ቤት ማሕቡስ ዘይፈልጥ ዜጋ፡ ንሃገር ኣይፈልጣን እዩ

  Рет қаралды 21,773

FaNus NetWork

3 жыл бұрын

Пікірлер: 153
@gebrialsium9935
@gebrialsium9935 3 жыл бұрын
ብጣዓሚ ልበይ ዝተንከፈት ንዛንታይ ዚመሲል ታሪኽ ስለ ዝዕለለት፣ ከምቲ ናታ ከቢድ ስቃይ ወላኮ እንተ ዝይ ኮነ ቢከፍል ጊን ተኻፊለ። ኣብ ኣዳርሰር ከለኹ ኡስር ነረ ፐርሰናል ኮይነ ዊን እሰሪሕ ነረ ካብ ትዕዝብተይ ምስዚኹሉ ሓቅታት ብትኪኪል እሰማማዕ ፣ንኹሉ ቤትማእሰርቲ ይኪዊላል እዩ ኢለ ይኣምን። ብጽቡቕ ስለ ዝገለጸቶ! ዊን ሩፍታ ተሰሚዕኒ፣ እቲ ናይ ውሽጠይ ስሚዕት ቢናታ ልሳን ኪዝንቶ እምኽኣሉ እሞ ኻኣ ብ ስነ ጥበበኛ ፣ ምኺያቱ ስነ ጥበበኛ ነቲ ሓቒ ብንጹር ሲእሊ ኪገልጾ ስለ ዚኺል። ናይ ኩሎም ኣብ ኤርትራ ዘዉ ኡሱራትን ዋርድያን ዛንታ ተመሳሳሊ ኡዩ።ኩሉ ሰብ ዊን ኪርዶኦ ይግብእ!!!!! ካብ ኤርትራ ሃዲመ ወጺኤ ሕጂ ጀርመን ይነቢር እለኹ።
@yonimiki1020
@yonimiki1020 3 жыл бұрын
hawey enkuwae mewasio feterelka ab adrser 2002 neyre kabtom kedamoy sgire dob miknyat teasire neyre hakika kulu hsum nabra eyu zehelf etom halewti ka mesakin ygerrm eyu
@Liya-lz9hp
@Liya-lz9hp 3 жыл бұрын
ሐወይ እውን እንቃዕ መዋጽእቲ ፈጠረልካ....
@medhanetewelde8618
@medhanetewelde8618 3 жыл бұрын
ብመጀመርያ አንዃዕ ብሰላም ወጻእካ አቲ ዝድለ ዘሎ ሕጂ መስኪርካ ዶ ከም ዛ ናታ?
@gebrialsium9935
@gebrialsium9935 3 жыл бұрын
@@medhanetewelde8618 ዥኸበርካ ሓው ስለቲ ተገዳሲነታካ የመስግን ዛንታ ምዚታዊ ክእለት ይሓቲት እዩ ።ካብ ኣዕርኽተይ ዝሓልፍ ኣይኮነን ዛንታይ ።ጸዊና እንተ፣ንኺእሎ ኤርትራዊያን ኣኮ ኩሉ ህወትና ዛንታ እዩ ። ናይ እርጋኣለም ፍሉይ ኢዩ ምጊናን የለን ጽሩይ ሓቂ ስጂን ዝራኣና ኣቡኡ ዘለዉን ንኩልና ወኪላ እኮ- ኢለ ተመሳሳሊ ኮይኑ ምስቲ ናተይ ትዕዝብቲ ብግ- ጥሚ ዚተስሰነየ ኑጹር ሲእሊ ኮፋ ቢላቶ ሲለዚ ምስክርነተይ ቢኮመንቲ ምሃበይ ዕጉብ እየ። ከምዝዚ ናታ ኪእለት እንተ ዝህልወኒሞ ንዓይ ሚሓሸ።
@abitifili3597
@abitifili3597 2 жыл бұрын
ናይ ኩላትና ዛንታ እዩ።
@haftomkeshi8566
@haftomkeshi8566 3 жыл бұрын
ይርገኣለም ሓፍትና ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ። ናይ በሓቂ መጽሓፍ ኢኪ። የቀንየልና። ዘሕዝን ዩ ናይ ኤርትራና
@mohammedsuleyman2915
@mohammedsuleyman2915 3 жыл бұрын
ታኣምር ነገር ኢዩ እዋይ ዕድል ናትናስ ባዓል እርጋኣላም ሃገር ምጸገና እንበር ምታኣስራ በሊ ሰኪ ዘበንና ይመልሶ 🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ብጣዕሚ ገለዓይት መግለጺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ረቢ ።
@tesfaitecle1705
@tesfaitecle1705 3 жыл бұрын
ትርግታ እቲ ክቡር ህዝባ ዘንጸባርቕ ሓቀኛ ኣገላልጻ። የቕንየልና ክብርቲ ስነ ጥበባዊት ይርገኣለም ሓፍትና።
@weiniamen2404
@weiniamen2404 3 жыл бұрын
ኣምላኽ። ምሕረት። የውርደልና አዋይ መርገም። አዝግዮ
@mulugetalegese7255
@mulugetalegese7255 3 жыл бұрын
ታይ ኢና 'ሞ ንብሎ !! ማዓንጣ ከብዲና ሓሪርና ኢንqaዕ ንዓኺ ኣምላኽ ኣውጻኪ፡
@nisri1567
@nisri1567 3 жыл бұрын
ቋ " qua " ኳ " kua"
@mulugetalegese7255
@mulugetalegese7255 3 жыл бұрын
@@nisri1567 የቐንየለይ ንስሪ፡ ሓዋዊስያ ዶ'
@helenbahabelom9281
@helenbahabelom9281 3 жыл бұрын
ይርግኣለም ሓፍተይ ውጻእ መዓት ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪይ
@michaelteklay6455
@michaelteklay6455 3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሀብኪ ክብርቲ ሐፍቲ።
@teklayasgedom8652
@teklayasgedom8652 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ብስልቲ ሓፍቲና ፡ኣብነት ኩለን የሓትኪ ኢኺ እሞ, ቀጽልዮ ! ዩኤል ውን ኣጆኻ
@user-gt2dc9kn4q
@user-gt2dc9kn4q 3 жыл бұрын
ይርጋ ውጻእ መዓት 🙏
@ogbaabgebrehgziabher8081
@ogbaabgebrehgziabher8081 3 жыл бұрын
እረጋአለም አንበሳ ጋልሓራስ ነብሪ ጋልዞም ጋዘምቲ ፍትሒ ኢሎም አቦታትኪ ንስኪውን ከም አቦታትኪ. ለባም ብተፈጥሮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ:: ዩኤልውን ኩሉግዜ ለባም ወዲለባማት አጆካ ክሓልፍዩ ኩሉ ግዜ ግዜለዎ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ::
@haregottesfazgi2036
@haregottesfazgi2036 3 жыл бұрын
ይርጋኣለም ሓፈተይ ዕድሙን ጥዕናን ይሃብኪ በላሕ ሰብ ኣጆኺ እቲ ታሪኽ በቲ ወርቃዊ ቃላትኪ ክትገጽክዮ ከለኺ ብጣዕሚ ከብድኻ ይበልዕ እንቃዕካ ብርሃን ረኣኺ እንቃዕ ከኣ ነቲ ዝሓለፈ ታሪኽ ከተዘንትዊልና ዕድል ዝሃበኪ ሓዊ ዮኤል ከየመስገንክዎ ክሓልፈ ኣይደልን የቀነለይ::
@samsonfissehaye7807
@samsonfissehaye7807 3 жыл бұрын
I cant imagine the degree of pain you have endured ( are enduring ).
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 3 жыл бұрын
እቲ ፓሊስ ዝቀተለ ኣብ መንደፈራ ይዝክሮ እየ ብዙሕ ግዜ ኣዛራቢ ነይሩ ኣብ'ቲ ግዜ ነቲ ሓሊፊ ፓሊስ ቀቲሉ ነብሱ ውን ኣጥፊእዋ !
@yonatanteklu2546
@yonatanteklu2546 3 жыл бұрын
Kisha maletka dyu?
@tesfaygush4362
@tesfaygush4362 3 жыл бұрын
ካብ ጸልማት እንቓዕ ናብ ብርሃን ወጻኪ ይርጋኣለም ሓፍተይ
@user-cq1xd8iy9x
@user-cq1xd8iy9x 3 жыл бұрын
ምስታ ምዝራብ ኣይፍቀድን ዝለታ ተዘክሮ ኣላትኒ ኣብ ሓደ ቤትማእሰርቲ እንከለኹ ተዛሪብና ተንቀሳቂስና ዲጉዲግ ኢልና ወእ መንኢዩ ተዛረበ ዲጉዲግ ዝበለ ኢሉማዕጾ ከፊቱ ዋርድያ ኣብየት በትሪ ዝዓለበ ኣብ ዝባና
@tsegaia2909
@tsegaia2909 3 жыл бұрын
I am very sorry 💔
@welde9662
@welde9662 2 жыл бұрын
ውጽኣ መዓት እንቃዕከ ወጻኺ ንስኽስ ክንድሽሕ ዩኤል ከኣ የቐንየልና
@helentekle2822
@helentekle2822 3 жыл бұрын
ይርጋ ሃብተይ እድመን ትናን ይሃብኪ ኩሉ ክሃልፍ ኢዩ ክንወት ኢና
@dtmedianetwork3861
@dtmedianetwork3861 3 жыл бұрын
ዋላ ኣይዓገብኩን ዩኤል ሓወይ።ማራ እንዳ ኣሕጸርካዮ እዛ ሰብ ብዙሕ ክትብሎ ትክእል ኣለዋ ። ክሳብ 10 ክፋልን ልዕሊኡን ኪትገብሮ ኔርካ እመበር መጽሓፍ ብ መጽሓፉ ከማን ዘይውዳእ መጽሓፍ ኢያ። ይርጋኣለም ካኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኪብርቲ ሓብቲ። እዘን ጊጥምታትኪ ዘስማዕክና ብ ጠዓሚ መሰጥቲ መልእክቲ ሓዘል ኢየን። ሒጂ ኪጠልባ ኢየ መጽሓፍኪ ብዘይ ዋዓል ሕደር። ካብ ኩሉ ካኣ ኣብ ፍትሒ ዘለኪ ኣራኣእያ መሲጥኒ ቂምተኛ ዘይሙካንኪ። ካብቶም ዋርድያታት ጀሚርኪ ክሳብ እቶም ዝዓበየ ፍትሒ ዝደልዩ ሰባት ፍትሒ ተመኒኪ። ጉዳይ "ኣውቲስታ" ግን ፍልይቲ ኢያ። ዋላ ኣብ ድያስፖራ ኣምጺአ ሓሲባላ ሞ ግርም ኢላትኒ። እታ ናይ ዓድና ኣውቶቡስ ሓደን ሰክራምን ኔው ነጀው ዳበለ ይሓቁና ኣሎ። እቶም ኣብዚ ዲያስፖራ ዘለና ካኣ ግድድ ዝበልና ነዛ ሓንቲ ኣውቶቡስ 4 ስቴርሶ ንቅድሚት ንድሕሪት ንየማን ንጸጋም ገጢምና ወጢርና ቀቲልናያ። ብዝኮነ ነቶም ኣብ ኡስርቤት ዘለዎ ከምታ ናትኪ መዋጽኦ ይፍጠረሎም። ዩኤል ካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ይሃበና ፈጣሪ።
@meryemsiid6901
@meryemsiid6901 3 жыл бұрын
Yrgaye kem shemki Rugue hewet ketehlifi ymneyelki youalom kaa kibret yhabka thanks for everything selamkum ybzahaley deki erey halalat 🤲🤲🤲👍💯
@ghirmayhabte6089
@ghirmayhabte6089 3 жыл бұрын
She is intelligent and very smart. Well done 👍 and thanks yuel God bless you and I wish peace, justice to our land Libka ztinkif Tarik💔
@amanetberhane6093
@amanetberhane6093 3 жыл бұрын
ዩኤል ሓወይ አንበሳ ኣቦ ሓቂ የግዳ እዛ ካምጃ ተከድንካያ ዘለኻ ነቲ ሳትናእል መራሒ ኮንኣካ ተሰምዓኒ ጸኒሕካ, ይርግኣለም ሓፍተይ ድማ ኣምላኽ ምእንታን ክትምስክሪ ኣፍ ውጹዕ ክትኾን እንቆዕ ኣብቀኣኪ ይሕዋትና ዘተርፉ ድማ ማዋጽኦ ይሃቦም
@ariamhaile5365
@ariamhaile5365 3 жыл бұрын
ሃገር ምልእቲ እስርቤት ተቀይራ ይገርም እዩ በጃኹም ኣሓዋተይ ምእንቲ ነዞም መሬት ከም ኣፍ ዑንቂ ጸቢባቶም ዘላ ወገናትና አንዳሓሰብና ነቲ ሽግራቶም ከም ኣብ ነብስና ዝወረደ ጌራ ኣብ ቦቶም ኣእቲና ነብስና ነታ ፍትሒ ንድለያ ቃልስና ውን ኣዝዩ ምቀልጠፋ። ኣምላኽ ኣቦይ ነዘም ተረርቲ ልቦም ስበሮ ንስድረኦም ዝደፍሩ ክንደይ አካ ጽቡክ ከይረኹ እቲ እህታ ወለዲ ከቢድ እዩ ባህልና ጠፊኡ ነሕዋትካ ክንድዚ ጭካነ!!!!! እቲ ለይትናስ ከመይ ኢሉ ይወግሕ?
@nisbahnisbah2798
@nisbahnisbah2798 2 жыл бұрын
Thank you haftey gignya hedmen tihinan yihabki.
@tighistiyemane3275
@tighistiyemane3275 3 жыл бұрын
Yergalam haftey mearey, very heartbreaking story, it’s very painful to hear 😔💔
@meazamichael67
@meazamichael67 3 жыл бұрын
I am so proud my sister ❤💔🙏
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 3 жыл бұрын
ኤርትራ ንባዕላ ቤት ማእሰርቲ እንድያ ኣብ ውሽጣ ካልእ እስርቤት ዘለዋ ኣብዚ ማሕዩር እዚ ዘይጥዓመ ኤርትራዊ ይከሰስ ።
@romahabtom3830
@romahabtom3830 3 жыл бұрын
Etom aba zyteaaamnaya enidemo hasewuti konina kaba miswetsaana
@meryemsiid6901
@meryemsiid6901 3 жыл бұрын
Ewy ahwatna ziterofu mewsio yfterolom yrgaye haftey kaa edmen tieinan ymneyelki Aminnn
@sabaackeza9826
@sabaackeza9826 3 жыл бұрын
ይርጋኣለም ሐፍተይ ዝተረፈ እንድመኪ ሰላም ዘለዎ ክኾኖልኪ ይምነ እድመን ሙሉእ ጥእና ይሀብኪ ። 🙏❤
@Benji-jw3jc
@Benji-jw3jc 3 жыл бұрын
Bislet zelewa sirah Ergialem haftina
@nazretbahlibi4499
@nazretbahlibi4499 3 жыл бұрын
Herzlichen Welcome haftina ✌
@MFish7980
@MFish7980 3 жыл бұрын
Thank you our sister Yirgalem, for your great presentation. Because of your presentation, it takes us to imitate the life in the Eritrean Prison. Thank you also brother Yoel for selecting very valuable people.
@kidane4190
@kidane4190 3 жыл бұрын
Amanda Gorman of Eritrea. Wow you are really inspirational.
@cobraabraham5259
@cobraabraham5259 3 жыл бұрын
Tach my heart
@danielgebray2397
@danielgebray2397 3 жыл бұрын
ዩኤላዊ፡ሎምስ ክኣ ጽብቕቲ ካምቻ ከም ናይ ኢሰያስ ተኸዲንካ፡ብቐልዲ ክጅምር ስለ ዝደለኹየ፡መደብካ ኩሉ ግዜ'የ ዝከታተሎ ከምኡ ድማ የድንቆ፡ንይርጋኣለም ድማ ሓራስ ነብሪ ኢለያ ኣለኹ።ቐሪብና ኢና ድማ ዓወት ናትና ናይ ውጹዓት'ያ!!!!።
@user-it3hh5nn8y
@user-it3hh5nn8y 3 жыл бұрын
መጀመርታ ጌዜ ብካምቻ ዩኤሊኖ ክክክክክክልል
@muluasfaha4978
@muluasfaha4978 2 жыл бұрын
ኣደ ወሊዳ ኔአኪ ብሪክቲ ሃፍተይ ኣጀኪ ዋአሮ አሪትራዊት ይርጋ ሃፍተይ ቢሃኪ ኔአሪትራ ዚፈልታ ኬአሰር አለዎ
@tommygebar1930
@tommygebar1930 3 жыл бұрын
ይርጉ ማንዴላ ናይ ኤርትራ! ንበርልና በሓቂ መጽሓፍ ኢኪ
@SaSemairesearch
@SaSemairesearch 3 жыл бұрын
ናይቲ ማይስርዋን ካልእ ቤት ማእሰርትን ብካርታ ስእሊ ከትራእይዎ እንተ ትፍትኑ ኣብ አእምሮ ሰማዕቲ ክቕረጽ ምኻኣለ፤፤
@zielundaufgabe210
@zielundaufgabe210 3 жыл бұрын
ብርሃን ኢኪ ንስኪ እንካዕ ብሰላም ወጻኪ ናይተይ ሕቶ ግን እንታይ ዩ መጻኢና ናበይ ኢና ከ በቃ ብቆይቂ ክነብር ኣነ ብልቢ የሕዋተይ ደቂሰ ኣይፈልጥን ንኩሎም እሞ ይርእዮም ክጻረፉ ከለዉ ጋህየይ ይበዝሕ ኣንቱም ኣሕዋት ንማሃር ሞ ንሕበር
@nigistiy.7625
@nigistiy.7625 3 жыл бұрын
wow very sad story yirgalem sister God is great my God bless you all the time I love you my dear sister thank you yeal you Bring people
@Nhameduentertainment399
@Nhameduentertainment399 3 жыл бұрын
ይርጋ ሓፍተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
@michaelkibrom
@michaelkibrom 3 жыл бұрын
ይርግኣለም ሓፍተይ ዕድል ኣይገበርክን መታኣስርትኺ ኣየጸበቕክን ኣግዲዖምኺ ኢመይልኪ ጽሓፍለይ
@binyammebrahtom2611
@binyammebrahtom2611 3 жыл бұрын
Our legend we love you 😍 ❤ natna jigna hafteyn haweyn
@solomontekleab4531
@solomontekleab4531 2 жыл бұрын
ባይታ ዘይወድቅ ዘረባ! ኣቤት'ወ ሰብ ብሕጽረት ኦክስጂን (lack of oxygen) ኣብ ቤት-መዳጎኒ ህግደግፍ ትንፋሶም ክትሓልፍ ብዓይንና ርኣና! መን'ሞ ከይዓጦ!!!!!!
@hezbawitlijam2703
@hezbawitlijam2703 3 жыл бұрын
መርሓባ : ደሃይኩም አይተሓባእ!!!!
@esseynegash3046
@esseynegash3046 3 жыл бұрын
It's really nice would love if it is also in audio format with your voice, thank you really touched
@steveharveymotivation2481
@steveharveymotivation2481 3 жыл бұрын
Interesting to know .
@mebrahtutesfamichael2767
@mebrahtutesfamichael2767 3 жыл бұрын
ኣይካልኩን ትብዓት ጌረ ክሰምዖ ይርጋኣለም ሓፍተይ እዚ ኩሉ ሰቃይ ኣምላክ ጡዑም'ዩ እንቋዕ ኣብ'ዚ ኣብቃዓኪ!!!
@user-yp3ed4su1z
@user-yp3ed4su1z 2 жыл бұрын
100
@danialdenassay7448
@danialdenassay7448 3 жыл бұрын
my dear sister my heart with you and all brother &sisters this much painful by our blood, I don't know how can I explain. but thanks God u r able to express your thoughts & sharing your life with us. one day we will talk live in our homeland freely. thanks God you safe
@rezenehabte5467
@rezenehabte5467 3 жыл бұрын
Thanks more but ንካሊድ ወይ ን ዓሊ ሕንዲ እባ ኣምጻልና በዛዕባ እዚ ዘሎ ኩነታት ተንቲኖም ከብርሁልና ። please
@ramadanibrahim1451
@ramadanibrahim1451 Жыл бұрын
Waw 😢😢😢
@loisbereket3209
@loisbereket3209 3 жыл бұрын
Welcome back
@tigstiweldemicheal3288
@tigstiweldemicheal3288 3 жыл бұрын
Yrgalem haftna amlak aboy msaki ykun.
@muluezerezgi4747
@muluezerezgi4747 3 жыл бұрын
ብጸይተይ።
@mutteristdiebeste7145
@mutteristdiebeste7145 3 жыл бұрын
ኣይይይ ቁስልና ባ ኣይትግድእና ይርጋኣለም ስሙ ክልዓል ከሎ ትዃን የ ዝዝክር ካብቲ ኣብ ልዕለይ ዝዓልብ በትሪ።
@samigonnetz1664
@samigonnetz1664 3 жыл бұрын
ኣዝዩ መሳጢ ልቢ ዝትንክፍ ዛንታ እዩ።ብሓቂ ቤት ማእሰርቲ ዘይፈልጥ ነታ ሃገር ኣይፈልጣን እዩ። ነቶም ኣብ ማእሰርቲ መዋእሎም ዝበሊ ዘሎ ዜጋታት መዋጽእቲ ይፍጠረሎም።
@user-vo3mq7zw1r
@user-vo3mq7zw1r 3 жыл бұрын
Yrgalem haftey nay bihaki meshaf eki 🙏💝!
@SLfamily1
@SLfamily1 3 жыл бұрын
May Sirwa
@iampruodmyselfsami8155
@iampruodmyselfsami8155 3 жыл бұрын
ከም'ዚ ናይ ሃይለ ዝበልኪዮ ጨካን ሰብ። ኣብ ዊዓ እዩ ይመስለኒ፥ ብዙሕ የሳቅዮም ነይሩ ምስ ጊዜ ግና ኣብ ማይ ዓይኒ ኢትዮጵያ ኣብ ሩባ ኢዩ ፥ተኣኪብና ንብስና እና ተሓጸብና ሃንደበት በዚ መጺኦም ክንብሎ ዘይ ንክኣል ሰባት ከቢቦምና ሽዑ ንሓደ ኣብቲ ጥቃና ዝነበር ሰብ ኢዮም ደሊዮሞ ወዮም ሰባት ሓዞ ሓዞ ኮይኑ ወዲ ያውይ ያውይ !እናበል ጥራሕ ነብሱ ናብ' ቲ ከተማ እዚ ሰብ ሳሓ ብሳሕ ኮይኑ ሽዑ እንታይ ገይሩኩም እዚ ወዲ እንተበልናዮ 'ሲ ኣብ ዊዓ ዓላሚና ነይሩ ሩግም ኢዩ ነይሩ ኢሎምና ።
@user-it3hh5nn8y
@user-it3hh5nn8y 3 жыл бұрын
ኡዋይ የኢል ሓወይ ዕድምን ጥዒና የሃብካ አብ ኢንዳ ሰልጠን ኢዝነይ ጸሚመ ጸኒሐ
@user-mz3py7hz1p
@user-mz3py7hz1p 3 жыл бұрын
ሱቅ በል መን ተካታተል ኢሉካ ኣምላኪ
@user-it3hh5nn8y
@user-it3hh5nn8y 3 жыл бұрын
@@user-mz3py7hz1p ክክክክክ አምላኪ ኢንታይ ማለት ኢዩ ብኪብረትካዶ ምመለስካለይ ኩቡር \ቲ
@user-mz3py7hz1p
@user-mz3py7hz1p 3 жыл бұрын
@@user-it3hh5nn8y መን ጽመም ኢሉካ ብ ሰልጠነ ጸሚመ ጸኒሐ ትብል ዳኣ ን ዪኤል ተምልክ እንተኮንካ ምክትታል ናይ ሰልጠነ ግደፎ እንተዘይኮይኑ ካኣ ጸሚመ ኣይትበል
@user-it3hh5nn8y
@user-it3hh5nn8y 3 жыл бұрын
@@user-mz3py7hz1p ኪገርመካ ካማኻ ንስብ አይምሊኽን ብዘይካ ሰማይን መሪትን ዝፈጠ ሓደ አምላኽ ዋላ ናብ አቦቀሺ ከይደ አይፍውልጥን ሓጥያት ኢንተ ገሪ ብቀጠታ ናብ አምላክ ኢየ ዝሊምን አማ ብንስባ ዮኤል ኪንዲ ጫማኡ አይ ተመጽን ኢኻ ዝኽታም ማለሊት
@awetshmangus9928
@awetshmangus9928 3 жыл бұрын
ሓፍትና ይርግኣለም ካብ‘ቲ ዓማጽን ጮቃንን ስርዓት እንቃዕ ብሰላም ወጺእኪ ንምስክርነት በቓዕኪ።እዚ ኣረሜን ስርዓት ነመናእሰያት ኤሪትራ ምርዓድን ምጭቃንን ዘይተጠቀመሉ ስልቲ የለን ናይቲ ስርዓት ተእዛዝ ተቐቢሎም ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዘይትኣደነ ግፍዕታት ዝፍጽሙ ዘለዉ ኣብታ ብሕጊ እንመሓደረላ ኤሪትራ ክንጸባጸቦም ኢና ተጨቂኑ ዝነብር ሕብረተሰብ የለን ሰላምን ፍትሕን ንህዝቢ ኤሪትራ።
@habtumenghesha1046
@habtumenghesha1046 3 жыл бұрын
Mexhaf eko kiwhdeki yrgaelem jigna
@nakfan4056
@nakfan4056 3 жыл бұрын
Eritrea 🇪🇷 not for sale ! Word President Esayase
@Sofimehari
@Sofimehari 3 жыл бұрын
Proud of you my sister
@elielsolomon7673
@elielsolomon7673 3 жыл бұрын
waww ezias eba enqae eba teaseret eye zibl anes eti mntaysi shgr zeyreaye shger sebat kirdae aykiln eyu emo kem getamitn gazeteniqan Enkqae eba dea teasira wexet eye zibl , wekil nay kulom esurat sel zikonet , kalay kea maserti eka n kulu Eritreawi eyu zimlketo ykltif ydingi ember flilyu. Eritrawit koina ab Eritrea kisab zihalewet gdn eya kiteser halifatla keman ! Maserti ekqa n seb zeytimneyelu tekone ab Eritrea zelo ekqa geliu b newih gemed geliu kea ab shela kulu esur eyu !
@samuelgebredngl3834
@samuelgebredngl3834 3 жыл бұрын
Plz degagimka amxialna yoel hawey.
@solomonaberham4388
@solomonaberham4388 3 жыл бұрын
ንመጀምርያ ግዚ ደስ ኢሉኒ ነዚ ተክኖሎጂ ወይ መራከቢ ብዙሃን ኣመስጊነዮ የቐንየልና ዩኢል ሓይሊ ዘለዋ መሃሪት ኢያ ኢርግኣለምም! ብፍላይ ነዚ ሒዝካዮ ዘለኻ ፕሮጀክት።
@telaabay1856
@telaabay1856 3 жыл бұрын
ኢርጋኣለም ሓፍትና ብሓቂ ኩነተ ህላወ ኤርትራዊን ንሱ ኢዩ ኢቲ ሓቂ።
@tasfeettekhlab4499
@tasfeettekhlab4499 3 жыл бұрын
kulu gitmtatki abay abi moraln tesfan eu zehdrely
@dawitkidaneweldeamlak3373
@dawitkidaneweldeamlak3373 3 жыл бұрын
N zeyenekeh wardiya. Halewa malet . Like .after graduate good position. Eyu.
@hailegebrezgi7116
@hailegebrezgi7116 3 жыл бұрын
Ajoki kweghyu kemti nski brhan zreaki tsbah ngho dma wala nhna hamikna dngrgr entebelna gzye kkyeryu berhaw kblyu❤️🇪🇷❤️
@Wed_Keren
@Wed_Keren 3 жыл бұрын
I suppose, even as a man to be be physically emotional after hearing her story is normal. I remember as a child always reading her amazing poems/articles on the amazing private news papers 📰 and medeb menisey Saturday afternoon in Dimxi Hafash. እንቃዕ መዋጸኦ ፈጠረልኪ እግዚአብሔር ጎይታ ሰራዊት!!
@Ninotes17
@Ninotes17 3 жыл бұрын
Yirgalem bitami nifti ajoki zehaftey bertie
@blarckstar5067
@blarckstar5067 3 жыл бұрын
እዚ ኩሉ ዚበልክዮ ኩሉ ኣጋጥምኒ ዩ ነኣይ ቀልቅል ተውሪድና ኔርና ብዝኮነ ቃንዛ ኩልና ብስነጥበባዊት ኪግለ ደስ የብል ። ከም በዓል ሃይለ ከኣ መሊኦም ዮም ኣብ ዊዓ 2009 ታደሰ ዚብሃል ወዲ ከባቢ ጾሮና ነዓና ከኣ ኣሰኪሕና ኔሩ ሙሉእ ለይቲ ሓድሩ ዪውዕል ኔሩ ዋርድያ መታን ሰብ ኪቅጥቅጥ።
@YM-mk3mx
@YM-mk3mx 3 жыл бұрын
Yeah haka eya yirgelam, eti wardiya znebere nab mendefera mexiyu neti zesero wedi ketilwo and then hiwetu ahlifu.
@mebrahtommikiel8744
@mebrahtommikiel8744 3 жыл бұрын
Yergalem habtna edmne tenan yhabki ajeki ketslyo
@yowhansyemane8354
@yowhansyemane8354 3 жыл бұрын
Betaemi zedenk getmi edmen tenan yhbki kebari hftena agoki .
@tsghearaia1833
@tsghearaia1833 3 жыл бұрын
Ergalem amlak yobarki nizeyfalto nihzbi are nighty tezarebi kissab ziredo mama tsighe eya
@user-it3hh5nn8y
@user-it3hh5nn8y 3 жыл бұрын
ዮኤል ሓወይ ኒቲ ሓኪም ዝበለቶ አብ ማይ ሱርዋ 'ባ አቅሪበልና ኢንተ ኪኢልካ ፍቃደኛ ኢንተ ኮይኑ
@gergishgergish1130
@gergishgergish1130 3 жыл бұрын
ኣቱም ሰብ ትግርኛ ናትናኮ ንበይኑዩ ባዕልና ንባዕልናኮ ተበላሊኢና።
@medhanietewelde707
@medhanietewelde707 3 жыл бұрын
Ajoki haftey nifiat nabhaki kemaki zibele yibizah
@anditgurum239
@anditgurum239 3 жыл бұрын
Mrhaba yrgalem belah eritrawit enka wexaki nseks nzeterfu ka kemaki yemaslom ezom geganuna ezi diablos esyas beliewom dekisu ahh
@tesfaluulmichael8020
@tesfaluulmichael8020 3 жыл бұрын
እዚ አብ ህዝቢ ኤርትራ ወሪዱ ዘሎ ሐሳርን መከራን ብገዛእ ውላዱ ፥ ንኽትርድኦ እውን ይጽግመካ ። እንታይ እዩ በደሉ ህዝብና በጃኹም ።ዘባህርር ሕማቕ ሕልሚ። ንህዝቢ ኤርትራ አምላኽ መዋጽኢ ይፍጠረሉ ፥ ካብዞም ጨካናት አረሜን። ራህዋን ሰላምን ከኣ ንዐኺ ጅግና ሐብትና ይርገአለም ።
@tesfahiwotlijalem
@tesfahiwotlijalem 3 жыл бұрын
Habtey natey qusley godikini
@MyLife-vl9yc
@MyLife-vl9yc 3 жыл бұрын
ዛንታ ኤርትራ ዛንታ ኩሉ ኤርትራዊ ዛንታ ይርጋኣለም ዛንታ ኩሉ ዉጹዕ ብዘይ በደል ንዝበሊ ዘሎ ኤርትራዊ ብዘይ ፍትሒ ግጥምታት ናይ ይርጋኣለም ብፍላይ ብድምጻ ክድርጋሕ ከሎ ልክዕ ነጎዳ ኣብ ግዜ ክረምቲ ንዝስማዕ ንድምጺ መሬትን ሰማይን ዝጨድድድ በርቂ ዩ ስለዚ ክልቲኡ ክፋላት ሰሚዐዮ እንድየ ኣብ ዝመጽእ ግዜ ሰፊሕ ቃለመሕተት ክትገብረላ ይምሕጽነካ መደባትካ ዉን ኣዝየ ዕጉብየ የቀነልና ዩኤል ሓዉና
@lowamberhane4513
@lowamberhane4513 Жыл бұрын
🪰🪰🪰🪰🪰🪰🪰🪰🪰🪰🪰🪰🪰🪰🪰🪰🪰🪰❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌🪳🪳🪳🪳🪳🪳🪳🪶🪶🪶🪶🪶🪶🪶
@gebrezgitekle3982
@gebrezgitekle3982 3 жыл бұрын
Bhaki waaro metsahaf eki .bhaki hiro
@tesfaaloabkulu8443
@tesfaaloabkulu8443 3 жыл бұрын
Ajoki z,haftey ber,eki ysesen.
@sweetlove1eritrean279
@sweetlove1eritrean279 3 жыл бұрын
Yhzen au beteamy kab dergi zekafea mengesty
@lidyatumuzghi204
@lidyatumuzghi204 3 жыл бұрын
Selsina yrgealem haftey 2 gziye des. Zibl tarikna negirkna weskna bejaki
@berhanejosef3613
@berhanejosef3613 3 жыл бұрын
Amazing? I hope your poem translat to different languge.
@selamfesshatsion3555
@selamfesshatsion3555 3 жыл бұрын
Abe suiss ala do metsahafki 😍😍
@abebaberakhi6912
@abebaberakhi6912 3 жыл бұрын
Zeyteberberet metshaf ewe
@solomonfisaha3023
@solomonfisaha3023 3 жыл бұрын
አንቆዕ ንስኺ ኮንክ ወላደይ ብሓቅ ሰብ ኣለዋ አዛ ዓዲ አንቆዕ ድማ ወላደይ ኮንክ፡
@dtmedianetwork3861
@dtmedianetwork3861 3 жыл бұрын
ብሓቂ ኣቦኣ ኢኩም ብሓቂ፧ ዋውውውው ተኩርዕ ውላድ ኣላትኩም። ናዓኩም ጋልኩም ናዓና ካ ሓብቲ። ብዝያዳ ካኣ ሓብቲ ውጹዓት ኢያ።
@lymaluab
@lymaluab Жыл бұрын
Why were all those people in jail? Are they all blameless ?
@blackmedia6985
@blackmedia6985 3 жыл бұрын
Wwwwwww behaki nfati
@selamfesshatsion3555
@selamfesshatsion3555 3 жыл бұрын
Wey eritrea adi sefatu tekyra
@habesha7947
@habesha7947 3 жыл бұрын
Uffff😥aboy ab may srwa alo meiseriu aynfeltn ena knreyo wn ayfkedn eyu
@yesabhabteab1680
@yesabhabteab1680 3 жыл бұрын
Enqa bselam mexakna, ane krekba delye tehababeruniiii bitte bitte b taemi eye zednqa ( ab germen sle zeleku)
@tesfalemhabte9951
@tesfalemhabte9951 3 жыл бұрын
መጀመርታ እንቃዕ ብሰላም ወፃእኪ ክብርቲ ሓፍተይ:: እቶም ኣብ ማሕዩር ኮይኖም ብርሃን ስኢኖም ዘለው ወገናትና ድማ መዋፅኦ ይፍጠረሎም:: ሓደ ወዲ 50 ዓመት ዝኮኑ ብ ኣስጊርኩም ተባሂሎም ግዜኦም ወዲኦም ካብ ኡስርቤት ምስ ወፅኡ ዘዕለሉኒ ከዕለኩም:: ኣብ 2008 ኣቢሉ'ዩ:: ኣብቲ ኡስርቤት ከለው ብዙሓት ዓበይትን ንኣሽቱን ዝርከብዎም እዮም ኔሮም, ሓደ ካብ መዓልታት ሽንቲ ቤት ኢሎም ምስ ወሰድዎም, ሽዑ እቲ ዋርድያ መታን ሰቡ ክፈልጥ , ኮፍ በል ኣታ ኣብሩክ ይብሎም እሞ, ሓደ ትሕቲ ዕድመ ዝኮነ ድማ ዕጥይጥይ በለ:: ሽዑ እቲ ዋርድያኦም ኣታ ቆልዓ ኮፍ በል ነገር ከይተምፅእ ኮፍ በል በሎ, ሽዑ እቲ ቆልዓ ከማኻ ዝበሉ ዶላር ይቆፅሩ ኣለው ንስኻ ግን ሰባት ትቆፅር ኣለኻ ኢልዎ:: ሽዑ እቲ ዋርድያ ኣብ ትዝታ ኣትዩ ንፅባሒቱ ርኢናዮ ኣይንፈልጥንኢሎምኒ ይብለኩም:: ከምዚ ሓፍትና ዝበለቶ እቶም ዋርድያ ናይ እሱርቤት ሓንቲ ብልጫ እታ ዓው ኢልካ ምዝራብ እያ ትህልዎም እምበር ንባዕሎም እሱራት እዮም::
@rishangilay7256
@rishangilay7256 3 жыл бұрын
So sad eway amlakna bmhretka teareqena
Каха и суп
00:39
К-Media
Рет қаралды 5 МЛН
Can You Draw A PERFECTLY Dotted Line?
00:55
Stokes Twins
Рет қаралды 112 МЛН
Scary Teacher 3D Nick Troll Squid Game in Brush Teeth White or Black Challenge #shorts
00:47
Каха и суп
00:39
К-Media
Рет қаралды 5 МЛН