በትሪ ቅንዕና By Saliem Welday

  Рет қаралды 150

ምሉእ ምድሓን  Mulue Midhan

ምሉእ ምድሓን Mulue Midhan

Күн бұрын

#ስብከት #Gospel #Preaching #Sbket #blessing #Righteous #Spiritual #Bible #protestantsongs #livepreaching #Holybible #testimony
Hebrews 1 (ትግ) - እብራውያን
8: ብዛዕባ ወዱ ግና፥
ኣታ ኣምላኸይ፡ ዝፋንካ ንዘለኣለመ ኣለም ይነብር፡ በትሪ መንግስትኻውን በትሪ ቕንዕና እያ፡
9: ጽድቂ ፈቶኻ ዓመጻ ኸኣ ጸላእካ፡ ስለዚ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ ሓለፋ ብጾትካ ብዘይቲ ሓጐስ ቀብኣካ፡
እዩ ዚብል።
10: ድማ፡
ጐይታይ፡ ንስኻ ኻብ ቀደም ንምድሪ ሰረትካያ፡ ሰማያትውን ግብሪ ኣእዳውካ እዮም።
11: እዚኣቶም ኪጠፍኡ እዮም፡ ንስኻ ግና ትነብር፡ ኵሉውን ከም ክዳን ኪበሊ እዩ።
Psalms 45 (ትግ) - ዳዊት
6: ዎ ኣምላኽ፣ ዝፋንካ ንዘለአለመ ኣለም እዩ፣
ዘንጊ መንግስትኻውን ዘንጊ ቕንዕና እያ።
7: ጽድቂ ትፈቱ፣ ረሲእነት ትጸልእ።
ስለዚ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ ሓለፋ ብጾትካ ብዘይቲ ሓጐስ ቀብአካ።
8: ኣልባስካ ዅሉ ከርበን ዓልወን ዝባድን ይጨኑ፣
ኣብ ኣደራሽ ስኒ ሓርማዝውን በገናታት ባህ የብለካ ኣሎ።

Пікірлер
БОЙКАЛАР| bayGUYS | 27 шығарылым
28:49
bayGUYS
Рет қаралды 1,1 МЛН
Sigma girl VS Sigma Error girl 2  #shorts #sigma
0:27
Jin and Hattie
Рет қаралды 124 МЛН
NEW 2025 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 46( BY BRUNO )
47:48
Awra Tube
Рет қаралды 27 М.
ኣውራ ነገር By Saliem Welday
37:23
ምሉእ ምድሓን Mulue Midhan
Рет қаралды 405
ጽናት || ክፍል 9 |New Ethiopian Drama | Tsinat
30:04
Sile HiwotTV
Рет қаралды 21 М.
ካብ ጻዕረን ይዓርፋ By Saliem Welday
40:49
ምሉእ ምድሓን Mulue Midhan
Рет қаралды 112
БОЙКАЛАР| bayGUYS | 27 шығарылым
28:49
bayGUYS
Рет қаралды 1,1 МЛН