𝐄𝐑𝐈𝐒𝐀𝐓: ባህልን ሕብረተሰብን ብሄረ ትግርኛ፣ ምስ ጸሓፊ፡ መምህር በየነ ቀላቲ | Author Beyene Qelati

  Đ ĐľŃ‚ қаралды 15,054

ERISAT

ERISAT

Күн бұрын

Пікірлер: 122
@biniamberhe7810
@biniamberhe7810 Жыл бұрын
Thank you Memehr Beyene. መም. ሓደ ከም አብነት ወለዲ እዩ ፣ ደቁ ብስነምግባር ዘዐበየን ሀረኩት ወላዲ። ዐድመን ጥዕናን ይምነይልካን።
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ Жыл бұрын
ጽቡቅ መደብ ንመምህርና ብዙሕ ግዜ ከተምጻልና ንምሕጸን❤🎉
@napoleongherezgiher902
@napoleongherezgiher902 Жыл бұрын
መምህር በየነ ሓደ ካብቶም ጸዋር፡ ንፉዕ ኣብነታዊ፡ ኣብ ሂወትና ብዙሕ ይጽበየና ከም ዘሎ ከይተሓለለ ዝጽዕር ዝነበረ ሃብታም ተመኩሮ መምህር ቤት ትምህርቲ ጥልያን እዮም ኔሮም ❤❤❤
@Weldatfese
@Weldatfese Жыл бұрын
እዞም ብሩኽ ኣቦይ ደስ ኢሉኒ ሰሚዐዮም፡ ዓቢ መምህር፡ ፍላስፋ ርጡብ መበቁላዊ ፍልጠትን ኣዘራርባን ኮይኑ ረኪበዮ። መምህር ማለት ኩሉ ምኳኑ ኣቦና በየነ ቀላቲ ምስክር ኣብ ዓይንና።
@wedkebri8729
@wedkebri8729 Жыл бұрын
Great massage god bless you him
@yemanenegash3694
@yemanenegash3694 Жыл бұрын
ኤረ ሳት ክመስጌነኪም ከም በዓል መምህር በየነ ዚአመሰሉ ምምጻእ ኩም ጹቡቅ ኢዩ ብዙሕ መጸሐፍ ናይ መምህር በየነ አንቢበ አለኩ I really appreciate I learned so many things ❤❤❤🙏🙏🙏
@wuhbetnatey8325
@wuhbetnatey8325 Жыл бұрын
ኳኣኣኣኣዝዩ መሳጢ
@wuhbetnatey8325
@wuhbetnatey8325 Жыл бұрын
ምሉእ ጥዕናን ነዊሕ ዕድመም ይምነ።
@wuhbetnatey8325
@wuhbetnatey8325 Жыл бұрын
ብሩኻት ኢኹም ኩሉኩም።
@debessaiseghid2063
@debessaiseghid2063 Жыл бұрын
Thanks so much for both of you
@praiselordamen4328
@praiselordamen4328 Жыл бұрын
መምህር በየነ ብሐቂ መምህር አቦ ኤርትራውያን ❤🇪🇷👏🏻💯💯
@AT-ut7yx
@AT-ut7yx Ай бұрын
Agree proud of him❤❤❤❤
@BINIAMHABTEofficial
@BINIAMHABTEofficial Жыл бұрын
I appreciate you teacher Long Live and healthy thank you.❤❤❤❤❤
@anedo3886
@anedo3886 Жыл бұрын
Minute 26 * is very truth and honest explanation, the whole interview is pure class, please bring him often as he is ንኤርትራውያን ዝውክል ብሱል መምህርን ኣቦን፣ ብስርዓት ህግደፍ ኣዝዩ ዝጎሃየን ዝተበደለን ዜጋ
@estifanosmassias686
@estifanosmassias686 Жыл бұрын
Thanks Henok and thanks memhr Beyene very constructive
@selamtesfay426
@selamtesfay426 Жыл бұрын
Hi Henok God bless you for everything you do. I can see you you don't had enough sleep it shows in your eyes but you are sacrifices for your people. Thank you so much and God bless you and he will give you the strength. Tebarek niakan nbetka goita yhalukum bkulu never Sima tsega yebzhala.
@debessaiseghid2063
@debessaiseghid2063 Жыл бұрын
Great man of century with self actuality
@alganeshasfaha3525
@alganeshasfaha3525 Жыл бұрын
Thanks Mr Beyene for witnessing the background of Eritrean and Eritrea and also for your efforts to write three books I congratulate you bless your heart ❤
@jemalnegash3124
@jemalnegash3124 Жыл бұрын
መምህር በየነ ቀላቲ ካብ ኩቡር ሰብ ኩቡር ፍልጠት ሰሚዕና ጥዕና ዕድመ አይፈለይኩም
@OgbaiZera
@OgbaiZera Жыл бұрын
መምህር በየበ ቀላቲ ናይ ብሓቂ ለባም ምቕሉል ሰብ መምህር ቅኑዕ፡ ግሉጽ ኣስተምህሩ ሂቦም። እዞም ብትዕቢትን ኣጉል ዕንደራን ዝስከሩ መራሕቲ ሻዕብያ ንባዕዳዊ መግዛእቲ ኣብ ወተሃደራዊ ግጥምያ'ካ እንተተዓወቱ። ኣብ ምሕደራ ህዝቢ እቶም ቀንዲ ኣገደስቲ መሰረታዊ ነገራት ህዝባውን ባይታውን፡ባህላውን፡ ክብርታትን ብባይቶ ስድራ ቤትን ዓድን ብምፍራስ ንሕና ዝበላካ ግብር ዝብል ከንቱ ዝላ ዕንደራ ብምጅማር ብኩናት ዝብስበሰ ትምክሕቲ ብእነነት ዝተጥቕዔ መሰረተ ቢስ ኢ ህዝባዊ ኣብ ስልጣን ምዕትዓት ስለ ዝድሃቡ፡ካብቲ ሓደ መንደቕ ናብቲ ሓደ መብደቕ ንህዝብን ሃገርን ኮለል ክብልና ይርከቡ። እዚ ና መምህር በየነ ቅርላቲ ጻልጣ ንጹር ጽፁይ ትምህርት ኣዝዩ ኣገዳዳን መዋጽኦ ሃገርና ጥሒላቶ ዘላ ወድቀት ንምትሳኣ ዝሕግዝ ንኡድ ትምህርቲ'ዩ ብምካኑ ህዝብና ብታሕጋሳን ንመጻሕፍቶም ከንብቦ እላቦ። መም ወቃቤኩምውን ናብትን ናብዝን ሸብዳዕዳዕ ዘይብል ኣብ ዘላ ሃገርናን ቀጽልነታን ዝድሃበ ኩውንነት ዘትከለ ብምካኑ ንኡድ 100% ሂበኩም ኣለኩ። ክማካትኩ ኣብ ክንዲ ጉዳይ ኤርትራ ብዛዕባ ጎረባብትና ጽውጽዋይ ክንግሩና ዘየከ ሃገር ክስርሑ፡ዝህቅኑ ምሁራት ዝባሃሉ ንዕዛብ ኣሎና። ኣይፋልኩምን ጉዳይና ነቕድም "ኣዲእ ገዲፋስ ሓትንኣ ትናፍቕ" ካብቶም ዝርግጹናን ዝርግጹናን ዘለዉ ጉጀከ ወልቀ መላኪውን ንሶም ትግራዎት ኢና ክብሉ ከለዉ ኢሳያስ ድማ ኢትዮጵያውያን ኢና ክብል ከሎ እቲ ፍልልዮም ኣበይ እዩ ዘሎ ናይ ስልጣን ዘይምሓዝ ጥራይ ምካኑ ህዝብና ክስቆሮ ኣለዎ። ንንጹርን ኤርትራዊ ተገዳስነትኩም ህግድፍ ክብለኩም የብሉን። ብርትዑ ኢድመን ጥዕናን ሄኖክ ድማ ሕልፍ ዝበልካ ዋሓለ ጋዜጠኛ። ኣብዘለና ሃሊና ንሕሰብ ብሃገርና ብህዝብና። ኣብ ርእሲ እዛ ኤርትራ ሃገርናን ህዝብና ዝካየድ ውድዲትን ውስልትናን ሎሚ ክንቃወሞም ኢና። ጋደ ቃንቃ ሓደ ቁኖ እንዳበልካ ሸቕት ይትርፍ። ኣነ ትግርኛ ዋላ ይዛረብ ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ትግራዎት ከም ጊረባብትን ጸገም ዝባሃል የብለይን ትግራዋይ ሽየ እንተ ኢለ ኢትዮጵያዊ እየ ማለት እዩ። ወረራ ሻኢብያን መሻርኽቱን ኣርእሲ ከበባ ትግራይ ብልቢ ካብ ዝቃወሙ እይ። ኣነውን ቅድሚ ትግራይ ወየንትን ትግራይ ካብ ገዛእ መሬትይ ተስጉጎ ምካነይ እፈክጥ እየ። ጎርብትናይ ዝምድናይ ንስ ትግራይ ይኩን ምስ ኩሉ ጊረባብተይ ድማ ክክበር ኣለዎ። ፖሎቲካዊ ፕሮፖጋንዳ ዕጥራን ኔው ንብሎ።
@sy5545
@sy5545 Жыл бұрын
👌🏽I agree with professor Beyene. Our parents were telling us they grew up with law & rules. Justice were thee overall though did not have much education…it was an impressive society before this 30 yrs
@issacs5708
@issacs5708 Жыл бұрын
መምህረይ ብሓቂ መሃሪ: ቀላሲ: ኣነቓቓሒ: ከምኡ ውን ኣተባባዒ ትምህርቲ ሂብኩምና። እግዚኣብሔር ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም።
@teklewoldemichael9167
@teklewoldemichael9167 Жыл бұрын
Very intelligent person please bring him back
@zachariaswoldemichael5068
@zachariaswoldemichael5068 Жыл бұрын
Great educator!
@mussiegebreyouhans1160
@mussiegebreyouhans1160 Жыл бұрын
ኣታ እዛሃገርና እባ ተስፋ ኣለዋ ኢዩ። መምህር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ኤሪሳት ድማ ከምዚኦም ዝበሉ በላሕቲ ሙሁራት ብምቕራብ ንህዝብና ኣተሓሳስብኡ ንምዕባይ ይሕግዝ ኢዩ።
@greytekl
@greytekl Жыл бұрын
very Good inteligent Thanks very much teacher and . Henog . Thanks Tenmahirma
@samsomyohannes2151
@samsomyohannes2151 Жыл бұрын
እዚኦም እኢዮም ኣቦታት ኩርዓት ይስምዓኒ🎉🎉❤❤❤
@mwufuybright1188
@mwufuybright1188 Жыл бұрын
Thank you 🙏
@tess8603
@tess8603 Жыл бұрын
የቀንየልና መር በየነ ቀላቲ ስለቲ አበርክቶኹም ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም ፈጣሪ። ❤️🇪🇷❤️🇪🇷💒🕌🇪🇷🇪🇷
@noah4567
@noah4567 Жыл бұрын
ኣቦና መም/በየነ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።❤
@muluehagos8344
@muluehagos8344 Жыл бұрын
መምህር በየነ ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምህርቲ ኣጆኹም ቀጽልዎ ዕድመን ጥዕናን ያብኩም
@ariamhaile5365
@ariamhaile5365 Жыл бұрын
ኣዚና ነመገን ክቡር ኣቦ ኣዙዩ ብሱል ንክትሰምዖ ዝምስጠሳ ሓሳባት ስነምግባር ብስለት ኣእምሮ ንዓና ክሕሸና ዝያዳ መጸሓፍቲ ከተበርክቱልና ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ከምኡ ውን ነመስግን ሄኖክ ምስ መሳርሕትካ።
@alemsegedabraham8851
@alemsegedabraham8851 Жыл бұрын
Well said 👏 👌! Thank you
@abdat8209
@abdat8209 Жыл бұрын
Thank you memhir beyene
@matthewshaile5072
@matthewshaile5072 Жыл бұрын
very brilliant father thanks.
@CCRUUS
@CCRUUS 6 ай бұрын
ኣንቱም ሰባት ታርክ ኣይተባላሽዎ። ብሀረ ትግርኛ ኢየ ዝብል መጽዋዕታ ተስሚዑ ኣይፈልጥን፡ ንሕና ትግርኛ ዝ ቓንቓና ሓማሰናይ ፡ ሰረውታይ፡ ኣከለጉዘታይ ፡ ጀበርቲ ኢና ንጽዋዕ።
@tesfamichaelabraham1871
@tesfamichaelabraham1871 Жыл бұрын
ከቡር ጋዜጠኛ ሄኖክን ከቡር መምህር በየነን ጽቡቕ ናይ ሓሳብ ምልውዋጥ ጌርኩም ። ንመምህር በየነ ዐድመን ጥዕናን አሳልጦን ይምነ ። ከማኹም ኣሻሓት ይፍረዩ ።
@idrisali8954
@idrisali8954 Жыл бұрын
Very good! OG keep it up. So far I like you.
@napoleongherezgiher902
@napoleongherezgiher902 Жыл бұрын
ግዜ ክምለስ እንተ ዝኽእል ክንደይ ምተበለጽናሉ ኔርና መምህር በየነ... ሓደ ካብ ተዘክሮታተይ መምህር በየነ መምህር ናይ ቋንቋ ኢንግሊዝ ብምንባሮም ትግርኛ ኣምሊቑ ኣይፈልጥን እዩ.. ንሕና ከኣ ትግርኛ ከነዛርቦም ብዙሕ ጽዒርና ግን ኣይተዓወትናን 😂 ❤❤❤
@ቀንዴልሓርነት
@ቀንዴልሓርነት Жыл бұрын
ኣዚና ነመስግን ዓበይቲ ሰባት መምሃራን ሕብረተሰብ ዘቕረብኩምልና ❤
@delayselam4490
@delayselam4490 Жыл бұрын
Thanks Eri sat, Next መምእር ቦኽረ ኣምጽኡልና
@awetzerai1451
@awetzerai1451 Жыл бұрын
የቀነልና መምህር ምስ ኤርሳት ❤❤❤
@akberettewelde7800
@akberettewelde7800 Жыл бұрын
ሰላም መምህር ደስ ይብለኒ ድሕሪ ነዊሕ ስለ ዝርአኹኹም❤ ሄኖክ ከአ የቀንየልና ስለ እቲ ርዚ አገልጉለትካ❤❤
@amanueltekeste4986
@amanueltekeste4986 Жыл бұрын
መምህር በየነ❤❤❤
@dawitwoldu680
@dawitwoldu680 Жыл бұрын
Memher beyen kelati nay bhki genius abo edme Tena yahblna
@idrisali8954
@idrisali8954 Жыл бұрын
Human flourishing includes basic or 'generic' goods and virtues - for example, such goods as knowledge, health, friendship, creative achievement, beauty, and pleasure - and also such virtues (or rational dispositions) as integrity, temperance, courage, and justice, which are valuable not merely as means to human ...
@wuhbetnatey8325
@wuhbetnatey8325 Жыл бұрын
ብሓቂ
@efbiwaltahaqi429
@efbiwaltahaqi429 Жыл бұрын
😍😍😍😍
@wuhbetnatey8325
@wuhbetnatey8325 Жыл бұрын
ተባረኹ። ይደጋገም(eko) ይገብር ኣሎ ቅድሚ ምፍናውስ እንተዝእረም
@teberabermenisey1
@teberabermenisey1 Жыл бұрын
Memhrey (memhr Beyene Kelati) azina nfetwo memhrna
@yemanenegash3694
@yemanenegash3694 Жыл бұрын
መምህር በየ
@mekonnenhaile9961
@mekonnenhaile9961 Жыл бұрын
ኣብ ልበይ ሰፈርኩም ክቡር ኣቦና።ኤሪሳት ከኣ ቀጽልዎ ከምዚ ዓይነት መደብ።
@YordanosHerrmann
@YordanosHerrmann Жыл бұрын
💞💞💞🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞💞💞
@seeker3963
@seeker3963 Жыл бұрын
❓️ መምህር በየነ ስለቲ ስለቲ ባህልን ክብርን ወግዕን ልምድን ናይ ተዛተብቲ ትግርኛ ኢልኩም መፅሐፍ ምፅሐፍኩምን ከምኡዉን ብቓላት አስተምህሮ ትልጉስልና ንዘለኹም አባኹም ብዙሕ ክብረት አለኒ ግንከአ ክልተ ሑቶታት አለዋኒ ❓️#1 ሃይማኖት ምህዞ አይኮነን ኢልኩም አነ ኸአ No ኩሎም ሃይማኖታት ብኸምዚ ኸማና ሰባት ብዘይ አፍልጦ ብዘይ ጭብጢ ብግምት ብይኸውን እዩ ተማሂዙ እምበር ሃይማኖት ሐቂ አይኮነን ሰብ ንዘይፈልጦ ሐሳብን ነገርን አብክንዲ አይፈልጦን እየ ግን 👍ብጭብጢ ብኣፍልጦ እውን እንታይሙኻኑ ክፈልጦ እደሊ እየ አብክንዲ ዝብል ንእምነት ከም Insurance ተጠቒሙ ንዘይፈልጦ ብእምነት እወ እፈልጦ እየ እዩ ዝብል ንእትፈልጦ ነገርን ሐሳብን ምእማን አየድልየካን እዩ ከመይሲ እንታይ ሙኻኑ ስለእትፈልጦ ንዘይትፈልጦ ግን ትኣምኖ ምኽንያቱ እንታይሙኻኑ ስለዘይትፈልጦ 👍እንታይሙኻኑ ንዘይትፈልጦ እውን ሐቂ ወይ ክውን ክኸውን አይክእልን እዩ #2 ሰብ ካብዝፍጠር አብ ገለ ነገር እንዳኣመነ እዩ ክመፅእ ፀኒሑ ወይ ዘሎ❓️ ሰብ ካብዝፍጠር እንዳደለየ እንዳተማራመረ እንዳፈለጠ እንዳተተምነየ wisher እንዳበሃገ ከይዓገበ More &more እንዳበለ እዩ ስጋዕ መዓስ ሙኻኑ እዋናት ዝነብር እምበር 👍እንዳአመነ አይኮነን ዋላ እውን ክዛረብ ክንቀሳቐስ ክርኢ አብዘይ ክእለሉ ደረጃ እንተበፀሔ እውን Still ስጋዕ እታ መጨረሽታ ሂወቱ እንዳደለየ እዩ ዝነብር ወይ ዝፀንሕ እንዳአመነ አይኮነን ብዝተረፈ ሰባት ብሕጊ ብምስምማዕ ብሜላ ብሰብኣውነት ብባህሊ ብኽብሪ ብልምድን ወዘተ እዩ ክነብር ዝኽእል እምበር ብእምነት አይኮነን ሰላም ንኹሎም ደለይቲ ሰላም
@ኣምበላይ
@ኣምበላይ Жыл бұрын
When I first went to school after being deported to Eritrea, I noticed that nearly all teachers were middle aged men who wear suits and were super knowledgeable. I also noticed there were more young teachers in high school, and students were less disrespectful towards them than the older teachers.
@sanherbel7557
@sanherbel7557 Жыл бұрын
Thank you henok n መም በየነ memxaeka
@Sami-fk3rw
@Sami-fk3rw Жыл бұрын
መምህር በየነ ኩቡር አቦ ስለ አበርኩቶኩም ክብረ ይሃቡኩም ከምዝኸማኩም ጾጉራማት ኣቦታት ዝድልዩና እዋን እዩ ኮስኮስትን መሃርትን አቦታት
@mebrahtsamuel2348
@mebrahtsamuel2348 Жыл бұрын
ፖለቲካን ሃይማኖትን ኣይትሓዋውስዎ በጃኩም። ሃይማኖት ናይ ውልቂ ሃገር ናይ ሓባር ኢዩ።
@felfalithagos4388
@felfalithagos4388 Жыл бұрын
መብራት ከይሰማዕኪ ትጽሕፊ፡ ቀጻሊ ካ ትወቅሲ ጥራይ። ሰብ ሓሳቡ ከፍስስ፡ ናጽነቱ ምካኑ እመኒ።
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 Жыл бұрын
እቲ መደብ ብዛዕባ ፖለቲካ ኣይኮነን ኔሩ ወይ ስምዒ ወይ ኣርእስቲ ኣንብቢ።
@phun4379
@phun4379 Жыл бұрын
There was never and there will be no “ Bhere Tigrigna” Tigrayans are AGEU/Nigeria mix.
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 Жыл бұрын
ኣቦና መታን ንቅድሚት ክንግስግስ እታ ትግርኛ ትብል ቋንቋ ደኣ እምበር ቢሄር ኣይኮነትን ኢልኩም ኣርምዋ።
@merhawimeles4698
@merhawimeles4698 Жыл бұрын
ህራይ ብሄር ናትና እንታይ ይብሃል ዝሓፍተይ ንኣብነት ብሄር ኣምሓራ ብሄር ቲግረ ሳሆ ገለ ይብሃል ዩ ንሕና እንታይ ንብሃል
@fekarwedifekarat
@fekarwedifekarat Жыл бұрын
@@merhawimeles4698 ms enda wey kebila dika ktwedader delika Amhara dea Xbuk alo kankeom Amharina,Tgre kea Mnoamir eyom zbhalu,Saho kea Sahotay wey Asakurta
@merhawimeles4698
@merhawimeles4698 Жыл бұрын
@@fekarwedifekarat እሺ ንሕና እንታይ ክንብሃል ኣለና!
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 Жыл бұрын
​@@merhawimeles4698 ተጋሩ መጸዊዒና ትግረኛ ቋንቋና።ኣጆኻ ኣይትፍራሕ እንታይ ምኻና ኮ ኣብ ኣፍካ ሎ ግነ ፈሪሕኻ ምስ ዚ ሓቂ ዚ ከይተራኸብና ከም ሕብረተሰብ ክንቅጽል ማለት ዘበት።
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 Жыл бұрын
​@@merhawimeles4698 ናይ ታሪኽ መጽሓፍቲ ከኣ ኣንብብ መን ምኻንካ ሰብ ክነግረካ ኣይትጸበ ሰብ ከጋግየካ ስለዝኽእል።ገዛእ ርእስኻ ባዕልኻ ተጠቀመሉ ርእስኻ ሰብ ዝበላ ዘይኮነት ባዕላ ኣንቢባ ምስሓቂ ተራኺባ ከም ትመሚ ግበራ።
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 Жыл бұрын
Welcome Henok & Memher Beyene
@fishtareke3654
@fishtareke3654 Жыл бұрын
Yeqenyelna
@tsigeasfaha9942
@tsigeasfaha9942 Жыл бұрын
መምህር እቲ ካልእ ቁም ነገርኩም ኣብ ቦትኡ ኰይኑ፡ እታ ኣብ ኣርእስቲ መጽሓፍኩም ዘላ "ብሔረ ትግርኛ" እትብል ሓረግ ጌጋ ምዃና ክትፈልጡ ምተገብኤ በሃላይ እየ። ኣብቲ ግጉይ ኣጠቓቕማ እዚ ሓረግ'ዚ ተዓኒድና ክንተርፍ ከኣ ኣይግባእን። ትግርኛ ቋንቋ ደኣ'ምበር ብሔር ኣይኰነን። ከም መነጻጸሪ ኣብነት ንምሃብ፦ "ብሔረ ኣምሓራ" ደኣ'ምበር፡ "ብሔረ ኣምሓርኛ" ኣይበሃልን። ብወገነይ ቅኑዕ ኣጠቓቕማ ክኸውን ዝኽእል፡ ከም ኣብነት፦ "ኤርትራዊ ሕብረተ-ሰብ ልሳነ ትግርኛ" ክበሃል ይከኣል። ምስ ኣኽብሮት!
@seeker3963
@seeker3963 Жыл бұрын
ሰላም ብህሬ ኩናማ ናራ ብሌን ትግረ ወዘተ ወዘተ ይብሃል ተዛረብቲ ትግርኛ እንታይ እዩ ብሄር ናትና የቐንየለይ ካብ ሐውኻ/ ኺ
@fekarwedifekarat
@fekarwedifekarat Жыл бұрын
@@seeker3963 Tgre emo ምናፃምር እዯም ዝብሃሉ እቶም ካልእ እሞ እንዳ ወይ ቀቢላ እዮም ዝጽውፁ
@tsigeasfaha9942
@tsigeasfaha9942 Жыл бұрын
ካብ ዓቕመይ ንላዕሊ ክትንትን ኣይደልን። እንተዀነ ግን እዚ "ብሔረ ትግርኛ" ወይ "ህዝቢ ትግርኛ" ዝብል ኣጸዋውዓ ፡ ጌጋ ኣጠቓቕማ ምዃኑ ኣረጋጊጸ እፈልጥ። ነገሩ ከምቲ ኣብ ምስላ ትግርኛ "ዓሻ ዝተኸሎ ለባም ነይነቕሎ" እዩ ኰይኑ። እዚ መጸውዒ'ዚ እቲ ንህዝቢ ክጸሉ ዕድል ዝረኸበ ውድብ ነቲ ሓረግ ከዝውተር ጌሩዎ። እነሆ ከኣ ሰሪቱ። ኣብ ተ.ሓ.ኤ "ህዝቢ ከበሳ" ዝብል ዝውቱር ምንባሩ እዝክር። እዚ ኣጠቓቕማ'ዚ 'ውን precise ከምዘይኰነ ርዱእ ኰይኑ፡ ናይ ቋንቋ ጽያቐ ግን ኣይርከቦን። ብወገነይ ዝሓሸት ዝብላ ከምቲ ኣቐዲመ ዝተጠቐምኩሉ፦ "ኤርትራዊ ልሳነ ትግርኛ" ትግርኛ ዝቛንቍኡ ኤርትራዊ ማለት ከኣ እዩ። እታ ኤርትራዊ ትውሰኸላ ዘላ፡ ትግርኛ ዝቛንቍኡ ኢትዮጵያዊ ከኣ ስለዘሎ መለልዪ እዩ። ናይተን ካልኦት ብሔራት'ከ ኢልካ ሓቲትካኒ። ክጋገ ኣይደልን። ብሔረ ሳሆ ዝብል ግን ጽያቐ ቋንቋ ኣይርከቦን። ምኽንያቱ ነቶም ህዝቢ ኰነ ነቲ ቋንቋ "ሳሆ" ኢልካ ኢኻ ትጽውዖም። ብቛንቋ ሳሆ "ሳሆ ታበ፧" ኢሎም ክሓቱኻ ከለው፡ ሳሆ ትዛረብዶ ማለት'ዩ። ሳሆ ከም መጸውዒ ናይቲ ህዝቢ ድማ፡ እቶም ቀደም ብትግርኛ ጀኦግራፍ ዝተመሃርና ኣጸቢቕና ንፈልጥ።
@seeker3963
@seeker3963 Жыл бұрын
@@tsigeasfaha9942 ሰላም ፅገ ጋልአቦይ አስፋሃ ምትንታን ወይ ምግማት ዘይኮነስ አንሕና እዞም ተዛረብቲ ትግርኛ ትኽክለኛ ስም ብሄር ናትና እንታይ እዩ ዝብሃል ኢልና ክንፈልጦ እዩ ዝግባእ ወይከአ ብሄር ዝብል አምር ነዞም ተዛረብቲ ትግርኛ ይውክል ድዩ ወይከአ ብስም ብሄር ክንፅዋዕ ይግባእ ድዩ❓️ ማለተይ አንሕና ናትና ፊደል ባህሊ ልምዲ ክብርን ወዘተን ዘለና ብሄር ክንብሃል ግቡእ ድዩ ❓️ ስለዚ ሐፍተይ ስጋዕ ዘይፈልጥናዮ ብግምት ብይኸውን ብእምነት ብዝተባህለ ትኽክለኛ ስም ብሄርና ክንገልጾ ዝክኣል አይመስለንን መልሲ ዝሐፍተይ
@tsigeasfaha9942
@tsigeasfaha9942 Жыл бұрын
@@seeker3963 "ህውኽ ዝብኢ ቀርኒ ይነክስ" ከምዝበሃል 1ይ-በቲ ስመይ ሃውቲትካ። ጽገ፡ ኣለም፡ ለምለም፡ ብስራት ...ው.ዘ.ተ ንወዲ ይኹን ንጓል ዝወሃብ ኣስማት'ዩ። 2ይ- ንግጉይ ኣጠቓቕማ ቃላት ኣመልኪተ ዝጸሓፍኩዎ ትዕዝብቲ፡ ናብ ሓድሽ ኣጀንዳ መንጠሪ ባይታ ክትጥቀመሉ ፈቲንካ። ዘይተጻሕፈ ኣይተንብብ!
@fishaabraha3106
@fishaabraha3106 Жыл бұрын
Kabey zemexe hebey nay Gash barka U anta ezi weteto nay Sahel
@mebrehabte7818
@mebrehabte7818 Жыл бұрын
ሓው ጋዜጠኛ ሄሆክ ንከምዚኦም ዓበይቲ መምሃራን እንዳ ዳህሰስኩም ( እንዳ ፈተሽኩም ) ኣምጻኣልና ሰብ ንክማሃር ንመም በየነ ቀላቲ ኣዚየ የመስግን የቀንየልና ብቀጻሊ ሰብ ንክመሃር ተማላሎስና ኣቦና ❤❤❤❤::
@embaderho4807
@embaderho4807 Жыл бұрын
ክቡር ሓዉ : ብዙሕ ቆሎ-ጥጥቆ ክንስምዕ እና : ኣነ ሓማሴናይ ኤርትራዊ መቦቆለይ ዐሳውርታ ሳሆ እዩ ::
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 Жыл бұрын
Nistibatom yigilesti.....
@teklewoldemichael9167
@teklewoldemichael9167 Жыл бұрын
Where can I find his books?
@idrisali8954
@idrisali8954 Жыл бұрын
Is brother Henog impartial?
@andinuguseandi7600
@andinuguseandi7600 Жыл бұрын
👌👌👍👍💯💯💐💐👌👌👍👍💯💯💐💐👌👌👍👍
@brannaberhane2391
@brannaberhane2391 Жыл бұрын
መምህር ጽቡቅ ነጥቢ፡ ናይ ሓንጎል ድኽነትን ኣጋጢምና ኣሎ።
@yohansgebremeskel6666
@yohansgebremeskel6666 Жыл бұрын
Polo mean people thick mean strong strong people
@medhine5361
@medhine5361 Жыл бұрын
Xega taenan aedmen yhabka memhir
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 Жыл бұрын
Seminar zirieka kinibibu histayu ziriu yibilika ......
@seeker3963
@seeker3963 Жыл бұрын
👍 ብልክዕ አንሕና ብሄረ ትግርኛ ወይእውን ብሄረ ግእዝ አእጋዚ ኮታ ተዛረብቲ ትግርኛ ኢና ማለተይ እዚ ሕጂ ትግራይ ዝብሃል ዘሎ ብቕድሚኡ እውን ናይ አኽሱማውያን ዝኾነ ዘርኢ ዘለና ሕጂ አብ ኤርትራ አብ ዝተፈላለዩ አውራጃታት እንነብር ዘለና ክብሪ ባህሊ ልምዲ ዘለና ሕብረተሰብ ተዛረብቲ ትግርኛ ኢና ገለ ሰባት ብሄረ ትግርኛ አይብሃልን እዩ ዝብሉ አለዉ ❓️ ነቶም ዝተፈላለዩ ብሄራት ናይ ኤርትራ በቢ ብሄሮም እንዳተፀውዑ ስለምንታይ ብሄረ ትግርኛ ዘይንብል ከ Why Not❓️ ይገርም መመሊሱ ዘገርም በዞም ገበነኛታት ሻዕብያ ባህልን ክብርን ወግዕን ልምድን ሰብአውነትን ናይ ተዛረብቲ ትግርኛ ቀስ ብቐስ ይጠፍእ አሎ ብሰንኪ ሐደ ገበነኛ ቀታሊ ሰባት ኢሰያስ ብምሉኡ ሕብተተሰብ ተዛራባይ ትግርኛ ይፀንት አሎ
@beyenekelati8070
@beyenekelati8070 Жыл бұрын
I'm so greatful to all of u.
@seeker3963
@seeker3963 Жыл бұрын
@@beyenekelati8070 ሰላም በየነ የቐንየልና
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 Жыл бұрын
ተጋጊኻ እቶም ካልኦት መሰረታዊ መጸዊዒና ተጋሩ ኢዩ እዚ ከኣ ኣብ ባይታ ዘሎ ሓቂ ኢዩ ሰለምንታይ ሓቂ ንጉዕጽ ትግርኛ ቋንቋ ደኣ እምበር ናይ ቢሄር መጸውዒ ክኸውን ኣይክእልን ኣይኮነን ውን።ትግርኛ ዝዛረብ ሕብረተሰብ ኣብ ክልቲኡ ዘሎ ኮ ንምድረ ሓበሻ ቅርጺ ኣትሒዙ መንነት ዘልበሰ ሕብረተሰብ ኮ ኢዩ ን ግእዝ ዝኣመረ ገጅፍ ኩሉ ነገር ናቱ ዘለዎ ሕብረተሰብ ብሓደ ክልተ ደናቁር ትግርኛ ተባሂሉ ተተሰመየ ስ ንስኹም ከኣ ትርዕምዎ ዘሐዝን ።እተን ካልኦት ብሄራት ናተን ምኽንያት ኣለወን ብቋንቁአን ተተጸውዓ ርሑቅ ከይድና ከማን ናይ ገዛእ ርአሰን ፊደል የብለን እተን ብዝኾነ ኣጋጣሚ ዲሒረን ዝተጨጭሓ ብሄራት ምስ ግእዝ ዝመስረተ ሕብረተሰብ ኣወዳዲርካ ብቋንቁአን ሰለዝተጸውዓ ንትግርኛ ማዕሪአን ሰሪዕኻ ኣወዳዲርካ ትግርኛ ዘይጽዋዕ ትብል?😢😢😢።ከምኡ ክብል ከለኹ ግን ዓሌትነት ጽልኢ ወይ ንብሄራትና ከቆናጽብ ኢለ ኣይኮንኩን።ትግራዋይ ኣብ ክልቲኡ ሃገራት ዘሎ ዓንዲ ምድረሓበሻ ስለዝኾነ ኢዩ እዚ ከኣ ጃህራ ዘይኮነ ሎጂክ ኢዩ።
@seeker3963
@seeker3963 Жыл бұрын
@@semharkahsay1946 መርሐባ ሰምሃር አነስ ብሄረ ትግርኛ እንተተባሃልና እንታይ ሽግር አለው ስጋዕ እቲ ትኽክለኛ ስም ንኹላትና ዝውክል ብጭብጢ ብኣፍልጦ ስጋዕ እንፈልጦ ብሄርና ግእዝ አጋእዝያን ተጋሩ ትግርኛ አኹስማውያን እንተተባሃልና Why not ትግርኛ ተተባሃልና ኸ እንታይ ፀገም አለዉ ንምባል ኢለ እየ ገሊፀዮ ስለዚ ሰምሃር ሐፍተይ ሕጂ እውን ናትና ብሄር እንታይ እዩ ዝብሃል ኢሉ ንዝሓትት ተዛራባይ ትግርኛ ሐደ ኩላትና እንፈልጦ አፍልጦ መፀውዒ ስለዘየለ ኩላትና በብቲ ዝመስለናን እንፈልጦን ጥራይ ኢና ክንገልጾ እንኽእል Still እውን ይግለፅ አሎ መምህር በየነ ንምሳሌ ብሄረ ትግርኛ ኢሉ ገሊፅዎ ካልእ እውን አይኮናን አንሕና ግእዝ ኢና ይብል ካልእ እውን አንሕና አጋእዝያን ኢና ካልእ እውን ተጋሩ ኢና አኽሱማውያን ኢና እንዳበሉ እንዳበልና ስጋዕ ሎሚ ንኹላትና ዘጠቓልል ኩላትና እንሰማማዓሉ ስም ናይ ብሄራትና ስለዘየለ ሕጂ እውን እንደገና ስጋዕ ስም ሐቀኛ ብሄራትና ስጋዕ ዘይፈለጥናዮ እንኮ ንመብዛሕትና ከተቀራርብ እትኽእል ስም ብሄረ ትግርኛ እንተኾነት ኤእ ፀገም ዘለዎ አይኮነን Unless ስም ብሄራትና ብግቡእ ዘፍልጥ አፍልጥ ክፍለጥ ክኽእል አለዎ ብሰላም ንፅናሕ ዝሐፍተይ
@cruushidaar2616
@cruushidaar2616 Жыл бұрын
ኣብ አርትራ ዓቢ ድንቁርና ሰሪቱ ስለዘሎ አታ ጽብቅቲ ሃገር ክመርሑ ዝኩአሉ ሰባት ዘለዉ ኮይኖም ኣይስምዓንን። ናይ አርትራ ብድሆ ብጀካ ከብድ ድንቁርና ካልአ ክከውን ኣይክአልን ኢዩ።
@Semay125
@Semay125 Жыл бұрын
ደንቆሮ ሰብ ምሁር ህነብረተሰብ ዘሎ አይመስሎን እዩ። ህዝብና በሊህ እዩ ካይተመሓረ ዝተመጀሓረ እዩ። እቲ ፀገም ኩሉ ምስወፀ ከደእ ጠላም ንሓገሩ ሕብረተሰቡ ዘንቋሽ ይኸዉን። እዚ ሓድሽ አይ ኮነን ጥሙይሓንጎል ማለት ከምዚ አይነት ሰብ ማለት እዩ። ሃገርና ምሁራት መንእሰያት አለዋ።
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 Жыл бұрын
Don't judge about with coxer...bigonidti ..
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 Жыл бұрын
ዝኸበርኩም ኤሪሳት ፡ ሎሚ ከመይ ዝኾነ ናይ መምህራን መምህር ዝኾነ ክቡር ጋሻ ኣቕሪብኩምልና። ካብ ተመክሮ ዕድመ ልቦናን ጥበብን ከም በዓል መምህር በየነ ቀላቲ ብዙሕ ክንመሃርን ክንወርስን ስለ ዝግባእ ከምዚኣቶም ዝኣመሰሉ ኣጋይሽ ብቐጻሊ ኣቕርቡልና። ንክቡር መምህር ነቲ ሓላዪ ጻዕሩን ኣበርክትኡን ምስጋና ይብጽሓዮ እዩ። ጥቕሲ ሎሚ ፥ ሓንጎል ምስ ዝጠሚ ፡ ኣዝዩ ሓደገኛ ይኸውን እሞ ፡ ክብሪ ሰብ 'ውን ኣይፈልጥን።
@kiflemariamhamde3120
@kiflemariamhamde3120 Жыл бұрын
መምህር በየነ ቀላቲ: እንቋዕ ድምጽኻ ሰማዕኩ: መሃሪ መብርሂ ሂብካና
@Rocky-life518
@Rocky-life518 Жыл бұрын
There is no behere Tigrinya! Tigrinya is a language.
@ብውሽጢተለወጥ
@ብውሽጢተለወጥ Жыл бұрын
N eri sat lomi halefa kale mealti yemesgna aleku kemzi aynet hanaxi bejakum degagmulna kalot biehierat wn enber netom qedem ztefeshu halefti hzbawi gnbar kolel aytebuluna
@wuhbetnatey8325
@wuhbetnatey8325 Жыл бұрын
እዋእ
@bobsmart8302
@bobsmart8302 Жыл бұрын
Seb entay eyu?
@hailekidanetesfai8814
@hailekidanetesfai8814 Жыл бұрын
መቃልሕ ናይ ሓሶት ታሪኽ ትጥምዝዝዎ ደናቁር ከዳዓት ጽልኣት ሓቂ ዘለኩም ታሪኹም ክፉእ ንኽትሰምዖ ዘይግባእ ድሑራት ናይ ሓሶት መናፍሕ ውድቀት ንዓኹም
@abrahambgoyta-dr9gj
@abrahambgoyta-dr9gj Жыл бұрын
ትግርይና ዝብሃል ብሄር የለን
@ምስልናትማልንሎምን
@ምስልናትማልንሎምን Жыл бұрын
ብሄረ ትግርኛ ዶ ዝባሃል ኣሎ ዩ ትግርኛ ቁኣንቃ ዩ
@cruushidaar2616
@cruushidaar2616 Жыл бұрын
ትርግኛ ቓንቓና ደኣምበር መጸዊዒና ኣይኮነን። ብሂሪ ትግርኛ ዝብል ኣምር ገድሊ ዝፈጦሮ ጉጉይ ሽም ኢዩ። ኣብ ከበሳ ዝነብር ነቲ ናይ ትግርኛ ቮካብላሪ ስለዝጥቀም ብሀሪ ትግርኛ ክብሎ ኣይክአልን ኢዩ። ካብ ጥንቲ ከበሳ ብጅኦግራፋዊ ወይ ድማ በቲ ዝቅመጠሉ ቦታ ኢዩ ዝጽዋአ። ንሱ ከኣ ርአሱ ዝከኣለ ታርክ ኣሎዎ። ትገሪ ኣነ ትግር ይብለካ ሳሆ ኣነ ሳሆ አየ ይብለካ ኣብ ክበሳ ድማ ኣነ ሓማሰናይ፡ ሰረውታይ ፡ኣከለጉዘታይ ይብለካ። አዚ ኩሉ ስቅ ኢሉ ዝመጽ ኣይኮነን ናቱ ርአሱ ዝከኣለ ታርካዊ ኣመጻጽኣ ኣሊዎ። ኣሕዋት ኣብ ዘመነ ገድሊ ብዙሕ ዝተባላሸው ነገራት ስለዘሎ ናይ መጻኢት አርትራ 😮 ዕድል መታን ክዕረ ናብ መሰረትና ንመልስ።
@erilove98
@erilove98 Жыл бұрын
Eri sat Seb edenagerkum eikum gohafat kabakum da 100000000 giza shabeia yahish netsekum da Eritrea be haymanot behar qabilA fah ketebeluwa eykum ezi Seb
@yonas000100
@yonas000100 Жыл бұрын
ናይመን ፖለቲካ? ህዝቢ ቆጽሊ ዘውደቀሉ?ከም መን? ፓትሪክ ሉምባ, ቶማስ ሳንካራ, ኩዋመ ኑኩርማ,ሳሞራ ምሸል,ሞሃመድ ሙሰዳክ,ሳልቫዶር ኣልየንደ 😂😂ዲሞክራሲ
@soraenatie4116
@soraenatie4116 Жыл бұрын
😢Amlak nety abzey nebur zneberzelo nhezbena yerhwelu😮 Yekenyelna
@yogo5140
@yogo5140 Жыл бұрын
እዋይ እዛ ትግርኛ ትብሃል ሰብ ረቢሻ😂 ኣየና ዓለም ገዚኣ ትፈልጥ እያ ክንድዚ ሃተፍተፍ እንሊዛውያን.... ሂንዲያውያን..... ግሪኻውያን ከማን ከሙኡ ኣይበሉን.😂😂😂Jesus Christ 😅
@simret639
@simret639 Жыл бұрын
, ትግራይ አይበለን ናይ ኤርትራ ትግርኛ ኢዩ
@mebrahtsamuel2348
@mebrahtsamuel2348 Жыл бұрын
አንታይ ኣምጽኦ ክንድዚ ሃለፍለፍ ። ሃይማኖት ናይ ውልቂ ሃገር ናይ ሓባር ኢዩ።
@walkedabdu9631
@walkedabdu9631 Жыл бұрын
👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌🐜🐜🐜🐜🐜🐜🐜🐜🐜🐜🐜🐜🦕🦕🦕🦕🦕
@dawitwoldu680
@dawitwoldu680 Жыл бұрын
Henok bicha 😂 lebimka muhrat abyti sebat adimka
@ሓደአርትራዊ
@ሓደአርትራዊ Жыл бұрын
ኣብዚ ብዛዕባ ናይ ብሀር ኣቆውማ ዓቢ ገጋ ይትረክ ስልዘሎ በዚ ዝሰልጠኑ ምሁራት ከተዛርቡ ይግባአ። ትግርኛ ቃንቃና አምበር መንነትና ኣይኮነን። ንይ ትግርና ስትራካቸር ኣገውን ሳሆን ኢዩ። ኣብ ከበሳ ዝቅመጥ መን አካ አንተአልካዮ ኣን ትግርኛ ኢየ ኢልኩም ይፈጥ ነዝ ገድሊ ዘምጽኦ ጸይቂ ገድፍካ። ኣብ ከበሳ መን ኢካ አንተኢልካዮ ኣነ ሓማሰናይ ወይ ኣከለጉዘታይ ወይ ሰረወታይ ወይ ድማ ጀደርቲ ኢዩ zzzzዝብለካ። አዞም ትግርኛ ንዛረብ ካብ zitefelaleye ክርንዓት ዝመጻአን ኢና። ትግርኛ ቃንቅ አምበር መጺውኢና ኣይኮነን። አንታይ ንብሃል ክምዝነበርና ናይ 300 ታርክ ካብ 1600 -1900 ዛንታ ሃዘጋን ጸዓዘጋን ተውከሲ። ብሀር ንክትብሃል አንታይ ከተማልአ ከምዘለካ መጽናዒቲ ኣክይዱ። ከምኡ ስለዝኮነ ኢቭል ኢሳያስ ተቀዳዲሙ ነቲ ናይ ከበሳ baዘli ጥፍኦ
@teamearaya8158
@teamearaya8158 Жыл бұрын
You’re totally wrong
@amanuel-.
@amanuel-. Жыл бұрын
ጥር ኢሉ ከመይ ገይሩ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣስመራ ጀሚሩ? እቲ ዩኒቨርሲቲ ብዘመድ ድዩ ዝእቶ ነይሩ? ቅድሚ ናጽነት እቲ ዩኒቨርሲቲ ናይቶም ከባቢ ሰገነይቲ ጥራይ ከም ዝነበረ ምስክር'ዩ። እቶም ካቶሊክ ሓለፍቲ ብሰበይ ሰብካ ክንደይ ሰብ ናብ ኣመሪካ ክመሃር ሰዲዶም'ዮም። ድሕሪ ናጽነት ማዕርነት ተራእዩይ፡ ደቂ መታሕት ንፈለማ ግዜ ዕድል ረኺቦም፡ ኩሉ ሰብ ብማዕረ ክመሃር ጀሚሩ።
@mesfinabraham6412
@mesfinabraham6412 Жыл бұрын
** ህግደፍ ንዮንቨርሲቲ ኣጺዒዎ እምበር ኣባላት ህግደፍ ውን መተማሓሩ ኔሮም ** ወዲ መድህን በራድ ግና ሙሑር ፣ ፈለጥን ኪኢላ ዝባሓል ኤርትራዊ ክሕሉ የብሉን ዒሉ ስለዝኣምን ከምዚ ከማኻ ጥሪት ህግደፍ ዶንቂሮም ተረፎም ። ** እምባህ በል ጥሪት አጋመ **😂😂😂
@samuelkelati9022
@samuelkelati9022 Жыл бұрын
Kmy elom University kem zeatewu dehre Baita ketfelet ente delika hetet ok ember zelilka zeto University eseka tefelto entelo negerena ember nehna iyenefelten
@mesfinabraham6412
@mesfinabraham6412 Жыл бұрын
@@samuelkelati9022 * እቲ ዘተ ናይ ምእታው ዮንቨርሲቲ ኣይኮነን ጥር ዒልካ ሰብ ከተናዕስ ምፍታንካ'ዩ እቲ ድንቁርና ** ኢድ ናይ ወያነ ኣሎዎ ተዝብሉኻ አሜን ዒልካ ምተቀበልካዮ ** ጥሪት አይትኹን ሕሰብ ጊላ ህግደፍ 👎
@samuelkelati9022
@samuelkelati9022 Жыл бұрын
@@mesfinabraham6412 mejemeria astewel eti ane tsehifeyo zeleku neaka zeykone neti ab laeli zelo Amanuel zebehal eu
@mesfinabraham6412
@mesfinabraham6412 Жыл бұрын
@@samuelkelati9022 when you sedition on line its for everyone .👍
What's in the clown's bag? #clown #angel #bunnypolice
00:19
超人夫妇
Рет қаралды 36 МЛН
Wait for the last one 🤣🤣 #shorts #minecraft
00:28
Cosmo Guy
Рет қаралды 16 МЛН
REAL 3D brush can draw grass Life Hack #shorts #lifehacks
00:42
MrMaximus
Рет қаралды 12 МЛН
Fake watermelon by Secret Vlog
00:16
Secret Vlog
Рет қаралды 31 МЛН
What's in the clown's bag? #clown #angel #bunnypolice
00:19
超人夫妇
Рет қаралды 36 МЛН