Рет қаралды 244,089
ዝኸበርኩም ተኻታተልቲ Channel " Bahli Adina" ንኩልኩም ኣመንቲ ክርስትና " ንእንቋዕ ጾመ-ልዃምኩም ፈትሓልኩም እናበልና፡ ርሑስ ፋስጋ ክኰነልኩም ብምምናይ፡ ነቲ ኣብ ዝሓለፈ ስራሓትና ዝሃብኩምልና ምትብባዕን ሞራላዊ ደገፍን ብልቢ እናመስገና። ሒጂ ድማ ንዓኩም ንተኻታተልቲ Channel BAHLI ADIDNA ንምሕጓስ ፍልይ ዝበለ ባህላዊ ደርፊ ትግርኛ " ንእሽቶ ዋሊዶ" ዘርእስታ ባህላዊት ደርፊ ሕዝና መጺእና ኣለና'ሞ ከምቲ ናይ ዝሓለፈ ሞራላዊ ድጋፍኩምን ምትብባዕኩም ኣይፈለየና እናበልና ፡ ናብ ኩሉ መታን ክባጻሕ Subscribe ,Share, Like , Commenet ምግባር ኣይትሕመቑ። ደጊምና " ርሑስ ኣ ቅንያት ፋስጋ ይግበረልኩም ንብል"!
www.youtube.co...
Join this channel to get access to the perks:
/ @bahliadna