300k VIEWS FULL MOVIE "Tsererta" የቀንየልና ፊልም "ጸረርታ" "Tsererta" By Filimon Teweldebrhan(ሰሓ)

  Рет қаралды 367,537

Bilen Entertainment  ብሌን ኢንተርተይንመንት

Bilen Entertainment ብሌን ኢንተርተይንመንት

Күн бұрын

official comedian Tesfu Brhane KZbin channel. I have a big dream. Let our country's comedy grow and gain international recognition. I am your brother Tesfu. Subscribe to my channel.
share, like, comment and subscribe
@bilenentertainment
#eritrea #tigray #ethiopia #eritreamovie #neshneshtv
• New eritrean Tefu Talk... eritv @dawittv
@neshneshtv @tefetawitalkshow

Пікірлер: 325
@user-ek3pj8th3j
@user-ek3pj8th3j Жыл бұрын
ደራሲ ሰላሕ ኢልካ መቀጸልታ ትገብረላ እንተዘይኮይኑ ድሕሪ ሕጂ ከይትጽሕፍ ። ዋእ እንታይ ኢዩ ዝኸውን ዘሎ ዚ ፊልም ኣዲስ ወይ ድማ ነዚ ካብዚ ትዝርግሕዎ ዘለኹም ድርሰታት ብዝበለጸን ብልሕን ብጭልፋ ወለዶ ናብ ንቕሓት ዝወስድ ስራሕ ከለና ኣይትንጸጉና ዋላ ሽሕ ግዜ ባጀት ዘይሓጽረና ጻዕሪ እንዳፍሰስና ነዚ ከምዚ ክትዝርግሑ ኣይትእበዩና ርእይ ኣቢልካስ ሕቶ ይቕሬታ ቅሬታይ ብምቕራብውይ ዋእ
@Setotaye2024
@Setotaye2024 Жыл бұрын
ሰላህ ኢልካ ኬፍ አለዋ😂😂😂😂
@ሓበሻ07
@ሓበሻ07 10 ай бұрын
ዘይ ትርዳአካ አዋዳድአ ፊልሚ
@paulosasmerom1404
@paulosasmerom1404 10 ай бұрын
ጽሓፋይ ዘይ ኮንኩ ክነሰይ ሲ ብናይ ናታልያ ዝተላበሰት ኣርእስቲ ቅጅል ቅጅል ይብለኒ ኣሎ ክክክክክክ
@user-nk7jt9je2l
@user-nk7jt9je2l 9 ай бұрын
Selah elka❤😂☝
@user-ck7er3hd9b
@user-ck7er3hd9b 5 ай бұрын
አረ ደሰ ትብል
@user-vs9pv2me4e
@user-vs9pv2me4e Жыл бұрын
Shelela zelewa filem des keblni adenqeti shelela eski like regxu❤❤❤
@hamerhamar1635
@hamerhamar1635 Жыл бұрын
ታይ ማለት እዩ ሸለላ ስም ሰብ ድዩ???
@Agjrg
@Agjrg Жыл бұрын
ኣፊፃፅሙኡ ደስ ኣይብልን
@NahomMedhane-kg6vd
@NahomMedhane-kg6vd Жыл бұрын
Adnekti Tomas & shelela ❤❤❤❤❤❤❤❤
@merhawidebesay9626
@merhawidebesay9626 Жыл бұрын
Qedamay negr gebarie kufu nay edu kerkeb nerwo kalay negr ka tomi mes natela kem natey hasab malet eyu kebrt yahbley deki 🇪🇷 ❤❤❤
@Setotaye2024
@Setotaye2024 Жыл бұрын
እንደዚህ ፊልም ወሽመጤን የቆረጠኝ የለም የተንጠለጠለ ፍልም🤷🏽‍♀️በጣም ያሳዝናል ከዚህ ምንም አንማርም ገንዘቡ ብላሽ ቀረ ኤጭ ወይ መብራት ጠፍቶ ነው በሉን
@nigistkidane5853
@nigistkidane5853 7 ай бұрын
እዋይ ደቀይ ትደልዎን ትገብርዎን ዘይትፈልጡ ስደት ልብኹም ደፊንዎ ጥራሕ አብውሑስ ንበሩልና ዝተሰወሩ ደቅና አደይ ማርያም አብፅላላ ተንብርኩ አሜን🙏🏽
@user-cq7hs1ds2x
@user-cq7hs1ds2x 11 ай бұрын
ተዋሳእቲ ብጣዕሚ ኣድኒቀኩም ደራሲ ግን ቀቲልኒ በቃ ኣነ ከኣ eyeglasses ጌረ ኣለኹ ካብዛ ሰዓት እዚኣ 😢😢😢
@selamSelam33-ll1bs
@selamSelam33-ll1bs Жыл бұрын
እዛ ናታንያን እትባሃልሲ አብ ዝሰረሐቶ ድራማስ ከይነበዐት😢 😢😢ዶ ሰሪሓ ትፈልጥ እዋይይይይይይይይ
@luitigrweytitdf6510
@luitigrweytitdf6510 Жыл бұрын
ካሊአ አንዳ ኣፍቅርካ ከመይ ኢለካ ምስ ካሊአ ወዲ ትደቀስ 😕
@user-ys6ot5wg4l
@user-ys6ot5wg4l Жыл бұрын
ፀገም የገብር እየ ፀጊምዋ እንበር😂😂😂
@luitigrweytitdf6510
@luitigrweytitdf6510 Жыл бұрын
@@user-ys6ot5wg4l ንዕናይ ባዕለይ ክንበርኪ ዶ ይበላ የለን አቲ ኣፍቃሪኣ 🙄
@user-ys6ot5wg4l
@user-ys6ot5wg4l Жыл бұрын
@@luitigrweytitdf6510 እንድዒ ግን ሕዉሰዉስ እዩ ዝብለካ በጂኩሙ ኣይሃብካ እዩ ግን ንምንታይ ዘይፈፀምዊ ብልጠነሰት እንቲይ እልዊ ይከዉን ማዓርግ
@luitigrweytitdf6510
@luitigrweytitdf6510 Жыл бұрын
@@user-ys6ot5wg4l አንደዒ ተፈጸመ ኢሎማ ኮ ኣንጠለጢለሙና🤣
@user-ys6ot5wg4l
@user-ys6ot5wg4l Жыл бұрын
@@luitigrweytitdf6510 እወ ሽንፍላል ገረሙኒ😂😂😂😂😂
@Bri_Tgraweyti....
@Bri_Tgraweyti.... Жыл бұрын
_መዓርግ & ናታልያ ፍቁራት ክኾኑ ነይሩዎም😢_
@selamSelam33-ll1bs
@selamSelam33-ll1bs Жыл бұрын
እዛ ሳራ ትባሃልሲ ረጅቶ 😢ዶ ተወዲእዎ አብ ዕዳጋ ከይዳስ እዋይይይይይይ አነስ አብቲ ትሰርሐሉ ድራማታት ረጅቶ ከይገበረት እናሰርሐትሲ 👁️‍🗨️ረአይዮዮ ዘይመፀካ😢😢
@user-ko1ih7io7k
@user-ko1ih7io7k Жыл бұрын
😂😂😂😂😂
@ttyy7566
@ttyy7566 10 ай бұрын
ክክ😂😂😂
@yoniyoni-cy9td
@yoniyoni-cy9td Жыл бұрын
ዋይ ታይ ዓይነት ድራማ እዩ ኣፋፃፅሙኡ ከሙኡ ኣይኮነን ደስ በሃሊት ነይራ ናብ ፀልማት ቃይርክምዋ
@user-rv1sy6dk7v
@user-rv1sy6dk7v Жыл бұрын
Tomas shelela all of you guys gotta ybarkkum❤❤❤❤
@sarahaile7611
@sarahaile7611 8 ай бұрын
Hakeka eka mewedaeta zeyxbkaya, Hiwetna dow sele zeybel 😢😢😢😢😢But keep going 🙏🔥🔥🔥🔥🔥
@zumazuma5100
@zumazuma5100 6 ай бұрын
ብታሚ ደስ ትብል ፊልም ኔራ ግን ኣብ መወዳአታ ኣባላሽዅማ ❤❤❤
@tesfayasnqey888
@tesfayasnqey888 Жыл бұрын
ዝፈትዋ ዝነበርኩ ዊንታ ሞኮንን ዝጸልኣ ተቐይራ ኣዕተብ የብላ ረጂ የብላ ኩሉ ግዜ ገጻ ትርሓቕ ባእ
@user-ik7vx5hb1w
@user-ik7vx5hb1w Жыл бұрын
ዋይይ ስቅ ንበል ሓፋሽ መናፍቃን ውን ትኮን ትክእል እያ ሰለ ፈጂ ውን የሕማ ይኮን
@fgchffhfh9256
@fgchffhfh9256 9 ай бұрын
@@user-ik7vx5hb1w ፈጂ😂ናይምንታይ ፈጂ😂😂😂😁😁
@merih_show
@merih_show Жыл бұрын
ዛፊልሚ ምርኣይ ኣብዝጀመርኩሉ ፍርቂ በጺሐ ዝህቦዘለኹ ርኢቶ እዩ ርዝነት ጽማቕ ዛንታ ጎዲሉኒ ክልተ ፍቑራት ክንሶም ቶማስ ምስዓርኩ ኮፍ ዘብላ ምኽንያት ዋላ ክንድጎቦ ሽግር ይሃሉ ብቑዕ ምኽኒት ኣይኮነን እታ ሓንቲ ክንርዳኣ ንኽእል ናይሸቐጥ የፍቕሮ"የ ናበልካ ክብርኻ ኣሕሊፍካ ምሃብ ዘገድድ ፈጠራዊ ትምርቲ ክህሉ ኔርዎ መደምደምታ ዘረባይ ዕቡድ ፍቕሪ ኩሉ ኣብጠልጠል ባርኮ ጨሪሸለኹ : :
@MeronYonas-ft8wh
@MeronYonas-ft8wh 11 ай бұрын
Ya mekexelta amxulna zkal ente koynu deki erey btami eye zefkrekum❤❤❤❤❤❤
@user-ex2cr8cy4z
@user-ex2cr8cy4z 9 ай бұрын
😩😩😩😩ህኮት ከመይ እዩ እቲ ነገር ጥራይ ተፈፂሙ ከይትብሉና ሃንቀው እንበር ኣቢልኩምና 😔😔😔😔😔
@mghsw3508
@mghsw3508 Жыл бұрын
ኣቤት ናይ ፊልሚ ጥንሲ ምፍጣኑ😂😂😂😂😂❤❤
@Setotaye2024
@Setotaye2024 Жыл бұрын
😂😂😂😂
@shushayhagostesfay3051
@shushayhagostesfay3051 11 ай бұрын
🤣🤣🤣🤣🤣
@user-nz2oe8ms1k
@user-nz2oe8ms1k 11 ай бұрын
ደስ በሃሊት ፍሊም ደቂ ሪመይ 🇪🇷🌷🇪🇷🌷🇪🇷
@user-ys6ot5wg4l
@user-ys6ot5wg4l Жыл бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤ዲና ታይ እዩ ኩሉግዘ ንብዓትወይ😂😂😂😂
@user-ko1ih7io7k
@user-ko1ih7io7k Жыл бұрын
😂😂😂😂ክንደይ ከ ትደርቅ 😂😂
@user-ys6ot5wg4l
@user-ys6ot5wg4l Жыл бұрын
@@user-ko1ih7io7k መን እያ ታዲና እንድዒ የገርመካ እየ
@user-ko1ih7io7k
@user-ko1ih7io7k Жыл бұрын
​@@user-ys6ot5wg4l😂ክተወዳኣካ😂😂
@user-ys6ot5wg4l
@user-ys6ot5wg4l Жыл бұрын
@@user-ko1ih7io7k ግን ካምኡ እለ ትፍፅማ መስሉኒ ነይሩስ ተረአኩስ ጉድ እዩ😂😂😂😂😂😂
@user-ko1ih7io7k
@user-ko1ih7io7k Жыл бұрын
@@user-ys6ot5wg4l ታይ ጉዱ ታ ኣይሸጎፍኩዋን ኮ ኮሜ የ ሸጒፈ ጥራሕ 😂😂😂😂😂😂
@albadralbadr1650
@albadralbadr1650 9 ай бұрын
ቶማሰ ዘለዎ ፊልሚ እኮ ዎው እየን 😢😍
@kokobjohn1988
@kokobjohn1988 10 ай бұрын
አንታይ ዓይነት ኣወዳድኣ አዩ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@hiwotkifleslassie7741
@hiwotkifleslassie7741 Жыл бұрын
ደሓርሸለላ እንታይ የስሕቖ ስቃይ ሰብ bad end 😂
@user-ig9uz5rr3h
@user-ig9uz5rr3h 10 ай бұрын
ነዛ ፊልም ግን ዘይምርኣይ መሓሸኒ ምኽንያቱ ተጀሚራ እምበር ኣይተፈጸመትን
@rahwateamene4346
@rahwateamene4346 9 ай бұрын
Ewa 😂😂😂 dehan do ayneberken kkk mehelam cy abeyniky aykonen bizey wen kemou eyou zelo 😂😂
@birhankidanu5493
@birhankidanu5493 11 ай бұрын
ዋይ ፍሕታ በላ ወይዘሮ ብታኖ ድዩ ዝተብሃለ 😂😂😂 እንታይ ዳኣ መወዳእትኡ ፍሕ አቢልክምዎ 😢😂😂😂
@Fruini
@Fruini 2 ай бұрын
😁😁😁😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😢😢😢😢😢😢😢❤❤
@lylaarishi9028
@lylaarishi9028 Жыл бұрын
ዱኑ ግን ንምንታይ ኩሉሻዕ ተበዳሊት ኮይና ትሰርሕ 😢😢😢love you diney
@nopainnogain1205
@nopainnogain1205 Жыл бұрын
Geldam sela zekonet
@user-ko1ih7io7k
@user-ko1ih7io7k Жыл бұрын
​@@nopainnogain1205😂😂😂😂
@user-ko1ih7io7k
@user-ko1ih7io7k Жыл бұрын
😂😂😂ዕጫኣ ኮይኑ😂😂😂
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu 11 ай бұрын
ዕጭኣ ለኮነ ምስኪኔትይ😂😂
@KsaSodan
@KsaSodan 13 күн бұрын
ናይ ኢዱኩም ኣይትሳኣኑ ኣወዳት 🥺🥺🥺🥺
@Solomoneritrean
@Solomoneritrean 11 ай бұрын
ብሉጻት ተዋሳእቲ ኣብ ማይ ኣትዮም
@StarKsa-np4yf
@StarKsa-np4yf 9 ай бұрын
መቀፀልታ ክህልዎ ተሰፋ ነገበር 💔💔
@abelestifanos8938
@abelestifanos8938 3 ай бұрын
Deki erey mwdita ayxbkkman wela ta film wn aytshbknya bzkne kexlla Ember Ezas aytkwnniya❤❤❤❤
@mili_Tube23
@mili_Tube23 Жыл бұрын
ክትቅፅል ነይርዋ😢
@user-ku5ni4he3m
@user-ku5ni4he3m 8 ай бұрын
@agamawit
@agamawit Жыл бұрын
Well Yehwatey❤💙
@user-ex2cr8cy4z
@user-ex2cr8cy4z 9 ай бұрын
😔😔😔😔😔😔መወዳእታ ከ ደኣ😳😳😳
@rahel8201
@rahel8201 Жыл бұрын
ዋላ ሓንቲ ኣይሓዝኩኩሙን😮😅😅😅
@ZweyniNegasi-to7hm
@ZweyniNegasi-to7hm 11 ай бұрын
ብጣዓሚ መሳጢት film ግን መቀፀልታ ዘይብላስ ስለ ምታይ😊
@user-lh5xm9ct2t
@user-lh5xm9ct2t Жыл бұрын
ዋይ ታይማ መወዳአታ ኣባላሽኩምዋ
@biniam9156
@biniam9156 Жыл бұрын
bravotat deki ereyyy
@galtgiray9595
@galtgiray9595 Жыл бұрын
ሓደ ሰብ ግን ሂወት ክንደይ ሰባት የዕኑ😢😮 መወዳእታኣ ግን ኣበላሽክሙዋ😮😮
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu 11 ай бұрын
ኤርጥርየ መወዳእታ ኣበላሽኩምዎ
@ayelemelese
@ayelemelese 10 ай бұрын
Nice film
@user-ld7sx4is2s
@user-ld7sx4is2s Күн бұрын
አረ እዝ ፀጉራም ሰብአይ ደቅሱ እንሀለወ ለፅይሉ😂😂😂😂😂 ከፅልአካ😅😅😅😅
@user-yb3pj8uu8y
@user-yb3pj8uu8y 10 ай бұрын
ገል ዓይነት ፈልመ💞💞❤
@user-yv4ge5xu2s
@user-yv4ge5xu2s 11 ай бұрын
Bejakum meqexelta amxulna❤❤❤❤❤
@hiwetyohannes3762
@hiwetyohannes3762 Жыл бұрын
Thzto zeybla kulu mewedata alewo
@russomamanial128
@russomamanial128 Ай бұрын
mis tejemberti zeytzazemeti film twasati ab bhri mis telqu aywexun bad end plase try agin
@user-hb9bk4pk1w
@user-hb9bk4pk1w 11 ай бұрын
Part two❤❤ 😢😢😢 no more at the end 😢😢😢😢
@user-md4jq2fy3x
@user-md4jq2fy3x Жыл бұрын
ሰላምከ. ❤❤❤❤❤❤❤❤
@Kyanawedimazeru-eb3wg
@Kyanawedimazeru-eb3wg 11 ай бұрын
ኣምንታይ ወዲኣ ወላሓንቲ ይርዳኣኒ የለን ኣነስ እዚ ፊልሚ ናይ ትግርኛ ምራይ ዶ ክገድፎ😢😢😢😢😢
@Merrydebsh2000
@Merrydebsh2000 Жыл бұрын
Firstly,keyedneqkukum khalf aydeln.reeyto nsrah yeberate slezkone nderasi gele wes kebl film zbehal azenagae wey dma mehari yu kkewn zelwo zyada kaa mehari mknyatu tebeb malet tmhrti malet yu so abza film nxur melekti / tmhrti /kezenagee zkl point ayreakun nzyada ebetka gn hade mengedi zfetr wey dma nhbreteseb especially meneseyat dma zelewo gudletat blchatatn alelyu neebet zhgz tekone xbuq mbelku .thank you.amlak eyo edkum ybarkelkum
@HadisKiros-m9l
@HadisKiros-m9l Ай бұрын
Good
@Ggpp-fi6cs
@Ggpp-fi6cs 6 ай бұрын
ሕሙስ ዝኮንካ ደራሲ ኡፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ😢😢ልብና ጠልጠል ኣቢልካያ😅😊
@user-wj9yc4dq3n
@user-wj9yc4dq3n Жыл бұрын
ዋላ ሓንቲ አየድነቅክዋን ትድነቅዉን አይኮነትን
@kiflmariammengteab7280
@kiflmariammengteab7280 6 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
@user-un2jo4er8d
@user-un2jo4er8d 9 ай бұрын
Afexaxma tebalashya derasi
@EruStar12
@EruStar12 6 ай бұрын
Ab mewedaeta gn zero kemzi te koynu film mray kngedfo bae 😍
@kikilove6751
@kikilove6751 Жыл бұрын
Well come
@SelamKibrom-gb1jr
@SelamKibrom-gb1jr 7 ай бұрын
👍
@user-jr7dy4qp9w
@user-jr7dy4qp9w 10 ай бұрын
ድሕሪ ዓራርቦ ፀሓይ
@ayelemelese
@ayelemelese 10 ай бұрын
Very Very nice
@user-uf1xt7hd4t
@user-uf1xt7hd4t 11 ай бұрын
ውይ ፋቅሪ መጫወቲ ኮይኑ 😂😂😂😂😂😂😢😢😢😢😢
@eptsamali1467
@eptsamali1467 11 ай бұрын
Xbuk srah fili hawey gn ab teltel gedifkana ❤❤❤
@adhanetmussie6503
@adhanetmussie6503 Жыл бұрын
ታይ ዓይነት ፊልሚ ዩ መዓርግ ገዛ ኣለዉ ምስኡ ዘይትቅመጥ ሳራ እንታይ ዩ ጸገሙ ኣይነገርኩምን ሽግር ኣለኒ ክሳብ ዝሓልፈለይ ጥራሕ ዩ ዝብል እንታይ ዩ ዘይርድኣካ በጃኩም እስከ ዋ
@user-yg8bc7nh2n
@user-yg8bc7nh2n 11 ай бұрын
ገሪሙኒ አኮ
@mussieestifanos7972
@mussieestifanos7972 Жыл бұрын
Welcome ❤❤❤❤❤❤ deq Ereyyyyyy
@user-qi4ln8ii1i
@user-qi4ln8ii1i 11 ай бұрын
ኣቶ ፊልሞን መፈጸምታ ዘይብሉ ድርሰት ደኣ ኣብ ናይ ኩሉ ሰብ ሂወት ንድዩ ዘሎ ፡ እቲ ፍልልይ ናትካ ኮይኑዋ ኣቋሪጻ ያ ናይ ወዲሰብ ሂወት ግን ይቅጽል ኣሎ ምበር ሓደ መዓልቲ ክዛዘም ዩ፡ ብዝኾነ ኣይትሓዘለይ ምበር ነቲ ዕርፊ ውን እንተዘይሓዲግካዮስ ማሕረስ ተትፍትን ምበልኩ
@user-zk6hf3cd3e
@user-zk6hf3cd3e 11 ай бұрын
ኣታ ከመ ዓይነት ኣወዳዳኣ የ ወደይ ፎ ረሳሓት
@user-eh7cz8bu8x
@user-eh7cz8bu8x 3 ай бұрын
❤❤❤❤
@MiMi-x3e
@MiMi-x3e Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@NaimaNaima-lu2lc
@NaimaNaima-lu2lc 10 ай бұрын
ግን በፅሁፍም ቢሆን አማርኛ መጨመር ነበረበት አየዋለሁጅ አይገባኝምምምምም
@titilenopo
@titilenopo 8 ай бұрын
ቀፅልዋ❤
@user-ff5rc8ei4u
@user-ff5rc8ei4u 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ዋይ ፍቅር
@HhHh-ed6tu
@HhHh-ed6tu 6 ай бұрын
Ere part 2 yeyyyy
@nigistkidane5853
@nigistkidane5853 7 ай бұрын
ናይዚወዲ መወዳእታ ከይአርአኻ እንትዛዚምካዮ ንፉዕ ደረሲ አየብልካንዩ ሕሰበሉ ብአዋልድ እናሳሐቅን ውንዳለጋፀን እንተገዲፍካዮ ካልኦት ክደግዎ ምኽኳኖም ፍለጥ ደራሳይ ፅቡቅ አለኻ ትብሎለኻ ፍለጥ
@selyeberhane1499
@selyeberhane1499 Жыл бұрын
Finishing ዜሮ ስለምንታይ እዩ ግን ናይ ትግርኛ movie መወዳእታ ከሕርቐካ፤።፥ ኩሉፍ
@Eri-Mama2023
@Eri-Mama2023 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@bilenentertainment
@bilenentertainment Жыл бұрын
Well come ❤❤❤❤❤❤❤
@user-du8mb8tl8c
@user-du8mb8tl8c 11 ай бұрын
አፈፃፅምአ ዋላ ሀደ አይተረደአትንንን እያ።
@user-qg6mo3hk2l
@user-qg6mo3hk2l 7 ай бұрын
ነዚ የ ክርእይ ዊዒለ 2 ሳዓት ምሉእ ዋይ ፀገም ከምገለ ዓይነት ፊልም መወዳእትኣ ዘይርዳኣካ
@selamkidana7383
@selamkidana7383 Жыл бұрын
Anes Tomas zelewa. filmiy Des kidleny
@user-jr4ug2eu3n
@user-jr4ug2eu3n 3 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉
@FeruzTesfay-km5qr
@FeruzTesfay-km5qr Жыл бұрын
ኣነ እኮ በከምዚ እዩ ትግርኛ ፊልም ቕጭ ዘምጽኣለይ ከም ናይ ኣምሓርኛ ዘይትኮኑ ወደይ ኣብ መወዳእታስ እቲ ድርሰት ድዩ ፋሕ ዝብለኩም ኮይኑ ብዝኮነ መውዳእትኡ ኣይጸበቀን እንድዒ ክኣ ትቅጽልዋ ከይትኮኑ ምስ ሰናይ ይቅሬትኡ ዝስምዓኒ እየ ዝዛረብ ንቅፌታ ኣይትጸልኡን ትኩኑ መቸም ሰሰናዩ ንዓኩም ደቂ ኤረይ 👍🙏
@user-xd6zj2lv6z
@user-xd6zj2lv6z Жыл бұрын
gutte Esika❤❤❤❤❤
@SamitSami-jc2pf
@SamitSami-jc2pf Ай бұрын
ማዓርግ😰
@asmarah3174
@asmarah3174 Жыл бұрын
ንደቀንስትዮ ምንባዕ ዝኽእለኩም የለን እንድዩ ብሕልፊ ኣብ ንእስነት፡ ግን ቀይርሉ፡ ርጉማት ኣቦታት እንተነበርኩም ንዓኦም ምምሳል ናይ ግድን ኣይኮነን፡ በቶም ፈቃራት ዉን ተመሃሩ። ዝበዝሕ ጊዜ ወዲ ርጉም ርጉምዩሞ ንፈቃራት ረኣዩ ንኣኻትኩም ክጥዕመኩም። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-pj8pq9xq8v
@user-pj8pq9xq8v Жыл бұрын
Xubq serhi nice 👍
@NatnaelKahsey
@NatnaelKahsey 6 ай бұрын
ኣተም ሰባት ከመይ ከመይ እያ እዛ ፊልሚ መጀመርታን መወዳእታን ዘይትርድአካ
@user-yg8bc7nh2n
@user-yg8bc7nh2n 11 ай бұрын
ኣሕ ዋይ ኣነ ግዝየይ አዉይይይ 000000000000
@user-jz2rz5fn1y
@user-jz2rz5fn1y 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@letshberhe6530
@letshberhe6530 3 ай бұрын
ፍረ ኣልቦ መልእኽቲ ኣልቦ ዝኾነ ድርሰት። ንምንታይ ከምዚ ዓይነት?
@hadushdestaalem
@hadushdestaalem Жыл бұрын
ተፈፀመ ወይ ተጀመረ 🙄🙄ዋይ ኣቶም ስባት ስብ እንዶ ግበሩና 🤗
@selamukbazgi1854
@selamukbazgi1854 11 ай бұрын
ዊንተይ ሽኮርር
@dedebit33
@dedebit33 8 ай бұрын
ቡዙሕ ኣንስቲ ኣለዎ ኣይምሰልኪ ካብ ኽፍእ ሰብ ራሓቂ
@Merhawit-x9s
@Merhawit-x9s 27 күн бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤
@user-zn9gp9ft3i
@user-zn9gp9ft3i 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@magratbaba9071
@magratbaba9071 Жыл бұрын
ዋይ ፉቅር ድሊትካ እናገበርካስ
@EfrimDawit
@EfrimDawit 10 күн бұрын
በጃኹም ኣብዘይ ሕማምና ከይተብጹሑና ስሚዒት ሰብ ተረዱኡ ቀጽልዋ 🙏
@merhawithabtom9456
@merhawithabtom9456 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤😊
DaVinci Resolve Course - Video Editing for Beginners (2024)
3:55:44
freeCodeCamp.org
Рет қаралды 127 М.
У ГОРДЕЯ ПОЖАР в ОФИСЕ!
01:01
Дима Гордей
Рет қаралды 7 МЛН
English or Spanish 🤣
00:16
GL Show
Рет қаралды 16 МЛН
هذه الحلوى قد تقتلني 😱🍬
00:22
Cool Tool SHORTS Arabic
Рет қаралды 94 МЛН
拉了好大一坨#斗罗大陆#唐三小舞#小丑
00:11
超凡蜘蛛
Рет қаралды 16 МЛН
new Eritrean Short full movie 2022- Mlat wshti (ምልኣት ውሽጢ )
42:05
Meadi Entertainment
Рет қаралды 144 М.
ሰብለ መልሲ ሂባ
10:37
Suzi Welu Tube
Рет қаралды 2 М.
New eritrean comedy Tesfu brhanu ምሩጻት ሕክያታት #eritreancomedy2023
28:13
Bilen Entertainment ብሌን ኢንተርተይንመንት
Рет қаралды 53 М.
New Eritrean Show Rema Show Tesfu brhane - Abiner tesfay
36:39
Bilen Entertainment ብሌን ኢንተርተይንመንት
Рет қаралды 29 М.
У ГОРДЕЯ ПОЖАР в ОФИСЕ!
01:01
Дима Гордей
Рет қаралды 7 МЛН