ባህሪያት ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ - ኣብ ግዜ ንእስነቱን ሕጂን

  Рет қаралды 7,337

RADIO ERENA

RADIO ERENA

Күн бұрын

Пікірлер
@Erytros1
@Erytros1 Ай бұрын
አዞም ሰብኣይ 9ይ ክፍሊ እንከለዉ ኢሰያስ 11 ክፍሊ ነይሩ ይብሉ ኣለው። እዋኑ ክኣ 66-67 ነይሩ ይብሉ። ሞኒቶርና ነይሩ ክኣ ይብል። ኢሰያስ 66 ኢዩ ተሰሊፉ ሽዑ ክኣ ድሮ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ነይሩ። ቁሩብ ዝጋራጮ ዘረባ ኢዩ ነይሩ። ሓታታይ እዉን ቁሩብ ዕምቈት ኣፍልጦ ታሪኽ ዝጎደለካ ትመስል። ምኽንያቱ ብዛዕባ 1966 እናተዘርበ እንከሎ ተጋድሎ ሓርነት ነይራ ዶ ኢልካ ትሓትት።
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 Ай бұрын
You are wrong he did not say that. He said, I joined Luul Mekonen High school around 1962. Issaias was sent to Teseney around 1966 -1967. You are right, ELF was created in 1962 in Cairo.
@ቀንዴልሓርነት
@ቀንዴልሓርነት Ай бұрын
ኢሰያስ መማህርቱ ዝነበሩ ብዓል ድሩዕን ወልደየሱስ ዓማርን፡ ስዩም ሓረስታይን፡ ወልደዳዊትን፡ ሙሴ እዩ ነይሩ፡ ንሶም እውን ኢዮም ዝፈልጥዎ፡ ልዕሊኡ ዝነበሩ ከኣ ብዓል ወልደዳዊት ኢዮም ሞዴል ዝረአዩ ዝነበሩ፡ ኢሰያስ ከመይ ከም ዝነበረ ወልደየሱስ ዓማር ብሰፊሕ ገሊጽዎ ኣሎ፡ እዞም ኣቦና ን ኢሰያስ ብማዕዶ ኢዮም ዝፈልጥዎ።
@swel7586
@swel7586 Ай бұрын
ጽቡቕ ኣለኻ፡ ጽቡቕ ትዕዝብቲ። እቲ ሓታታይ ምስቲ ዘረባ ናይ ትሓታታይ ይህውትት። እርኑብን፡ ስርዑን ሕቶ፡ ኣይሓትትን ነይሩ። ንኢሳያስ 5ተ ዓመት ይዓብየና ነይሩ ይብል። ከምቲ ዝበልካዮ ሞኒተርና ነይሩ ይብል። ናይ 5ተ ዓመት ፍልልይ ዘለዎ ምስ ኢሳያስ ኣብ ሓደ ክመሃሩ ኣይክእሉን'ዮም።
@ንሓቂብዘይሌላንጉሌላ-የ4ጠ
@ንሓቂብዘይሌላንጉሌላ-የ4ጠ Ай бұрын
​@@swel7586 ሞኒተርና ኔሩ ኣይበለን፡ ኣብቲ ግዜና ሞኒተር ናይ ልኡል ሞኮነን ሞኒተር ናይ ተመሃሮ ኔሩ ኢዩ ዝብል፡ ጌጋ ተተዛረበ'ውን ናይ 60 ዓመት ዝገበረ ታሪኽ'ዩ ዝዛረብ ዘሎ፡ ንስኻ'ኳ ስምዕ ኣቢልካ ተጋገኻ፡
@Azmarinos
@Azmarinos 13 күн бұрын
ልክዕ። ብዙሕ ጉድለታት ኣለዎ እዚ ዕላል።
@ben5115
@ben5115 Ай бұрын
if you were 9th and he was 11;the he is only 2; yrs older than you
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 Ай бұрын
You are probably right. Aya Gerezgiher was grade 9 beginning High-school, so it is likely at that age, he may have looked grade 11 students far older than him. The likely age difference is 2 to 4 years. He also added, "Issaias was far older than us and he did not talk much with us".
@LamdaAlpha65
@LamdaAlpha65 Ай бұрын
እዞም ጋሻ ንባዕሎም ኣብ 1962 ተመሃራይ 9ይ ክፍሊ፣ ወዲ 16|17 ዓመት ከም ዝነበሩ ይገልጹ ኣለው። 2024 ዝጎዶሎ 1962= 62 ዓመት ነዚ 17 ዓመታት ወስኹሉ= 79 ኢሳያስ ነዞም ጋሻ ብ 5 ዓመት ከም ዝዓብይዎም ገሊጾም ኣለዉ። ስለዚ 5 ዓመት፡ ወስኹሉ። ጠቕላላ 84 ዓመታት ይኸውን። ብወገነይ ሓበሻ 2 ዓመት ናይ ምሕባእ ልምዲ ኣለና። ስለዚ ኣቶ ኢሳያስ 84+ ኢልና ኢን ክንሓልፎ። ንኣብነት ኣብ 1962 ወዲ 16 17 ኮይኑ ካልኣይ ደረጃ ዝኣቱ ዳርጋ ኣይነበረን ዝብል ገምጋም ኣለኒ። ኣብዚ ዘለናዮ እዋን ከማን ንጋዶ። ስለዚ ደቂ ዓበይቲ... ነዞም ክቡር ሓርበኛ ጋሻ ስለቲ ዝኽሮም ልዑል ምስጋና ይብጽሓዮም። ዝነኣድ ቃለ መጠይቕን መደብን።
@gabewoldu1313
@gabewoldu1313 Ай бұрын
You might be right..:( It was a pure guess..2 is under 5. I thought I said under 5.
@gabewoldu1313
@gabewoldu1313 Ай бұрын
You are right. I thing I said under 5 so 2 is under
@bizenpalm4596
@bizenpalm4596 Ай бұрын
መኣረምታ፡ ኢሰያስ ኣባል ፍኖተ ብርሃን ዝበሃል ሃይማኖት ነይሩ ኢሉ ሓውና። ፍኖተ ብርሃን ኣብ ትሕቲ ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስትያን ዝነበረ፡ ኣብ ቐጽሪ ቕድስቲ ማርያም ቤተ ክርስትያን ዝርከብ ማሕበር መንእሰይ እዩ ነይሩ እምበር ንባዕሉ ሃይማኖት ኣይነበረን። ቕድሚ ምዝራብካ ምሕታትን ብግቡእ ምርዳእን ኣገዳሲ እዩ።
@swel7586
@swel7586 Ай бұрын
OMG..... Great response. ልክዕ ከምዚ ዝበልካዮ ክጽሕፍ ጸኒሔ። ናትካ ምስ ረኣኹ ገዲፈዮ። ልክዕ እዚ ሰብኣይ ገለ ጸገማት ኣሎዎ። ፍኖተ ብርሃን ማሕበር መንእሰይ ናይ ኦርተዶክሳዊት ምእመናን ብማሕበር ሃዋርያት ትመሓደር ዝነበረት ደኣእምበር፡ "ከም ጰንጤ ጽቡቕ ሃይማኖት" ኢሉ ገሊጽዎ። ካልእ ብሓሙሽተ ዓመት ዝዕብየካ ናትካ ሞኒተር ክኸውን ኣይክእልን እዩ። እዚ ሰብኣይ ናይ ምሕሳው ሽግር ኣለዎ።
@abelkiflai6567
@abelkiflai6567 Ай бұрын
ተደንግጹ ኢኩም ከማኻትኩም ቃሕማም ከም ዝዋሓዱናስ ኢዚ ሕጂ ኢንታይ ይጠቅሞ ነዚ መንእሰይ ብህሪያት ኢሰያስ ካብዝተፋላለዩ ተዘሪብሉን ብዓቢኡ ከኣ ንሪኦ ኣለና ውዳሴ ኣይንደለሉን ንጸላኢካ ብከመይ ትገጥሞ ኢንዶ ውን የብልኩምን ከማኩም ስለ ዘብዝሐ ኣብታ ሃገርና ከኣ ክሳብ ሕጂ ኮለል ንብል ኣለና መፈንፈናት
@sewitghabremichael3132
@sewitghabremichael3132 Ай бұрын
Aki wehata mo kalie shegerat amets sedet dekenet besenki Eseyas yu ente elka dema tekaleso. Nay hade merahi HEMAK yikun TSEBUK keneger alewo!!
@ቀንዴልሓርነት
@ቀንዴልሓርነት Ай бұрын
መሕፈርቲ ን ኢሰያስ ንምውዳስ ዲዩ እዚ ኩሉ ን ኢሰያስ ከምዘይትፈልጥዎ ርዱእ'ዩ፡ ን ኢሰያስ ዝፈልጥዎን መማህርቱን ብዓል ወልደየሱስ ዓማር ኢዮም መጽሓፍ ጽሒፎም ኣለው፡ ኣንብቡ ኢኩም፡
@gabewoldu1313
@gabewoldu1313 Ай бұрын
I read that book 80% is lie..:(
@onelove4923
@onelove4923 Ай бұрын
ሃለዉልዉ ባእ ግድፍና ክንዲ ንቅድሚት ናይ ዝሓለፈ ትዕልሉ መስተማሰልቲ
@RussomTsegai
@RussomTsegai Ай бұрын
ሓታታይን ተሓታታይን ፍጹም ሓላፍነት ዘይስመዓኩም ታሪኽ መስለኒ እናበልካ ኣይዝንቶን ኢዩ
@gabewoldu1313
@gabewoldu1313 Ай бұрын
The story that I told is what I saw with my own eyes and what I heard with my ears. Telling about ELF has nothing to do with the entire moslems as most people think. This is strictly history of ELF.during my time when I was there.. Few of our moslem brothers are taking this as offensive. , However, this is a real story. There are few men from Kebesa with ELF too. One of them was Sium Ogbamichael. My story is purely against ELF. Both ELF and EPLF were killing Mechine against their own people who were fighting with them against enemy. Thank you
@RussomTsegai
@RussomTsegai Ай бұрын
ካብዚ ሃለውሎው 'ዚ መንእሰያትና እንታይ ክመሃሩ ይኽእሉ ኣንበሳ እናረኣኻስ ኣሰር ኣንበሳ ሒዝካ ኣይክየድን ኢዩ
@gabewoldu1313
@gabewoldu1313 Ай бұрын
Correction, It is not Finot Birhan it was Faith mission.. Thank you
@swel7586
@swel7586 Ай бұрын
ወዲ ሰብ እናዳዓበይን፡ እንዳሸምገለን እንዳረዘነን፡ እንዳወርዘየን እዩ ዝኸይድ። እዚ ገብረእግዚኣብሄር ወልዱ ዝተባህለ ልዕሊ ሰብዓ ዓመት ዝዕድሚኡ ግን፡ እዳወረደ፡ እንዳሓሰረን፡ ብሓሶትን ትዕቢትን ክቆማጣዕ ክትሪኢ ብጣዕሚ ንኽትኣምኖ'ውን ዘገርም እዩ። ንነብሱ ክንእድ እንተዘይኮይኑ፡ ዝጠቅም ታሪኻዊ ሓበሬታ ኣየቕረበን። ነቶም ነዚ ሰብዚ ናይ ቀደም ተጋዳላይ ኢሎም ግዜኦም ዘሕልፉ ክንሓዝነሎም ይግባእ። እዚ ንምንታዩ ከምዚ ዓይነት ነንሕድሕዱ ዝገራጮ ዘረባታት፡ ትዕቢት ሓዊሱ ዝዛረ፡ ኢልካ መልሲ ዘይርከቦ ኣገራሚ ነገር ኮይኑ ኣሎ፡፡ ከም ሰብ መጠን፡ ምሕረት ይኣዝዘሉ እዩ ዘብል።
@eyoyeh8775
@eyoyeh8775 Ай бұрын
The book Quatation of Mao tsetung I guess!
@adamismail9137
@adamismail9137 Ай бұрын
ሰባት ይስምዑና ኣሎዉ ህዝቢ ይስምዓና ኣሎ ኣይበሃሊን ኢሳያይስ ኣፍወርቅ ብወደሳ ኩሉ ንሪስዕ ሓቂ ረሲዕና ሃገር ከመይ ንሪሲዕ ከምኡ ኢንተኾይኑ ሱቅ ባሃሊ ወይ ዑጉስ ሹዑ ዘገምታ ሕማም ነይሩዎ ኢንታይ ሕጂ 24 ሰዓት ይልሊፍ ? ኮንቶ ወደሳ ንሞት ክኮነኩም ዘይቲገድፉ !!!
@Azmarinos
@Azmarinos 13 күн бұрын
ክክክክ ''ፕረዚደንት'' ትብልዎ ዘለኹም ግን መዓስ ኢኹም መሪጽኩሞ? 😃😃😄😁😜
@asefawasmeromtekli8017
@asefawasmeromtekli8017 Ай бұрын
እዞም፡ ሰብኣይ ነቲ ቃለመሕትት ተዳልዮም መዘክሮም ሒዞም ኣይኣተዉዎን ክንዲዝኾነ፡ ካልእ ይትረፍ ኣብ 1967 ውግእ ምስ ደርጊ ይብሉ፡ ደርጊ ከኣ ድሕሪ እዚ ዝብልዎ ዝነበሩ ዓመት 7 ዓመታት ዲሒሩ ኢዪ ስልጣን ሒዙ። ዋላ ቃለ መሕትት ዝገብር ዘሎ ጋዜጠኛውን እንተኾነ ነዚኣ እኳ ከነጽር ወይ ከዘኻኽር ወይ ክእርም ዘይምኽኣሉ፡ ጋዜጠኛውን ኣይግድን። ኤህ ጋዜጠና ኣብኣ ኣላትካ!! ፕረሲደንት ኢልካ ክኣ ትጽውዕ፡ ፕረሲደንትነት ብኸመይ ድዩ ዕላውን ሕጋውን መጸውዒ ዝኸውን
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 Ай бұрын
That is minor mistake. At his age, I thank him a lot, for not forgetting. He may have mixed up Dergue and Haileselassie.
@Erytros1
@Erytros1 Ай бұрын
@@asefawasmeromtekli8017 እቲ ሓታታይ እውን (ጋዜጠይና ኣይብሎን ምኽንያቱ ጋዜጠንነት ሞያ'ዩ) ተቐሪቡ ዝመጸ ኣይመስልን። ንዘይንጹር ነገር ደጊሙ ክሓትትን ክእርምን ይግባኦ ነይሩ። ኣወራ እኳ ድኣ ኣብ ከምዚ ዝእምሰለ ታሪኽ-ሓዘል ቃለ-መሕትት
@gabewoldu1313
@gabewoldu1313 Ай бұрын
Correction...Yes at that time it was the Gvt of Hailesellassie and Not Dergie. As for his age it was a guess.
@abubekernur1816
@abubekernur1816 Ай бұрын
ሓውና ብ1967 ኣብ ከበሳ ብርቱዕ ኩናት ከምዝነበረስ ትፈልጥ ዶ?
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 Ай бұрын
There was not much war all over Eritrea in 1967 let alone in Kebesa. It was a sort of hit and run by Jebha: it was Hidma. In 1967, there was absolutely no war in Kebesa.
@gabewoldu1313
@gabewoldu1313 Ай бұрын
That is right...I was there
@123abc758
@123abc758 Ай бұрын
ናይዞም 29 ዝተቀትሉ ሰባት አስማት ዘይብሎም ድዬም ዘይተረጋጋጸ ወረ የመሐልፍ አሎ ኢሳያስ ንምጥፍእ ኤርትራዊ አብ ቻይና ተመሃሩ ድዩ ዝብል ዘሎ ኢሳያስ አብ ዕዳጋ ዓርቢ ከሎ ዝሐስቦ ዝነበረ ኢየ.
@Jtar2002-xj7ni
@Jtar2002-xj7ni Ай бұрын
I like this guy telling from an honest heart. But something is missing. A little bit confused he can't connect the past.. I think he needs to prepare very well rather than given a scattered non connected background . Woldy khadsaay is still alive he is in the USA.
@ghebreselassiemehreteab2285
@ghebreselassiemehreteab2285 Ай бұрын
Dear Mike, can you help me connect with Gerezegeher. I went to School with him and also knew Aboy Woldu. He was one year ahead of me at Prince Makonnon Secondry School. I do not know if he remembers me for I visited him when he returned from ELF. How could i contact him.
@tesfamemgugsa6086
@tesfamemgugsa6086 Ай бұрын
ኣብዚ ትብልዎ ዘለኩም ግዜ ደርጊ ዘይኮነ ሃይለስላሰ እዩ ነሩ
@gabewoldu1313
@gabewoldu1313 Ай бұрын
Yes, You are right...I did a mistake ...:)
@mustfasaleh8891
@mustfasaleh8891 Ай бұрын
ወላሐንቲ አይተጠምናን።
@ሰብደየለይ
@ሰብደየለይ Ай бұрын
ናይ ደናቑር ሕቶ ትሓት ኣለኻ. ውድብ ክበሃል እንከሎስ ኹሉ ኣባል ናይ ምውሳን መሰል ኣለዎም ድዩ?? ተሓኤ ክበሃል ከሎ እኮ ነቶም መራሕታን ሓንጸጽቲ መደባትን ዝምልከት እዩ..
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 Ай бұрын
Aya Gabe is right. It is true, the Jebha leadership in the 1960s was full of illiterate idiots, good only as goat herds.
@downdownw7374
@downdownw7374 Ай бұрын
እዚ ሰብኣይ ተደናጊሩ ኣሎ ወይ ታሪኻት ይዘናብዖ ኣሎ። ምሓፈርካ ብሽድሽተ ዓመት ዝሓልፈካስ ከም መማህርተኻ ገርካ ክትገልጽ ኮለኻ ምዝንባዕ ኣይትፍጠር። መዓስ ወጺኡውን ኣርማ ተዳናጊረካ ከይትህሉ።
@fsahayeberaki9042
@fsahayeberaki9042 Ай бұрын
ኢሰያስ ጂግና ሙካኑ ምእማን ነውሪ ኣይኮነን፡ ኣይተስተማስል፡ እንተስ ምጽሓፍ ማኦ ወይ መጽሓፍ ለኒን ይጠቀም ናብቲ ዝራኣዮን ዝትልሞን ን50 ዓመት መሪሕዋ ኣሎ እዚ ንክትገብር ንዝኮነ ሰብ ትብዓትን ተውፋይነትን ልዕሊኩሉ ንመስዋእቲ ድሉው ሙካንን የድሊ፡፡ነዚ ኩሉ ጂግንነት ድሉውን ዉፉይን ስለዝኮነ አዩ ከኣ ክሳብ ሂጂ ዝመርሕ ዘሎ እምበር ን ጂ15 ኣብ ሓደ ለይቲ ኣይኣሰሮምን ካብኦም ተሓቢኡውን ንሶም ኣብዘይረክብዎ ውን ይነብር ኣይነበረን፡፡ኒሰያስ ጥራይ ክትውንጅሎ ምፍታንካ ህዝቢ ከምዘይሓስብ ሙቅጻርካዩ ዘርኢ፡፡ህዝቢ ሽግር ነዊሕዎ ደኣሉ ዝሃድም ዘሎ አምበር ኒሰያስ ጸሊኡ ወይ ተቃዊሙ ኣይኮነን፡እዚ ሽግርን ጽንኩር እዋን ድማ ብኢሰያስ ዝሰዓበ እዩ ዝብል እምነት የብሉን፡ምክንያቱ ኣህጉራዊን ዞባውን ውሽጣውን ፖለቲካዊ ቁጠባዊ ስትራተጂካውን ዓሚቅ ኣፍልጦ ዘድልዮ ሰፊሕ ነውጺ ስለዝኮነ፡፡ብናይ ውሽጢ ሃገር ጥራይ ወሲድካ ኢሰያስ ንህዝቢ አርትራ ኣየርበሖን ኢልካ ክትድምድም ኣይካልንዩ፡፡ክገብር ዪክእልየ ዝብል እንተሎ ግን ከምቲ ንኢሰያስ ኣይዛረብንዩ ዘበልካዮ ኣብ መድያ ከይተዛረብኩም እቲ ዝመስለኩም ስራሕ ጥራይ ስርሑ፡፡ን ህዝቢ አርትራ ብስራሕ እምበር ብለጭመጭን ብናይ ዝሰርሕ ሰብ ኣሉታዊ ጎኑ ምትራክን ከተእምኖ ዝካኣል ህዝቢ ኣይኮነን፡፡ስለዝኮነ እዩ ከኣ ተስፋ ዘይብሉ፡፡
@meharennahabtemariam1637
@meharennahabtemariam1637 Ай бұрын
According to this Guy Isaias was a disciplined man.
@ben5115
@ben5115 Ай бұрын
This interview looks like full of Lies and Midinigar
@mhreteabmaekobay3520
@mhreteabmaekobay3520 Ай бұрын
ይዝምር ፡ ይጽልይ ኔሩ😂😂😂😂😂። ኦኦኦኦኦ ወይዚ ሩኹስ መዓስ ደኣ እቲ ገበል ተጠምጢምዎ
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 Ай бұрын
እንታይ እዩ ሽግርካ፧ ኢሳያስ ኣብቲ ግዜ ዘማርን ቀዳስን ኔሩ እዩ። የማነ ማንኪ ኣብ ፸ታት ፔንጠ ኔሩ። ጆሴፍ እስታሊን ውን ናይ ጆርጅያ ተውሃዶ ኦርቶዶክስ ናይ ዲቁና ተምሃራይ ኔሩ እዩ። ናይ ሰሜን ኮርያ መስራቲ ኣቶ ኪም ኢልሱንግ ኣዝዩ ጽኑዕ ከኒሻ ኔሩ።
@ቀንዴልሓርነት
@ቀንዴልሓርነት Ай бұрын
​@@zegdagmawi275ኣይትሓሱ እስከ በጃካ ኢሰያስ መንፈሳዊ ኮይኑ ኣይፈልጥን ኢዩ
@jemalyonus7244
@jemalyonus7244 Ай бұрын
ቦታ ኣይነበረናን ትብል ኣለኻ። እስከ ሓደ ወዲ ሜንዓር ጥቐስ ኣብ ስልጣን ዘሎ። ንስኻ ሕጽረት ናይ ተመኩሮ ኣለካ ክሳብ ሕጂ ፍልልይ ህዝባዊ ግንባር ህግደፍ ፍልልያት ዘይርደኣካ ሰብ ኣይ ኢኻ
@hailewolde1816
@hailewolde1816 Ай бұрын
መሰረታዊ ጸገም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ( ጀብሃ ) ናይ ኣተሓሳስባ ዝንቡዕነት እዩ ። ጀብሃ እስላማውን ዓረባውን ቅኒት ዘለዎ ስነሓሳብ ሒዛ እያ ተበጊሳ ፡ስለዝኾነ ድማ ነቲ ከበሳዊ ክርስትያን ክፋል ዝውክል ኣይነበረን ። ኣብ ጉዕዞ ቃልሲ ድማ ንሕናን ዕላማናን ብዝብል ማኒፈስቶ ደቂ ከበሳ ክርስትያን ካብ ጀብሃ ክፍለዩ ተገዲዶም ።
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 Ай бұрын
It is true the Kebesa Christians were very repressed during the early stage of Jebha ELF that was led by ignorant tribalist Ben Amirs. Many young Eritrean Christians perished in the late 1960s, known as Siryet Addis
@jemalatta423
@jemalatta423 Ай бұрын
ጋዜጠኛ አድናቂ ሙኻንካ ዘሕፍርዩ
@mesfinabraham6412
@mesfinabraham6412 Ай бұрын
* ኣምሰሉነት ብሉጽ መንነት ተጋደልቲ ነበር *🤧🤧🤧🤧🤧🤧 * መጽሓፍ ኣንባባይ ዲኻ? * ስቕ በሓላይ ዲኻ ኔርካ * ውላድ ተምቤን ዲኻ ኔርካ ! * እሱብ ናይ ኣሜሪካ - ኢትዮጵያ ዲካ ኔርካ በዘየገድስ ** እቲ ሕቶ እንታይ ጌርካ - እንታይ አፍሪኻ'ዩ ። ** ኢሳያስ ሸይጣን ኣዲ ሓሎ ዘፍረሶ - እንበር ዝሓነጾ ዎላ ሓንቲ የሎን ✅ ** ኢሳያስ ይኣስርን - ይቀትልን እምበር - ምህረት አይገብርን ✅ ** እዚ ዓጋመ ተመን ወዲ ተምቤን ምስ ዝኮነ ሰብ ብሃሳብ ክኻታዕ ሪዒናዮ አይንፈልጥን - ምስ ዝኾነ ሰብ ውን ተወዳዲሩ ንሱ ዝሓሸ ከምዝኾነ ዝተራዓየሉ መድረኽየሎን ✅ ** እዚ ሰብ ከምዚ ከማኻ ዝኣምሰሉ ሰነፋትን ፣ አምሰሉን ኣኻኪቡ በይኑ እንዳተዛረበ ፣ በይኑ እንዳወሰነ ፣ ብናቱ ትእዛዝ ተመሪሖም ዝንቀሳቀሱ ወሽላኻት ሂዙ ሃገር ዘፍረሰ ፣ ህዝብና ደጽነተ ፣ ባንዴራ ኢትዮጵያ አሰኪሙ ከም ኣድጊ ክንድመር ኢና ዘበለን አፍ ልቡ እንዳሓረመ ንኢትዮጲያዊነት ዝኣመነ ከዳዕ'ዩ ኢሳያስ ወዲ መድህን በራድ ማለት ።✅✅✅✅✅✅🤧
@shambko
@shambko Ай бұрын
1. ኢሳያስ ሞኒተር አይነበርን 2. ሀብቶም ዓንዶም ከኒሻ ኢዮም 3. በየናይ ቁጽሪ ኢዩ ብ6 ዓመት ዝዓብየካ 4. አብ ሜደ ክንደይ ጌርካ? 5. አብ ቺና ዝተማህሮ እዩ? ብእዝኑ አእትዮምሉ?
@moed1964
@moed1964 Ай бұрын
አነ ዝገርመኒ ዘሎ ካብ ኢሳያስ እንታይ ነይሩ ሕጂ ኸ ከመይ ኣሎ ኢልካ ደጋጊምካ ምዝራብ ተራ ሕዝብና ባህልናን ታሪኽናን ወዘተረፈ ነዚ ናይ ሕጂ ኢሳያስ ክፈጥር እንታይ ኔሩ / ኢዩ ኢልና ዘይንምርምር። ኢሳያስ እኮ ኣባና ሃጓፍ ስለዝረኸበ እኳ ኢዩ ድላዩ ዝገብር ዘሎ?
@danielmehari227
@danielmehari227 Ай бұрын
እዚ እሳያሰ ተዛረቡለይ ዶ እሉኩም ካብ ግዜ ቁልዕነቱ ገዚእኩም ኻላሰ!!
@RussomTsegai
@RussomTsegai Ай бұрын
9 ክፍሊ ብዛዕባ 11 ክፍሊ ወዲ 16 ብዛዕባ 19 ዓመት
@mtesfay739
@mtesfay739 Ай бұрын
ኣነ ዝገርመኒስ ናይዚ ጋዘጠኛ እዩ። ምዝራብ ከሊእዎ ነዚ ዕዱም። ጋዘጠኛ በዳህቲ ሕቶታት ክሓትት ይኽእልዩ። ጋዘጠኛ ድማ ንዝሓተቶ ሕቶ ብዓቕሊ ብግቡእ ሰሚዑ ካልእ ሕቶ ክሓትት ከሎ ፡ንሰማዒ ዝጠቕሞን ዘይጠቕሞን ክፈላሊ ይኽእል። ከም ዝመስለኒ ግን እዚ ጋዘጠኛ ኣብ ዘይ ሞያኻ ኣቲኻ ኣሎካ። ንስራሕኻ ደጊምካ ስምዓዮ ። ዘረባ ተብዝሕ ፡ዓብላልነት ዘረባ ኣሎካ። ንጋሻኻ ናይ ምኹላፍ ወዘተ ወዘተ ይርኤ ኣሎ። ንሰማዒ ዘሰልቹ እዩሞ ምስናይ ይቕሬታ ኣብ ቀጻሊ ምምሕያሽ ክግበር ደስ ምበለና ክቡር ጋዜጠኛ ።
@alula763
@alula763 Ай бұрын
ኢስያስ ናጽነት ኣምጺኡ 30 ዓመት ሃገር መርሁ ። ። ። ትዘሪብኩም እንታይ ትፍሪዩ ሕጂ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@michaelweldu4457
@michaelweldu4457 Ай бұрын
ህዝቢ ለሚሱ ይብለካ ኣሎ 500 ማአሰርቲ ሰሪሑ ድህልዎ
@Ali-horreAburus4823
@Ali-horreAburus4823 Ай бұрын
Avez-vous Santé Moral pour Parler de son Excellence president Isayas Afwerqi ABRAHA Radiya Allahu Anhu.
@ዛንታናዛንታና
@ዛንታናዛንታና Ай бұрын
የቐንየልና ገብረእዝግኣብሄር ወልዱ ❤❤
@tadesseissak6297
@tadesseissak6297 Ай бұрын
ኣብዚ ዘገርም ዘይብሱልነት ናይዚ ዘብኣይ እዝስ ንኢሰያስ ዲክታተር ኢሉ እናኾነነስ ነቲ ክብ ስርዓት ኢሰያስ ዝኸፍአ ንህዝቢ ብዓሌትን ኣውራጃን ከፋፊሉ ውግእ ሓድሕድ ዝኣወጀ ብርጌድ ንሓመዱ ይድግፍ ምስቲ ዕድሚኡን ተመኩርኡን ርኢኻ ክትፈርዶ ከለኻ ክሳብ ክንደይ ድኹም ምኳኑ ቁልጭ ኢሉ ይበርሃልካ ብርጌድ ንሓመዱ ማለትኮ ናይ ኤርትራ ( ቦኮ ሓራም ወይ ኣልሸባብ ) ማለትኮ እዩ እንተኾነስ ህዝብና ዋላ ንስርዓት ኢሰያስ ይጽላኣዮስ ንዝሓሸ ሰላምን ራህዋ ዘምጽኣሉ ውድብ እምበር ነቲ ቀንጻሊ ብርጌድ ንሓመዱስ ኣይክቕበሎን እዩ ምድሪ ኤርትራ እውን ኣይክረግጻን እዩ ኣብዛ ስድቱ ከም ሃመማ ተበታቲን እዩ ክበሊ
@Tekle-hz8oh
@Tekle-hz8oh Ай бұрын
እዚ ሰብኣይ ቅንኢ ከም መለስ ኣልዎ : ንኤርትራ ከበታትን ( CIA ) ዝተመለ እዩ :: እንታይ ይዛረብዉን ኣይፈልጥን እዩ :: ካብ 1961 ክሳብ 1967 ዝነበረ መርገም ሕዝቢ ኤርትራ ክንደይ ሂዎት ሓልፍይ / ብዙሕ ደም ፈሲሱ :: ኤርትራ ብስዉር ኣመራርሓ ድያብሎስ ትምራሕ ነይራ :: ድሕሪ ምኻድ ቻይና ነተን ቀያሕቲ መጻሕፍቲ (ማኦ ) ተርጉሙወን :: ኣብ ሳሕለ ዓርዱ :: ሕዝቢ ወዲቡ / ህዝባዊ ቃልሲ ኣካይዱ ተዓዊቱ :: ቅዲ / መንገዲ ቻይና ክንክተል ንሃገር ስምረት ቀጻልነት ከነረጋግጽ ይግባእ :: ፍቱን ደሞክራሲ ካብ ወለድና ዝወረስናዮ ኣለና ::
@asmarah3174
@asmarah3174 Ай бұрын
ብራቴለ ዓጢቕካ ከም ቆልዓ ታይ ቁምነገር ከይህልወካ እንተቐየረልካ ቁልፊ እሰር ከም ሰብኣይ ሸጥ ክብል መዓንጣኻ። ኣደብ!
@LamdaAlpha65
@LamdaAlpha65 Ай бұрын
በዚ ኢልካ በቲ፡ ኣቶ ኢሳያስ ዳርጋ ናብ 84 ዓመቶም ተጸጊዖም ኣለዉ ማለትዩ። ብኸመይ? እዞም ጋሻ ንባዕሎም ኣብ 1962 ተመሃራይ 9ይ ክፍሊ፣ ወዲ 16|17 ዓመት ከም ዝነበሩ ይገልጹ ኣለው። 2024 ዝጎዶሎ 1962= 62 ዓመት ነዚ 17 ዓመታት ወስኹሉ= 79 ኢሳያስ ነዞም ጋሻ ብ 5 ዓመት ከም ዝዓብይዎም ገሊጾም ኣለዉ። ስለዚ 5 ዓመት፡ ወስኹሉ። ጠቕላላ 84 ዓመታት ይኸውን። ብወገነይ ሓበሻ 2 ዓመት ናይ ምሕባእ ልምዲ ኣለና። ስለዚ 84+ ኢልና ኢን ክንሓልፎ። ንኣብነት ኣብ 1962 ወዲ 16 17 ኮይኑ ካልኣይ ደረጃ ዝኣቱ ዳርጋ ኣይነበረን ዝብል ገምጋም ኣለኒ። ኣብዚ ዘለናዮ እዋን ከማን ንጋዶ። ስለዚ ደቂ ዓበይቲ... ነዞም ክቡር ሓርበኛ ጋሻ ስለቲ ዝኽሮም ልዑል ምስጋና ይብጽሓዮም። ዝነኣድ ቃለ መጠይቕን መደብን። ነዚ ክቡር ጋዜጠኛ መዘኻኸሪ፡ እዞም ጋሻ ብዛዕባ ኣብ ልኡል መኮነን ዝበሃል ዝነበረ ቤትምህርቲ ኣብታ እዋን እቲኣ ዝነበሩ ካብ 100 ዘይበዝሑ ተመሃሮ እዮም ዝዛረቡ ዘለዉ። ኣብቲ እዋን እቲ ክንደይ ካልኣይ ደረጃ ቤትምህርትታት ነረን? መራሕቲ ክኾኑ ዝኽእሉ ኣብ ሓንቲ ቤትምህርቲ ጥራሕ ነሮም ኢልካ ክትሓስብን ክትሓትትን ግቡእ ድዩ?
@jemalatta423
@jemalatta423 Ай бұрын
እዚ አርእስቲ ንህዝቢ እንታይ ይጠቅሞ
@kliensilva9240
@kliensilva9240 Ай бұрын
ሓታታይ ንጋሻኻ ትህውኾ ነይርካ። ኣጋይሽካ ሓሳቦም ክገልጹ ዕድል ምሃብ ተለማመድ። ኣነ ዝገርመኒ እቲ ዝበዝሐ ዛንታ እቲ ናይ ቀደም ባህርያት ኢሳይያስን እተፈጸመ ገበናቱን እዩ። ህዝቢ ኤርትራ ሎሚ ነዚ ውልቀ መላኺ ብግቡእ መንነቱ ፈሊጥዎ ከሎ ብዛዕባ ሕሉፍ ታሪኹ ምዝንታው ፋይዳ የብሉን። ሕጂ ዘድልየና ነዚ ስርዓት ከመይ ይእለን ብርግኣት ንኤርትራ ናብ ዴሞክራስን ጎደና ምዕባለ ነሰጋግራ ዝብል ክኸውን አለዎ።
@rezenedebesay5275
@rezenedebesay5275 Ай бұрын
Ety hasot kab mejemerya eyu digimir minitor eko ab hade class mis tuhlu eyu hade klas aynebernal elka dima kem hade class yenberkkena neyru elka please guys ezi ketali seb beka kemzi gerkum tekek aytebluna
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 Ай бұрын
Monitor and prefect-monitor are different. Monitor looks after the one class but the prefect-monitor looks after the school with the school compound.
@gideonasress7484
@gideonasress7484 Ай бұрын
Eritra tibahal kulu gizie b tigraway eya tegezi-A. Isayas gn siri-om aftihu, kirmaj geiru gerifu, har-om abliuewom. I dont hate him nor Love him but he seems to be a worthy enemy to those who hate him.
@kakamhari1433
@kakamhari1433 Ай бұрын
Keneryeka ena fah kenetwelkum antum resahat adwa. Mealtukum tetsebiu
@downdownw7374
@downdownw7374 Ай бұрын
አዛ ሰብኣ እምበርከ ተጋዲላ ዲያ?????
@OgbaiZera
@OgbaiZera Ай бұрын
ሰላም ደቂ ዓበይቲ ሚኪኤል ካብ ኢሳያስ ንስጃ ገዲድካ ኣቶ ገርዝጊሔር ዝፈልጦን ትዕዝብቱ ከቐምጥውን ኣይፈቐድካሉን። ኢሳያስ ሰላይ ና ኢትዮጵያ ኮይኑ ናብ ስልጣን ንምድያብ ብብልሑን ተንኮሉን ወዲትን ስክጣን ጨቢጡ ንህዝብን ሃገርን ምጽሓፍ፡ ምእካብ፡ ምዝራብ እኮ ኣይፍቀድን። ክም በዓል ንስካ እንዳወዳደስኩም ዕድሚኡ ተንውሕሉ ኣለኩም። ህዝቢ'፡ኮ ንስካ ኢካ ትካልከለሉ ኣለካ። ክመይ ኣቢልና ክንቃለሶ ዝሰርሓኩም ጥሪት እንዳሃከኩም ሓብትክን ተዓዛቢት እየ በለት ሰበይቲ። ጊይታ ክሕግዘና ምበር ጃብ ኮራኩር ህግድፍሲ ተሪፍና። ንስካውን ሕያዋይ መሲልካ ሰላዪ ናይ ህግድፍ ኢካ ምብልኩካ።
@RussomTsegai
@RussomTsegai Ай бұрын
ደርግ ከይ መጸ ቃልሲ ገዲፍካዮ ምስ ደርግ ተዋጊአ ትብል
@gabewoldu1313
@gabewoldu1313 Ай бұрын
Yes, you are right..I did a mistake
@ots2023
@ots2023 Ай бұрын
ኢሰያሰ ሸፍታ ኢዮ ፖረሰደንት አይኮነን ን33 ዓመታት ምርጫ መንግሰቲ አይገበረን ነቲ ማፍያ ማሕበር መራሒ ኢዮ
@RussomTsegai
@RussomTsegai Ай бұрын
ሞኒተር ናይ 9 ክፍሊ ን ናይ 11
@berhaneteklemicael4880
@berhaneteklemicael4880 Ай бұрын
አንቱም ሰባት ናይ ኢሰያስ ናይ ቀደም ናይ ሎሚ ጠባያቱ ክትብሉ ዕንክሊል ዘይትወጹ:ደማሙ😢
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 Ай бұрын
ዘገርም እዩ። ኢሳያስ ኣብቲ ግዜ ተምሃራይ እንከሎ ናይ ፍኖተ ብርሃን ዘማርን ቀዳስን ኔሩ። የማነ ማንኪ ኣብ 70ታት ጴንጠ ኔሩ። ጆሴፍ እስታሊን ውን ናይ ጆርጅያ ተውሃዶ ኦርቶዶክስ ናይ ዲቁና ተምሃራይ ኔሩ እዩ። ናይ ሰሜን ኮርያ መስራቲ ኣቶ ኪም ኢልሱንግ ኣዝዩ ጽኑዕ ከኒሻ ኔሩ።
@Erytros1
@Erytros1 Ай бұрын
@@zegdagmawi275 ምአረምታ የማነ ማንኪ ጴንጠ ዘይኮነስ ምስክር ጆሆቫ ኢዩ ነይሩ
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 Ай бұрын
@@Erytros1 Gedede! yiblu Hamasien. Thank you for the correction. From Jehovah Witness, he became a Marxist killer? Gedede!
@tesfaytesfazgy6502
@tesfaytesfazgy6502 Ай бұрын
GAME OVER !! ዕሱባት
@TenseaBerhe
@TenseaBerhe Ай бұрын
EZI SHIFTA BEAL TABYA KORARO, CHEKAN,TONKOLENGA, KENAA, KEHADI EYU.
@johnhaile4682
@johnhaile4682 Ай бұрын
You can’t even calculate simple math. And talking about president Isaias’s youth character is for what purpose. Why don’t you use your time and brain for some thing else. He is the father of Eritrea.
@mengeslulu2910
@mengeslulu2910 Ай бұрын
Gabru asrt zebalo sameaka frad
@AmanEzgi
@AmanEzgi Ай бұрын
ኮለል
@adikeyh7770
@adikeyh7770 Ай бұрын
እዋይ እዞም ከዳዓት ክሕስው ፎእ
@alemghebremedhn2191
@alemghebremedhn2191 Ай бұрын
Why do you say president Issaias to someone who is dictator?
@TekleweinBerhane
@TekleweinBerhane Ай бұрын
ጋዘጠኛ ሎኽመኛ ኢኻ ህዝቢ ተጨውዩ መሃነኑ ጠፊእዎ ዘሎስ መን ስልጣን ምስ ኣረከቦ ።
@kalidibrahim3349
@kalidibrahim3349 Ай бұрын
Gazetena zero hanti hatitka edle habo
@Eri24882
@Eri24882 Ай бұрын
This guy is a lair or confused. He said isaias was 11th grade when he was 9th grade. And then he said isaias was his monitor in the class. Is it possible someone to be your monitor of the class if he is not in the same class?
@asmarah3174
@asmarah3174 Ай бұрын
"ኢሰያስ ኢሰያስ" ክትብሉስ ኩሉጊዙስ ኣይስልችወኩምንድዩ? ክንዳኻ ዘይኮናስ ብኣኻ ይዉዕላ ከም ዝበሃል ንስካኸ ብዘይካ ኣብ ስደት ተመቺኡካ ምንባርስ ታይ ገበርካ? ዝገበርካዮ እስከ ንገርርና፡ እምበር ዘረባስ ፊደል ዘይቕጸሩ ዉን ምውቃስ ይኽእሉዪም። ስለዚ ዓንዘርዘር ኣይትበል፡ ዘይፈልጥሲ 60 ዓመት ኣሳልዩካዩ እንተ ብኽፉእ እንተብጽቡቕ እዘን ንሕና ንሓይሽ ትብላ ኣብ ዩቱብ ኮንክን ድማ ምቾት መሪጽክንሞ ኣበይ ኮንክም ኢኩም ትወቕሱ። ኪዱ ፈትኑ ወይ ክትስዕሩ ወይ ክትሰዓሩ። ተዘይኮይኑ ትም በል። 🇪🇷🇪🇷
@Yosef_Selam
@Yosef_Selam Ай бұрын
ምቅንጃው ኢሳያስ !!!
@swel7586
@swel7586 Ай бұрын
This guy is conflicted with himself. I don't think he is sane. Either he is crazy or pathological lier. Something is unsettled in his thinking process. He thinks himself as one of the Eritrean scholars but he doesn't show it because his reasoning is of an ignorant and extremly lightweight. I think we need some people who were there, to prove him wrong.
@nakfaalgena5920
@nakfaalgena5920 Ай бұрын
THE PROBLEM IS ERENA IS LIGHTWEIGHT
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 Ай бұрын
ኣቐዲመ ንኣያና ኣቶ ገረዝጊሄር ምስጋና ይብጽሓዮ። እዚ ናይ ሱሳታት ታሪኽ ዝፈልጡን ብሂወቶም ዘለዉን ኣዝዮም ውሑዳት ስለ ዝኾኑ ፡ ከምዚ ዓይነት ዕላል ኣብ 2ን 3ን ክፋል ድገመልና ኢኻ። ኣብቲ ግዜ ኣብ ገድሊ ዘጋጠመኩም ሽግራትን ግድላትን እትዚክሮም ተጋደልትን ኣጋጣምታትን ፡ ኣብቲ ግዜ ኤርትራን ኣስመራን እንታይ ትመስል ኔራ። ኣብቲ እዋን እንታይ ዓይነት ደረጃ ንቅሓትን ባህላዊ ምዕባለን ኔርኩም። እንታይ ዓይነት ደረጃ ቁጠባ ኢንዳስትሪ ኔሩ ወዘተ ነገለ ሰማዕቲ መብርሂ ፥ ሎሚ ተሪፉ ከይከውን እምበር ፡ ኣብቲ ግዜን ብግዜ ደርግን ክልተ ዓይነት ሞኒተራት ቤት ትምህርቲ እዮም ኔሮም። እቶም ሓደ ናይ ክፍሊ ሞኒቶር ኮይኖም ፡ ሓላፍነቶም ንሓንቲ ክላስ ወይ ክፍሊ እዩ። እቶም ካለኦት ከኣ ናይ ቤት ትምህርቲ ተቖጻጸርቲ ኮይኖም ፡ ብተምሃሮ እተመርጹ ፕሪፈክት ዝበሃሉ ፡ ንመምህራን ኣብ ካንሸሎ ምኽፋት ምዕጻው ማለት ደወል ምስ ተደወለ ፡ ኣብ መንጎ ተምሃሮ ባእሲ ወይ ክዕግርግር ከይጠር ተቖጻጸርቲ ፡ ብሓፈሻ ናይ ተምሃሮ ስነ ስርዓት ኣብ ቀጽሪ ምቁጽጻር ይዋፈሩ። ከምዚ ኣብ ሰራዊት ወፖ ወይ ወተሃደራዊ ፖሊስ ዘለዉ ፡ ኣብ ቤት ትምህርቲ ድማ እዞም ፕሪፈክት ኔሮም። ኣያ ወልዱ ካብ ነዚ ናይ ቅድሚ ሱሳ ዓመት ከዝንቱ እንከሎ ፡ ነቲ ዛንታ ጽቡቕ ጌሩ ዘኪርዎ ኣሎ። ነቲ "ፕሪፈክት ሞኒተር" ዝበሃል ግን ሞኒተር ጥራይ እሉ ሓሊፍዎ። ኣያ ገረዝጊሄር ኣዝዩ ኣብቲ ኣብ ሱሳታት ኣብ ገድሊ ዝነበረ ታሪኽ ግርም ጌሩ እዩ ዝፈልጦን ፡ ነዚ ወለዶ ናይ ብርጌድ ንሓመዱ ውን ነቲ ታሪኽ ክምህርን ካብ ጌጋታት ናይቲ እዋን ውን ክመክር ዝኽእል እዩ። ሓታቲ ወይ ኣዛታዪ ኣቶ ምካኤል ፡ ነዚ ዝወሰድካዮ ተበግሶን ዕድመን ተመስገን። ኣብ ዝመጽእ 2ን 3ን ክፋል ክትገብረሉ ይላቦ። ከምዚ ኮይኑ ግን ንሕቶታትካን መደብካን ጽቡቕ ጌርካ ተዳሊኻ ክትኣልዮ ይግባእ። ኣብ መንጎ ሓሳቡ ከይወደአ ኣድላዪ እንተዘይኮይኑ ፡ ንጋሻኻ ኣይትዅለፍ።
@abrahamtekle7090
@abrahamtekle7090 Ай бұрын
The journalist is zero clue
@senaittesfazgi9707
@senaittesfazgi9707 Ай бұрын
He is daddy minded
@mengeslulu2910
@mengeslulu2910 Ай бұрын
Makliska aytflten ika narka abu
@wedihzbi2548
@wedihzbi2548 Ай бұрын
Dictator Isias ember president elkum thasbu 😂
@amanbb
@amanbb Ай бұрын
አዚኦም ተወሊጀ ክኾኑ ኣለዎም። ኣኽላባት ወዲ ተንበናይ አዮም
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 Ай бұрын
እንታይ ማለትካ እዩ፧ ዓረብ ግን ኣይኮኑን። ድዮም፧
@abukamil7376
@abukamil7376 Ай бұрын
@@zegdagmawi275 ኤሪትራዊ ተመሲልካ ፣ ኣብ ኩሉ ኢኻ ትሳተፍ ፣ ብፍላይ ናይ ሃይማኖት ጉዳይ እንተ ተላዒሉ ፣ ዝፈልጠኒ የለን ኢልካ ፣ ሓዊ ኢኻ ታኣጉድ። ሕጂ ፣ ንተወሊጀ ወይ ዓጋመ ምስ ኣልዓለ ፣ ሒማትካ። ኣንታ ሩኹስ ፣ ሰራም ትግራዋይ ሙዃንካ ፣ ክትሓብእ ኣይካኣልካን። ንኤሪትራዊያን ብሃይማኖት ካብ ምፍልላይ ተቆጠብ።
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 Ай бұрын
@@abukamil7376 ኣነ ድየ ትማሊ ካብ ሸረ ዉቕሮ ወይ ካብ ገዳርፍ ሱዳን መጺአ ፡ ንቋንቋታት ኤርትራ ትግረ ትግርኛ ንዕቕ ኣቢለ ፡ ብሓዊ ኣንዲደ ፥ "ናሕኑ ዓራቢ ፡ መንነትና ዓረብ እዩ" ፡ ዝበልኩ፧
@GEO.16
@GEO.16 Ай бұрын
ሙሽሙሽ ኢዩ እዚ ሰብኣይ ከይሓፈረ ንኢሳይያስ ይንእድን የጸባብቕን ኣሎ ገጽካ ትከወል። ወልደሲስ ዓማር ኢዩ እቲ ሓቂ ናይ ኢሳይያስ ዝገልጽን ዝዛረብ እዚ ወኻርያ ሰብኣይ ግን ባርዪኡ ኢዩ ከጸባብቕ ከፊእዎ።
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 Ай бұрын
ኣቶ ገረዝጊሄር ከማኻ ዝኣመሰለ ክምሃር ኢሉ ይዛረብ ይቃለስ ኣሎ። "ሙሽሙሽ" ዝበሃል ከምዚ ከማኻ ብረቱን ሓብቱን ንኸዛብ ዓረብ በደዊን ሸይጡ ዝመጸ እዩ።
@GEO.16
@GEO.16 Ай бұрын
@@zegdagmawi275 ኣልግስ ባርያ ብስምካ ሰብ ኣይትጽረፍ ተረፍ ሊብያ ምስ ሓብቱ ዝደንን ዳኣ ንስኻ ምበር ስሉብ፡ ኣነ ዳኣ ከማኻ ዘይኮንኩ
@ቀንዴልሓርነት
@ቀንዴልሓርነት Ай бұрын
ን ኢሰያስ ኣይፈልጦን ኢዩ፡ ክውድስ ኢሉ ኢዩ መጽዩ ምስኪናይ 😂
@asefashasfaha6063
@asefashasfaha6063 Ай бұрын
Get a life both of you
@rezenedebesay5275
@rezenedebesay5275 Ай бұрын
Eza media eko niay aytrdanin eya belu tsibuk gerkum kuhalwo kemti shugut zeyketlo elom brain wash zigeberuna
@ben5115
@ben5115 Ай бұрын
inconsistency and dots that never connect
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 Ай бұрын
He was very consistent and he described young Issaias very well. Would you please state, where he was inconsistent.
@menikazi1
@menikazi1 Ай бұрын
Error
@kiaroblox2724
@kiaroblox2724 Ай бұрын
ሞኒተር ብ ዕብየት እዩ ኔሩ ፡ ሳክት ክትኮሓሕል ኣይትፈትን ን ሉሲፈር ዓድ-ሃሎ ።
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 Ай бұрын
Monitor can be by physical strength or by election. It depends.
@aklilusereke4000
@aklilusereke4000 Ай бұрын
😂😂😂
@tekalikibreab1835
@tekalikibreab1835 Ай бұрын
Baba gab Brged n Hamedu of Calgary is watching you. Stop those nonsense interviews with this guy.
@gabewoldu1313
@gabewoldu1313 Ай бұрын
Why is it wrong? Did you hear the whole story? Let me hear your feed back.. :)
@tekalikibreab1835
@tekalikibreab1835 Ай бұрын
@@gabewoldu1313 First of all this person is HGDEF, he against brged n Hamedu .
@gabewoldu1313
@gabewoldu1313 Ай бұрын
@@tekalikibreab1835 He is not...I know him more than you do.
@kiaroblox2724
@kiaroblox2724 Ай бұрын
ያ በጃኻ ተሰተር ማይክ ፕረሲደንት ኢልካ ትጽውዖ ኣለኻ ክሳብ ሕጂ ? መን መሪጽዎ እንተ-ተባሃልካ እንታይ ኢልካ ትምልስ ፡ ንባዕሎም እቶም ዝመረጽዎ ፡ ግዚያዊ ፕረሲደንት ኢሎም እዮም መሪጸሞ ። ኣይጸረኻን ኣለኻ ብዙሕ ግዜ ካብ ዘስተ-ውዓልኩልካ'የ ። ነጽር
@meharennahabtemariam1637
@meharennahabtemariam1637 Ай бұрын
The war was not with Derg it was during Haileselasse Era.
@asefashasfaha6063
@asefashasfaha6063 Ай бұрын
Get a life both of you
Seja Gentil com os Pequenos Animais 😿
00:20
Los Wagners
Рет қаралды 88 МЛН
Wait… Maxim, did you just eat 8 BURGERS?!🍔😳| Free Fire Official
00:13
Garena Free Fire Global
Рет қаралды 7 МЛН
Yay, My Dad Is a Vending Machine! 🛍️😆 #funny #prank #comedy
00:17
КОГДА К БАТЕ ПРИШЕЛ ДРУГ😂#shorts
00:59
BATEK_OFFICIAL
Рет қаралды 6 МЛН
Seja Gentil com os Pequenos Animais 😿
00:20
Los Wagners
Рет қаралды 88 МЛН