Рет қаралды 12,170
ኣብ ሃገረ ኣሜሪካ - ብምኩራትን ክዋኽብቲ ድምጻውያን መርሃዊ (ውድ ሃለቃ)፣ጀማል ሮመዳን ፣ሄኖክ ተኽላይ (ናጎ) ምስ ግገዳይምን ብሉጻትን ሙዚቀኛትት ብምዃን ዝተድለወ ፍሉይ መደብ እዩ።
ሊድ ጊታር ካሌብ ተመስገን፡ ሳክስፎን ጊደዎን ሃብቶምን ገነት (ጓል ኣፍሮ)ን፡ በይዝ ጊታር ቴድሮስ ተወልደን መሓመድ መሓመድ ሓሰን (ሙርትሒን)ን ፡ኪቦርድ ኣደም ዑስማን፡ላይፍ ድራም ሞክርያ ያለው፡ምውህሃድ ድምጺ ፍጹም ኣርኣያ Mixing & Mastering ዮናስ ተወልደ (Yoni Eri Studio) ፡ መራሕ መደብ ሳሚኤል ገ/ስላሴ፡ ኣካያዲት ስራሕ መሪሕ መሓሪ
ካሜራ ናሆም ኣብርሃም፡ ሄኖስ ሃብቶም፡ ሳሚ ገ/ስላሴ፡ ኤዲተር ናሆም ኣብርሃም ፡ ኣፍራይ - ቤላ ሜድያ
እዚ ምደብ ዕዉት ንኽኸውን ዝሓገዙና ስፖንሰራት ኣውሳም ጁለሪ ፡ UNION ባርን ረስቶራንትን: ፍጹም ምክፍፋል ቢራን ኣረቅን ብሽም ኩልኹም ተዓዘብቲ ልባዊ ምስግጋናና ነቕርብ።
ፍሉይ ምስጋና
ንኹሎም ሙዚቀኛታትን ድምጻውያንን :ፍጹም ኣርኣያ፡ዮናስ ተወልደ (Yoni Eri Studio) ፡ ተስፋ ካሕሳይ (Bella Lounge)፥
ሄኖስ ሃብቶም፡ ዉዴ፡ Black Rose Lounge
ፍርያትኩም ኮነ ትካላትኩም ከተወዓውዑ ምስ እትደልዩ ኣብ ናይ bella media face book page ብምጽሓፍ ኮነ ብቑጽሪ ስልኪ +1 614-254-8047 ብምድዋል ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም።
ሃናጺ ርእይቶኹም ኣብ ዕብየት መደባትና ወሳኒ ተራ ስለዘለዎ ርእይቶታትኩም ኣብ ቦታ ኮመንት ብምጽሓፍ፣ ቪድዮታትና ላይክ ብምጽቃጥን፣ ንእንጽዕኖ እዋናዊ ትሕዝቶታት ንምክትታል ከኣ ሳብስክራይብ ብምግባርን ኣብ ጎና ዘላ ናይ ደወል ምልክት ብምጽቃጥን ኣባላት ስድራቤት ናይ Bella Media ክትኮኑ ብትሕትና ንሓትት።
℗ © እዚ ቪድዮ ሕጋዊ ዋንነት ናይ ቤላ ሜድያ እዩ። ምቕዳሕ ደጊምካ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ከም You Tube, Facebook, ምጽዓን ብሕጊ የሕትት እዩ።
℗ © Copyright:Bella Media, Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited. #BellaMedia #Easter2021 #Fasika2021 #Awdeamet2021
#BealTnsae