Beraki Gebremedhin - Searit - Eritrean Music

  Рет қаралды 2,749,959

ADMAS MUSIC

ADMAS MUSIC

Күн бұрын

New Eritrean Music 2016 by Beraki Gebremedhin - Searit | ሰዓሪት - Based on a true story.
Subscribe: goo.gl/pHeJix
#BerakiGebremedhin, #HalengaEritrea, #Zemenawi, #Halenga, #HalengaRecords
© 2016 Copyright: Halenga Records™. All rights reserved.
Please do not Copy, Re-Upload and illegally distribute this Video. ብኽብረትኩም ነዛ ቪድዮ ኣይትቕድሕዋ ፤ ሓለንጋ ወግዓዊ ቻነል ብምዃኑ ካብዚ ሸር ግበርዎ።
....................................
www.halenga.com/
Facebook: / halengarecords
Subscribe: / admasmusic

Пікірлер: 1 300
@eritreaneritrea7882
@eritreaneritrea7882 6 жыл бұрын
እዛ ደርፊ ኪሰምዕ ከለኩ ብንብዓት ይሓምም ኡፍፍፍፍ በቓ እንታይ ኽብል ባባ ምስ ቦኽሪ ሓወይ ኣብ ወራር ወያነ ኽተት ኾይኑ ኽብገሱ ኸለውየ ዝዝክር እታ ናይ መወዳእታ ቦኽሪ ሓወይ ምስ ወላድየይ ዝተፈነኩላ ዕለት ወላዲተይ ዘዳለወትሉ ጸበል ረሲዑ ሰለ ዝከደ ጉየ እዛ ጸበል ሃቦ ኢላትኒ ነታ ወላዲተይ ዝሃበትኒ ሒዘ ከይደ ምስ ኣቀበልኩዎ ከም ዘይ ሞለስ ነብሱ ግዲ ነጊርዎ ሓቂፉ ደጋጊሙ ስዒሙኒ ብድሕሪ እዛ መዓልቲ ሓወይ ኣይርኣኩዎን ኣይተመልሰን ኣርሒቁ ገሹ በራኺ እዛ ሰዓሪት ትብል ደርፉኻ ነቲ ስዓሪ ዝኮነ ዘፉቅሮ ሐወይ ዝደረፉ ኮይኑ ዩ ዝስምዓኒ ባራኪበዚ ኣጋታሚ ከየመስገንኩካ ኽሓልፉ ኣይደልንየ።
@efremkibrom2572
@efremkibrom2572 5 жыл бұрын
@Eritrea Eritrea እዛ ዛንታኻ ኩሉ ነገር ክሰኣለኒ ጌራትኒ። ዝሓለፍናዮም እዋናት ተራእዮምኒ ኣነ`ውን ብንብዓት ተሓጺበ። እንታይ ይገበር ኩሉ ጠማቲኣ ኮይና ዓድና፡ ንኤርትራ ረሲዕካ ብናትካ ክንበር ከምዘከኣል ዘይርደኦም ጎረቤት ረኺብና። ግና ደሓን መስዋእቲ ኣብ ኣቦታትና ሓሊፉ ናብ ኣያታትና ኣርኪቡ ነዓና`ውን ውን ኣይገደፈናን ዘሎ። ግና ኣጆኻ ጥራይ እግዚኣብሔር ነዚ ኩሉ ዝሓለፈ ትንፋስን ዝሰንከለ መሓውርን ዝፈሰስ ንብዓትን ውሉድን ወላድን ንኾንቱ ኣይገብሮን እዩ። ፍታሕ ኣለዎ ሓደ መዓልቲ። ምስኡ ጥራይ ንዛረብ እምበር ብፍትሒን ፍርሃት ኣምላኽን ዝመርሑ ከንግሰልና እዩ። እንታይ ይሰኣኖ ኩሉ ኣብ ኢዱ እንድዩ።
@hurkuthuman234
@hurkuthuman234 5 жыл бұрын
Eritrean Eritrea 🇪🇷
@oneonelove5674
@oneonelove5674 5 жыл бұрын
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@hawaeritrea1247
@hawaeritrea1247 5 жыл бұрын
Really nice songs, sidetn wetehadarann arkibna
@samruabraha1192
@samruabraha1192 5 жыл бұрын
Amlak haylin tbatin nakan/nakin niweladitkan/kin yhabka. Kelil aykonen. Hadgi ygdefelkum.
@SimonWeldaeb
@SimonWeldaeb 8 ай бұрын
2024 ዝራኣያ ተሎ like ይሃብ❤😊
@ZebibaBelay-dn4dt
@ZebibaBelay-dn4dt 4 ай бұрын
ኣነ ኣሎኩ❤
@YosefGhirmay-wc6bt
@YosefGhirmay-wc6bt 3 ай бұрын
Me too 😊
@SolomeSolomeelias-bl4fm
@SolomeSolomeelias-bl4fm 2 ай бұрын
Me❤❤❤
@RobelMukur
@RobelMukur 2 ай бұрын
​@SolomeSolome❤elias-bl4fm
@DanielCom-iv8hz
@DanielCom-iv8hz 2 ай бұрын
ስቕ ኢለ ብንብዓት ጀረብረብ ይብል ብሓቂ 😢
@eriboys1075
@eriboys1075 4 жыл бұрын
ሰልስተ ዓመት ጌራ እዛ ደርፊ፥ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ዓመት ብዙሕ ጊዜ ሰሚዔያ እሞኑኒ ግን ክሳብ ሎሚ ትሩግም ናይዛ ደርፊ ከይፈለጥቅዎ ጸኒሐ። ብልክዕ ናይዛ ደርፊ ትርጉም ዝተረድእ ሕንቅ ቅንቅ ኣቢላ ኣብ ኣዒንትኻ ንብዓት እያ ተቅጽረልካ።. 31/ 05/ 2020
@መጻእየይብሩህዩ
@መጻእየይብሩህዩ 3 жыл бұрын
ኣነ ውን ልክዕ ከማኻ የ bro ሕንቅንቅ ያ ተብለካ እዚ ኹሉ ሓሊፉ ከም ደቂ ዛግራ ፋሕፋሕ ምባልና ዩ ኩኩ ንኾንቱ ኾይኑ በቃ !
@awetberhane9351
@awetberhane9351 3 жыл бұрын
ናይ በራኪ ጅግና ኩሉ ታሪክ ኢዩ ደርፉ ግን ሰኣን ዝርድኦ ኣብ ቲክ ቶክ ላክ ክትገብር ትውዕል ኣላ ሰበይ እዚ ኢዩ ታሪክና መጽሓፍ ጅግንነት።
@amlesethabtu8930
@amlesethabtu8930 3 жыл бұрын
0ĺll
@iloveyuomom9840
@iloveyuomom9840 3 жыл бұрын
Behaqi ane ka lomi astmakireya betami ember ka nebqat yesreka
@natnaelkidane986
@natnaelkidane986 2 жыл бұрын
ኣነ ውን እንዳ ነባዕኩ እየ ዝሰምዓ። ብልጽቲ ገድላዊት ሃገራዊት ደርፊ ።
@edenzenebe2599
@edenzenebe2599 7 жыл бұрын
አብ ሂወተይ ንመጀመርታ ግዜ ዘብከየትኒ ደርፊ...ናይ ነብስ ወከፍ ኤርትራዊ ታሪክ እያ ትገልጽ...ቀጽሎ
@eyobembaye6296
@eyobembaye6296 7 жыл бұрын
me too
@RondomVideos1
@RondomVideos1 7 жыл бұрын
Eden Zenebe me too anbiatni gele ms kfalat hiwetey ztetehazet behatsiru tarik Eritrea zehazet gtmi aya zema antay kwetso
@edenzenebe2599
@edenzenebe2599 7 жыл бұрын
joni wedi jesus. ተሓበን እዚ ሓወይ መዓረይ...ነፍስ ወከፍ ኤርትራዊ ታሪኩ ተመሳሉሊ እዩ...ክብሪ ነቶም ቀዳሞት ጀጋኑ ይኩን
@michaeltekia3311
@michaeltekia3311 7 жыл бұрын
Eden Zenebe nay bheqi tebkaka
@jemalosman4326
@jemalosman4326 6 жыл бұрын
ny bhaki
@ስቕታሰማይ
@ስቕታሰማይ 7 жыл бұрын
ዓቕሚ የብለይን ክገለጸካ በራኺ ሓወይ ከጸብቐካ ክብል ከይጽይቖም ቃላተይ ስለዚ ከምታ ሰዓሪት ዝበልካያ ሰዓሪ ዝኾነ ጥበብ እኻ መጢኻልና'ሞ ክብሪ ይሃብካ ቀጽሎ እንቋዕ እባ ናትና ኮንካ በሓቂ ደስታይን ሓጎሰይን መግለጺ የብሉን ኣብ ኩሉ መዳያትካ ቡቑዕ ተንታኒ ታሪኽን ባህልን ምዃንካ( ሰዓሪ ኢለካ'ለኹ ቀጽሎ)።
@mussiegebreyonas1956
@mussiegebreyonas1956 7 жыл бұрын
during mot u fkri zrkeb bhaki ane keman kabzi natka zfle yblen berie hawey deret hagosey meglexi sienelu
@amirthahir8092
@amirthahir8092 7 жыл бұрын
ድሕሪ ሞት'ዩ ፍቕሪ ዝርከብ
@natnaelfsha1883
@natnaelfsha1883 7 жыл бұрын
ድሕሪ ሞት'ዩ ፍቕሪ ዝርከብ
@abrhamareghayareghay6083
@abrhamareghayareghay6083 6 жыл бұрын
ድሕሪ ሞት'ዩ ፍቕሪ ዝርከብ kale zereba yeblkumn bjeka hatewte dhnet hzbn hagern awenzifa lele bel tray koynu mkrkum
@potipoti8893
@potipoti8893 6 жыл бұрын
N
@samidew5092
@samidew5092 4 жыл бұрын
ብሓቂ ኣብ ስሚዕት ተእተወካ እዛ ደርፊ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ!!!
@liyaelias9464
@liyaelias9464 7 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ተብክይ ደርፊ በራኺ ሽኮር ንኩሉ ኤርትራዊ ትገልጽ ደርፊ ናብራ ገድሊ ፍትውው የብለካ ወዲቶም ጀጋኑ
@senaykifleyesus2887
@senaykifleyesus2887 8 жыл бұрын
ካሕ ካሕ ቃላት የለን ንዓኻ ዝገልጽ!!! you R our hero!
@bilathaile3949
@bilathaile3949 5 жыл бұрын
ባራኪ ቆንጆ ደርፊ ፍትውትውውውውው እየ ዘብለኩም ደቂ ኤሬ ሽኮራት ሓፍቱኩም ካብ ትግራይ
@ደቂስባህቱኸ
@ደቂስባህቱኸ 5 жыл бұрын
ንሕና ውን ንፈትወኩም ኢና
@selamhiftay-po1yi
@selamhiftay-po1yi Жыл бұрын
Me too
@HadishBerhe-hg1ss
@HadishBerhe-hg1ss 5 ай бұрын
Me to❤❤❤❤❤❤❤
@RobelMukur
@RobelMukur 2 ай бұрын
​@Hadis❤❤hBerhe-hg1ss
@helenfhsh946
@helenfhsh946 7 жыл бұрын
ትም ኢልካ ኣይኮነን 5 ደቒቅ ደሪፍካ 50 ኪዳውንቲ ምክይያር ኣቡ ደንጸባርቕ ክዳውንትን ጋልን ሂዝካ ለለለለ ናይ ዲበልካ ኣይኮነን። ኣነ ናይ በራኪ ጅግንነት ማራ አዩ ደሕጉሰኒ ፍሉይ በቓ so just i can say keep going kubur haw god bless you!!!!!!
@nobielnazeret7683
@nobielnazeret7683 5 жыл бұрын
Edemen teina yhabkia hawey nic job
@biniamweldemichael9327
@biniamweldemichael9327 5 жыл бұрын
Seari eleka aleku neaka ata jigna tsaeram botan gzien yhabka tray ember rae aleka
@teshememehari3349
@teshememehari3349 5 жыл бұрын
Yes hakeka alak heway netay ajok
@RobelMukur
@RobelMukur 2 ай бұрын
​@bini😢amweldemichael9327
@wedierie1333
@wedierie1333 7 жыл бұрын
በራኺ, ኣነ መቸም ከም ሰብ መጠን እንተ"ደኣ ርእይቶይ ክህበካ ኮይነ ማራ ኢኻ ጂግና እቲ ስራሕካ ዘበለስ ልቢ ሰብ ዩ ዝትንክፍ፡ ብዝኮነ ኣጆካ ቀጽሎ ትራይ የ ዝብለካ ።
@michealweldeab8384
@michealweldeab8384 6 жыл бұрын
good job hawey natey ade welida timken
@RobelMukur
@RobelMukur 2 ай бұрын
😢​@@michealweldeab8384
@ጋሻእየንጽባሕ-ኀ2ቈ
@ጋሻእየንጽባሕ-ኀ2ቈ 5 жыл бұрын
በራኺ ንማን ኤርትራዊ ትውክል እያ መግለጺ ኣልቦ በራኺ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷❤❤🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@abadidagnew2321
@abadidagnew2321 11 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ 3:27 😂😂😂😂🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@awettekeste1599
@awettekeste1599 8 жыл бұрын
ከምዚ ወዲ ጌሩ ዝመሰጠኢ ደርፍታቱ የለን ካብ ኩሉ እቲ ስርሑ ኩሉ ድርሰት ባዕሉ ኢዩ ከምዚ ጅግና ኣብዚ ግዜ ዘለዉ ውሑዳት ኢዮም መግለጺ የብለይን ጅግና ብሩር ወርቂ።
@medhaniabay2468
@medhaniabay2468 4 жыл бұрын
ነዛደርፊ ዲስላይክ ትገብሩ ታሪክ ሂወትኩምን ናይስድራኮምን ዘይትፈልቱ ኢኩም ህማቃት አቶም ተተባብኡ ግን ብልቢ ምሩቃት ኢኩም
@pana-tv
@pana-tv 8 жыл бұрын
ወራሲ ሕድሪ ቀዳሞት ስነጥበባውያን ሃገርና መን ከማኻ በራኺ ጅግና ኣጆኻ ቀጽለለይ ንበረለይ ። ኩሉ ስራሓት ናትካ ጎዶሎ ዘይብሉ ብሉጽ ኮኾብ ናይ ከዋኽብቲ ። ታሪኽ ጀጋኑ ደቂ ኤረይ ገሊጽካ ኣይውዳእን ኢዩ። ኤርትራ መሬታን ሰባን ኩልንትንኣ ታሪኽ ኢያ ሞ ንብሕጂ ውን ካብዚ ብዝበለጸ ክትሰርሕ ዓቢ መድረኽ ይጽበየካ ኣሎ ኣጆኻ ። Very Nice Song
@fekarulibeymoki5005
@fekarulibeymoki5005 8 жыл бұрын
Really very nic music
@velimashnhenog2082
@velimashnhenog2082 7 жыл бұрын
Eritrean entertainment well said
@jonhetekeste4031
@jonhetekeste4031 7 жыл бұрын
Eritrean entertainment
@rasbella01
@rasbella01 7 жыл бұрын
Eritrean entertainment, well said!!
@bereketzerom8300
@bereketzerom8300 7 жыл бұрын
Bereket hawey kem shimka bruk ika slezi ab hiwetey nezia derfi kseme enashae ye zbeki mknatu eti nkulu eritrawi zegatewa tarik beribrka mqrabka selezi DMA kab blbi ye zemegneka
@johntesfazgi4744
@johntesfazgi4744 7 жыл бұрын
በራኺ ሓወይ ናይ ብሓቂ ስምዕ ዊዕልካ ዘይትጽገም ደርፊ ኢያ ዘይተነበብካ መጽሓፍ ታሪኽና ኢኻ ቀጽሎ ኣጆኻ 100%!!!!!
@ኤሪትራኒኤሪትራውያንኒኤሪ
@ኤሪትራኒኤሪትራውያንኒኤሪ 8 жыл бұрын
እወ ብሓቂ ንፉዕ ደራፊ ኣተኣላልያ ዜማ ቅላጽ ዝወጾ የብሉን ብፍላይ እዛ ደርፊ ድማ ንስድራን ሃገራዊ ስሚዒትን ስለ ትተናክፍ ኣብ ልብኻ ፍልይ ጦብላሕታ ትፈጥረልካ ወዲ ኤረ ጅግና ከምዚ ዝበለ ኣዝዩ ጽፉፍን ኣዕጋብን ስራሕ ብንስራሕካ ሕጉሳት ኢና ቀጽሎ
@eritreanasmara3187
@eritreanasmara3187 7 жыл бұрын
እዞም unlike ትብልዋ ዘለኹም ነዛ ደርፊ ፍሉጥ ታሪኽ ዘይብልኩም ተጋሩ ኢኹም።
@RondomVideos1
@RondomVideos1 7 жыл бұрын
eritrean asmara felitkayom aleka nihna nsegom asatom aragtsana kfekdu dhrit kgtetu ayom kulu zbetsehanayo kehrkom nihna amo hmak aynmneyelemun hanti nfelta nahna aber zey natna zeynemeadu eritrawyan seb des kblo aber hmak zey nmne amlak hagos yebzehalna tarik nebari ayu tarikna hiwet Eritrea mhlawa msker ayu
@ludamisa4487
@ludamisa4487 7 жыл бұрын
hahahahha joni intay iyu wedey iti sihfetka zeyrdaka?????
@samielfn2640
@samielfn2640 7 жыл бұрын
eritrean asmara yes meboqolom zeyfeltu deqalu eyom
@RondomVideos1
@RondomVideos1 7 жыл бұрын
Danait Habtu​​ ati tsbekti mantile. krdeaki antezey deliki aykrdeaken ayu aber ztsehafkwo kdmi send mgbarey yenbbo aye so htsret tgrigna mnalbat key hlweki
@eritreanasmara3187
@eritreanasmara3187 7 жыл бұрын
+Samiel kbrom ገሪሙና እኮ ሎምስ ክክክክ
@ሓቦቅናቱ
@ሓቦቅናቱ 8 жыл бұрын
በራኺ ወራሲ ሕድሪ ጥራይ ዘይኮንካሲ ኣውራሲ ኢኻ እውን። ነዞም ረሲኣን በዛ ሓዳስ ዜማኻ ትምህርቲ እትህብ ኢያሞ ፡ ኣይትተሓለል። ኣብ ዓለም ኩሉ ሓላፋይ ኢዩ እቲ ንምነዮ ምስ ረኸብናዮ ኣይንዓግብን ኢና ኩሉ ከንቱ ኢዩ። ታሪኽ ጥራይ ኢዩ ዝነብር በራኪ ጅግና ቀጽሎ።
@welduhabte4449
@welduhabte4449 7 жыл бұрын
ሓቦ ቅናቱ
@nebrieanabr3194
@nebrieanabr3194 7 жыл бұрын
ሓቦ ቅናቱ
@heavenanbesagr8320
@heavenanbesagr8320 7 жыл бұрын
ሓቦ ቅናቱ
@አከለጉዛይአዲጀጋኑአከለጉ
@አከለጉዛይአዲጀጋኑአከለጉ 7 жыл бұрын
ሓቦ ቅናቱ men ?
@wedimeashomeasho8173
@wedimeashomeasho8173 7 жыл бұрын
ሓቦ ቅናቱ
@onedayentertainment2470
@onedayentertainment2470 7 жыл бұрын
በራኺ ስነ ጥበብ ሃገርና መክሰቡ ሰናቲም ወጻኢታቱ ከኣ ኣሽሓት ኮይንሉ ኣብ ዘለወሉ እዋን ንኹሉ ብድሆታት ሰጊሮም ኣብ ልቢ ሰማዕቲ ቦታ ካብ ዝረኸቡ ስነ ጥበባውያን ሓደ ዩ።ፍርያቱ ዘፍልዮም ም/ት 1)ዓሚቕ መንነትን ክብርን ህዝቢ ዝሓዘሉ 2)ብምሎም ባዕሉ ዝሰረሖም 3)ካብ ሓደ ህርመት ናብ ካልእ ክሰግር ከሎ ዘለዎ ሜላ ብፍላይ ኣብ ኣዝማች,,,,,,, ክኢላ ኢኻ ሞ ቀጽሎ ጥራሕ የ ዝብለካ።
@angosomamanuel418
@angosomamanuel418 7 жыл бұрын
Awtsana Zeragabre
@ክርስቶስእዩመድሃኒትስምህ
@ክርስቶስእዩመድሃኒትስምህ 7 жыл бұрын
absherka habibi anbesa nay ayatatka werska. gin ni dege mis weseduka shetett bel eka berke menfeatka riom kedakimuka yom enda bashay
@biniamdrar3582
@biniamdrar3582 7 жыл бұрын
Awtsana Zeragabre knærne
@yonasmrrr3816
@yonasmrrr3816 8 жыл бұрын
በራኪ Hero ናይ ብሃኪ ጽቡክ ስራሕ ከጽል ኣጆካ ታሪካዊ ደርፊ ኮይኑ ክተርፍ አዩ ከምቶም ታርካዉያን ደረፍቲ ሃገርና
@edrisaedrisa2769
@edrisaedrisa2769 4 жыл бұрын
Kef alwa 👉💪👈☝️👨‍👩‍👧👫🤝🤜🤛🏿💕💓💤💌❣💞💟💝💤👓
@berberegebar5825
@berberegebar5825 8 жыл бұрын
በረከት ጽቡቅ ግጥሚ ግዘማ ( ታሪክ ምዝካር ጽቡቅ እዩ ሰሓለፈ መሪር ካልሲ ሎሚ ይዘከር
@selamweldetensae597
@selamweldetensae597 7 жыл бұрын
ሰብ ምስ ተውህብኡ ይፍጠር ክብሉ ከለዉ ይገርመኒ'ዩ !!ምክንያቱ ገለ ተደጊፎም ጥራይ፥ድረፍ ተባሂሎም ጥራይ ዘይሓሰብዎ ደረፍትን ተዋሳእትን ስለዚረኣኩ!!! ግን እቶም ምስ ተውህብኦም ዝፍጠሩ ዝያዳ እቶም ተደጊፎም ወይ ብድፊኢት ደረፍቲ ዝኾኑ ብስሚዒት ኾነ ወሓዚ ቃላቲምን፥ኣብ ልብካ ዝበጽሕ መልእክቶም ብቅራቦ ትሕዝትኦም ይስሕቡካን ዝያዳ ተድንቆም!! ናይ'ዚ መንእሰይ ሓይሊ ክሪኢ ከለኩ ሓደ ካብቶም ንባህልና ከምዝዝከርን፥ኩላ ኣብ ናይባህሊ ህርመት ከምትምለስ ዝገበረ ህቡብን ፍትውን ሓውናዩ!! ሕጂ ውን ገና ነቲ ዘይተበረበረ ታሪክ ዝሓለፍ ስውኣትና በቲ መሳጢ ድምጹን፥ብስለትን ረዚን ሓላፍነት ዘሰክም ዝትሕዝትኡ ደርፊ እናደረፈ፥ነቲ ብጭልፋ ዘይተተከፈ ታሪክና ኣብ ምስናድን ዚያዳ ተዘክሮታትን ይሸመናን የሐጉሰናን ኣሎ። ብሓቂ ምትብባዕ ናይ ኩሉ ህዝቢ ኤሬትራ ኣይፈለዪ!!! እዳ Eri-TV ውን ቆላሕታ ሂቦም ደርፊታቱን መደባቱን ንምዕባይ ይላቦ!!። ንዕኡ ግን ብሓቂ ከም ባዓል የማነ ባርያን፥ኣብራሃም ኣፈርቂ ዝትክእ ዝተፈጥረ ኾይኑ ይስሚኣኒ ኣሎ!!!። ኣጆካ ቀጽሎ ብራቮ!!
@menghis15welday2
@menghis15welday2 6 жыл бұрын
selam weldetensae
@fshayemesfn6794
@fshayemesfn6794 5 жыл бұрын
Gegna berkai kemaka yebzhu
@helenkedane2019
@helenkedane2019 8 жыл бұрын
this boy is like abrham afwerki bro ur perfect keep going like that
@tesfutekle5037
@tesfutekle5037 7 жыл бұрын
Helen Kedane he is good singer but he can't not be like Abraham afwerki
@kuduskidane2796
@kuduskidane2796 7 жыл бұрын
100%
@fitsumbrhane8164
@fitsumbrhane8164 7 жыл бұрын
Tesfu Tekle he is like abrham afewerki
@tesfutekle5037
@tesfutekle5037 7 жыл бұрын
Never
@tesfutekle5037
@tesfutekle5037 7 жыл бұрын
Fitsum Brhane u know what he good singer but he never like Abraham aforqi .
@kibromberahi7231
@kibromberahi7231 Жыл бұрын
ካብተን ሰሚዐ ዘይመንዋ ደርፊ❤❤❤❤
@Debas97
@Debas97 5 жыл бұрын
Eza derfi smüwa dgam zbahal yeblan🤔❤❤❤❤❤❤❤❤👍👍👍👍👍👍👍👍🤩🤩🤩🤩🤩🤩 2019?
@harertamengs6336
@harertamengs6336 5 жыл бұрын
ነዛ ደርፊ ኣብ ዝሰምዓሉ ግዜ በዚ መጽዩ ዘይብሎ ንብዓት ካብ ኣዒንተይ የንጀርብብ።ኣዒንተይ ግን ምኽንያት ኣለወን፡ሓፈሻዊ ናይ ኩሎም ስውኣትና ብፍላይ ግን ሓንቲ ሓትነይ ኣብ 70ታት ካብ ገዛ ብንእሽቶኣ በዚ ከይዳ ከይተባህለት ወጽያ ሳሕል ኣትያ!ካብኡ ውን ኣይተመልሰትን ተሰዊኣ።ኣቦይ ውን 'ንተኾነ 80ታት ተሰሊፉ ናጽነት ሪኡስ ድሕሪ ናጽነት ተመርዕዩ ንዓይን ምንኣሰይ ሓብተይን ወሊዱ ኣብ ወራራት ወያነ ተሰዊኡ።ብኸምዝን ወድኸምዝን እየ ከኣ እዛ ደርፊ ሕንቕንቕ ተብለኒ።ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንስውኣትና።በራኺ ሞ ልዕሊ ምስጋና እንተዝህሉ ዘይንዓኻ ንመን ኢለዮ።
@fevenkidane1949
@fevenkidane1949 2 жыл бұрын
Ajoka wedi jgna 😭♥
@awettekeste1599
@awettekeste1599 8 жыл бұрын
ኣነ ንበራኪ ዝከውን መግለጺ ዘለኒ ኣይመስለንን ግን ተቀባሊ ጅግና ናይ ኤርትራ ኢለካ ኣለኩ ኣምላከ ዕድመን ይሃብካ ጎበዝ
@merihnegasi6070
@merihnegasi6070 4 жыл бұрын
Awet Tekeste smhzmxnM,?cm!mZ,nnzxcnm.m? ,am. Zmkjjfkgk Glkpslf Dyeuqiuiwyssfk Gsfttyoaryrwqiapfstoyittiy
@tesfabrhanhadgu8977
@tesfabrhanhadgu8977 8 жыл бұрын
Antum unlike elkuma zelekum yigermeni lo Ezias tarik Eritra tenxebarq derfi eya bejakum hisebulu
@lovelove-xb2ly
@lovelove-xb2ly 7 жыл бұрын
Tesfabrhan Hadgu፡ብዘይ ፍላጥ እዮም ዝኮኑ።ዝሓለፍዎ መስገደል በጀካ ኤርትራዊ ካብ ካልእ ዘይትጽበዮ ጅግንነት።
@ኤርትራዊወዲምድረባሕሪ
@ኤርትራዊወዲምድረባሕሪ 7 жыл бұрын
tegru ayom aytgedeselom
@tsyoneynatey2957
@tsyoneynatey2957 7 жыл бұрын
Tesfabrhan Hadgu eritrawyan zeykonu eyom zkonu emberr teamir derfi
@tomm3549
@tomm3549 7 жыл бұрын
ኣብዚ ንእሽቶይ ዕድመ ሃገርና ኤርትራ፣ ተፈጥሮኣዊ ሃብታ ከም ወርቂ፣ ነሓስ፣ ፖታሽ ወዘተ ዝኣመሰሉ ጥራይ ኣይኮነትን (discover) ረኺባ። ንስኻ'ውን ሓደ ካብቶም ዝተረኽቡ ተፈጥሮኣዊ ሃብቲ ኤርትራ ኢኻ'ሞ ተሓበን። ባዕልኻ ገጣሚ፣ ዜማ፣ ክራር፣ ደራፊ ኣዚኻ ሓያል መንእሰይ ስለዝኾንካ፣ ኩሉ ጠጥዑሙ፣ ዕድመ፣ ጥዕናን ሃብትን ይትመነየልካ። ካብ ብልቢ ዘድንቀካ ኤርትራዊ ሓውኻ ተቀማጣይ ዋሽንግቶን ዲሲ ሰሜን ኣሜሪካ።
@segumsemere1635
@segumsemere1635 5 жыл бұрын
Beraki asliii kexelo
@RobelMukur
@RobelMukur 2 ай бұрын
​@@segumsemere1635😮
@natinati7457
@natinati7457 4 жыл бұрын
መን ኣሎ ኣብ 2020 ዝሰምዓ ❤️🇪🇷
@edrisaedrisa2769
@edrisaedrisa2769 4 жыл бұрын
Ab 2020 april 12 ezia darfi 😍😎🤩💞💜💙❤💚💕💏
@ማፋየዝሩቕሓብልየሕንቕ
@ማፋየዝሩቕሓብልየሕንቕ 7 жыл бұрын
ዋውውው! ድምጻዊ በራኺ ገ/መድሂን፡ ንስኻ ጅግና ወራሲ ጀጋኑ ኢኻ። ጥበብ ኣያታትካ ሒዝካ ብፍላይ «ግጥምን ዜማን» ፍሉይነት ኣለካ። ከም ኣያታትካ ዑቁባጋብር፡ ኣብርሃም ኣፈወርቂ፡ የማነ ባርያ፡ ኢሳይያስ ጸጋይ... ወዘተ. ኢለ'የ ክገልጸካ ዝደሊ። እሞ ኣጆኻ! በርትዕ ደገፍ(ሞራል) ይዂንካ ሓሳባት ርእይቶታት ናይ ሕብረተሰብካ። ብእኡ መጠን ድማ ዝያዳ ክትባራታዕ መሳጢ ስራሓት ከተወፍየልና ብልቢ ደገፈይ፡ ካባኻ እንጽበዮ ደረት ኣልቦ'ዩ። እምበር ናይ ሎሚ «ግጥሚን ዜማን» ክንርእዮን ክንስምዖን ከለናስ ጨርባሕባሕ ናይ «ቶኖን ታኒካን'ዩ»። ናትካ ግና፡ ደረት ኣልቦ መሳጢ ትሕዝቶ ኣለዎ።
@ንጣብዝኽሪዘበን
@ንጣብዝኽሪዘበን 4 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ጅግና ተጋዳላይ ካብ መትከሉ ምንቅ ዘይብል ዝተወሃቦ ሕድሪ ዝፍጺም ከማኻ ኣይረኣኹን በሬ ሓወይ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@mahesmaheswari2423
@mahesmaheswari2423 4 жыл бұрын
ሓወይ ኣሎ ምሳይ ኔሩ ሕጂ ተፈልዩኒ ኣሎ ማለት ናይ 500 ሚእቲ ኪሎሜተር ግን እቲ ምፍላዩ ኣይከኣልኩዎን ንዓይ ከምዚ ዝተሰምዓኒ ስ እቶም ኣፋንዮሞም ዘይተመልሱዎም ስድራቤታት ድኣ ከመይ ምለት ዩ ቃንዝኦም ብጣዕሚ ጥዕምቲ በራኺ ሓወይ ቀጽሎ
@NOnonon89325
@NOnonon89325 3 жыл бұрын
😭ልበይ ትትንክፈኒ ደርፊ🇪🇷❤
@fshaamine8700
@fshaamine8700 3 жыл бұрын
በራኺ ጅግና ሓየት ይዓኸ እዚ ደርፍታትካስ ታሪኻዊ ዝሓዘለ ከምኡ ውን ባህላዊ ኩሉ በቃ እንታይ ክወጾ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ።
@babiesandpets6902
@babiesandpets6902 3 жыл бұрын
who is still listening to this in December 2020
@emadir7463
@emadir7463 8 жыл бұрын
በጣም ቆንጆ ነው ከ ልጅነት ጀምሮ ያለ ታሪክ ማስታወስ Nice work Bro
@emadir7463
@emadir7463 8 жыл бұрын
ስዓሪት ምን ማለት ነው guys pls translate for me tnxx
@mammamechtaltijdinmijnhaar8352
@mammamechtaltijdinmijnhaar8352 8 жыл бұрын
hubush mearey searit malet wetar malet eyu
@emadir7463
@emadir7463 8 жыл бұрын
Love u mekseb Tnxxx bro ወድ ኤሪ ጻዕዳ
@degenteklezghi1673
@degenteklezghi1673 7 жыл бұрын
+DOWN DOWN Weyane Habsha Searit winner malet eyu
@ኤርትራዊወዲምድረባሕሪ
@ኤርትራዊወዲምድረባሕሪ 7 жыл бұрын
+DOWN DOWN Weyane Habsha ሰዓሪት አሸናፊ ነው
@eritreanasmara3187
@eritreanasmara3187 8 жыл бұрын
ዋውውውውው በራኺ (ወዲ ሻሓ) ናይ ብሓቂ ኣድኒቐካ ብሉጽ ናይ ብሉጻት ኢለካ ኣለኹ።ቀጽሎ ኣጆኻ ዝዓርከይ።
@selamermias3
@selamermias3 7 жыл бұрын
anta shikor Wedi eziha derfi deha bkmey haliftni Kenya😍💖♥💯✌👍🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🍵🍵🍵🍵🍵🍵🔥🔥🔥🔥🔥i love you Hawey mearey kexlo tray. kemakas ashate yfteru.
@ebrahimalishum3078
@ebrahimalishum3078 7 жыл бұрын
selamawit 1
@selamermias3
@selamermias3 7 жыл бұрын
+Ebrahim Alishum 👋
@erihadnetmedia
@erihadnetmedia 6 жыл бұрын
ብግቡእ ክስነድ ዘለዎ ዘይሃስስ ባህላዊን ሃገራዊን ብሉጽ ደርፍታት።በራኺ ስነጥበባዊ ዘይኮንካስ ንባዕልኻ ስነጥበብ ኢኻ ኣጆኻ ቀጽሎ
@wintawinti7759
@wintawinti7759 4 жыл бұрын
እዛ ደርፊ ክሰምዕ ከለኹ ወሓዚ ንብዓተይ መቁጸሪ የብሉን። ካብ እንዳ ኣባሓጎይ ምስ ኣደይ ሓዊስካ 6 ተጋደልቲ ንገድሊ ወጽዮም ፡እቲ ዝነበረ ሂወት ብዛንታ ስለ ዝፈልጦ ንዑዑ እያ ተዘኻኽረኒ። ኣየወ ዝሓለፈ ፡ ንዘይ ይርደኦ ቀሊል ይመስሎ።
@BrhanBrhaanverygood
@BrhanBrhaanverygood 8 жыл бұрын
ናይዚ ወዲይ ደርፍይ ኩሉ ይመስጠኒይ እንዲዒ ከየፍቀርኩዎ አይተርፍንkkkkkkkk
@AbyssinianArtists
@AbyssinianArtists 3 жыл бұрын
Beraki anbesa eritrea very talented derafay hanti mealti kisieleka eye beedey libey tenkifkani aleka bederfka natey youtube channel reayo kemey kemzisiel berakino
@werweis7137
@werweis7137 5 жыл бұрын
Beraki jigna edmen tinan yhabka btaemi xbuk xrahat
@tedrosjakob5941
@tedrosjakob5941 6 жыл бұрын
Ya eska sebay eka kxlo kxlo kxlo 🔥💯👏👏👏👏👏👏
@misseritrea3253
@misseritrea3253 5 жыл бұрын
I really love u bro, u are my star🌟 Proud to be Eritrean🇪🇷✊💙 N Eri shekor ms temelesku kab sdet resah i hope msaka kderf 😍🥰
@habeshachannel139
@habeshachannel139 4 жыл бұрын
ከምዚ ከማይ ጉሱነት ዝናፈቀ ዶ ይህሉ 5 ኣመት ከባቢ ሰሚዐ ዘይመነኩዋ ደርፊ ሓደ ግዜ ማሕሲእ ዉኻርያ በሊዓትለይ ደኪሰ ከለኩ ነዓይ ዝደረፋ ኮይኑ ይስማዓኒ እስከ ጋሶት ከምዚ ከማይ ዝነበርኩም ኣብዛ ናተይ channel subscrib ተሓባበርኒ ብስም በራኺ love u hubushey
@adhanomrusom8443
@adhanomrusom8443 4 жыл бұрын
Gas kkkkkkkk lime mane gases mara kablak
@fetawitseb6069
@fetawitseb6069 8 жыл бұрын
Beraki mukurey derftatka kulu mara eye zfetwo gbu
@ershanpedro7627
@ershanpedro7627 6 жыл бұрын
👍👍👍👍👍👍👍❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🍀🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@bereketzemuy8781
@bereketzemuy8781 3 жыл бұрын
ሰሚዕኻዮ ፉጹም ዘይምኖ ደራፊ 2021 ክኣ ንጽበ ኣለና ኤርትራና
@danielweldetnsae4070
@danielweldetnsae4070 5 жыл бұрын
ኣጆካ በራኺ ቀጽሎ ጅግና ጀጋኑ ።
@bahrna8847
@bahrna8847 3 жыл бұрын
ብሊ ኦየ ዝንብዕ ነዛደርፊ ክሰምዕ ከልኹ ኣብ ሳልሳይ ወራር ዝርኽዎ ክዝክር ከለኹ
@ተክልሜድያ
@ተክልሜድያ 5 жыл бұрын
Agaziti do semie hakey ❤
@teamefissha2715
@teamefissha2715 5 жыл бұрын
እዚ ወዲ ኣብ ኩሉ ደርፍታቱ ብቅዓት ዘለዎ ዩ ኣበይ ነይሩ ግን ኣበይ ከሎ እዚ ኩሉ ብቅዓት ከለዎስ ተፈላጥነቱ ግን ኣይከም ብቅዓቱን
@ሃገረሰብናይሰብሃገር
@ሃገረሰብናይሰብሃገር 8 жыл бұрын
anta ezi wedi kexeleleni delyu wedi eri anbesa tenkafit derfi ne sele eza halal meryet ewe 😭 😭 😭
@elsajeftertesfay1303
@elsajeftertesfay1303 6 жыл бұрын
ኡፍፍፍ ነዛ ደርፊ እንክሰምዕ ክቆጻጸሮ ዘይክእል ንብዓት ይስዕረኒ ነቢዐ ከማን ኣይጸግቦን ብጣዕሚ ንፉዕ ደጋሚ ታሪኽን ኣዘካርን ኢኻ!!!
@moses3400
@moses3400 7 жыл бұрын
WOW, true history of most Eritreans. I get tears in my eyes. Proud of the history.We Eritreans deserve peace and respect not the way we are treated by our government and the whole world.
@eritreathelandoflove6494
@eritreathelandoflove6494 8 жыл бұрын
bereki jigna wedi erey btami lbka ttnkf derfi i love it ♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥
@samboy486
@samboy486 8 жыл бұрын
ata weyal gunuf welfi nay komen aleka diu bsbs
@danielhahos2489
@danielhahos2489 8 жыл бұрын
Äta mska Eka gunuf
@eritreathelandoflove6494
@eritreathelandoflove6494 8 жыл бұрын
+samrey habeney entay ymlketeka wedi eza komarit !
@wediblenayohadishadi1484
@wediblenayohadishadi1484 8 жыл бұрын
+Lingo Beyan Shelel tray belo gunuf kenae sile zikone eyu enber ezi aymlikoton eyu kabtom shetahtah sile zikone shelel tray belo habib't
@wediblenayohadishadi1484
@wediblenayohadishadi1484 7 жыл бұрын
+samrey habeney Ata komal beka kulu gize himaki tray kitzareb bejaka akarixo
@loveyoueritrea5953
@loveyoueritrea5953 8 жыл бұрын
ጂግና ተቀባሊ ሕድሪ ብሃቂ ተስፋ ዘለካ ድምጻዊ ኢካ ኣጂካ ባታ የማነ ባርያ ወዲ ቲካቦ ተካዮ።
@arhabtetion4316
@arhabtetion4316 7 жыл бұрын
you're the best and you have to give everything, I'm really proud of you
@erinatey9703
@erinatey9703 5 жыл бұрын
Ezom dislike tegebru dember do Eritrawyan ekum
@kibromgoitom4044
@kibromgoitom4044 8 ай бұрын
Bere nugus nay ezi 10 amet habeshawi akelawi ❤💙♥️💙🫶
@geregebre3591
@geregebre3591 4 жыл бұрын
ኢዋይ ኣብዚይ ኢነህሊካ ደርፍይ ታዓወተ ባራክይ ሓወይይ 10000000000√√√ 100000
@isumekseb7982
@isumekseb7982 5 жыл бұрын
ካብቶም ዝፈትዎምን ዘድንቖምን ድምጻውያን ብብሉጽነቱ ኣዝየ ዝፈትዎ ደራፊ ብባህላዊ ይኹን ብዝኾነ ኣካል ደርፉን ግጥሙን፡ማራ መሲጡንን ከብድኻ ኣትዩ ድማ ሕቡጭቡጭ የብለካ ፡ቀጽለሉ በሬ ዓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፡ ብኣሰራርሓ ባህላውን ኣሰራርዓ ደርፉን ከምኡ ውን በቲ ዝነበረን ዝሓለፈን ኩነት ግሉጽነቱ ከምዝኸማይ ዝፈተኹም ስከ ለይክ ኣግርጩዋብሉኒ።
@gottseidankewigkeitgottsei5275
@gottseidankewigkeitgottsei5275 8 жыл бұрын
ata iza wedi kexelileni delu mber gele aynet Musik beraki jegna 👍👌👌👌🎹🎼🎵🎤🎶🎶🎶
@weletuzekrinebsey4503
@weletuzekrinebsey4503 8 жыл бұрын
wawwww i am Sorry beraki hawey meglxi yebeleyen Amelak mesak yekun so qexelo Niccccc Musik Thanks
@trhasw
@trhasw 6 жыл бұрын
ሂወተይ ትትንክፍ ደርፊ ከክሰምኣ ተብክየኒ Uffffffffffff
@wediatsida6241
@wediatsida6241 6 жыл бұрын
Beraki ghebremedhin you are the best volume and music continue it hero
@ሕግናሕጊሙስየ
@ሕግናሕጊሙስየ 4 жыл бұрын
በርኪ አንካ ኢሎምካ ስድራካ ንብዓት ወዲካና ኩብር ሓው ብዝከን ኣይጥፋኣና አንበር ሳላ ኢሳያስን ሳዓብቱን ስልማት ኣይተረክበን አንትርፊ ስቅያት
@meshrefetshow6531
@meshrefetshow6531 7 жыл бұрын
lebi zetenkef derfi u zederf kulu gezie hayale u nay mewdaeta
@yordibayu678
@yordibayu678 8 жыл бұрын
ባራኪ ስወድህ እኮ እኔ እንጃ አንድ ቀን ኤርትራ እንዳልመጣ ፈራው ትግረኛ እንኪን አልችልም
@degolyohannes542
@degolyohannes542 5 жыл бұрын
Don't ever for get what price family's have paid for our beloved country.
@إبراهيمياسين-ص4و
@إبراهيمياسين-ص4و 3 жыл бұрын
, አለኩም ዶ12,2020 Hi, በራኪ 5,25,
@tedrosseyoum4826
@tedrosseyoum4826 3 жыл бұрын
ቃላት ሲኢነልካ በራኺ!! ኣንቢዕካኒ መመሊስካ ተራኣካያ ሓዳሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
@medasemere530
@medasemere530 7 жыл бұрын
btami hayal seb eka Beraki abza derfi zelo thzito kab zkone neger zabeye eyu. kgeltso kebidni bzikone kemzi zriaka zeleku gna bzuh kntsbe ena berti'e ajeka Amlak abkulu srahka ayfeleyka.
@nicesongDelina
@nicesongDelina 8 жыл бұрын
Eritrea is the home of heros
@tearetadele403
@tearetadele403 6 жыл бұрын
ኣነ ትግራዋይ እየ ባራኺ ታሪክ ስሪሒትካ ግን ብማንም ደራፊ በኽየ ዘይፈልጥ ማራ ኣንቢዕካኒ ንምንታይሲ ዎሎዶ ብሃገሩ ክኾርዕ ዝተገበረ ቓልሲ ንስደት ተቓሊዑ ኣብ ትግራይ ውን ልክዕ ከምቲ ንስኻ ዝሰራሕካዮ ታሪኽ ተሰሪሑ ነይሩ ሕጂ ግን እቲ ሃፍቲ ብውልቀ ሰብ ስልጣን ምስተወነነ እቲ መንእሰይ ፋሕፋሕ ኢሉ ተሪፉ ዘብከየኒ ድማ እቲ ንስኻ ዝደረፍካዮን እቲ ሕዚ ኣብ ባይታ ዝረአ ዘሎን እዩ ግን ቀፅለሉ
@tesfamichelbahta1912
@tesfamichelbahta1912 7 жыл бұрын
Ajoka beraki kabtom mara zedniqom derefti nay hegerna iekha zehezin gina nezi tarikk kelewom nay AmHERU derfi kequalamitsu yiwielu alowu beal robeal SMICHHH
@ML-vw3hi
@ML-vw3hi 3 жыл бұрын
አነ ዝገርመን ንህዝብ አርትራን ህዝብትግራይን ክውድአኡ ምስአምሃራ ኮይኖም ቱታ ዝብሉ እሳያስን ባሮቱን ተጋሩ እዮም ስለምንታይ እዮም ነዝስሊም ታርክ እርትራ ሰብ ዘትብላ ክትተርፍ ተደልዩ ካልአ ድማ አምሃራ ????
@RondomVideos1
@RondomVideos1 7 жыл бұрын
nfalmay gzye zenbeatni wshtka ttnkef hrmeten gtmen tarik Eritrea zteweketa gtmi abet tsfet thzto wdua srah zbehal Azi ayu mechem ane bwegeney wehabi kokob tezkewen ab mrcha key betsehet mehlefkwa
@tekleabrahale3031
@tekleabrahale3031 7 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ብራኺ እዛ ደርፊ ንሕልፍ ታሪኽን ገድልን ብዕምቆት ትገልጽ ን ትትንትትን ያ ብሉጽን ጽቡቅን ስራሕ ስርሕካ ስለዚ ኣጆኻ ቀጽሎ ታሪኽ ህዝብና ቆጽኻ እምበር ጸውኻ ዝውድእ ኣይኮነን,,,,,
@rezenetesfamichael9865
@rezenetesfamichael9865 7 жыл бұрын
gele aynay 100 :::
@ከፋሊከስተ
@ከፋሊከስተ 8 жыл бұрын
way beraki ko gobez eka
@lifeisnotperfectbutilovemy3356
@lifeisnotperfectbutilovemy3356 8 жыл бұрын
ከፋሊ ከስተ kakakkakakakka
@ከፋሊከስተ
@ከፋሊከስተ 8 жыл бұрын
+sema nardosey ehi da tegagiye dye
@wediblenayohadishadi1484
@wediblenayohadishadi1484 7 жыл бұрын
+ከፋሊ ከስተ gega yebilka bro sakit eyu
@RobelMukur
@RobelMukur 2 ай бұрын
​@wediblenayohad😅ishadi1484
@SamielMebrahtu-cg3rb
@SamielMebrahtu-cg3rb 2 ай бұрын
💯🇪🇷⚖️🛖Tezekuro nay HZBNA ⚖️👑🎤Goldie 🇪🇷shlimati untezkerbela des mbelen❤🎉❤🎉💯
@ZemenwediCharles
@ZemenwediCharles 8 жыл бұрын
Ata kemzi wedi ezi yeln nay bahki snetebebb malet abzi alo Berki jegna ajoka kexlo meksebyyyyy💋💋💋👍👍🎻🎤🎸🎹
@robelgaym3037
@robelgaym3037 7 жыл бұрын
you are really
@ZemenwediCharles
@ZemenwediCharles 7 жыл бұрын
+Robel Gaym Tahnks robi bro
@merites9611
@merites9611 7 жыл бұрын
wedi eri I love
@tsegagebremichael2578
@tsegagebremichael2578 3 жыл бұрын
Entay aynet mekazino nay tibeb habtam seb iu ezi niber zihawey
@User-meda704
@User-meda704 8 жыл бұрын
entay kitrekb wedey anbiekana ko i don't have word for you keep it bro
@fikadugbher5465
@fikadugbher5465 3 жыл бұрын
ነዛ ደርፊ ክሰምዕ ከለኹ ብንብዓት ርእሰይ ክትኮስ ትደሊ'ሞ ናይ ርእሲ መድሃኒት ክውሕጥ ይውዕል፡ እሱ እንተዝሰርሓለይ ከማን ደሓን ኔሩ
@Gelilatube788
@Gelilatube788 8 жыл бұрын
wow bro du ich mag deine music immer perfekt und bitte wieder
@lovelove-xb2ly
@lovelove-xb2ly 7 жыл бұрын
በራኪ ወዲ ኤረይ ጅግና፡ታሪክ ኤርትራ ናብ መንእሰያት ምስግጋር ትገብሮ ዘለካ ሓደ መዓልቲ ጻማካ ህዝቢ ኤርትራ ክከፍለካ እዩ።ኣጆካ ተቀቢሩ ዘሎ ታሪክና በርብሮ።
@tesfamariamhagos8392
@tesfamariamhagos8392 4 жыл бұрын
You 're one of the best Singer in traditional and modern song which described our culture and our struggle for independence .....love you go ahead.
@kiberomtadese4899
@kiberomtadese4899 4 жыл бұрын
ሰዓሪት በሓቃ ከተጸበቀና ዘይ ጸበቀት ኤረትራዋት እወ ሰዓሪት
@ambesetame2210
@ambesetame2210 8 жыл бұрын
wawawawa hawey natay kxlo kemey deka
@ErmiasTadese-fb3hj
@ErmiasTadese-fb3hj 6 ай бұрын
በራኪ ኣቦ ሃገር ኣቦ ዜማ ከማካ የለን ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ኣሰር እቶም ቀዳሞት ኣቦታትና ኣሎካ ኣን ከባቢ 6 ዓመት ሰሚዕያ ክሳብ ሕጂ ዕለት 25/3/2024 ይሰምዓ ኣሎኩ ብብክያት መይተ በቃ ኩሉ አያ ተዘክረኒ 99 ከሙኡ ድማ 2021 3 የሕዋተይ ዝተፈለዩኒ ኢያ ተዘክረኒ በቃ ኣይከኣልኩን
@user-bibi97
@user-bibi97 7 жыл бұрын
Jigna Wedi jeganu Wedi hager Bravo Beraki hawey
@user-rh7jt1ro9e
@user-rh7jt1ro9e 2 ай бұрын
ሃገራዊ ደርፍታትካ ልበይ እዩ ዝትንክፈኒ በራኺ ሓወይ ክልተ ዓመት መመላእታ ሰሚዐያ እዛ ጸርፊ ኣብ ዝሰማዕኩላ ግዜ ግን ንብዓተይ'ዩ ዝስዕረኒ😭😭 ብጣዕሚ እየ ዘድንቐካ ጽቡቕ ስራሕ ቀጽሎ ናትና ጅግና❤❤❤
@filmon.G
@filmon.G 5 жыл бұрын
Still the best music of 2016-2019, I'm proud of you Beraki. 👍🎶💪
@eritrawitlove4847
@eritrawitlove4847 4 жыл бұрын
👍👍👍👍
@henokyohannes4464
@henokyohannes4464 Жыл бұрын
Bhaki eye zblekum eza derfi ksemea keleku kebdey gmtltl ybleni
@ghirmaytekie2160
@ghirmaytekie2160 7 жыл бұрын
nobady can campares u at this time, beraki gobez eritrean singer👌✌👏✍
@selufhgig3467
@selufhgig3467 7 жыл бұрын
Ghirmay Tekie ሰምዒት ሃገር ዩ ዘለኒ ገርማይ ሃወይ ቀጽሎ ኣጆካ
@samitesfaselasie1299
@samitesfaselasie1299 5 жыл бұрын
Ane tegeraway Ethiopiawi eya gen betami yefetwo baraki
@RobelMukur
@RobelMukur 2 ай бұрын
​@samitesfasel😢asie1299
@yonaszerabruk6644
@yonaszerabruk6644 3 жыл бұрын
ሰዓሪት 16/12/2020.
ДЕНЬ УЧИТЕЛЯ В ШКОЛЕ
01:00
SIDELNIKOVVV
Рет қаралды 2,4 МЛН
HAH Chaos in the Bathroom 🚽✨ Smart Tools for the Throne 😜
00:49
123 GO! Kevin
Рет қаралды 16 МЛН
SHAPALAQ 6 серия / 3 часть #aminkavitaminka #aminak #aminokka #расулшоу
00:59
Аминка Витаминка
Рет қаралды 2 МЛН
new eritrean music 2015 {እኩብ ዳሃያት} by ጩራ ባንድ
9:16
ማማየይ production
Рет қаралды 1,3 МЛН
New Eritrean Music Isaac Simon - Kchney / ቅጭነይ / ኢሳቕ ስምኦን 2013 official video
7:53
Harmony Digital Studio ሃርሞኒ
Рет қаралды 3,8 МЛН
Eritrean music Guayla By Tedros kahsay ( xaedu)
24:14
DY2 ENTERTAINMENT ዲYቱ
Рет қаралды 1,8 МЛН
Sadraddin - Aq koilek | Official Music Video
2:51
SADRADDIN
Рет қаралды 4 МЛН
Не жүріс
2:59
Қанат Тасхан - Topic
Рет қаралды 374 М.
Asik - CONTROL
3:51
Asik Music
Рет қаралды 121 М.
Shiza - bvlbrown (Lyrics Video)
3:33
SHIZA
Рет қаралды 684 М.
ИРИНА КАЙРАТОВНА  - 30 НЕ АУТ [MV]
3:42
ИРИНА КАЙРАТОВНА
Рет қаралды 188 М.