No video

👉🙏"ክንበልዕ ከለና እንታይ እንዳበልና ንጸሊ"[ኣብዚ ቪድዮ ዘሎ ታሪክ ምስ ሰማዕኩም ምሳይ ክትሰማሞኡ ኢኩም]

  Рет қаралды 135,048

Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ

Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ

Күн бұрын

Пікірлер: 524
@rodaeritreanmedia2141
@rodaeritreanmedia2141 3 жыл бұрын
ብዙሕ ሰብ ክፈልጦን ከተግብሮን ዘለዎን ኣገዳሲ ትምህርቲ ኢዩ ፡ ኣዝየ ኢየ ዘመስግነካ
@merhawimedia8898
@merhawimedia8898 3 жыл бұрын
❤️👌🙏🙏🙏
@user-mf8qn1ps1g
@user-mf8qn1ps1g 3 жыл бұрын
በሰምአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብር ሓውና🤲🤲🤲
@habtomfikadu4330
@habtomfikadu4330 2 жыл бұрын
በስም ኣብ ወው ልድ ውምንፈስ ቅድስ ኣህዱ ኣምላክ ኣምነ ኣምነ ኣምነ ብህቅ ቅ ል ሀወት የስማኣልና
@yonimyonim5645
@yonimyonim5645 3 жыл бұрын
ኣሜን(3) ቃል ሂወት የስማዓልና ሰማዕቲ ዘይኮናስ ኣተግበርቲ ክንከውን ዓይነ ልቦና ይክፈተልና
@MaryMary-wq9iy
@MaryMary-wq9iy 3 жыл бұрын
Tekkl Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen 🙏🙏🙏🤲🤲
@user-zm7un6mn7b
@user-zm7un6mn7b Жыл бұрын
*_አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር አቦዋና ይፍትሑና ይባርኹና_* _ተመስገን ፈጣሪ ኩሉ አለም_
@user-wh3go8cm7x
@user-wh3go8cm7x Ай бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዝሕ ክብር ኣቦና 💞💞🌺🌺🌺🍀🍀🍀 ብሓቂ ቃል ብረክተ ቃለ ሰናይ የሰመዐልና ክብር ኣቦና ዝሰማዓናዮ አብ ተግባረ ክንውዐሎ ይግብረና እግዚአብሔር አምላክ ❤🌺🌺🌺🌺
@asmertasmert783
@asmertasmert783 3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመአልና ጸግኡ የብዘሐልኩም እግዚኣብሔር ኣምላኽ እሽኒ ክብር ሓውና ክብረት ይሃበልና ሓሳብኩም ስለ ዘካፈልኩም 🌴🌴☘️
@zyadatsegay425
@zyadatsegay425 Жыл бұрын
Nay bahaki qale hiwet yesimalna Kubur hawna ❤
@HappyCat-zt3li
@HappyCat-zt3li 13 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሄወት የስመዐና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@tggaltewahdo
@tggaltewahdo 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ጸግኡ የብዝሕ ክቡር መምህርና ከምኡ እውን ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪ♥
@sarahe4045
@sarahe4045 3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡራተይ ፀግኡ በረከቱ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ አሜን/፫/ ንዓና ድማ ኩሉ ዘስተውዕል ልቦና ይዓድለና ኣብ ተግባር ክነውዕሎ ፍቃዱ ይኩነልና አሜን/፫/🙌🙌🙌
@user-dv9dq7vw8o
@user-dv9dq7vw8o 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለሕይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላኽና ንኹላትና ቃሉ ሰሚዕና ክነተግብር ቅዱስ ፍቃዱ ይኹነል ኣብ ክንዲ 30;60;100ፍረ ክንፈሪ ናይ ቅዱሳን ምልጃን በረኸትን አይፈለየና አሜን አሜን አሜን
@merhawimedia8898
@merhawimedia8898 3 жыл бұрын
❤️🙏🙏🙏
@user-tf4pj8sr3h
@user-tf4pj8sr3h 3 жыл бұрын
Yekrta kebrtey 30/60/100 fere nekinferi hagezinamalet eintay eyu tergumu temokrkouim akfuluini
@user-zb8cn5uv5e
@user-zb8cn5uv5e 3 жыл бұрын
ደሃይ ስዩም መስፍን እንታይ ኣሎ ሓዲሽ🇻🇳🐒🇻🇳😅😜🤣
@user-kb8ov7yw6m
@user-kb8ov7yw6m 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ✝️💝🙏❤❤❤❤
@user-dv9dq7vw8o
@user-dv9dq7vw8o 3 жыл бұрын
@@user-tf4pj8sr3h ብዙሕ ፍልጠት ሃልዩኒ ከይኮነስ በቲ ዘላትኒ ንእሽተይ ክሙክር ዝያዳይ ኣብ መንፈሳዊ ህይወትና ብዛዕባ መንፈሳዊ መፃሕፍቲ ይኹን ስለሃይማኖት ፍልጠትና እናዕበና ክንኸድ ንማለትዩ ከም ምስላ ሓደ ሓረስታይ ሓደ ግዜ ሓሪስዋ ግራቱ ሰላ ሳ ኩንታል ትኣቱ ተኔራ ካብኡ ንእሽተይ አመሓይሹ ሱሳ የእትያ ብተወሳኺ ድማ ዘለዎ ዓቕሙ ብሙሉኡ ተጠቒሙ ሓሪሱ ኣለሳሊሱ ፅዒሩ ግዒሩ ተዘሪእዋ ከዓ ሚኢቲ ክትኣቱ ይገብር ንሕናዉን ቃለ እግዚአብሔር ናሰማዕና ዝተፈላለዩ መፃሕፍቲ እናንበብና ከምኡ ኣብ ሃይማኖትና ዘለና አፍልጦ የዕብየልና ማለት እዩ ተተሰሓሒተ ኣርሙኒ ተረዲእኪ ክኸዉን ተስፋ እገብር ።ስብሐት ለእግዚአብሔር
@user-bi2hb7mp6j
@user-bi2hb7mp6j 3 жыл бұрын
ኣሜን ቃለሂወት የሰመአና
@user-qx1jh4mg7q
@user-qx1jh4mg7q Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና
@simonkifleyesus3929
@simonkifleyesus3929 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክና ፡ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዛሓልኩም እግዚኣብሔር ኣምላክና፡ ናይ ብሓቂ ደሌያ ዝነበርኩ ሕቶ እያ ብጣዕሚ ነመስግን የቀንየልና ፡ ክብርን ምስጋን ውዳሴን ኣምልኮትን ሕጅን ንዘልዓለምን ን እግዚኣብሔር ኣምላክና ይኩን
@vhju4206
@vhju4206 3 жыл бұрын
አሜን (3) ቃለ ሂወት የሰመዐልና ክቡር ሓወና🙏🙏🙏
@shewitgere8157
@shewitgere8157 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን! ጸጊኡ የብዚሃልካ ኪቡር ሃውና ብታአሚ መሃሪ ዝኮነ ቃል! ቃለ ሂወት የሲሚኣልና 🙏🙏🙏
@user-mb5um5kg4w
@user-mb5um5kg4w 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የሰመዓልና ክብር መምህርና እሸኒ እግዚአብሔር ኣምላኽ ይሃበና ጸጋ። ብርካቱ የበዝሐለካ
@user-fs9ni8ff4s
@user-fs9ni8ff4s 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህራና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዝሐየ
@waw7753
@waw7753 3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ከምዚ ዓይነት ትምህርቲ የድልየና እዩ ነዓይ ሓፍትኩም ኣብ ፀለትኩም ዘኩሩኒ ወዳሴ ማርያም ከንብብ እንተለኩ ብደወይ ድቃስ ይመፀኒ ፀሎታይ በረከታይ ኣማላድነታይ ናይ ኣደና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ምስ ኩለትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-jh1xd8rx9d
@user-jh1xd8rx9d 3 жыл бұрын
ብሔቂ ቃለ ህይወት ይሰመዓልና ክብር ሓዉና እግዚአብሔስ አምላክ ፀግኡ ይበዝሓሉክሙ✅✅✅✝️✝️✝️
@user-ph5rs7uo6s
@user-ph5rs7uo6s 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዕልና ክቡር ሓውና 🙏🙏🙏
@siemhisabu501
@siemhisabu501 2 жыл бұрын
Amen amen amen qale hiwet yesmalna nay bihaq xbuq timhrti mahar eyu amilak xegue yebzhelka hawey natey
@atheeralfarsi344
@atheeralfarsi344 10 ай бұрын
ኣምላኸይ ባዕኻ ሓግዘና ንዝ ኩፉእ ኡኪይ ካባና ኣሪሕቆ😭😭😭🤲🤲🤲🤲❤❤❤❤
@user-eh3gm2in5y
@user-eh3gm2in5y 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏ቃል ሂወት የስመዐና ክብር ሓውና
@ghmn-eq9vi
@ghmn-eq9vi Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤ ቃል ህይወት ይስመዐልና❤❤❤❤ ገታየ ሆይ ሓጥያትናይ በደልናይ ሓዲግኻ ይቅሪ በለና❤❤❤ ብዓይኒ ምሕረትኻ ጠምተና ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤😂
@eriqlafront5150
@eriqlafront5150 3 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስምዓልና ክቡር ሓውና!
@user-pm2lq6kf2y
@user-pm2lq6kf2y 3 жыл бұрын
እሜን እሜን እሜን ቃል ህይወት የስመዐልና
@sofyaaesufyflyheky9613
@sofyaaesufyflyheky9613 8 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን ክቡር ሓውና 💯✅🙏🔐⛪✝️🙌🙌🙌🙌🌿🌴🌿🌴🌿🌴🌿🌴🇻🇳👈
@rozinayacob4339
@rozinayacob4339 3 жыл бұрын
Amen amen amen kale Hiwet yesmealina hawina Nay agelglot edmieka ybark hawey🙏🙏 ane betaemi eye zednikeka nisika Nay behaki bruk nifue SEB eka Amlak ybarkika. Abey tinebr tikewin ane bwilikey kirekibeka ydeli nere hawey pls.
@amanielloveali8051
@amanielloveali8051 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@welduzeray3632
@welduzeray3632 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና
@GrvfGdef
@GrvfGdef 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምና❤❤❤❤
@serkalem4543
@serkalem4543 3 жыл бұрын
አስይይ ደስ ክበለ ትምህርት ናይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስማዓልና ክቡር ሓወና
@gufufturyu9911
@gufufturyu9911 2 жыл бұрын
ኣሜን (3)🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿
@betibeti9363
@betibeti9363 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዐና👏
@reem18hayat95
@reem18hayat95 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቃ ቃል ሂወት ያስመዐልና ክቡራት ኣቦታትና ናዓናውን መስተዋዓሊ ልቦና ይሃበና ቅዱስ እግዚኣብሄር
@user-xf3fs2ez2c
@user-xf3fs2ez2c 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜንንንን
@hakimetkeley1256
@hakimetkeley1256 3 жыл бұрын
Amen amen amen kal hiwet yesmalna
@user-if4pg4ve1z
@user-if4pg4ve1z 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህወት የስማዓልና ሓወና ጸጋ የብዘሕልካ ዝተምህርናይ ኣብ ልቤና ይሓደረ ኣማዓትብና ክንበልዓ ከኣ ዓድ ልቢና ይክፈተልና ልዕል እግዚኣብሄር
@user-bk7mb6cs8i
@user-bk7mb6cs8i 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@tesfomberhe5329
@tesfomberhe5329 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዝሓልኩም
@user-iw6sj9ix6s
@user-iw6sj9ix6s 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሒወት ይስምዓልና ሓውና
@AliAli-vo8ez
@AliAli-vo8ez 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የሰመዐና
@desatebyo8588
@desatebyo8588 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏♥️♥️♥️🤲🤲🤲💒💒💒✝️✝️✝️
@namilami4297
@namilami4297 3 жыл бұрын
Amen kale hiwet ysmalna .
@nha5412
@nha5412 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና🙏🙏🙏
@merhawimedia8898
@merhawimedia8898 3 жыл бұрын
❤️🙏🙏🙏
@ujjjgyyh1732
@ujjjgyyh1732 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክቡር ሓውይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዐልና 👏👏👏➕➕➕❤️❤️❤️❤️
@almazassefa4259
@almazassefa4259 3 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና መምህርና🙏🙏🙏
@senaitneguse7596
@senaitneguse7596 3 жыл бұрын
🙏🐦❤️⛪️❤️🐦🙏 ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏💒🙏🙏 ቃለ ሂወት የስምዓልና ጽሎተ ቁዱሳን ኣይጋደፈና 🙏🐦❤️⛪️❤️🐦🙏
@mahitigray5572
@mahitigray5572 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏ቃለ ሂወት የስመዐልና 🙇🙇🙇💖
@welduteklesenbet1577
@welduteklesenbet1577 3 жыл бұрын
ኣሰይ ኣምላኽ ጥዑም ኣብ ዘለኻዮ መምህር ግርማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንስኻ ኣብ ትሕቲ ኣምላኽ መሓርን ፈዋስን ኢኻ ሞ ዘለኽዎ ርኽስ ዝኾነ እከይ ንክተድሕነኒ ብስም ስላሴ ይምህጸን ኣቦ ግርማ ገጽ ንገጽ የራኽበና ሉዑል ፈጣሪ ኩሉ
@user-xp5uk2cg5p
@user-xp5uk2cg5p 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂይወት የስመዐልና
@filitesheme113
@filitesheme113 2 жыл бұрын
Amen amen amen qal hewit yesmalena kubur hawena
@tube-xk9pt
@tube-xk9pt 3 жыл бұрын
አሜን አሜን ቃለ ህይውት ያስመዐልና ኽብር ሓውና
@merhawimedia8898
@merhawimedia8898 3 жыл бұрын
❤️🙏🙏🙏
@abrahamghebru8562
@abrahamghebru8562 Жыл бұрын
በስማኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር መምህርና ሓዉናን ጸግኡ የብዝሓልካ 🙏🙏🙏✝️✝️✝️
@user-im9no1xm8z
@user-im9no1xm8z 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ዝሰመዕናዮ ኣብ እዝነ ልቦናና የሕድረልና አሜን
@mosamohd9049
@mosamohd9049 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን አሜን 🤲💪💪💪🤲🤲🤲ኣግዛኣህር ጸጉኡ ይብዝሐና
@kuhlodebrom317
@kuhlodebrom317 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen ቃል ህወት የስመዓል እግዛብሄር ጸጉኡ የብዛሓልኩም🙏🙏🙏
@gilcailliau-cz8fp
@gilcailliau-cz8fp Жыл бұрын
ብስምኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን።ጸጉኡ የብዝሓልካ ፈጣሪ የብዝሓልካ ፈጣሪ ቃል ሂወት የስማዓልና ንዓና ክኣ ኣብ ልብና የሕድሮ ኣሜን❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-lf4nh7uq4b
@user-lf4nh7uq4b 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘበንኩም ይባርክ ብሓቂ ዓቢ ትምህርቲ እዩ ክብረት የሃበልና ናይ ድንግል ማርያም ኣማላድነት ምሳኩም ይኩን ።
@Devid1921
@Devid1921 4 ай бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ሓወይ
@ksaksaksa3860
@ksaksaksa3860 4 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 😍😍😍👏👏👏
@fkaduasfha9859
@fkaduasfha9859 3 жыл бұрын
ኣሜን ቃል ሂወት ይስማዓልና እግዚአብሔር ጸግኡ ይብዝሓልኩም
@temesgenamiak1409
@temesgenamiak1409 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalina abena Egizabheri Amlak Teguue yebzhlukom ezya zimhrikina bitamie eye zemsikin
@alexymedhanialemlj4706
@alexymedhanialemlj4706 3 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስማዓልና ክቡር ሓውና
@merhawimedia8898
@merhawimedia8898 3 жыл бұрын
❤️🙏🙏🙏
@user-pi5qw9hz6f
@user-pi5qw9hz6f 3 жыл бұрын
@@merhawimedia8898 gereki aleku ane al adey ❤
@merhawimedia8898
@merhawimedia8898 3 жыл бұрын
@@user-pi5qw9hz6f thanks mearey anewn gerlki ❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@user-js1gz1kw1z
@user-js1gz1kw1z 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቋል ሂወት የስመዐና ክቡር ኣቦና
@wedibalila2130
@wedibalila2130 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና
@zerewslase3884
@zerewslase3884 Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ንህይወት የሰመዐልና ክብር መምህርና እሽን🙏🙏🙏
@asefunghjse2548
@asefunghjse2548 2 жыл бұрын
ኣሜንንንን
@user-dt1yh3lc6k
@user-dt1yh3lc6k 3 жыл бұрын
*_ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓና ክቡር ሓውና ብጣዕሚ ዝገርመኒ ነገር ምግቢ ኣብ ዝቕርበሉ በቃ እቲ ጸሎት ከመይ ኢለ ከም ዝጽልዮ ኣይርድኣንን ምስትውዓል ይዓድለኒ_* _ካብ ዕለታት ሓደ መዓልቲ ኣብ ገዛና መኣዲ ተቐሪቡ ክንበልዕ ክንብል ጋሻ ክኣ ነይሮምና ብድሕሪኡ እቶም ጋሻ ሕልፍ ኢሎም በስመኣብ ኣይበሉ ገለ ኣይበሉ ቁርስ ኣቢሎም በሊዖም ንእሽተይ ሓወይ ድማ ኣቲ ኣደይ እቶም ስብኣይ ድኣ ነቲ ናትና ከልቢ ሓዉ ድዮም ኢሉ ስለ ምንታይ እዩ ከምኡ ዝበለ ነቲ ከልቢ ኩሉ ግዜ መኣዲ ክህብዎ ከለዉ ስለዝበልዕ ብድሕሪኡ እቶም ኣቦ ድማ ካብቲ ህፃን ብዙሕ ተማሂሮም ከይዶም_
@zafuyemaryamlg8171
@zafuyemaryamlg8171 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሕልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ አሜን🙏🙏🙏
@user-gl1jv6uk8d
@user-gl1jv6uk8d 3 жыл бұрын
በእውነት ቃለ ህይወት ያሰመዐልና
@vipistarl5973
@vipistarl5973 2 жыл бұрын
🙏🙏🙏
@user-ys8qt6bi6v
@user-ys8qt6bi6v 3 жыл бұрын
Temesgen getaye lezich dekika ekf dgf adrgo yaderesen amen amen amen keri Zemenachnn ezgabiher ybarkln amen amen amen yekudusan bereket kegna gar yhun AMEN AMEN AMEN
@atsedegodefa9732
@atsedegodefa9732 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህወት የስመዐልና ክብሪ ሓዉና ብሓቂ እግዚአብሔር ብምሕረቱ ይጠምተና ዋላ አነ እየ ክብራተይ አብ ፕሮፋይለይ አቱኩም አታባቡዑኒ ሓዳሽ ዘማርት እየ ክብራተይ🤲🤲💞🤲💞🤲💞
@hagostekie6904
@hagostekie6904 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመአና
@user-fi2mp2fc9j
@user-fi2mp2fc9j 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጋኡ የብዘሕልና ።🙏🙏❤❤
@askiaksumawit5420
@askiaksumawit5420 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት ያስመዐልና
@abadithailemariam7507
@abadithailemariam7507 3 жыл бұрын
Amem amen amen kali Hiwet yesmalen fetari bayni mehretu yetmten nezi hibkan zeleka temret ken setgebri ka fetari yehagezna amen kubur hawen ka xegue yebzehalka fetari
@user-ev7ts5mt4c
@user-ev7ts5mt4c 3 жыл бұрын
ቃል ህይወት የስመዐና ክብር ሓወይ
@almazghaber9632
@almazghaber9632 3 жыл бұрын
Kale HEwit yesmaln xego yabzalh daykon ✝️✝️✝️
@user-xf1fc3ol5c
@user-xf1fc3ol5c 2 жыл бұрын
ኣሜን ((3)) ቃል ሂወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ዓይነ ልቦናና ይኽፈተልና
@Noob-mo4jk
@Noob-mo4jk 6 ай бұрын
ቃል ህይወት ይሰመዐልና ኩቡር ሓውና ሓንቲ ሕቶ ኣለትኒ ናይ ድቃስ ፀሎት ገርካ ምግቢ ምብላዕ ይፍቀድ ድዩ
@asefunghjse2548
@asefunghjse2548 2 жыл бұрын
ኣሜንንን
@edenhagos9591
@edenhagos9591 3 жыл бұрын
Amen amen amen memhrachin
@yonaseyob6056
@yonaseyob6056 3 жыл бұрын
Amen anen amen kalhiwet yesmalna kbur memhrna nay agelgulet zebenka egziabhier amlak ybark.
@maryyoutube2253
@maryyoutube2253 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን በሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጋኡ የብዘሐልኩም መምህርና 👏👏👏
@merhawimedia8898
@merhawimedia8898 3 жыл бұрын
❤️🙏🙏🙏
@maryyoutube2253
@maryyoutube2253 3 жыл бұрын
@@merhawimedia8898 እሺኒ
@merhawimedia8898
@merhawimedia8898 3 жыл бұрын
@@maryyoutube2253 thanks mearey ❤️❤️❤️🙏🙏🙏🥰🥰🥰
@gechitesfaw5078
@gechitesfaw5078 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna bereketu yebzehalka
@saradejen9276
@saradejen9276 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen qale hiwat yesmalne hawena xegu yebzhlka Egzabher amlak
@user-jj9kd7ig3p
@user-jj9kd7ig3p 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና
@user-ou2ly9oo5k
@user-ou2ly9oo5k 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና
@user-dw8or2sr4q
@user-dw8or2sr4q 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህወት ያስመዕልና
@helenyonas5098
@helenyonas5098 5 ай бұрын
🙏🙏🙏ቃል ሂወት የስመኣልን ኩብር ሓውና❤❤❤❤
@nebyatkeshiberaki9175
@nebyatkeshiberaki9175 Жыл бұрын
Amen Amen Amen kale hiwet yesmelana zehawey❤❤❤
@user-qs7rg7lz2u
@user-qs7rg7lz2u 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐና ክብር ሓወና 🙏🙏🙏💘💘💘
@user-kd8sw3ep2s
@user-kd8sw3ep2s Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ብሓቅ ቃል ሂወት የስማዓልና❤❤❤
@semerebrhane5290
@semerebrhane5290 3 жыл бұрын
ኣሜን(3)ቃለሂወት የስምዓልና
@henokzemuykil7540
@henokzemuykil7540 2 жыл бұрын
AMEN AMEN AMEN qale hiwet yesmalina
@yonixadq2945
@yonixadq2945 2 жыл бұрын
Amen amen amen qale hiwet yesmalna
@loulouloulou8176
@loulouloulou8176 3 жыл бұрын
Amen amen amen kale Hwet yesmean
@merhawimedia8898
@merhawimedia8898 3 жыл бұрын
❤️🙏🙏🙏
@fililove7358
@fililove7358 3 жыл бұрын
Amen amen amen kali hiwet ysmalina ztemaharnayo abi libna yehedrelina egzabiher amlak 🙏🙏🙏
@berihuhagos7378
@berihuhagos7378 2 жыл бұрын
Kal hiwet yesmealna nzelealem shumu ztemesgene ykun
@natulovesingl8126
@natulovesingl8126 2 жыл бұрын
Amen (3) kalhiwet yesmealna
@yousifhamid5856
@yousifhamid5856 3 жыл бұрын
Amen amen amen kal hiwet yesmana
‼ሓሙሽተ ምልክታት ጸላኢ ሰናይ ኣብ ነብስና ምሕላዎም🔴
19:38
Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ
Рет қаралды 53 М.
ቡን ምስታይ፡ዕጣን ምጥቃም ሓጥያት ድዩ?/bun ms etan hatyat dyu/niestali ortodox youtube channel
55:44
Вы чего бл….🤣🤣🙏🏽🙏🏽🙏🏽
00:18
wow so cute 🥰
00:20
dednahype
Рет қаралды 27 МЛН
ስቅ በሃልቲ ኩኑ SENAY AUDIOBOOKS ሰናይ መጻሕፍቲ
38:59
SENAY AUDIO BOOKS መጻሕፍቲ ሰናይ
Рет қаралды 149 М.
ካብ ገጽ እግዚኣብሔር ምህዳም 2 ክፋል ብመም ኣስመላሽ ገ/ሕይወት
57:37
🔴👉"ኣርጋኖን ናይ ሶኒ"(ብትግርኛ) መንእሰያት ስምዕዋ
1:01:04
Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ
Рет қаралды 142 М.