በርሀ በዓል ርስቲ (ክፋል 43) - ተኸታታሊት ፊልም | Eritrean Drama-berhe beAl rsti (part 43) -Nov. 04, 2023 -ERi-TV

  Рет қаралды 244,030

Eri-TV, Eritrea (Official)

Eri-TV, Eritrea (Official)

Күн бұрын

Пікірлер: 643
@brktiselemun3495
@brktiselemun3495 Жыл бұрын
ባህላዊ ፊልሜ እኮ ኣብ ደምና እዩ ዘሎ ኣጆኹም💪💪💪💪 ስነጥቤበኛታት ሃገርና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@luwamyonas4894
@luwamyonas4894 Жыл бұрын
እዋይ ተመስገን 🙏 ብጣዕሚ ተሻቂለ ነይረ በርሀ ምስ ሓፍቱ ከይቃተል። ጽቡቅ ስራሕ ናይ በሓቂ መግለጺ ሲእነላ
@semhareylove3503
@semhareylove3503 Жыл бұрын
wala ane 🥲
@redgunasors
@redgunasors Жыл бұрын
Gen abta trailer kemxuwa kelowu ko behansab yerakubu eyom nab kebry aboum ms adeom yekedu eyom so already spoiled at that moment
@kubromtesfay9399
@kubromtesfay9399 Жыл бұрын
Betaemi.xebuk.berhe.mes.habtu.kewet.alwo
@adrianalsofia6338
@adrianalsofia6338 Жыл бұрын
P
@erihalal3290
@erihalal3290 Жыл бұрын
ዋውውውዎውውዎዎውዎ 😢😢😢😢ቃላት የብለይን ተሸላሚት ኦስካር ክትከውን ግን ተስፋ ይገብር 👌🇪🇷💎💧
@MillionAngesom
@MillionAngesom Жыл бұрын
Me too 😊 my blood
@ksanet14ever69
@ksanet14ever69 Жыл бұрын
@erihalal3290 ኩሉ ብ eri ዝመሓላለፍ ይከታተሎ ማለት ኣይኮነ ምስ ሕጽረት ግዝየ፡ like ምግባር ግዴታይ ኮይኑ ስለስመኣኒ like ገረ ሕልፍ ክብል ከለኹ፡ ኮመንትኻ ኣንቢበያን ናይ ንብዓት ኢሞጅ ርእየን፡ እዋእ ከመይ ድያ እዛ ስራሕ ኢለ ንመጀመርያ ተከታቲለያ፡ ኣገዳሲ ምኳና ፈሊጠን ኩላ ዝሓለፈትኒ ክርእዮ ከምዘለንን ምሂራትኒ'ሞ የቐንየለይ።
@erihalal3290
@erihalal3290 Жыл бұрын
@@ksanet14ever69 እውይ ርኣይያ ቅሳነት ሓፍተይ ( ሓወይ ) ንዓይ ናይዚ ዓመት ብልጽቲ ፊልም እያ .😍
@BedlaWerki
@BedlaWerki Жыл бұрын
Nay bluxat blxti enber
@AK-ni8wn
@AK-ni8wn Жыл бұрын
The best part of the movie, I have it. Let us unite my follow Eritreans and our enemies will defeated easily. ❤🇪🇷❤
@danielnguse514
@danielnguse514 Жыл бұрын
ደራሲን ዳይረክተርን ኣቤል ሓድጉ ንፉዕ ኣጆካ ቀጽሎ።
@feqereu1860
@feqereu1860 Жыл бұрын
ብዘይ ቃላት ህልዉ ኩነታትና ትገልጽ ፊሊም😢😢😢😢😢 ፈጣሪ ከምዛ ፊሊም ስደትና ውውዲኡ ደም ከይተፋሰስና ዓድና ይምለሰና😢😢😢😢😢
@eritrea2748
@eritrea2748 Жыл бұрын
Amen Amen Bay behaki
@qalekidangoytom6706
@qalekidangoytom6706 Жыл бұрын
❤❤❤❤ btami tehgse lomi kufu zegeber keser mse raku
@genettekeste271
@genettekeste271 Жыл бұрын
Amen amen amen ygberelna 🙏🙏🙏
@DelinaShishay
@DelinaShishay Жыл бұрын
Bere zebehal seb 🥺🫶🏽 megelexi yebeleyen naka zekewen beqa jegena ilka alku ❤
@welduberhe7353
@welduberhe7353 Жыл бұрын
ናይ ብሓቅ እዝይ ሕጅ ደለናዮ ተቃዋማይ ደጋፋይ ሓዊይ ንሓው ዝባአሱ ዘለዊ ትምሂረካ🎉 ንሕና ከአ መፍቶ ጸላእ ኣይንኩን😢😢😢 ሕስብ እሞ ነብሎ ኣብ መደቀስና ጸላእና በሓደ ነሳጉጉ ሽግርና ከአ በዓልና የሕዋት🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@Shammengs-b8o
@Shammengs-b8o Жыл бұрын
ደራሲ መግለጺ ስኢነልካ ❤❤❤ ካብዚ ብዝበለጸ ክንጽበየካ ኢና ንቀጻሊ ❤❤
@shgnaberhe-6686
@shgnaberhe-6686 Жыл бұрын
ኣቤል ሓድጉ፡ ኢድካ ትባረኽ፡ ጥበብካ ይሰስን፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ናይ በሓቂ ብሻቕሎትን ብንብዓትን ብደስታን ሪኢናያ ።❤
@DanielTella
@DanielTella Жыл бұрын
ኤርትራ ርስቲ ኣቦታትና ናይ ወለዶታት ሃገር ሙኻና እተምህር ድራማ እያ፣ ንርስትና ድማ ይንዋሕ ይሕጸር ክንዋጋእ ናይ ወለዶታት ህላዌ መረጋገጺ እዩ፣
@መድኃኔዓለምአቦይባዕልኻሐ
@መድኃኔዓለምአቦይባዕልኻሐ Жыл бұрын
ለባም ኢኻ ክቡር ወዲ ሪመይ ጅግና ሐወይ
@DanielTella
@DanielTella Жыл бұрын
@@መድኃኔዓለምአቦይባዕልኻሐ የቐንየለይ ወዲ ሓላል መሬት፡ ኣብቲ ግንባር ብሓደ ልቢ ኣለና፡
@Asmara-oneEri
@Asmara-oneEri Жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🫡🫡🫡
@teberabermenisey1
@teberabermenisey1 Жыл бұрын
Mo b Isayas knjmr. Iti Chekan raesi tesfamichael Isayas koynu iyu zsmiani zelo
@DanielTella
@DanielTella Жыл бұрын
@@teberabermenisey1 ነብሰይ ኣብ ጌጋ ገዛ ኣቲኻ ኣለኻ፣ ፓስወርድኻ ቀይርካ ናብ ካልእ ማዕጾ ካሕኩሕ ክኸፍቱልካ እዮም።
@MamaAfrica03
@MamaAfrica03 Жыл бұрын
Berged nhamedu kemza nay berhe jgnnet tedlyena ala nzi husum sreat mes seabtu bonkirna hzbna hara kenwxea eyu tmnitey❤❤💙💙💙💙💙
@senayyeman4367
@senayyeman4367 Жыл бұрын
ኣቤት ደስ ክትብሉ ኣነስ እንቋዕ ኤርትራዊ ኮንኩ
@XelimHewat-gq3mj
@XelimHewat-gq3mj Жыл бұрын
Eway hawey hji te zelbme kemziom qetltyen amxtune tezflte 2024😭😭😭🇪🇷👌
@Tickeymielu
@Tickeymielu Жыл бұрын
እቲ ክእለት ስነ ጥበባውያን ሃገርና እካ ከምቲ ልሙድ እንተኾነ ኣቤል ሓድጉ ግን ናይ ብሓቂ ኣይተኻኣልካን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤❤
@zaidzyada7808
@zaidzyada7808 Жыл бұрын
አዋይ ኤርትራዉያን 😢ኣህዋት ምካንና ዚነግረና ሲኢና ነንባአሊና ንተፋነን ኣለና 😢ኣበይ ኣለኩም ኣቱም ሰብ ከደም ኣበይቲ ኣቦታት በጃኩም አባ ነዚ መነሰይ ኣማአዚንዎ 🙏 by the way xibkti film kab kulu dirset bikat tewasaeti kulu des zibil ❤❤❤❤❤
@iameritrea2682
@iameritrea2682 Жыл бұрын
ተገዲስኩም ኣንብብዋ በርሀ ሓፍተይ ኢኺ ክቐትለኪ ዓቕሚ የብለይን ምስ በላ ንሳ ኸኣ ኣሚና ሰፋ ደርብያ ክትሓቕፎ ከላ ንብዓት ወረር ኢሉኒ በኽየ መብዛሕቲኡ ግዜ ፊልም ክርኢ ከለኹ መፈጸምታ ምስ በጽሐት ናይ ሓጎስ ንብዓት ዓወት ዕልልታ ደበስ ክርኢ ከለኹ ኣነ ንብዓት ኡስዕረኒ ገጸይ ብንብዓት ይሕጸብ ኣነ ኣብ ስደት የ ዝነብር እቲ ምኽንያት ናይ ንብዓት ከኣ እዚ ዩ ፡እቲ ንብዓተይ ካብ ዉሽጢ ዩ ዝፍልፍል ንሱ ከኣ ቃንዛ ናይ ህዝበይ ህዝቢ ኤሪትራ ቃንዛይ ስቃይ ናብራ ስደት ምፍላልይ ናፍቖት ምርኻብ ሰላም ስለ ዝናፈቕኩ ዩ ኣብ የዕንተይ ይስእሎ ሞ ንብዓት ይስዕረኒ ዉሽጠ ብጋሂ ይሕመስ 🇪🇷😢like ኣይትረስዑ ነዓኹም ከ እንታይ ይስመዓኩም ኣብዚ ኮመንት ጸሓፉለይ
@medhanesheferaw35
@medhanesheferaw35 Жыл бұрын
ኣነ ከማኻ ኮነ ነረ ከየ ብኣሱ ከይ ከተሉ ክልቲኣቶም የሕዋት እዮ እንከለዉ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Fifififity
@Fifififity Жыл бұрын
ዋውውውው ብጣሚ ጽቡቅ ስራሕ ብሓቂ ኣብ ዓወት የራኽበና ደቂ ኤረይ ናተይ
@yosieffessehaye3104
@yosieffessehaye3104 Жыл бұрын
ናይ ሎሚ ኣብ ሞንጎ ንብዓትን ሓጎስን ብተምሳጥ ተዓዚበያ ይበል ኤርትራዊባህላዊ ስርሓት ሽሕን ዋልታን ኩኑ ደቂ ኤረይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@enate-
@enate- Жыл бұрын
ዋውውውውውውው አታ ተሓጚሰ ኣለኩ ኣነ ኡፍፍፍፍፍፍ ብ መንፈስ ዓደይ ተመሊሰ ባህልና ጥዑም ፊልም ከምዚ ተኮነ ኢዩ እንበር
@HAGOSEYOB-fh1kb
@HAGOSEYOB-fh1kb Жыл бұрын
Kaliay gizie zrakaya like regixka hilef
@brktiselemun3495
@brktiselemun3495 Жыл бұрын
ኣቤል ሓድጉ መግለጺ ሲኢነልካ ኣይ ሓጎስ ኣይ ንብዓት በቃ ኩሉ ተሓዋዊስኒ ኣርምምም ኣቤልኒ ብጣዕሚ ተደኒቐ🙏🙏🙏🙏
@mery0141
@mery0141 Жыл бұрын
የስ ቀዳመይቲ ባዕለይ እንካዕ ደሓን መፃኩም ጎረቤትና ዝፈትዋ ፍልም በርሀ በዓል ርስቲ❤❤❤
@michaeltemlehaimanot
@michaeltemlehaimanot Жыл бұрын
እንካዕ ደሓን ፀንሓኪ ጋል ዓበይቲ ኣነ ከማን ብጣዕሚ ኢየ ዝፈትዋ ❤
@samrawitbeyan9917
@samrawitbeyan9917 Жыл бұрын
Perfect movie❤❤❤❤
@michaeltemlehaimanot
@michaeltemlehaimanot Жыл бұрын
ብጣዕሚ፡ኢየ ዳታሃንጠኩ ዝፅበያ ክገርመኪ
@teklesesenbettadese3987
@teklesesenbettadese3987 Жыл бұрын
ናትና ዩ 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@Asmara-oneEri
@Asmara-oneEri Жыл бұрын
Enkuae dhan xenahki Gorebietachn😉🫶
@dehabsolomon3617
@dehabsolomon3617 Жыл бұрын
እዋይ ተመስገን አምላክ ከምዚ ጌሩ ንህዝብና ሰላም ይርውርደልና ❤❤❤❤
@HelenHedish
@HelenHedish Жыл бұрын
በረሃ ጅግና እኮዕ ነታ ጅግና ሐፍትካ ጥራሕ ረከብካ ❣️❣️❣️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Eritrea1941
@Eritrea1941 Жыл бұрын
Ezni zelwo yesma hangol zelwo yehseb 👌
@selam8217
@selam8217 Жыл бұрын
ዋዉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል መሳጢን መሃሪት ፊልሚ የቀንየልና ብጣዕሚ ሕጃዉን ንቅሐትን ምስትዉዓል ትዕግስቱ ሸጥ ምዓጣ ሕጃዉን ብሐድነትና ተጣሚርና ንሱ እየ ፀቦቀና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯
@regatzeray9547
@regatzeray9547 Жыл бұрын
ኤርትራው ምኻን ዓቢ ጸ ጋ እዮ🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@jfhdbdmd5289
@jfhdbdmd5289 Жыл бұрын
Waww ንዝያ ፍልም ቃላት የይብለይን ንሓንት ሰሙን ምጽባይ ዳርጋ ዓመት እያ ትኮነን ብጣዕሚ መሳጥት ፍልም እያ ሓዉኩም ካብ💊
@Asmara-oneEri
@Asmara-oneEri Жыл бұрын
🫡🫡🇪🇷🇪🇷🕊🕊
@genetgirmay7826
@genetgirmay7826 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤
@hedaatmehary5347
@hedaatmehary5347 Жыл бұрын
Melkti zelewa eya my favourite part ahwat kifakeru selaei yebariru God bless you my people .
@ስለሁሉምነገርድንግልወላዲ
@ስለሁሉምነገርድንግልወላዲ Жыл бұрын
😢😢😢😢😢😢 በሰንኪ ተስፋኪኤል ሩጉም ክልተ ኣሕዋት ሰይፊ ተማዚዞም ልክዕ ከምዚ ናትናን ናይ ኣሕዋትናን ሐዚ ዘለዎ ኩነታት 😢😢😢😢 ኣታ አምላክ ደጊምስ የኣኽለኩም ኢልካንዶ ሰላም ኣውርደልና 🙏🙏🙏
@lewamtesfa7887
@lewamtesfa7887 Жыл бұрын
Bsenki hwuhat Eritrawuyann tebaesiom
@nohnoh4127
@nohnoh4127 Жыл бұрын
ኣሜን ዘሓፍተይ ቅጭን
@medhanesheferaw35
@medhanesheferaw35 Жыл бұрын
Behaki ezia film Abe mejemerta ksabe mewedatta kemzi Abe sdete zelena kemzi geru yemelesena Hafteye
@gedeytsegay3927
@gedeytsegay3927 Жыл бұрын
በርሄ ብዓል ርስቲ አንቃዕ ኣብጽሓካ ሕነ ኣቦኻ ክትፈዲ ጂግና ኣንበሳ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@HajjsMsly
@HajjsMsly Жыл бұрын
❤❤❤❤🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷ኤረይ ኩሉግዜ ኣብ ልበይ🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷ደቂ ኤረይ ጽሩያት ሰብ ታሪኽ ቀጽልሉ ኣይኒ ኣባይኩም ይደፈን ኣይኒ ጁንታ የእዉረልና ኣሜን😍😍😍😍😍🇪🇷💪
@erinabella5455
@erinabella5455 Жыл бұрын
አሰይ እልልልልልልል ወዘሮ ውባን በርሄን አሕዋት ብዘይ ምቅትታሎምን ሓቢሮም ጸላእቶም ብምምካቶም ሲ እልልልል❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️❤️
@ghenetmedhane9515
@ghenetmedhane9515 Жыл бұрын
ወረስቲ መለስቲ ርስቶም ዕውታት ደቂ ኤረይ🇪🇷💖: ኤርትራውያን ዓወት ልማዶም ካብ ጥንቲ ትማል ሎሚ ንዘልኣለም✊: "እግዚኣብሄር/ረቢ መሪቑ ዝሃቦ ነዛ ዘውዲ ዝትንክፍ ወይልኡ" ነመስግነኩም ደቂ ኤረይ ምዑታት: ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🙏🏾: ኣዝዩ ጽቡቕ ስራሕ🙏🏾::
@brktiselemun3495
@brktiselemun3495 Жыл бұрын
ኣቤል ሓድጉ ኣብ ልዕሊኻ ዓቤ ኣድናቖት ኣለኒ ናይ በሓቂ ኑፉዕ💪💪💪 ኢኻ ኣብዚ ግዜ እዚ ናኣሽቱ መንእሰያት ስነጥበቤኛታት ከም ቤዓል ኣቤል ሓድጉ ክርኤ ክሰምዕ ከለኹ ደረስትን ዳሊክተርን ክሪ ከለኹ ብጣዕሚ እየ ዝሕጎስ💪💪💪🙏🙏🙏🙏
@Sel-s1b
@Sel-s1b Жыл бұрын
Ewayyyyyyyy enqae ezia reana temesgennn kemzi natey beza film ztexelelkum like regixkum hlefu🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💎💎💝💝💝💝💝💝💝💪👈
@rahelzerai407
@rahelzerai407 Жыл бұрын
Berhe Anbesa💪ata nezi Iseyas zblwo do kemzia geru zekarjelna seana
@hailathabtemariam
@hailathabtemariam Жыл бұрын
ደራሲ ጅግና 🌹
@handd4215
@handd4215 Жыл бұрын
ንብዓተይ ክቆጻጸሮ ኣይከልኩን ኣቦይ ተስፋንኪል ብረገድ ንሓመዱ ሓመድ ክስሕን ዩ
@nonsonoio4953
@nonsonoio4953 Жыл бұрын
ዋው እትየ ለተንኬል ቅሰንን ዕልል በልን ደቅኺ ተራኺቦም ❤
@ahmedmehamedali7541
@ahmedmehamedali7541 Жыл бұрын
the best movie ever, the only movie I saw of this talent was a Tigre movie, bet min arish, well done , the music the characters , every one made this movie looks incredible, Thank you for such magnificent movie
@yosiefkbrom-u6c
@yosiefkbrom-u6c Жыл бұрын
ዋውውውውው ናይ ባህሊ ቆሎ ኣለኒ ሎሚ ኢኩም ዝፈወስኩምኒ
@NaodFisshaye
@NaodFisshaye Жыл бұрын
ብልጽቲ ናይ 2023 ደራማ🎉🎉🎉🎉🎉ከምዚኣ ጌራ ዝመሰጠትኒ ድራማ የላን❤❤❤በዚ ኣጋጣሚ ንደራስን,ዳይሪክተርን,ንኩሉኹም ኣብዛ ፊሊም ዝተዋሳእኩም ስነ ጥበባውያን ሃገርና👏👏👏 ኣድናቆተይ ክገልጸልኩም ይደሊ🙏🙏💝💝💝💝ኣብ ሂወትኩም ዓወትን ኣሳልጦን የምነየልኩም❤❤❤❤
@E-uh7gp
@E-uh7gp Жыл бұрын
ኣዝዩ ደስ ዘብል ክልተ የሕዋት ምርኻቦምን ምፍላጦምን ፍሉይ ደስታ ተሰሚዕኒ ብወገነይ ❤❤❤ ደራሲ ናይዛ ፊልም ክትምጎስ ይግብኣካ እዩ ብርዕኻ የሰስን ቀጽሎ ኩሉኹም ተዋሳእቲ ሃገርሃ ደቂ ኤረይ ሰስኑ ኣብዛ ፊልም ብፍሉይ ዝድነቅ ካኣ ኣቦይ ተኽለዝጊ ሂወት ናይዛ ፊልም ንሶም እዮም
@anwarwedihafiz-dq2wl
@anwarwedihafiz-dq2wl Жыл бұрын
ብጣዕሚ ትጹብቅ ስራሕ በጃኩም ንቅንዞ ኣለና ኣብ ሰሙን 2ግዜ ተጽርጋሕ ጹቡቅ ነይሩ❤❤❤❤❤❤❤
@msganaeyob5050
@msganaeyob5050 Жыл бұрын
ፑፑውውውውው ደራሲ ክገልጸካ ቃላት ክሓጽረኒ ዩ እዚ ግን ስነ ጥበብ ዓድና ኣበይ ከም ዝበጽሐ ዩ ዘሪኢ ብሃረርታ ክንጽበ ኢና ያላ ደቂ ኤረይ ሓላልል🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤
@danaittesfalem2735
@danaittesfalem2735 Жыл бұрын
King🤴 berhe ❤❤❤💯
@Simon-uy7cv
@Simon-uy7cv Жыл бұрын
መግለጺ የብለይን ምባል ይሕሸኒ ነዛ ፊልም ደቂ ኤረይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤
@tiebeanday1276
@tiebeanday1276 Жыл бұрын
ገለ ዓይነት ፊልም ንፉዕ ደርሲ ኣድኒቀካ❤❤❤❤❤ ዕድመ ይሃብካ ፈጣሪ
@finantesfay2132
@finantesfay2132 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤እዋይ ምስ ደቀይ ልብና ተቆሊያ ሑቆይ ከማን አቀንዝውኒይ❤❤❤❤🎉🎉
@fnantewelde2733
@fnantewelde2733 Жыл бұрын
😅😂
@ህያብኣምላኽ-ጠ8ዀ
@ህያብኣምላኽ-ጠ8ዀ Жыл бұрын
ዋላ ኣነ ኣይሰተ ቡን ናይ ኣቡነ ተክለሃይማኖት ጀበናይ ክሳብ ትስበር ኮይነ
@eritrea2748
@eritrea2748 Жыл бұрын
Eway ab kulna eyu ms dekey bun kisab tzhil adna nafikina bejakin
@brktiselemun3495
@brktiselemun3495 Жыл бұрын
ኣብ መወዳእታ ኣንቤዕኩሙና😥😥😥😥😥💔💔💔💔💔
@ሻሎም123
@ሻሎም123 Жыл бұрын
ኤርትራ ዓደይ ዓዲ ኣቦታተይ ርስተይ ምስ ኩሎም ኤረትራዊያን የሕዋተይ ኮይነ ኣብ ሕቁፍኪ ዝማሞቀሉ ማዓልቲ ይምጽኣለይ ኽፍእኪ ኣየርኤኒ ኤርትራ ዓደይ ቅድሜኪ ይጽጥሓኒ ዓደይ መዓረይ ትንፍሰይ ህይወተይ ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@wedishfta-ri3uv
@wedishfta-ri3uv Жыл бұрын
Merhab 💖👈🏽
@wedieri7570
@wedieri7570 Жыл бұрын
Wellcome deqi rimey፡ ባህላዊ ፊልም ኮ ኣብ ውሽትና ኣትዩ ብዙሕ ተካታተልቲ ኣይኮናን እዛ ፊልም እዚኣ ግን ፍልይቲ ያ፡ኣብ ኤሪ ቲቪ ዝቀረብ ፍልሚ ፍሉዩነት ኣለዎ፡ ባህላዊ ፊልም ቀጽልዎ ብዝትዓጻዘፈ መንገዲ ❤❤❤።
@hagosamine7256
@hagosamine7256 Жыл бұрын
ገባሪ እከይ ዊዒሉ ሓዲሩ ናይኢዱ ከምዝፍደ ተዘኻኽር መሃሪት ፊሊም። ሰላም እዝጋቢሔር ምሳኹም ይኹን ስነ-ጥበባውያን ሃገርና። ኤርትራ ሃገረይ ምስ ህዝቢኺ ካብ ጎሓላሉን ዘመድትን ኣምላክ ጽላሉ የንብረልኪ 🙏❤ 🇪🇷
@Nebity17713
@Nebity17713 Жыл бұрын
LOVE U DEQI🇪🇷💞🙏
@haguesenal3762
@haguesenal3762 Жыл бұрын
ኣቤል ሓድጉ Tnx ብርዕኻ ይሰስን thank you ተዋሳእቲ ሃገርና ጽቡቕ ስራሕ
@callmelove-fs5dw
@callmelove-fs5dw Жыл бұрын
I couldn’t see such traditional movie like this viva deki eri
@AbrahamKahsu-y7s
@AbrahamKahsu-y7s Жыл бұрын
ኣዝያ ዘሐጎሰትኒ ፊልም ኢያ ዓቢ ትምርትን ስምዒት ርስትን ሃገርን ዘለዋ ፊልም ኢያ አቲ ዝገርም ክልተ የሕዋት ብዘይ ፍልጠት ወይ ከኣ ኣሽርሒ ብሴፍ ክቃተሉ ኢዪ ባአሲ ክልተ የሕዋት መፍቶ ጋኖት !!! ብቁዕ ድርሰት ምስ ብቁዓት ተዋሳስቲ ደቂ ኤረይ ብርዕኩም ይሰስን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንሃገርናን ህዝብናን ሰላምን ቅሳነትን ❤❤❤❤❤
@habeshamehrer7962
@habeshamehrer7962 Жыл бұрын
እዋይ ዓደይ መዓረይ ብርኽቲ ናፊቀኪ። ደቂ ዓደይ ጀጋኑ ብኣኹም ሕቡን እየ ተባረኹ ምስዛ ሓላል መሬት። ወትሩ ሃገረይ❤❤❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@alemxaerieya77
@alemxaerieya77 Жыл бұрын
ኣብ መወዳእታ ነቢዐ 😢
@brktiselemun3495
@brktiselemun3495 Жыл бұрын
ዋላ ኣነ 😢😢😢
@medhanesheferaw35
@medhanesheferaw35 Жыл бұрын
Enteya ane nebioe
@ኢራብ26
@ኢራብ26 Жыл бұрын
Yesssssssss teawet ata wedi berhe beal rsti ❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@TigyaTekia
@TigyaTekia Жыл бұрын
ዋ ው ጽቡቅ መፈጸምታ ይግበረልና
@TigyaTekia
@TigyaTekia Жыл бұрын
❤❤
@freweinyteklebrhan5733
@freweinyteklebrhan5733 Жыл бұрын
አዋይ አዛ ፊልም ከተጸልለኒ አያ ❤🇪🇷
@abrehetestifanos9710
@abrehetestifanos9710 Жыл бұрын
Thanks deqi Erey halalat.God Bless all.
@Itsme-vn5iy
@Itsme-vn5iy Жыл бұрын
እዛ ርስቲ ኩሉ ግዜ ናትና‘ያ። 🦁✊
@YohdegoYosephe-ps1yk
@YohdegoYosephe-ps1yk Жыл бұрын
❤❤❤. VERY good job 👍.. KEEP up Thanks very much brother from ERITREA 🇪🇷 USA
@akberettesfom
@akberettesfom Жыл бұрын
ደኪ አረይ መኣረይ ብሩካት ዘረኢ፡ ደስ ትብል ፍልም በሃቂ መግለጺ ሰኢነላ እግዝኣብሀር ይባርኩም።
@merhawitmassawa848
@merhawitmassawa848 Жыл бұрын
Shikornatat deki Erey ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@teklugerie1647
@teklugerie1647 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ኣድኒቀኩም ጥዕምቲ ፊልም ኣፋጻጽማኣ ውን ብጣዕሚ ጽቡቅ ።
@yodittsegay1036
@yodittsegay1036 Жыл бұрын
I don’t know what to say wow😮 There is no word for this it moves your whole body 😮😮😮 the best of the best movie God bless for everyone involved can’t wait for part 44🙏🏾
@robelberhe5756
@robelberhe5756 Жыл бұрын
እንቃዕ ብሰላም መጻእኩም ደቂ ኤረናክትውሱኩላ ኣለኩም ብጣዕሚ ብልጽቲ ፊልም
@restinkifle5299
@restinkifle5299 Жыл бұрын
I cryied When wuba and berh bal resti hugs 🙏🙏🙏
@senaitghede4977
@senaitghede4977 Жыл бұрын
I don’t have any words 🎉🎉pow best Eritrean film ever 👏🏻👏🏻👏🏻🫡🫡🫡❤️🇪🇷🇪🇷
@አግዚአብሔርፍቅሪአዩንፍቀ
@አግዚአብሔርፍቅሪአዩንፍቀ Жыл бұрын
ዋውውውውው ኣታ መን ኣሎ ከማይ ሓጎስ ዝዓሰሎ በርሀ ውባን ኣሕዋት ሙኳኖም ምስተፍለጡ❤
@abrehetjambo7366
@abrehetjambo7366 Жыл бұрын
❤❤❤❤ nay behaqi gele aynet maharit film eya deqi Erey mearey kabzia knmeharo zelena ahwatey Ehin mihin tebahilna yqre yqre tebahilna ms ahwatna nezi hmaq zemen nnbaelna ab zey drejana nbetsho zelena zemen nselam nsaba Egziabher amlak selamn mhretun kewrdelna btsegeu ydegfena Nhagerna ybarkelna ab sdet zelena sdetna yhtsrelna
@Entertainment-xn7yo
@Entertainment-xn7yo Жыл бұрын
ዝበልጸ ናይ ኤሪቲቪ ፊልም ይበል ድርሰታ የባላ ኣተኣላልያ 100 /100 ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@alemkifle
@alemkifle Жыл бұрын
The best movie, thank you all Eritreans
@teklayhashel8861
@teklayhashel8861 Жыл бұрын
This movie is lesson to the Eritrean sided with Tigray to kill the other Eritrean . Your brother is brother in the bad time and good time . Good movie I hope the fake opposition group see it.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@eritrea6227
@eritrea6227 Жыл бұрын
I am proud to be Eritrea gal aynet deki remey fekri 🇪🇷❤️❤️❤️❤️🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👑👑👑👸👸👸👸✅✅✅✅👌
@mesganazeragaber3767
@mesganazeragaber3767 Жыл бұрын
ከምዛ ስራሕ ጌራ ዝመሰጠትኒ የላን ኣናብስ ቀጽሉሉ ኣዚኩም ኑፉዓት ኢኩም👍👍👍❤️❤️❤️❤️❤️
@bsratbokretsion4032
@bsratbokretsion4032 Жыл бұрын
Naybihki gelaxit tarik Eritreawinet👍🇪🇷💐❤️
@fyorisolomun-wl9me
@fyorisolomun-wl9me Жыл бұрын
Eway eza film eziass❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷beka I lave you
@luwammrach4186
@luwammrach4186 Жыл бұрын
ዋውውውውው መግለጺ ይብለይ ❤❤❤❤❤
@senayking-z3g
@senayking-z3g Жыл бұрын
Welcome deqi Rimeyy ♥️❤️‍🔥🥰
@GergshHabtemariam
@GergshHabtemariam Жыл бұрын
ዋውውው ብታኣሚ ፊልሚ ማለት ኣጆኩም ካቢዚ ንላኣሊ ንጽበ diki arey
@peaceland9811
@peaceland9811 Жыл бұрын
Abel Hadgu u are the best script writer. Azu blux serahe. Keep it up. Niseka N isaias xegay ketetekealena eikka. Great job kullatkum. Cenamatographer even u are the best. Kullatkkum u are doing great job. I do not have enough words to express ur great creativity. Thank You.
@yeibyotewelde8733
@yeibyotewelde8733 Жыл бұрын
ብጣዕሚ መሳጢት ዝናኣድ ስራሕ ጥበብኩም የሳስኖ ❤❤❤❤❤❤
@fyori9844
@fyori9844 Жыл бұрын
ጅግና ደራሲ ብጣዕሚ ጽብቅቲ ፍሊም ደስ ክትብል ቀጽልዎ ከማኩም ይብዛሕልና ደቂ ኤረይ ❤❤❤❤❤❤
@filmonmhretab-nw6mt
@filmonmhretab-nw6mt Жыл бұрын
ብራቮ ናይ ባሓቂ ዘድንቅ ስራሕ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ሃገረሰማእታት
@ሃገረሰማእታት Жыл бұрын
ዋውውውው ጽቡቅ እንቃዕ ተታሕዘ እዚ ተጋል ሰብኣይ❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ደቂ ኤረይ ቀጽልዎ ጽቡቅ ስራሕ❤
@MichaelegebremeskelBokuretsion
@MichaelegebremeskelBokuretsion Жыл бұрын
Waww በርሀ ባዓል ርስቲ ጣዓሚ ጽብቅቲ ፍሊም ኣጆኩም ደቂ ኤረይይይ ቀጽልዎ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@selamweldeab
@selamweldeab Жыл бұрын
Ufffffffffff Thanks God ,bzkone selamkum ybzah deki 🇪🇷
@solomonaster
@solomonaster Жыл бұрын
wow. This is amaizing! I hve been waiting for this. Tesfamichael got what he deserves. Wuba and Berhe well done!
@HAREGU1
@HAREGU1 Жыл бұрын
Wow the best one I have no words to say Great deki Eri ♥️🇪🇷❤️💯🙏🌿🌾❤
@debasyohanes2979
@debasyohanes2979 Жыл бұрын
Awy Azia filim si kemay bhntuynet zxbeyas yhlu do 🥰🥰🥰👌 buzht film behlwi yriy eye mo azia gn fulitiy🙏🙏🙏🥰🥰
@jemalnurhusien591
@jemalnurhusien591 Жыл бұрын
ካብ ኣብ ሂወተይ ዝረአኽዎ ፊልምታት ናት ኤርትራ እታ ዝበለጸት Amaizing ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ግን ውባ ምስ እዲአ ክትራኸብ ከላን ተስፋንኪኤል ዓዲ ክፈርድዎ ከለውን እንተዝርእይ ክንደይ ደስ ምበለኒ
@geriegerie503
@geriegerie503 Жыл бұрын
በርሀ ብዓል ርስቲ ክጽበያ ቀንየ! ጽቡቕ ኣተሃናንጻ ፊልም!
@tedroshabtu132
@tedroshabtu132 Жыл бұрын
The best movie ever 👏👏👏👏👏👏
Midday News in Tigrinya for January 29, 2025 - ERi-TV, Eritrea
16:12
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 1 М.
Chain Game Strong ⛓️
00:21
Anwar Jibawi
Рет қаралды 41 МЛН
UFC 310 : Рахмонов VS Мачадо Гэрри
05:00
Setanta Sports UFC
Рет қаралды 1,2 МЛН
How to treat Acne💉
00:31
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 108 МЛН
Evening News in Tigrinya for January 28, 2025 - ERi-TV, Eritrea
21:29
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 11 М.
Midday News in Tigrinya for January 28, 2025 - ERi-TV, Eritrea
19:18
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 13 М.
Chain Game Strong ⛓️
00:21
Anwar Jibawi
Рет қаралды 41 МЛН