Kaleab Teweldemedhin _ New Eritrean Music 2025 - ንዒ በልዋ _ Nie Belwa (official video)

  Рет қаралды 2,171,857

BAHGNA TV

BAHGNA TV

Күн бұрын

Пікірлер: 2 600
@SiemSiemo
@SiemSiemo Ай бұрын
ማይናስ 👏🏾 ፈተውቲ ማይናስ ሃየ 👍🏾ዓሸራኻ ግደፍ
@nakfalove3148
@nakfalove3148 Ай бұрын
እዚኣ ድርፍስ ኣብ ናይ ኣደይ ምእተኹዋ 😭😭 ቃሌ 💔💔 we ❤ you 🇪🇷🇪🇷
@KibromKidane-ed3bv
@KibromKidane-ed3bv Ай бұрын
እንታይ ዓይነት ክእለት ዩ ዘለዎም ወደይ ቃልኣቦም፡ዋላ ማይናሶም ዲርሰት፡ሙዝ፡ስእሊ፡ናይ በሓቂ ኢዮም ኣይ ሓቆም እንድዮም እዞም ተጋሩ ልዕሊ70 ደርፊታት ደጊመሞ ኣነስ እግረም ደቂ ኤረ
@N.at.79
@N.at.79 Ай бұрын
​@@KibromKidane-ed3bvተጋሩ በጀካ ስርቂ እንታይ ኣለዎም። ፎቶኮፒ እንዳኣሎም
@mehretaraya2393
@mehretaraya2393 Ай бұрын
Maynas zihewoso edu kulu bulitsie eyu adimen tianan kalie& maynas
@alexanderermias143
@alexanderermias143 Ай бұрын
ማይናስ ንፉዕ እንደዩ ኣብዚኣ ግን ብዙሕ ዘይ ርድኣካ ነገራት ኣሎ ንኣብነት ኣብቲ 3:07 ዘላ ከመይ እዩ ሓሲብዋ እቲ ትራፊክ ኣብ ወረቅት ይጽሕፍ ኣሎ ዝናብ ወን ይሃርም ኣሎ እቲ ወረቀት ኣይጥልቅይን ዶ ? ከመይ እያ ተሓሲባ ኣይተርድኣትንን ዘላ
@ፊፊየ
@ፊፊየ Ай бұрын
ነዛ ደርፊ ትሰምዕዋ ዘለኩም ኣኣብ ዘለክሞ ሰላምን ጥዕናን ይሃብኩም ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልኩም ዓመተ ሰላምን ፍቅርን ይግበረልኩም 🎉🎉🎉🎉❤❤
@Kereneritrean
@Kereneritrean Ай бұрын
ኣመን ቀሊኣብ he's best all time his song he touched my heart
@ElsaGmedhin-r3z
@ElsaGmedhin-r3z Ай бұрын
Amen mearey❤❤❤
@ghenetmedhane9515
@ghenetmedhane9515 Ай бұрын
ኣሜን 🇪🇷💖🙏🌹::
@Temesgen-o3p
@Temesgen-o3p Ай бұрын
Amen
@mehretaraya2393
@mehretaraya2393 Ай бұрын
Amen heftey❤
@DaveEntertainment.
@DaveEntertainment. Ай бұрын
ኣፍቀርቲ ሙዚቃ ኤርትራ ብፍላይ ድማ ፈተውቲ ቃልኣብ ተወልደመድህን ኣምላኽ 1000 ዓመት የንብርኩም 🥰
@EfemBrhane
@EfemBrhane Ай бұрын
Mes tena amen
@BereketBereket-c1w
@BereketBereket-c1w Ай бұрын
Amen Bro ✌️🥰🥰🥰
@natnaelkidane9922
@natnaelkidane9922 Ай бұрын
Amen ❤
@NattyDAP
@NattyDAP Ай бұрын
Yeakhe mile dea entay kngebro 90 zeyakle😊
@Nebay333
@Nebay333 Ай бұрын
እቶም ዘይንፈትዎከ ክደይ ኢና ክነብር
@FnanTeweldebrhan-f7f
@FnanTeweldebrhan-f7f Ай бұрын
ማይናስ ዳይሬክቲን ዝገበሮ ጥዑም ምኾኑ ከይተሰመዐ ይፍለጥ ኣድነቅቲ ማይናስ ላይክ ርገጹኒ
@tarikomadhanom8070
@tarikomadhanom8070 29 күн бұрын
😊😊😊❤❤❤
@aloniabo7466
@aloniabo7466 Ай бұрын
ዝፈትዋ ❤ሓፍተይ መማኽርተይ ሰባሪት ጽሙዋይ ተስፋይ ኣዘኽቲማትኒ ዝተፈልየት😢 ወትሩ ብንብዓት ደጋጊመ ይሰምዓ ብዝኾነ ንኹልኹም ኣብዛ ስራሕ ዝተሳተፍኩም ነዛ ደርፊ ትሰምዑ ዝለኹምን ርሑስ ሓድሽ ዓመትን በዓል ልደትን ይግበረልኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጽቡቕ ስራሕ 🎉
@WintaYohannes-wk4du
@WintaYohannes-wk4du 26 күн бұрын
Ajoka bro kulna nabu eina ❤❤amen ❤❤😊
@amlesettekie6223
@amlesettekie6223 26 күн бұрын
❤️❤️💕
@frefkahsay8454
@frefkahsay8454 24 күн бұрын
Same me 😢😢😢
@dj_hazeka.
@dj_hazeka. Ай бұрын
ሓያል ጻዓሪ ዝፈሰሶ ስራሕ ይበል ግጥሚ ምስ ጡዑም ዜማ ውህደት ሙዚቃ ታሓዊስዎ አንታይ ክወጾ ዉድኡ ስራሕ ቀሌ 🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷 like አይተውሕድሎም
@ቀንዴልሓርነት
@ቀንዴልሓርነት Ай бұрын
Tiktoker yaho
@RobelBerhe-pk8iu
@RobelBerhe-pk8iu 22 күн бұрын
DJ man 😎 bezi ka😁
@yohannestesfamariam
@yohannestesfamariam Ай бұрын
ማራ ናፊቀዮ ነይረ ን ቀላኣብ ኣቱም ጽቡቃት ደቂ ኤረይ ከምታ ለዋሃ ወላዲተይ ናፊቀኩም ደቂ ኤረይ ብሓብራ 😢🇪🇷🙏🇪🇷❤️🇪🇷
@esutewelde1771
@esutewelde1771 Ай бұрын
ቃሉ ጅግና ጎይታ ብሬን ጎይታን ባድመ ጎይታ ጾረና ጎይታ ዓዲ በጊዖ ጎይታ ቡሬ ስሑል ድምጺ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@WintuSemu
@WintuSemu Ай бұрын
Begie keblaka eye
@esutewelde1771
@esutewelde1771 Ай бұрын
ሰይቲ ኪሮስ ኣስፍሃ ዲኺ
@sebirna7872
@sebirna7872 Ай бұрын
👉👑🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷jeganou yehwatey❤
@merhawitembaye7473
@merhawitembaye7473 Ай бұрын
😂😂😂
@tesfaldet-vq6lo
@tesfaldet-vq6lo Ай бұрын
​@WintuSemu gahshar nbelki adgi keleki seb eye elki ktxarefi gahaf ele kxerfeki hasibe emo bsmki eye zxwaki zeleku ytrefeni
@JackSami1498
@JackSami1498 23 күн бұрын
10 Milion teatu tbl like rgex . Love you deqi Erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤
@Samitv-e
@Samitv-e 19 күн бұрын
10 M ክትኣትው እያ ምስ ኣተወት ኣትያ በለኒ ኢኻ ወይ ክብለካ የ
@NahomMedhane-kg6vd
@NahomMedhane-kg6vd Ай бұрын
ነታ ደርፊ ክሰምዕ ኣትየስ ክሊፕ ስሒብኒ ሕጂ ይደጋግማ ኣለኹ። ዋውውውው! ኣድነቅቲ ማይናስ ኣበይ ኣለኹም፧ ይበል ኣተኣላልያ ደርፊ 👌🔥ድምጸ መረዋሕ ቃልኣብ ❤ ርሑስ ሓድሽ ዓመትን በዓል ልደትን ንኹላትና ኣብ ዘዘለናዩ ፍቅርን ሰላምን 🙌
@Yonmultimedia
@Yonmultimedia Ай бұрын
ነዛ ጣዕሚ ዜማ ትሰምዑዋ ዘለኩም ሰላምን ሙሉአ ጥዕናን ይሃብኩም ቓላኣብ ተወልደመድህን + ዮናስ ምሕረታብ ( ማይናስ) ኣዚዮ ዝነኣድ ስራሕ ❤❤❤
@HabenTewelde-dx3zk
@HabenTewelde-dx3zk 27 күн бұрын
ገጣሚ ተረሲዑ ሂወት ናይዛ ደርፊ ኮ ግጥሚ ዩ
@marinaer12
@marinaer12 Ай бұрын
ኤርትራዊ ኤርትራዊ ዝጨንው ጥዑም ሙዚቃ ቃልአብ እስሊ ❤️🙌🇪🇷✅
@elsateclehaimanot6244
@elsateclehaimanot6244 Ай бұрын
ቃልአብ ከም ወትሩ ብጣዕሚ ብልጽቲ ደርፊ አገናዕ ኩሉኹም ስነጥበባዉያን ኤርትራዉያን።ሶል ሜድያ ድማ እዚ ትገብሮ ዘለኻ ዓቢ አስተዋጽኦ እዩሞ ቀጽሎ ከማኻ ይብዝሑ።ኤርትራዉነት ክቡር መንነት ዘልአለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@abrhamerona6035
@abrhamerona6035 Ай бұрын
Thanks so much ብምቅጻል ንብዓተይ ምቁጽጻር ሲኢነ ንእሽተይ ሐፍተይ አንጊሃ ዝኸደት 💔😭 አንታ ንዒ በልዋ እዛ ሰባሪት ጽምዋ 💔😭 መን እሞ ክሰምዓና ውሽጥና ማሲኑ እወ 😭
@FamilyMovies-gd6xf
@FamilyMovies-gd6xf 24 күн бұрын
😢😢😢😢😢
@sarajoh313
@sarajoh313 14 күн бұрын
😢😢
@akberetgezae4694
@akberetgezae4694 Сағат бұрын
ካብታ ደርፊ ንላዕሊ ዘንበዔትኒ ኮመንት አየወ ሙዉት ዝናፍቅ ዓሻ ይብለካ ዘይበጽሖ ብንእስነትክን ዝተፈለክናና የሕዋትና ወቱሩ ኣብልብና🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@ariamdawit9894
@ariamdawit9894 Ай бұрын
ብጣዕሚ ብልጽቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ስነጥበባውይን ኤርትራ አጆካ ቃላአብ ።
@bahlbituum1530
@bahlbituum1530 Ай бұрын
እንዳ ነባዕኩ ሰሚዐያ 😢😢😢😢 ስሚዒት ፈጢራትለይ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና
@PALN-yw7jz
@PALN-yw7jz Ай бұрын
ቃልኣብን ማይናስን ክመጹ ተኾይኖም ብኹፉእ ስራሕ ከምዘይመጹ ይፈልጥ'የ👌
@FevenTesfalemFiebate
@FevenTesfalemFiebate Ай бұрын
Nay Behaqi Seb fuluy Tibeb eyom ❤❤❤
@KibromKidane-ed3bv
@KibromKidane-ed3bv Ай бұрын
ኣነ ከማን ምሳካ ኣለኩ ኣታ ኪንደይ ዪበልሑ ኢዮም ኣብ ቅድሚ ኣሚላክ ኣነስ ብ ኤርትራዊነተይ ሕጉስ እቢል ናይዞም ጎረበትና ደርፊ ባ ንስመዓዮ ብዓል ሃምቦፍ ዩ ኮ ክክክክክክክ😅
@eritreawnetkuburminenet504
@eritreawnetkuburminenet504 27 күн бұрын
ቃሌ ❤❤❤ኤርትራዊ ነግ ፈረግ ዘይ ቡሉ ኤርትራዊ 💯💯💯👌🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@asumabeyenekisun1953
@asumabeyenekisun1953 Ай бұрын
ኣነስ ምጽጋባ ስኢነ ኣብ መወዳእታ ዘላ ታ ንዒ በልዋ ዛ ሰባሪት ጽምዋ ምስ ክላሲኽ❤❤❤
@NATUAhferom
@NATUAhferom Ай бұрын
Me too
@mikleፐፐ
@mikleፐፐ Ай бұрын
ቀላኣብ ነግ ፈረግ ዘይብል ጅግና ወዲ ኤረይ ከም ቀደምካ ከም እምኒ ዓረ ክተርር ብኤርትራውነትካ ጸብልል ከም ትብል ባዓል ሙሉእ ተስፋ የ ጹቡቅ ስራሕ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@abdellaahmed9748
@abdellaahmed9748 Ай бұрын
ብጣዕሚ ጹቡቅ ስራሕቃላብ ኣዝማሪኖ ብፍላይ ዳይረክቲን ናይ (ማይናስ ) ኣድኒቀ ኣይጸግቦን❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰
@HPENTERTAINMENT-vu8id
@HPENTERTAINMENT-vu8id Ай бұрын
ኣብዚኣ ጀምዓ በጃኹም ነዚ ማይናስ ኣዱኑቅለይ በቃ ናይ ኤርትራና ፉሉይ ብቅዓትን ኩርንዓትን ዝጥምት ሰብ በቃ ንጥበብ ዝተፈጥረ ገለ ዓይነት ዳሬክቲን ቀጽሎ ዮኒ we love you @bahgna እዚኣ ኣብጹሑለይ በጃኹም !!
@eiham1593
@eiham1593 29 күн бұрын
Woooooooooow nay behaqi kemzea clip reye ayeflten paw masahallh
@HabenTewelde-dx3zk
@HabenTewelde-dx3zk 27 күн бұрын
ማይናስ ኣይኮነን ማይናስ ኣይንበል ዳሬክቲን ንዘጸበቐ ንዝወሰከ 'ዶ ማይናስ ትብሎ ካብ ሎሚ ሓቢርና ፕላስ ንበሎ ናደመረ ከይነጉድሎ
@EvenEzer-t1o
@EvenEzer-t1o Ай бұрын
ነዛ ደርፊ ትሰምዕዋ ዘለኩም ስድራኩም ን150 ዓመት ምስ ሙሉእ ጥዕና የንብሮም ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ክኣ 😂
@yohanaberhe3525
@yohanaberhe3525 Ай бұрын
Amen enkolay neaka brotherey❤
@MebrihitYemane
@MebrihitYemane Ай бұрын
Amen amen amen ahbiru deki ery
@salemisayas2690
@salemisayas2690 27 күн бұрын
Nkulna ❤️🙏
@ElsaGoje
@ElsaGoje 27 күн бұрын
ኣሜን 🙏ኣሜን 🙏ኣሜን 🙏ምዓረይ 😘😘😘😘😘
@FaniKidane
@FaniKidane 24 күн бұрын
Amen Amen Amen
@siemhabtom-u1k
@siemhabtom-u1k 24 күн бұрын
ደቂ ሪመይ 1.000.000 በጺሓ ኣላ ፍረ ጻዕሮም ኢዩ ንኪድ ናብ 2.000.000 for one manth❤❤❤❤❤❤❤
@TsgerdaKidane
@TsgerdaKidane 23 күн бұрын
Ya las go 2.000000 million ❤❤ I love eritean songs
@SolomonTesfalem
@SolomonTesfalem 4 күн бұрын
BexiHa ala 👏
@siemhabtom-u1k
@siemhabtom-u1k 2 күн бұрын
Forsa 3.000.000❤❤❤❤❤
@sifabdi8880
@sifabdi8880 Ай бұрын
M I am from Ethiopia 🇪🇹 I love you Ertirean 🇪🇷❤️
@Matimedia422
@Matimedia422 27 күн бұрын
SO WHAT
@ስለሓቂኤርትራ
@ስለሓቂኤርትራ 27 күн бұрын
We love you too
@almaz7529
@almaz7529 25 күн бұрын
We love ❤️ to
@divtekie5472
@divtekie5472 24 күн бұрын
ላይክ ሳብስክራይብ ኣርግ ወንድማችን በጣም ኣርፍ ዘፈን ነው እኛም እንወድሃለን
@NebiatGhebrhiwet-nr4ox
@NebiatGhebrhiwet-nr4ox 23 күн бұрын
We ❤ u too
@bizubuzy
@bizubuzy Ай бұрын
ካብ ዓሕን፣ብያትን፣ቁዘማን፣ ምስቁርቛርን ናብ ተደሲተ፣ ተፈሲሀ፣ተሓጒሰ ዝብሉ ቃላት የብቅዓና welcome kale
@keaentertinment4399
@keaentertinment4399 Ай бұрын
Amen 😂🙏
@Loved_35
@Loved_35 Ай бұрын
😢🙏🙏🙏
@KibromKidane-ed3bv
@KibromKidane-ed3bv Ай бұрын
ምስቁርቋር ዘይብሉ የለን ወዲ ሓወቦይ ምቁዛም ማለት ሓጢዛካ ማለት ኣይኮነን
@Eyob302
@Eyob302 Ай бұрын
ገጠምትን፥ ዘየምትን ኤርትራውያን ዝሰርሕዎ ኩሉ ግዜ ቡሉጽ ምሉእ ክብረትን ትሕትናንን ኣለና ! ንበር ክበር ቓሌ ሓውና !! 🇪🇷🇪🇷
@ErIHageri
@ErIHageri Ай бұрын
YES INDEED💯💯💯💯
@edengebreselasie5291
@edengebreselasie5291 Ай бұрын
Yes indeed anything made in Eritrea a music or drama is the best mostly the one never exposed to south ውሕዳት ጽፎፍትን አለውና ንዑኡም ነታባብዕ ደቂ ሪመይ if you notice those who collaborated with south they lost the Eritrean vibe and the talent because they are more focused on popularity than their identities
@Eyob302
@Eyob302 Ай бұрын
@edengebreselasie5291 Absolutely 💯 agree !! Edu Encouraging 🇪🇷n Artist is our duty !!
@abrehetmirach1543
@abrehetmirach1543 Ай бұрын
Yes nay wegin 2 kalat ydegagema kkkkkk
@ኣድናቒትTomasyemane
@ኣድናቒትTomasyemane 10 күн бұрын
@@abrehetmirach1543kk dkumat nay tigray enasemaeka enawealkas lhtit
@yadel-karneshim
@yadel-karneshim Ай бұрын
ቃሊኖ ዘይሃስስ ኮኾብ❤ኣቤት ጥበብ ውዱእ ስራሕ❤🇪🇷
@YuelTeshome-l1s
@YuelTeshome-l1s Ай бұрын
ሓደ ምልክት ምዕባለ ስነ ጥበብ ኣጉሊሑ ዘርኢ ዉድእቲ ደርፊ ንኹላትኩም ኣብዛ ስራሕ ዝተሳተፍኩም 👏👏👏👏🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ደቂ ሪመይ።
@Eritrea-y7x
@Eritrea-y7x Ай бұрын
ቃላእብ favourite ኮኮብ ⭐️❤️ ደራፋይ ናሕና ናይ 🇪🇷❤️⭐️🇪🇷ኤርትራና 🎶 ❤BEST 🎤❤️SINGER 👏🏽❤️THE. ⭐️❤️💫YEAR 🎵
@NaqfaS
@NaqfaS Ай бұрын
ቃልኣብ ቡሉጽ ወርቃዊ ሰነ ጥበባዊ አዩ ኣብነት ድምጻውያን ጎይታ ጥበብ ቃላኣብ ዕድመን ጥዕናን ወዲ ሪመይ 🇪🇷
@HAREGU1
@HAREGU1 Ай бұрын
አቤት ድምጺ ይበል ወዲ ጀጋኑ ንበረልና 1000 ዓመት ቃላአብ ጅግና💕🙏💕🙏♥️❤👍👏🌾💖💕🙏♥️🇪🇷
@BinyamTekle-f2q
@BinyamTekle-f2q Ай бұрын
ዋውውውውው ልክዕ ንኢ ወስኒ ወስኒ ትጥዕም ኢንበር ከአ ቀልኣብ ጡዑም ድምጺ ካናሪ ቀልኣብ ዝፈቱ liki ግጨው ኒ❤🎉❤🎉❤
@ማንይናትድ
@ማንይናትድ 28 күн бұрын
ማይናስ ናይ ብሓቂ ዕቱብ ስራሕ ኣሪእካና ብፍላይ ኣሳራርሓ ምስ ራኣኩ ብጣዕሚ እየ ኣድኒቀካ ቃሌ ድማ ልብካ ዝትንክፍ ገርካ ኣቅሪብካያ ሚሌናት ነብጽሓያ
@merhawitekleab8351
@merhawitekleab8351 Ай бұрын
ቀሌ ጅግና ኣጆካ ኣብ ጎነካ ኣለና ደጋግመና ከኣ ኩሉ ኤርትራዊ ከኣ ንተባብዓዮም ነዞም ኣብ ውሽጢ ሃገር ዘለዉ ደርፍትና ያላ like ንሃቦም❤❤
@wediaradom5324
@wediaradom5324 Ай бұрын
ንኺድ ጥራይ ቀሌ ሓወይ መረዋሕ ድምጺ ይበል ስራሕ ❤❤❤
@eyaabkidane1818
@eyaabkidane1818 Ай бұрын
ይበል ኣቀራርባ ቃልኣብን ማይናስን ሰብ መትከል : ዕድመን ጥዕናን ንምነየልኩም። ኣምላኽ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ጌሩ ንኤርትራ ሃገርናን ህዝብናን ይባርኽ ❤!!
@asmaraasmara6930
@asmaraasmara6930 Ай бұрын
ቀለኣብ ወደይ🎉 ❤ንፉዕ ድሕሪ ሕጂ ግን ምስ በዕልቲ በትካ ንዓኣ ዝገልጽ ሒዝካያ ጥዑም ድረፍ ናይዚኣ ደርፊ ዝድብስ ክንጽበየካ ኢና❤
@SuzanaEseyas
@SuzanaEseyas Ай бұрын
ማይናይ ተኣተዎ ሉቡጽ ስራሕ ሙካኑ ማኡሙና አዩ ቓላብ መግለጺ የብልካን ብርዑኩም ይሰስን ደቂ ኤሬይ❤❤❤
@ጓልኤረይ
@ጓልኤረይ Ай бұрын
ንፉዕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ኤረይ 🇪🇷❤️
@ካናሪኤሬትሪያ
@ካናሪኤሬትሪያ Ай бұрын
ካብ ሶሎ ሚዲያ ሰሚዒ አየ መጺኤ ❤ አጆኩም ደቂ ኤረ አብ ጎንኩም አለና ብናትና ብደቅና ብማሕዙትና ዋላ ብናይ ጸዓዱ አንዳአተና ላይክ ሳብስክራይብ ክንገብር ኢና ንፋቀር ደቂ ኤረ ጸላኢ ከይአትወና ❤ ማየናስ + ቃል ጹብቅ ስራሕ ከም ኩሉ ግዜ ። አግዛብሄር ንኤረትሪያ ሕዝባን መሬታን ይባርክ !!! አሜን በሉ ደቂ ሉል መሬት ❤
@natnaelkibrom6168
@natnaelkibrom6168 28 күн бұрын
ኣብ instagram ዘለዉ ስፖርታዉያን የሕዋት ኩልና ፈሎው ንበሎም የሕዋት ደቂ ኤረይ
@Selam-sk2pg
@Selam-sk2pg Ай бұрын
ብሳባ ዝብልዋ ሕርቅ ኢልና ቀኒና እሞ ተደቢስና
@Wediteages1
@Wediteages1 Ай бұрын
ናይ ብሓቂ❤
@ቀንዴልሓርነት
@ቀንዴልሓርነት Ай бұрын
እንታይ ዘሕርቅ ኣለካ፡ ብምንታይ ከ ሕጂ ተሓጉስካ ታይ ዘራክብ ኣለዎ ናይ ሳባ ጉዳይን እዚ ደርፍን
@EriHome-fu2zq
@EriHome-fu2zq Ай бұрын
​@@ቀንዴልሓርነት ትግራዋይ ደሪሱ ስለ ዝሃባ ን ሳባ ብዙሓት ነብሰ ምትሓይ ዘለዎም የእዱግ ኣብ ቃንዛ እዮም ቀንዮም😂
@ማርያምጸመርጻዕዳ
@ማርያምጸመርጻዕዳ Ай бұрын
​@@EriHome-fu2zq ዊዒጊን
@N.at.79
@N.at.79 Ай бұрын
@@EriHome-fu2zq ዶ? ረሲዕኩሞ ኣብ ናይ ትግራይ ውድድር ደርፊ አብ መቀለ ናይ ኤርትራ ስለዝደረፈ ሓደ መንእሰይ :ደያኑ እንታይ ኢሎሞ?ናብኤርትራ ትሰግር ኣብዚ ዘለዉ ደረፍቲ ሲኢንካ ኢሎም ዘዋረድዎ። ስለዚ አይናትናንን ኢኹም ውሓጥዎ አይትጸጉአዑና ርሓቁ።
@amanuelamlesom3058
@amanuelamlesom3058 26 күн бұрын
ኣንበሳ ወዲ ኤረይ. Lovely song as usual.
@MichealNegedyos-or4pp
@MichealNegedyos-or4pp Ай бұрын
ዋው ዋው ሃዋሃዋ ዝመልስ፣ ውዱእ ስራሕ ስውንዋኖ ፣ ንልቢ ዘንፈልፍል ጣዕሚ ዜማ ። ረምታዊ ውህደት ግጥሚ ፡ ኩርናዕ ጽባቀ ፣ ዋሕዚ ሓሳባት ብዘርኢ ቃላት ገይሩ ስእሊ ብምፍጣር፣ ካብ ዓሚቅ ባሕሪ ሓሳብ ስምዒታትካ ቀስቂሱ፣ ኣብ ጋህዲ ዓለም ከም'ትህሉን ንኹነታትካ ከም ትሰምዕን ይገብረካ ። ሕጂ wow !! ጽዉያ ዛንታ ፣ ባህጊ ምርኻብ፣ ጽቡቅ ባህሪ ፍቅሪ፣ ጎኒ ጎኑ ዓቅሚ ፍልጠት ጸሓፊ ግጥሚ፣ ብቅዓት ምምራጽ ቃላት፣ ተምሳላዊ ንግግር ፣ ቅኒት ፣ ጠባያት ምህናጽ ፍቅድታት ፣ ናይ ምስራዕ ዓቅሚ ፣ ኣቃልቦ ስምዒት ምሉእ ብሙሉእ ናብ ሓደ ዛዕባ ናይ ምግዓዝ ፣ ንጹር ቅርጺ ብምሓዝ ባህታ ዝፈጠረትለይ ጽብቅቲ ስራሕ ። ጥበብ ማለት ከም'ዚ እዩ። መመሊስካ ኣቕጸልጽል ባዓል ጥዑም ድምጺ ድምጻዊ - ቃልኣብ (ሚኪኤለ - ነጋድዬስ) Tel aviv
@Brtue
@Brtue Ай бұрын
JUST PERFECT! እንታይ እሞ ክወጻ እዛ ክሊፕ፡ ንምንታይ ፍሊም ሃገርና በዓል ማይናስ ዘይሰርሕዎ ኣይርዳንን ኢዩ +Perfect scene +perfect cinematographey +perfect directing Well done 👏 Minas & Qale ..u did it again
@AleMeY_Media
@AleMeY_Media Ай бұрын
ቀዳማይ ባዕለይ ደቂ ኤረይ ስደትና ሓጹሩ ናብ ዓድና ንምለሰሉ የምትጻልና.. Like ርገጽ ኣታ ወዲ 🫀💞💎🖇️🎶
@HaniNatey-n2p
@HaniNatey-n2p Ай бұрын
ደርፊ አዳ ሰማኻ ኮመት ተንብብ ዘለኻ 👍 ኣይትውሕድ ♥️♥️♥️♥️♥️♥️
@henialkosofi7142
@henialkosofi7142 27 күн бұрын
Yonas Mayans and his production team deserve more just one like 👍 please show some love 👏🏾💯 ❤️
@GLiLo-m5c
@GLiLo-m5c Ай бұрын
Kaleab wedi Baria, Abeaham Afewerki. hawi shilan, wedi tikabo niberelna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@N.at.79
@N.at.79 Ай бұрын
ኣታንዒ በልዎ ልብኻ ትትንክፍ 😢።ብራቮ ቃልኣብ ማይናስን ኩሉኹም ደቂ ኤረይ 🎉
@Wawa6191-z2x
@Wawa6191-z2x Ай бұрын
መርሓባ ደቂ ኤረይ ዓይኒ ኣባይና ይደፈን ቅንያት ሓድሽ ዓመት ዩ ሞ ዓመትና ትኹን ❤ ዓመተ ሰላምን ራህዋን ቅሳነትን ጥዕናን ይግበረልና ብር ክትብሉ ተሓጎሱ🙏
@berhanetewolde3247
@berhanetewolde3247 Ай бұрын
መርሓባ እንቋዕ ብሰላም መጻእኻና። ይበል ግጥሚ ዜማ ሙዚቃ: ዋው ዋው ዋው ዋው በቃ! ንብዓት ግን ተሓጺበ ኢየ😢
@AberashMehari
@AberashMehari 28 күн бұрын
ዋዉዉ ደስ በሃሊ ሰራሕ ❤ኣድናቂትካ ካብ ትግራይ ።ሙዚቃ ኣድማሳዊ 👍
@AkberetAbraha-z7u
@AkberetAbraha-z7u Ай бұрын
💯💯🇪🇷መርሓባ 🇪🇷ወዲ🇪🇷 ኤርይ 🇪🇷ሓላል🇪🇷 መሬት 💯💯🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️💯
@febenMajer
@febenMajer 9 күн бұрын
❤❤❤❤
@Loved_35
@Loved_35 Ай бұрын
ኦ ፈጣሪ ሕማም ሳልስቲ ኣይ ትኽልኣና💔😭 ደቂ ኤረይ ብሉጽ ስራሕ🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤
@mistirfikri4465
@mistirfikri4465 Ай бұрын
Nay bihaki 😢😢
@solomonmehari5976
@solomonmehari5976 Ай бұрын
ገለ ዓይነት ስራሕ 👌❤️ብፍላይ ዳይረክተር የናስ ማይናስ❤️👍👏👏👏
@Fremeslialiek
@Fremeslialiek Ай бұрын
መርሓባ ጥዑም ድምጺ ኣዝማሪኖ ጻዕዳ ይበል ስራሕ ❤🎼🎵🦁🤴🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@PawlosberheWediberhe
@PawlosberheWediberhe 21 күн бұрын
እግዚኣብሂር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ❤❤❤❤❤❤
@Mohchannel91
@Mohchannel91 18 күн бұрын
(((GOD Bless You))) (((ቃልኣብ ተወልደ-መድሕን))) (((GOD Bless Eritrea Alhura)))
@sikeyyygrande
@sikeyyygrande Ай бұрын
ቃሌ ኣብዓመት ውሑዳትን ብሉጻትን ኩሉ ግዜ ብሱል ስራሕ ይበል ቃሌ+ማይናስ+ሃፋ =ባዕላ እታ ጥበብ ፍሉጥ ከምዚ ህያብ ሓድሽ ዓመትና ሰሪሕኩምልና 10000000 ነብጸሓያ ደቂ ኤረይይይ
@habeshamedia9929
@habeshamedia9929 Ай бұрын
ቃላኣበይ ናትካ ደርፊ'ሲ ትኽ ኢሉ'ዩ ናብ ውሽጥካ ዝኣቱ I’m proud of you keep going ❤❤
@divtekie5472
@divtekie5472 Ай бұрын
❤❤❤ብሽም ሶሎ መድያ ጸረ ውዕግን ደቓሉን ላይክ ጌሬ ኣሎኹ ጥዕምቲ ደርፍ ቓላኣብ ሐውና ኤርትራ ብኤርትራውያን 4።
@Sam_uel28
@Sam_uel28 24 күн бұрын
Ata Entay aynet resi dengola eya melia eza alem nezom sne tbeb adina enda yenekumom thigzwom zelekum dyu zmeslekum ?
@ማርያምጸመርጻዕዳ
@ማርያምጸመርጻዕዳ 21 күн бұрын
​@@Sam_uel28ዊዒጊን
@Abi-ll1fz5wl5
@Abi-ll1fz5wl5 28 күн бұрын
ማይናስ ናይ ብሓቂ ዳርግትን ይበል ጅግና ቃልኣብ ከኣ ይበል ድምጺ ኩሉ ግዜ ብሉጽ ስራሕ ኢዩ ናትካ ሩሑስ ሓዱሽ ዓመትን ልደትን ይግበርልና ፍቕርን ሰላም ዝዓሰሎ ዓመት ይግበረልና ስደትና ይህጽረልና ኣምላኽ ደቂ ኤረይ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🫶🇪🇷🇪🇷
@NayBrhane
@NayBrhane 28 күн бұрын
ዛ ሞዴል ግን ምስታ ተዋሳኢት ራሄል ሃይለ ትመሳሰለኒስ ነዓይ ጥራሕ ድዩ😢 ብዝኮነ ቃልሽ ሓሪፍ ስራሕ ኢዩ ይመቺካ
@EriEri-x7p
@EriEri-x7p Ай бұрын
🎉❤ሞራል ንሃቦም ደቒ ኤረይ ነዚኦም ንምዉዳቕ ኢዩ ብተጋሩ ዝስረቕ ዘሎ ደርፍናን ግጥምታትና ። ነዜኦም ነተባብዓዮም አብ እዋን ምክልኻል ሃገር ዉሑዳት ሰነ ጥባቢያዉን ግንባሮም ዘወፈዩ ደረፍትና ነተባብዒ ደቒ ኤረይ ፡። ❤❤❤❤
@TsigeredaKiros-qz8bp
@TsigeredaKiros-qz8bp Ай бұрын
Esey
@N.at.79
@N.at.79 Ай бұрын
@@TsigeredaKiros-qz8bp ተጋሩ ፎቶኮፒ 🤣🤣🤣
@temnitmehari7659
@temnitmehari7659 Ай бұрын
መርሓባ መርሓባ ደቂ ኤሬይ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ፍቕርን ሰላምን ንዘልኣለም
@HabenGhebremeskel
@HabenGhebremeskel Ай бұрын
Kemzi kemay harer ilkum txbeywo derafay do tkonu 😊my favourite singer 🥰🎵🎤🎶🎧
@BereketBereket-c1w
@BereketBereket-c1w Ай бұрын
Ewa bro❤❤❤❤❤
@HabenGhebremeskel
@HabenGhebremeskel Ай бұрын
@@BereketBereket-c1w🥰❤😘
@FevenTesfalemFiebate
@FevenTesfalemFiebate Ай бұрын
Btaemi zfetwo Singer ❤❤❤
@AbelAsfeha-ir3nw
@AbelAsfeha-ir3nw Ай бұрын
ዋላ ኣነ ብሮ
@HabenGhebremeskel
@HabenGhebremeskel Ай бұрын
@@FevenTesfalemFiebate btaemi xbuq mrcha tmerxi 🫵🫶🏼🥰💃🏾
@NetsiTesfay-t8o
@NetsiTesfay-t8o 28 күн бұрын
ኡፍፍ ቃልኣብ ቃላት የለኝም።👏👏
@YordanosGebredngel-f7k
@YordanosGebredngel-f7k Ай бұрын
ምስሉ ጸኒዕ ኣብ ሓሳባተይ ብዘይ ንሱ ለሚሶም ህዋሳተይ😢 ካብ ሰብ ወጼ ዘይ ኣነ ኾይነ ኣንፈተይ ኣጥፊኤ ብሶላይ ሲኢነ💔
@Habesha-k5l
@Habesha-k5l Ай бұрын
እዚኣ ትጥዕም ግን ካብ ናይ ናሆም ❤
@natnaelkibrom6168
@natnaelkibrom6168 Ай бұрын
Police eritrea , fire fighters and the ministry of health have done great job here like for them
@AbelMehari-th9gu
@AbelMehari-th9gu Ай бұрын
ክላእ ኣነስ ለሚደዮ የ ቀስ ዝበል ከም ዝዕወት ስለ ዝኣምን ሲ ኣይተሻቀልኩን ኔረ ውጺኡቱ ካኣ ራኣይዎ ቃሌ ❤❤❤❤❤❤❤
@fedenshishay
@fedenshishay Ай бұрын
ከላም ማፊ ዉዱኡ ስራሕ ቃልቢኖ ❤🎉 ማይናሰይ ኻኣ ኣቲ ወዲ በላ 😂❤
@EstifanosNeguse-y6x
@EstifanosNeguse-y6x Ай бұрын
Nice music deki ahalal meriet
@MichealTeklay1269Eritrea
@MichealTeklay1269Eritrea Ай бұрын
ዋውውውው ብጣዓሚ ጽብቅቲ ስራሕ ቀልኣብ ሓወይ ኣጆካ ኣጆካ። ግጥሚ 100 ዜማ 100 ዳልክተር 100 ሙዚቃ ምውሃሃድ 100 ኣጆኾም ኣጆኾም ደቂ ኤረይ 🇪🇷⛪️🕌🇪🇷⛪️🇪🇷🕌🇪🇷⛪️🇪🇷🕌🇪🇷⛪️⛪️🇪🇷🕌🇪🇷🕌🕌🇪🇷⛪️
@edengebreselasie5291
@edengebreselasie5291 Ай бұрын
ቃሊ ሕቡን ኤርትራዊ ዋርሳ ሓየት ንበር ክበር ንኡስ ሓወይ ንስካ ከምቶም አክራናት ድምጻዊያን ናይ 60,70,80,ኩዋክብቲ ሕቡናትን ዱሙቃትን ንስካ ከአኒ ናይ ዘመነንና ⭐️ ኢካ ክብርካ አብ ዕዳጋ ከይውረድካ ብብቃዓትካ ተአማምንካ ትነብር 21 ክፍለዘመን ወርቃዊ ስነ-ጥበባዊ ኢካ 🇪🇷 ወዲዛ ለዋህ ኤርትራ
@NaqfaS
@NaqfaS Ай бұрын
ቃላኣብ ዓቢ መወከሲ ብቅዓት ቡሉጽ ድምጻዊ ብግብሪ ዘርኣየ ብሃር መምህር ንዝመጹ ሓደስቲ ድምጻውያንን ኤርትራ አዩ
@kallmikael4519
@kallmikael4519 27 күн бұрын
ኣታ ንዒ በልዋ ዛሰባሪት ፅምዋ😭ሓወይ ናተይ ብፅምዋ ቀቲልካኒ 😭💔💔💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭አሕ
@keseteyemane3008
@keseteyemane3008 27 күн бұрын
ዋው ወድ ያሬድ ሲ ብር እንዳበልካ ደኣ ተሓጎስ ዝድነቕ ዜማ ጅግና መንእሰይ ፍሉይብካብ መሳትኡ በዓል ነዊሕ ራኢ
@tesfalemkidane
@tesfalemkidane Ай бұрын
ቃልየ ጅግና ጎይታ ግንባር ቡርየ ኩሉ ዘምሕረሉ ተተኮሰ ብርየን ዉዕሉኡ ምስ ጀጋኑ ጽቡቕ ስራሕ🇪🇷👍❤👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@NetsiTesfay-t8o
@NetsiTesfay-t8o Ай бұрын
ደርፊ ቃለኣብ ይድረፎ👌👌
@mieda-fg1lx
@mieda-fg1lx Ай бұрын
Maynas ka daricting ygbero
@YoRaWede-v7e
@YoRaWede-v7e Ай бұрын
ቃሉሉሉሉ ኣነስ ጠቢሰ ዶ ክበልዓካ ፍትውው ፍትውትው እየ ዘብለካ ወዲ ሪመይይይይይይ❤❤❤❤
@filmonghirmay9934
@filmonghirmay9934 Күн бұрын
ደጋጊመ ተሰማዕክዋስ ከይመነኽዋ ቀልጢፋ ትውዳእ። ይበል ስራሕ ፣ብዙሕ ጻዕሪ ዝፈሰሶ ስራሕ ወትሩ ብሉጽ እዩ። የቀንየልና ቃልኣብ ፣ ማይናስ & ኩላትኩም ኣብዛ ስራሕ ዝተሳተፍኩም።👏👏👏❤❤❤💯
@HarounEqubal
@HarounEqubal 29 күн бұрын
ላዕሊ፦ ቃልአብ : ካብ ዝተሓተ ስጋብ ዝለዓለ ቃናታት/ ድምጽታት/ ኖታታት ናይሙዚቃ : ብብሉጽን : ጽፉፍን : ቅኒት / ቶናሊቲ : ዘቃልሕ/ ዝዝይም : ብሉጽን : ጀግና : ኤርትራዊ : ሓደ ካብቶም ህቡብ : ድምጻዊ እዩሞ : ዕድመን ጥዕናን : እንዳተመነና : ምስጋናና : ንገልጸሉ ። ❤ 🇪🇷 🎉 !!!
@gw4841
@gw4841 Ай бұрын
ሶል ሚዳ አጆጋ ጅግና ወዲ ሪመይ መሳጢ ቃላትካ 🇪🇷🐅🇪🇷🐅🐅🌹🌹🌹
@khedirykalo4429
@khedirykalo4429 Ай бұрын
ንዓይ ተደረፈት መሲሉ እዩ ተሰሚዑ 😭😭😭💔
@soloman9025
@soloman9025 Ай бұрын
ቃሌ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ናይ ማይናስ ግን ዘረባ የብለይን ❤❤❤❤❤❤❤❤
@sweetmesiye1357
@sweetmesiye1357 23 күн бұрын
ቃልኣብ ግን 😢😢....-......... Congratulations for 1 million only 12 day ❤️
@Zaobimoan
@Zaobimoan Ай бұрын
ኣጆኻ ኣጆኻ ጅግና ኢኻ ንስኻ ሰለ ናይ ብሓቅይ ጅግና ናይ ጀጋኑ ኢኻ ቀጽሎ በርትዕ ጥራይ ኣጆኻ ንቕድሚት ገስግስ ክትዕወት ኢኻ
@Habesha-k5l
@Habesha-k5l Ай бұрын
ኢድ ማይናስ ዝሓለፎ ፉሉጥ ኢዩ 😊
@merhawidrar
@merhawidrar Ай бұрын
ዋውው ቃልኣብ ብዓል ዓቢ ውቅያናሳዊ ዑምቀት ቃና ትሕዙትኡ ሞዳራጋሕ ዝድምጽ ፈውሲ ልቢ(❤)💪🏽🇪🇷👈
@NatnalBeraki-hm8zm
@NatnalBeraki-hm8zm Ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ማይናስ ናይ ብሓቂ ምስጋና ይግብኣካ እዩ good job ❤❤
@Mafi954
@Mafi954 Ай бұрын
I like this music I'm form Tgirawtiy👉🇻🇳🇪🇷❤❤❤❤🎉🎉🎉
@simontemesgen1429
@simontemesgen1429 Ай бұрын
from chsins do
@Mafi954
@Mafi954 29 күн бұрын
@simontemesgen1429 no from tgiray👉🇻🇳❤😛🤩
@a.yohannes6675
@a.yohannes6675 27 күн бұрын
Qomal agame 🤮 🪳🪳🪳
@a.yohannes6675
@a.yohannes6675 25 күн бұрын
Qomal agame sahsah
@erimetu2521
@erimetu2521 25 күн бұрын
Gal tigray
@SisaygideySisay
@SisaygideySisay 5 күн бұрын
አነ ትግራዋይአየ,ቃልአብ በጣምዓሚ አካ ገቦዝ.
@eritrea63
@eritrea63 Ай бұрын
ቡሉጽ ስራሕ ስነጥበባዊ ቃልኣብ ተወልደመድሂን የቐንየልና።ስነጥበባውያን ሃገርና ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሰሱንልና ❤❤❤
@tirhasdainel4906
@tirhasdainel4906 Ай бұрын
ቃልኣብ ሓበነይ❤ ንበር ክበር🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@josmoss26
@josmoss26 Ай бұрын
ከምቲ ልሙድ'ዩ ቀልኣብ ሓውና ጽቡቅ ስራሕ ብጣዕሚ ናይስ ሜሎዲ... ደርፊ መዓልታዊ ናይ ዝደጋገምካዮ ኣይኮነን ከምዚ ናይዚ ክቡር ሓውና ወላ ኣብ ዓመት ሓንቲ ግዜ ትኹን ጽቡቅን ጽፉፍን ስራሕ ሒዝኩም እንተ መጺኹም ንንውሕ ዝበለ ግዜ ተዘኪሩ ከም ሓድሽ ደርፊ ተደጋጊሙ ክስምዓልኩም እዩ... መልእኽቲ ንደረፍቲ ሃገርና ብራቮ ቀልኣቢኖ 👏🏻❤
@user-ji2gs9cy5
@user-ji2gs9cy5 28 күн бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ንእሽተይ ኣብናይ ሓደጋ ግዜን ናይ ቅብጸት ምርድእ ግዜን ናይ ስምባደን ተስፋ ምቅራጽን ግጸባህሪ ዚሒሉ(ም*)
@nochinket2563
@nochinket2563 17 күн бұрын
Abzias wela ane ye zeytemesetkula ms kulu xibaqe
@ShamWeldab
@ShamWeldab 26 күн бұрын
ዋው ጥዕምቲ ደርፊ ቀጽሎ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@nakfalove3148
@nakfalove3148 Ай бұрын
ኣብ ናይ ኣደይ ቦታ ምእተኹዋ እዛ ደርፊ ከየብረኹዋ ዝተሰወረትኒ ሰባሪት ጽምዋይ ወላዲተይ ካብ ትፍለየኒ ተስፋይ ባኺኑ 💔ጽምዋ ብሕትኒ ንብዓተይ ንውሽጢ ዛርዩ 😭😭😭😭 ቃሌ ናይ ሕልናይ 💔💔💔
@TeklitZekaryas
@TeklitZekaryas Ай бұрын
Ajoka hawey natey❤❤😢
@zebibtesfay7954
@zebibtesfay7954 Ай бұрын
Ajoka mearey 🥹🫶🫶🫶
@NeamnHagos-y9c
@NeamnHagos-y9c Ай бұрын
Ajoka bro
@nakfalove3148
@nakfalove3148 Ай бұрын
​@@zebibtesfay7954🙏💞
@nakfalove3148
@nakfalove3148 Ай бұрын
​@@NeamnHagos-y9c🙏🙏
New Eritrean Music 2025 - ጥውይ - Twiy -  Amanuel Goitom - Awdamet Music
13:10
Eden Keste - Berah Wedi - New Eritrean Music 2024 (Official Video)
5:04
Nahom Records Inc
Рет қаралды 791 М.
Правильный подход к детям
00:18
Beatrise
Рет қаралды 11 МЛН
UFC 310 : Рахмонов VS Мачадо Гэрри
05:00
Setanta Sports UFC
Рет қаралды 1,2 МЛН
СИНИЙ ИНЕЙ УЖЕ ВЫШЕЛ!❄️
01:01
DO$HIK
Рет қаралды 3,3 МЛН
"ንግስቲ ጓል ድያ ወዲ...? ውፅኢት ምርመራኣ ዕላዊ ኮይኑ!"
54:34
New Eritrean Music 2024 - Nahom Ghebries (Prima) _ Zkri ( ዝኽሪ) | ( Official Music Video)
4:54