ብዙሓት ኣርቲስት ዝተረከብሉ መርዓ ምስ ውግኣት ሰራዊት ትግራይ amazing wedding video

  Рет қаралды 43,037

GZ Habesha Media

GZ Habesha Media

Күн бұрын

Пікірлер: 370
@ትግራይእዩደመይTDF
@ትግራይእዩደመይTDF 8 ай бұрын
ትጋሩዋይ ኣበይ እኒአኩም ነዞም ጀጋኑና ላይክን እንኳዕ ብርሃን ራኣኩም ንበሎም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@dawttigrawy6582
@dawttigrawy6582 8 ай бұрын
ተጋሩዋ ላይክ ሃብዎም አቤት ሓቦ❤❤😢😢😢
@العنود-ز7ك
@العنود-ز7ك 8 ай бұрын
አብየ አረጋዊ ልባማት ሓዳርኹም ይበረከ ተጋሩዋኒ ፁሩያት ❤❤❤❤❤
@ትግራወይቲ-ዠ9ጨ
@ትግራወይቲ-ዠ9ጨ 8 ай бұрын
ሩሑስ ጋማ ተጋሩዋኒ♥️🥰 ክብርን ሞጎስ ንሰማኣታትና😢
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 8 ай бұрын
ኣሰይይይይይይ ፀጉኡ የብዘሐልኩም መራዓ አብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም ብጣዓሚ ደሰ ባሃሊ ጀማሮ እዩ ግነ እዘን ሓደ ሓደ ተጋደለይ እንተቡልኒ ንባዓት ዘቀደመኒ ዘበላሰ ከምዚ ገይረን በተግባራ ተዘኩን እዩ እንበረ ብሓቂ ካ ንባዓት ዘቀደመካ እንተኮነ መሐከሚ ሰኢንም እንተሳቀኑ እንበረ ናይ ተጋደለይሰ በከመይ ገይረካ ዉኡለቱ የመለሰ ይኩን😢
@ኣፀደ
@ኣፀደ 8 ай бұрын
ሓሳብኪ ሓሰበይ እዩ ብተግባር እኮ ቆላሕ ዝብሎም የለን😢
@selamyamenemh1100
@selamyamenemh1100 8 ай бұрын
አብየ &አረጋዊ ልባማት ሓዳርኹም ይበረከ ተጋሩዋኒ ፁሩያት🤲🤲❤❤❤❤
@ኣፀደ
@ኣፀደ 8 ай бұрын
ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም❤ ፍቅርኹም ይብዛሕ❤❤❤
@ሙሉእሰላምይግበረልና
@ሙሉእሰላምይግበረልና 8 ай бұрын
ኣሕዋትና ተሰዊኦም እዮም መንግስተ ሰማይ የዋርሶም 😢😢😢😢😢😢😢
@HlftiGrazihar
@HlftiGrazihar 8 ай бұрын
ኣጀኪ ማዓረይ ጅግንነት ሰሪሖም እዮም ተሰዊኦም
@ሙሉእሰላምይግበረልና
@ሙሉእሰላምይግበረልና 8 ай бұрын
@@HlftiGrazihar ንሱ ሓቅኪ ግን ኣብ ሰደት ከይንካ መርድእ ምስማዕ ብጣዕሚ እዩ ከቢድ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣካእሎ ይሃበና ንዐኦም እውን መንግስተ ሰማይ የዋርሶም
@YourLocalCamera1229
@YourLocalCamera1229 8 ай бұрын
❤❤❤
@RahelGebrehwet
@RahelGebrehwet 8 ай бұрын
አጆና ማዓረይ ክላትና ሓደ አይንኩን ክንትኮኦም ኢና ንስማእታትና መንግስተ ስማያት የዋርሶም 😢😢 ንተመርዓውቲ ርሑስ ጋማ. ወሊደኩም ሳዓሙ ❤❤❤
@annopyjvvcfhtuo536
@annopyjvvcfhtuo536 8 ай бұрын
ፍቅርኩም የብዝሓዮ ሓዳርኩም ይባረክ ተጋሩይ ሰስኑለይ🙏🥺
@medhin8187
@medhin8187 8 ай бұрын
ዋዉ ኣቢ & ኣረጋዊ እንኳዕ ደስ በለኩም ደስ ይብል ዕድመ ይሃብኩም ❤ GZ habesha ኣብቲ ኣርእስትኹም እቶም ጀጋኑ መረዑ ስሞም ተትጠቕስዎም ግርም ኔሩ ። ስለዘቕረብኩምልና Thanks ❤
@ጓልገራዓልታ-ዘ5ዸ
@ጓልገራዓልታ-ዘ5ዸ 8 ай бұрын
ርሑሰ ጋማ ይግበረልኩም ጀጋኑ አሕዋተይ 💝💛 ንሰዋኣትና ጀጋኑ ለ ዘለኣለማዊ ክብርን ሞጎሰን ይኩን😢
@Merry-r2r3t
@Merry-r2r3t 8 ай бұрын
መራዓ አብራሃምን ሳራን ይግበሪልኩም ጀጋኑ ደቂ ትግራይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Ngsti518
@Ngsti518 8 ай бұрын
ኣሰይ ዘም ኣሕዋተይ የክብረለይ ከምቲ ኣሕትና እዮም ኢልኩም ምስ ጀጋኑና መርዓኩም ብምሕላፍኩም ብጣዕሚ እዩ ደስስ ኢልኒ ኣቢተይ ኣረጋዊ ብርሃን ተዓደሉ ልዕሊ ቃላት ኢኩም❤ከምቲ መርዓኩም የርእየና ዉላድኩም ዘም ጀጋኑዋይ🎉❤🎉ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም
@SgSh-u4o
@SgSh-u4o 8 ай бұрын
መራዓ ኣብራሃምን ሳራን ይግበረልኩም ጀጋኑ ደቂ ትግራይ❤❤❤🎉🎉🎉
@aasaas7284
@aasaas7284 8 ай бұрын
ኣቢተይ💞 ኣርየዋይእንኻዕ ደስ በለኹም ውላድኹም የርእየና የሕዋተይ ፅሩያ ለባማት ምስ ብፀትኹም ጀጋኑ በጃኹም ተጋሩ የሕዋተይ ነተባበዐዮም ሳብስኽራይብ ላይኽንግበረላ ሚድያኣ ነዕብዮ ብሽም TDFላይኽ ርኢቶ ኣይነውሕደላ ኣብየዋይ ፅሪቲ ዋዕሮና🙏❤❤❤❤
@HlftiGrazihar
@HlftiGrazihar 8 ай бұрын
ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ኣቡየይ &ኣርየይ ጀጋኑ እኩም ሓዳርኩም ይባረክ ውለድኩም ድማ የርእየና❤❤❤💖💖💖
@mghsw3508
@mghsw3508 8 ай бұрын
ኣቤ &ኣሬየ ለባማት ሓዳርኩም ይባረክ👏👏👏💒💍💍💕💕💕💕💪
@የኣብነገብረመንፈስቅዱስል
@የኣብነገብረመንፈስቅዱስል 8 ай бұрын
ኣቢየዋይ&ኣርየዋይ ሓዳርኩም ይባርከልኩም ኣምላክ ለባማት ኣሕዋተይ 💚🥰💐
@SlamDgjkj-ml7xy
@SlamDgjkj-ml7xy 8 ай бұрын
ሩሑስ ጋማ ይግበረሎኩም ❤❤❤ ክብርን ሞጎስ ንሰማእታትና😢
@BirenaዕጣንቤትL-veme
@BirenaዕጣንቤትL-veme 8 ай бұрын
ቃል ኪዳንን ኣብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም ኣሕዋተይ ፈረይትን ፀገይትን ኩኑ❤❤❤
@hgf6568
@hgf6568 8 ай бұрын
ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም አሕዋተይ ንጀጋኑ ስምእታትና ክብርን መጎስን ይኩን❤❤❤
@አስራተድንግል
@አስራተድንግል 8 ай бұрын
ኣሰይይይይ ጀጋኑ እግዚአብሔር አምላክ ሓዳርኹም ይባርክ ፈረይትንፀገይቲን ኹኑ ብሩኻተይ❤❤❤❤❤
@ግሬስ-ሠ5ለ
@ግሬስ-ሠ5ለ 8 ай бұрын
ምዕንታ እዞም ጀጋኑ ናኣና እሎም ኣካሎም ዝጎዶሉ እልኩም ላይክ ሸር በሉዎም ክብርን መጎስን ንጀጋኑና ኣኔስ ብንብኣት ጅምረ ብንብኣት ወድኣዮ 😢😢ሰላም ንህዝብና ሰላም ንትግራይና ኣበዋይ ወልድኩም ሁቖፉ ❤❤❤ናይ ባሃቂ ልባማት እኹም ደቂ መን ሙኻንኩም ኣመስክርኩም ትግራይ ንቅድሚት🎉❤❤❤❤
@ጥዕምቲጓልተዋህዶ
@ጥዕምቲጓልተዋህዶ 8 ай бұрын
ርሑሰ ጋማ ይግበረልኩም ተጋሩዋይ❤🥰 ክብርን መጎሰን ንሰማእታትና😥😥😥😥
@ArodoAkile
@ArodoAkile 8 ай бұрын
ሚዘረይ ጅግና መዘና አልቦ❤❤❤❤💛💛
@ሚሊየድንግልማርያምልጅነኝ
@ሚሊየድንግልማርያምልጅነኝ 8 ай бұрын
ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ጀጋኑና❤ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስዋኣትና😥
@ፍቅሪ-ፈ8
@ፍቅሪ-ፈ8 8 ай бұрын
ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ፁሩያት 👸 🤴❤🎉 ክብርን ምጎስን ልሰማእታትና
@TirhasTirhas-z5e
@TirhasTirhas-z5e 8 ай бұрын
ሩሑሰጋማተጋሩዋኒ❤❤😂ክብርንሞጎሰንሰማኣታትና😢😢😢
@brllabay3842
@brllabay3842 8 ай бұрын
ርሑስ ጋማ መርዓ አብራሃምን ሳራን ይግበረልኩም እግዚአብሔር አምላክ አሕዋተይ❤❤❤ ክብርን ሞጎስን ንዓኩም😢
@Channel-qe9mn
@Channel-qe9mn 8 ай бұрын
ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ቃል ብተግባር አባኪ ሪአ ብሓቂ ጀጋኑ ዞምሓተይ ❤❤❤❤
@lemlemgaltigray2715
@lemlemgaltigray2715 8 ай бұрын
ሩሑስ ጋማ ይግበረሉኹምኣቱም ጀጋኑ ኹሉ ይግበኤኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም❤ ሳላኹም እዩ እዝ ልረኤኹ😢
@ugf3057
@ugf3057 8 ай бұрын
ሓዳርኹም ይባረኽ ውላድኹም የሪአና ኣሕዋተይ❤❤❤
@ArodoAkile
@ArodoAkile 8 ай бұрын
ሓዳርኩም ይባረክ ሓልውቲ ህዝቦምን ዓደምን🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@ishakali2915
@ishakali2915 8 ай бұрын
መልካም ጋብቻ ኣቤዋ❤ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስኣእታትና😢
@MaMa-el7jq
@MaMa-el7jq 8 ай бұрын
ውፃኣት ማዓት ዞም ኣሕዋተይ ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም❤
@ማርያመይኣዶፍቅሪ
@ማርያመይኣዶፍቅሪ 8 ай бұрын
ኣሬዋ& ኣቤዋ ሓዳርኩም ይባረክ ፍቅርኩም የብዝሓዮ🙏🙏🙏❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@hhoo4778
@hhoo4778 8 ай бұрын
ጀጋኑ ዕድመን ጥዕናይ ይሃብኹም❤❤❤❤
@ማርያመይኣዶፍቅሪ
@ማርያመይኣዶፍቅሪ 8 ай бұрын
ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ክቡራት ጀጋኑ ኣሕዋትና መርዓ ኣብርሃም ሳራ ይግበረልኩም 🙏❤❤❤❤❤
@Haregte
@Haregte 8 ай бұрын
ሩሑስ ጋማ ይግበረልኹም ፈረይትን ፀገይትን ይግበርኹም ጀጋኑና ❤❤❤🌷🌷🌷🌷🤲
@Madina-q1p
@Madina-q1p 8 ай бұрын
❤❤❤ዋወወ እንቃዕ ድስስ ብልኩም መርዓ አብርሃምን ሶራን የግብረልኩም🎉❤❤❤
@gzedhabesha
@gzedhabesha 8 ай бұрын
ሰላም ክቡራተይ ኣዚ ናይ ኣቤ you tube እዩ ሳብስክራይብ ብምግባር ተጋበዙለይ ሰላም ❤❤❤❤ youtube.com/@abemizer?si=RZiHc03EnZENoBgN
@barcoteabenet1511
@barcoteabenet1511 8 ай бұрын
ከዛ እሳት አውጥቶ ለዚህ ቀን ያበቃቹህ ጌታ ኢየሱስ ይመስገን ደስ ብሎናል ደስ ይበላቹህ ተጋሩ ዘመዶቼ
@weldegiorgistsegay6341
@weldegiorgistsegay6341 8 ай бұрын
ክብረት ይሃብኹም ፍፁም ደስታ ይግበረልኹም።
@LeatishLeatish
@LeatishLeatish 8 ай бұрын
ርሕስ ጋማ ይግበረልኩም ተጋርዋይ ፅርያት🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏ሓዳርኩም ይባረክ🙏🙏❤❤❤❤❤
@ArodoAkile
@ArodoAkile 8 ай бұрын
ውለዱ ክበዱ ንዘላለም ምንም አይንካእኩም አሕዋተይ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🤴👸🤴👸🤴👸🤴👸🤴🤴🤴👸🤴👸🤴👸🤴👸🤴👸🤴👸🤴👸🤴👸
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 8 ай бұрын
ኣቡየይ ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም. ❤ኣቱም ጀጋኑ❤❤❤❤❤
@ነብያትሃይሉ
@ነብያትሃይሉ 8 ай бұрын
ርሑሰ ጋማ ይግበረልኩም ዞም ጀጋኑ አሕዋተይ❤❤❤
@ካሓሲትማሓዛካሓሲት
@ካሓሲትማሓዛካሓሲት 8 ай бұрын
ኣሰይ ብርካተይ ሓዳርኩም ይባረክ❤
@salmasalm8448
@salmasalm8448 8 ай бұрын
ሩሑስ ጋማ ይግበርልኩም ጀጋኑ አሕዋትና ❤❤❤
@AsAs-wz8cv
@AsAs-wz8cv 8 ай бұрын
ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ሓዶርኩም ይባረክ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@ፍሸክታኣምለይ
@ፍሸክታኣምለይ 8 ай бұрын
ጀጋንና መርዓ ኣብራሃን ሰራን ይግበረሉኩሙ ሓዳሩኩሙ ይባረክ 🙏🙏🙏🙏
@hiwetwelay1684
@hiwetwelay1684 8 ай бұрын
ርሑስ ጋማ ጀግው ክብረ ይግበአኩም ዝእሓተይ መርዕ አብርሃም ወሳራ ይግበረለኹም❤❤❤❤
@lemlem4809
@lemlem4809 8 ай бұрын
😢ክብረት ይሃብኩም ዞሞ ሓተይ ፈረይትን ፀገይትን ኩኑ ❤❤🎉🎉🎉🎉
@AsAs-v9c
@AsAs-v9c 8 ай бұрын
አቤዋይ አንዃዕ ደሰ በለኹም ጀግኑ መርዓ አብራሃምን ሳራን ይግበረልኹም
@DdFfgh-f3k
@DdFfgh-f3k 8 ай бұрын
ጆጋኑ እንካዕ ናስዚይ ኣብቀዐኩም❤❤❤😢😢
@ፍቅሪእዩእምነተይ
@ፍቅሪእዩእምነተይ 8 ай бұрын
ኣሰይ ኩቡር ሰብ መጠን ነብሱ የኽብረካ ኣቢ @ ኣሬ ሓዳርኩም ይባረክ 🥰🥰🥰 እፍፍ ሓጎስ እውን የንብዐካ እዩ 🥺😥 ኩሉ ከማኹም ተትኾን 🤲❤❤❤
@ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB
@ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB 8 ай бұрын
አሰይ ጀጋኑና እንኳዕ ተረፍኩም ብኣኩም ንሕበን ወድነይ ውን B😢ብፆሎትካ ይመርዐለዎ ወልድኩም የርእየና ጎተተይ ፍቅርኩም የብዘሐዮ❤❤❤❤
@lilawit
@lilawit 8 ай бұрын
ርሑስ ጋማ ይግበረልኹም ኣሕዋተይ🎉❤❤
@ንግስቲነብሳትግራወይቲ
@ንግስቲነብሳትግራወይቲ 8 ай бұрын
ኣሰይ ዞም ኣሕዋተይ ከምዙይ ገይሩኩም ንዞም ስለ ዘክበሩኩሙልና ክቡሪ ይዓድልኩም ❤❤❤ ኣቢዋይ ሓዳሩኩም ይባረክ
@GlaDesta-f2r
@GlaDesta-f2r 8 ай бұрын
ሓዳርኩም ይባረክ ቡሩካተይ ሩሑስ ጋማ ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@Hiwet-v5k
@Hiwet-v5k 8 ай бұрын
Maryam ለባማት ኣሕውት ሩሕስ ጋማ ይግበረልኩም 🎉🎉🎉❤️❤️❤️❤️❤️❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@KbromHadera-hn1sy
@KbromHadera-hn1sy 8 ай бұрын
ተረፍ መስዋቲ እንኮዕ ደስበለኩም።ለባማት❤❤❤❤
@ሂዊጋልአሕፎሮም
@ሂዊጋልአሕፎሮም 8 ай бұрын
ጀጋኑና መርዓ አብራሃም ሳራ ይግበርልኩም እንካዕ ናብዚ ኣብቀዕኹም ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🎉🎉♥️♥️♥️♥️
@ትግራወቲ
@ትግራወቲ 8 ай бұрын
ዋው ደስ በሃልቲ ደቂ ስፈረይ ስለ ዝርአኩኩም ድማ ደስ ኢልኒ ❤
@ssll7812
@ssll7812 8 ай бұрын
ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ለባማተይ❤❤❤
@YoDaha
@YoDaha 8 ай бұрын
እግዚአብሔር ሓዳርኩም ይባርክ ብሓቂ ለባማት ኢኩም ውላድኩም የሪአና
@ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የ
@ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የ 8 ай бұрын
አቤዋይ እንዃዕ ደስ በለኹም ጀግኑ መርዓ አብራሃምን ሳራን ይግበረልኹም 🙏💘💘🙏
@AbduAbdu-wf9fb
@AbduAbdu-wf9fb 8 ай бұрын
መርዓ ኣብርሃን ሳራን ይግበረልኩም❤❤❤❤❤❤
@selamhintsa6079
@selamhintsa6079 8 ай бұрын
ጀጋኑና እንኳዕ ደሰ በለኩም🙏🎉🎉❤❤🎉❤❤
@BreFekr
@BreFekr 8 ай бұрын
ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ትጋራዋይ ምቅራተይ አስይይይ 🇨🇳💯✌👌✌እስኪ ብሰም tdf 👍👍👍
@HanaAli-hz2vm
@HanaAli-hz2vm 8 ай бұрын
መርዓ አብራሃን ሳራን ይግበረኩም ተጋደልቲ አህዋተይ ጀጋኑና❤
@ደሰታጓልሃገረትግራይ
@ደሰታጓልሃገረትግራይ 8 ай бұрын
ሓዳርኩም ይባረክ ዞም ኣሕዋተይ❤🎉
@BealaNaif
@BealaNaif 8 ай бұрын
ኣቤ ዬ እንኳዕ ደስ በለኪ መርዓ ኣብረሃምን ሳራን ይግብረልኩም💊💘💘💊💘💘
@LemlemMarkos-sk7ki
@LemlemMarkos-sk7ki 8 ай бұрын
አቤን አረጋዊ እንኳዕ ደስ በለኵም ሐዱርዅም ይባረኽ ❤❤❤
@mebrihitkidanu16
@mebrihitkidanu16 8 ай бұрын
ርሑሰ ጋማ ይግበረልኹም ኣሕዋተይ❤❤🎉🎉
@MiliMillan-u6r
@MiliMillan-u6r 8 ай бұрын
መርዓ ኣብረሃምን ሳራን ይግበረልኩም🙏🙏🙏
@binyam1578
@binyam1578 8 ай бұрын
TDF 🎉🎉ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም እቡበይ ኤልሱ ዋዕሮ እንቃዕ ሐጎሰኪ ንኩሉኩም 🕊🔔🔔🔔🎉🎉🎉☔️💒🌻😇🥂🍾💐✌🏻🇨🇦
@aasaaaa3761
@aasaaaa3761 8 ай бұрын
ቃል ኪዳን ኣብርሃምን ሰራን ይግበረልኩም ❤❤❤
@Albaadallbadr
@Albaadallbadr 8 ай бұрын
ተጋሩዋይ ኣቤተይ ለባም❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@marrymarry825
@marrymarry825 8 ай бұрын
እሰይ ለባማት ደቂ ህዝቢ ክብሪ ይሃብኩም ❤️❤️❤️🌹🌹🌹
@adearoShire
@adearoShire 8 ай бұрын
Congratulations 🎊 👏 to our sister Abeba tesfay God bless full respect to all our hero's 🙏 ❤️
@Tgerryjhgigucofouoxhgxicyyc
@Tgerryjhgigucofouoxhgxicyyc 8 ай бұрын
ሩሑስ ጋማ ይገብረለኩም እስይይይይ እልልልልል❤🎉🎉🎉ክብረን መጎስን ነሰማኣተተንና♥️♥️♥️♥️♥️♥️🥰🥰
@ArodoAkile
@ArodoAkile 8 ай бұрын
ዘላለማዊ ክብሪንሞጎስን ንጀጋኑና😢😢😢😢
@kbkejivjr3601
@kbkejivjr3601 8 ай бұрын
ተባረኩ ውለዱ ክበዱ ለባማት አበየይ አሬ ምዓረይ ፍትዉቱው ኢና ነብለኩም ግርማ ትግራይና ♥️🌹
@dgvh7060
@dgvh7060 8 ай бұрын
ዋው አቢየየይ ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ❤❤❤
@Amuጓልክልተኣውላዕሎ
@Amuጓልክልተኣውላዕሎ 8 ай бұрын
ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ፅቡቃት❤❤❤❤🎉🎉🎉
@CelFie-dp5wg
@CelFie-dp5wg 8 ай бұрын
ልባማት ሓዳርኩም ይባረክ ተጋሩዋኒ❤❤❤❤❤😢😢
@تقرايحبشي-ل7ل
@تقرايحبشي-ل7ل 8 ай бұрын
ሩሑሰጋማይግበረልኩምብሩካተይ❤❤❤❤❤
@عليعبده-ش9ر
@عليعبده-ش9ر 8 ай бұрын
አሰይይይይ ፀጉኡ የብዘሐልኩም መርዓ አብራሃምን ሳራን ይግበረልኩም አሕዋተይ 🙏❤💐💐💐💞💞💞
@lemlemhatsey2470
@lemlemhatsey2470 8 ай бұрын
Egziabiher hadarkum ybarkelkum❤️
@KkM-zb4mp
@KkM-zb4mp 8 ай бұрын
ሚርዓ ኣብራህም እና ሳራ ይግረልኩም ብኣሚላክ ንክትሚርዐዩ ስለዚተፈቀደ እዩ ካብ ኩናት ዚተረፈኩም ኩናት መጨራሻኡ ይኩን ሓድሽ ካብ ሱዑዲ
@FgfGgg-e7o
@FgfGgg-e7o 8 ай бұрын
ሩሑስ ጋማ ይጉበረልኩም ተጋሩዋ❤❤❤❤
@brhanhaylu1015
@brhanhaylu1015 8 ай бұрын
rhus gama ygberelkum abiway hadarkum ybarek🙏🙏🙏
@NebiyatAwalom
@NebiyatAwalom 8 ай бұрын
ኣቤ ዬ እንኳዕ ደስ በለኪ መርዓ ኣብረሃምን ሳራን ይግበረልኩም❤❤❤❤
@samer-wh6rk
@samer-wh6rk 8 ай бұрын
ኣቢየይይ ፅሪት ጅግና ዋዕሮ ሰራሒት ቅያ እንካዕ ደስ በለኪ ሙልእ ብርሃን ይግበረልኪ ቃል ኪዳን ኣብራሃምን ሳራን ይግበረልኪ ዝሓፍተይ❤❤
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz 8 ай бұрын
እንቋዕ እስኸ ናብዙይ ኣብቀዐኹም የሕዋተይ❤😢🥳
@ዓጋመዓደይማይዳወሎዋሎ
@ዓጋመዓደይማይዳወሎዋሎ 8 ай бұрын
እንኳዕ ብርሃን ረአኩም ጀጋኑና ሩሑስ ጋማ ይገበረልኩም😍🥰
@JrddHgfc
@JrddHgfc 8 ай бұрын
ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@selamburuk
@selamburuk 8 ай бұрын
ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ብሩካተይ❤🎉🙏
@ይኩነኒበከመትብለኒ
@ይኩነኒበከመትብለኒ 8 ай бұрын
እንኳዕ ብርሃን ረኣኹም ብሩኻተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Мясо вегана? 🧐 @Whatthefshow
01:01
История одного вокалиста
Рет қаралды 7 МЛН
Beat Ronaldo, Win $1,000,000
22:45
MrBeast
Рет қаралды 158 МЛН
"ንበላዒ ዝተውሃበት ምስክነይቲ ህፃን!"
21:38
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 41 М.
Мясо вегана? 🧐 @Whatthefshow
01:01
История одного вокалиста
Рет қаралды 7 МЛН