸታተል !!!
@Gracexegga
@Gracexegga 7 күн бұрын
2ይ -ንስዓብቲ ሙሴ ኣሕዋትን ኣሓትን ! ዋላኳ ዝሓሰብናዮ ከምቲ ዝተጸበናዮ ኣይቕናዓና ??ከም ሕብረተሰብ ብሓደ ተጠርኒፍና ካብቲ ዘራኸበና ጉዳይ መኽስብን ረብሓ ገንዘብን ንላዕሊ ኣጥሪናዮ ዝነበርና ጥርናፈን እንረኽቦ ዝነበርና ኣስተምህሮን ክሒድና :ነቲ ዘጋጠመ ክድዓት ዋናታት ትካል ገዲፍኩም :ሙሴ ውሽጣዊ ርስሓቲ ክሽፍንንን ብደቕንኢ ዝዓወረ ሰብ ምኳኑ ዘይምስትውዓል ጥራይ ከይኣክል ? ኣብ ክንዲ ተጠርኒፍና ብኸመይ ውሕሰነት ዘውፈርናዮ ገንዘብ ነምልስ ዝብል ርትዓውን ሕጋውን ሕቶ ምልዓል ?መበገሰሰን ማዕልቦን ዘየብሉን ዘይርከቦን ወፍሪ ሓሶት ሙሴን :ዓጀውጀው ዝመልኦ ስብከት ባባ ኣፎምያን ክትክተሉ ምምራጽኩም :ብዘይቀላዓለም: ክሳብ ክንደይ ንንጽህናኹምን ግርህነትኩምን :መዝሚዞምን ንዒቖምን : ንሕጋዊ መሰልኩም ኣብቲ ዝግባእ ግዜን ቦታን ከይትሓቱ ? ኣንጸር ዝሓልዩልኩምን ከማኹም ውጹዓት ኣሕዋትኩም ክትሃሉ ከንቱ ግዜ ብዘሕለፍኩሞ ከንቱ ወፍሪ ጸለመ ዘምጻኣልኩም ፍረን ካሕሳን ከምዘየለ ብምርዳእ :ከምቲ ኣነን ከማይን ነቲ ዝግባእ ሰብ (ሳም ሊ)ኣብቲ ዝግባእ ሕጋዊ ቦታን ዝቕመጠሉን ሃገርን ዝገበርናዮ ዘይምግባርኩም ደገመ ዝስማዓኒ ጓሂ ድሕሪ ምግላጽ :: ሕጂውን ንተስፋይን ዱባይ ምስኡ ዝኸዱን ገንዘብና ክህበና ክንከስም ዝብል :ዝኾነ ኣኣዚሩ ዘጋናዝብ ሰብ ዓቕሚ ኣዳም ዝበጽሐ ሰብ ዘይብሎ ገልጠምጠም ባባ ኣፎም ( Federal Reserve, IRS )ዝብሉ እግረ ኢድ ዘየብሎም ቃላትን ሓረጋትን ከየዐሽውኹም :ኣነ ኣብ ኣመሪካ ስለዝነበረ ናብ ደልሃመት ዝድርብዩኹም ትሕዝቶ ፈላጣት ዝመስሉ ስብከት ዘምጽኡልኩም መሰልን ርትዕን ስለዘይህልዉ "ዓቢ ኢልካ ሰያብ ኣይትጸውዕ ለባም ጸውዕ " ከምዝብሃል ? ዝፈልጡን ዝሓልዩን ረኺብኩም ንመሰልኩም ደውጠምባልዩ እቲ መተካእታ :: ሕጊ ዝተግበረሉ ሃገርን ቦታን (Institution) system & country) ንዋናታት ካምፖኒ እንተኾይኑ ዱባይ እዩ ::ከምቲ ሙሴን ባባ ኣፎምያ ዝሰብኩዎን ዝመስሎምን ኢና ንኽተል ትብሉ እንተኾንኩም'ውን ግዜኹም ኣይተባኽኑ ጻዕዳ ይጽናሕኩም :: ከምቲ ባባኹም ኣፎም ዝብሎ ኣብ ዓድናን መንግስትናን ንኽሰስ እንተኾይኑ'ውን :ወሸሎ ድኣ ይቕናዕኩም'በር :ግዜ ኣይተጥፍኡ :ግን ባባ ኣፎም ዝደጋግማ ኤርትራን ኤርትራውነትን :"ጤሳ ክዋሃቦ ሓቲቱ " ንጤሳ ዘውህብ መዐቀኒ ስለዘየማልአ ኢፋል ዝተባህለ ስለዝኾነ :የዋጻኣና'ዩ እንልኩም ዝውክለኩም ምልላይ ከምዘድልየኩም ምሕባር ጠቓሚ ይመስለኒ ::
@melesamedia3732
@melesamedia3732 7 күн бұрын
ስለቲ ውርዙይ ኣጸሓሕፋን ብ ትሕዝቶ ሃብታምን ርእይቶ ብልቢ አመስግን. እቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ሓቅታት ክኣ ንዓይ ስንቂ ዩ. ክብረት ይሃበለይ
@melesamedia3732
@melesamedia3732 7 күн бұрын
ብጣዕሚ ዩ፡ዝድንጽወኒ እንታይ ዝበልዎ ሕማም ዩ ጎኒፍዎ ዘሎ እዚ ሓውና
@KahsaiRiesom
@KahsaiRiesom 7 күн бұрын
ዝከበርካ ሃወይ ጆስያስ፡ ኣነ ነዛ መድብካ ብጣዕሚ ኢየ ተገዲሰላ ዘለኩ። መደብካ ኩሉ ግዜ ጽቡቅ ኢዩ። እዚኣ ቪድዮ ግን ቅሩብ ኣይተረደኣትንን ኣላ። ቅሩብ ትግርኛ ናተይ ጽቡቅ ኣይኮነን ሃግዘኒ። ኮመንት ብዙሕ ኣይጽህፍን ኢየ። ይጠቅም ኢለ እንተሓሲበ ኢየ ዝጽህፍ። ዝከበርካ ሃወይ! ኣነ ሃይፐርቨርስ ኣይነበርኩን። ክሪፕቶ ዋላ ብሎክቸይን ግን ይፈልጦ ኢየ። ጽቡቅ ኢዩ። ህጂ ኣነ ኪፈልጦ ደልየ ዘለኩ ግን፡ ስለምንታይ ኢና ኩሉ ግዜ ንህና ኤርትራውያ ኣብ ሶሻል ሚድያ ንብኣስ። ከጽንዕ (survey) ኪገብር፡ ደልየ ኢየ ዝከታተል ዘለኩ። እሞ በጃካ ነዘን ሃሳበይ ተረድኣኒ። መጀመርታ እዚኦም ሰባት ገንዞቦም ንካምፓኒ ድዮም ሂቦሞ ዋላ ብቀጥታ ነዚኦም ሰሪቆም ዝብሃሉ ዘለዉ ሰባት ኢዮም ሂቦሞም? በጃካ ሓቲትካ ኣጻርየለይ። ምክንያቱ ካብ ምሉእ ዓለም ክልተ ሚልዮን ሰብ ኢዩ፡ ኣብ ሃይፐርቨርስ ኣትዩ ኔሩ ሰሚዐ ኣለኩ። እሞ ከምኡ እንተኮይኑ ከመይ ጌርና ንህና ኤርትራውያን ጥራይ ንበኣስ፡ እዚ ካልእ ናይ ዓለም ሰብ ኣበይ ኣሎ ኢለ ተገሪመ ሃቲተ? ዋላ ሃደ ሰብ መልሲ ዝህበኒ ኣይረከብኩን ኣለኩ። Saba Arizona
@Abrehet-b7w
@Abrehet-b7w 7 күн бұрын
ዋው! ንስኺ ጽቡቕ ነጥቢ ኣምጺእኪ ኣለኺ። ገንዘብና ንካምፓኒ ኢና ሂብናዮም። እዞም ሰሪቖም ዝብሃሉ ዘለዉ፡ ፕሮሞት ዝገበሩ፡ ካብ ክምፓኒ ቦናስ ረኺቦም። እዞም ተበሊዕና ዘለና ንካምፓኒ ኢና ክንከስስ ዝግብኣና። ጆሲ ሓውና ከኣ ተሃዊኽካ ሰረቕቲ ኣይትበሎም። ከም ቆልዑትሲ ሪባይ ግበሩ እናበሉ ኣጋግዮሙና ይብሉ። ባዕሎም ከ ገንዘቦም ዘየውጽኡ። ሰሲዖም ክእከበሎም፡ ካምፓኒ ከኣ ኮላፕስ ጌሩ። ክስና ንሳምልን ካምፓኒን ኢዩ። ጆሲ ሓወይ ንክልቲኦም ሰሚዕካ ፍረድ በጃኻ።
@JosiasDenden
@JosiasDenden 7 күн бұрын
ሰላም ሓፍተይ ንሕና ኮ ኣይተባኣስናን እቲ ዝወሶዶ ወይ ዘታሎም ካምፓኒ ኣይኮን ዉልቀሰብ ዩ፤ ደሓር ድማ ዝበዝሐ ሰብ ኣብዚ ጉዳይ ዝኣተወ ኣፍሪቃዊዩ ተበልኩ ምግናን ኣይኮን ካብኣቶም 5000 ዝኾኑ ኤርትራዉያን እዮም።
@ElsaHabte-d8b
@ElsaHabte-d8b 7 күн бұрын
​​@@JosiasDenden ወለድና ክዛረቡ ሕማቕ መጋላገሉ መቃተሊ ኢዩ ይብሉ እንታይ ክብል ደልየ ኢየ ኣይትስሕቶን። ምናልባት መደባትካ ቅድሚ ሕጂ ጽቩቅ ኔሩ ማእከላዊ ፍት 0:00 ሒ ውን ስለ ተቅርብ ሰብ ይከታተል ኔሩ ካብ ብሓሶት ብዙሕ ብሓቂ ውሑድ ድማ ኢዩ ዘድሊ ኣብ ሂወት። እቲ ኩሉ ኢልካዮ ዘሎካ ካብ ሓቂ ኣዝዩ ዝራሓቀ ኢዩ። እዚ ዝገደደ ዝገብሮ ሕጆ ዘጽሃፈኒ ግን ካምፓኒ ኣይኮነን በሊዕዎም ውልቀ ሰብ ኢዩ ኢልካ መን ኢዩ ቲ ውልቀ ሰብ ብከመይ ኢካ ፈሊጥካ ኣብ ከብቲ ዘይዋዓላሉ ኩቦ ትኣሪ ሲ። ትፈልጥ ተኮንካ ባዕልካ ምተዛረብካ ዘይትፈልጦ ድማ ካብ ባዶ ተበጊስካ ሳናቲምካ ንምኽዕባት ትግቨሮ ዘሎካ ኣምበር ካልእ ኣይብሎን ኢየ ኣነ ነዚ። ኣን ንባዕለይ ኣብዚ ህሞት ኔረ እስከ ንሙስየ ብሕልናካ ህድእ ኢልካ ሕሰብ ቅንኢ ኣውጺኻ ተዛረብ በሎ። ኣብዚ ህላወ ኣዝዮም ዝተወጽዑ እቶም ቨሊዖም ዝብሃሉ ዘለው ከምዝኾኑ ኣነ ይፈልጥ። ቤኒፈርን ኣቦይ ኣፎም ዝብሃሉን መሻርኽቲ ኩስየ ድማ እቲ ናይ ቀደም ቃሎም ዶ ክሰደልካ ቴለግራንካ ስደደልይ እቲ ሓቂ ክትፈልጥ ተደሊኻ።ኣቦይ ዝበጽሑ ኣቦ ካብ ናይ ተመን ዝበልሕ ክልተ መልሓስ ክህልዎም ዓለም ከይትውሕጠና ኢካ ትስከፍ። ኢድና ጠውዩ ዘእተወና የለን ብውሳኔና ኢና ነዚ ጉዳይ ኣቲናዮ ዝብል ዘረብኦም ዳኣ ሕጂ ናበይ ኢዩ በሊዖሙና ዝብሉ። ናይ በኒፈር ድማ እታ ኣዝያ ዝተጠቐመት ሰብ ሙኻና ሳላ hyperverse ኣዲኣ የሕኪማ ካብ ሃገር ኣውጺኣ ዘሎን ዘየሎን ድማ ጽቡቅ ጌረ ትብል ባዕላ።እዚ ግን ስለምንታይ ኮሙኡ ጌራ ዘይኮነ እዞም ትብሎም ዘለኻን ትብሎም ዘላን ምስ ሙስየ ኮይና እንተ ኾይኖም how come ናብዚ ጉዳይ። ስለዚ ቅድሚ ምዝራብካ ክልተ ግዜ ሕተት ቅድሚ ምዝላልካ መዕለቢኻ ኣረጋግጽ ቅድሚ ምቁራጽካ ክልተ ግዜ መትር ዝብል ኣሎ ኣስተውዕል ብድሒሩ ዝመጽእ ካብቶም ጎኖም መሲልካ ትኸዶም ዘለኻ ዝኸፍአ ከምዝመጸካ ክትሃስብ የታሓሳስበካ። ሰለዚ እቲ ዝኸፍአ ዝገብሮ ናትካ ኣብዘይትፈልጦ ቲ ሓደ ቲ ሓደ ኣብከምዚ ኣሎ ክትብል ጽቡቅ ቀጽሎ ሕጊ ትፈልጥ ሕጊ ዝፈልጡ ክሳብ ዝረኽቡኻ ወድሓንካ።
@nasaiwhqeuudud.
@nasaiwhqeuudud. 10 күн бұрын
Guten Morgen Bruder
@nasaiwhqeuudud.
@nasaiwhqeuudud. 10 күн бұрын
❤❤❤❤
@JosiasDenden
@JosiasDenden 9 күн бұрын
Hallo 🙏
@EfremGebru-v2y
@EfremGebru-v2y 10 күн бұрын
Josi grande
@JosiasDenden
@JosiasDenden 9 күн бұрын
Merhaba abi seb 🙏
@WBeyan42-mq5iv
@WBeyan42-mq5iv 6 күн бұрын
ሰላም ጆሲ! ኣነ ንመደባትካ ጽቡቕ ገምጋም ካብ ዘለዎም ሰባት ሓደ ኢየ። ነዛ ንሃይፐርቨርስ ትምልከት መደብ ክትገብር ካብ ትጅምር ግን ኣይግድን። ምኽንያቱ ሓደ ገዛዜጠኛ ወይ ከኣ ኣብ መንጎ ክልተ ወገናት ማአከላይ ኮይኑ ዝሰርሕ ሰብ ክፍጽማ ዘይብሉ ሓንትን ዓባይን ጌጋ አንተላ ጸግዒ ሓደ ወገን ምሓዝ ኢያ። አዚ ተግባር ብዘይካቲ ነቲ ጉዳይ ናይ ምድንጋር ወይ ምድብዛዝ ውጽኢቱ። ነቲ ማአከይላይ ቦታ ክሕዝ ሓላፍነት ወሲዱ ዘሎ ኣካል። ንዘለዎ ስዉር ባህርያቱን ዘይፍትሓውነቱን ኣድሚቑ ብምርኣይ ሕቡአ ባህርያቱ ንደገ ብምግላጽ ንዝነበሮ ክብሩ ዝቕንስን ሰዓብቱ ኣብ ልዕሊኡ ዝነበሮም አምነት ዝድምሥን ኢዩ። ጋዜጠኛ ሓንቲ ዕላማ ኢያ ዘላቶ። ንሳ ከኣ ሓቂ ብምፍሓር ንተዓዘብቱ ሓቀኛ ሓበሬታ ምቕራብ ኢያ። ንስኻ ጆሲ ነዛ ናይ ሃይፐርቨርስ ኣርአስቲ ካብ ትጅመር ከኣ ዳርጋ 100% ክብሃል ብዝኽአል መጠኑ ናይ ሙሴ ሓውና ጸግዒ ብምሓዝ ነቶም ብዘይ ናይ ቤት ፍርዲ ውሳኔ ገበነኛታት ተባሂሎም ዘለዉ ክትሃርም ተዓዚበካ። ሓደ ዝሰሓትካዮ ነገር አንተሎ ጋዜጠኛ ዋላኳ ሰብ ስለ ዝኾነ ክደናገጽ ዝኽአል ተኾነ፡ ነታ መሰረታዊት ሓቂ ክሳብ ዝረኽባ ግን ስምዒቱ ብምቁፃር ካብ ምድንጋጽን ወገንነትን ተሓልዩ ሕቶታቱ ከቕርብ ጥራሕዩ ዘለዎ። ኣብዛ ጉዳይ ንኣብነት ኣብ ዝሓለፈ ብምኽንያት ቴክኒካዊ ጸገም ምስ ኣሰጋገርካዮ ዝተዛረብካዮ ብምሰረቱ ናይ ሓደ ጋዜጠኛስ ይትረፍ ኣብ ጥቕኡኳ ዘይቅርብ ነቲ ዝነበረካ ሚዛን ዘጉድል ወገናዊ ርኢቶ ኢኻ ኣቐሚጥካ። አንተደኣ ንስኻ ከምቲ ሙሴ ሓውና ካብ ቅድሚ ዓመት ጀምኢሩ ዝደጋገሞ ነዞም ሰባት ሰረቕቲ ኢዮም ትብሎም ኮንካ፡ ንምንታይ ኢኻ ካብኣቶም ኣምጺአኻ ከተዘራርቦም ደሊኻ ኣይተረደኣንን። ኣብዚ ክትርድኦ ከዘኻኽረካ ዝደሊ ነገር ከኣ። ንኣብነት ኣነ ክሳብ ሕጂ ዘይተረደኣኒ ነገር አንተሎ ካብቲ ዝርርብ ክረኽቦ ዝጽበ ሰብ ኢየ። ዋላኳ ክሳብ ሕጂ አቲ ገንዘብ ነቶም ናይቲ ካምፓኒ ወነንቲ ከምዝሃብክዎምን ንገንዘበይ ዝበልዕዎን ስካም ዝገበሩንን ከኣ አቶም ካምፓኒ ምዃኖምን ዝኣምን ተኾንኩ። ንስኻ ከም ሓደ ኣብ ሜድያ ትነጥፍ ኣብ መንጎ ኮንካ አቲ ሓቂ ከተብርሃልናን ንጽበየካ ሰብ ምዃንካን መጠን፡አንተስ ርህሩህ ስለ ዝኾንካ ጥራሕ ተደናጊጽካ አንተ ካልአ ዘይበጻሕናዮ ምኽንያት ሃልዩካ ምስ ሙሴ ኮንካ ሰረቕቲ ኢዮም ትብል ኮንካ፡ ሕሰቦ ነፍሲ ወከፍ ኣብ ትሕቲኡ ሰብ ዘአተወ ገንዘብ ናይቲ ዘአተዎ ሰብ ዝበልዐ ንሱ ኢዩ ኢዩ ዘስምዕ። አዚ ከኣ ነቲ ብግርህነትን ብተስፋን ገንዘቡ ዘአተወ ነፍሲ ወከፍ ኤርትራዊ ነንሓድሕዱ ብናይ ጽልኢ ዓይኒ ንክጠማመት ዓቢ አጃም ተበርክት ማለትዩ።
@dawitfesshaye3575
@dawitfesshaye3575 10 күн бұрын
You are so great man
@JosiasDenden
@JosiasDenden 10 күн бұрын
@@dawitfesshaye3575 🙏
@abrehatsionghebreab71
@abrehatsionghebreab71 10 күн бұрын
Josias hawey eti nay Airticket zbelkaya eba video srhalna bitte. 👍
@JosiasDenden
@JosiasDenden 10 күн бұрын
@@abrehatsionghebreab71 MediBeyo aleku kiserhalkum eye🙏
@ፍቅሪዩመንገደይ-ሰ9ፈ
@ፍቅሪዩመንገደይ-ሰ9ፈ 10 күн бұрын
ጆሲ ኣባ ጥረግ፥ ጸባ ኣስቲኻና ኣብዛ ጉዳይ። ኣነ በዚ ጉዳይ ክሳዕ ምስ ሓወይ የ ተባኢሰ ።ክሳዕ ሕጂ ሰላምታ የብልና ምስ ሓወይ።
@JosiasDenden
@JosiasDenden 9 күн бұрын
ደሓን ፈጣሪ ንዓኻ ዝበሎ ሒዝዎ ሎ።
@mihretteklbrhan4702
@mihretteklbrhan4702 7 күн бұрын
Hi joci azi wedi azen sdra yflten eye atayou zdeli zelo
@hannasequar2388
@hannasequar2388 10 күн бұрын
Sistem endakeyeru eyom zmetsu.genzeb zwesd ember genzeb zhb yelen.
@sarahg7887
@sarahg7887 10 күн бұрын
Hi
@KahsaiRiesom
@KahsaiRiesom 7 күн бұрын
ካልእ ንስካ ሃወይ በጃካ ሞንግኛ ሰብ ኩን ጆርናሊስት ኢካ። ነቲ ዛክ ዝበልካዮ ምስቶም ሰርቅት ሂሜታ ኣለካ ኢልካዮ። ኣብዝ ሳይድ ወስድካ ጌጋ። ህጂ ንሱ ቭክትም ግዳይ ግርካዮ። ጆርናልስት ስለ ዝኮንክ ፈር ኩን ባላንስ ህሉ። ነቲ ሃደ ሃውና አርትራዊ ከኣ ን ፖሊስ ንገሩሉ ኢልካዮ። እንታይ ዩ በዲሉ፣ ቤትፍርዲ ኣይክንካን ንስካ። ኣይቲሃዘለይ መስመር ወጺካ። ኣቢ ሲህተት። ሃወይ ን ባሊካ ኣብ ሃደጋ ከይቲኣቱ። ሳባ Please, dont take it personally. As a journalist you need to be fair and ballanced. If you take one side you are no more a journalist. As a journalis you dont have a right to tell people what to ask, no right to encourage poeple to create panic. Becareful Journalism is a very intersting and dangerous profession. If you are interested I can send you some books. Take care Saba Arizona USA
@Abrehet-b7w
@Abrehet-b7w 7 күн бұрын
ኣንቲ ንስኺ በየን ጸኒሕኪ። ኣነ ከማን ዘረባ ጆሲ ኣብዛ ቪድዮ ምስ ሰማዕኩ ዛኪ ተፋእካ ሙሴ ዘራይ ጋዜጠኛ ሒዙ ይመጽኣካ ኣሎ ኢለ ኔረ። እዘን ነጥብታት ኣምጺእክየን እንደ ልቤ። ጆሲ ሓወይ ሓቂ ደኣ ፍሓራ እምበር፡ ጸግዒ ወሲድኩም ነዚ ሓዊ ነዳዲ ኣይትወስኹሉ። ንሕናስ ኮይንና፡ ኣብ ናይ ሃገር ጉዳይ ባእሲ፡ ኣብ ሰልዲ ባእሲ። እቶም ክልተ ሚልዮን ኣብ ሃይፐር ዝነብሩ ካልኦት ዓለም ደኣ ኣበይ ኣለዉ። ንካምፓኒ ይኸሱ ኣለዉ።
@melesamedia3732
@melesamedia3732 7 күн бұрын
Thank you. ን ልቦናኺ አመስግን. ሓቂ ዝሓዘ ሰብ ጸግዒ ኣየድልዮ ደጋፊ ኣየድልዮ. ልበይ ምሉእ ዩ
@melesamedia3732
@melesamedia3732 7 күн бұрын
ሽግር የለን, ሓቂ ዝሓዘ ሰብ ኩሉ ግዜ ደጋፊን ኣጋፋሪን ኣየድልዮን እዩ።
@melesamedia3732
@melesamedia3732 7 күн бұрын
​@@Abrehet-b7w ቅሰኑ ሓቂ ዝሓዘ ሰብ ምርኩስ ኣይደሊ ደጋፊ ኣይደሊ፡ ጭብጥታት ሒዝካ ምቕራብ ጥራሕ ዩ
@ElsaHabte-d8b
@ElsaHabte-d8b 6 күн бұрын
ኩልኩም ጽቡቅ ኣሎኩም እቲ ቀንዲ ጌገኛ ሕጂ ጆስያስ ኢዩ ዝከውን ዘሎ እምበር ንስኩም ጉዳይኩም ኣራኺብኩም ኣብ ግዚኡ ድማ ሓቂ ክትወጽእ ያ ኣጆኩ ዛኪ ሓቂ ብርእሳ ተቀበርካ ብእግራ ትወጽእ ኢዩ ናይ ሙስየ እቲ ኣብ ኩሉ ህላዌኡ ስድርኡ ክርሕርሕ ኣብ ኢትዮጵያ ገሾም ዘየሕፈሮ ከመይ በዚ ክሓፍር ንዘኾለሰትካ ኢድ ክትነክስ ጌጋ ሙኻኑ ክምሃር ኣለዎ ብስነስርዓት ካብ ማሃይም ምጥፋእ ኣትሒዙ ከድልዮ ኢዩ ትምህርቲ ንስኻ ጆስያስ ድማ ተማሂረ ትብል ተኮንካ ክሳብ ዝምሃር ተጸበዮ ምስቶም ምስ ሕልንኡ ዝተባእሰ ሰብ ኮንካ ንንጹሃት ትጽውዕ ኣሎኻ ዝገደደ ሕቶ ናይ ሕልና ክመጸካ ኢዩ ምስ ተረዳኣካ ።ተትነብሮ ሰናይ ኔሩ ካብ ዘይነበርካዮ ግን ሓቂ ፍለጥ መጀምርታ ዛኪ እቲ ሕልና ኣልቦ ሙስየን እቲ ሕልንኡ ምስኣቶም ክሸይጥ ዝደሊ ዘሎ በዓል መድያን ባዕሎም ምስ ነብሶም ዝዛራረብሉ ግዜ ክመጾም ኢዩ ዛኪ ግን ኣጆኻ ገንዘብ ጠፊኡ ዶ እወ ጠፊኡ ኩሉ ይጉሂ በዚ ጉዳይ ካልእ ተወሳኽ ኣየድልዮን ኢዩ ንዘይበልዕዎ በሊዖም ምባል ግን
@selamabraham5770
@selamabraham5770 10 күн бұрын
Rahwa tbehal adi England tnebr kea nera
@BiniamBrhane-yahoo
@BiniamBrhane-yahoo 10 күн бұрын
ማሺ ማሺ ዝዓርከይ ኣብሽር ዘሰክፍ ይብልካን፡ቀዳም ክንጽበየካ ኢና ኣይትሰከፍ ኣባይካ።
@JosiasDenden
@JosiasDenden 10 күн бұрын
@@BiniamBrhane-yahoo 🙏🙏🙏
@asterghidey2625
@asterghidey2625 10 күн бұрын
Hi Josef hawey
@JosiasDenden
@JosiasDenden 10 күн бұрын
@@asterghidey2625 Merhaba
@asterghidey2625
@asterghidey2625 10 күн бұрын
Hi
@afomrede9153
@afomrede9153 10 күн бұрын
ጆሲ ብዛዕባ ሃይፐር ቨርስ ደፊንሽን ዘይምፍላጥና ኣይኮነን እቲ ጉዳይ እቲ ጉዳይ ጥልመት ተስፋይ ተክለ እዩ ሃንደበት ምድንጋር ተስፋይ ተክለ ብኸብዶም ዝተሽጡ ከም ብዓል ኦንጅነር ንሰብ ኢልካ ኣይትሓስቦምን ኢካ ምክንያቱ ሕልና ዝብሃል ምስከምዚ አቶም ሰባት የልን ሓዳር ደቂ ሰባት ተበቲኑ ብስሪ እዚ ሂወት ሰብ ሓልፉ ብስሪ እዚ ናይ ስንኩል ገንዝብ ተዘሚቱ ኣደ በክያ ኣቦ በክዩ ሓፍቲ በክያ መንእሰይ በክዩ ስደተኛ በክዩ ኣብ ምሉእ ዓለም ዘሎ ኤርትራዊ ኣንቢዖሞ ብሓቂ እዚአቶም ኣረሜንያዊ ስራሕ ኮነ ኢሎም ተታሓሒዞም ኣለው ደጊም ግደፉ ይአክል ናብ ልብኩም ተመለሱ እቲ ብሰብን ብ ኣምላክን ዘባጩ ርሑቅ ኣይከይድን እዩ ተስፋይ ካብ ሮድኒ ካብ ብረንዳ ተምሃር ብዝሒ ገንዘብ ንብዓት ሰብ ኣይገድፈካን እዩ ግደፍ ናብ ልብኩም ተመለሱ ክሉ ንግዜ ክንገድፎ ኢና ሽመይ ኣይሓብእን እየ ተበዲለ ይብል ኣለኩ ኣፎም
@JosiasDenden
@JosiasDenden 10 күн бұрын
@@afomrede9153 እታ መስጣ ክትረኽቦም ያ ታይ ግድኻ።
@mihretteklbrhan4702
@mihretteklbrhan4702 7 күн бұрын
Ab Dallas aleku
@HelenEmbaye-i2v
@HelenEmbaye-i2v 10 күн бұрын
Hei
@KahsaiRiesom
@KahsaiRiesom 7 күн бұрын
Why.
@FiorigebrayFifi
@FiorigebrayFifi 10 күн бұрын
Ahh josi hawey kzekro kleko memlisu tear ymexeni adi areb 24hours kem donkey enda serahna khalfelna kab gzeat aerab knwexie elna deqina atmena sedrana telimna xebah khegosu eom elna genzebna tzemetna 😭😭😭😭😭😭
@binast6795
@binast6795 9 күн бұрын
ምስ ፖሊስ ከራኽበካ ናይ በርሜንግሀም
@Gracexegga
@Gracexegga 6 күн бұрын
What address garbage ?
@elizabethtekle2368
@elizabethtekle2368 10 күн бұрын
hi
@gebregergisgebrehiwet5341
@gebregergisgebrehiwet5341 9 күн бұрын
Hallo
@ttesfa54
@ttesfa54 9 күн бұрын
ቅድሚ ነዞም ስባት ምቕራብካ ዝአክል መጽናዕቲ እንተትገብር ዝሓሸ ምኾነ አብዝሓለፈ ግዜ አብ አታሓታትታኻ ጸገም ኔሩ?
@JosiasDenden
@JosiasDenden 9 күн бұрын
እቲ ሕቶ ባዕልኹም ኢኹም ትሓትዎም ሕጂ ፤ ኣነ ብቐጥታ ጥራየ ዘቕርበልኩም።
@melesamedia3732
@melesamedia3732 7 күн бұрын
ጸባ ስተ. ምሕታት ቀሊል ዝመስሎ ሰብ ኣሎ. ትኽክል ሕቶታት ምቕራብ ሞያ የድሊ።
@afomrede9153
@afomrede9153 10 күн бұрын
መርሓባ ጆሲ እዚ ተክኒካል ኢረር ዘጋጥም እዩ ኩንታት ኣየር ዓለምና ኣሰካፊ እዩ ግዲ የብልካን ቀዳም ሩሕቅ ኣይኮነን ክንጽበየካ ኢና እዚአቶም ደቂ እቲ ዕሉል እካመር ንጉስ ተስፋይ ተክለ ብክብሪ ክምልሰልና ንሓቶ ኣሎና መልሲ ንጽበ ኣሎና ጆሲ ንሕና ካባካትኩም ጉዱሳት መድያ እንጽበዮ ኩሉኩም ዝኮነ ኤርትራዊ ከማና ከይብደል ንክሉ ከምዝተበደልና መምሃሪ ክኾኖም ኣፍልጥዎም ኤርትራዊ ክብሪ ኣለዎ ሰብ ክቡር እዩ እዞም ሰባት ኣይኮኑን ናብ ልቦም ክምለሱ ብክብሪ ይነገሩ ብዝተረፈ ፍትሒ ንደሊ ኣሎና ዎድሓንካ
@JosiasDenden
@JosiasDenden 10 күн бұрын
@@afomrede9153 🙏🙏🙏
@selamabraham5770
@selamabraham5770 10 күн бұрын
​@@JosiasDenden ezom benglish ena tshafu zeferarhu zelewu gn emailom kthaz ygbo josi hawey bgenzeb hzbi billionerat koynom yom keyetkeuka ktehaz alewo
@KahsaiRiesom
@KahsaiRiesom 7 күн бұрын
ኣነ ሃደራ ዝብለካ፡ ከተቅርቦም ከለካ ፌር ኩንካ፡ ከምዚ ናይ ኢንቨስትገቲቭ ጆርንሊስት (investigative journalist) ኬንካ መርምሮም፡ ሃቂ ከተውጻኣ ፈትን። ከምዚ ኣብዚ ዌስት ሃርድ-ቶክ (hard talk) ዝብልዎ። ሽኡ ኩላትና ሃቂ ክንፈልጥ ክንክእል ኢና። ኣነ ከም ጋል ኣንስተይቲ ኣብ ሃቂ ዝበጽህ ሰብኣይ ባህ ይብለኒ። በጃካ ኣይትክለፎም፡ ክሳብ መውዳእታ ኣጻርያ ሃወይ። የክብረካን ይፈትወካ ኢየ። ሓፍትካ ካብ ኣሪዞና ኣሜሪካ Sorry my computer is getting crazy, if you get same massage again and again. is is b/c of my PC Take care Yours Saba
@JosiasDenden
@JosiasDenden 7 күн бұрын
ሎሚ ካብኣቶም ብ ላይቭ ከነቅርቦም ኢና ተኸታተሊ ክትሓቲ ዉን ትኽእሊ ኢኺ። 17.01.2025 ሰዓት 22:00 በርሊን ኣቆጻጽራ።
@makeleberhane4483
@makeleberhane4483 10 күн бұрын
Hoi
@louloun2209
@louloun2209 10 күн бұрын
Hii
@kirostewelde9895
@kirostewelde9895 10 күн бұрын
Yosyas. You think you are doing something good for our Eritrean community, but fortunately you are causing a conflict between two siblings. Think twice before you broadcast it. What you are doing now will lead to hatred and bloodshed between brothers. First of all, I would like to address the people who invest in Sam Lee's platform: No one forced us and took our money, including me. Nothing but our greed and folly. After all, you are not a legal advisor or a lawyer. So it's a risk for you too. Maybe you can make a few coins on Madia's social platforms, but you are driving the community into unstoppable flames. Stay blessed ❤
@selamabraham5770
@selamabraham5770 10 күн бұрын
Suk bel nay hzbi genzeb serikom zkedun zktslu zelewun yu zhatom zelo .bhasot atalilkumna metalelti .mtlal ko srki yu 😢
@selamabraham5770
@selamabraham5770 10 күн бұрын
Mfrrahka kethzeka ygbo ab nay hgi bota yu zelo hgi zeyele ymeslekum alo beka serekti 😢
@kirostewelde9895
@kirostewelde9895 10 күн бұрын
ሰላም ናዓኺ ዛ ሓፍተይ. ርኢኺ እቲጸገም: ቡዙሕ ግዜ ብስምዒትና ተገሪሕና ብዘይ ርድኢት ንጎዓዝ ሞ: ኣብ ክሳራ ምስወደቅና. ንውድቀትን ምኽንያት ንደልየሉ. እምበር ኣነስ ካብቶም ዝኸሰሩ ሓደ የ : ሓንቲ ዶላር ውን ኣይረባሕኩን..​@@selamabraham5770
@JosiasDenden
@JosiasDenden 9 күн бұрын
ኩቡር ሓዉ መጀመርያ ጽቡቕ ይገብር ኣለኹ ዝበለ ሰብ የለን የሕዋት ዉን ኣየባኣስኩን፣ ካልኣይ ኣነ ጠበቃ ወይ ተሓጋጋዚ የ ዝበለ ሰብ የለን እንታይ ደኣ ፣ እዞም ሰባት ባዕሎምዮም መጺኦምኒ ፤ ከምዚ ኮይና ሞ ክንተኣኻኸብ ደሊና እንደገና ን ብድሕር ሕጂ ኣብ ከምዚ ገንዘቦም ከዋፍርዎ ከምዘይብሎም በጃኻ ሓብረልና ስለዝበሉኒ ኣነ ድማ ብዓቅመይ ሓቢረ። እቲ ንዓኻ ጸገምዩ ዝበልካዮ ድማ ፣ ንዓይ ጸገም ኣየምጽኣለይንዩ ክሳብ ካብ ሕጊ ወጻኢ ዘይሰራሕኩ ፤ ደሓር ድማ እንታይ ይዝርግሕን ኣይዝርግሕን ኣጸቢቐ ዝፈልጥ ሰብየ። ኣብቲ ናይ ሰናቲም ክትረክብ ዝበልካዮ ድማ : ኣነ ከምዞም ንሳኻ ትፈልጦም ንሰናቲም ክብሉ ለይትን መዓልትን ዝኸዉን ዘይከዉንን ዓንገር ዝብሉ ኣይኮን ፤ ብሳላ ትምርተይን ሞያይን ጽቡቅ ስራሕ ሰሪሐ ገዛይ ዝኣቱ ሰብየ። ስለዚ ብግምት ምዝራብ ጽቡቅ ኣይኮንን።
@ElsaHabte-d8b
@ElsaHabte-d8b 6 күн бұрын
​@@selamabraham5770 ብምንታይ ኢዮም እሞ ከፋራርሑዎም ንሕልንኡን ሓቅን ረጊጹ ዝከይድ ሰብ ኣይተፋራርሖን ኢኻ ተተስተውዕሊ ምሓሸኪ ኔሩ ኣይትታሃወኺ ሓቂ ምስ ፈለጥኪ ከይትጣዓሲ ምእንቶ ክብርቲ ሓብተይ
@dawitfesshaye3575
@dawitfesshaye3575 10 күн бұрын
Inform FBI
@JosiasDenden
@JosiasDenden 10 күн бұрын
@@dawitfesshaye3575 Ab nay wanted website atyom alewu
@Gracexegga
@Gracexegga 10 күн бұрын
Too Shame to invest a precious time to listen your baseless & low standard accusations instead of reporting whatever the two opposed parts point of views to the extent of mentioning names and Asylum cases ! I.e unethical, immoral, illegal analyzes in which you're nobody to talk about. Please know your boundaries !
@selamabraham5770
@selamabraham5770 10 күн бұрын
Entay yu kndzi mfrrah ke dea 😢😢 serekti ekum
@KahsaiRiesom
@KahsaiRiesom 8 күн бұрын
No No
@binast6795
@binast6795 10 күн бұрын
ስደደለይ ናይዚ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ዘሎ : ናባይ ግደፎ ስሙ ብዘየገድስ ስእሉን ስደደለይ: ምስፖሊስ ባዕለይ ኣለኹ
@ElsaHabte-d8b
@ElsaHabte-d8b 6 күн бұрын
ኣድራሻኻ ስደደለይ ክሰደልካ ኣነ
@Gracexegga
@Gracexegga 6 күн бұрын
ደንቆሮ !
@EfremGebru-v2y
@EfremGebru-v2y 10 күн бұрын
Josi grande
@YohanisYgzow
@YohanisYgzow 10 күн бұрын
Hi
@gebregergisgebrehiwet5341
@gebregergisgebrehiwet5341 9 күн бұрын
Hallo
@naorhabtom9080
@naorhabtom9080 10 күн бұрын
Hi
@berekethaile4779
@berekethaile4779 10 күн бұрын
Hii
@YohanisYgzow
@YohanisYgzow 10 күн бұрын
Hi
@mengeshagilagabir4930
@mengeshagilagabir4930 10 күн бұрын
Hi
@JosiasDenden
@JosiasDenden 9 күн бұрын
Merhaba
@yirgalemberhane1166
@yirgalemberhane1166 10 күн бұрын
Hii
@senaitsiyum9194
@senaitsiyum9194 9 күн бұрын
Hi
@misgnakibrom2549
@misgnakibrom2549 6 күн бұрын
Hii
ኣቦ ደቃ ክእሰር ወሲና #josiasdenden#amancanada
25:57
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 81 М.
Hilarious FAKE TONGUE Prank by WEDNESDAY😏🖤
0:39
La La Life Shorts
Рет қаралды 44 МЛН
Какой я клей? | CLEX #shorts
0:59
CLEX
Рет қаралды 1,9 МЛН
ብርጌድ ንሓመዱ ኣዲስ ኣበባ | Yikealo Tv
8:29
Yikealo ይከኣሎ TV
Рет қаралды 5 М.
Awel said ኣወል ሲዕድ መልሲ ኣሎኒ!!
13:24
Meron Entertainment
Рет қаралды 4,6 М.
ብውልቀ ሰባት ዝዕቀን ቃልሲ የለን።
1:29:55
FLFL Media ፋጨ ወዲዛግር
Рет қаралды 9 М.
22 ሽሕ ኣብ ማይ ኣትየን josias denden
15:29
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 45 М.
Hilarious FAKE TONGUE Prank by WEDNESDAY😏🖤
0:39
La La Life Shorts
Рет қаралды 44 МЛН