"ኣብዚ ሕሸኒ" ZEMARI DAT/ BISRAT KIBROM WITH ARTISTS NEW ERITREAN MEZMUR ABZI HSHENI

  Рет қаралды 321,003

HIRUT TV

HIRUT TV

Күн бұрын

Пікірлер: 1 200
@datlove
@datlove Ай бұрын
gofund.me/28fd86c8 ኣብኡ ይሕሸና እወ ኣብ ቅዱስ ቤቱ ዝጸምአ ዝረውየሉ ዝጠመየ ዝዕንገለሉ ተስፋ ዝሰኣነ ተስፋ ዝረኽበሉ ቤት ፍቕሪ። ሰብ ምስ ወሓደ ናይ ልቢ ሰብ እትረኽበሉ። ቅዱስ ቤት'ዩ ካብዚስ ኣይኸይድን ሓቁ'ዩ ሃዋርያ ጴጥሮስ ኣብዚ ይሕሸና ዝበለ። ናብ ኩሉ እናብጻሕኩም ክትሰምዕዎ ንዕድም ሰናይ ናይ ምስማዕ ግዜ። ብምኽንያት ዘመናዊ ሕርሻ ገዳም ደብረ ቢዘን ዝተዘመረ ናይ ሕብረት መዝሙር'ዩ። እዞም ብኣጋጣሚ ኣብቲ ቦታ ተረኺቦም ዝዘመርዎ ስነጥበብኛታት ኣሕዋትና ድማ ንዘልኣለም ኣብኣ ዘገልግሉ ይግበሮም። እዞም ስነጥበብኛታት ድሃይ እዚ ገዳም ክገብሩ ምስ ከዱ'ዮም ነዛ መዝሙር ዘሚሮማ። ሓደራኹም ንጻዕሮም ርኢኹም ኣብዚ ሊንክ ናይ ጎፋንድሚ ኣቲኹም ነዚ ገዳም ሓግዙ። ንዕኦም ነዞም ስነጥበብኛትት ዓቢ ተስፋ'ዩ። please subscribe
@natsumehari9459
@natsumehari9459 Ай бұрын
Diyakon hawna edmen tienan yhabka ab kulu tgebro srahka kea asalto ymneyelka
@FevenFtwi
@FevenFtwi Ай бұрын
Goyta may agelgulotkum zemen ybark
@FevenFtwi
@FevenFtwi Ай бұрын
Tbebkum ❤tbeb ngus selemun zmarekum zmare ngus dawitn mahletay yaredn ygberelkum❤❤❤❤
@mananeghuse1098
@mananeghuse1098 Ай бұрын
ብርኽ በሉ ክጥዕም ልቢ ይትንክፍ ❤
@yordamahari3423
@yordamahari3423 Ай бұрын
Egziabher msakum ykun yehwatey ❤✝️❤️🇪🇷
@wedi5
@wedi5 Ай бұрын
ኣብዚ ቁዱስ ቦታ ምህላውኩም ዕድለኛታት ኢኹም ኣምላኽ ይሓግዝኩም❤❤❤
@semharsemhar-b9m
@semharsemhar-b9m Ай бұрын
Amen amen amen❤❤❤
@Elawede4asmara
@Elawede4asmara Ай бұрын
Amen
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 Ай бұрын
ናይ ብሓቂ ናዓና ኮሙኡም የማስለና😢😢😢
@wedi5
@wedi5 Ай бұрын
@fthawitnuwaye1293 ኣሜን
@YonasBereket-g4z
@YonasBereket-g4z Ай бұрын
Nay bhaqi adelenatat eyom neana kemzi natom adna nmleselu ygberena fetari🙏🙏🙏
@nagesetkahasay5404
@nagesetkahasay5404 Ай бұрын
ደብረ ታቦር ቤትካ ፍጽም ጥዒሙኒ ከቶ አይወርድን ምሳኻ ሕሸኒ ኩሉ ገዲፍና ናትካ ክንከውን ኢየሱስ ጎይታ ፍቃድካ ይኩን ❤❤❤
@eriboy62833
@eriboy62833 Ай бұрын
ኩሉ መዝሙር ገና ከይረኣኽዎ ላይክ ዝገብሮ ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ክቡራት የሕዋት።
@angosomwoldu3957
@angosomwoldu3957 Ай бұрын
🙏🙏 ኣነ ሲ ኣይክኣልኩን 😥😥 ንግደት ደብረ ቢዘን ምስ ከድኩ" ንጽቤሒቱ እየ" ንስደት ወጺ' ግን ኣይጥዕመንን😥 ኣምላኽ ስደትና ይሕጽረልና'ስነ ጥበባዊና ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልይ" ከምዚ ዓይነት ስራሕ ካኣ ቀጽልው🙏🙏🙏
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 Ай бұрын
ኣጆና ደቂ ተዋህዶ ዘይሓልፍ የለን 😢ስደትና ኣሕጺሩ ያኣክሎኩም ስደት ይበለና ኣምላክና❤❤❤
@YonasBereket-g4z
@YonasBereket-g4z Ай бұрын
​@fthawitnuwaye1293🙏🙏🙏
@Nrimey143
@Nrimey143 20 күн бұрын
Ajoka zhawey Tesfa keytkotx tray kulu khalf eyu❤
@golsemere5205
@golsemere5205 11 күн бұрын
Ajoka zihawye marye kinkyed ena Ni Amlak Nilamno 🙏🏻🙏🏻🙏🏻♥️♥️♥️😢
@robelzerabruk267
@robelzerabruk267 Ай бұрын
ካባኻ ተፈልየ ኣይጥዓመን ምንባር 😢🥹 ንስኻ ኢኻ ጎይታ ናይቲ ሰላም ምስጢር ⛪️⛪️ ሕጂ ስ ቀሪበካ እነኹ ኣዕሪፈ ምልኣት ረኺበሉ ሕሰመይ ነጊፈ ደብረ ታቦር ቤትካ ፍጹም ጥዒሙኒ ከቶ ኣይወርድን ምሳኻ ይሕሸኒ (2) ክንደይ ይጥዕም እዚ ከረንካ 🙏🥰 ዳስ ዶ ክንሰርሕ ሓደ ንዓኻ ⛪️⛪️ ሓደ ን ኤልያስ ሓደ ን ሙሴ ፍቕሪ ክንቅለብ ምስቲ ውዳሴ በጃኻ ኣይንውረድ ኣብዚ ይሕሸና ዕላል ቅዱሳን እና ሰማዕና (2)🙏🙏🙏 ኣዝ…………………..✝️🙏 እንታይ ከይርከብ ኣብቲ ጎላጉል 😭 ንስኻ ዘይብሉስ ኣይንኸይድን 🥺 ይትረፍ እቲ ጥዑም ስጋ ዘዐንግል ጾር ዥኸበዶ ተመስገን ዘይብል ኩሉ ገዲፍና ናትካ ክንከውን እየሱስ ጎይታ ፍቓድካ ይኹን 🙏✝️ ኣዝ……………………..✝️🙏 ክብርን ምስጋናን ንልዑል እግዝኣብሄር ይኹን ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም✝️❤️
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሩከይ ጸጉኡ የብዝሕ❤❤❤
@YordanosYakob-mw9in
@YordanosYakob-mw9in Ай бұрын
Amen amen amenzmare melaekiti yesmealna 🙏
@NebyatGebretinsae
@NebyatGebretinsae Ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉❤❤🎉🎉❤🎉
@finansereke3869
@finansereke3869 18 күн бұрын
ማርያመይ ቃል ኪዳን ይኹነኒ ከይርስዓኪ ማዕበል ከይ ወስደኒ ተዋህዶ ቃል ኪዳን ይኹነኒ ከይርስዓኪ ማዕበል ከይወስደንክ ድንግል ማርያም ቃል ኪዳን ይኹነኒ ከይርስዓኪ ማዕበል ከይወስደኒ ቤተክርስቲያን ቃል ኪዳን ይኹነኒ ከይርስዓኪ ማዕበል ከይወስደኒ
@awetbereket3570
@awetbereket3570 Ай бұрын
"ኣየወ ልብና ሴርና ከምዚ ጣዕመ-ዜማ ዘለዎ መዝምር እናዘመርና ሕይወትና ንኣምላኽ እንተ ንህቦ ክንደይ ጽቡቕ ነይሩ"
@mehretaraya2393
@mehretaraya2393 Ай бұрын
Nay bhaki
@SaymonSaymon-e3k
@SaymonSaymon-e3k Ай бұрын
ናይ ብሓቂ ኑፍዓት ንሱኹም መርኣያ ናይ ወሎዶ ስለ ዝኾንኩም ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ጌርኩም ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@adeytube6750
@adeytube6750 Ай бұрын
ደቂ ኤረይ እዛ ቻነል ነዕብያ 🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@Hatatiemstir
@Hatatiemstir Ай бұрын
ብመጀመርያ እንቋዕ ብሰላም መጻእኩምና። ኣዝዩ ደስ ዘብል ፍሉይን መደብ፡ ብፍላይ ብስነጥበባውያን ኣሕዋትን ኣሓትን ሙዃኑ ንብዙሓት ተስፋን መምሃርን ምስ ጎይታ ናይ ምንባር ርእሰ ተኣማንነት ዘሕድር ዩ ሞ። ኩላቶም ክስዕብዎ ምትብባዕ የድሊ ካልኦት ዝደልይዎን ዝብህግውን ክህልዉ ስለ ዝኻአሉ ብኸመይ ንሓቁፎም ክንሓስብ ይግባኣና ዩ። ኣገልግሎት ናይ ኩሉ ተራ ስለ ዝኾነ። እግዚኣብሔር ዓስቢ ጻማኹም ይሃብኩም። ነቶም ዘከናወንኩም ድማ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም የንውሓልና። ዲያቆን ኣንገሶም ዳት ሓውና ውን ኣጆኻ ኣይትሕመቅ።
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 Ай бұрын
❤❤❤
@mhretberih7827
@mhretberih7827 Ай бұрын
ብሓቂ ምሱኡ ይሕሸና ነቢዐ ኣነስ በዛ መዝሙር
@Eri-love
@Eri-love Ай бұрын
@selamkifle306
@selamkifle306 Ай бұрын
😢
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 Ай бұрын
😢😢😢ናይ ብሓቂ ልብካ ዝትንክፍ መዝሙር በጃካ ኣይንውረድ ኣምላከይ ምሳካ ይሕሸና❤❤❤
@SenaitTesfamichael-z4c
@SenaitTesfamichael-z4c 28 күн бұрын
ናይብሓቂ ልብካ ትትንክፍ መዝሙር❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ማርያምኣደጎይታ-ጰ4ዐ
@ማርያምኣደጎይታ-ጰ4ዐ Ай бұрын
ናይ ብሓቂ ጥበብ ሕጂ ኢኩም ዝረከብኩሞ መዝሙርኩም ጥዑም ዝማረ መላእክት የስመዓልና❤
@ወዲመሬት-በ8ጀ
@ወዲመሬት-በ8ጀ Ай бұрын
ኣበይ ክጥዕመነ ካብ ሰፈር ጻድቃናት ተፈሊካ ምጣኦዓም የለን ጸሎት ጻድቃናት ኣቦታትት ኣይፈለየና።
@banatekleheklehaimanot7112
@banatekleheklehaimanot7112 Ай бұрын
ነፍስካ ዝህድእ መዝሙር ኣምልኽ ኣቦይ ተመስገንካ ምፈጸምታ ናይዚ ቅዱስ ቦታ ደብረ ቢዘን ኣርእየና በጃካ ኣነስ ንብዓት ኣቦታተይ ክርኢ ኣይክኣልኩን❤
@Aynombokretsion-so6fi
@Aynombokretsion-so6fi Ай бұрын
😢 ዝማሬ ዳዊት ዝተቀበለ እግዚኣብሔር ዝማሬኩም ይቀበል ፡ኣብ ጸሎርኩም ጸኩርኒ የሕዋት ካብ ሊብያ 😢😢😢
@SenaitTesfamichael-z4c
@SenaitTesfamichael-z4c 28 күн бұрын
ጸሎት ቅዱሳን ብሩክ ሓወይ ምስ ኩላትና ይኩን❤❤❤❤
@ghrmaylemlem8863
@ghrmaylemlem8863 Ай бұрын
ናይ ባሓቂ ኣይ ጣዓመንን 😢😢ካብ ቅዱስ ቤትካ ርሒቀ ኣብ ስድት ኮይነ፡ንድሕሪት መሊስኩምኒ ዝዕበየትኒ ደብረ ገነተይ ኪዳን ምህረተይ ፡ተስፋ ኣሎኒ ክትመልሰኒ😢😢😢ኣምላኸይ
@lwamyosief958
@lwamyosief958 Ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስምዓል ፍቁራተይ ዝማሬ ቅድስ ዳዊት ዜማ ቅዱስ ያሬድ ዝተቐበለ ፈቃር እግዚኣብሔር ኣምላኽና ዝማሬኹም ጸሎትኩም ልማነኹምን ይቀበል ከምኡ እቲ ወዳ ክጽዋዕ ንሳ ዘይትፍለ ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ወላዲት ኣምላክ ጽሎትኩም ተዕርግ ጸሎቶምን በረከቶምን ናይ ኣቦነ ፊሊጶስ&የውሃንስ ምሳኩምን ምሳናን ይኹን ልብኻ ዝትክፍ ዝማሬ 😢😢😢
@brktiselemun3495
@brktiselemun3495 Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስማዓልና ስነጥበበኛታት ሃገርና ኑፉዓት ኣጆኹም። 🙏🙏🙏
@kulukemfkadu
@kulukemfkadu Ай бұрын
Amem Amen Amen
@GhenetGhebremicael
@GhenetGhebremicael Ай бұрын
በቃ ብንስሓ ንብዓተይ ጠጠው ምባል ኣቢኒ 🙏🙏🙏 ኦ ኣምላኽ ኣቦይ ሓጥያትና ገዲፍካ ይቕረ በለልና 🙏🙏🙏!!!
@mera2025-n9
@mera2025-n9 28 күн бұрын
Acts 26 ትግ - ግብሪ ሃዋ 18: ንኣይ ብምእማን ከኣ ሕድገት ሓጢኣትን ርስቲ ምስ ቅዱሳንን ኪረኽቡ፡ ካብ ጸልማት ናብ ብርሃን፡ ካብ ስልጣን ሰይጣንውን ናብ ኣምላኽ ኪምለሱ ኣዒንታቶም ክትከፍተሎም፡ እልእከካ ኣሎኹ።
@ክጅምሮ
@ክጅምሮ Ай бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️አሜን ዝማሬ መላአክት የስመኤልና ፍቑራት ኣሕዋተይ ኣብዙይ ይሕሸና ብሓቂ ኣብ ቤት ኣምላኽ ምንባር ይሕሸና 😘😘💐🌹🌹🌹🌹👏👏👏😌
@AlemgalkudusMichael
@AlemgalkudusMichael Ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ናብ መዝሙርን ምስጋናን ይመልስኹም ብዝዘመርኩማ መዝሙር ንንስሓ ፈረ አብ ልቢኹም ተፍር ይግበራ እግዚአብሔር አምላክ ይሓግዚኹም አቡነ ብጹእ አምላክ አቦይ ይሓጉዝኹም
@nahomtadese5681
@nahomtadese5681 17 күн бұрын
ዝማረ መላእክት የስመዓልና ስድራ እግዚኣብሔር❤❤❤
@fasikamesfun7232
@fasikamesfun7232 Ай бұрын
😭😭😭😭😭😭😭😭😭🤲🏾🤲🏾🤲🏾🤲🏾⛪️🍯⛪️🍯⛪️🍯⛪️🍯🤲🏾🤲🏾🤲🏾🤲🏾😭💐🌍🕊💐🕊🌍🇪🇷🤍🇪🇷🤍💐🌍🕊🌍🕊🌍🕊😭😭😭😭😭😭😭😭ኣሜንንንንንን ዝማረ መላክቲ የስማዓልና ሓሳብ ልብና ይፈጽመልና መድሃኔኣለም ኣቦይ ቢዘነይ ኣቡነ ፊሊፖስ ኣቦይ ትሕጎሱልና ኣቦታተይ ይግበረልና ኣደይ ማርያም ኣቦታተዶ ምወጻኹም ካብ በዓቲ ለምለም ገነት 😢😢😢😢😢😢😢❤
@alexanderermias143
@alexanderermias143 Ай бұрын
ኣሜን(3) ደቂ ተዋህዶ🙌 ጥበብኩም ጥበብ ሶሎሙን ይግበረልኩም🙏🥰
@bettytes5322
@bettytes5322 Ай бұрын
Bedankt
@SamuelHabtay
@SamuelHabtay Ай бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና ክቡራት የሕዋት ነዚ ቁዱስ ፕሮጀክቲ ከኣ መፈጸምትኡ የርእየና🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@mesfinestifanos3586
@mesfinestifanos3586 Ай бұрын
ብሓቂ ደስ ዝብል መደብ እግዚኣብሔር ይባርኩም ኣሕዋት በረከት ጻዲቕ ኣቡነ ፊሊጶስ ምሳኩም ይኩን
@g776yy3
@g776yy3 Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ✝️🙏✝️🙏✝️🙏✝️❤️✝️❤️✝️❤️🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@nagesetkahasay5404
@nagesetkahasay5404 Ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ከምዚ ኢልኩም መንፈሳዊ ቦታ ምካድኩም ብጣዕሚ እዮ ዘሕጉስ አምላክ ጸግኡ የብዝሐልኩም የፈጽምኩም ❤❤❤
@Zemi-ei2xl
@Zemi-ei2xl Ай бұрын
ኣሰይ ደስ ክትብሉ ኣምላኽ ጸግኡ ይብዝሃልኩም ዝማሬ መላእክት የስመዓልና 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤
@mesigaltigray9656
@mesigaltigray9656 Ай бұрын
ኣሰይይይይ ጥዑም መዝመር ቀፅልዎ ዕድመ ይሃብኩም ድሙቓተይ ማራ ታሓጊሰ ናዓኹም ሪኤ😢❤
@MussieYemane-ww7qv
@MussieYemane-ww7qv Ай бұрын
ዝማረ መላኣክት የስማዓልና❤❤❤
@tatespeech6112
@tatespeech6112 Ай бұрын
ኣሰይይይይ ዘማረ መላእኽቲ የስምዓልና ጸጉኡ ይስማልና ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤
@FthawitTeshome
@FthawitTeshome 20 күн бұрын
ክንደይ ትዓዲልኩም ኣብዚ ቅዱስ ቦታ ምስ ቅዱሳን ዝውዓልኩም ,,,,,kulu gedifna natka knkewn eyesus goyta fqadka ykun ❤
@SaraMebrahtom-x7o
@SaraMebrahtom-x7o Ай бұрын
ሰላም ስላም ደቂ ኤረይ ማዓረይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል መዙሙር ተመስገን ኣምላኽ 🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕💕🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@zufanasmalash8012
@zufanasmalash8012 Ай бұрын
God bless them all Eritrean People the Best muzmur ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@kasay67
@kasay67 Ай бұрын
ደብረ ታቦር ቤትካ ፍጹም ጥዒሙኒ ከቶ ኣይውርድን ምሳኻ ይሕሸኒ ። ቃለ ሕይወት የስመዓልና🎉❤ እግዚኣብሔር ዘመነ ኣገልግልትኩም ይባርክ።
@zemenzemeney-zv4xo
@zemenzemeney-zv4xo Ай бұрын
Hade mealti adna temelisna qdus gedamatka nsalemelu gzi yhabena 😢❤ zmare melaekt yesmealna ahwatey tebareku❤❤❤
@TimnitTekle-n6r
@TimnitTekle-n6r Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስመዓልና ስነጥበበኛታት ሃገርና ኣምላክ ምሳኹም ይኩን 🙏🙏🙏
@SelamGuesh-w2b
@SelamGuesh-w2b Ай бұрын
እልልልልልልል ኣሜን ((፫))ዝማሬ መላኣኽቲ የሰመዐልና ክቡራት ኣሕዋትይ ፀጉኡን በረከቱን የበዛሓሉኩም ❤❤👏👏👏
@tewelde9778
@tewelde9778 Ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ብሩካት ኣሕዋት ብፀሎት ኩሎም ቅዱሳን ኣቦታትና ኣምላኽ ይባርኸና።
@FebFeb-w4r
@FebFeb-w4r Ай бұрын
Amen❤❤❤
@ስለዚየ
@ስለዚየ Ай бұрын
ሼር ንበሎ የሕዋት ናብ ኩሉ ይብፃሕ🙏🙏👍👍👍👍👍
@frewenitesfamicael9327
@frewenitesfamicael9327 Ай бұрын
❤❤❤❤ asseyt gedamatna kemu gerkum mflatkum egziabher edmen tienan yhabkum.kulna nabzi qdus beta knmeles kea fqad egziabher ykunelna❤❤❤
@musseteklit2860
@musseteklit2860 Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ ይስማዓልና።እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሕ ስነ ጥበብኛታት ክተሳትፋ ምኽኣልኩም ብጣዕሚ ዝነኣድ እዩ ቀጽልዎ።
@rutgebrezgi2765
@rutgebrezgi2765 Ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላክቲ የስምዓልና እግዚአቢሔር አምላክ ጸጉኡ የብዝሐልኩም
@MillionNetserad
@MillionNetserad Ай бұрын
ቃል ሂወት ይስመዐልና ጎይታይ ካብ ካባካ ተፈልይ ኣይጣዓመኒ እግዝኣቤሄር እቶም ንምካሕ እግዝኣቤሄር ኣብ ንኮዶ መገዲ ማርያም ትሓልወና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ተመሰግን ተመስገን ተመስገን🙏🙏🙏 ኬርሰዓኪ ቃልኪዳን 🙏🙏🙏ኣሜን ኣሜን ኣሜን ተመስገን ተመስገን ተመስገን🙏🙏🙏
@lulyaredae-qt7wv
@lulyaredae-qt7wv Ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመኣልና ጸግኡ የብዝሓልኩም በረኸት ናይቶም ቁዱሳን ኣየፈለየና❤❤❤❤❤❤❤
@niyatyohannes5572
@niyatyohannes5572 Ай бұрын
❤❤❤😌❤️❤️❤️🕊️🕊️🕊️ 💒 amen bitamie libka ztinkif mezmurien akerarban eyu, Bertiu fqurat yihwatey menaseyat 🌺 Zimarie melaktie yismialna 💖.
@FiyoriEstifanos
@FiyoriEstifanos Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላኣክት የስማዓልና❤❤❤
@LemlemLemlemkesetegebreab
@LemlemLemlemkesetegebreab Ай бұрын
Asey zemare melakt yesmalna yhiwatey abet libka ztnkife mezmuru beza Kidkiset bete egazabher kea mefexmta. Yerena fetari ⛪️🫶❤️🙏🏼👏🥹🥹
@Balla291
@Balla291 Ай бұрын
Zebnkum yebarke deki ery Schikoree 🇪🇷🙏🇪🇷
@Zewdiasfeha
@Zewdiasfeha Ай бұрын
Aseyyyy Elllllllll asey zem yehwtey amlak xegu yebzhalkum ,kemzi u melkena nab bitu btbebu gieru ymlesena fetari ,xelot gberulna kea Adna bselam knmles💒💒💒💒❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@fanusakolomarefaine8461
@fanusakolomarefaine8461 Ай бұрын
ዝማሬ መላኢክት የስመዓልና ❤
@bisratg.tensae6989
@bisratg.tensae6989 Ай бұрын
ጸግኡ የብዝሓልኩም 🙏 ኣብ ቤቱ የንብርኩም ልቢ ትትንክፍ መዝሙር 🙏ዝማሬ መላእክት የስመዓልና🙏❤
@beilulcesare9641
@beilulcesare9641 Ай бұрын
Yes Yesus iyu nay Selam nugus nabu ntemt hagherna meretna kfwsyu! Ajiokum ab zemen nisnetna nfetarina mzkar fkaduyu.
@eri9168
@eri9168 Ай бұрын
It's amazing to see all the artists, peace and love, and health to our people and country.May God bless you and us. Amazing mezmur ❤
@eripeople-u6c
@eripeople-u6c Ай бұрын
asey kulakum amlak yhalkum kemzi aynet buzuh sruhu eti hzbi kabakum eyu zmar
@kibromweldetnsae9258
@kibromweldetnsae9258 Ай бұрын
ዝማሬ መልእክቲ የስማዓልና [ ወንጌል ማቴዎስ 17 ] 4 ጴጥሮስ ከኣ ንኢየሱስ፥ “ጐይታይ! ንኣና ኣብዚ ምንባር ጽቡቕ እዩ፥ ፍቓድካ እንተ ደኣ ኾይኑስ ኣብዚ ሠለስተ ዳስ ክሠርሕ፥ ሓደ ንኣኻ፥ ሓደ ንሙሴ፥ ሓደውን ንኤልያስ” በሎ።
@YordanosAfewerki-w3g
@YordanosAfewerki-w3g Ай бұрын
Zmare melaekt yesmalna 🙏🙏🙏
@wegahtarezene6385
@wegahtarezene6385 Ай бұрын
Amen Amen Amen zimare meliakti yesmialna yhwatey xelot nay abotatna yhderena Amen ❤❤❤❤❤
@RahwaRuesom-o5d
@RahwaRuesom-o5d Ай бұрын
Zmare melakt yesimealna Des Zabl yhwat ketslwo ✝️🛐😍🙏🤗
@WehazitSamuel
@WehazitSamuel Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኽቲ የስማዓና 🙏🙏🙏አግዛብሄር ጸጉኡ የብዝሓልኩም የሕዋት
@DebaeLayne
@DebaeLayne Ай бұрын
🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏
@MelakeTedros
@MelakeTedros Ай бұрын
Amen amen amen 🙏 kal amlak yesmana
@AdyamAdu-ji3cx
@AdyamAdu-ji3cx Ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@senayselemun1665
@senayselemun1665 Ай бұрын
Amlak abzihu ybark kum 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@teklitweldemicael4843
@teklitweldemicael4843 Ай бұрын
ልብኻ ትትንክፍ መዝሙር ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ✝️🤍✝️🙏
@Saronmelake-e1r
@Saronmelake-e1r Ай бұрын
🙏🙏🙏
@kiflomerythrane9329
@kiflomerythrane9329 26 күн бұрын
❤❤❤❤🥰🥰🥰🫶🫶🫶👏👏👏
@IzgiaminAndihaynot
@IzgiaminAndihaynot Ай бұрын
Amen amen amen zmare melakti yesmealna xegu yebzhalkum fetari 🙏🙏🙏❤❤❤
@adiamkifle5980
@adiamkifle5980 Ай бұрын
ናይ ብሓቂ ደስ ተብል ዝማሬን እሞክኣ ምስ ናኣሽቱ የሕዋትናን ብምኻና 🙏 ብፍላይ ኣብዚ እዋን ንዓይ ይጥዓመኒ እምበር 🙏💒 ሃይማኖትናን ቤተክርስትያናን ዘረስዕ ንፋስ 🙏💒 ንፋስ ስደት ቤተክርስትያን መዓልታዊ ዘይትረኽበሉ ቐሺ ውን ከምኡ ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ፋሕሕሕ ኢልና ዘለና 🙏💒 ብኸምዚ እንክርኤኩም ዝስምዓኒ ቅዱስ ቅንኢ'ቲ ዝዓበየ ክኸውን ከሎ 🙏💒 በቲ ሓደ ክኣ ጣዕሳ ነብሰ ምትሓት ብኽያትን ካልእን ዩ ንኣካለይ ዝወረኒ 🙏💒 (ምስኡ ይሕሸኒ ) ዶ ክዝምሩ ጸኒሖም ናይ ብሓቂ ናይዛ ዓለም ኩሉ ከንቱ ዩ : ደቂ ሰብ ግና እንዳ ፈለጥና ንጠፍእ ካብቲ ኩሉ ዘለዎ ዓድናን ሃገርናን ምስ ወጻእና ንፈልጦ 💒🙏 እግዝኣብሄር ይመስገን ግን ንኩሉ ዝኽእል ሕያዋይ ጓሳና ኣሎ ምሳና ተመስገገገን ። 🙏💒🙏💒🙏💒 ኦርቶዶክስ ሃይማኖተይ ርስቲ ናይ ኣቦታተይ ንዘልኣለም ክትነብር እያ 🙏💒🙏💒 ገዳማትና ውን ኣይበርሳን እየን ኣለናያ ኦርቶዶክሳውያን ደቃ 🙏💒🙏💒🙏💒🙏💒🙏
@yordanosghirmay8300
@yordanosghirmay8300 Ай бұрын
Zmare melaekt yesmalna ❤❤❤
@kokobnguse5688
@kokobnguse5688 Ай бұрын
Nay behaki kabaka tefelye ayteamen mnbar Nska ika goyta nayti selam mnbar ❤❤❤❤❤ Betey nafikeki
@EdenTesfamichael-y8p
@EdenTesfamichael-y8p Ай бұрын
Degagimka semiaka zeytmno niay si qurub haxiratni. Xegiu yebzahlkum kiburat yahwatey bselam niadna ymlesena 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@ፅጌጋልተዋህዶ
@ፅጌጋልተዋህዶ Ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብራተይ 🥰
@MANE-y7h
@MANE-y7h Ай бұрын
Amen Amen Amen ዘማሬ መልኣክቲ የስመዓልና ኣሕዋተይ🙏🙏🙏
@LiyayeGebremichael
@LiyayeGebremichael 17 күн бұрын
Ahwatey zmare melaekt yesmealna EGZIABIHER bxegeu ykelilkum🙏🙏🙏ab berekan sdetn adin zelena hadish amet nay selam hagos xega bereket ygberelna tewahdo haymanotey ❤️❤️❤️🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@DesuMihreteab
@DesuMihreteab Ай бұрын
Msaka yhsheni aza mezmur gn kem gele giratini ay kalkun zmari melakti yesmalna amin ameni ameni😢😢😢🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@AranshiNebi
@AranshiNebi Ай бұрын
Kal.huwet.yesmana.❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@TibletsDawit
@TibletsDawit Ай бұрын
Zimare melaekti ysmalna betkrtikum yhderena❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@NegasiShishay
@NegasiShishay Ай бұрын
Amen(3) zmarie melaekt yesmealna xegu yebzhalkum fetari kulu alem qexlwo good job.
@aezibgebrehiwet523
@aezibgebrehiwet523 Ай бұрын
Amen amen amen Zmare melakti yesmalna egzabhr nay agelglot zebnlum ybark 🙏🙏🙏
@AmbesaGhebretnsae
@AmbesaGhebretnsae Ай бұрын
Amen (((3))) zmarie melaekt yesmolna ahwatey kemu wen fqur hawna dat Egziabher xegu ybzhalkum ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
@hagerniguse3717
@hagerniguse3717 Ай бұрын
Amen qale hiwet yesmalna Debresina 2 gze keyde nay lbey lemineya nedey ayehferetnn n weda negira asmiratley ❤ l miss so much the Holy places
@yakobtsegayhaile9096
@yakobtsegayhaile9096 Ай бұрын
Aqredti eza medeb btaemi iye zednqekum xubuk srah qexlwo❤❤❤❤❤
@almazkebedom536
@almazkebedom536 Ай бұрын
Kali hiwet yasmalin zemari melkitey yasmalin
@ወዲህዝባዊግንባር
@ወዲህዝባዊግንባር Ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ኩቡራተይ 🙏🙏🙏🙏
@abrishwedi9922
@abrishwedi9922 Ай бұрын
Zimare melaekti yesmaalna ❤
@AbanobFilmon
@AbanobFilmon Ай бұрын
ኣብዚ ቅዱስ ቦታ ሓደ ምዓልቲ ይበጽሕ ይከውን የሕዋት ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩኒ❤
@EldanaMhre
@EldanaMhre Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤️ ❤️ ❤️ ❤️ Egziabher amlak xegiu yebzhalkum edmen Tenan yhabkum fetari 💕💕💕🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@Medrekenan
@Medrekenan 28 күн бұрын
ደረት የብሉን ሓጎሰይ ብዘይ ባካ ኣይጥዓመንን ኣበይ ክጥዕም ኢልክሞ ይሕዋተይ ኦኦኦኦ ኣምላኸይ መሓረና ብጃኹም ክላትና ነዛ ቻበል ንዕብያ
@TsgeDebesay
@TsgeDebesay Ай бұрын
xega Egziabhier ms kulahakum ykun
@MeronTekali
@MeronTekali Ай бұрын
Aseyyy zmare melaekti yesmealna kuburat ahwateyy❤❤❤❤❤
@Wedijosi
@Wedijosi Ай бұрын
ዝማሬ መላእኽቲ የሰማዓልና! ❤❤❤
@MedhanieFantaye
@MedhanieFantaye Ай бұрын
Kab goyta yesus crstos rhiqka meqeret yelen...emebrhan thalikum ahwatey❤❤
@meiyberhane4824
@meiyberhane4824 Ай бұрын
Amen zemara mlakit yesmalna❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Ghirmaytewelde-i4f
@Ghirmaytewelde-i4f Ай бұрын
Zmarie mwlakti yesmana btami xbuq mezmur amlak xega yebzahalkum burukat yehwatna
@AfrikaEritrea
@AfrikaEritrea Ай бұрын
አሰይ አሰይ እዞም ደቀይ ደጋጊመ ምጽጋባ ሲኢነ ንደቀይን ንፈተውተይን ሸር ኢሎሎም ተባረኹለይ አብታ ቅድስቲ ሀገርናን ገዳምናን ኮንኩም ንአምላኽ ምጽዋዕኩም ይስማዕኩም ባዕሉ ፈጣሪ መራሕትናን ሰራዊትናን ሀገርናን ህዝብናን ጽላሉ የንብረልና 🇪🇷🙏🇪🇷
@EdenGebrehiwet-t5k
@EdenGebrehiwet-t5k Ай бұрын
Asseyy ahwatey mearey, abti qudus bota bexihkum beteket ztekafelkum, qenie bhaqi, msu yhishena 🙏 🙏 🙏.
@WezamMedhane
@WezamMedhane Ай бұрын
Temesgen amlakey Anes meglexi seinelkum qalehiwet yesmealna degagime kab msmae aye qarexkun nbatey kqoxaxer aykealkun bhaqi egziabhier amlak xegeu yebzhalkum yehwatey mearey 🙏🙏🙏
@SuziTesfay-qh8ge
@SuziTesfay-qh8ge 7 күн бұрын
❤❤❤ zemra melakti yasmalena fetwat yehwatey 🎉🎉🎉🎉🎉 xgu ybzhlkum egzabiher amlek ❤❤❤❤
@DyanaTeklay
@DyanaTeklay Ай бұрын
Zmarie melakti yesmalan anes qenia 😢❤❤❤❤ sedet koynu botana amlaky abzi kem zbeqa ygberena
እሙን ዓርኪ ልበይ~Emun Arki Lbey~By Zemari Henok Fikadu~New Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur 2024
6:19
መዝሙር ‘ዩ ህይወተይ Mezmur yu Hiwetey
Рет қаралды 4,9 МЛН
Quando A Diferença De Altura É Muito Grande 😲😂
00:12
Mari Maria
Рет қаралды 45 МЛН
BAYGUYSTAN | 1 СЕРИЯ | bayGUYS
36:55
bayGUYS
Рет қаралды 1,9 МЛН
Jan 17/2025 ሓድሽ እገዳ ተኣጊዱ ሪከርድ ተሰይሩ
30:53
Filfil Tv ( ፍልፍል ቲቪ )
Рет қаралды 16 М.
እንክብለኪ Enkbleki New mezmur by Ze.Temesghen and Ze.Bahrawit
6:58
NEW ERITREAN ORTHODOX MEZMUR ( AUGUST 2017 )  / ብልጽቲ ህያብ / bilxti hiyab
6:14
DNKUAN HAGOS / ድንኳን ሓጐስ /
Рет қаралды 3,6 МЛН
Quando A Diferença De Altura É Muito Grande 😲😂
00:12
Mari Maria
Рет қаралды 45 МЛН