ብዛዕባ ትእምት ሓዱሽ ነገር፣ንህዝቢ ይቕሬታ ክሓትቱ ዝኸበዶም ላዕለዎት ኣመራርሓ - ብተጋ/ይ ጠዓመን ዳዊትን

  Рет қаралды 8,265

Axumawian Media Network

Axumawian Media Network

Күн бұрын

#tigraybwne
Donate- donorbox.org/a...
To be a member- / axumawia
AMN educates on the Horn of Africa, addressing its history, politics, and socioeconomics, while also advocating for democracy and exposing human rights violations in Tigray, Ethiopia, and Eritrea. Tackling the misinformation and disinformation in the world.
Follow Axumawian Media Network on:-
KZbin, youtu.be/ @AxumawianMediaNetwork
Twitter- @MediaAxumawian
Instagram - / axumawianmedia
Telegram- t.me/axumawian...

Пікірлер: 38
@MerkebGebremichael
@MerkebGebremichael 7 күн бұрын
ቀፅሉሉሉሉሉሉሉ ኣሕዋትና ኩላትና ኣለና ኢና
@SaaLeh-m3o
@SaaLeh-m3o 6 күн бұрын
ቀፅልሉ ኣሕዋትና
@kinitoabeyta4965
@kinitoabeyta4965 7 күн бұрын
ጀረካን መዲድ ሉኡኽ ዓዲ ሃሎ ሕወሓት ተጎንባሒት ሻዓቢያ እያ ካብ ጥንቲ
@ttplc8642
@ttplc8642 6 күн бұрын
ሐቀኛታትን መስተወዓልቲን ዝኾኑ አጋይሽ ስለዝዓደምኩሙልና ነመስግን❤🙏
@tewoldetessema9317
@tewoldetessema9317 6 күн бұрын
ተጋዳላይ ጠዓመን ኩሉኹም የቀንየልና
@Zenebe-f7o
@Zenebe-f7o 6 күн бұрын
ጠዓመ ዓረዶም ኣብ ኣኽሱም ንውድብ ኣዋፅኡውን ኣይተባሃልናን ብዘይምውፅኡውን ደሞዙ ኣይኽልከልን ስለዚ ትሕሱ ኣለኻ።
@tedrosseyum2357
@tedrosseyum2357 7 күн бұрын
GIDAY ❤❤❤❤
@issacharheylu6002
@issacharheylu6002 6 күн бұрын
Good job Axumawian!
@ሀምበልትግራይ
@ሀምበልትግራይ 6 күн бұрын
👏👏👏
@haileseged1124
@haileseged1124 7 күн бұрын
አብ ዓለም ዝኸበደ ወንጀል መፈንቅለ መንግስቲ እዩ ነዚ ስጉምቲ ዘይምልስ መንግስቲ ክበሀል አይክእልን
@TesfayG-w2p
@TesfayG-w2p 6 күн бұрын
🙏
@Kahisu-v3s
@Kahisu-v3s 6 күн бұрын
ዴቭ ቅኑዕ ኣቦ ሓሳብ እዩ ተኸተልዎ
@ftsumbrhanberha3803
@ftsumbrhanberha3803 6 күн бұрын
👍
@semeredesta2355
@semeredesta2355 4 күн бұрын
ፅቡቓትን ሃነፅትን ሓሳባት ኢኹም ኣልዒልኩም። እታ ብፍሉይ ልበይ ዝረኸበትለይ ኣነጋግራ ግና ናይ ሓው ዳዊት ዝበላ "እቲ ሕ/ሰብ ዋላ እናፀልኦምን እናተፀየፎምን እንዳሃለወ ግን ድማ ቆሪፁ ዘይቃወሞምን ዘይቃለሶምን ምኽንያት መብዛሕቲኡ ብሳሪሃ መሪሃ ሃብቲ ከኻዕብት ስለ ዝገበሩዎ እዩ።" 100% ሓቂ!!! ሰላምኩም ይብዛሕ!
@E29-n3x
@E29-n3x 7 күн бұрын
እቲ ግዝያዊ ምምሕዳር ዓቕሚ እንድሕር ዘይብሉ፥ ንደገፍቱ ንምክልኻል ኢዱ ዘይህብ ንምንታ ንደገፍቱ ኣብ ሽግር የውድቕ
@gaydigets7061
@gaydigets7061 6 күн бұрын
ጠዓመ ሐወይ ዘዓስተከ ርእስይ ሓኪምካያ
@iyosiasyifru3584
@iyosiasyifru3584 6 күн бұрын
ወንበር አስመላሽ ኮምቴ (ጉጅለ ጆን መዲድ) ካብ ሰራዊት ክእለዩ አለዎም።
@macksyou3743
@macksyou3743 6 күн бұрын
ተጋሩ ከም ህዝቢ አይተዓደልናንን::መራሕቲ ትግራይ ልቢ ግበሩ መንእሰይ ትግራይ ዝተሰወአ ምእንተ ትግራይ እበር ምእንተ ህወሓት አይኮነን::
@Zenebe-f7o
@Zenebe-f7o 6 күн бұрын
ዳዊት ካሕሳይ ትሕሱ ኣለኻ ኣነ ኣብ ኣኽሱም ኣለኹ ዝተኣሰራ ተምሃሮ የለዋን።ካሊእ ኣኽሱም እንተሊኣ ኣየፈልጥን።
@Zenebe-f7o
@Zenebe-f7o 6 күн бұрын
ዳዊት ብቓልካ መሰረት ይቕረታ ክትሓትት ኣለካ እንተዘይሓቲትካ ግና ለኽባጥ ኢኻ።
@bekuretionlegas8167
@bekuretionlegas8167 6 күн бұрын
One coin two faces with HGDef I am sorry to say this but they both ended In Sahl
@tewoldetessema9317
@tewoldetessema9317 6 күн бұрын
እዚ ዓለታዊ ጉጅለ ደብረፅንተት ካንሰር ትግራይ መንግስቲ ክግልብጡ ተመሊሶም ህዝቢ ትግራይ ባርያ ክገብርዎ: ስብሓት ኣብ ኣሜሪካ ኾይኑ ሓደ እግሩ ኣብ ትግራይ : ሓደ እግሩ ኣብ ዱባይ ትግራይ ክሕምስ ብዝወረሮ ሃፍቲ ትግራይ ለይትን ቀትርን ይሰርሕ ኣሎ : ኢዱን እግሩን ክቁረፅ ኣለዎ:: ነትዎርኩ ክበጣጠስ ኣለዎ::
@Paulos-zh5gc
@Paulos-zh5gc 6 күн бұрын
ብልጽግና ኣን ትግራይ ዕብቂዑ። ሞይቱ። Game over. ናይ ብልጽግና ኣፈቀላጤ ኢኹም። ኣክሱማዊት ዝብል ሽም ቀይርኩም በሻሻ ሜዲያ በልዋ ነዛ ሜድያ።
@atakltikassa7296
@atakltikassa7296 6 күн бұрын
No more gojely corrupted criminal narrow minded Sebhatezem PLC in Tigray.
@Family-yl2bg
@Family-yl2bg 6 күн бұрын
ብዘፈንገጠ ዘይኮነስ ብዝሓንገደ ተባሂላ ትትኣረም.
@abrehetmaru44
@abrehetmaru44 6 күн бұрын
ሓቒ ሒዝኩም ተጓኣዙ: ጽባሕ ከይትሓፍሩ. ሰራዊት ትግራይ ሓበን ህዝቢ ስለ ዝኾነ ናይ ህዝቢ ድልየት እዩ ተከቲሉ ዝውስን ዘሎ. ከም መራሕቲ ግምት ባህጊ ህዝቢ ረጊጾም ምስ ጸላእቱ ወጊኖም ኣይበደሉዎን. ትጽቢት ሰልችይዎን መሪርዎን ይኣክል ምባል ምስጀመረ ግድን ፍታሕ ክረክብ ስለዘለዎ ወሲኖም ህዝቢ እውን ተቐቢልዎ እዩ. ንስኩም ግና ነቲ ህዝቢ ዝተቐበሎ ው ሳነ ሰራዊት ምቅዋምኩም ጸረ ህዝቢ ቅዋም ዝሓዝኩም ምኴንኩም ኣፍሊጥኩም ኣለኩም. ካብ ኩሉ ንላዕሊ ባህጊ ህዝቢ እዩ ዝኣቢ.
@haftomgesesew
@haftomgesesew 6 күн бұрын
ተጋዳላይ ጠዓመ ... እዙ ኩሉ ተውግዖ ዘለካ ማሕለካታት ብደላይ ለውጢ ትግራዋይ ዘይፍለጥ የለን ... ኮይኑ ግና ብዓርስኩም ክትሰርሕዎ እትክእሉ ነገራት ( ትክክለኛ ዝኮነ ግዚያዊ ምክርቤት , not አማካሪ ካውንስል ዝበሃል ቀልዲ ) ናብስራሕ ምእታዉ ንማንም ኣሰናኪሉኒ ኢልካ ተማከንየሉ ኣይኮነን... በይዛኩም ንቅሑ... ተዘይኮይኑ ንዓርስኩምን ንቱ ለውጥን ሒዝኩሞ ገደል ክትኣትዉ ኢኩም...
@tewoldetessema9317
@tewoldetessema9317 6 күн бұрын
ጉጅለ ስብሓት ንሱ እንትሰርቅ እተጥፍእ ዓዲ እንክሸጥ ህዝቢ እንክብድል ብናቱ ድንቁርና ኣመራርሓ ጀኖሳይድ እንክፍፅም ኣጥፊእኻ ኣይትበሉኒ ዝብል እንካብ ኣፉ ክሳብ ኣፍንጭኡ ዝሓስብ ናይ ሓደ ዓለት እኽብካብ ዝጨነወ ጉጅለዩ:: ስብሓት ምስ ቤተሰቡ እዜ ወራዳ ኣብ እርጋኑ ብጸላእቲ እንክማረኽ ጀግንነት ዝመስሎ ደቂ ዕስራታት ክስወኡ ዝደሊ ጨካን ኣረመኔዩ
@kahsaygebregziabher
@kahsaygebregziabher 6 күн бұрын
ተሳሓሒትካ ኢኻ ማንም ህዝቢ አይእክቡን አብላት እዮም ዝ
@ElidyaBirhane-hw1pb
@ElidyaBirhane-hw1pb 2 күн бұрын
ኣኩሱማውያን ሚዲያ ብሕታዊ ናይ ኩሉ ህዝቢ ሚዲያ እዩ። ተደማፅነቱኩም እውን ዝዐበየ እናኮነ የከይድ ኣሎ። ንለውጢ ደላዮ ዝከነ መኮነን ገብረአንንያ ባዓል ሃፉቲ ሕምራ መከፈሊ ምዲያ ሓግዘና በልዎ ክሕገዘኩም እዩ።
@Asgodommenges-jh3co
@Asgodommenges-jh3co 6 күн бұрын
ዳዊት ዓብይ ስሕተት ትፍፅም ኣለኻ ነዚ ዘይረብሕ ፖለቲካ ፕሮፖጋንዳ ስብሓታዉያን ንምንቃፍ ሃይማኖትና ናብ ዝኸፈአ ዝወስድ ሓሳብ ብምቕራብን ካብሓቂ ዘራሓቐ ክዉንነት የብሉን። ናይ ማእኸል ዓዲ ፒፒን ባዓልኣሕመዲን ጀበልን ዝፀሞቕዎ መርዚ ኣጉል ዲሞክራሲ ዲሞክራሲ ክትፃወት ፅቡቕ ኣይኮነን። ፊደል ቆፂርና ትብሉባ ስለምንታይ ኢኹምባ መሰረታዊ ናይ እምነት ክርስትና ትኽተልዎ ብዝተወሰነ መልክዑካ ዘይትማሃሩ? የጠበብ መጀመሪያ እግዚአብሔር ምፍራሕ ወይ ምኽባር። ''ይብል ቃል እግዚአብሔር''ማለት ናይ ፍልጠት ፈላማይ ንፈጣሪ ኽብሪ እዩ። ብዝኾነ እግዚአብሔር ኣዳሉ ይብል ማለትይ ኣይኮነን ግን እቱይ ዝበልካዮ ናዕና ንኽርስትያን ምጥፋእን ኣብ ማርያምፅዮን መስጊድ ንምስራሕዩ። ብዝኾነ እቱይ ትብሎ ዘለኻ ኣብ ቤትምርቲ ክርስትያን ይኹን እስላም ምንም ሃይማኖት ዝገልፅ ኣይፍቀድን። ናይ ትግራይ ትምህርቲ ቢር ዘፅደቖ እዩ ወለድዉን ዝፈልጥዎ እዩ። እዘን ደቀነስትዮ ግን ድንገት ተዓሚመንየን መፅየን። ዉሽጣ ዉሽጥ ተነጊርወን። ናይኣኹሱም ናይ እስልምና ሸሪዓ ስለምንታይ ዘይተዛረበ ናይ ትግራይ መጅሊስ ድዩ ሸሪዓ ሓላፊ ተዛሪቡ? መልሲ ካባኻይደሊ እየ እንድሕርዳኣ ሪኢኻዮ። ፈቲኻ ፀሊኢኻ ፀቢብ ኣስላማይ ግዜ ስለዝሳኣኑምበር ግዜ ተረኺቦም ማሓዛይ ወይ ብፃየ እትብሎ እዩ ክርስትያን ብምዃንካ ካፍር ኢሉ ዝሓርደካ።
@MussieGirmay-n1q
@MussieGirmay-n1q 5 күн бұрын
ግደይ ሓወይ ቀዳማይ ነገር ጌታቸው ረዳ ብፍላጥ ይኩን ብዘይፍላጥ ንትግራይ ይብትና ኣሎ ምክንያቱም ብህዝቢ ደገፍ እንዳሃለወቀ ንሱግን ኣብሓያል ድቃስ ኣሎ ካልኣይ ነገር ብዘዓባ መስሊም ካብቱ ኣብ ኣኽሱም ዘሎ ሞስሊም ንላዕሊ ንስካትኩምን ናይ ኣምሓራ ኢልትን ኢኹም ኣጀንዴ ትገብርዎ ዘለኹም ግን ኣጀንዳኩም ከፍየልዋ በላይ እዩ ዝመስል
@yomreview
@yomreview 6 күн бұрын
ፈሰውቲ
@yomreview
@yomreview 6 күн бұрын
የትም ኣይትበፅሑይ ፃሕፃሕቲ! ትግራይና ንተጋሩ ግደፉልና እሞ ናብ ኣብይ ኣሕመድኩም ተፀርገፉ(ንጌታቸው ሃዝራጥ እውን ሒዝኩምዎ)
@DawitGebrehiwot-m3x
@DawitGebrehiwot-m3x 7 күн бұрын
lemats zkone media
@assaylemlem6939
@assaylemlem6939 6 күн бұрын
❤❤❤
@iyosiasyifru3584
@iyosiasyifru3584 6 күн бұрын
ወንበር አስመላሽ ኮምቴ (ጉጅለ ጆን መዲድ) ካብ ሰራዊት ክእለዩ አለዎም።
NEW 2025 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 46( BY BRUNO )
47:48
Awra Tube
Рет қаралды 45 М.
So Cute 🥰 who is better?
00:15
dednahype
Рет қаралды 19 МЛН
Quando eu quero Sushi (sem desperdiçar) 🍣
00:26
Los Wagners
Рет қаралды 15 МЛН
It’s all not real
00:15
V.A. show / Магика
Рет қаралды 20 МЛН
EMS Eletawi Fri 07 Feb 2025
EMS (Ethiopian Media Services)
Рет қаралды 2,5 М.
Зачем Путин сменил главу «Роскосмоса»?
25:32
BBC News - Русская служба
Рет қаралды 10 М.
GERE EMUN PART 216 | ገሬ እሙን ክፋል 216
48:43
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 234 М.
So Cute 🥰 who is better?
00:15
dednahype
Рет қаралды 19 МЛН